Birtukuan Mebrahtu - Gere 2 (ገሬ 2) - New Ethiopian Traditional Tigrigna Music 2018 | Official Video

  Рет қаралды 4,407,564

Lele Entertainment

Lele Entertainment

Күн бұрын

Birtukuan Mebrahtu ft. Aregawi Tesfay - Gere 2 (ገሬ 2) - New Traditional Tigrigna Music 2018 (Official Video)
ብርቱካን መብራህቱ - ገብረመስቀለይ (ገሬ 2)
© LeleMusika Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika....
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.co...
Instagram: / lelemusika
#BirtukuanMebrahtu #Ethiopia #LeleMusika #TigrignaMusic
#EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Пікірлер: 1 300
@samasalam7419
@samasalam7419 4 жыл бұрын
ትግራዎች ስወዳችሁ ውስጤ ናችሁ እንደት በለመድኩኝ ቋንቋውን እፍፍፍፍፍ እወዳችሁ አለሁ የናተው ወዳጅ ነኝ ከወሎ
@solokanal1234
@solokanal1234 4 жыл бұрын
ኣነ ኤርትራዊ እየ ግን ተጋሩ ኣሕዋተይ ካኣ ናይ ባሓቂ እየ ዝፈትወኩም ይበል ደርፊ ምስ ባህሉ 😘😘😘
@meseretkahsay3339
@meseretkahsay3339 4 жыл бұрын
8vy
@SegenZerabruk
@SegenZerabruk 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@WediAraya-o8g
@WediAraya-o8g 2 ай бұрын
​@@SegenZerabruk❤❤❤❤
@redbag3453
@redbag3453 Жыл бұрын
Proud to be ትግራዋይ ኣከልጉዞታይ. ተባረኹ ተጋሩዋኒ ደቂ መንነተይ
@ebaytinsue6587
@ebaytinsue6587 3 жыл бұрын
እዋይ ድምጺ ❤️❤️❤️❤️ ኣታ ኣነ'ውንየ ክትብል እንከላ ክክክክክ ናብቲ ንቡር ናብራኹም ይመልስኩም ተጋሩ የሕዋተይ ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 жыл бұрын
አሜን
@ዕባይኣፅቢወንበረታ
@ዕባይኣፅቢወንበረታ 2 жыл бұрын
ኣሜን👏❤😥
@asqualedesta9160
@asqualedesta9160 2 жыл бұрын
አሜን! እዚ ግዜ ሓሊፊ የርኦና
@danayttamr402
@danayttamr402 Жыл бұрын
🙏💒💒💒🙏ኣሜን🙏
@ሀኒነኝየአባቷልጅ
@ሀኒነኝየአባቷልጅ 5 жыл бұрын
ልጁ ውስጤ ነው በጣም የምወደው ውይ ድምፁ አሪፍ ነው
@amerahagos3513
@amerahagos3513 5 жыл бұрын
ተጋሩ ቡሩካት ፍጥረት ኢድኩም ይባረክ ኣበዚይ ዝተሳተፍኩም 😍😍😍😍♥♥♥ብሩቱዋይ ብሓቂ ብርትካን ኢኪ በርትዒ ምቅርተይ ♥❤❤❤👄👄
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 5 жыл бұрын
ኣሰይይይይ እዝ ባህልና ክጥዕም እፍፍ ተመስገን ትግራይና ኤርትራ ኩላትና ትግራዎት ጽሩያት ዘርኢ ኢና እሞ ብቃንቃና ምን ግዜም ክንኮርዕን ክንሕብሕብ ኣሎና
@bvajvsb8643
@bvajvsb8643 4 жыл бұрын
You will need to be
@bvajvsb8643
@bvajvsb8643 4 жыл бұрын
5th and i.e. you ftdwuuggk
@adluswoaksum1306
@adluswoaksum1306 4 жыл бұрын
ብትኽክል እቲ ናዓና ዝገልጸና ባህሊ ኣብትግራይ እዩ ዘሎ ባሕቂ ደስ ዝብል ስርሕ ። ሓዉኹም ካብ ኤርትራ
@ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ
@ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ 3 жыл бұрын
ጅግና መስተዋዓሊ
@almazeberehane785
@almazeberehane785 3 жыл бұрын
@@ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ q
@kirostirhas
@kirostirhas 4 жыл бұрын
ተጋሩ ዋላ ሓንቲ ናይካልእ ሕዋስ ዘይብሉ ምሩጽ ባህልና ዓሌትናን ሕቡናት ኢና ብሓቂ ♥️♥️♥️
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 жыл бұрын
Behki maery
@blazeጸወታታት
@blazeጸወታታት Жыл бұрын
Eritrean and tigrayan people are literally the same
@أمجدالقادري-ه4د
@أمجدالقادري-ه4د Жыл бұрын
@kirostirhas
@kirostirhas Жыл бұрын
@@blazeጸወታታት ABSOLUTELY NOT!
@zenqx8816
@zenqx8816 Жыл бұрын
Love from Eritrea Tigrinya 🇪🇷❤️🇪🇹Tigray
@israeltadesse1906
@israeltadesse1906 11 ай бұрын
አሱን ሌላ ቦታ ቅደድ የጅብ ልጅ ሻቢታ ኤርትራ ገዳይ ሰስ በላ ነው
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 7 ай бұрын
❌🇪🇹❌🇪🇷❌👎🤮
@Superyoutubekabiel
@Superyoutubekabiel 5 жыл бұрын
ተጋሩ ጽቡቅ ኣሎኩም ኣብ ባህሊ ኣጆኩም ባህሉ ዝዕቅብ ሕብረተሰብ ኩሉ ግዜ ከቢሩ ኢዩ ዝነብር ከምዝናትኩም ውን የማስለና ባህልና ክቡር ኢዩ
@mylifemyway4337
@mylifemyway4337 5 жыл бұрын
ቅድሚ ሕጂ ተጋሩ( ዓጋመ) ክበሃል ክሰምዕ ከለኹ ሰረቅቲ, ሓሰውቲ,ለመንቲ, ረሳሓት ዘይናቶም ዝደልዩ ቀተልቲ ሰብ ኢየ ዝፈልጦም ነይረ።ሕጂ ግን ኩሉ ጌጋ ርድኢት ኮይኑ ኢየ ረኪበዮ ይቅረታ ተጋሩ ኣሕዋተይ ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ። I love you Tegaru
@rich-do4wz
@rich-do4wz 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ ክቡር ሓውና
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኻ
@alexlondon3659
@alexlondon3659 4 жыл бұрын
እትይ ገንሸል ኣምላክ የኽብርካ ኩቡር መጠን ነብሱ የኽብር ድዬም ዝበሉ ኣባታትና
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ይቅር ንእግዛብሄር ሓወይ መዓረይ
@brtukanshumuye9194
@brtukanshumuye9194 4 жыл бұрын
ይቅር ይኮንካ ሓወና
@tumaysemere6645
@tumaysemere6645 3 жыл бұрын
ዋውውው ደስ ዝብል ባህላዊ ናይብሓቆ ጽብቅ ስራሕ ሰላምን ጥዕናን ንህዝቢ ትግራይ
@tsegakahsay7849
@tsegakahsay7849 5 жыл бұрын
ኣቲ ኣነ ሓፍትኪ እውን ኣብ ጎንኪ እየ ዝከውን ።ኣጀኪ ትግራዋይ ምካን በቂ እዩ። ኩርዓት ባህልና።
@metwabbelete6267
@metwabbelete6267 5 жыл бұрын
ትግሬዎች ውስጤ ናቹሁ አቦ እህታቹሁ ነኝ ከጎንደር
@mahitembirhanu6933
@mahitembirhanu6933 2 жыл бұрын
እኛም እኖድሻለን 💛❤️
@dawitkidane9534
@dawitkidane9534 2 жыл бұрын
@@mahitembirhanu6933 ኣታ መኽሰብ
@tsehayekidane4779
@tsehayekidane4779 Жыл бұрын
@@dawitkidane9534 0
@zenqx8816
@zenqx8816 Жыл бұрын
🇪🇷 and Tigray is 1 people ❤
@embayeberhanekiros8239
@embayeberhanekiros8239 Жыл бұрын
Gonder wendimschu binihon abyn teketilachu atiwegunin neber demo Gonder wist yinoru yeneberu tegaru nibretachewn zerfachu neber wendomochachin silehonachu new yewega biresa yetewegan aniresam yeegnana yeenante lezelalem wendiminetachin berasachu mikniyat abkitolettal sint gize beenante koslenal ketint abatochachu leabatochachinim temesasay dirg8t fetsimewal wendimamachinet yishalal bilen hulum tyetarik kim bekelachin titen neber enante gin seytan kegonachu yemayiley zelalem yeegna tetsarari adrigo silefeterachu yeenante wendimmachinet ablitoletal ayimelesim befitsum aniresawim.Keahun bohala Gondere Tigray metito yeminoribet Tigrawayim Gonder hido yeminoribet gize ayihonim ezaw beagerachu niru aninekachum endatinekun wendimamachinetachu gin yikiribin.
@ማሾጓልትግራይ
@ማሾጓልትግራይ 5 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኬ ኣነስ ማራ እየ ሑጉስቲ ትግራወይቲ ብሙካነይ
@haregot1257
@haregot1257 5 жыл бұрын
ድምፃ ክንደይ ይጥዕም! ይበል ፅቡቕ ስራሕ እዩ። ክብረት ይሃበልና እዚ ዝመስል ጥዑም ደርፊ ስለ ዘስማዕኽና።
@tedyabbby4704
@tedyabbby4704 5 жыл бұрын
ኣሰይ የዕብየለይ ጓለዋይ።።።። ገብረ መስቀለይ ለ ኣይትቸኩል ህድእ ዳኣም ወደዋይ።።።። ኪፍ ደለዋ ደርፊ።።።። በሉታ ፍትወት አገርጭ አቡሉለይ
@Eritrea32
@Eritrea32 5 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ሰብ ሓደ ባህሊ ክምዚ እንክርኢ ብዘይ መጠን'ዩ ልበይ ዝመልኣለይ፡ እቲ ምንታይስ ሰብ ሓደ ባህሊ ስለ ዝኮንና፡ Love u from ኤረና,,,,,,,፡ Eritrea,
@ةيةيةتيتت
@ةيةيةتيتت 5 жыл бұрын
እኔ አማራነኝግን ትግራይ በጣምነው እመወደው እደውም ትግሬ ባል ነው እምመኝ አላህ ያርግልሽ በሉኝ
@ወዲራያ-ከ4መ
@ወዲራያ-ከ4መ 4 жыл бұрын
ሀይ በይኝ
@iamtigrayan475
@iamtigrayan475 4 жыл бұрын
አብሽሪ የኔ እህት
@እሙየየነቴነፍቂ
@እሙየየነቴነፍቂ 4 жыл бұрын
@@ወዲራያ-ከ4መ ስልኮን ድቅ
@yasenyasen729
@yasenyasen729 4 жыл бұрын
አብሺሪ የኔሂት አላህ ይስጢሽ
@mengistutegegne2975
@mengistutegegne2975 3 жыл бұрын
yargilish
@johnberhane5960
@johnberhane5960 5 жыл бұрын
ኣነ ኤርትራዊ እየ። ብትግረወት ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ እቲ ባህሊ ያታ ቅዲ ኩሉ ስለ ተንጸባርቅዎ ስለዚ ኣጆኩም ደቂ ትግራይ ኣሕዋተይ እቲ ያታን ባህልን ትግሪኛ ምሳኩም ዘለኣለም ይንበር።
@mengstuwoubnche853
@mengstuwoubnche853 4 жыл бұрын
7.+
@negusgebre3118
@negusgebre3118 4 жыл бұрын
አንታ መኹርዒ ዘይ ሓደ ሓደ እኳእዮም ዘናድዱኻ ኤርትራውያን እምበር ነዝተረድኦስ ተጋሩን ኤርትራውያንን ሓደ ኢና
@negusgebre3118
@negusgebre3118 4 жыл бұрын
አንታ መኹርዒ ዘይ ሓደ ሓደ እኳእዮም ዘናድዱኻ ኤርትራውያን እምበር ነዝተረድኦስ ተጋሩን ኤርትራውያንን ሓደ ኢና
@iloveyoutigrayyou2903
@iloveyoutigrayyou2903 4 жыл бұрын
tenkyou mearey nihina win nifetuyeka euna
@danielkahsay5038
@danielkahsay5038 4 жыл бұрын
John berhane meshi do ata komal medangeri tigraway resaha alet husur alet yelen bel eritrea si eritrea for eritreans
@loveispartoflife7042
@loveispartoflife7042 5 жыл бұрын
ኣታ ዝባህልናስ ክጥዕም አንዳሓደረ ይደምቅ ትግራዋይ ብምኻነይ ኣዜ አየ ዝሕበን አስኪ ናይ ብርቱካን ኣድነቅቲ ላይክ አሕፈስ ኣቢልኩም ግጨውኒ ምን ኣለበት ኣይከፈልበት !!
@A.A-ec2gu
@A.A-ec2gu 5 жыл бұрын
biniam kahsay 😉 you smarty
@lahatgueye6358
@lahatgueye6358 5 жыл бұрын
binam beljimawi
@lailalaila3509
@lailalaila3509 5 жыл бұрын
ንብብ
@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 5 жыл бұрын
Lari Fari ታይ ገዲሽካ ናይ ፀጉሪ እክላብ ካብ ሓሜ ናይና ይሕሻ እሰን ናማተን ፀጉሪ ገይራን ካመይ ይክደና ናይና ክትዋዳድረን ደሊካ ሓሜ።ክክክክክክክክ
@loveispartoflife7042
@loveispartoflife7042 5 жыл бұрын
Lari fari ብቅንኢ ጋሕ ከምዚ በልካ ተረዲ አኒ ኣሎ ግን ትግራዋይነት ሸውዓተ ግዜ ተማህሊልካ ኣይቲረክቦን ኢካ ሓሳድ
@ኣነልዕበትግራዋይሒዘእየእ
@ኣነልዕበትግራዋይሒዘእየእ 5 жыл бұрын
ዋውውው ደስ ክብር ዝብሃልና ካብ ትግራይ ብምፍጣረይ ኩርዓት ይስምዓኒ ይበል ብርቱ ሽኮር
@ጌታቸውአሰፋ
@ጌታቸውአሰፋ 5 жыл бұрын
ፅቡቃትባ ከም ኤደንን አብርሃም እናተዋዳደስካ ሓዳር ምችት ይበልኩም #ገብረመስቀለይ
@teamesium8163
@teamesium8163 5 жыл бұрын
ባህላዊያን ደርፍታት ናይ ኢትዮጲያ ብፍላይ ናይ ትግራይ ወትሩ ምስተካታተልኩ የ ብጣዕሚ ሳሓብን ደስ ዝብለካን ዩ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነዚ ባህሊ ኣብ ምዕቃብ ዓቢ ኣበርክቶ ትገብሩ ዘለኩም።
@ኣግኣዛዊወዲከረን-ጐ2ቀ
@ኣግኣዛዊወዲከረን-ጐ2ቀ 5 жыл бұрын
ኣሰይ ባህሊ ዓደይ።ትግራዋይ ሙኻነይ ነዘን ጎራዙ ዓደይ ክርእስ መመሊሰ ይሕበን ሰስናልና ደቂ ትግራይ ትግርኚ
@merigalftsum5855
@merigalftsum5855 5 жыл бұрын
እንደገና ግሬ ዋውው ሰይይ ብልፅቲ ኩሉ ሙሉ ደስ ባሃሊት
@merhawigoitom9322
@merhawigoitom9322 5 жыл бұрын
ብሓቂ ኣነ በዚ ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ ሕጉስ ኣነ ኤርትራዊ ኢየ እቲ ቀደም ነሩ ባህሊ እንዳበሉ ዝዕሉልና ኣቦታትና ክሳብ ሕጂ ኣባኩም ተዓቂቡ ብምጽንሑ ብጣዕሚ ኢና ንሕጎስ ሰላም ፍቅሪ ቅሳነት ራህዋ ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ኮታ ብሓፈሻ ህዝቢ ሓበሻ ምስ ኩልና ይኩን
@ሃያትጓልራያ
@ሃያትጓልራያ 5 жыл бұрын
ኣሚንንን
@ሶሊታፈቃርሂዋን
@ሶሊታፈቃርሂዋን 5 жыл бұрын
ኣንቲ ኣደይ ምፍልይ እምበር ንወኢሕኒ አሜን 🙏ክብረተይ ናተይ💖💓💘
@nanahawary6147
@nanahawary6147 5 жыл бұрын
Wawww asiy tgary adey dess bihltey mksebit dek adeyi
@vsndjdbsnsndn6024
@vsndjdbsnsndn6024 5 жыл бұрын
ኣንቲ ኣደይ ምፍልላይ እምበር ንወኢሕኒ yamirel
@ኣነልዕበትግራዋይሒዘእየእ
@ኣነልዕበትግራዋይሒዘእየእ 5 жыл бұрын
Amen
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ 5 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ኣንኳዕ ትግራዋይቲ ፡ኩንኩ ኣምላኽ ታጋሩ ይመስገን ሰላም ንተጋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tracychevaz4356
@tracychevaz4356 4 жыл бұрын
ትክክለኛ ናይ 70 እንደርታ ደርፊ🙌 አይ መቀለ ዐደይ ብሰላም የራኽበና 👏
@نزنتالاثيوبيه
@نزنتالاثيوبيه 2 жыл бұрын
ናይ ኩሉ ትግራይ ባህሊ እዩ
@ፍቅርነኝየራያዋልጅ
@ፍቅርነኝየራያዋልጅ 5 жыл бұрын
አስይይይይይ አታ አቲ ባህሊናስ ደስ ክብል ሽኮራት ደቂ ትግራይ😍😍❤❤💘
@bmennetuhubun6084
@bmennetuhubun6084 3 жыл бұрын
ኣነ ኤርትራዊ ትግራዋይ እየ በመንነተይ ኩርዕ ሕቡን እየ ። እቲ ሙቁር ባህልና ካብዚ ንላዕሊ ክምዕብል ይምነ ።
@firehiwotyilma6644
@firehiwotyilma6644 5 жыл бұрын
ሥወዳችሁ ምንዋጋ አለው ትርጉም ማፊ የኔ ማርዎች ተወዳጅ በጣምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምምፍቅር እኮ!!!!!
@aduhabeshawit4238
@aduhabeshawit4238 5 жыл бұрын
ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ እንዃዕ ካባኹም ተፈጠርኩ
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 жыл бұрын
❤❤❤💘💘💘
@imissyoumom9324
@imissyoumom9324 5 жыл бұрын
ፅቡቅቲ ደርፊ ኣይዘኪ ቀፅልሉ ቆንጆ ገሬታት ሲስ በሉ ሽምኩም ተልዒሉ እንተሎ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 жыл бұрын
ሓድሓደ ጊዜ ብእንግሊዘኛ ምዝራብ ፀገም የብሉን ብኣምሓርኛ ግና ማራ ተቀቢርና ኢና ዘለና በጃኻትኩም ኣስተውዕሉ ትግራይ ምዓረይ
@mussietn1966
@mussietn1966 2 жыл бұрын
ኣነ ኣዘየ'የ ጭራዋጣ ዝፈቱ 💚🖤
@ptegegn1
@ptegegn1 5 жыл бұрын
ንተጋሩ ዝፈጠረ ኣምላኽ ይመስገን! እዚኣ ዓለም ብዘይ ትግራይ ኣይትጥዕምን።
@migualtgray4728
@migualtgray4728 5 жыл бұрын
😘😘😍😍😍😍
@yohannesadhanom6217
@yohannesadhanom6217 5 жыл бұрын
ትክክለኛ እዩ ኢትዮጵያ ብዘይ ትግራዋይ ዘይመስል
@mqurqanzaalem3698
@mqurqanzaalem3698 5 жыл бұрын
Alem sle zeytfelta eka ember entetfeltas mftarka mxelaeka wedi zom mlman bahlom Bejeka mlman entay zwres alekum ab alem ktrayu xegem eyu enda aboy mariam thabkum
@ptegegn1
@ptegegn1 5 жыл бұрын
@@mqurqanzaalem3698 ካብ ዝገርመካ ከኣ፣ ኣነ ብኣደይ ኤረትራዊ እየ ግን፣ ኤረትራዊ ማንነት ናይ ብዕሶትን ናይ ባርነት ማንነት ሙዃኑ ጽቡቕ ገይረ እየ ዝፈልጥ። ኤረትራዊ ማንነት ናይ ባዕዳዊ፣ ጣልያናዊ ማንነት ክኸውን ከሎ፣ እቲ ስም ከኣ ናይ ግሪኽ እዩ። ናይ ኤርትራ ታሪኽ ካብ 37 ዓመት ዘይሓልፍ ክኸውን ከሎ፣ ናይ ገድሊ ተዘይኮነ ካሊእ የብልኩምን። ተጋሩ ግን ንትግራይን ኤረትራን ሰምየን ኣምሓራን ንኣስታት 4000 ዓመት ይገዝኡ ዝነበሩ ናይ ታሪኽ ሃፍታማት እዮም። ሰብ ንዓይ እንታዋይ ኢኻ ኢሉ ክሓተኒ ከሎ፣ ኣነ ብኣቦይ ትግራዋይ ብኣደይ ከኣ ከበሳ እየ ዝብል። ኤረትራ ወላ ኢትዮጵያ ዝበሃላ ናይ ባዕዳውያን ኣስማት ንማንነተይ መግለጺ ገይረ ኣይጥቀምሎምን እየ። ትግርኛ ናይ ከረን ብኣደይ፣ ትግራዋይ ናይ ኣኽሱም ብኣቦይ። ንዓይ ሓደ እዮም። እቲ ዝብሎ ዘለኹ ተዘይጢዒሙካ ገደል ጽደፍ። እስኻ ግን ብጣዕሚ ኢኻ ተገርም፣ ኣብ ናይ ተጋሩ ደርፊ ኣቲኻስ ትጻረፍ። ንምንታይ? ንምንታይ ናይተጋሩ ደርፊ ትሰምዕ? እንድሕር ንተጋሩ ትጸል ኾንካስ፣ ደርፎም ግደፈሎም። ካብ ናይተጋሩ ሙሲቅ ቪድዮ እንዳራእኻ ደምካ ዝፈልሕ፣ ካሊእ ስራሕ ድለይ።
@AbCd-dy8ik
@AbCd-dy8ik 5 жыл бұрын
Freedom wawww # ትክክል
@ጋልሳዕሲዕፃዕዳእምባ
@ጋልሳዕሲዕፃዕዳእምባ 5 жыл бұрын
ኣሰይ ጥዕምቲ ድምፂ ኣኩሱም ሓላል ዘርኣክና እንዳመስገና እቲ ክቡር ሽም ትግራዋይ ገርየ ምባልኪ ካኣ ኣይፀላእኽዎን ትግራወት ብባህልናን ብመነንተናን ንሕበን ደቂ ብርክቲ ምድሪ ምካና ደስ ከብል
@ethiopawit3454
@ethiopawit3454 5 жыл бұрын
ገሬ ገሬ ኦም እምበር ወዲእክዮም ንኣና እባ ግደፍልና ዋ ክክክ ለማንኛው ኣይ ባህሊ ዓደይ ተቆኒነ ርእሰይ ንዓየ ኮምበል መንእሰይ …… ዋው ይበል ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ። ኣብኡ ከለኩ ከኣ ደቂ ትግራይ ዓደይ ደቂ እዛ ሓላል መሬት ደቅዞም ጀጋኑ ደቅዞም ወየንቲ ሰላም ኣምላክ የብዘሐልኩም ፀላኢና ዓይኑ ይፍሰስ ኣብ ስደት ዘለኩምን ዘለናን እው ስደትና የሕፅረልና ኣሕዋተይ።
@rimnatigray
@rimnatigray 5 жыл бұрын
ኣቱም ብርቱኳነይ ገለ መለ እትብሉ ዘለኹም ዕረፉ በዓልቲ ገዛይ እያ ዋ! ዋይ ዋይ ዘይረኽቦ የብለይን!!!
@ሚኪፍቅር-ጸ2መ
@ሚኪፍቅር-ጸ2መ 5 жыл бұрын
ዋውውውውው ብጣዕሚ ፅብቅቲ ደርፊ እያ ቀፅልሉ
@zafuhabesha3678
@zafuhabesha3678 5 жыл бұрын
እሞ ይድንቕልካ እኮ ኢዮም ዘለውው ክክክክ
@solihalulsh8794
@solihalulsh8794 5 жыл бұрын
ዋይ ብርትኳን ጓልያቱ ዞም ገርየታት እኮ ኩንትራት ሕዝክዮም ክንደይ ይፈትዉኪ እለዉ ይኮኑ ክክክ ብዝተረፈ ቃፅልሉ ጎበዝ ኢኪ ብባህልኪ ምድራፍ ፉተዊ thankss you
@medebmsgana5016
@medebmsgana5016 5 жыл бұрын
የቅንየልና ብርቱካን ሓፍተይ (ብገሬ )ንጅምር ኣስማትና ኣስማትና ከኣ like ሃቡለይ
@friyatfriyatvip2664
@friyatfriyatvip2664 5 жыл бұрын
kkkk Atum Awedat smika .mkyar Aytihalu
@kirostirhas
@kirostirhas 4 жыл бұрын
ልብኻ ደስስስ ዘብል ባህልና ክጥዕም ♥️ተጋሩ ምሩጻት እንካዕ ናተይ ኮንኩም😘😘😘
@melashuabirha5903
@melashuabirha5903 5 жыл бұрын
ምቅርቲ ሓፍተይ ፅቡቕ ስራሕ ፡ኣብ ጎንኺ ኣለና። love u so much eshi
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 5 жыл бұрын
ይበል ባህሉ ዝሓለወ ጽብቅ ስራሕ ቀጽልሉ
@alemalem7997
@alemalem7997 5 жыл бұрын
እሰይ ፅርይቲ ጓል ንግስተ ሳባ።ተመስገንኻ ፈጣሪ ትግራወይቲ ገይርኻ ዝፈጠርኻኒ።ሰይሰይ ተጋሩ ኣሕዋተይ ይመችውኹም
@ejdndjendnje225
@ejdndjendnje225 5 жыл бұрын
ገሬታትት ኣለኩም ዶ ክክክክክክክ ላይክ እስከ በዓል ገሬ ኣነ ውን ኣብ ጎንኩም ኣለኩ
@amadoudanbale9036
@amadoudanbale9036 5 жыл бұрын
Ej
@adiamamanuel4839
@adiamamanuel4839 5 жыл бұрын
Qtej9k8hh21immjl Uy8o89i7u7i999777766e678z79oe9z07e8lyon8
@selamyihun8102
@selamyihun8102 5 жыл бұрын
You guys are young and beautiful.Our beautiful culture and music is being unleashed.probably this is the best time for our music and culture probably since our great civilization in the times of Queen of Sheba,Ezan ,King Gebremeskel and The Great Composer St Yared.
@gebremariammruts515
@gebremariammruts515 5 жыл бұрын
ተቆኒነልካየ ናዓ ዘይበለልካየ ናዓ..........ኬፍ ኣለኪ ጓል ዓደይ!
@almaz6270
@almaz6270 5 жыл бұрын
ዋውውው ይበል ድምፂ ምስ ኣከዳድና ባህልና 100% ደቂ ወሓላሉ
@ሀኒነኝየአባቷልጅ
@ሀኒነኝየአባቷልጅ 5 жыл бұрын
ትግሬዎች ውይኔ ስወዳችሁ በእውነት ከልቤ ነው ♥👈
@ጋልዞምተጋሩ-ሠ1ሠ
@ጋልዞምተጋሩ-ሠ1ሠ 5 жыл бұрын
እኛም ውድድድ
@mahitembirhanu6933
@mahitembirhanu6933 2 жыл бұрын
እኛም እኖድሻለን 💛❤️
@milenamilu9206
@milenamilu9206 2 жыл бұрын
@@ጋልዞምተጋሩ-ሠ1ሠ y
@hyg8984
@hyg8984 Жыл бұрын
😮😮😮😮😮😮😮😮
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 жыл бұрын
Asey behlena dese keble tigray selmeki yemleso amlkeh berkuane sekorna ❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💃💃💃💃💃
@tigray.eritralovetogether8814
@tigray.eritralovetogether8814 5 жыл бұрын
ተጋሩ ምቁራት ፀላኢኩም ዓይኑ ይፍሰስ😘😘❤❤🌹🌹😍😍 ዓይኒ ፀላኢናማ ፈሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰ……………… ድኣም ይበል ኣርባዕተ ነጥቢ፡፡ I Love my TIGRAY & my ERTRIA = BUTIFULE AGAZYANE
@rahelilove7756
@rahelilove7756 5 жыл бұрын
ዋውው ምቅርተይ ኃል ዓደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ድምፂ 100 ኬልብ 100 ዚማ 100 ቀፅልሉ ኣድናቂትኪ እየ😘😘😘😘
@ተመስገንአምላክይ-መ4ኈ
@ተመስገንአምላክይ-መ4ኈ 4 жыл бұрын
ልክዕ
@slamefiker7171
@slamefiker7171 5 жыл бұрын
የእውነት ከዘረኝነት የጸዳ ፍቅር አለኝ ለትግራይ ባህል ዘፈን አለባበስ ውድድድድ ቋንቋውን አላቀው ግን ዝም ብየ እዘፍናለሁ ፈጣሪ በፍቅር በአንድነት ይምራን የሁለቱ ክልሎች ሰላም ፈጥረው እየተጎበኛኘን መልካም እሴቶቻችንን ብናጎላ እዴት ደስ ባለኝ
@alemalem7997
@alemalem7997 5 жыл бұрын
ኣቱም ተጋሩ ኣብ ኮመንት ንምታይ ኢኹም ኣምሓርኛ ትፅሕፉ ዘለኹም።ትግርኛና ይቕድም እስር ናይቶም ጀጋኑ ኣያታትና ኣይንረስዕ ።ቋንቋና ንከይጠፍእ ሂወቶም እናኸፈሉ እዮም ኣፅኒሖምልና በይዛኹም ብቋንቋና ንኹራዕ
@hasannahouli7992
@hasannahouli7992 5 жыл бұрын
Naybhaki.kankanaiynehssa
@A.A-ec2gu
@A.A-ec2gu 5 жыл бұрын
You right they make me mad when I see America on Tigrigna channel 😏
@fisahafutwi6291
@fisahafutwi6291 5 жыл бұрын
yes you are right and thanks for tell them
@fisahafutwi6291
@fisahafutwi6291 5 жыл бұрын
you are so smart girl
@alemalem7997
@alemalem7997 5 жыл бұрын
@@fisahafutwi6291 thanks a lot ma dear
@samri_yedenglemaryamlej6670
@samri_yedenglemaryamlej6670 5 жыл бұрын
ብርቲ ሽኮር ገለ ዓይነት ደርፍ ፐፐፐፐፐ ኬፍ ዘለዋ እስኪ ንትግራይ ዝፈቱ like ሃቡና ደቅ ዓደይ ሽኮር 💃
@selamhagos5656
@selamhagos5656 5 жыл бұрын
Espinosa NNh
@hzgcgccgcg4616
@hzgcgccgcg4616 5 жыл бұрын
samri _ye dengle maryam lej kongo
@فارسالحوريابوالعز
@فارسالحوريابوالعز 5 жыл бұрын
ሓላለይ
@nattytewolde7912
@nattytewolde7912 5 жыл бұрын
አነ ትግራይ እፈቱ
@samriye_denglelij3865
@samriye_denglelij3865 5 жыл бұрын
@@hzgcgccgcg4616 💝💝💝
@afewerkigitom4775
@afewerkigitom4775 3 жыл бұрын
Hawkum tigraway eritrawi eye like habuni please long live tegaru
@ማቻማቻ
@ማቻማቻ 5 жыл бұрын
wayyyyy ኣቲ መሐጎሲት ጌሬታት ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል እዩ። ሰይሰይሰይሰይይይይ
@kiflomteckle5971
@kiflomteckle5971 5 жыл бұрын
Ertrawi e gn btami ye zfetu bahlawi derfi bteami kea zednkekum wudu u kulu abutu bflay kea eti kola ❤️👌👍
@MusicCrave
@MusicCrave 4 жыл бұрын
Completely original rhythm. Wonderful!
@ኣምበሳጅርዕባይገጠር
@ኣምበሳጅርዕባይገጠር 5 жыл бұрын
ኣብዚኣ, ሞ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ደቂ ትግራይ ? ነቲ ኣብዚኣ ደርፊ በዓል ጭራ ዋጣ ዘሎ ኣድራሽኡ ስደዱለይ፡ ናተይ መርዓ ብጭራ ዋጣ ክሕልፎ ደለየ ዘለዝደለኹ ኢየ ዕድመኹም ንጽባሕ ሰንበት !!!!!!!!
@e.brhane
@e.brhane 5 жыл бұрын
ኣብ መቀለ ከይድካ ከምትረክቦ ርግጸኛየ፣ ኣብኡ ኪድ።
@aliahqme2864
@aliahqme2864 5 жыл бұрын
@@e.brhane aliy und Herren
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ 4 жыл бұрын
ሰብኣይ እንድዩ
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ 4 жыл бұрын
ሰብኣየይ ናተይ እዩ
@okookokmaradespahali3535
@okookokmaradespahali3535 3 жыл бұрын
👍🇻🇳
@lloveyou1210
@lloveyou1210 5 жыл бұрын
መፂክና ዶ ኣቲ መፀለልቲ ጋል 💋💋💋💋💋💋🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳ጋል ትግራይ ኩሑሎ ኣነስ ካመይ ዲየ ሕጉሲቲ ትግራወቲ ምኮነይ💋💋🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳likeእስኪ
@salamselam11
@salamselam11 5 жыл бұрын
እሰይይይይይይይ ሽኮሪና ቡርቱየ ከጥዕመልኪ ኩሉ ንበርለይ ወለላይ ♥♥♥♥♥ i LOVE You TIGRAY Adey welela ♥♥♥♥
@ራኪየትግራይልጅ
@ራኪየትግራይልጅ 5 жыл бұрын
ኣታ ኣነውንየ ብጎንካ እየ ዝከውንየ ኣሰይይይይይ ደቅ ትግራይ የኔ ኩርዓት
@Diva_Bella
@Diva_Bella 4 ай бұрын
Our Tigrigna traditional music ❤ nothing but love from Eritrea 🇪🇷 i just realized tegaru culture is the same as Eritrean Tigrigna
@huseen2484
@huseen2484 5 жыл бұрын
የትግርኛ ዘፈን አድናቂነኝ ይመቻችሁ ወደ ትግራይ
@mahitembirhanu6933
@mahitembirhanu6933 2 жыл бұрын
እናመሠግናለን 💛❤️💪
@brhangaltewahdo2523
@brhangaltewahdo2523 3 жыл бұрын
ዋይ ብርቱየ ፅቡቅቲ ደርፊ እያ ገሬታት ከዓ ኣብዘለኹምው ኾይንኹም ስስስስስስ በሉ ተዓዲልኩም የዓኽ
@enzshwlegbeale2115
@enzshwlegbeale2115 5 жыл бұрын
ዋውውው እሰይይይ ደስ ክትብሊ ብርቱኮን እሰይይይይቀፅልሉ ኣረጋው እን ብጣዕሚ ቆንጆ ኣለኹም ቀፅልሉ
@aduhabeshawit1012
@aduhabeshawit1012 4 жыл бұрын
ኣሰይ ብርትሸይ ቆንጆ ግሬ ዝኾነ 👍ኣግርጭው የብል so ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓትነይ ማዓረይ
@ማዓስድዩካዳንራኸበሉ
@ማዓስድዩካዳንራኸበሉ 5 жыл бұрын
ኣነስ ኤርትራዊ ኢየ ግን እዚ ባሃሊ ናይ ተጋሩ ደርፊ ሠራ ይስሕበካ
@ወልደኣብወደማሪያም
@ወልደኣብወደማሪያም 5 жыл бұрын
ንዓኻስ ባህልኻ እንድዩ እሰያስ ሓሳድ ምስ ኣስላም ሓደ ክገብረካ ኣጥፊኡዎ እምበር ።
@monamohamed7421
@monamohamed7421 5 жыл бұрын
ክክክ ናይ ኤርትራስ ባህሊ ታዩ ንገረና አለኩም ዶ ግን
@fftg2085
@fftg2085 4 жыл бұрын
The 6mutr4lk
@mnisolomon8139
@mnisolomon8139 4 жыл бұрын
@@monamohamed7421 ן
@alefumekele3184
@alefumekele3184 3 жыл бұрын
ኩቡር ሓው መንነትን አይተበረዘን አይተሓወስን ንዓካለ ይምልከተካ
@alemayehuyirgaalemayehuyir832
@alemayehuyirgaalemayehuyir832 5 жыл бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብልደርፍን ባህሊ ህዝቢ ትግራይን ዝዉክል ደርፊ አታ ደስ ክትብሉ አየህዝቢ ትግራይ ቅሰን አዮኻ ኩሉ ሓላፊ እዩ
@Litkovian23
@Litkovian23 3 жыл бұрын
The beginning part where she’s humming takes me to a different time and place...so beautiful
@HowhyClinic
@HowhyClinic 2 жыл бұрын
ME TOO
@GfVg-e2s
@GfVg-e2s 10 ай бұрын
ውይ ትግራዊያኖች ሞቸ ነምወዳችሁ ሰላማችን ይመለስልን❤❤❤
@ፈቅርሲፈርድ
@ፈቅርሲፈርድ 5 жыл бұрын
ኣየ ራህዋ ንስኪ ኣብተለበጂን ትረአይ ኣለኪ ሳዕሳዒት ኮይንኪ እነ ካኣ ናይ ዓርብ ስራሕተኛ ኮይነ
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 жыл бұрын
Ajeki maery nekleu gezye alo😂
@tesfayberhe2183
@tesfayberhe2183 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጡዑም ባህሊ አለና በርትዑ ደስ በሃሊ
@ilianaethio9620
@ilianaethio9620 5 жыл бұрын
The little boy 😍😍 mearey goiyta yiebyeka, the music is awesome tegaru deki king of kings enkuah kabakum tefetire niakum bilkifuh zireaye ayinu yifses ❤️❤️💋💋
@zahraaeidy3399
@zahraaeidy3399 5 жыл бұрын
yene ሽኮሪናታትትት ፍትው እየ ለብለኩም ትግራይ ዓደይ miss you tooo ብርቱካነይ ምቅርቲ በርትዕለይ ውድድድ ፍትውውው ዝያዳይ
@tigrayagameadeykuratey8257
@tigrayagameadeykuratey8257 5 жыл бұрын
Wawww munm aywetson mearey zi bahilinas kitiEm enkaE tigraweyti konku temesige
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 2 жыл бұрын
Waww kndey des kbluka yom bhaki msakum si fkri mtelagegesna enber dem ❤️🙏
@Kokoba123
@Kokoba123 5 жыл бұрын
አንቲ ሹኮርር ከመይ ድኽ ደስ ትብልኒ ቀጽሉሉ ጋልቶም ተበዓት ትግረወቶት ትግራይና ንቅድሚት አብዝ ኮመንት አማርኛ ይኹን ዓረብ ጽያፍ ኢዩ አይልመድኩም ወደሓንኩም
@amharaahyagondergonderyeah5946
@amharaahyagondergonderyeah5946 5 жыл бұрын
Wowww betam Konjo music New ❤️ ❤️. Selam ne hagrn Ethoi amen ❤️ 🇪🇹 ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️.
@ትግራዉነቴኩራቴ
@ትግራዉነቴኩራቴ 5 жыл бұрын
ገሬ ኣታ ኣነስ ገሬ ዝብሃል ስብኣይዶ ክኛጀን በቃኮ ናይ ገሬ ኮይና ተሪፋ ብዝኾነ ፅቡቕ ስራሕ ቀፅሉሉ ደቅዛ ቅድስቲ መርየት
@selusoloselusolomon8845
@selusoloselusolomon8845 5 жыл бұрын
ትግራዉነቴ ኩራቴ abzia aleku aytgadefni
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 3 жыл бұрын
Aseyyy des zeble belualna teme xebke serhe kexlewo ajkum ♥️♥️💯💯💯💯💯👍👍
@MEME-ew9if
@MEME-ew9if 5 жыл бұрын
😀😀ለለ ብገረመስቀል መፂኪ ውይ ግን ደስ ክትብሊ ማዓረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ወዲ ባቡ ውን ኣድናቂትካ እየ እውይ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ብናትካ ሙዚቃ ምስ ጀመዓ ኮይነ ዝሕለፍክዎ ግዘ በስማኣም
@ትግራይዓደይዓድዞምጀጋኑ
@ትግራይዓደይዓድዞምጀጋኑ 5 жыл бұрын
ተጋሩ ምቁራት ፀላኢኩም ዓይኑ ይፍሰስ😘😘❤❤🌹🌹😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@tigray.eritralovetogether8814
@tigray.eritralovetogether8814 5 жыл бұрын
ዓይኒ ፀላኢናማ ፈሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰ……………… ድኣም ይበል ኣርባዕተ ነጥቢ፡፡
@ፋኒጋልትግራይ
@ፋኒጋልትግራይ 5 жыл бұрын
ክክክክክክክ ኣሰይ ብርቱ መቅሰነይ ናይ ባሓቂ ጥዕምትን መስሓቂትን ሙዚቃ
@ወርቅነሽኪዳነ
@ወርቅነሽኪዳነ 3 жыл бұрын
አሰይ ምምቃሩ ትባህልና ገሪዋይ አጆኪ ቀፅልሉ 💊💞
@lloveyoutgrayadeydfvhhh9127
@lloveyoutgrayadeydfvhhh9127 5 жыл бұрын
ኩለኩም ደስ ባሃሎ 😍😍😍ፅብቅተይ ቀፅልሉ 💐💐💝💝ኣቡሸየለ ካብ ዐይኒ የውፅእካ ፁሩይ😘😘😘😘
@YohannesGHiwot
@YohannesGHiwot 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እዩ፡፡ ብፍላይ ከዓ ዓድኻለ ዓላልይ ደናንየ፤ ምሸላ ዕፉን ጎረበተይ ነዓኹን፤ ዝብሉን ካልኦት ነባር ባህላዊ ብሂላት ትግርኛ ምጥቃምኪ ዝበለፀ ድምቀት ሂቡዎ እዩ፡፡ ካሊእ ዝህቦ ሪኢቶ ግን እቶም አወዳት ዝሓዝዎ ሳንጣ እቲ ጥንታዊ መትሐዚ ስንቂ ወለድና አገልግል ተዝኸውን ዝበለፀ ፅቡቕ ምኾነ ነይሩ ይብል፡፡
@zufanzufan871
@zufanzufan871 5 жыл бұрын
ውይ ገሬ ዝባሃል ሰባኣይ ስለዘለኒ ሲ ኑዑኡ ኢለ እየ ዝስሞዖ እምበር ኣነስ ክንደይናይ ዋ
@ሕልሚአለኒ
@ሕልሚአለኒ 5 жыл бұрын
እዊ እዛ ጋል ለሙስ ክተፀልለና እያ ።ብርቱሽ ፍቅር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክንደይ እካ ትፍተዊ💓💓💓💓💓💐💐💐💐💋💋💋💋
@phineausstclaire2361
@phineausstclaire2361 5 жыл бұрын
What a wonderful song and what a beautiful very talented young lady.😘💖 I hardly understand the lyrics, but a great song and angelic voice has no barrier that cannot be overcome. I love you ancient great people of Ethiopia in this case from heroic Tigrai. Producer, Director, and all the superbly talented dancers and crew. Long live my wonderful Ethiopia. Tecola
@amanuelgebreyohanes3896
@amanuelgebreyohanes3896 3 жыл бұрын
After all this bad time for our beautiful people of Tigray,,, now it's time to prepare for new cultural evolution, rebuild Tigray economy and secure the sovereignty of our New Nation Tigray! 💖💛💊💊
@elukfle6046
@elukfle6046 5 жыл бұрын
current Ethio tigrinya music revolution is admired. I appriciate.
@አወልስይድ
@አወልስይድ 4 жыл бұрын
አቤት ድምጽ ስታሚሪ ትግሬወት ለዛለም ኑሩ
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 жыл бұрын
Amen 🙏🙏🙏
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ 3 жыл бұрын
ዕድመ ይሃብኪ ምጭውቲ ፍጥረት ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነኪ ኣፍቂረኪ ዳኣ ከይ ከውን
@moogbes429
@moogbes429 5 жыл бұрын
Very organized group i love the singer and great dancers keep it up !!
@natnaeldesbele5435
@natnaeldesbele5435 5 жыл бұрын
Wawww btaemi xbuq srah des tebl music bahlka tezekr 😍❤️👑
@diamond-x1h
@diamond-x1h 2 жыл бұрын
Beautiful music and culture ❤💛⭐⭐⭐ እስኪ ከምዚ ከማይ ብባህሉ ብመንነቱ ብትግራውነቱ ዝኾርዕ 👍👍👈👈
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 25 МЛН
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 8 МЛН
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 276 МЛН
Birtukuan Mebrahtu - GERE (ገሬ) New Ethiopian Music (Official Video)
5:37
Alem Xaeri
8:28
Tesfai Nrea - Topic
Рет қаралды 6 МЛН