ቦኽሪ ገዛ! ዓንዲ ገዛ

  Рет қаралды 1,251

Gidewon Berakie

Gidewon Berakie

Күн бұрын

እዛ ደርፊ ኣብ ሓቀኛ ህይወት ሓንቲ ዓባይ ሓፍቲ ነባሪት ሆላንድ ዝተመርኮሰት እያ። ኣብ 1993 ዓም ኣቢሉ እዩ። እዛ ሓፍትና ስድራ-ቤታ ክትኣሊ ዕድል ናይ ቆልዓ ምውላድ ሓሊፍዋ ነበረ። እቶም ን ኣሽቱ ኣሕዋታ ኸኣ ድሮ ሆላንድ መጽዮምሲ ሓሓዳሮም ሒዞም ዘሚቶም ወሊዶም ነበሩ። እሳ ኸኣ ንዓይ ንምንታይ ሓርያትኒ ኣይፈልጥን ግን 'ሸለል' ከም ዝበልዋ።ንኮንቱ ግዜ'ኣ ከም ዝጠፍአ ተተንፍሰለይ ነይራ። ሽዑ እዩ ሓሳብ ናይ ዛ ደርፊ መጺለይ። ኣሕዋታን ኣሓታን ወላ ክነግርዋ ከም ዘመስግንዋ ዳ ደለዩ ቃላት ይሓጽሮም ይከውን ንከመስግንዋ። ስለዚ ንዕኦም ን ንንዕዖ ዝመስሉ ፍቅርን ክብረትን ምስጋና'ኦ ደርፊ ንክትከውን ገጢመ ኣዚመ ኣብ 1994 ደርፊ ኣብ ፈለማ ካሰተይ ኣሕቲመያ።
ግጥሚ ፥ ዜማ...... ጊደዎን በራኺ
ኹሉ ዓይነት ሙዚቃ ዝተጻወተ.... ሙሉጌታ ኣብራሃ
ውህደት መሰጋገሪ ዜማ ዘሎ ሙዚቃ...ጊደዎን በራኺ

Пікірлер: 2
@afewerkiablel4064
@afewerkiablel4064 2 жыл бұрын
ዋውውውውውውው ኣቤት ጣዒሚ ዜማን ግጥም ግደውን ዓቢ ሰብ ፡ ወይ እዚስ ናብ ዘመናዊ ሙዚቃ ፡ እንተ ትሰሪሖስ ጣዑሙ ዝያዳ ምወሰኸ ነይሩ
@Noble34
@Noble34 3 жыл бұрын
kubur snetbebegna hagerna edmen tienan yimneyelka. kab blibi yemesgneka.
እዋይ'ዛ ንእስነተይ
6:38
Gidewon Berakie
Рет қаралды 1,1 М.
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,4 МЛН
An Unknown Ending💪
00:49
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 48 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН
Nakfa
8:01
Abeba Haile
Рет қаралды 82 М.
Nekulu
6:17
HTMONA
Рет қаралды 28 М.
Ze Aman Girmay - Awdeamet (Official Music Video) New Ethiopian Music
7:18
shanbiqo dem lbey
6:13
Gidewon Berakie
Рет қаралды 14 М.
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,4 МЛН