Breaking ጀ/ጻድቃን መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ኤርትራ ከውጽኦን ዶባት ክሕሉን፣ ኤርትራ ወርቂ ትግራይ ትወስድ december 13 2024

  Рет қаралды 38,429

ZENA TIGRIGNA

ZENA TIGRIGNA

Күн бұрын

Пікірлер: 264
@michaelabrha1396
@michaelabrha1396 Ай бұрын
ሕጂ ትረዲካ ኣንታ ጋውና 20 ዓመት ዶ ዉዑል ኣልጀርስ ጥሕስካዮ ኣይጸናሕካን ሓሳዊ
@Uealisreal
@Uealisreal Ай бұрын
Jgna hawey halaley yes
@semyatalem8320
@semyatalem8320 Ай бұрын
Gena 40 amet Pretoria ktbel eka
@russomasgedom129
@russomasgedom129 Ай бұрын
Hji teredieka bsenkukhun abdey elamana kedna gena 70 amet yigberu abdey meretka 20 amet tekemitka dyneberka
@medhanieyemane1611
@medhanieyemane1611 Ай бұрын
Neziom egrom misbarom degimka .
@HaniGile-lf8uw
@HaniGile-lf8uw Ай бұрын
100 ማዓሙቅ ከይቀበርካ ነዚኦም ኤርትራዊ ኣይትደቅስ ኣይትገራህ ክትዝክራ ኢኻ ድኮነ ምስ ኮንካ ዛዘረባይ ስለዚ ?!
@DanielHagos-x1f
@DanielHagos-x1f Ай бұрын
Bahlawi General einkilil
@HanaAbel-j7g
@HanaAbel-j7g Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ባህላዊ ጀነራል ጀነራልን ቆዛምን 🤑🤑🤑🤑🤑 Game Over 💀💀☠️☠️👹👹👹
@danieltesfay466
@danieltesfay466 Ай бұрын
ጻድቃን ክልተ መልሓሱ ኣምሰሉ ንስኻ ከይጠፋእካ ኣብ ዚ ዞባ ሰላም የለን ።
@YT-ck6de
@YT-ck6de Ай бұрын
ኣነ ዚገርመኒ እዚ ርእሲ ሓምሓም ንምንታይ እዩ ካብ ር እሲ ኤርትራ ዘይወር፧
@fromtheeast1589
@fromtheeast1589 Ай бұрын
ክሕስዉ ጥራይ ኹሉ ገዜ ወላ ሓቂ ተተዛረቡስ መን ክኣምኖ ዮ😢
@ferweinig740
@ferweinig740 Ай бұрын
Ygerm. Eyu. Ezgabiher. Melisu. Ketfom. Eyu. Hasot. Bezihu. Ezgyo. Meharena. Kurustos. 🙏🙏🙏
@12Berki
@12Berki Ай бұрын
ናህና ኣይንህብን ዘይናትና ኣይንደሊን🇪🇷!!! አንታይ ትብል እለኻ? ሑሙም!!!
@teklitgebreweld8821
@teklitgebreweld8821 Ай бұрын
ጻድቃን ርእሲ ምጥሖ ኢንተር ናሽናል ቦርደር ትብል ኣለካ እታ ዓባይ ትግራይ ድያ ትከውን ዘላ ርእሲ ምጥሖ ከምዛ ናይ ስዩም መስፍን ዕጫ ትጽየካ ኣላ
@eriboy62833
@eriboy62833 Ай бұрын
እዚ ሎቅማጽ ባህላዊ ጀነራል ሰራዊት ኤርትራ ካብ መሬቱ ወጺኡ ናበይ ክከይድ ደልይዎ ሰራዊት ፈደራል ገዲፉ ዓለም ምሉእ እንተመጸ ካብ መሬቱ ክውጽእ ዘይሕሰብ እዩ። ብውዕል ኣልጀርስ ኣብ ዝተወሰነ ቦትኡ እዩ ዘሎ EDF ወይ ሰላም ደሊኻ ስለ ሰላም ስበኽ ወይ ጽልእኻ ሒዝኻ ተወገደ ሎቅመጽመጽ ኣይትበል
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
አንታ ፃሕፃሒ ተሓዛሊ ብ 120 ዝተሓዘለ
@X5avatar
@X5avatar Ай бұрын
ንዓይ ን ኣንጭዋ ናብ ሉቖታ 😂😂😂😂
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Ай бұрын
ጻዲቃን ጸይቂ ከመይ መንደፍ ይውሰድካ በጃ ሻዕቢያ ጋሕ በል መሬትና ኢና ዘለና ቆማል ዓጋሜ Game Over 💪🇪🇷🇪🇷💪Game Over 🇪🇷💪💪🇪🇷Game Over🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷
@TesfitYemane-e2z
@TesfitYemane-e2z Ай бұрын
Merihkayom mexae anta jelgad ksadka knqorxeka ena degal agame shaebya nbehal 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 viva EDF
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 Ай бұрын
ayk'eln eyu mknyatu ab 3y werar zregefe serawitu ms re'aye bekyu eyu ilomo aydegman eyu shu'u a'edug keyterefu eyom regifom x'inom kmlesu ilom hizomom atyom gn aywexun.
@solomonsolomon5826
@solomonsolomon5826 Ай бұрын
እዋይ መሀይም ናይ ብሐቂ
@jddbxx4445
@jddbxx4445 Ай бұрын
Game over
@habtomtekie8717
@habtomtekie8717 Ай бұрын
ጻድቃን ደም ቆልዑ ትግራይ ምንም ዘይንታዩ ዝኾነ ጨካን ፍጥረት ደቁ ዘዝመረጽዎ ይበልዑን ይሰትዩን ደቂ ድኻታት ክኣ ኣብ ሓዊ ይጥበሱ።
@Teame-bn6bz
@Teame-bn6bz Ай бұрын
ኢትዮጵያ ትመርሕ ኒርካስ ኩሉ ግቦሩልና ኢልካ ንኣቢ ቆልዓ ትልምን ኣለኻ ኣድጊ ዝኾንካ ባህላዊ ጀነራል 😭😭😭😭
@selam.291
@selam.291 Ай бұрын
ሓንቲ ዕድል ዘይገበርናዮ ውርደተኛ ጻድቃን ምስቶም ርሹናት በዓል ስዩም መስፍን ዘይምጽንሑ ኢዩ
@taamemahari7442
@taamemahari7442 Ай бұрын
ሰላሞ ስፋአ ዓጸጸሪ ኩሉ መዕራበ ትግራይ ቁቦጹዎ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@solomonseium3584
@solomonseium3584 Ай бұрын
ሕዚ ላውዚ ከምዚ ኣይትበል ጻድቃን ለኽባጥ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መሬቱ እዩ ዘሎ ኣብኣ ትመጽእ ብዓረር ሻዕብያ ክትቁሎዋ ኢኽን ይኣክል ቀደም ዝተጻወትክንኦ
@TellsElias
@TellsElias Ай бұрын
ሻዕብያ ኢልካ ኣይትዘንሎ ኣያይ ሻዕብያ በል
@weldeslasiehaweke1170
@weldeslasiehaweke1170 Ай бұрын
እዝ ጀነራል እዝ ክሳብ ዞሎ ኣብ ዝክልተ ሀዝቢ ሰላም ክሀሉ ኢልካ ምሕሳብ ካብ ዶርሆ ጸባ ምጽባይ እዩ
@JonasAmanuel
@JonasAmanuel Ай бұрын
ጉሒላ ኤርትራ ሞ ጌና ናዓኩም ዘይኾነትስ ንዉሉድ ወለዶኩም ከተብክየኩም ኢያ ። ኤርትራ ሃገረይ ብደቅኪ ቅሰኒ
@Teame-bn6bz
@Teame-bn6bz Ай бұрын
ነዛ ጭራም ክልል ምኻን ሲኢንካ ጻቕጣን ርአሲ ድንኩል 😭😭😭
@biniyamweldmichael3477
@biniyamweldmichael3477 Ай бұрын
ብዝዓባ ውዕል አልጀርስ ክ እንታይ ትብል
@binipaulos2646
@binipaulos2646 Ай бұрын
Hadami
@kikonathome738
@kikonathome738 Ай бұрын
ኸመይ ኣይነት ካንስር ዝኾኑ ህዝቢ ኣዮም ሞጎጎ ዝኾነ ስብ
@kflomhabtom1825
@kflomhabtom1825 Ай бұрын
Eti nay Algeria 🇩🇿 wiel ke 20 years zgebere hij do teredika hasawi seraki
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 Ай бұрын
ኣየ ጻጥቃን ጓሓፍ ነቶም ኣብ ማእከል ትግራይ ዘሎ ህዝቢ እክሊ ዘይ ሃብኩሞሲ ንዘይየለ ሃተፍተፍ ሕጂ ካኣ ንህዝቢ ክትብድል ተጓየ ኣለኻ ዘይ ቁጹሉኻዮም ብዓል ደብርጭ ስቅ ኢሎም ዝርኡዃ ዘለው ኣብ ልዕሊኦምን ኣብ ልዕሊ ህዝብን
@yordaethan652
@yordaethan652 Ай бұрын
Game over Ghebrexakit. 😂
@mengistunegassi3850
@mengistunegassi3850 Ай бұрын
ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ናበይ ጉሕፍካዮ
@tesfamariamhabteab9996
@tesfamariamhabteab9996 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂wayeyy wayeyy geam over
@solomonsolomon5826
@solomonsolomon5826 Ай бұрын
መሀይም
@jemalali1720
@jemalali1720 Ай бұрын
Ay xadkan aglay nay abi
@AbdulHabib-c7x
@AbdulHabib-c7x Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እዙም ናይ ትግራይ ሐለፍቲ ኢና ባሀልቲ ብዛባ ሕዝቦም አይገደስም እዩ ክብረት ዘይብሎም ለመንቲ ኤመሪካ ርድኦና ርደኦና ሕስራት ከይትሕቱ ክትብሉ ሀዝብኩም ኣይትጉዱኡ ደናቆር ወይ ህደምኡ እንተዘየለ ንስካን ጊታቸወ ኣብ ዝሓጸረ ጊዜ ብርግጽ ናብ ሰማይ ቻው
@mekonenweldemicheal9674
@mekonenweldemicheal9674 Ай бұрын
ኣቶ ጻድቓን እቲ ኣብኡ ዝነበረ ሰሜን እዚ ዝብሃል ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጽያ ናበይ ኣበለ ደሃዩ ኣሎካዶ?
@haileabtekle7734
@haileabtekle7734 Ай бұрын
ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ጻድቓን ዝመራሒኦም ብሓሶት ዝጨነወ ናይ ህኮት ቆዛሚ ካርታ ደኣ ኣይትፈልጥን ኢኻ እምበር ኤርትራ ኣብ መሬታ ኣላ ፕቲቶርያ ኣይትበል ኣልጀርስ ረጊጽካ ብሪቶርያ ዋጋ የብሉን።
@Shalommm34
@Shalommm34 Ай бұрын
Resi metihan😂😂😂
@kahsayaraya4320
@kahsayaraya4320 Ай бұрын
ብሰንክኩሙ ህዝብታትን ሃገራትን ንድክነትን ህልቂትን ዝገበርኩሙ ናይ ግብርኩሙ ክትረክቡ ኢዩ ዝግባእ ። ብናይ ሓሶት ታሪክን ፖሎቲካን ናይ ብሓቂ ደቂ ድካ ንከይ ምለሱ ኣጥፊኢኩሙ ክትሸለሙ በቂዒኩሙ ። ብሕጋዊ ፍርዲ ዝተወድእ ተወዲኡ ኢዩ ዳግማይ ንዝመጽእ ዝኮነ ጥፍኣት ሓላፍነት ንስኩሙ ሳዓብትኩሙን ታሓተቲ ምኳንኩሙ ፍለጡ ኣይተ ጻድቃን ይኣክል ምትላልል። ስድራኩሙ ደቅኩሙ ዓቂብኩሙ ደቂ ድካ ሓረስታይ ዘጥፋእኩሞም ወለዶም ተኮርምዮም ዝረድኦም ዝሓቶም ሲኢኖም ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ኢዩ ።
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 Ай бұрын
Gexkum trhak eway agame
@andomteklay5895
@andomteklay5895 Ай бұрын
Hasawi lekmax
@asme3436
@asme3436 Ай бұрын
ናህና ኣይንህብን ዘይናትና ኣይንደልን ውዕል ኣልጀርስ ቀቢርካዮ ንዓመታት ዶ ኣይከድካን ኣንታ ጋውና ነዚ ህዝቢ ሰላም ዘይትህብዎ
@hagoskidane1940
@hagoskidane1940 Ай бұрын
Bwedi dika mxwat yhaklekum . Ata lekabat seraki. Feger
@ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ
@ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ Ай бұрын
Welcome kb
@GoitomShimendi-c3l
@GoitomShimendi-c3l Ай бұрын
አታ ኢዚ ሪኢስ አሚሐም ኢታይ ኢንዳበለ ኢዮ ዳአ መንኢሰይ ትግራይ አወዲኡ ሰራዊት አየዲለናን ዝብል ወይ ትግራይ ትረክብዮ ሚቅናይ ጥራሕ
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 Ай бұрын
ክላእ አጠንቂቁ አየጠንቂቁ እሞ አበዮ ክበጽሕ መጅላግ ዝኮነ ሰብ😮
@eritrea700
@eritrea700 Ай бұрын
ዝጠፈሸ ፓለቲከኛ ዝተዓጽወ ናይ 1998 ሕቶ ዶብ የልዕል🤣 ብህዝብኩም ተተላገጹ ጉዳይና ኣይኮነን እንተ ብኤርትራ ክልተ ጊዜ ምሕሳብ ከድልየኩም ኢዮ።
@asmelashfishayesenbetay719
@asmelashfishayesenbetay719 Ай бұрын
እቲ ትማሊ ብወያነ ብዱቁሱ ዚተሓርደን ዚተሓርደን ሰራዊት ፈደራል ናብ ትግራይ ተመሊሱስ ያኢኢ ኢርትራውያን ካብ መረት ኢርትራ ኣውጺኡስ ትግራይ ዚሰረቐቲ ክወሃባ ድሕሪ ሕጂ ናብ ኢርትራ እትትኮስ ጥይት ንትግራይ ናብ ጋዛን ሶርያን ከምዚቕይራ ትፈልጡ ኢኹምም ብዓቢኡ Tdf ንግምት ስለ ዝጠለሞ ምስ ሻዓብያ ኮይኑ ናጺነት ትግራይ ዉጋእ ወሊዑ ናጺነት ትግራይ ከይእዊጅ እቲ 1ይ ሒልሚ፡ናይዛ ሊምዳዊት ጀንረነራል ሒልሚ
@semerebrhane1978
@semerebrhane1978 Ай бұрын
ጻድቃን ሓሳዊ ብህዝቢ ትግራይ ክትሽቅጥን ክትጻወት ክትነብር ኢኻ ርጉም ህዝቢ ይግቦኦ እዩ።ዕድሜኻ ኣኺላ እያ።
@sohaabera5851
@sohaabera5851 Ай бұрын
Beja shebiy tealwu tenklunatat hasweyy
@Habrom
@Habrom Ай бұрын
Ezi Temen kedenagr dyu hasibu
@merhawibereket7061
@merhawibereket7061 Ай бұрын
Game over junta
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 Ай бұрын
አንታ ርእሲ ሐምሐም/ጻድቃን/ ኢንተርናሽናል ቦርደር ዶ ኢልካ?? እሞ ኤርትራ ድአ አብ መሬታ አብቲ ኢንተርናሽናል ቦርደር (ብናይ አልጀርስ ስምምዕ መሰረት) እንድያ ዘላ!! ንቅድም ሕጊ ፍለጥ እሞ ብናይ ዓለምለኸ ሕጊ ኽአ ተቀየድ!!!!!!!
@menemoyfelto1510
@menemoyfelto1510 Ай бұрын
Anta banda eritra dea 20 amet do werki ayshetun kabana zwesdu hashawi. Egen kulen msshnat natkan nay dekikan ke hashawi
@HukotYbehal-k5y
@HukotYbehal-k5y Ай бұрын
ክፍኣትካ ቀደም፡ተፈቲሑ ርእሲ መዲድ ውዕል ኣልጀርስ ኣብ ቦቶና ኢና ዘለና ናይቲ 20 ክራይ ክትከፍሉ ኢኩም ከማን
@biniyamhaghos5391
@biniyamhaghos5391 Ай бұрын
እዋይ ንዓኻስ ጀነራል ኢሎምኻ ሬሳ ጡስጡስ
@mikitesfa663
@mikitesfa663 Ай бұрын
ኣበይ ነርካ ጻድቃን ሎክማጽ ብደም ደቂ ትግራይ ተጻዊትካስ ህዝቢ ከተዳናግር ይ ኣክል በለጽ።
@KelatiTeweldemedhin
@KelatiTeweldemedhin Ай бұрын
ኣየ ወለተ ጻድቃን ከዳሚ
@TsegayTekeste
@TsegayTekeste Ай бұрын
ምስ ፈፈራል ኮንካ ዶ ወርቂ ትግራይ ትሰርቕ ዘለካ ባዓልካ ኣይኮንካ ፣ መዳናገሪ
@asmaruressom4622
@asmaruressom4622 Ай бұрын
Kedada gem over
@SEME--7
@SEME--7 Ай бұрын
aye hlmi tgray 😂😂😂 tedengxu
@brhaneyebio7360
@brhaneyebio7360 Ай бұрын
ንውእል አልጀርስ አሚንካ ተቀቢልካ ንተግባሪነቱ ከይተሃባበርካ ናይ ብሪቶርያ ውእል ክፍጸም አለዎ ማለት ህልሚ ዶርሆ እዩ ነብስኩም ኢኩም ተታልሉዋ ዘለኩም
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 Ай бұрын
Xadkan komal haawi baby delika kemzeleka kedem felitna ena ata kedami teref xadu rip.kab giegom zeymaharu konedif gorebiet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@Aersena
@Aersena Ай бұрын
ካብ ገባርን ሐዳግን ናብ ለማናይ ጻድቃን ዝብኢ
@ማማኤርትራ
@ማማኤርትራ Ай бұрын
ንዓኻስ ጻድቃን ኡሎሙኻ ክክክ መላጥ ርእሲ ሓምሓም ከዳሚ 😂😂
@Sky20844
@Sky20844 Ай бұрын
ሰራዊት በቲንካ ጸጋማት ምስ መጸ ከመይ ጌርካ ብሓሶት ንመንእሰያት ተኽትት ዝለዓለ ካኣለት ኣለና ይብል ኣሎ 😂😂😂😂😂
@kebedekebede5757
@kebedekebede5757 Ай бұрын
Eizyi gohaf dokro agme general
@awelkernegashi5140
@awelkernegashi5140 Ай бұрын
Amselu baelikhatku semen ezi abarirkum n eritrea bi misayl debdikum hiji way way mbal waga yeblun
@ነጋ-MN
@ነጋ-MN Ай бұрын
ባዓል እዚ ኣፋፋት እዮም ጀነራላት ዝብሃሉ ፡ ደቆም ኣብ ውሑስ ዓዲ ኣቐሚጦም ንደቂ ሓረስቶት እንዳጥፍኡ ይነብሩ ኣለዉ በቃ ምስ ተሳዓሩ ካኣ ዘጥፍኡ ኣጥፊኦም ናብ ደቆም ይጎይዩ ። 😊😊😊😊
@Humerhumer6788
@Humerhumer6788 Ай бұрын
ወልቃይት ዞባ ምልኡ ናብ ኣምሓራ ከይዱ ብጩቕ ክብል ዘይካኣለስ ብዛዕባ 4 ዓዲ ናብ ኤርትራ ከይደን ኢሉ ይዓፍር
@FkreMulubrhan
@FkreMulubrhan Ай бұрын
ጻድቃን 💪💪💪
@mgm2472
@mgm2472 Ай бұрын
ሟች!
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 Ай бұрын
ውዕል ኣልጀርስ ኣይትረስዕ ንእሽቶ ርእሲ😅😅😅
@KflayKeleta
@KflayKeleta Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉 KB
@Tomas-komita
@Tomas-komita Ай бұрын
ንጹር ናይ ጻቕጣይ ደም ለሚዱ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ካልኣይ ሳልሳይ ወራር ሰብ ኣሕልቁ ክርሸን ዝግብኦ ከምስል ምስበከየ ገዲፎሞ ሕጂ ዉን 1 Million ኣጥፊኦም ደም ከይነቐጸ ንኩናት ዝጉስጉስ ዘሎ
@nbegesnlimat5764
@nbegesnlimat5764 Ай бұрын
😂 ጻድቃን ኢንኩራይ ጻጸ፡መንደላይ ካብ መሬቱ ብሓይሊ ብሕጋዊ ኣምሊሱ፡ግዚኡ ሓልዩ ናብ ዋናታቱ ተመሊሱ ኣሎ።ወዲ ባሻሻ ፋኖ ይኣክሎ እዩ።ዘይትመውት መልሓስ ጤል ኣላትክን።ናብ መሬት ኤረይ ዝረገጸ ብዘየዳግም ንሓዋሩ ክብትነክን እዩ።
@Teklit-t7s
@Teklit-t7s Ай бұрын
ኣብይ ዳኣ ሚሂሩ ኣፍርዩ እንድዩ። ንዓና ድማ ጽቡቅ
@paulostsegay3743
@paulostsegay3743 Ай бұрын
Tigray seb zeye bila terifa 1.5 million neziome kibilu eyome adihinome
@Wendmu-h7b
@Wendmu-h7b Ай бұрын
አይይይይይ ትግራይ ዓደይማ 😅😅😅
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan Ай бұрын
WEYANEeeeee NAY KEtri Hilmkum Pls Stop The Day DREAM 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@AbduMohammad-oq4ns
@AbduMohammad-oq4ns Ай бұрын
ETIOPIA VORAVAR ETIOPIA ❤❤❤
@samdan8545
@samdan8545 Ай бұрын
Aye ሸይጣን ጌና ኣይትማሃርካን 😂😂😂ኣልጀርስ ስምምዓት ከ ረስዕካይዮ ዲኻስ ወይስ ምስ ኣብይ ኮንካ ክትፍትን ደሊኻ 😂😂😂ከተርክቦም ኢኻ ግደፍ
@SelamTekle-t5m
@SelamTekle-t5m Ай бұрын
አየ ጻዲቃን ዘይከም ሽሙ ሐሳዲ እንዃን ንኤሪትራ ነታ ትጊራይ ዉን ስማ ኤካ ። እዚ ትብሎ ዘለካ ቀደም ካብ ልሳንካ ከይወጸ አቀድም ሕልምካ ኩሉ ይፎልጦእዩ ተዘይ ሐለምካ ሐይሽ ። stop አሪተፊሽል ጄነራል gem over 🐍🦎🦂🐊🦏🦍
@DawitWm
@DawitWm Ай бұрын
መሊኡ ደንቁሩ ኢዩ ከዳዕ ገፁ ይርሓቅ
@yonasyonas9076
@yonasyonas9076 Ай бұрын
Kkkk
@moriya7174
@moriya7174 Ай бұрын
አልግስ ድርባይ ነዓኻስ ጀነራል😂😂😂😂ሕጂ ሓንቲ ወስ በላ ጥራይ ቐዳማይ ክንምጥለካ ምዃና ፍለጥ ማህይም።
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
አንቲ ፃሕፃሒት ክክክ 120 ሚልዮን ተሕዚልኪ ዘይካአልክስ ክክክክ
@moriya7174
@moriya7174 Ай бұрын
@@danielgebremedhin403 እዋይ እዚ ናይ ትግርኛ መምህርካስ በዲልካ'ዩ...መጀመርያ ክትፈልጥ እቶም 120ሚሊዮን'ዮም ኣብ ልዕሌና ተሓዚሎም: ካልኣይ ከኣ ንሕና ሓጻርን ጽፍፍትን ስርሒት ኢና ፈጺምና : ከም ውጽኢቱ ከኣ እቶም ኮራኩር ምዕራባውያን ንዝነበሩ አቦታትካ ዓዲ እዝጊሄሮም አፋኒና ኢና ተመሊስና: ብተወሳኺ እተን ጠራዕራዕ ትብሉለን ዝነበርኩም አጽዋርኩም ጠራኒፍናየን ኢና ተመሊስና። እንተ ንስኹም 1ሚሊየን አጥፊእኹም ሕጂ ናብ አቢይ ትሰግዱ አለኹም ይገርም'ዩ ''እዋይ ተጋሩ ውርደት ከጸብቀልክን''።
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
@ አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ወዲዛ ድርባይ 70 ጀነራላት አጥፊኢኪ ካብ 100 ሽሕ ንላዕሊ እግረኛ አጥፊኢኪ አንቲ ፃሕፃሒት ብታንኪ ተሓዚልኪ አትኪ ብእግርኪ ብህድማ ወፂኪ ተሓዛሊት 20 ዓመት አብ ጉድጓድ ኮንጎ ጌርኪ ወፂኪ አንቲ ተሓዛሊት እብ ስሙን ክትቃበፂ ኢኪ ፍሽካ ኢና ንፅበ ዘልና አብታ ዓስካር ኤርትራ አቲና ወዲ ሓደ ዓመት እውን አይቀረን አንቲ ፃሕፃሒት እውግ ዜሮ ተሓዚልኪን ንብረት ወሲድክን ግን ብማዓልክን ናብ ዕዳ ኢክን አቲክን አንቲ ፃሕፃሕ ክንርሽንክን ኢና አዲስ አበባ ዝነበራ ኤርትራውያን አውጊርናየን ነዛን አውዳት ለ ብ አውዳት ኦሮሞ አውጊርና ቪድዮ ሒዝናዮ አብ ጊዚኡ ክቀቅ እዩ ሓደ አዲስ አበባ ወዲ ጣልያን ሓሽከር የለን
@EmbayeGhirmay
@EmbayeGhirmay Ай бұрын
Xadkan xeyki xera hzbi eritrea hxero emrka
@aknebshalom8962
@aknebshalom8962 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 RIP
@medhinmahrai7373
@medhinmahrai7373 Ай бұрын
Ane zehrkeni gorebetna hasad mengstna guhaf ab mengo 2 tekekiru hzbi Eritrea 😮
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 Ай бұрын
Ewa Xadkan equa kab kedemu nhizbi Tigrayn nhizbi Eritrean xelaie eyu hije dima beka nhizbi Tigray ab shigir ketiwo eyu delyu hasot endatezarebe ab Addis Ababa 4 fok alewo nezi kibil dima nihzbi Tigray ab shgir ketiwo ydeli alo eti werki dima balu eyu ziserko zelo
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 Ай бұрын
Hasaawin qorbotin indahadere yfekus beal izi zxemequwo merzi iyu hizbi eritran tgrayin ksab lomi zesaqyo zelo
@applefreight4685
@applefreight4685 Ай бұрын
እዚ ደንቆሮ ጻቅጣይ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን መእእሰይ እጥፊ ሕጂድማ ነገር ይፍሕትር ትር ኣሎ።
@Sam_uel28
@Sam_uel28 Ай бұрын
Nezi tezketlwo tenkol mterefe. Dehan hade mealti ktwesda eka ‼️
@ahmedsaleh9369
@ahmedsaleh9369 Ай бұрын
እዚ ስብአይ ናይ ሽረ ውግእ ዘክሩ ብአምሓርኛ ካልእ ብትግርኛ ካልእ አይርሳዕን።ናይ ወርቂ አይፈልጥን ናይ ገንዘብ ዘጻርዮ የጻርዮ ወዘተ ዘይፈልጥ ንምታይ ይኸስስ።ናይ መጨረሽታ ውግእ ምስ ፎረን ፖሊሲ ዝገበሮ ቃለመጠይቅ ዘክሩ
@Eritrea204
@Eritrea204 Ай бұрын
ኣየ ጻድቃን ኣብ ምሕሳይ ይነብር ኣሎ
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 Ай бұрын
ጀረናል ጻድቃን ብሕሱም ፍርሒ ብዙሕ ዝፈልጦን ክሰርሖን ዝግባአ ሸለል ኢሉ ሓሊፍዎ
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 Ай бұрын
Agenae serawitna
@HRUYHruyminase
@HRUYHruyminase Ай бұрын
ከቲ ሰባብ ሰብ መርዛም
@Eri-leew
@Eri-leew Ай бұрын
Abzi zelo guhaf jerekan kea aqmi zeyblu kfkr tray
@SimonKahsu
@SimonKahsu Ай бұрын
መን እዩ ጻድቃን።ምአስኪናይ ዘክሩኒ ይብላሎ።ይርዳኣካ በሎ
@berhaneghirmay2483
@berhaneghirmay2483 Ай бұрын
Temen
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
ሳቦ | Saabo - Full Eritrean Movie in Saho with Tigrinya Subtitles
1:35:35
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 78 М.
Ab Aratey - ኣብ ዓራተይ - Best Eritrean Comedy By Amanuel Tekle new
53:15
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН