KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
“ከንቲባው ቢሊዮኖችን ዘርፏል” ጄኔራሉ፣ የፋኖ ምላሽ ለዐቢይ ንግግር፣ ስለአሰብ በመቀለና አስመራ ድርደር፣ “እርቅ የለም” ህወሓት“፣ "ዘመቱብን” አዛዡ| EF
19:13
"ግዝያዊ መንግስቲ ሙዝ ክልሕፅ ዘይኽእል ማይ'ውን ክቐድሕ ዘይኽእል ዝበኸተ'ዩ!" ኪዳነ ኣመነ ኣብ #መድረኽ ብራኸ ሾው_2
19:29
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮💨 LeoNata family #shorts
00:37
Человек паук уже не тот
00:32
ПРЯМОЙ ЭФИР. Золотой мяч France Football 2024
4:41:06
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
"መንግስትና ካብ ሕቱኽቱክ ንግዲ ፍቃድ ህወሓት ወፂኡ ናብ ናይ ህዝቢ ኣጀንዳ ክኣቱ 'ዩ!" ኣሰፋ ኣብርሃ ኣብ ዋዕላ JSTS
Рет қаралды 23,077
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 129 М.
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Күн бұрын
Пікірлер: 52
@ፀሊምሓድጊ
2 ай бұрын
ናይ በሓቂ ሕቶ "ንግድዲ ፈቓድ" ጉጅለ ዕንክሊል ንተጋሩ ዋጋ የኽፍል ኣሎ።
@atakltikassa7296
2 ай бұрын
❤❤
@FissehaKahsay
2 ай бұрын
Great explain!!!!
@anwarmohamed-bf4hu
2 ай бұрын
ገራሚ ሰብ
@yokishmedia
2 ай бұрын
ጥሩ ሚዲያ ነዉ በርቱ
@negaaraya6811
2 ай бұрын
ብሓፈሻ ኣብ ምልእታ ኢትዮጵያን ትግራይን ስላም ክወርድ እንተኾይኑ፡ ኣብይን {ብልጽግንኡን} ወያነን ካብ ምሉእ ኢትዮጵያ ከልግሱ ኣለዎም፤ እንተዘኮነ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ዝባሃል ክፍጠር ኣይክእልን እዩ። ወይ ካኣ ኢትዮጵያ እንተዋሓደ ናብ 3 ወገን ክትመቓቐል እያን። ይንዋሕ ይሕጸር ካኣ ካብ ክልቲኡ ሓዲኡ ክፍጸም ናይ ግድንን መሰረታዊ ጉዳይ ናይ ኢትዮጵያ ስለዝኾነን።
@getachew983
2 ай бұрын
ሕወሓት ሸቃጢ ጠላዕ ምፅዋት አመል ጌይርዎ ዐፋኒ ውድብ ጉጅለ#አደመ ብዛዕባ ስልጣኑ ንግዲ ፍቓድ ዕንይንይ ይብሎ ለማስ ጉጅለ
@northern_insider1221
2 ай бұрын
እታ "JSTS" ዝበልክያ GSTS ብዝብል ይትኣረም፤
@Wizmyly
2 ай бұрын
ዝገረም ኣገላልፃ
@AmAn-jz2rj
2 ай бұрын
ሓደ ትግራይ ንህዝቢ ወጊኑ ሓቂ እንተውጸአስ ንምንታይ ኢኩም ትጸርፍዎ ካብቲ ዕንኪልል ናይ ስብሓታውያን ሰለ ዝወጸ ድዩ ፉተ ጽላእ ትግራይ ናይ ኩሉ እያ 30ዓመት ብዘይ ሕጊ ዝገዛክምዎ ይኣክሎ ሕጂ ዝግዛእ ትግራዋይ የለይ ሰርቅኩም ፈሽሉ እዩ
@yibrahfisha9859
2 ай бұрын
አብ ፕሪቶሪያ ባይቶ ትግራይ በጊዜያዊ መንግስt ክትካእ መን ገይሩ?.... ክመለስ አለዎ
@getachewdesta1433
2 ай бұрын
Sekaram asfa abrha
@negaaraya6811
2 ай бұрын
መሪሕነት ወያነ ኩሉ ሓቢኣቶ ዝጸንሐት ውሻጣዊ ግዕዘ ስራሓ ሕጂ እንዳተጋህደ እዩ ዝኸይድ ዘሎ። ስለዚ ንጸበ ጥራሕ እምበር ኩሉ ውሽጣዊ ክፍኣቶምስ ኣዝዩ ክግለጽን ናብ ፋሕ-ብትንን ክትኣቱን ካኣ እያን። ንጽናሕን ንጸበን ጥራሕ።
@AdonayTeklay-o3h
2 ай бұрын
ዓብይ ሐሐዉና አብርሃ አሰፋ ዘቀመጦ ምክርቤት ምፍራሰ ግልፂ አይገበራን ከልአይ ምምሕዳር ንምምሰራት ተጋቲቱ ውድብ ሀወሐት ፈደራል መንግሰቲ ከም በዓል ፃድቃን ዝበሉውልቀሰባትን ተቃወምቲ ውድባትን ዝነበሮም ሚና አይገለፀን ካልእ ንግዲ ፍቃድ ዝበሎ ቂመኛ ምካኑ ገሊፁልና ናብ ሐዱሽ መንገዲ ኢና ንጋዓዝ ኢሉና ናፍታ ቴሰዓን ሰለስተን ዝፈሸለት ናይ ውልቀ ሃፍቲ ምዕባይ ድዩ ንቶ ዝብለና ዘሎ ዓበይቲ ትካላት ብሰልጣን ተጠቂምካ ናብ ባዕልካ ወኒንካ እኮ ዩ ኣእሲሩካ ሕጊ አልባ ነጋዳይ ንምካን ሞኩርካ አይተሳኸዐልካንሞ ናብአ ንእቶ ሕጅውን በለና ዕንክሊል መን አምፂኡዋ በሉልና ብራኸ ሸው ውዕል ፕሪቶርያ ጊዝያዊ ሕገ መንግስትና እዩ ሙሁራት ትግራይ አፅኒዕኩም ሐዙልና ትግራይ እትርከብ ብዛ ውዕል እያ ብቂመኛታትን ብገንዘብ ዝዕሸውን ሰልጣን ሃረፍቲን ትግራይ አብ ሰለሰተ ዘይጡዑያት ጉጅለታት ትሕመሰ አላ እቲ ስም ባዕሎም ዝተሸላለሙዎ ዩ አነ አየውፃእኩዎን እሞ ምሁራት ተጋሩ ንበዓል ሙኡዝ ገዲፈ አድሕንዋ ዓድና አለኩምዩ ግዘ በሉለይ
@sabagebru6850
2 ай бұрын
የትግራይ ሕዝብ ጠላትሕ አብይ ነው የባእድ ሰራዊት አሰገብቶ የትግራይን ሕዝብ ሕዝብ ከምድር ገፅ ለማጥፋት ያቀደው እቅድ አልተሳካም ከ እግዚአብሔር በታች በትግራይ ሰራዊት አማካኝነት ያቆስለሕን ውሻ ግደለው እንጂ አታላምደው እያለ ካለ አርመኔ ስርአት እምነት ሊኖርን አይገባም ሁሌም በጥርጣሬ እና በተጠንቀቅ ልንኖር ይገባል አብይ የትግራይን ሕዝብ አይወድም ስሜኑን የማጥፋት አላማ ነው የያዘው ቆፍጠን ማለት አለብን አብይ ቆሻሻ ነው አይታመንም እስስት ነው 👹 ስሜኖች አንድ ተስማምታቹ አብይን አስወግዱ አብይ እስካለ ድርስ ስላም የለም እንደ ኬኒያ ተባብሮ ማስወገድ አለብን አንድነት ኃይል ነው 💪
@GebremichaelSiemon
2 ай бұрын
ናይ ዐለም ሙሁራት ልላአኩዎ ትግራይ ትጥቀመሉ መሥርህ ከተጠቀሙሉ ፀኒሆም ኸዚ ይቅርታ ኢልካ አብ አፈላላ ጊዘ ሐሣቡ ምልዐል ቅቡልነት ዘለዎ አይመሥለንን
@getachewwork5480
2 ай бұрын
መትህዚ ሲኢነሉ ፣ መንግስቲ ይፍረሰልና ኢልኩም፣ ክፉዐት፣ ስልRአን ፍለጋ ይመስል
@getachewwork5480
2 ай бұрын
እኛይ ትብል አልካ ፣ ካላኦት ይቃለሱ ግሌጁም ጸርቁ
@moaz6007
2 ай бұрын
Asking for money without holding responsible TPLF and PP criminals for the crimes committed is a joke! Accountability first!!!
@yemaneleake-hf3et
2 ай бұрын
GSTS
@Delina-r1z
2 ай бұрын
ኢሂን ሚሂን ተባሃሉ አብ ሞንጎኩም ተጋሩ ብጸላእቲ ኢኩም ተከቢብኩም ዘሎኩም። ዝኮነ ኮይኑ ሰላም ይፍጠረሉ ንህዝቢ ትግራይ።
@tesfayhailu700
2 ай бұрын
What is gsts doing?are they supporting reform?are they representing diaspora?we don't have government at this time.we should have election.
@danimatomatomato5172
2 ай бұрын
Hero
@Haylemaryam-br4yp
2 ай бұрын
፦ ህልውና ህዝቢይ ትግራይ ዘየረጋገፁ መራሕቲ ግምት አብ ህውሓት ክዘሩ ይውዕሉ አለው። እስቲ መጀመርያ ትግራይ አድሕንዋ። ፀጉሪ ዘይሓዝካ መእሰሪ ፀጉሪ ትደሊይ ይብሉ
@JonNati
2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርምካስ ሓደ ሰብ ንህህዝቢ ዝጠቅም እዚዩ ኢሉ ክዛረብ እንከሎስ ንፈልጠካ ኢና ንሕወሓት ክተፍርስ ዝመጻእካ ኢኻ እንታይዶስ እንታይዶስ በጃኹም ሕፈሩ ሕውሓት ባዕሉ ብለማሳትን ጠለምቲ ህዝብን ሰረቅትን ሓሰውትን እናፈረሰ እናረእኹሞስ ስለህዝቦም ዓዶምን ዝዝትዩ ሰባት ኣብየምድየኡ ከም ሃመማ ጠውሎቅ እናበልኩም ከፍርሱናየ ከፍስዉናየ እናበልኩም ኣይተጸሙና ርኢናዮን ሰሚዕናዮን ኢና ሕወሓት ማለት ናይ ሓደ ዓሌት እኽብኻብ እንትወሓደ ብመውስቦ ዝተኣሳሰረ ሰብ ተዘይኮይኑ መራሒ ክኸውን ከምዘይክእል ንርእዮ ዘለና ሓቂ ኢዩ ብዝኾነ ምክንያት ናብ መሪሕነት ተደኣወጺኡ ከኣ ወይ ናይዚ ጉጀለ ባርያ ክኸዉን ኣለዎ ብዘለዎ ፍልጠን ዓቅምን ክሰርሕ ተደኣ ተንቀሳቂሱ ግን ዝተፈላለየ ሽማሽም ብምሃብ ክስቁረርን ክስከፍን ምግባር በርቲዑ ተደኣ ወጺኡ ከኣ ባንዳ ናይ እገለ ተለኣኣኺ እልካ ብምጽላም ብሕብረተ ሰብ ክጽላእ ምግባር ኢዚኣ ኢያ ናይሕወሓት ሕገ ደምቢ ጉጅለ፡፡ ስለዚይ ዝፈርሱ ዘለዉ ብናይ ባዕሎም እከይን ክፍ ኣትን ሕስድናን እመበር ንሕወሓት ከፍርስ ዝተል ዓለ ኣካል ወይከዓ ጉጅለ ከምዘየለ ግልጺ ኢዩ ፡፡ ኩሉ ክፈልጦ ዝግባእ ከዓ ኣሎ ትግራይ ናይኩሎም ተጋሩ ዓዲ ምዃና ኩሎም ተጋሩ ከዓ ንዓዶምን ንህዝቦምን ዝጠቅም ነገር ንከምጽኡ ክዛተዩን ክመኽሩን መብት ኣለዎም እዛ እንባይ መን ይወርሳ ኣብዚይ ከብቅዕ ኣለዎ
@abemike2377
2 ай бұрын
እንዳ ስየ ተንበን ፈገራግር
@Berekettesfaye05
2 ай бұрын
ግደፉና እንዶ ሰብ ኽልተ ዜግነት! ኣብታ ፀባብን ግዘ ገድሊን ኣበይ ነይርካባ? ሎሚ ድማ ተደራዳሪን መንግስትን ኮዊንካ ዘይገበርካዮስ ፣ ኣምሊጡና እንዳልካ ሃንቆው ክተብለና?
@coystemam4171
2 ай бұрын
Tsadkan sheytwa
@gebregziabher3211
2 ай бұрын
ለያቡ ዘይተፈልጥኩም ከይመስለኩም ናይ ፃድቃን ዕላማ መኪኩ እዩ
@negagetachew974
2 ай бұрын
ናይ ጊዚያዊ ትግራይ መንግስቲ መራሕቲ ዋና ዓላማኦም ብሕዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ትግራይ ጠጠው ንምግባር እዩ። ካልዕ ዕላማ የብሉን እዚ ከይገበሩ ከአ ስልጣን አይለቁን እዬም፣ መንግስቲ ምስተመረፀ ኩሉ ነገር ዝአዞ መንግስቲ ትግራይ እዩ። ፖርትታት ብሕዝቢ ተመሪጾም ንምራሕ ጥራሕ ይምረጹ።
@negagetachew974
2 ай бұрын
ካልአይ ሕጂ እቲ ስልጣን ሒዞምዎ ዘለዉ አሰብቱን ፈላጣትን እዬም።
@lemlemmirach7838
2 ай бұрын
Ata hawy bezeyka shim enalealka mixelam sebat deo weyke kalie hasab yeblkan please nizkone seb aytixarefu
@sabagebru6850
2 ай бұрын
ሕ. ገ. ሕ.. ደ. ፍ 🪰🤑
@beyenawahid
2 ай бұрын
ሓቂ ቃሓር ዝኾነኩም እስካመዓስ ኮን ይዀውን:: smear propaganda wont help much. Wisdom
@aklilusereke4000
2 ай бұрын
😂😂😂😂
@TigestLemlem
2 ай бұрын
The GSTS sponsor of fascism in Tigray.
@Delina-r1z
2 ай бұрын
ህግደፍ መንደፍ
@Weyni-lm1hv
2 ай бұрын
❤ወያኔ ናይ ህዝቢ ትግራይ ክቢድ ጥያቄን ፅገም አብ ክንዲ ምፍታሕ ነንባዖሎም ካብ ተጠያቅነት ንምምላጥን ናይ ስልጣኖም ፃምእ ከርውዩ ንህዝቢ ትግራይ ረሲዕሞ ድሕሪ ፕሩተርያ ውዕልል ። ኪሒዶሞ ህዝቦም ኩጋሓፉ አሎዎም❤
@hailemariamgirmayabrha9849
2 ай бұрын
ህዝቢ ትግሪይ ብሕወሓት ክድሕን አይክእልን።
@fkreayele3056
2 ай бұрын
ብብልፅግናከ😅
@tsegahunkahsay4903
2 ай бұрын
አሰፋ አብራሀ መን ከመዝላአካ ፃድቃን ከምዝተቀበለካ ይፈለጥ እዩ አይትድካም ናይ ንግዲ ወረቀት ዝጥይቅ ፖሎቲካዊ ውደብ የለን እቱ ድሮ አብ ክራዮ ቤቶች አናሀለካ ትጥቀመሉ ዝነበርካ ቅጥፈት ገደፎ።🎉
@MulugetaGebre-uc5mf
2 ай бұрын
አሰፋ አብራሃ አብናይ አሕመድ ሸዴ ኦፊስ እንታይባ ይገብር አሎ?
@fkreayele3056
2 ай бұрын
እዚ አኬባ ዝመርሖ አብይ ድዩ?
@HappyBeetle-oy1jy
2 ай бұрын
Werenga gecho
@kiduteklebrhane62
2 ай бұрын
እዚ ውን ካብቶም ህወሓት ከፍርሱ ህራስ ዝሰኣኑ ሓደ እዩ።ሓው ሰየ ኣብርሃ ።ኪድ ከም ሓውካ ናብ ቅንጅት
@JonNati
2 ай бұрын
ሓቅኻ ዲኻ እንታይሞ ኣለዎ ተፈረሰት ኣቀዲማ ለማሳት እናአከበት ብሉጻትን ፈላጣትን እናባረረት ክትመጽእ እንተላ ኢንዳያ እንድያ ግዲ ዝፈረሰት
@danielabera4249
2 ай бұрын
@@kiduteklebrhane62 wdi abay gahba gedel etwo wdi amnzera degem klu nehkehlkum eyu gojle sebhat nega
@girmayabadihailu930
2 ай бұрын
GSTS
19:13
“ከንቲባው ቢሊዮኖችን ዘርፏል” ጄኔራሉ፣ የፋኖ ምላሽ ለዐቢይ ንግግር፣ ስለአሰብ በመቀለና አስመራ ድርደር፣ “እርቅ የለም” ህወሓት“፣ "ዘመቱብን” አዛዡ| EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 129 М.
19:29
"ግዝያዊ መንግስቲ ሙዝ ክልሕፅ ዘይኽእል ማይ'ውን ክቐድሕ ዘይኽእል ዝበኸተ'ዩ!" ኪዳነ ኣመነ ኣብ #መድረኽ ብራኸ ሾው_2
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 10 М.
00:37
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮💨 LeoNata family #shorts
LeoNata Family
Рет қаралды 37 МЛН
00:32
Человек паук уже не тот
Miracle
Рет қаралды 3,3 МЛН
4:41:06
ПРЯМОЙ ЭФИР. Золотой мяч France Football 2024
Qsport
Рет қаралды 2,8 МЛН
00:13
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 45 МЛН
56:14
"ህወሓት ዝበሃል ጨቋኒ ስርዓት ኔይሩ ኢለ ይሓስብ እየ! ሕዚ ካብ ርእስና ክነውፅኦ ኣለና!" ሜ/ጀነራል ተ/ብርሃን ወ/ኣረጋይ ኣብ ዋዕላ ግምት 3ይ ክፋል
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 8 М.
8:06
Farmers Use Farming Machines You've Never Seen - Incredible Ingenious Agriculture Inventions ▶2
AKLA GELEN
Рет қаралды 6 МЛН
1:12:24
ፅሑፍ ብጥላሁን ኪሮስ ብነጋ ኣሰፋ ብደሆታትን መፍትሕታትን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ 1ይ ክፋል
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 4,2 М.
48:16
ተረርቲ ሕቶታትን ሪኢቶታትን ተሳተፍቲ ዋዕላ "ብድሆታትን መፍትሕታትን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ"
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 24 М.
34:40
"ኣብ ትግራይ ደጊም ንድሕሪት ምምላስ ኣይከኣልን!" ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ኣብ ዋዕላ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናይ መወዳእታ ክፋል
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 10 М.
2:23:43
"ብነፃነት ኤርትራ ይኣምን 'የ ኩሉ እውን ክኣምን ኣለዎ!" ቃለ መሕትት ምስ ሜጄር ጀነራል ኣበበ ተኽለሃይማኖት_M/General Abebe_Teklehaymanot
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 54 М.
11:42
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ / ኤርትራን ኢትዮጲያን ወጥሪ Breaking News(ሓዲሽ ዜና ትግርኛ)ZENATIGRIGNA November 4, 2024
MT Zena Tigrinya
Рет қаралды 998
31:13
ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 48 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 48
Lele Entertainment
Рет қаралды 48 М.
4:46
ጌታቸው ኣሰፋ እየ ኣነ፡ ገጣማይ ሕጉስ መረሳ ካብ ሰቲት ሑመራ
Awra Production
Рет қаралды 51 М.
1:43:00
ተረርቲ ሕቶታት ካብ ተሳተፍቲ ብሄራዊ ዋዕላ ፖለቲካዊ ምሕደራ ትግራይ 5ይ_ክፋል
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 82 М.
00:37
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮💨 LeoNata family #shorts
LeoNata Family
Рет қаралды 37 МЛН