"ኣብ ዓዲ ኣምሓራ ዘሎ ናይ ህዝቢ ስቃይ መሕዘናይ እዩ" ቃለ መሕትት ምስ ተ/ይ ጠርጣራው ስቡሕ Interview With Tertaraw Sibuh Part 2

  Рет қаралды 28,508

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 228
@alganeshteklit7923
@alganeshteklit7923 Жыл бұрын
ናይ ልበይ ሰለ ተዛረብካ ዓጊበ ተሐጉሰ ዕድመን ጥእናን ይሐብካ ጠርጣራው ጅግና
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Жыл бұрын
ጠርጣራው ከማኻ ዝበሉስ ይብዝሑልና!ነመስግን!
@maymaedo-uk2pz
@maymaedo-uk2pz Жыл бұрын
ብሓቂ ጀግና ፅቡቅ ትንታነ የቀንየልና ክቡር ኣቦ
@negahaile5391
@negahaile5391 Жыл бұрын
ብራኸ ሸው ናይ ሕውሓት ተኸተልቲ ዓቕሞም፣ ኣተሓስብኦም፣ ኣጭበርበርቲ ምዃኖም ናብ ቃልዕ ምቕራብኩም አመስግነኩም።
@bmeng9780
@bmeng9780 Жыл бұрын
Thanks my hero ❤️ live long.
@ceremelag386
@ceremelag386 Жыл бұрын
Respect her as journalist! With all due respect No more excuses old school. Tigray needs new leadership and new generations!
@letegabriel2721
@letegabriel2721 Жыл бұрын
agree
@sophiaali3933
@sophiaali3933 Жыл бұрын
ዓገንዕ ዓገንዕ ክቡር ሓውና ተጋዳላይ ጠርጣራው ብሃቂ ኣዚዩ ብሉፅ አገላልፃ ውዱባት ትግራይ ካብዙይ ብዙሕ እንተትማሃሩ ምኸሰብኩም ውድብ ሕዋሕት ምፅራፍን ምንቁሻሽን ገዲፍኩም እንተኺኢልኩም በሊፅኩም ተረኸቡ እንተዘየለ ታኣደቡ መራሕቲ ክጋገዩ ይኽእሉ እዩም ግና ውድብና ባዓል ብዙሕ ፀጋታትን ከም ወርቂ ዝተፈተነ ካብ ውሉድ ወለዶ እናተምሓረን እናታዓራረየን ዝጎደለ እናመለአ ክሳገር እዩ
@letegabriel2721
@letegabriel2721 Жыл бұрын
Brava Medhin, you hold your ground, Thank You Both.
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Жыл бұрын
Important and informative discussion. Thank you Brakhe show, Tertaraw. Keep the discussion going, bring all the leadership get asked hard & difficult questions. If they have courage to be leadership, they should have courage to come out in medias give answers to our people's questions. Many questions remaining unanswered.
@mulugetasiyoum5067
@mulugetasiyoum5067 Жыл бұрын
ጠርጣራው ኣቦ ሓቂ ንስኻ እኮ ካብቶም ዘያንበብናዮም መፃሕፍቲ ገሊ ሓደ ኢኻ!! እንኳዕማ ሃለኻልና❤🙏
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Жыл бұрын
ትክክል
@MYKingTDFYE
@MYKingTDFYE Жыл бұрын
😂😂😂
@hakenateritegaru1957
@hakenateritegaru1957 Жыл бұрын
ትጋዳላይ ጠርጣራው መምህር ዝርያምልሽ ፍልጠት❤️✅✅✅
@teamegenreyesus2735
@teamegenreyesus2735 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሉፅ ሰብ። ኣብ ፍጠልት ዝተመኣ ዘረባ።
@calebalex2593
@calebalex2593 Жыл бұрын
ጠርጣራው ብጣዕሚ ዘኽብረካ ሰብ ኢኻ ነይርካ ብዛዕባ ጉራጌ ዝበልካዮ ሓቂ እንተኾይኑ አእምሮኻ መሪቱ እዩ እሞ ሃተፍተፍ ግደፍ ናይ ባዕልትና ንግበር
@mulugetasiyoum5067
@mulugetasiyoum5067 Жыл бұрын
ቅድሚ ምፍራጅ እንታይ ከምዝበለ ደጊምካ ስምዐዮ ሐዝውን ኣብ ቦትኡ እዩ ዘሎ ጠርጠራው ምዝንጣል ፅቡቕ ኣይኮነን🙏
@Massawa2002
@Massawa2002 Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንምክልኻል ሓይሊ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Massawa2002
@Massawa2002 Жыл бұрын
ለይባ ገንዘብ ይስርቅ እምበር መሬት ሰሪቅካ ዓባይ ትግራይ ንምፍጣር ኣብ ዓለምና ተራእዩን ተሰሚዑን ኣይፈልጥን : ጅግና ሕዝቢ ኤርትራ ስረኹም ዕጥቂኹም ኣፍቲሑኩም : ትዕቢትን ትምክሕትን ናይ ሓደ ሚልየን መንእስይ ትግራይ ኣወዲእኹም ሕጂ ንሕዝቢ ኤርትራ ኣብ ሚድያ ወጺእኹም ይቅርታ ጠይቁ !!
@calebalex2593
@calebalex2593 Жыл бұрын
@@Massawa2002 እግዚአብሔር ከድንቁርና ነፃ ያውጣችሁ የህግደፍ ደነዞች (አሜን በል የሽማግሌ ምርቃት እንዳያመልጥህ)
@okellobusha1351
@okellobusha1351 Жыл бұрын
መድህን - ብጣዕሚ ፈላጥ፡ ንፍዕቲ፡ ተራር፡ ባዓልቲ ኣንደበት፡ ብኽእለታ ተኣማማኒት ሓቂ መቕረቢት ተስፋ ዘለኪ ጋዜጠኛ ኢኺ። በርትዒ ናብ ዓቢይ ብርኪ Professional Journalism የብቅዕኺ። ጽቡቕ ኢንተርቪው ኣካይድኪ። ጠርጣራው ቅኑዕ፡ ንሓቂ ደው ዝብል ነባር ተጋዳላይ እዩ። መቸም ንወዲሰብ ኩሉ ኣማሊኡ ኣይህቦን Emotion Dictate ይገብሮ እዩ። ህድእቲን ለባምን ኣርሒቂ ትሓስቢን ስለዝኾንኪ ኣይተረበሽኪን ብሀይለ ቃላቱ። ዓድኻ ገዲፍካ ኣብ ዓዲ ኣማትካ እንድሕር መነባብሮ ገይርካ Immigrant ኢኻ። ቱሪስት እየ ማለት ኣይካኣልን። ጠርጣራው ንሓቂ ደው ስለዝበለ መረሕቲ ህወሓት ኣይፈተውዏን ሓቂ ስሞም ስለዝኾነ። ዳሓር ድማ ገዲፍሎም ከይዱ። ትኽክል እዩ። እቲ ኩይናት ደው ክብል ምኻኣለ መረሕቲ ህወሓት ከርሲ ትግራዋይ እንተዝህልዎም ነይሩ። ሰላም ደለይቲ እንተዝኮኑ ነይሮም። ግና ከምናይ 1967 ዓረብ እስራኤል ኩይናት መብረቓዊ መጥቓዕት ገይርና ኣዲስ ኣበባ ክንኣትው ኢና ሥልጣን ዳግም ክንሕዛ ኢና ኢሎም ልቦም ስለተሓንጠወ ነቲ Dire Consequences ንትግራዋይን ትግራይን ኣብ ሓዊ ዝዘትው ግዲ አይሃብዎን። ፍጹም Strategic Miscalculation and Crime ፈጺሞም እዮም። ንሻዕቢያ መደምሰሲ ዝተባሃለ ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊትን ኣጽዋራትን ደምሲስካ ኽመይ ኩይናት ክጂመር ምኽንያት ኣይኮናን ይባሃል። ጠርጣራው ብህዱእ ርእሲን ልቢን እንተዝመራመረላ እዛ ጋህዲ እዚኣ ጌጋ ገይረ ይብል ይኸውን ክንብል ንኽእል። ኩሉ ጋህዲ ኮይኑ ክወጽእ እዩ ዘይተርፍ። ህወሓት Liberation Front እየ እንዳበለ ንዘላኣለም ክነብር አየ ማለት ህዝቢ ትግራይ ካብ Vicious Cycle of War ክወጽእ የብሉን ማለት እኮ እዩ። ኩሉ ጊዜ ኣብ ደማዊ ኩይናት ክነብር ኣለዎ ማላት እዩ። ሰለዙይ ህወሓት ከም ኩሉ ፖለቲካ ኩነታት Reformation ከካይድ ኣለዎ ወይ ድማ ክሀስስ Wither Away ክገብር ኣለዎ ህዝቢ ትግራይ ዘለኣላማዊ ሰላም ክረክብ እንተኾይኑ። ሕቶኺ ትኽክለን እዩ። ናይ ጠርጣራው መልሲ ግና ትኽክል ኣይኮነን። ANC ናይ ደቡብ እፍሪካ Liberation Front ኣይብለን፥ Republican Party ኩለይ Liberation Front ኣይበልን። ህወሓት፡ ህወሓት ዝብሉ መርሕቲ ህወሓት እቲ መትከላና ዝብልዎ Stalinist Totalitarianism/Dictatorship ዋና ኣብ ሥልጣን መንበሪ መሣርሒ ሰለዝኾነ እዩ እንዳቐተልካን እንዳጎመድካን። ነዙይ እዩ መረሕቲ ቻይናን ኩባን ለውጢ ክገብሩ ዘይደልዩ ዘለዉ። ንናይ ማሌሊት Communist Ideology እኮ Revolutionary Democracy ኢሎም ጉልባብ ሂቦም ኣብ ስልጣን ንዘለእለም ክንብሩ ዝሓልሙ እኮ እዮም መረሓቲ ህወሓት። ዘይሓንኩ! ጠርጣራው ንተጋደልቲ ናይ Ethiopian Student Movement ናይ 1960s, 1970s ኽብሪ ማሃቡ ትኽክል ኣዩ። ንስኺ ኹለይ ምሕታትኪ ትኽክል ኢኺ። እቲ ናይ ሽዑኡ ተማሃራይ ብዝኸፈሎ መስዋእቲ እያ ኢትዮጵያ ሎሚ ተቐይራ ዘላ መስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ብዓብይኡ ተሓዊስዎ። መረሕቲ ህወሓት ነቲ ታሪኻዊ ናይ ተማሃሮ ምቅስቓስ ክብሪ ኣይሃብዎን። በይንቶም ክራኣዩን ክደምቁን ስለዝደለዩ። ጠለምቲን ስሱዓትን ስለዝኾኑ። ናይ Stalin መጽሓፍን ታሪኽን ዘንበበ ናይ መረሕቲ ህወሓት ኣይዲኦሎጂኦምን መስመሮምን እንታይ ምዃን ምፍላጥ ይኽእል እዩ። ምተሓሳሰቢ- ብናይ ጠርጣራው ዕድመ ዘለኹም ሓቀኛ ካድሬታት ህወሓት ውፁ ተዛረቡ ክም ብጻይኩም ጠርጣራው። ኽብድኹም እንዳቖሰለ ኣይትንበሩ። ይንፈሰልኩም እንታይ ክመፀኩም እዩ። ኩሉ ኣብ መወዳእታ ብርኪ ተበጺሑ እዩ። እቲ ኽቡር መስዋእቲ ናይ ሓቀኛ ተጋሩ ናይ ቀደምን ናይ ሎሚን በወርቂ ቀለም ተፃሒፉ ዘለኣለማዊ ኮይኑ ክነብር እዩ ምስሓውልታቱ።
@dehabbiru3437
@dehabbiru3437 Жыл бұрын
Tertaraw you are an artistic hero and politicay capable keep it on 😊
@Zerabruk-t2m
@Zerabruk-t2m Жыл бұрын
ጅግና ኩሉግዘ ጅግና እዩ። ክብረት ይሃብካ ጠርጣራው።
@EbH767
@EbH767 9 ай бұрын
TERTARAW YOU ARE THE BEST. She must learn from his wisdom and drop her arrogance and ignorance.
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Жыл бұрын
The people of Tigray demand the glory past is back, Axumite civilization is back with even more glorious new!
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 Жыл бұрын
Very true thanks 👍👍👍👍👍👍👍
@eyobgebrmariam7430
@eyobgebrmariam7430 Жыл бұрын
I love this man.He is genuine and strong to make you believe
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 Жыл бұрын
ተጋዳላይ ,አርቲስ,,ምሩፅ ፖለቲካ ተንታኒ ክቡር አያና ተጋዳላይ ጠርጣራው ስቡህ የቀንየልና ነቲ ምቁር ምክርኻ እድመ ጥእና ፈጣሪ ይሀበካ!!!!!
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 Жыл бұрын
ዕድመን.ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
@aregaiw
@aregaiw Жыл бұрын
ስነ-ጥበባዊ ሊሂቅ 3ይ ወለዶ ጀግና ጠርጣራው፣ ዓሚቑን በሳል ፓለቲካዊ ፍልጠትካ ከየድነቕኩ ክሓልፍ ኣይደልን።
@meriedkulubrhan2707
@meriedkulubrhan2707 Жыл бұрын
መቸስ መድሂን ሰሚዕኽዮን ገሚትክዮን ዘይትፈልጢ ፀጋታት ህወሓት ከም ዝፈለጥኪ ተስፋ ይገብር:: ለሚ ኢኺ ሰብ ኣቕሪብኪ ::thanks
@ሩሁብመርሃዊ
@ሩሁብመርሃዊ Жыл бұрын
ንፍዓት ጠርጣው ዝረአኹሉ ሕቶን ምላሽን።
@SerekeAray
@SerekeAray Жыл бұрын
ክብርቲ ጋዘጠይና ዝኾነ ኣነ ንህዝቢ ትግራይ ፍታሕ ከቅርብየ ዝብል ካብቶም ንመንግትን ውድብን ብመትከል ጸረ ህዝቢዪ .፡ ስለዚ ፍጹም ህልውኑኡ ከጠፍእ ኣሎዎ ምስዝብሉ ኣብ መድረኽኪ እንተተቅርቢ ንህዝቢ ዝጠቅምን መን ንመን የቅርብ ኣሎ ኣንፈት ከትሕዝ ስለዝኽእል !!!
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 Жыл бұрын
ዝኸበካ ጠርጣራው ኢብዛ መደምደምታ ብዛዕባ ሕውነት ህዝብታት ዝሃብካዮ ሓሳባት ክትምስገን ዝግብኣካ ሰብ ኢኻሞ ምስጋና ይብጻሕካ።❤❤❤
@Weketbedan
@Weketbedan Жыл бұрын
😮🎉
@beautifulmountainsoftigray491
@beautifulmountainsoftigray491 Жыл бұрын
Thank you our brother God bless you and Tigray people TPLF and TDF for ever and ever we love you ❤🙏🙏🙏🙏🙏💛❤️💛❤️💛❤️🙏🙏🙏
@nigusgeberyesus8195
@nigusgeberyesus8195 Жыл бұрын
ፁቡቕት ሕቶ
@YohannesDeresse-t3h
@YohannesDeresse-t3h 8 ай бұрын
Yibel yibel terrtarawye❤
@KbromMeargHaile
@KbromMeargHaile Жыл бұрын
ኣያ ሱቅ ኢልካ ምደረፍካልና ምሐሸና ኣይትሓማዙቅ።
@ethioeritreaupandup1074
@ethioeritreaupandup1074 Жыл бұрын
አቶ ጠርጣራ ናይ ደ. አፍሪካ ናይ አሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ፍልልይ አለዎ ፤ ከተወዳድሮ ኣትኽዕልን ኢኻ ፤ አብ ደቡብ አፍሪካ አብ አሜሪካ መንግስትን ፖርቲን ነንበይኖም እዮም ። ኣብ ኢትዮጵያ ግን መንግስትን ፖርቲን ሓደ እዮም እቲ ዲሞክራሲ ሽም እንበር ኣብ መሬት የለን 💯።
@benyamasgdom9182
@benyamasgdom9182 Жыл бұрын
Well said 🎉
@binetegerye7004
@binetegerye7004 Жыл бұрын
ክንደይ ይዛላለፍ አዩ አዚ ኣቦና ወደይ
@AbrahamGhebreslassie-gg2ti
@AbrahamGhebreslassie-gg2ti Жыл бұрын
ህዝቢ ትግራይ ክጭፍጨፍ ኣበይ ነይሩ ህዝቢ ጉራጌ።ብስውር'ከ ዘይሰርሕ ንምንታይ ኣብ ዓይኒ ክልል ኣምሓራ የእትዎ ኣሎ ንህዝቢ ትግራይ።እሞ ድማ ኣብዚ ተኣፋፊ ግዜ።
@htmhtm781
@htmhtm781 Жыл бұрын
Medhin, You asked a question that is dangerous. The difference between the old and the young generation particularly that of TDF perpetuates a strategy our enemies devised for us. Give your questions a serious thought and where they originate from.
@eyobyat
@eyobyat Жыл бұрын
It is natural for the Young generation to rebel against the older generation, but in Ethiopian case from Tigrean opposition to Ethio 360 it Seems they are having the same voice in this issue.
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Жыл бұрын
Agree with this. Power with accountability always. Enough, the people of Tigray paid Enough price with failed politics and leadership.
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray Жыл бұрын
ህወሓት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሞይቱ ኢዩ እዞም ከዳዓት ባዕለ ደብረ ዕንክሊል ጥራይ እዩ ተረፉ ናይ ኣስጥብያ ኣተሓሳሰበ ዘለው ክንደይ ዓመት ኣብልዓምና
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 Жыл бұрын
good job!!!!!
@azzyland65002
@azzyland65002 Жыл бұрын
God bless you are you very smart?
@degleltesfamicael975
@degleltesfamicael975 Жыл бұрын
My hero✊ ❤blessed
@gebregziabher3211
@gebregziabher3211 Жыл бұрын
ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ናብ ሚድያን መድረክን ክጠፍኡ የብሎምን ንምታይ ካብ መድረክ ይግለሉ መድሂን ውን ቀፅልሉ ብሓቂ ግዜ ዝጠልቦ እዩ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Жыл бұрын
ክብሪ ይሃብካ ክቡር ኣያና ጠርጠረው ስቡሕ
@michaelbeyene4328
@michaelbeyene4328 Жыл бұрын
ጠርጣራው ን ህወሓት ብዝግባእ ተንቲንዎ አሎ ናይ ትግራይ ሚዲያታት ከመሓላልፍዎ ይግባእ
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Жыл бұрын
Absolutely correct- Tertaraw on this. With the name of TPLF, they are abusing power. If decayed, time to change.
@michaelbeyene4328
@michaelbeyene4328 Жыл бұрын
Matured expression
@bmeng9780
@bmeng9780 Жыл бұрын
President Geatachew Reda 🙏 make your Advaizer this Guy pls 🙏
@tadesewoldu445
@tadesewoldu445 Жыл бұрын
ደብረ ፅንተት ትግራይ አጥፊኡ እዩ ይረሸን እም በ አር👈!!!
@abrehetabera3840
@abrehetabera3840 Жыл бұрын
Zhtilom jegano tesowiom Ertiawi
@GebrehiwotSiyum
@GebrehiwotSiyum Жыл бұрын
ጠርጣራው ስቡሕ ኣንታ ጅግና ነባር ዓቅሚ ፈትፊትካማ ኣጉርሳ፣ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ንምነየልካ።
@teddyabrah4608
@teddyabrah4608 Жыл бұрын
Woyane is confused
@fitsumfesehaye5108
@fitsumfesehaye5108 Жыл бұрын
ብመጀመርያ ርእስካ ቀይሮ ህውሐት ዝመተ እዩ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Жыл бұрын
ንባዕልኻ ተቀየር ደንቆሮ ክንድኡ ስራሕ
@gereghiwet4348
@gereghiwet4348 Жыл бұрын
ንዝኹሉ ሽግር መን እዩ ተሓታቲ ኢላ ክሓቶ ከላ ህወሓት ይብል ።እሺ ፅቡቕ። ፅንሕ ኢሉ ከዓ ልዕሊ ህወሓት ኣብ ትግራይ ዝሐሸ ፓርቲ የለን። ኣታ ረኣዩለይ ዶ በለ ኣያ ዘብረኣብሩኽ ኣብ ዝኹሉ ሽግር ዘብፀሐካ ህወሓት እንተኾይኑ ከመይ ኢሉ ዝሐሸ ፓርቲ ክኸውን ይኽእል? እዛ ሕቶ መዲ ክትሓቶ ነይርዋ ።አረ መሊሱ እዙይ ከም ዝፍጠር ይፈልጥ ነይረ እየ ይብል። ታይ ደኣ ኮይንካ ህዝቢ ትግራይ ይሕመሎ ተልዓል እናበልካ ትደርፍ ነበርካ ካሊእ ፖለቲካዊ ፍታሕ ንክመፅእ ዘይምፅዓርካ ኢልካ ተሓቲትካዮ መልሲ የብሉን።
@sami-fe3jb
@sami-fe3jb Жыл бұрын
Selam selam medehen haftey
@FiyorikibromKibrom
@FiyorikibromKibrom 8 ай бұрын
ዝንተ አለም ጀግንነት የዒስ
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 Жыл бұрын
ሓቂ ይሐብኻ ጠርጣራው፤ ወዲ ዜናዊ ብጀግንነትን አቕም ህዝቢ ትግራይ ተጠቒሙ ንዑዑ ስርሑን ዘይስርሑን ዝህቡ ቅምጣት ሓሻክር ውሕዳት ግን ብዘይ አቕሞምን ስረሖምን ስልጣን ዘእተሮም ውለቀሰባት ተጠቂሙ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ንውልቀ ሽሞ አውኢሉ፤ ትግራይ ንሱ ብሒወት እናሀለወ ካባኻ ጀሚሩ ብቑአትን ሓቀኛታት ተጋሩ አደስኪሉን ሓቢዑን አብ ሞቱ ትግራይ ን' ጌታቸው አሰፋ፣ ን' ሳሞራ የኑስ ፣ ን' አባይ ወልዱ ደብርይዋ ሓሊፉ። ጆን ያንግ ዝተብሀለ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ ዘፅንኧ ምሁር ናይ መለስ ስዕሊ ብዐውዬ ጎሊሁ ተሰቒሉ ርዕየ ገሪሙኒ፤ አነ ዘድንቖ እዚ ወያነ ከም ወያነ እዩ በተለይ እቲ ህዚቢ በሓፈሻ ኢሉ ነይሩ። (አብ ኢትዬ ፎረም 2012)
@mihretgebremariam3076
@mihretgebremariam3076 Жыл бұрын
ሕጂ ከገድሰና ዝኽእል ህዝብና ኣብዝኸፈአ ደረጃ ስለዘሎ እንታይ ይሕሽ መፍትሒኡ እንታይ ዩ ከም ዘርኢ ይጠፍእ ኣሎ እዚ ህፁፅ ዉሳኔ ይድልዮ ኣሎ የቐንየለይ ሹመይ ናይ ቀደም እትዮጵያ ናይ ሎሚ ኻኣ ምሕረት ይበሃል ትግራይ ትስዕር💊
@yaredtesfa97
@yaredtesfa97 Жыл бұрын
Amharay ale belo Oromo alo belo afar alebelo elka ktderf kenha hji gn amharay Oromo afar etc ab meakorka bunban dron aetyomlka ayoha nayna ymecheweka
@mesfunaraya9717
@mesfunaraya9717 Жыл бұрын
ትግራዋይ ማዓዳይ ንኤርትራ ክትርኢ መጨረሻ ዘበንየ ኢዛ ምድሪ ሐሶት ስርቒ ጥልመት ጃህራ ተፍሪ ትግራይ ዕደል ኣይግበረትን ህዝቢ ትግራይ ዱ ኣብ ሕማቕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራን ኣምሕራን ክንደይ ታዓፍር ኻ በል ናይ ሐዳ ዘበን ስራሕ መጺካሎ ተዳሎ
@letsgo-n1i
@letsgo-n1i Жыл бұрын
Tertaraw habibi edmen tenan yhabka
@michaelbelay7098
@michaelbelay7098 Жыл бұрын
ህወሓት ፀረ ትግራይ ውድብ እዩ
@zegola7325
@zegola7325 Жыл бұрын
ዋይ ኣጋመ ፋህ ኢላትኩም ዓለም ብላሽ :: ሓሳዳት ደናቁራት
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Жыл бұрын
ንናይ 60ታት ቃልስን ዓወታትን ህዝቢ ትግራይ ኣጸቢቅካ ንምርዳእ: ታሪኻዊ ክሳራ ህዝቢ ኤርትራ ከም መነጻጸሪ ምርኣይ ኣዝዩ ሓጋዚ ኮይኑ ይስምዓኒ። ምኽንያቱ እዚ ንጽጽር'ዚ እቲ ዝቀለለን ዝቀረበን ንኣቀንዛዊ ጉዳይና ኣጸቢቁ ከረድእ ዝኽእል ኣብነት ኮይኑ ብግብሪ ስለ ዝርከብ። Thank you.
@fitsumbeyene468
@fitsumbeyene468 6 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ክርደኦ ዘለዎ 2ቲኦም ጠያቃይ ተጠያቃይ ሓደ እዮም ከይትኣምን እንጀራ እዮም ክልተ ገፅ ዘለዎም ።
@okellobusha1351
@okellobusha1351 Жыл бұрын
መተሓሳሰቢ ናይ እዙይ ዘመን ሓቀኛ ጋዜጠኛታትን፡ ከየንቲን፡ ጸሓፍቲን ውዘተ ከይትጋገዩ ብዛዕባ ተጋደልቲ Ethiopian Student Movement ናይ 1960s፡ 1970s። ግጉያትን ሕማቓት ተረኽቲን ጸሓፍቲን ብመረሓቲ ህወሓትን ካድረታትን ተተባቢዖም ህዝቢ ትግራይ ብታሪኽ፡ ብሃይማኖት፡ ብባህሊ፡ ብኢኮኖሚ፡ ብመውስቦ፡ ወዘተ ምስ ዝመስልዎ ጎረባብቲ ህዝቢታት ብሰላምን ፍቕሪን ከይነብር ሕሶት ኣብ ምዝራእ ይርከቡ። ንመነባብሮን ጥቕሚን ኢሎም ደማዊ ጎንጺ ክፈጥሩ እንዳሃተፉን ተጋግዮም ንመንእሰይ ትግራይ እንዳጋገይ ኣለዉ። እዞም ድኩማን ጸሓፍቲ እዚኦም፡ መብዛሕቲኦም ፊውዳላዊን መረብ ሰገር መበቆልን ዘለዎም እዮም። ካብ መጋገይ ጋዜጠኛታት፡ ጸሓፍነት፡ ኪነት፡ ተጠንቐቑ። ብዘየጠራጥር ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ታሪኽ ህዝቢ ኢትዮጳያ እዩ ። ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ 3, 000 + ዓመታት ዘልዎን ኣብ ናይ ዓለም ታሪኽ Archives ብዘይሃስስ ወርቂ ቀልም ተጻሒፉ ብኽብሪ ዝተቐመጠ እዩ። መረሕቲ ህወሓትን ጫመኦም ሰዓምቲን ተረኽቲን ግና እቲ ናይ ህዝቢ ትግራይ ታሪኽ ዓሚቑን ሰፊሒን ስለዝኾነን ከንብዎን ክመራመርዎን ኣይደለዩን። ፍልጠትን ክእለትን ስለዘይብሎም። ብዘይትግበር ተምኔታዊ ማርክሳዊን ሌኒናዊን ዓለም ጥሒሎምን በስቢሶምን ስለዝተረፉ፥ ቀላል መንገዶም ነቲ ወርቂን ኣልማዝን ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ምንሻውን ዘይናቱ ማሃብን ነይሩ። ኣብ ናይ Aesop's Fables ሓንቲ ቡዃሪያ ኣብ ወይኒ ዛፍ ዝተንጠለጠለ ዝበሰለን ዘህርፍን ወይኒ ትርእይን እሞ፥ ክተውርድ ስጋብ ደኸማ ትዘልል ትዘልል። ኣብ መጨረሻ ምውራድ ምስኣበያ፥ "ክላእ መሪር እንድዩኸ" ኢላ ከደት ይባሃል። መረሒቲ ህወሓት ድማ ብተመሳሳሊ ናይ ህዝቢ ትግራይ ናይ 3, 000 + ኣንጸባራቒn ህያውn ታሪኽ ናብ ምንሻው ኣትዮም። መኻሪ ንዘይብሉ ብዙሕ መንእሰይ ትግራይ ሓቀኛን ትኽክለኛን ታሪኹ ከይፈልጦን፡ ከይመራመሮን፡ ከይኾርዓሉን ኣእምርኡን ልቡን ኣጋግዮም፥ ኣብ መደንዘዚ እጽን፡ ቻትን፡ ሺሻን፡ ኣልኮልን ወንጀልን ወዘተ ከምዝወድቕ ገይሮም ይርከቡ። እቲ ዝገርም ነገር ድማ፥ ሕሎፋት ኤርትራውያን ኮይኖም፥ ዝምልከቶ ሻዕቢያ ከይጸሓፎን ከይሃተሞን፥ መረሕቲ ህወሓት ግና ናይ ትግራይ ገድሊ ታሪኽ ካበይ ናበይ ኢሎም ከይጸሓፉ፥ "ገድሊ ኢርትራ ካበይ ናበይ + ብረት ቃልሲ ኤርትራ ንቑልቁል ኣፉ ኣይድፋን" ወዘተ ኢሎም ንብረትን ጊዜን ደምን ትግራዋይ መበለጺን መጋደሊን መጥፈእቱ ዝገበሩ "ጊላታት" ኣዮም። ክምቅርን ክኽበርን ምእንታን ጋዜጠኝነት፡ ጻሓፊነት፡ ኪነት ወዘተ ዝመሳሰለ ሙያ ኣብ ጋህዲ ክምስረት ኣለዎ። በዓል ልደቱ ኣያሌው፡ ካልኦት ዉላድ ፊውዳላት፡ ብተወሳኺ በዓል ጃዋር መሓመድ መስዋእቲ ንዝኸፈሉ ናይ ESM ተማሃሮን ንህዝቢ ትግራይን ዝጨፍጨፉ "የ60ዎቹ የ70ዎቹ" አንዳበሉ ከሓድቲ/አረመኔታት መጸለምታ ክለኽዩ ይውዕሉ ኣለዉ። ካብ ተጋሩ ላዕለዋይ ዩኒቨርሰቲ ተማሃሮን ዝተመረቑን ኣፍቲ ናይ ESM መረሕቲን ተቓለስቲን ዝነበሩ፥ 1) ጥላሁን ግዛው + ስብሃቱ ውብነህ - ብሃይለስላሴ ዝተሰውኡ 2) ብርሃነ መስቀል ረዳ + ብርሃነ ኢያሱ + ግደይ ገብረ ዋህድ + መለስ ተኽለ + ረዘነ ኪዳነ - ብደርጊ ዝተሰውኡ 3) ዕቑባዝጊ በየነ + ተኽሉ ሃዋዝ + ሸዊት ቢተው + ገብረኪዳን 4ይ ዓመት ፋርማሲ ዝነበረ + ዮውሃንስ አብ መቐለ መምህር ዝነበረ - ብህወሓት ኣብ ክፍሊ 06ን ኣብ ዝደቀስሉን ዝተሰውኡ ነትሮም። እዞም ንኣብነት ዝተጠቐሱ ተጋሩ ብሓፈሺኡ ንህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ብፍላይ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ዴምክራሲያዊን ሰብኣዊን መሰል ክቡር ህይወቶም ዝኸፈሉ ሰማእታት እዮም። ክነኣዱን፡ ክዝከሩን፡ ክኽበሩን ዝግበኦም ሕማቓትን በለጸኛታትን ንገድሎም ዘይሽሙ እንዳሃቡን እንዳጋገዩን ይርከቡ። መረሕቲ ህወሓት ኩለይ ታሪኽ ንበይንና ኢሎም ክብሪን ዝኸሪን ኣይሃብዎምን። ኽቡር ሺሞም ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ክሕወስን ክዝከርን ዝግበኦ እዩ።
@negassigabriel2333
@negassigabriel2333 Жыл бұрын
ጠራራው ናይ ባድመ ሕልፈት ናይ ክልቲኡ ወገናት አድላዪ ዶነይሩ ኢልካ ትአምን እንተ ተአምነሉ ዀንካ መሰረት እቲ ኩናት ናይ ባድመ ዘይኮነስ ናይ ቁጠባ እዩ ዝብሉ መራሕቲ ወያነኸ አንታይ ትብሎም ሕዝብን መንግስቲ ኤሪትራን ምስ ሕዝቢ ትግራይ ጽልኢ ይኹን ቅርሕቲ የብሉን መሪሒነት ወያነ ዘለዉን ዘየለዉን ነዚ ኩሉ ሽግራት አብ ርእሰ ሕዝቢ ትግራይ ይኹን ኤሪትራ ወሪዱ ዘሎ ተሓተትቲ ምኻኖም ክስወረካ የብሉን ። ካብ ተላአኻኺ ናይ ምዕራብያን ምኻን ፍቕርን ስኒትም ምስ ንዓኻ ዝመስሉ ምኹስኻስ ምሓሸ አብ ረዲኤትን ልቓሕን ዝተሞርከሰ ኤኮኖሚ ውጺኢቱ እንሆ አብ ቅድሜኹም ትርእይዎ ኤረትራ ብጀካ ዶብ ብናይ አልጀሪስ ውዕል ምሕጻጽ ካልእ ትጽበዮ ነገር የብላን። ሕዝብን መንግሰትን ኤሪትራ ደላይ ጸቡቕ ሕዝቢ ትግራይ ነይሩ ሕጂ ውን እዩ
@solomoneritreanwisdom9180
@solomoneritreanwisdom9180 Жыл бұрын
Agame Hasawi 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@teamegenreyesus2735
@teamegenreyesus2735 Жыл бұрын
እንስሳ
@BirhaneGmariam-mw8lh
@BirhaneGmariam-mw8lh Жыл бұрын
Mekbbar knnebr ygebrena
@NEVERGIVEUP-wu9wi
@NEVERGIVEUP-wu9wi Жыл бұрын
junta menaesey atfika halowlow😮
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 Жыл бұрын
ሰለማዊ ሰልፊ ከይወፅእ ዝገብር መን ድዩ? ህወሓት ድዩ ተቃወምቲ? ከምዙይ አይተፀበኹን፡፡ ንባዕሉ ዓዲ ሓዲጉ ዝሃደመ ኣብ ዓዱ ዝበኪ ዝሕጭጭ ከመይሉ?
@haileab4072
@haileab4072 Жыл бұрын
Tertaraw amharay slezkonka Tplf tdelya eka
@asmebro3949
@asmebro3949 Жыл бұрын
Mejemerya Mejemerya mis Eritrea zelekum guday fthu.
@tuemai8645
@tuemai8645 Жыл бұрын
Did the 60s undermine the current generation? Never heard of it. I know the 60s are amazed by TDF's new generation.
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 Жыл бұрын
ኣብዚ ሓውና ዘለኒ ኣኽብሮት ኣብ ቦትኡ ኾይኑ ፡ ነቲ ንጹርን፡ ብስነድ ዝተሰነየ መረዳእታን ዘለዎም ሑሉፍ ብቕዓትን ዘይሓላፍነታዊ ክስተታት መራሕቲ ሕውሓት፡ ከም ኣብነት ናይ 1977 ዓ.ም ዓጸቦ ፡ ናይ 1998 ዓ.ም.ፈ ብውግእ ባድመ ዝፍለጥ ብኣሻሓት ህይወት ተጋሩ ዝቐጠፈ ኩናት ፡ ከምእ'ውን ኣብ ውሽጢ 27 ዓመታት ሕውሓት ስልጣን ሒዙ እከሎ ብጸላእቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝጥጃእ ዝነበረ ጽልኢ ፡ ህውሓት ፡ ብኣጋ ፡ ብዘመናዊ ኣገባብ ዝተመርኰሰ ሓበሬይታዊ ዓቕሚ ደሊቡ ነቲ ኪመጽእ ዝብሃል ሓደጋ ገምጊሙ ህዝቢ ንምድሓን ኣድለይቲ ስጉምትታት ክወስድ ኣይግቦኦን ኔይሩ ትብል? ነዚ መዓልታዊ ብጥምየትን ሕማምን ህይወቱ ዝረግፍ ዘሎ ትግራዋይ ፡ በዚ ጣቋ ዝሞልኦ ውሕሉል ዝመስል ኣዘራርባ ፡ ካብ ብኢድ ኣዙር ንመራሕቲ ሕውሓት ምጥባቕ ተሪፉ ፡ ሸፈጥ ዝመልኦን ሓላፍነት ዝጐደሎ ዀይኑ ኣይስመዓካን? መራሕቲ ሕውሓት ንምንታይ ንነብሶም ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝሪኡዋ? ሻዕቢያስ ካብዙይ ሓሊፉ እንታዶ ገይሩ እዩ ፡
@Berekettesfaye05
@Berekettesfaye05 Жыл бұрын
ኣብ ሕሉፍ ሕወሓት ጽቡቕን ሕማቕን ፍጻመታት ገይሩ እዩ። እቲ ጽቡቕ ዋላ ሎሚ ድሕሪ ዕንወት ትግራይ ብመንግስቲ ኤረትራ/ ሻዕብያ ፣ ትግራይ ካብ ዘለዉዋ ትሕቲ ቕርጺን ብቑዕ ሓይሊ ሰብን ዳርጋ ኹሉ ኣብ ግዘ ምሕደራ ሕወሓት ዝተጠርየ እዩ። እቲ ጥፍኣት ግን ህዝቢ ትግራይ ምስ ካልኦት (ኣብ ትሕቲ እኩያን መራሕቲታት ኮይኑ ኣሜን ኢሉ ምስ ዝነብር ህዝቢ) የሕዋት ኢና ምእማኑ እዩ። ናይ 1977 ዓም ግቡኡ ፈጺሙ እዩ። ናይ እዋን ባድመ: ብዝነበሮ ጸብልታ ንህግደፍ ከጥፈኦ ምተገበአ። ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመት ዝተፈጠረ ጽልኢ ግቡእ ናይ ሜድያ ቃልሲ ክገብር ምተገበኦ እምበር ድሕሪኡ ዶ ኢት/ያ ጥዒምዋ ኮይኑ። ኣብመንጎ ዕቡዳት ጥዑይ ምዃና ፣ ንህዝቢ ትግራይ ዕዳ ኮይንዎ ተረኺቢ።
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 Жыл бұрын
@@Berekettesfaye05 ንዓኻ ዘለኒ ኣኽብሮት'ውን ኣብ ቤትኡ ዀይኑ ፡ ከምቲ ዝገለጽካዮ ፡ ብመንጸር'ቲ ንህዝቢ ትግራይ ዘጋጥሞ ዝነበረ መከራታት ሕውሓት ብዓቕሙ ዝካኣሎ ጌይሩ እዩ ፡ ንኣብነት ናይ 1977 ንሱዳን ዘእቱ ቕልጡፍ መገዲ ምጽራግ ፡ ኣብዙይ ግና 'ክንደይ ብሉጽ ህይወት ትግራዋይ ብዓጸቦ ከምዝተቐዝፈ ምዝካር የድሊ ፡፡ ህዝቢ ኢትዮጽያ ኪሒዱና እምበር ንሕናሲ ባህሉን ቋንቁኡን ከምዝኽበር ጌርና ኢና ዚብል መደረ ገዲፍኪ፡ ፡ እቲ ኣብዚ ኣውራ ኣዛራቢ ዝብሎ ፡ መሪሕነት ሕውሓት ካብ 40 ዓመት ንላዕሊ ዝገበረ ውድብ ፡ ንሻዕቢያ ብኣጋ ከም ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ጌርካ ስኑድ መጽናዕታዊ ግምገማ ዘይምህላዎም ሓደ ካብቲ ዘይሓላፍነታውን ዘሕዝንን ዀይኑ፡ ፡ እቲ ከም ኣብነት ዘተሓሳስበኒ ካልኣይ ድማ ፡ ኣለዉ ዚበሃሉ ምሁራትን ፖሌቲካዊ ተማራመርቲ ተጋሩ ፡ ከም እኒ ዶ/ር ሙሉጌታ ገብረሂይወት ብፕሮፈሶር ጌታቸው ዝዳለው UMD ሜዲያ : " ካብ ሻዕብያ ንጎርሕ እንተ ንነብር ኔርና ፡ ልክዕ እዩ ፡ ኣብቲ ኣብ ቀረባ ዝኻየደ ውግእ ሞት ተጋሩ ንቐነሰ ኔይሩ " ኢሉ ብምግምጋሙ ፡ እሞ ንሱ ሓደ ካብቶም ብተመሳሳሊ ኣብቲ ጭካኔ ጥራሕ ዘይኮነስ ድንቁርና'ውን ዝተላበሰ ኣእምሮ ዝኸይድ ሻዕብያ ፡፡ ህላወ ንህዝቢ ትግራይ ከክንዲ ብቀዳምነት ዝርኤ ፡ ሻዕብያ ፡ ኣበይ ከይበጽሕ ዝብል ናይ የዋህ የዋህ ኣረኣእያ ዘለዎም መራሕትን ምሁራትን ውሑዳት ብዘይ ምኻኖም፡ ፍሉጥ ብምዃኑን ኣመና'ዩ ዘሕዝነካ ። ስለዚ ናተይ ሕቶ ማኣዝ ኢዮም መራሕትን መሁራትን ተጋሩ ጸኒዖም ብድሕነት ህዝቢ ትግራይ ብምግዳስ መሽሚሽና ኢና ፡ በስቢስና ኢና እናበልካ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ምግምጋም ፡ ከም ዝመሽመሹን ዝበስበሱን ፡ እንተ ተገንዚቦም ንምንታይ ስልጣኖም ዘይለቁ። ንምንታይ ኢዮም መራሕቲ ሕውሓት ኣብ ኹሉ መድረኻት ዘቕርብዎ ምኽንያታት ፡ ኣብ ክንዲ ሓልዮት ፕን ህላወን ህዝቢ ትግራይ ዝተኩር ፡ ስልጣኖም ኣብ ምዕቃብ ጥራሕ ዝኸውን ። ሓው፡ ኣብዚ መልሲ ከምዘይብልካ ይርድአኒ እዩ ፡ ግን ሓሳበይ ብተጸበራቒ ክትግንዘበለይ ጥራይ እየ ዚደሊ ። ስላም ኩን ።
@burnlies
@burnlies Жыл бұрын
እዚ ኣርቲስት ዝሃቦ ርእይቶታት ብውልቁ ንቕሓት ፖለቲካዊ ኣተሓስባኡ ዘንጸባርቕ 'ዩ. ገለ ሓሳባቱ ከኣ ናይ ኹሉ ፈላጥነት ዘንጸባርቕ ሓንጻጺ ሕግን ተርጉኣሚ ሕግን ዘስምዕ ጽንፈኛነት ኣተሓስባ ኣለዎ. ንኣብነት እቲ ኣብ ሕገ መንግስቲ ኢትዮፕያ ወከልቲ ህዝቢ ናእሽቱ ብሄራት ብብዙሕ ህዝቢ ዘለዎም ብሄራት ወከልቲ ብድምጺ ክዕብለሉ ዶ ኣይክእሉን ዝብል ሕቶ ፈጺሙ ክርድኦን ክምልሶን ኣይከኣለን. ኣብ ክንድኡ ኹሎም ብሄራት መሰሎም ብማዕረ ዘረጋግጽ ሕገ መንግስቲ ስለ ዘሎ ዝብል ጠቕላሊ ሓሳብ ኣጥቢቑ ብምምጓት ካብቲ ነቲ መልሲ ዘድልዮ ኣገዳሲ ሕቶ ብኣንጾርጽሮት ጎስዩዎ ክሓልፍ ፈቲኑ. ብተወሳኺ " ናይ ጥበብ መጀምርያ ፈሪሃ እግዚ ኣብሄር 'ዩ" ዝብል መልእኽቲ ቃል ቅዱስ መጽሓፍ እግዚኣብሄር ከምዚ ኣይበለን ዝብል ናቱ ፍልስፍና ኣብ ዘይፈልጦ ዓውደ ፍልጠት ኣትዩ ብሃውሪ ክፈላሰፍ ክብል ናይ ኹሉ ፈልጥ 'የ ሓሳብ ዘመልክት 'ዩ. ብዝተረፈ ግን እታ ጋዜጠኛ ብራኸ ትግራይ ዝገረቶ ውሕሉል ትዕግስቲ ዝመልኦ ኣታሕዛ ጸባያት ዕዱማት ኣጋይሻ ኣዝዩ ዝነኣድ 'ዩ.
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 Жыл бұрын
tplf ቅድሚ 1983 እዩ ዝዛረብ ዘሎ ዘሕዝን ዩ፡፡ tplf ከም ፓርቲ ዘይዛረብ፡፡ ስወኣት ዝጠለመ መን እዩ? ሕወሓት ዶ ተቃወምቲ? ህዝቢ? ስወኣት ንህወሓት ዶ ንህዝቢ ትግራይ እዮም ተሰወኡ? ፓርትን ብረታዊ ቃልሲን ይተሓዋወሶ ኣሎ? መድህን ጎበዝ
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df Жыл бұрын
If according to Tertaraw "አትሓሳስባ" means "ideology," of course, ideology can be changed or replaced by another ideology. Ideology manifests itself by its policies and in true democratic societies, if the policies don't benefit the society, then the ideology can be replaced by a pragmatic one.
@MultiAyele
@MultiAyele Жыл бұрын
Well , it doesn't work for " mesemery hayelena" 😂😂
@binetegerye7004
@binetegerye7004 Жыл бұрын
ህዝቢ ትግራይ ድዩ ንtplf ፈጢሩ? ዋላስ በንጻሩ?
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ መድህን ነዚ አያና መሊስኪ ከተምጽእዮ ኢኺ ኢለ ተስፍ እገብር
@MrAkaasmara
@MrAkaasmara Жыл бұрын
ANC, republican it’s a party. Tplf is a liberation front
@KibromGSilassie
@KibromGSilassie Жыл бұрын
ምሽ ዶ?
@eyal9826
@eyal9826 Жыл бұрын
ጠርጣራውሥ ንምታይ ሓደ ቦታ ዘይምሃውካ ወደይ ህንፀት ሽግግርን ቅብብልን ዝብሃል ቦታ ሂቦም ወለዶ ክተምህር ኣለካ። ዕላማ ህወሓት ፅሪይ ዝበለ እዩ።ግን ናይ ህወሓት ዝብል ፅሑፍ ዘለዎ ጃኬት ተከዲኑ ንህዝቢ ትግራይ ዘጥፍእ መራሒ ከም እንሳሞራ ዝበሉ ህዝቢ ትግራይ ጠቢሶም ኣብ ሓዊ ዝበልዑ ሰባት ዝሓቆፈ ስለ ዝኮነ ዘምሰባት እዚኦም ብፀቢብ መንፊት ተነፍዮም ልክዖም ክረክቡ ኣለዎም።እተዘይኮይኑ ህወሓት ዝብሃል ድርጅት ክሳብ ሕጂ ካብ ህወሓት ዝሓሸ ኣብ ኢትዮጵያ ኣይተፈጠረን ንቀፃሊ ክንርኢ።
@luelabay833
@luelabay833 Жыл бұрын
I don't understand him . what is trying to say ?
@atsedegidey5991
@atsedegidey5991 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@TheHaftemariam
@TheHaftemariam Жыл бұрын
👏👏👏👌👌👌👌
@haileseged1124
@haileseged1124 Жыл бұрын
ልትብዓትካ አኽብሮት አለኒ ቀጽለሉ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Жыл бұрын
የቀንየልና ኣያና ጠርጣራው ስቡሕ ስለ'ቲ ንዓና ንኤርትራዉያን ዘሎካ ጽቡቕ ክቡርን ሓሳብካ!!!
@ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ
@ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ Жыл бұрын
እቶም ዓበይቲ ኣብ መሪሕነት ዘለዉ ሰብ እንዳ ነዓቁ ክኸብሩ ኣይኽኡሉን
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray Жыл бұрын
ጸላእቲ ኩላቶም ብ ሂወት ኣለው ጥራይ ዘይኮነ ህወሓት ተጓብሓ ናቶም ኮይኑ ኣሎ ን ህዝቢ ትግራይ ክጠፍኣ
@ጓልተምቤንሃገረሰላም
@ጓልተምቤንሃገረሰላም Жыл бұрын
በጃ ጉራጌ ጋሕ በል ... ጉራጌ ህዝብና ክንጭፍጨፍ ቁርጢ ስጋ ንመከላከያ የቀብሉ ነይሮም ዝዕሸው ወለዶ የለን ኣያይ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Жыл бұрын
ድሁል
@ጓልተምቤንሃገረሰላም
@ጓልተምቤንሃገረሰላም Жыл бұрын
@@AlemTigray-pc8yv ለኽባጥ
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 Жыл бұрын
ጠርጣራ ይፈትዎ ኢየ ኣብዛ ሓሳብ ግን ጌጋ ኢካ ዘለካ ክንዲ ደብረጽየን ይስራሕ ምባል ኣቦታቶም ተሰዊኦም ሲ ይስርሑ ትብል ጋጋ ዘረባ ኢዩ ናትካ ግን ድማ ሓቅካ ተጋዳላይ ማለት ኮ ዲግታቶር ኢዩ
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 Жыл бұрын
.ሰላም ዴሞክራሲ ፍትሒ መትከል ህወሓት ጥራሓሕ ዝገበሮ መን እዩ። እዞም መትከላት ዓለማዊ እዬም። ናይ ሕወሓት ጥራይ ዝገበሮም መን እዩ
@abrahamhadgu3687
@abrahamhadgu3687 Жыл бұрын
ህዝብ ኣምሓራ ተገዲድ እዩ ዝዋጋኣ ዘሎ??? ኣታዮ መጀመሪያ ብዛዓባ ህዝብ ትግራይ ዘይትዛረብ??? ብዛዓባ ዉግእን ህልቀትን ትግራይ ዘይትዛረ? ብመልሓስካ ጥራሓ ክንደይ ህፃዉንት ሃልቆ ፈጣሪ ይቁፀሮም።
@mejiger
@mejiger Жыл бұрын
ayokum nayna
@BuzuneshHagos
@BuzuneshHagos 9 ай бұрын
አነ ብጣእሚ ዝኽብረካ ሐፍትኻ እየ ብዝኾነ ዝጥይቑኻ ዘለው ተቐናቐንቲ ዳአምበር ትኽክለኛ ጋዜጠኛ አይኮነን ጋዜጠኛ ድማ ከምዝፍለጥ ወገናዊ ክኾን የነበሮን እሞ ንስኺ ጋዜጠኛ አይኮንኪ በለለይ በይዛኻ ግኔ ብአኻ ተሀቢነ አስሚእኻለይ ንበር እድመ ይወስኽልካ አምላክ
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray Жыл бұрын
ናይ ቕድሚ ሕጂ ቃልሲ 0 ኢዩ 0 መለስ ረሳሕ ኤርትራዊ ቆማል
@girmayhaile8430
@girmayhaile8430 Жыл бұрын
ሕውሐት ካብ ትግራይ ድክነት አጥፊኡ ዶ ንሕዝቢ ትግራይ አሽግርን አመከራን የትኢዬ እበር
@selomongabiregzabiher575
@selomongabiregzabiher575 11 ай бұрын
TPLF አብ ሓደ እዋን ፈጣሪኡ ከምዚ ኢሉ ገሊፅዎ ህወሓት ከም ሺጋራ አትኪኽና ደርቢናዮ ኢና ኢሉ ገሊፅዎ ነበረ ስየ ማይ
@soniaarefayne899
@soniaarefayne899 Жыл бұрын
አሰይ አነ ማሃይም እየ ዝፈልጦ የብለይን ንጠርጣራው ስሚዐ ግን ማሃይም አይኮንኩን ግዲ ኢለ ኩሉ ዛሓስቦ እዩ ዘርዚርዎ የቕንየለይ❤
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl Жыл бұрын
Gahga eka
كم بصير عمركم عام ٢٠٢٥😍 #shorts #hasanandnour
00:27
hasan and nour shorts
Рет қаралды 11 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 31 МЛН
Noodles Eating Challenge, So Magical! So Much Fun#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:33
ዮኤል ካብ መሬት ትግራይ  🔴🇪🇷🔴🇪🇷
2:11:14
ኤሪ Media News
Рет қаралды 52 М.
كم بصير عمركم عام ٢٠٢٥😍 #shorts #hasanandnour
00:27
hasan and nour shorts
Рет қаралды 11 МЛН