እዋናዊ መግለፂ ውድብ ህወሓት ብምክትል ኣቦ ወንበር እቲ ውድብ ኣይተ ኣማኒኤል ኣሰፋ

  Рет қаралды 12,716

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 187
@abdulmanane4597
@abdulmanane4597 Ай бұрын
ሕፊር ባ በሉ
@genigebre2752
@genigebre2752 Ай бұрын
ኤማ ተሰፋ ትግራይና 🥰
@meharitekeste8551
@meharitekeste8551 Ай бұрын
ህዝቢ ተረዲኡዎ በቃ ኢሉኮ ሰምዕዎባ
@BahtaGirmay-c2y
@BahtaGirmay-c2y Ай бұрын
ህወሓት ተወልደት 1967 ወ ሞተት 2016 😂😂😂
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
Tkkl
@abrishmichael4465
@abrishmichael4465 Ай бұрын
30 ዓመት ዝትዓፈናዮ ይኣኽለና No more Tplf/ማለሊት at all
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Ай бұрын
ጉሓፍ
@ShumeXTube
@ShumeXTube Ай бұрын
ተፈንፍንኹም እኹም ቻው thank you for your service
@fishktaameley7842
@fishktaameley7842 Ай бұрын
@@ShumeXTube 😂😂
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Ай бұрын
ኣታ ወድዛ ዕብዲት
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
@@AlemTigray-pc8yvno more hwht yebl alo hazbi Tigray
@tsehaytesfahun4564
@tsehaytesfahun4564 Ай бұрын
Thank you Amanuel. You can win with patience.
@hgfana6731
@hgfana6731 Ай бұрын
ሐፂርን ረዚንን መልእኽቲ 👉ንዝርድኦ
@eyob7466
@eyob7466 Ай бұрын
Cominsts they don’t have
@hgfana6731
@hgfana6731 Ай бұрын
@@eyob7466 short idea from short memory 😃
@temesgentemesgen1310
@temesgentemesgen1310 Ай бұрын
👌👌👌👌❤❤❤
@kidaneberhe7911
@kidaneberhe7911 Ай бұрын
ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብተዛማዲ ኢዩ ክርኤ ዘሎዎ። ሕውሐት ብተዛማዲ ማለት ምሶቶም ቅድምሕጂ ዝነበሩ ገዛእቲ ከተወዳድሮ እንከለካ አዝዩ ዝሐሸ አምሐድራ ከምዝነበረ ብዙሕ ዘጠራጥር አይኮነን። ኤሊት ኢዩ ዝበሃል አብ ኢትዮጵያ ዝሐሸ ከነምጽእ ኢና እናበሉ ነቲ አብ ኢትዮጵያ ዝከይ ዝነበረ ካብ ድክነት ናይ ምውጻእ ምዕባለ የቆናጽብ ነይሮም። ብአብይ ዝምራሕ ኤሊት ከአ መጺኡ ውጺኢቱ ከአ ይረኤ አሎ። አብ ትግራይ ከአ ብአብይ ዝእዘዙ መራሕቲ ጌታቸውን ጻድቃን ንሕውሐት እንዳ አቆናጸቡ አብ ትግራይ ዝሐሸና ኢና እንዳበሎ አብ ዲቅ ዝበለ ጸልማት ንትግራይ ብሕልፊ ንኢትዮጵያ ከአ ብሐፈሻዊ ከእትዉ ይራአዩ።
@elsagebredingle5315
@elsagebredingle5315 Ай бұрын
Ajekum❤
@samueltesfaye-b6f
@samueltesfaye-b6f Ай бұрын
ፅሓይ ንበይንይ ደዩ እንኦ
@juju3d955
@juju3d955 Ай бұрын
ሕፈሩ ኣቱም ናይ ችግር ኣንቴና።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
እዚኦም ሰባት ቁሩብ ዶ ይሐፍሩ እዩም አብ ውሽጥን ደገን ርስተይ ተሐዲገ ጫውጫው እንታይ ጣቋ አለው እዚእም ጽንተት ቀይዲ በተኽ ፍላሉነት ገዲፎም አብ ጎድኒ President ጎይቶእም ረዳ ካሕሳይ ክኾኑ ይግባእ ሕዝቢ ትግራይ ይአኽሎ ጽንተት Genocide.
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
ሰይጣን ዶ ይሓፍር እዩ ደም ክውስኽ እዩ ዝፅዕር አበር
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 Ай бұрын
No more gojely confusion Sebhate.
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Ай бұрын
ኣጆኹም ፈተና ኣሎ ዓወትና ግን ናይ ግድን እዩ የቀንየልና ብራኸ ሸው
@afewerkbelay8333
@afewerkbelay8333 Ай бұрын
ጉድ መፂኡ፣ መግለፂ ዓፍቲና😃
@zemenrae9193
@zemenrae9193 Ай бұрын
ቻው ቻው ሕዋሓት የቐንየልና ዓድዋ እንተመሪሖም ሕዋሓት ካልእ እንተመሪሖምን ዘይህዋሓት ትኽውን እንተኾይና ክትፈርስ ኢዩ ዘለዋ
@saraabraham2202
@saraabraham2202 Ай бұрын
ኣጆኹም : እናዉወፃኹም ከምዙይ መግለፂ ሃቡ
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
Dedeb
@kingdomofaxum6891
@kingdomofaxum6891 Ай бұрын
​@@ahmaduhfyui2521መልሲ ተልዩካ መልሰሉ ተዘይኮይኑ ናትካ ንሰብ አይትሃብ
@sleshikiros4017
@sleshikiros4017 Ай бұрын
ኣታወዲ ኣብ ቢሮ ፍትሒ ስራሕካን ሓላፍነትካን ብኣግባቡ ዘይተዋፃካ ሓደ ረሳሕ ሐዚ ምስ ደብረ ዐክሊል ዓዲ ክተድሕን
@tesfayabraha5657
@tesfayabraha5657 Ай бұрын
በስቢስና ትብሉ ነይርኩም ዝበስበሰ ውድብ ናብ ጛሓፍ ዮድርበ እሞበር ክመርሕ አይኽእልን የአክል
@endlessefforts6015
@endlessefforts6015 Ай бұрын
# ጉጂለ ስብሓት(ናይ ዓሌትን መውስቦን ጉጂለ) ንጌታቸው ኣሰፍ ለኪምዎ ይጠፍዕ ኣሎ !
@cantedu
@cantedu Ай бұрын
ብሓፂሩስ ህዝቢ መራሕቱ ናይ ምምራፅ መሰል የቡሉይ ‘ያ ታነገር
@fesseha1071
@fesseha1071 Ай бұрын
ጌቹን ጻድቃንን ፡ ምስሌነ ኣብይ ኣብ ትግራይ፡ በቃ።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ስልጣን ናፈቅቲ ኢኩም ካብ ስልጣን ወፀኢ ተሐስብው ነገር የለን
@fishktaameley7842
@fishktaameley7842 Ай бұрын
Chaw chaw gize aytiktelu tray😂
@maebelgm5306
@maebelgm5306 Ай бұрын
The interim administration has to do what it take to differentiate the gov' and the political party (Tplf). This will take time, resource and freedom of speech and the time if now.
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
ለያቡ ጃንዳ ደብረፅየን ዘአመኑ ነጋዶ አብ መቐለ ዘለዉ ሕዝቢ ይጉስጉሱ አለዉ እሞ መንግስቲ ይጠይቐልና
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Ай бұрын
ዓሻ ዓንሰባ ስራሕኻ ስራሕ
@NegashTesfay
@NegashTesfay Ай бұрын
በሳብሰ ብገንዘብ ታኣሲብኩም ትግራይ ኸትሸጡ ላእልን ታህትን ትብሉለኹም ህርሚ ኣይኾነልኩምን!
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
አማኒኤል ዳአ ሰራቂ እንዲካ እንታይ ትገብር ነብ ወንበረ ሰጊርካ ዋይ ደብረ ፅንተት ንጌታቸው አትሒትካ ንአማኒኤል ንላዕሊ ምስቃል ኩሉና ሰብ ስረ ኢና ሓንቲአ አላ ሽጉጥ የድልየካ አሎ ወዲ ሰረቂ ጨው
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
Tkkl
@leulgebremariam3379
@leulgebremariam3379 Ай бұрын
Brave tesfa minasey Tigray .Tsadkan bi melee gize ewub betbitu zinebere betbati Hezi ewub yibitbit all .Kebabinet kemey German no ajenda yitikemu .mihiferi eyom
@muluebuy
@muluebuy Ай бұрын
ኣታ ልውንበርዶ ኣታ ልስልጣን ትከውን ሰይጣን!
@AsterLeges-x1j
@AsterLeges-x1j Ай бұрын
Ewnet tmenmnaleh enge atmotm bertu
@BrhaneHilesase
@BrhaneHilesase Ай бұрын
ፅፉፍን ህድኣትን ዝዓሰሎ መንፈስ። መዋፅኢ ዘይብሉ ቅርቃር የለን። ንግዚኡ እምበር ኩሉ ግልህልህ ምባሉ አይተርፍ ። ትግራይ ትስዕር ምባል ካብተረፈ፡ ሓቂ ትስዕር እንተበልና ኸ?
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
Leba rkus
@juju3d955
@juju3d955 Ай бұрын
ካብኡ Tplf ኣይትብከዩ።😂
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 Ай бұрын
enough is enough
@selfreliance8999
@selfreliance8999 Ай бұрын
ንጌታቸውን ጻድቃንን ከይቀተልኩም አው ትግራይ ሰላም የለይ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
Barya hgdf husurat nayza alem
@selfreliance8999
@selfreliance8999 Ай бұрын
@@solomonteshagerethiopian6483 ክላእ ካብ ዓጋመ ዝሐስር ፍጥረት አሎ ድዩ 😂😆🤣😝
@saraabraham2202
@saraabraham2202 Ай бұрын
ናይ ህዝብና ነገር ሓደራ
@ሕጂኸናበይ
@ሕጂኸናበይ Ай бұрын
አረ ሕፈሩ በቃ ሎምስ ዒቅ ኢልዎ እዩ ህዝብና በቃ ይኣኽለኩም እቲ ዝኣረገ ፖለቲካኹም ሒዝኹም ኪንዮ ሓጹር ኪዱልና ንስኹም ንስልጣንኩም ክተደልድሉ ህዝብና ኣፅኒትኹምዎ ኢኹም ሕጂ ድማ ኣብ ፈቆዶ ዳስን ኬንዳን ብቁርን ውሕጅን እናተገርፈ ይሳቀ እዩ ዘሎ ንስኹም ከኣ ንህዝቢ ትግራይ ብዘይካ ክሕደት ወላ ሓደ ትርፊ የብልኹምን በቃ ይኣክል ይኣክል ይኣክል መናእሰይና ፈቆዶ ባሕርን ሳህራን ይፀንት እዩ ዘሎ በቃ ዕኽኽኽ ኢሉና😢😢😢
@santiyago7635
@santiyago7635 Ай бұрын
ትግዝያዊ መንግስቲ መንግስቲ እስካብ ዝኾነ? ክሾምን ክሓትትን ክሽልምን ስልጣን አለዎ። ህወሃት ውድብ ወይ ፖርቲ እያ። ገና ተመርፃ መንግስቲ አይኮነትን 51 ክፋል ቱ ግዝያዊ መንግስቲ ሙኻና ፀገም የብሉን ግን ንሳ ትውንኖ ስልጣን አለዋ ማለት አይኮነን። ማንም ተሾመ ካብ ሹመቱ ተልዓለ እንታይ እዩ ዘሕምመኩም? ወይስ ንዝሓመመ ክም ባህልና ተታሓሙሙ ኢኩም ዘለኩም?#@&$
@Haftayekubamichael
@Haftayekubamichael Ай бұрын
ይአክል ናይ ስልጣን ኮረሻ
@Wediraya983
@Wediraya983 Ай бұрын
ኣየ ኣማኑኤል ንሕና ቤንዚን ከይንውስኽ ኢልና ዶ በለ (ዝኣኽለንያ ጥሒነንስ ብኣለማርያም እዩ በላ ዶ በሉ ወለዲ ) ክንዲ ዝካኣሎም ህዝቢ ንግምት ከይቕበል ፈቲኖም ህዝቢ ድማ ንስኹም ያኣኽለኩም ለውጢ ንድሊ ኢና ኢሉ ብሓደ ምስዓሰለ ከምዘያዋፀኣአኩም ምስፈለጥኹም ሐዚ ድማ ላግፂ ዝመስል መግለፂ ተውፅ ኡ አረ ሕፈሩታ ህዝቢ ይዕዘብናሎ ዓለም ድማ ይርኣይናሎ ኢልኩም ኢሂን ምሂን ተባሂልኩም ናብ ዕርቂ ተትምርሑ እዩ ዝሓሽ በቲ ሕጂ ትኸድዎ ዘለኹም ኣከያይዳ መሊስኩም ህዝቢ ትግራይ ክወፅኦ ናብ ዘይኽእል ዓፀቦ ከይተእትይዎ ደጋጊምኩም ሕሰብሉ ። መን እዮም ብስሩባ እዚኦም ከም መንግስቲ ኮይኖም መግለፂ ዝህቡ ዘለው ኣብ ትግራይ ሓደ መንግስቲ ጥራይ እዩ ዘሎ ንሱ ድማ ግምት እዩ ስለዚ ኩሉ ውድብ ይኹን ህዝቢ ንመንግስቲ ናይ ምእዛዝ ግዴታ ኣለዎ። ትግራይ ናብ ዝሓሸ ዲሞክሪያሳዊ መንግስቲ ንምወሳድ እነተደሊኹም መጀመርታ ከምቲ ንስኹም ኣብ ወንበር እንዳሃለኹም ህዝቢ ይስምዐኩም ዝነበረ ንስኹም ድማ ንህዝቢን ሐዚ ዘሎን መንግስቲ ንምስማዕ ሞክሩ ኣነ እንተዝየመሪሐ ዝብል ንማንም ኣይጥቕምን ወንበር ድማ ንሓደ ሰብ ጥራይ እምበር ንጉጅለ ክኸውን ስለዘይኽእል
@tesfayezeray
@tesfayezeray Ай бұрын
ስማዒት ብባእሉ ፀገም አለዋ አነ ዝመስለኒ ጊዚያዊ ምምህዳር ዒላምኡ ብዘየተፈለጠ መንግ ጉስጎስ መግባሩ ክርድእነ አይካለን በአይ እምነት ክልቲዑ ጉጅለ ተሀታቲ እዮ ብፍላይ ጊዚያዊ ምምህዳር ስከፍዔ መንገድ ይከይድ አሎ አገብ ክባሀል ይግብዖ አያና ፃድቃን ዝገብሮ ዘለ ነገር ብጣእም ዝህዝን እዮ ከሀስበሉ ይግባእ
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
Dedeb
@vvg5520
@vvg5520 Ай бұрын
ገጋቸው😂😂😂​@@ahmaduhfyui2521
@tesfayezeray
@tesfayezeray Ай бұрын
@@ahmaduhfyui2521 ፀርፍ ናይ ስዕረት እዮ ብወገነይ ልአሀ ሀወይ ዝፀርፈሉ ምክኒያት የብለይ አመራርሀ ስመስለካ ምዝራብ ንቡር እዮ መሰልይ እዮ
@teklaygerekidangerekidante3427
@teklaygerekidangerekidante3427 Ай бұрын
ሓሳዊ ደቅሳ ዳኣ ሰኪትክን ለያቡ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
ዝለመደ ዶ ይድቅስ ዝስረቅ ይእልሽ ማዓዝ ይድቅስ😂😂😂😂
@teklemariame264
@teklemariame264 Ай бұрын
ሓፂርን ግልፅን መግለፂ ኣጀኹም በርትዑ ኩሉ ክሓልፍ እዩ።
@SolomonGidey-p1v
@SolomonGidey-p1v Ай бұрын
ቻው
@Wediraya983
@Wediraya983 Ай бұрын
ኣታ በጃኹምንዶ ኣይተላግፁልና በልዋቶም ዓገብ ዝብሎምዶ ሰኣኑ ንሶም በቢዞባ እንዳዞሩ ዘይስሩዕ ኣኼባታት እንዳካየዱ ቐንዮምስ ህዝቢ ብሓደ ድምፅን ሓድነትን ኮይኑ ኣብ ጎኒ ግምት ምስ ዓሰለ ከባቢያውነትባ ገለባ እንዳበሉ ከዕገርግሩ። ብስሩኸባ መን ክይኖም እዮም መግለፂ ዝህብ ዘለው ቅድሚ ግምት ናብ ሕብረተሰብ ምውራዱ ቢቢዝኸኣልዎ ዓቕሞም ህዝቢ ንግምት ከይእከብ ክንዲዝካኣሎም ገይሮም ኮይኑ ግና እቲ ለባምን መስተውዐልን ህዝብና ብዝገበሮ ዘይትሓለለ ቓልሲ መልሱ እምብልና ንደለይቲ ሰላም ኢና ንድግፍ ንስኹም ድማ ምስኦም ኮይንኩም ተሓባቢርኹም ምርሑና ኢሉ ነፂግዎም ሐዚ ታይ ግበሩና እዩ እዚ ኹሉ ዓገረገርን መግለፅን መልሲ ህዝቢ ትግራይ ሓንትን ሓንትን ጥራይ እያ ሕዋሓት ኣይትፈርስን ኮይኑ ግና ኣብ ጎኒ ግምት ኢና እቲ ዘለና መንግስቲ ድማ ግምት እዩ ይብሎም ኣሎ ብድምፁ ኣቢሉ። ዋይ መንግስቲ ከይንብሎም ኣብ ትግራይ 1 ግዜያዊ መንግስቲ ጥራይ እዩ ዘሎሞ ፍርዱ ንህዝቢ ክገድፎ ንምንታይ ዓገርገር ከምዝብዝሑ ግና ኣይርዳኣንን
@KisanetGidey
@KisanetGidey Ай бұрын
ግዜ ዝሰሓሎ በሊሕ መንእሰይ ላዕለዋይ መሪሕ ውድብና ኤማ💪💪💪💪
@TesfayTizazu
@TesfayTizazu Ай бұрын
ክላእ መዋዕልቲ ሞጎጎ
@yow2063
@yow2063 Ай бұрын
ብ2ይ ክፍሊ ዝተመረፀ ናይ ደብረዕንክሊል ወጣት ፖለቲከኛ
@ማዓርፅጌናይ
@ማዓርፅጌናይ Ай бұрын
ሰማዒ የብልኩምን ። ስልጣን ቅበፅዋ ። ውረዱ ። ዳይናብ ማሕረስኩም😂
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
ከም ጡው አዴኦም ይቅበፅዋ አማኒኤል ሽጉጥ ተድልዮ አላ
@selamselam2569
@selamselam2569 Ай бұрын
ፅቡቅ ሓበሬታ ኣይተ ኣማኒኤል ቲም ጽድቃን ጌታቸው ንህዝቢ ብሓሶትን ገንዘብ ከታሉሉ ያሓስቡ ግን ህዝቢ ትግራይ ትረዲእዎ ኣሎ
@zewdeneshamare9782
@zewdeneshamare9782 Ай бұрын
Izbi tgray gdefwo. 😮
@temesgentemesgen1310
@temesgentemesgen1310 Ай бұрын
👌👌👌👌❤❤❤ ሕወሓት
@tesfayabraha5657
@tesfayabraha5657 Ай бұрын
ናይ ሠብአይን ሠበይትን ፓርቲ አየድሊየናን.
@fisehawelu2102
@fisehawelu2102 Ай бұрын
ኤማ ተስፋ ሓድሽ ወለዶ ትግራይ
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
Ata dedeb rkus getachew eko mengsty eyu resah
@alemtesfay-g3t
@alemtesfay-g3t Ай бұрын
TPLEF changed his tone today
@Mebratu-n2x
@Mebratu-n2x Ай бұрын
አለኹ እየ ዝብል ዶ በለ
@hailekewedom7171
@hailekewedom7171 Ай бұрын
Mr. Since 1975 TPLF part had spent it's entire life in Tigray as a leadership. Isn't better to leave. Giving up will not give you anything, it will only help cut your losses. Most of all it will help save you time. Sometimes not giving up is the foolish option. Please be fair and equal for everyone.What makes you now confused?
@issacharheylu6002
@issacharheylu6002 Ай бұрын
Did you take notice of what likes 'Brakhe' has given to the comments below 🧐. I bet she didn't like most of comments here 😅.
@ሰሌንውሃራያ
@ሰሌንውሃራያ Ай бұрын
ሐጠው ቀጠው እና አጀውጀው ነገር እዩ ። ምንም ቁምነገር ዘይብሉ ዘረባ። ንሕና ጌታቸው ክመርሐና ኢና ንደልይ
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
Tkkl
@beyenawahid
@beyenawahid Ай бұрын
The Flood gates for change & reform are now wide open in Tigray as evidenced from mass uoheavals in Abiy Adi, Edaga Hamus,Adigrat, Naychew, Mekhoni etc ,. You guys are still not ready to litsen to the voice of z people. What a diehard animal this faction has came to be. Pls, Don't bore us with nonsensical press briefing, day in & day out. The era of benefitting from "DISINFORMATION_ምድንጋር" is over.
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
Dedeb
@habentikue7918
@habentikue7918 Ай бұрын
No more TPLF 🤮
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
አንትም ለያብ ሰረ ዘይብልክም አይንደልየክምን ጓሓፍት ጫው ጫው በሉ መንግስቲ ህዝቢ ተቀቢልወ አሎ ንስክም ከ እንታይ ገበርቲ ማዓዝ እክም ስርዓት ትፈልጡ ደቃሉ ሻዕብያ ዳይፐራት ደብረ ፅንተት 😂😂😂😂አብ ጎድን ጌች ወዲ ረዳ ተስፋ ህዝቢ እና ንዓክም አይንደልን ልትሰርቅወዶ ስኢንክም ኝኝኝኝኝኝኝ ትብሉ ጓሓፋት 30 ልትጨቆና አብዚ ይብቃ ገዲም የለን አሪግክም እክም ናብ ንስሀ ቅረብ ደም ትግራይ አብ ዝባንክም እዩ ዘሎ አውሬ ታት
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
Tkkl
@Berhun-zw9uw
@Berhun-zw9uw Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@temesghen9252
@temesghen9252 Ай бұрын
ተጋሩ ኣብ ክንዲ ኣብቲ ዘሎ ሽግራትን ጸገማትን ቀዳምነት ሂብኩም ምስራሕ ኣብ ስልጣንን ምፍልላይን ክትዋፈሩ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን።ብፍላይ እዚ ብወገንነት ምፍልላይ ኣብዘይትወጽዎ ዓዘቅቲ ከእትወኩም እዩ።ህድእ ኢልኩም ሕሰቡ።
@cantedu
@cantedu Ай бұрын
ፖለቲካ ፀለመ ኣፈላላይ ብስልጡን መገዲን ብናይ ሓሳብ ልዕልነት ከይፍታሓ ፀቢብ ረድሓ ንምርዋይ ስቓይ ህዝቢ ብሑሱር ፀለመን ድሑር ከባብያዊነት ተኸዉሉ ክተርፍ ካብ ምድላይ ይነቅል, ናይዚ በዓል ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ‘ዩ።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
አየናይ እዩ ህዝብካ ድብረፀየን እና ፈትለ ወረቅ ድዩም ህዝብካ
@SamiBest-xd4wx
@SamiBest-xd4wx Ай бұрын
አበት ደፍረት ሕፈረት ዝበሃል የለን
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Ай бұрын
TPLF ሆይ ሐዚውን ብግልፂ ንምዝራብ ብአለም ገ/ዋህድ ምኽንያት ህዝቢ ዓኽ ኢሉ እንትፍ ኢሉኩምዩ .
@mezgebegirmau1089
@mezgebegirmau1089 Ай бұрын
ተስፋ ዘለዎ መራሒ
@MileyAsem
@MileyAsem Ай бұрын
ኣመራርሓ ህወሓትን ሓሶትን ጉድ ዩ ኣታ ሕፈሩ እንዶ ኣቱም ናይ ስርቂ ጉጅለ
@erimetera4208
@erimetera4208 Ай бұрын
Kab nay Meles Zenawe democracy nay president isayas dictatorship yehesheni
@kingdomofaxum6891
@kingdomofaxum6891 Ай бұрын
መንግስትን ፓለትካ ፓርቲን ክፍለ አለዎ ዝብል ሓበራዊ ምርድዳእ ገይርኹም ገይርኩም ክተብቅዑ ቅድሚ ምፍልላይኩም ዓሰርተ ግዜ እናወፃእኻ አሰራርሓ ውድብ ይጥሓስ አሎ ምደባ ይካየድ አሎ ማለት እንታይ እዩ ትርጉም?? ህውሓት ከምፓርቲ። ጥራይ ክንቀሳቐስ ዝወሰንኩም እኮ ካልእ ስራሕቲ መንግስቲ ክሰርሖ እዩ ።ህውሓት ማለት ከም ውናትን ባይቶናን እዩ እልኩም ምቕባል ንምታይ ይአብየኩም 50 ዓመት ዝተብሓተ ስልጣን ብሓደ ግዜ ተራ ፓለትካዊ ፓርት ክኸውን ዋላሽተወሰነ ንምትግባር ግን ከምዘይተውሓጠሉ እና ንዕዘብ ዘለና እዚ ዓገብ እዩ ደጋግሙ ንዝደመየ ህዝብ ዳግም አይተድምይዎ ይአኽለኩም ። ሕገ መንግስቲ ትግራይ ህውሓት እዩ ብዝጥዕሞ አርቅቑ አፅድቕዎ እዚ ኩሉ ዝፈልጦ ጥረ ሓቂ እዩ። መንግስቲን ፓርትን ይፈላለ ዝብል ውሳኔኹም ክፍፀም ተኾይኑ ነቲ ዝነበረ ፓርታዊ መንግስት ዝፃባእ ክኸውን ንቡር እዩ ።ስለዚ ሕገ መንግስቲ ክትብሉ መናእሰይ ረግፎም ሕጅ ድማ አሰራርሓን ሕግ ትብሉ አለኹም ሕጊ ዶግማ ስላሴ አይኮነን ዘልአለም ዝነብር መንግስት ከፈፅመሉ ብዝኽእል መንገዲ ክዕሪ ግድን እዩ። ፈኸራ ዓገብ ክትብሃሉ ይግብአኩም ይአኽለና ደምና አይደረቐን ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
Please leave hazbi Tigray alone ❌❌❌
@henokhabtezgi4136
@henokhabtezgi4136 Ай бұрын
Which one is TPLF? How about group of Getachew? Are they already gave up?
@mitikuamanumesele3975
@mitikuamanumesele3975 Ай бұрын
ንኹሉ ዘረዳድእ መንገዲ የብልኩምን!!!::
@MunirNurhussien
@MunirNurhussien Ай бұрын
Good job 👍
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
What job 🤷‍♂️
@alemberihu5297
@alemberihu5297 Ай бұрын
እንተደሊኹም ዓድዋ ታይዋን ግበሩ ዉረዱ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Ай бұрын
ነዳዲ ወስክ አይትወስክ ህዝቢ ምስ ጌታቸው ረዳ እዩ ዘሎ
@haftekebede5022
@haftekebede5022 Ай бұрын
ውድብ ህወሓት ናበልኪ ትገልፅዮ ነገር ዩ ዝገርመኒ ሎ; ካበይ ኢኺ ኣምፂእኽዮ??? ፅግዕፅግዕ ዶ ቶብለኺ ሓቀይ
@abuhuz9506
@abuhuz9506 Ай бұрын
ቀፃለይ ዐመት ተተሳኺዑለይ ዲቪ መሊአ አሜርካ ከይደ ንደጋፋይን ተቓዋመይን መፈከር ትሸርትን ባንዴራን ምሽቃል እዩ 😂 ይሳኸዐልካ እማ በሉለይ ደቂ ዓደይ 🙏
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 Ай бұрын
እቲ ዝለዓል እንታይ ኢሉ ስልጣኑ የረክብ?
@Tagye-y6k
@Tagye-y6k Ай бұрын
የለን ቻዉቻዉ
@MebrahtuKahssay
@MebrahtuKahssay Ай бұрын
ተስፋ አሎና ካባኹም አንበር ካብ ዞም ባንዳታትን ተለአአኽቲ ብልጽግና አማ ??????
@HadisMeresa-p4k
@HadisMeresa-p4k Ай бұрын
Dedebat chaw kabdegim
@getachewtsegay-c2y
@getachewtsegay-c2y Ай бұрын
ኩልጊዘ አንዳሓሰውኩም ትነብሩ በጃኹም ቀሲንና ክንነብረሉ
@Welse1965
@Welse1965 Ай бұрын
አቱም ባዳ ናኢሳያስ ናግብፂ ተወከልቲ ህውሓት ያክል ትግራይ ናይ ውህዳት ቤተሰብ ንብረት አይኮነትን ።
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 Ай бұрын
ቻውቻወ ሰብ ኣይተደንቁሩ ይኣኽለኩም ግደፍዎ ነዚ ህዝቢ‼
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
Hazbi Tigray had enough of hwht so leave simple 🤮🤮🤮🤮
@GoytomBrhane-k3z
@GoytomBrhane-k3z Ай бұрын
Kkkkkkk eneka hgawi
@santiyago7635
@santiyago7635 Ай бұрын
ናይቱ ፀገም ምንጭን ዑምቀትን አድላይነት ለውጥን። ምንም እኾ ተዘይፍለጥና!አር እውን ምግማት። ወገብና ከግቡጠና ከምዝኽእል። ግን ድማ ዘይሰብርና!እኻዳአስ ካብ ውድቀት ዘውፀእና ምኻኑ ቀዲሙ ተፋሊጡ ዝሓደረ እዩ ብዋናነት ንኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ነቱ ዓይንን መሰርትን ኢትዮጵያ ንዝኮነት ትግራይ ። ኮይኑ ግን ውድብኩምን አባልኩምን ካድርኩምን ናይ ሓባር ውሳኔ ክውስን ይኽእል እዩ።ሓፋሽ ህዝብና ትብል ግን ጌጋ እዩ። ህዝቢ ወኪልኩምን ንህዝቢ ክተገልግሉን ህዝቢ ዝውክለኩም ውድብ እምበር!ባዕሉ ትህዝቢ አይኮንኩምን።
@mebrahtomteklay1152
@mebrahtomteklay1152 Ай бұрын
ኢድኩም እዬ።ነቶም ተቃወምቲ እንታይ ተገብርዎም ኔርኩም።ይውቅዑ ,ይእሰሩ ,ይፈራርሑ ኔሮም።ስለዚ ኣባካ ክበፅሕ ዘይትደልዬ ኣብ ካሊእ ክበፅሕ ዘይምግባር።ሕወሓት ናይ ትግራዋይ ስምዒት የብላን።ሕነ ኣይትፈዲ መሬታ ኣይተምልስ ሙሁራን ኣይትእክብ ሰብ እተሳድድ ናይ ሓደ ስድራ እያ ተቀይራ።ኣማሓይሹ
@afeworkidesta
@afeworkidesta Ай бұрын
እዝዘይ ናይ ፕሪቶርያ ናይ ኣብይ ወያነ ናይ ደደቢት ወያነ ዘይኮነ ብቁልጥፍ ዋጉኡ ብስርኣት ሃብዎ ሓደ ሰብ ከይትቀትሉ ካቦተኦም ጥራሕ ኣውግድዎም \pp ጌቸ ቻው
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf Ай бұрын
Well done TPLF
@SIMONBSBN
@SIMONBSBN Ай бұрын
ለካ ሕወሓት'ዉን ምክሳስ, ቕሬታ ምስማዕ ትኽእል እያ ፅቡቕ ተቓማዊ ፓርቲ ይወፃ እዩ 😄
@ሰሌንውሃራያ
@ሰሌንውሃራያ Ай бұрын
አመራርሓ ምምዳቦም ፅቡቅ እዮም ገይሮም ። አይነስርሕን እናበልኩም ዳኣ
@MuhammedzeinMuhammednegash-m8o
@MuhammedzeinMuhammednegash-m8o Ай бұрын
ኣብ ኢዱ ማርቴሎ ጥራሕ ዝሓዘ ሰብ ፀገማት ኹሎም ምስማር መሲሎም እዩም ዝረኣይዎ ። ዝሓለፈ ናይ ህወሓት ስርዓት ዝነበሮ ዓቅሚ እንታይ እዩ ?? ዝተኸሎ ስርዓት ከይንብል ኣብ ኢትዮጵያ ተኺልዎ ዝነበረ ፌደራላዊ ስርዓት ዝነኣሰ በዝሒ ህዝቢ ንዘለዎ ናይቲ ፌደሬሽን ኣባል በቶም ብዙሓት ተዓብሊሉ ወሳኒ ተራ ንከይህልዎ ዝገብር እዩ። ብኸመይ ድኣ ኣብዝሓለፈ ናይ ኢህኣደግ ስርዓት ህወሓት ወሳንን ዓብላልን ተራ ሒዙ ፀኒሑ? ዝሃነፆም ትካላትኸ ዓቅሙዶ ነይሮም ? ጠንከራ ዝበሃል ንስርዓት ዝግዛእ ብኻሊእ ዘይዝወር ናይ ፍትሒ ትካል መከላኸሊ ሃገር ናይ ዴሞክራስን ሰብኣዊ መሰለን ትካላት ኣይነበሩን ። እቲ ዝነበሮ ቀንዲ ዓቅሚ ነቶም ትካላትን ስርዓትን ነቲ ዓዲ ምስ መንግስታን ህዝባን ዝተቆፃፀረ ፖርቲ እዩ ነይሩ። ኢህወደግ ዝበሃል ፖርቲ ድማ ልዕሊ ማንም ህወሓት ይገንሖ ብምንባሩ ህወሓት ናይታ ዓዲ ገባርን ሓዳግን ነይሩ ።ድሕሪ ኣብይ ምምፃኡ ህወሓት ኣብ ኢህወደግ ዝነበሮ ቦታ ስለዝሰኣነ ናይ ባዕሉ ስልጣንን ናይታ ዝውከላ ክልል ትግራይ ረብሓን መሰልን ሸንዲዩ ናብ መቐለ መፅዩ ። ኣብዚኣውን እታ ናይ ፖርቲ ዓቅሚ ጥራሕ ተኣማሚኑን ካልእ ኩሉ ዓቅምታት ቦታ ኣስኢኑ በይኑ ዝዝውራ ክልል ክፈጥር ዲሕ ዝብል ዝነበረ ። ኣብዚ ኹነታት እናሃለና ናብ ውግእ ኣቲና ህወሓት መንግስትነቱ ራሕሪሑ ቤተ መንግስቱ (መቀለ) ንፀላኢ ኣረኪቡ ናብ ቆላ ተንቤን ወሪዱ መሓውሩ ተበታቲኹ ኣባላቱውን ተባታቲኖም ትግራይ ኣብትሕቲ ፀላኢ ወዲቓ ። ኣብዚ ግዜዚ እዩ እቲ ወሳኒ ኣማኒኤል ብውልቀ ዘይተሓወሶ ህውሓት ከምትካል በይኑ ዘይተቆፃፀሮን ዘይዝውሮን ካልኦት ናይ ትግራይ ሓይልታት ተቃወምቲ ፖርቲ ድያስፖራ ካብ ህወሓት ወፃኢ ዝኾኑ ናይ ወታሃደራዊን ፖለቲካውን ኣመራርሓን ብሕብረት ተዋዲዳም ብምቅላስ ንፀላኢ ካብ ኣብዘሓ ክፍል ትግራይ ዘባረርዎ ።ናይ ፀላኢ ምስለኔ ካብ መቐለ ኣውፂኦም ህወሓት ንዝመርሖ መንግስቲ ድማ ናብ ቦትኡ ዝመለስዎ። ብድሕርዚ ኣማንኤል ናብቲ ቃልሲ ተመሊሱ ህወሓትውን ቃልሲ በይነይ ክመርሕ ምባል ጀሚራ ። ብድሕርዚ ናይቲ ህዝቢ ሕብረት ናይቲ ጉዕዞ ንፅረትን ናህርን ከመይ ከይዱ መጨረሻኡ ኣበይ ኣብፂሑና ኩሉ ዝፈልጦ ኮይኑ ፖሪቶርያ ዝበሃል ምዕራፍ ተዛዚሙ ሓድሽ መድረኽ ተፈጢሩ ። ብድሕርዚ ዘሎ ፖለቲካ ህወሓት ንምርዳእ ነቲ ወንበሩ እምበር መስመሩ ዘይፍለጥ ኣበወንበር ገዲፍና ነቶም ክልተ ምክትል ኣቦወንበራት ንርአ ። ጌታቸው ረዳ ኢህኣደግ ኣብ ዝተነቃነቀሉን ኣብ ዝፈርሰሉን እዋን ኣብቲ ፖርቲ ልዑል ስልጣን ዝነበሮ / ወሃቢ ቃል/ ነይሩ ኣብቲ እዋን ካብ ኩሎም ኣባላት ህወሓት ንላዕሊ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ መድረኻት ይረአ ነይሩ ስለዚ ህወሓት ብኸመይ ኣብ መድረኽ ኢህወደግ ተሳዒሩ ናብ ትግራይ መፅዩ ይፈልጥ እዩ። ኣብዚ ግዜዚ ኣማንኤል ድማ ካብ ፖለቲካ ፅዕንቶ ነፃ ክኸውን ዝግበኦ ቢሮ ፍትሒ ሓላፊ ኮይኑ ግን ካብ ካልእ ካድረ ብላዕሊ ኣብ ፖለቲካ ተፂሚዱ ናይ ዓ/ሕጊ ሕቶታት ካብ ማንም ንላዕሊ ዝምልከቶ እናሃለወ ንሱ ግን ብተቃራኒ ይሰርሕ ከምዝነበረ ንማንም ዓ/ሕጊ ምሕታት ይከኣል ። ጌታቸው ኣብቲ ናይ 8 ወርሒ ቃልሲ ልዕሊ ኹሉ ዝጎለሀን ናይቲ ቃልሲ ናይ ቅድሚት ገፅ /icon / ዝነበረ እዩ ። ኣብቲ ቃልሲ ዝተሳተፉ ኣካላትን ዝነበሮም ኣስተዋፅኦን ብዝግባእ ስለዝተረደአ ህወሓት በይኑ ዘጋድዶ እንበር ዝፈትሖ ፀገም የለን ኢሉ ካልኦት ሓይልታትን ዓቅምታትን ክሓውስ ኣለዎ ይብል ። ኣብቲ ናይ 8 ወርሒ ቃልሲ ዘይነበረ ኣማንኤል ድማ ካብ ህወሓት ወፃኢ ኣብቲ ቃልሲ ዝነበሩ ዓቅምታትን ዝሰረሕዎን ስለዘይረኣየን ስለዘይፈልጦምን ህወሓት በይና ተቃሊሳን መሪሓን ዘምፀቶ ዓወት ገይሩ ቆፂሩ ። ነቶም ካልኦት ዓቅምታት ከም ዕንቅፋት ስለዝቆፀሮም ድማ ንዕኦም ምውጋድ ናይ ህወሓት ፖለቲካዊ ቁመና ምስትኽኻል እዩ ይይብለናሎ።ንትግራይ ካብ ህወሓት ወፃኢ ሰብ ከምዘለዋ ስለዘይረኣየ ህወሓት ምድሓን ትግራይ ምድሓን እዩ ንዕኡ ።ኣብ ኢዱ ማርቴሎ ጥራሕ ዝሓዘ ሰብ ፀገማት ኹሎም ምስማር መሲሎም እዩም ዝረኣይዎ ።
@belaydorri6825
@belaydorri6825 Ай бұрын
😃😂😃 መን እዮ እቲ ሕጋዊ እቲ ውድብ ድዮ መንግስቲ ?
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 39 МЛН
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 34 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29
Yay, My Dad Is a Vending Machine! 🛍️😆 #funny #prank #comedy
00:17
ማሰን መልቀስን ትግርኛ (Tigrigna Oral Poetry)
15:36
Mosaic Bahli
Рет қаралды 3,1 М.
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 39 МЛН