"ብርጌድ ንሓመዱ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምምፃእ ናይ ኣሜሪካ ስርሒት 'ዩ!" ኣብ እዋናዊ ፖለቲካ ትግራይ ዘድሃበ ቃለ መሕትት ምስ መምህር ኣብርሃ ሃይለዝጊ

  Рет қаралды 13,065

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 75
@Estefanosbelay87
@Estefanosbelay87 11 күн бұрын
ኢሊት ተጋሩ ንኣመሪካ ዘለኩም ተማእዛዝነት ፍሉይ እዩ ። √ ስልጣን ኣብ ኢድኩም እንከሎ ኣመሪካ መንጢላ ንኣብይ ኣሕመድ ....ከምዝሃበቶ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ሓቢሩና √ ካብ ኣፍደገ ኣዲስ ኣበባ ኣመሪካ ተመለሱ ኢላትና ኢልኩም ኣማኢት ኪሎሜተራት ከምዘንሰሓብኩም ....ጀነራል ጻድቃን ኣብ ሜድያ መጽዩ ነጊሩና √ ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ንስለ ኣብይ ክብሉ ዉዕል ፕሪቶርያ ከምዘደስከልዎ ንርእዮ ዘለና 'ዩ ፡ ንስኹም ክኣ ህዝብኹም እኳ ናብ ዓዱ ከይትመልስዎ ኣመሪካ ኩርንዒት ከይትህበኩም ፈሪሕኩም ትም መሪጽኩም √ ሕጂ ክኣ ጣቋ ተረኺቡስ " ብርጌድ ንሓመዱ " ኣመሪካ 'ያ ኣዲስ ኣበና ክወርዱ ኣዚዛ ? ? ? ብርጌድ ንሓመዱ ድኣ ኣሎ እንዳበልካዮ ዝሞተ ጨጓር ከልቢ እንድዮም ፡ እንትርፎ ኣብ ማስ ሚድያ ኣብ ግንባር ደዉ ኢሉ ዝታኾስ ሰብ የብሎምን # ነብስኹም ኣሚንኩም ምዓስ ኢኹም ብትብዓት ክትዉስኑ ክትነብሩ ? ? ? ? ኣመሪካ ኣይፈተወትን ፡ ኣመሪካ ኣዚዛ ....ከይትኹርየና 'ባ ? ? ? ? ገላዩ
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 11 күн бұрын
ትክክል በዚሑ። ቅድሚ ሕጂ ካብ ባረንቱ ከም ዝተመልሱ ካኣ ረሲዕካ 😅😅
@Estefanosbelay87
@Estefanosbelay87 11 күн бұрын
@chuchechuche1335 ሓቂ ካብ ባረንቱ ክኣ 'ባ ተመለሱ ኢላትና ኢሎም ነይሮም እዮም
@JemalAbdu-vo2sp
@JemalAbdu-vo2sp 11 күн бұрын
ናትና ዶ ኣጨኒቅካ ወዲ ኤረይ ኣነ ዘጨንቀኒ ድማ ናብ ትግራይ ክትሰግሩ ከለኩም 5$k ከምትከፍሉ እንዳፈለጥኩም ትሰግሩ ኣይትስክሑን ዲኩም ባእእ
@Adeyentertainment1
@Adeyentertainment1 7 күн бұрын
Good work
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 3 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 10 күн бұрын
ዋውውውውው ብልክዕ ብዛዕባ ዝተወረረ መሬት ኣይኮነን ኪትዛረብ፡ እቲ ዘይተወረረ መሬት እትስእነሉ ኩነታት ኢዩ ዝፍጠር ዘሎ 100% √√√√√√√ ህወሓት ብልክዕ ንህዝብን መሬትን ትግራይ ዘይኮነ ዝማጎት ዘሎ፡ ንስልጣኑ ኢዩ። ንናጽነት ትግራይ እንተ ዝቃለሱ ሕጂ ትራምፕ ናጽነት ምሃቦም።
@medayow5556
@medayow5556 11 күн бұрын
Like like ንሓመዱ ዓይነይ መድሂነይ ክኣ ይመችእኪ ኩሉ ግዜ ተምጽእዮም ጀጋኑ እዮም 💙💙💙🫂🫂🫂💐💐⛱️⛱️⛱️
@hadgu2562
@hadgu2562 11 күн бұрын
ኣየ መድህን ኒበርገድ ኒሓመዱ ቲሓልዩሎም ኢንተትኾኒ ኣብ ፈቆዶ ሓገራት ተሲሮም መንበሪ ወረቀይቶም ተሓዲጎም ፈቀዶ ማርሻፐዲ ዚሓድሩ ዘለዊኸ ኣፍሊጦ ኣለኺዶ። ቢዝኾነ ባዕሊኹም ዚኣጎድኩሞ ሓዊ ባዕሊኹም ቲስሕኒዎ። ኢበር በርገድ ኒሓመዱ ኣይኮነን ተዋጊኡ መንጊስቲ ኪኣሊ ካብ ቢጻዩ ናይሺሻ ቲቦ ኪሕዲግ ዘይኪአል በጋሚዶ ኢዩ። ቢዝኾነ ኒግዜ ኒግደፎ ኣቢ ይፈኪር ዋላ ቲራምፒ ይደገም ኒዓና ጉዳይና ኣይኮነን። ኣቢ ኒባዕሉ ፋኖ ኣስናኑ ይሰብሩዎ ኣለዉ ሚደሚኺም ሓዙ ከንደይዶ ሚትርባዕ ስለኹም ጸዕዳ ኢንተተዛሪቡ ኣምላኽ ዝተራረበ ኮይኑ ኢዩ ዚስመዐኩም። ሕሉፍ ሕሽኪሪናኩም ኒምዕሳብ ዚተዳለኹም ኢኹም።
@eriblood803
@eriblood803 9 күн бұрын
A. G. A. M. E.
@HelenHelu-be2gf
@HelenHelu-be2gf 10 күн бұрын
ኣብርሃ ሃይለዝጊ ተፀባዩ ዖና ጉጅለ ኣደመ ዝተመነዮ ዘይኮነሉ ብሕርቃን ጣዕ ዝበለ !
@asmelashfishayesenbetay719
@asmelashfishayesenbetay719 11 күн бұрын
ትግራይ 666 ገሃንም!! ደቃ ባዕላ በሊዓ "ጆኖሳይድ" ኢላ ተግሩዕ!!
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 11 күн бұрын
መድሂን ሽኮር❤❤❤
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 11 күн бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ሞቱ ከቀላጥፍ እዩ ናብ ኣብይ ብሰብ ረብሓ ተሸይጡ ( ዋንነቱ ኣሕሊፉ ሂቡ ).
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 11 күн бұрын
ከመይ ማለትካ እዩ?? ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ኣቢ ኣሕመድ እንታይ ዘራክብ ኣለዎ። ግን ናይ ትግራይ ኩነታት ሕማቅ ስለ ዘሎ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክንእከብ ተገዲዶም። ኣብ ሕጂ ኮይንካ ክትግምት ከቢድ እዩ።
@eriblood803
@eriblood803 9 күн бұрын
​@@chuchechuche1335 😅😅😅😅 keep dreaming kondafat agame cenewuti funfunat fitret.....mealtikum tesebeyu trah::::
@michaelaraya1192
@michaelaraya1192 10 күн бұрын
"THE FOOLISH DIE"መጽሓፍ፡Mario Puzo.Poleticቁማር፡ኢዩ። Pretoriaዓሎቕ፡ኢዩ፡ነይሩ፡እቶም፡ፈረምቲ፡ብድሕሪ ኡ፡ኻልእ፡ንህዝቢ፡ዘየርብሕ፡ውዕል፡ገይሮም፡ኢዮም,ዓጺዮሞ፡ኣብ፡ግብሪ፡ክውዕል፡ኢዩ፡ኢልኩም፡ምሕሳብ፡ገጋ፡ኢዩ።2)ሓይሊ፡ትግራይ፡ካብ፡ኣፍ፡ኣዲስ፡ኢዩ፡ተመሊሱ፡ሕጂ፡ውን:ቁሩብ፡ከሲሩ፡ይኸውን፡የእዳውን፡የእጋሩ፡ግን፡፡ኣይተዳኸመን፡ክዕይን፡ክሰርሕን፡እንተሓሊኑ፡ክገብር፡ዓቕሚ፡ዘለዎ።ኡንኮ፡ሓይሊ፡ኢዩ፡ከም፡ድኹም፡ኣይትግለጹዎ።ብዘለካ፡ሕጂውን፡ቁማር፡ክትስዕር፡ዝከኣል፡ኢዩ። ኤርትራ፡ካብ፡ውዕል፡ኣልጀርስ፡ዝኸፍ አ፡ኢያ፡የሕሊፋ፡ብትሪ፡ዝእሰር፡ኣሲራ፡መስመራ፡ኣደልዲላ፡ሕጂ፡ኣብዚ፡ዘላቶ፡ዝበጽሐት።ተስፋ፡ምቁራጽ፡መጀመርያ፡ሞት፡ኢዩ።ዝ፡ኣረገ፡ሓሳብ፡ተሪፉ፡መስመርኩም፡ብነቀፈታ፡ነብሰ፡ነቀፈታ፡ኣሪምኩም፡ንቐጻልነት፡ናይቲ፡ብሄራዊታሪኻውን፡ውድብኩም፡ማእከል፡ነት፡ሒዝኩም፡፡ከምቲ፡እስራኤል፡ኩለን፡ውድባት፡ኣብ፡ጊዝየ፡ፈተነ፡ሓቢረን፡ዝቖማ፡ሓቢርኩም፡ምስራሕ፡ጽዓሩ።ሓይሊ፡ኣብ፡ኢድኩምን፡ኣብ፡ሓድነትኩምን፡ከም ዘሎ፡መጠን፡ብስልቲ፡ብብልሓት፡ነቲ፡ቑማር,ብብልሓት፡ኣተግብርዎ፡ዲሞክራሲ፡ኣብዚ፡እዋን፡ኣይሰርሕን፡ኢዩ፡ኣብ፡Media,ዘይኮነ፡ኣብ፡ስቱር፡ተማኸሩ።ዘየድሊ፡ወጊድኩም፡ዘድሊ፡ሒዝኩም፡ናይ፡ትማሊ፡ገዲፍኩም፡ናይ፡ሕጂ፡ሽግራት፡ክተፋኹሱ፡ጽዓሩ፡ኣብ፡Media,ጀነራል፡እገለ፡ከምዚ፡በለ፡ይትረፍ፡ናይ፡ቐደም፡ሕማምኩም።ጸላእቲ፡ምብዛሕ፡ሕደጉ፡ትግራይ፡(JOkER)እያ፡ብቐደማ፡ኣብ፡ኢትዮጵያ፡፡ሕጂ፡ኣብ፡ሓደ፡ኩናት፡ተሳዒርና፡ኢልኩም፡ኣይትጀጅው፡Pretoria ምውት፡ኢዩ፡ተወሊዱ፡(ኣይተወልደን፡ኢውንFAKE፡NEWS,እዩ፡ነይሩ፡)፡ብድሕር፡ኡ፡ዘሎ፡ሸፈጥ፡ግን፡ፍለጡ፡፡ኣብይ፡ሕጂ፡ቐይሕ፡ባሕሪ፡ኣይኮነን፡ሕልሙ፡ቐይሕ፡ባሕሪ፡ግን፡ነቲ፡ዝ ሓልሞ፡ካልኣይ፡ንጉስ፡ምንሊክ፡ምኻን፡ካብ፡መረጻ፡ኢትዮጵያ፡፡ክሃድም።ነቶም፡ሓይልታት፡መቃናቕንቱ፡ንምድቓሶም፡ናይ፡ህዝቢ፡ኣቓልቦ፡ክስሕብ፡ብድሮን፡ኒህዝቢ፡እናቐዘፈ፡እንተ፡ሰለጦ፡ንጉስ፡መወዳድርቲ፡ዘየብሉ፡ክኸውን፡ዝቃለስ፡ዘሎ፡ብተባዓት፡ደቂ፡ትግራይ፡መስዋእትን፡ዝተረኽበ፡ዲሞክራስን፡ከም፡ውላዶም፡ኣምሂሮም፡ዘዕበይዎ፡መሃይም፡ሃይማኖት፡ብልጽግናን፡ተጠቒሙ፡ኢዩ፡ቁማር፡ዝጻወት፡ዘሎ፡፡እምበር፡ቐይሕ፡ባሕሪ፡መጺኡ፡ኣይመጻ፡ንህዝቢ፡ኢትዮጵያ፡ብፍላይ፡ነቲ፡ዝድግፎ፡ክፍሊ፡ህዝቢ፡ናይ፡ኦሮሞ።ትርጉም፡የብሉን።ቐይሕ፡ባሕሪ።ትግራይ፡ቦታኣ፡ኣብዚ፡ጸውታ፡ክትፈልጥ፡ግድን፡ኢዩ።ክትግራህ፡የብላን፡ክልተ፡ሳዕ፡ዘጋጊ፡የብላን፡፡ናይ፡ትግራይ፡ሓይልን፡ብቕዓትን፡ግን፡ካብ፡ብእምነት፡ብልጽግና፡ፓርቲ፡ዝምራሕ፡ዓቕሚ፡ፖለቲካ፡ይዛይድ፡እምበር፡ኣይነከየን፡ዝብል፡ርእይቶይ፡ገሊጻ፡ኣብዚ፡ይዓጹ።
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 11 күн бұрын
ኣየ መምህር ብመያኹም እንተትሰርሑ ፅቡቅ ይመስለኒ.ኣብከምዙይ ዝበለ ዉስብስብ ነገር ዘይምእታው ዓቅምኻ ምፍታሸ የድሊ❤❤❤❤❤
@KelebetChidane
@KelebetChidane 10 күн бұрын
ኣታ መምህር እየ ኢሉ ድዩ?
@GegcxDrfet
@GegcxDrfet 11 күн бұрын
ኣብርህሽ ንፉዕን ቅኑዑን ፈታዊ ዓዱን😊
@KelebetChidane
@KelebetChidane 10 күн бұрын
ጥዑይ ሰብ ዶ ሰኣንኪ
@genigebre2752
@genigebre2752 11 күн бұрын
ወዲ ሓፍተይ ቀፅሉሉ ኢኪ ተሰፍ ትግራይና ኣብዚ ሐዚ ሳዓት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ተሰፋ ምቁራፅ ኣብ ጨንቀት እዩ ዝርከብ መሕዘኒ 😢
@Blue___media342
@Blue___media342 11 күн бұрын
💙💙💙
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 7 күн бұрын
እዚ ወዲ ካብቶም ደንዚዞም ህዝቢ ዘደንዝዙን ዓጃቢ እቲ ዝበኸተን ዝኣጎመን ጉጅለ ስድራ እዩ። He is one of the D.A.D.(DEFENDERS OF ADWA DYNASTY)
@GeneralJackie101
@GeneralJackie101 10 күн бұрын
Aye tembar medhin selfae.
@R-melese
@R-melese 10 күн бұрын
ስላም ሎሚ ውን ገለ ንኩልና ይጠቕም ኢዩ ዝበልናዮ ክንጽሕፍ። ተጋሩ ድኸሙ ሓይሉ ካብ ፖለቲካ እቲ ከባቢ ከም ሰብኩም ትምልከተኩምን ኣብዚ ፖለቲካ ዘይናዓቅ ታራ ኣለኩም ነዚ ጉዳይ ኣይትሕለፍዎ። ምስ ግዜ ዝሕንበብ ፖለቲካ ከባቢና ቒረይረይ ክንብል ካልኦት ይጥቀሙሉን ይከስቡሉ ኢዮም። በይናዊ ረብሓ ወይ ንበይንንካ ጥራይ ክትረብሕ ምድላይ ዘምጸኦ ናይ ሃርጛፋት ፖለቲካ ስለ ንክተል ኢና። ነጸላ መንደቕ ተሰሊዑ ክፈርስ ከሎ እቲ ዝተረፈ መንደቅ የኽመስምስ ዘምስል ፖከቲካ ካብ ምክታል ንርሓቅን ንማሃር። እዚ ንዓመታት ዝከድናዮ ኢዩ። ሕጂ ውን ምስዚ ዝኸይድ ዘሎ ፖከቲካ ከባቢኩም ምስራሕ ከድልየኩም ኢዩ። ክሳብ በርገድ ንሓመዱ፡ ኣመሪካ፡ ኣቢይ፡ ክሻረኩ እንተ ፈቲኖም ምስ መነም ትውግኑ ሕሰቡ።
@hiabyemane
@hiabyemane 10 күн бұрын
ብልክዕኻ ተዛረብ ናይ ውሽጥኻ ተንትን መጀመርያ …. ስር ኢልካ ናብ ኤመሪካ ገለመለ
@tsega-k1t
@tsega-k1t 9 күн бұрын
ንገረለይ አባ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 11 күн бұрын
ዶክተር ገብረኣብ ባርናባስ ትማሊ ኣብ ብራኸ ሾው ቀሪቡ ኣብ ዝገበሮ ቃለ ምልልስ ይኹን; ካልእ እዋን ኣብ ዋዕላታት ናይ ተጋሩ ኣብ ዝገበሮም መደረታት ፍፁም ኣንበሳ ፈላስፋ ኮይኑ እዩ ዝቕርብ:: ንትግራይ ካብ ብርሰት ዘውፅእ ብግብሪ ዝረአ ሓዱሽ ዓይነት ኣሰላልፋን ፍልስፍና ግን ኣይንርእን ዘለና; ኣበይ ኣሎ? ንትግራይ ካብ መከራ ዘውፅኡ ብሉፅት ምህዞታት ኣበይ ኣለው? ንኣብነት ናይ ትግራይ ብዙሓት ኩንታላት ወርቂ ብፌደራል መንግስቲ ይዘሓቕ እንተድኣ ሃሊዩ; እዚ ወርቂ እዚ ብስነ ስርዓት ኣውፂእኻ ናይ ትግራይ ዓመታዊ ባጀት ክሽፍን ይኽእል እዩ:: ከምኡ እንተድኣ ኮይኑ: ካብ ኢትዮጵያ ዘለዓለም ተፅንተናን እትብዝብዘና ምስ ኤርትራ ሓደሽቲ ውዕላት ብእንካን ሃባን መልክዕ ኣሲርካ ካብ መተማ ዮሃንስ ጀሚሩ ክሳብ ኣለውሃ ምላሽ ዘሎ ወሰን ትግራይ ብናይ ኤርትራን ትግራይን ሓይልታት እንተዝሕሎ ዶ ኣይምሓሸን? ትግራይ በዚ ኣቢላ ካብዛ ቀንደኛ ፀላኢት ህዝቢ ትግራይ ዝኾነት ኢትዮጵያ ምተገላገለት ነይራ:: ምስ ኤርትራ ዝግበሩ ውዕላት ግና ፖለቲካዊ ኩነታት ብምሁራት ተጋሩን ኤርትራዊያንን ብጥንቃቐን ልባዊ ቅንዕናን ተመርሚሮም; ተፀኒዖም ብፅሑፍ ሰፊሮም; ናይ ትግራይን ኤርትራን ሠራዊት ሓይልታት ብማዕረ ቁፅሪ ከም በሓዱሽ ኣደራጅኻ ሓቢርካ ምስራሕ ዘኽእል ስምምዕ በዓል ዶክተር ገብረኣብን ካልኦትን ምሁራትን ምርምር እንተዝገብሩ ምሓሸ ንብል:: ናይ በዓል ጆሃር መሓመድ; ልደቱ ኣያሌው; ታምራት ላይኔን ካልኦትን ሓዱሽ ጥምረትን ስምምዓትን ብፍላይ ንትግራይን ካብኡ ቀፂሉ እውን ንኤርትራን ካብ ጥፍኣት ሓሊፉ ምንም ዘምፀኦ ጠቓሚ ለውጢ ፍፁም የለን::
@wsln226
@wsln226 10 күн бұрын
ሓተኽ
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 11 күн бұрын
ኣይኮነንዶ ን ኢሳያስ ብ ኣመሪካ ዘይብርከክ ንወያነ ከዳሚት ኣመሪካ ውን ኣመሪካዩ ዝሕንክራ ዝነበረ ብ ማይክ ሃመር
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 11 күн бұрын
Tegaru your day dream is out of ordinary. I don’t know what is wrong with you
@meharenateame578
@meharenateame578 11 күн бұрын
መድሂን ዓይነይ ከም ከምይ ድየ ዝፈትወኪ ኣቲ ዋዕሮ!ላዛኺ፡ትሕትናኺ፡ኣቀራርባኺ ካብቶም ዘድንቆም እየ።ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ሓፍተይ ናተይ
@Kasangom
@Kasangom 10 күн бұрын
Beqa still now America teblu alekum😅😅😅😅
@Blue___media342
@Blue___media342 11 күн бұрын
💙💙💙💙
@Eric-xz9ms
@Eric-xz9ms 11 күн бұрын
ኣየ ተጋሩን ሕልምን😂😂😂
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 11 күн бұрын
ኣታ ዓንጃል ባርያ ሕጂ ምስ ተጋሩ ምስምማዕ እዩ ዘዋጽኣካ ምክንያቱ ጽባሕ ንግሆ ባሕሪ ደልዮም ክበልዑካ ይክእሉ እዮም።
@Qondaf
@Qondaf 11 күн бұрын
Agombihe lMedhn blwegra kemey neyru
@dawitdawit7055
@dawitdawit7055 10 күн бұрын
ጉጅለ ህወሓት ዛብቀዐላ ጉጅለ ኢያ!
@GideyBerhanu
@GideyBerhanu 11 күн бұрын
ንባዕሉ ክሽየም ዝደለየ ሰብ እዩ ዝመስለኒ
@yonasteages2600
@yonasteages2600 11 күн бұрын
I like medhin
@KelebetChidane
@KelebetChidane 10 күн бұрын
ሓሳብ ዘይብልካ ድኣ ታይ ክትገብር ንዓኣ ክትደግማ ኢኻ እምበር
@medayow5556
@medayow5556 11 күн бұрын
ንሻዕብያ ብዘይተጸበየቶ ኢና ክንኣትዋ ብትግራይ እንዳ ተጸበየት ብየመን ክንኣትዋ ኢና ስትራተጂ ኣብ ናይ ዜሮ ስዓት እዩ ክስራሕ 💙💙💙🫶🫶🫶
@First-Eri
@First-Eri 10 күн бұрын
ትማሊ ትግራይ ትስዕር ኢልኻ ትግራይ ኣስዒርካስ ሕጂ ክኣ ዓባይ ኢትዮጵያ ከተስዕር ድዩ ዕላማኻ መሬት ወሪድካ ተቃለስ ዘይትጥበሶ ኩናት ኣይተሳውር
@medayow5556
@medayow5556 9 күн бұрын
@ ኣቦታትካ እዮም ብዛዕባ ኢትዮፕያ ከይትበታተን 70ሽሕ መላምል ኣጥፊኦም ኣነ ክኣ ባይታ ክወርድን ዘይክወርድን ኣበይ ትፈልጠኒ ርኹስ ኩርኩር ህግደፍ ተሲድድካ ንበር ጥራይ ባርያ
@eriblood803
@eriblood803 9 күн бұрын
​@@medayow5556 😅😅😅 aye midre fara fera cenewuti donkoro haghereseb tewelige...wala enda motkum tifikuru 😅😅😅😅
@First-Eri
@First-Eri 9 күн бұрын
@ ባሃም ደንቆሮ ባርያ ወያነ ባርያ ኢልካ ክትጸርፍ ክትሓፍር ኣለካ ባርያ ህግደፍ ወላ ተዝከውን። ሓላዪ ሰራዊት ክትመስል መላምል ጠፊኦም ኣይትበል ኣስመራ ብመሳይል ክትድብደብ ከላ ዓገብ ክትብል ነይሩካ ንህዝቢ ትሓሊ ተትከውን ዕጡቅ ዕጡቅ እዩ ክቀትል ክቅተል ብዛዕባ civil ቀዲምካ ክትሓስብ ነይሩኻ
@Panaroma-Habesha
@Panaroma-Habesha 11 күн бұрын
ብ ዖይኒ ሓቂ ኤሊታት ተጋሩ' ኸ ን'ለዉቲ ድልዋት ዶ ኔርኩም ድኹም? ምኽሳስ ጥራሕ ኾይንኩም
@KelebetChidane
@KelebetChidane 10 күн бұрын
This is not a teacher
@gebremariamzewde8795
@gebremariamzewde8795 11 күн бұрын
Medhin.mes.gashakin.nehzbi.tgrayn.ruhus.timeet
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 11 күн бұрын
Memhr Abreha 👍👍👍👍👍👍💛💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@afewerkimulugeta6392
@afewerkimulugeta6392 11 күн бұрын
well come bergeday
@eriblood803
@eriblood803 9 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@BerbereBerbere-m6h
@BerbereBerbere-m6h 11 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 10 күн бұрын
ኣነ ህወሓት ኣጀንዳ ኹሉ ክኸውን የብሉን፡፡ በቃ ይረሳዕ!" ካሊእ ረብሓ ትግራይ ዳኣ ንዘራረብ
@redseacamels3582
@redseacamels3582 10 күн бұрын
Kkkkkk😂
@tsega-k1t
@tsega-k1t 9 күн бұрын
ሓቅኻ ሰብ መኽዋን
@wediadi6788
@wediadi6788 11 күн бұрын
ብሓቂ በሊሕ ሰብ፣ ምሁር ማለት ከምዚ ክኸውን ኣለዎ። ትግራይ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ክመርሑዋ ኣለዎም፣ ካብዚ ዘላቶ ውዱቕ ፖለቲካ ሕምስምስ ክትገላገል እንተኾይና።
@JemalAbdu-vo2sp
@JemalAbdu-vo2sp 11 күн бұрын
መድህናዊት ሓረካዊት መቀላዊት i love you medhin ዋዕሮ
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 11 күн бұрын
💙🥰🥰🥰💙💙🥰🥰
@genigebre2752
@genigebre2752 11 күн бұрын
እና መድየ መደብኪ ማዓልታዊ ግበርዩ ኢኪ እቲ ህዝብና መታን ክነቅሕ ከምዙይ ዝበሉ ዓበይቲ ሰባት ኣምፅእልና ኢኪ ብፌላይ ተቃወምቲ ውድባት ካብኡውን ኤርትራውያን ኣቅርብልና ተሰፋ ክኮነና
@eriblood803
@eriblood803 9 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂
@BerheBeyene-n6n
@BerheBeyene-n6n 11 күн бұрын
ብስል ስብ መዲ ክምዚኦም ዝብሉ ስለተቅርቢ የቅንየልና
@bereketbahta5321
@bereketbahta5321 11 күн бұрын
Ajekum buzuh bota alo mietewi
@LyanaBereket
@LyanaBereket 11 күн бұрын
Selten
@KelebetChidane
@KelebetChidane 10 күн бұрын
ጥዑይ ሰብ ዶ ሰኣንኪ
@KelebetChidane
@KelebetChidane 10 күн бұрын
ሓሳብ ዘይብልካ ድኣ ታይ ክትገብር ንዓኣ ክትደግማ ኢኻ እምበር
@KelebetChidane
@KelebetChidane 10 күн бұрын
ሓሳብ ዘይብልካ ድኣ ታይ ክትገብር ንዓኣ ክትደግማ ኢኻ እምበር
@KelebetChidane
@KelebetChidane 10 күн бұрын
ሓሳብ ዘይብልካ ድኣ ታይ ክትገብር ንዓኣ ክትደግማ ኢኻ እምበር
@KelebetChidane
@KelebetChidane 10 күн бұрын
ሓሳብ ዘይብልካ ድኣ ታይ ክትገብር ንዓኣ ክትደግማ ኢኻ እምበር
@KelebetChidane
@KelebetChidane 10 күн бұрын
ሓሳብ ዘይብልካ ድኣ ታይ ክትገብር ንዓኣ ክትደግማ ኢኻ እምበር
@KelebetChidane
@KelebetChidane 10 күн бұрын
ሓሳብ ዘይብልካ ድኣ ታይ ክትገብር ንዓኣ ክትደግማ ኢኻ እምበር
Как Ходили родители в ШКОЛУ!
0:49
Family Box
Рет қаралды 2,3 МЛН
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН
ሶሎሞን ንህግደፍ ተጻዊትሎም | Yikealo Tv
25:53
Yikealo ይከኣሎ TV
Рет қаралды 32 М.
Как Ходили родители в ШКОЛУ!
0:49
Family Box
Рет қаралды 2,3 МЛН