Breaking ኣብይ ሓይሊ ባሕርና ዘበናዊ ኣጽዋር ዓጥቑ ነፈርቲ ውን ነፍርይ ኣለና፣ ኤርትራውያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ግፋ መሪርና november 29 2024

  Рет қаралды 41,736

ZENA TIGRIGNA

ZENA TIGRIGNA

Күн бұрын

Пікірлер: 218
@FreedomForall-t8c
@FreedomForall-t8c Ай бұрын
ግህሰት ኣብ ልዕሊ እዝኒ ውድ ሰብ
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
Eritrean people for no university in their homeland only immigrants all over the world😂😂😂😂😂😂😂😂
@alemaraya2019
@alemaraya2019 Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ኣብዝሓለፈ ግዜ ስርናይ ክንሸይጥ ኢና ኢሉና ኣይኮነን ክሸይጥ ስርናይ ረዲኤት ክልምን ኢና ንርኢ ዘለና። እዋይ ዝወሮዶ ህዝቢ
@bettynegest8571
@bettynegest8571 Ай бұрын
😂😂😂😂
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Ай бұрын
ናይ ብሐቂ ጉራ መሊኡ እዮ አቢይ ዜሮ
@monica4392
@monica4392 Ай бұрын
👍
@bettynegest8571
@bettynegest8571 Ай бұрын
@@alemaraya2019 sala Ukrine srnay terekibu kkk
@HDude-g7s
@HDude-g7s Ай бұрын
Kkkkkkkkkkkkk😂😂😂😂
@munirahaji8648
@munirahaji8648 Ай бұрын
🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷 ኣብየይ ናይ አሪትራ ባሕሪ ጎቢጥኩም እትዮጵያ ኣብ ኣርባዓታት ባሕሪ ነሪዋ ክትብል ሕፈር ኣባይ እዩ ባሕሪኹም 🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@medhntekle4781
@medhntekle4781 Ай бұрын
ጎሮቢታችን እንቋዕ ፈተጠርልኩም❤❤ ሕጊ ኣምላኽ ብዛዕባ ስደተኛ ኣንታይ ይብል ናብ ዝብል ኣዕንቲ ልቦናኹም ይኸፍት።ነቶም ዕቅቡዕም ኣብ ኣምላኽ ዝኾነ ኣብታሃገር ዘቕመጦም ሰናይ ዝገብሩ ኣይትግድእዎም❤❤❤️🙏
@genettekeste3951
@genettekeste3951 Ай бұрын
ኢዚ ሰብ አይሓፍርን ኢዩ ሰላም ዘይረከበ ህዝቢ ብድክነት አብ ስርቂን ዘረፋን ዝዋፈር ዘሎስ ናይ ኩናት ጥራይ ይዛረብ። ጥዕና የቢልካን።
@eritrea63
@eritrea63 Ай бұрын
ሓይሊ ባሕሪ ህዳሰ ግድብና ክብል ድዩ ክክክክክክክክክክ
@Yegt3773
@Yegt3773 Ай бұрын
😂😂😂
@senayeri433
@senayeri433 Ай бұрын
መርዓት ከይሓዛ ሲ ዓርኪ ርእሲ ሓዛ ወይ ጉድ ቤቢ ኣርባዕተ ኪሎ
@mosk646
@mosk646 Ай бұрын
😂😂😂😂
@zerukeshi9936
@zerukeshi9936 Ай бұрын
ኢትዮጽያ ጥዑይ ሰብ ወሊዳ ዘይትፈልጥሲ ጥዑያት ነፈርቲ ከተፍሪ ? ኣቤት ዓፈና!!
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
Eritrean people for no university in their homeland only immigrants all over the world😂😂😂😂
@RaF-x2d
@RaF-x2d Ай бұрын
ክክክክክክክክክክ መን ዩ ኸ ክገዝኣሎም ነዚኦም
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
@ Eritrean people for no university in their homeland only immigrants all over the world 😂😂😅😂😅
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
@@RaF-x2d ናይ ኣፍሪቃ ቀዳማይ air line ኣበይ ድዩ ዘሎ እንዳ ኣቦይ ዑቡይ ስርሓት ጥልያን በራዩ ኤርጥላውያን
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia Ай бұрын
@@jacobjacob3227ድርባይ ኣበይ ኣፍሊጡካ።
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 Ай бұрын
ሓይሊ ዲጋ ኣባይ ቅይርዎ በጃኩም በብዘልና ንመስግን ክሳብ ማዓስ አዮም ዘይናቶም ባሕሪ ክምነነዮ
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
😂😂😂Eritrea 😂😂
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
Eritrean people for no university in their homeland only immigrants all over the world😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@tesfayokubamaryam4422
@tesfayokubamaryam4422 Ай бұрын
እዛ እትዮጵያ ትብሃል ሃገር ደመኛና ኮይና ክትነብር።
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ኣብ ዓድና ዶ ተከባቢርና ዘይንቅመጥ ግዳ
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
Eritrean people for no university in their homeland only immigrants all over the world😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy Ай бұрын
ዉይ ዉፅላ ወይድማ ሰድተኛ ኮንካ ንብር። ሓዲኡ ምረፅ ኣብዘይ ዓድካ መፂካ ጥራርዕ ፅብቅ ኣይኮንን ።
@selam7863
@selam7863 Ай бұрын
እናመርታለን ያሉት በ እናገጣጥማለን በሚል ይታረመልናል::
@tsegazeabzemichael3784
@tsegazeabzemichael3784 Ай бұрын
ሓደ አዋን ኣባል ፓርላም ኢትዮጲያ ፡ ንመለስ ከምዚ ኢሉ ሓቲትዎ " ኣብ ሃገር ዝፈርዩ ነገራት ከም ቆርበትን ውጺት ቆርበትን ፡ ናይ ጨርቅን ውጽኢት ጨርቅን ...ወዘተ ከነተባብዕን ቀርብን ዕዳጋን ከንዳልወሎም ይግብኣና " ምስ በሎ። መለስ " ጽብቕ እዩ፡ ግን እስኪ ኣብ ማእከልና ኣብ ሃገር ዝፈረየ ባድልስ ካምቻን ካራባታን ቁልፍን ጫማን ካልስን ዝገበረ ተሎ ይተስእ እሞ ኣነ ኣብይ ሽልማት ክሽልሞ ፧ " ምስ በሎም ዋላ ሓደ ኣይተረኽበን መለስ ብምቕጻል " ኩልና ኣብዚ ዘለና ስርሓት ኢታሊ ጀርመን ኢንግላድን ፍራንስን ኢና ተኸዲና ዘለና እሞ ድኣ ንሕና ዘይገዛእናዮ መን ክገዝኦ፧ " ኢሉዎም ። ሕጂ ከኣ ኣቢዪ ብናይ ትርኩን ኢማራትን ድሮን እናተጠቕመስ ? ? ዝጨነቖ ሰብኣይሲ ጥንስቲ የአቱ ፡ መልሓስ አራት ኪሎ ኣብ ድሕሪ ቀብሪ እያ ለባም።
@xhakaggfvhh
@xhakaggfvhh Ай бұрын
why u care about ethiopia worry about ur country 😢😂😂
@rahewatesfay3003
@rahewatesfay3003 Ай бұрын
Merhaba kebari🇪🇷
@yoisefsimon1187
@yoisefsimon1187 25 күн бұрын
My people i can’t wait sekayuinta kedwda
@ukbayc
@ukbayc Ай бұрын
ደብረጼን ውን ካብ እምኒ ጸሞቕና በንዚን ከነውጽእ ጀሚርና ኣሎና ክብል ብዕሊ ኣብ መድያ ቅድሚ 3 ዓመት ገሊጹ ነይሩ !!!! እሞሲ እዚ ቆልዓ ከኣ ተሰሪሔን ዝመጻ ካብ ደገ ዘይኮነስ ኣብቲ ፍውሪካ እናተስረሐን እናተወደኣን እዩ ከርኢ ነይርዎ !! መሃይማት ከኣ ወረ ኢሎም ይዝርግሑ
@AmeliakTemesgen-ec1mt
@AmeliakTemesgen-ec1mt Ай бұрын
Ajoka habibiy kexelo
@MhretGeresus
@MhretGeresus Ай бұрын
አርያ ኡይይይይይይይይይጉድ
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Ай бұрын
Welcome KB
@RastaRasta-eo6fg
@RastaRasta-eo6fg Ай бұрын
*ደቂ ኤረይ ኣብዚ ኣዲስ ስከ ጓል ንሓዳር ትፈልጥዋ ጥዕይቲ ኣብ ትሕቲ ስድራቤታ ዝጸንሐት ኣላሉዩኒ ካብ ጀርመን የ ኣብዚ ስዓት ግን ኣብ ኣዲስ ኣበባ የ ዘለኹ*
@karlekenkarleken1574
@karlekenkarleken1574 Ай бұрын
Merhaba
@FlimonEri
@FlimonEri Ай бұрын
😂😂😂😂 ኢትዮጵያ ባሕሪ ኣለዋ ዲዩ ናይምንታይ ሓይሊ ባሕሪ 🤣🤣🤣 ኣብ ሕልሚ ትነብር ፈራስ ሃገር
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ኢሳያስ ኣብ 2018 ዝሃባ ባሕሪ ሙሽ ኣሎዋ ረሲዕክሞ ዲኹም
@FlimonEri
@FlimonEri Ай бұрын
@Redairise ብሓደ ንዕበ ብሓደ ንስራሕ ማለት ባሕሪ ምሃብ ኢዩ ዝርደኣኩም ምሽ ደም እኮዩ ተኸፊልዎ እዚ ባሕሪ
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
@@FlimonEri Eritrean people for no university in their homeland only immigrants all over the 🌍😂😂🤣😂😂
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
@FlimonEri ድሙራት ባዕልና ኢና ንመርሓኩም እኮ ዘለና:: ህግደፍ ስሙ እምበር ምሓውሩ ናይና ኢዩ:: ደቂ ክልል ኤረይ እምባሕ በሉ ምስ ዓባይ ኢትዮጵያ ምድማርኩም::
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia Ай бұрын
@@Redairiseርሙስ ጢግሪስ። ነታ ኣሕዋትካ ዝዕምጽዋ ዘለዉ ኣዴኻን ሓፍትኻን ኣድሕን።
@farhaanfarhaan-ez9dv
@farhaanfarhaan-ez9dv Ай бұрын
All comments About Ethiopia what About Eritrean Refugees
@mohammedabdela3667
@mohammedabdela3667 Ай бұрын
Guregna
@ابراهيم-ك2ف
@ابراهيم-ك2ف Ай бұрын
ስብሕልሚ፡😅
@mebrhatomtukabo2873
@mebrhatomtukabo2873 Ай бұрын
Eway ahwatey 😢
@sabawoldu8472
@sabawoldu8472 Ай бұрын
❤❤❤❤
@SamuelkbromSamuel
@SamuelkbromSamuel Ай бұрын
Heji wen hemak elna 😢😢😢
@Gebere-Meskel
@Gebere-Meskel Ай бұрын
This guy he always comes with MR Bean movie 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SenayHiwet
@SenayHiwet Ай бұрын
Ethio gna Kan diya tieuy halafi ktsien😢😢😢
@Peace-c3o
@Peace-c3o Ай бұрын
Abu zereba bezihu😂 Nay qeleu gerkayo😅
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Ай бұрын
ኣየ ኤሪጥሪን ኣብ ኣስመራ ዘሎ ግፋ ኣየሻቕለናን ዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ዩ ስክፍታና ግፋ ተጸሊእካ ተቓሊስካ ዓድኻ እቶ።
@RobelNegasi-c4b
@RobelNegasi-c4b Ай бұрын
Wedi tom rushunat teref dron 😂
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia Ай бұрын
ድርባይ። ናትካ ሕስብ። ዓድኻ ዓዲ ሞትን ልመናን ኮይና ኣላ።
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Ай бұрын
​@@RobelNegasi-c4bኪድ ጎሓፍ ወዲ ማእከል ደቀምሓረ የ ኣታ ገምቢ ብደዉ ዝሞተ።
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy Ай бұрын
​@@RobelNegasi-c4b ሓቂ እዩ ተዛረብካ ንምን ኢኩም ጭዋ ጭዋ ክትጨወተሉ ንሰኩም እኮ ዓዲ ዘይበልኩም ሆምለሳት ኢኩም ኢርትራዉያን ካልኣይ ሸምኩም ናይ ጎዶና ህዝቢ ኢኩም ትባሃሉ። እዚ ተረፈ ድሮን ዘበልካዮ ይኩረዓና እምብር ኣይሕፈርናንን 360° ብፅላኣቲ ተከቢብና ከለና ሓድ ሰብ ናብታ ኢርትራ ትባሃል ዞባ ኣይመፅኩምን ሰለዚ ከማኩም ኣይኮንን ዓድና ገዲፈና ናብ ካልእ ሃገር ንጎይ ሰለዚ ምሳና ክትዋዳደሩ ኣይትፈቱኑ።
@jddbxx4445
@jddbxx4445 Ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
😂😂😂😂 Eritrea 😂😂😂
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
Eritrean people for no university in their homeland only immigrants all over the world😂😂😂😂
@YoniAsafaw
@YoniAsafaw Ай бұрын
ብሄር ትግርኛ ኣብ ኤርትራ ይግፈፍ ኣብ ኢትዮጵያ ይግፈፍፍ ባርያ እዩ
@Shewitngusse
@Shewitngusse Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@biniam1990
@biniam1990 Ай бұрын
Dr ማይ አቢዱ አሎ ነፈርቲ ከፍሪ 😅😅😅
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
😂 Eritrean people for no university in their homeland only immigrants all over the world😂😂😂
@mariapop8536
@mariapop8536 Ай бұрын
The plane bodys are all manufactured from other developed countries.Where do the chips come?
@abh8287
@abh8287 Ай бұрын
Eti srnay Exsport zgber gr teqarixu dyu Ethiopia ? Niculer ... ke meAs ikum tefryu aye hlmi ?
@tesgayfeday8954
@tesgayfeday8954 Ай бұрын
ትም በል። ለከ ሀቆም ኢዮም። ቆልዓ ክብሉካ። ክልልካ. አምሀድር። መሽረፈት ይቡሉ ? ተጋሩ
@kidaneabraha9245
@kidaneabraha9245 Ай бұрын
ETHI KEDEM ZEFERESET BLISHIWTI HAGER ALEMNA
@mandelaman776
@mandelaman776 Ай бұрын
Mengeya abi eiza Eitopeya koleyit eye aferiya 🪫🧑‍🍼
@YoniAsafaw
@YoniAsafaw Ай бұрын
ኤሪ ጥልያን ኣብታ ናይ ጥልያን ከተማ ኣስመራ ውን ንግፈፍ ኢና
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ሓቂ
@RobelNegasi-c4b
@RobelNegasi-c4b Ай бұрын
Agame tgris 😂
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia Ай бұрын
ድርባይ። ብዛዕባታ ርካሽ ክልልካ ተዛረብ። ርሙስ።
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
@@RobelNegasi-c4b ኤርጥልያን
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Ай бұрын
wahid. Tumuy sirnay nay usaid tetesebe. Gufuf
@jddbxx4445
@jddbxx4445 Ай бұрын
Game over
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
Eritrean people for no university in their homeland only immigrants all over the world😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@BrhanuTesfaye-i9n
@BrhanuTesfaye-i9n Ай бұрын
ኢትዮጵያ እተፍርየን ነፈርቲ እንተሃሌን ፓይሎትን ባዕላ እታ ነፈሪትን ክሳራ ጥራይ ዩ ትርፋ።
@berhezeylo2692
@berhezeylo2692 Ай бұрын
ኢዋይይይይይይ ክክክክክ አታ ነፋርት ምስራሐ ሕጅ ድማ ነፍርቲ ጅምርኩም ኢሞ ዘብርራ ስብ አሎ ድዩ
@DanielHagos-x1f
@DanielHagos-x1f Ай бұрын
Ajewujewu
@mosk646
@mosk646 Ай бұрын
ቆልዓ በሻሻ ጸጊባላ ኢትዮጵያ ኣምፍራሳ ስለዝኮነት ዘሰክፍ የለን😢🇪🇷🇪🇷💪💪
@xhakaggfvhh
@xhakaggfvhh Ай бұрын
መንዲው ዝፈርስ ዘሎ ኤርጥልያን ስደተኛ
@brhinefrem9273
@brhinefrem9273 Ай бұрын
Nefrti ketefry akonka adgi wen ketebela gemirka
@ነጋ-የ3ቘ
@ነጋ-የ3ቘ Ай бұрын
እዚ ኣድነት ኢሰያስ ኣፍኣረቂ ኣብዛ ሃገርና ኤርትራ ክሳብ ዘሎ ህዝብና ወጊሕሉ ማለት ዘብት እዩ ።
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ሓቂ
@GebrezgabherDrar
@GebrezgabherDrar Ай бұрын
አዚ ዘረባ ንሰብ ሞያ ዝግደፍ እዩ ኔሩ ሓቂ እንተ ኮይኑ አቡቹ
@HenokRobiel
@HenokRobiel Ай бұрын
Nefrtiye be bako wela be zengo serom zelwu
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Ай бұрын
Welcome KB 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ቨማበረሃነ
@ቨማበረሃነ Ай бұрын
ዑብታ ማሙሽ ነመን ከተፋራርሕ ንካሊአካ በሎ
@HaileTesfai
@HaileTesfai Ай бұрын
Mehferi zeyblu wedi beshasha😂😂😂
@weldesilasileuntrasibhat5114
@weldesilasileuntrasibhat5114 Ай бұрын
ወይ inforiority complex ይገድለዋል ወይ ኢትዮጵያ ታሳዝናለች ምን ኣይነት መሪ ?
@evenezerfesshaye9331
@evenezerfesshaye9331 Ай бұрын
Everyone will get the test of his own medicine.
@SeboBronabo
@SeboBronabo Ай бұрын
8: . Etho kedem gehanb lomi Ghaneb
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Ай бұрын
እቶም ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ይመለሱ ዓዲካ ገዲፍካ ኬድክ ሕጂ ምብካይ አይኮነን
@mywayislove
@mywayislove Ай бұрын
እንተደሊኻ ኪድ እንዶ ንስኻ ተመለስ ዓፋፍ፣ ፈቲና ዲና ወጺእና ዘለና?
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Ай бұрын
@ ባዕልካ ኢካ ወጺካ ውጻእ ኢሉ ዘገድድካ የለን:: ነብስካ ፈቲካ ሀዲምካ ጀጋኑ ከአ ሀገሮም ይሕልዉ አለው
@mywayislove
@mywayislove Ай бұрын
@@alenalkieritrea3862 እሞ ንስኻ እንታይ ትገብር ኣለኻ ኣብዚ ተበላጺ፣ ኪድ ጅግና እንተኾንካ ኬድካ ሃገርካ ሓሉ ኣምሰሉ!
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Ай бұрын
@ አይትሕርቅ እባ ክክክክ
@romatela7057
@romatela7057 Ай бұрын
አይ ጉረኛ የት አለ ስንዴው
@bettynegest8571
@bettynegest8571 Ай бұрын
😂😂 abye ahmed eski tesafreh asayen benka ejih
@siumalmesged8614
@siumalmesged8614 Ай бұрын
Leje abi new yseraw ende😂😂😂😂
@SanaytTewelde-v2y
@SanaytTewelde-v2y Ай бұрын
ፈካሪ ከም አቦታቱ ባምቢኖ
@janbe7051
@janbe7051 Ай бұрын
ኣየ ኣጦቢያ ትብሃል ደምን መከራን ሽግርን ዘይትጸግብ ዓውደ ህኮት! እቶም ኤርትራውያን እንታይ ክገብሩ እዮም ኣብዛ ናይ ጋሃንም ምድሪ ዝኾነት ዝተረግመት ኢትዮጵያ ዝኸዱ? ሕጂ ተበኸዩ መንእዩ ክድንግጸሎም!!?
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ኣብ ኤርጥልያን ግፋ ተሪፉ ድዩ ዓድና ክንምለስ እሞ
@mhretabghebremariam8224
@mhretabghebremariam8224 Ай бұрын
Fetyom diom keydom
@janbe7051
@janbe7051 Ай бұрын
@@Redairise ግስ ሩኽስ ናይ ሩኹሳት
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
@@janbe7051 ኤርጥልን ብግፋ ዜጋታታ ሳዋ ዊዓ ናይ ዓለምና ቀዳሞት ብብዝሒ ህዝቢ ዝፍለጣ ክልተ ሃገራት ኮይነን ዘይና ብዝርዝር
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy Ай бұрын
ግፈ ጥሚይት ከፈኢዎም ዉድይ ኢርትራ እኮ ብሰሕተት መንገዲ ኣፈልጦ ዘተዋሃበት ዓዲእያ። በሎሚ ግዜ ተዘክዉን እንኳን ሃገር ኣፈልጦ ዞባ ክትዉን ዘይትክእል ዓዲ እያ ።ሰለዚኣብዛ ፅርግኣ ዘይቀየረት ዓዲ ከመይ ኢሉ ሰብ ከምዘቅመጥ ዘሎ ይገርመና እዩ።
@ElinaGayim
@ElinaGayim Ай бұрын
He's crazy
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Ай бұрын
ተራእይኒ እኮ ኢትዮጵያውያን ዝሰርሕዎን ነፈርቲ ኩናት ክንገዝእ😂😂😂
@monica4392
@monica4392 Ай бұрын
👍
@nebutewelde681
@nebutewelde681 Ай бұрын
ባለሞያዎቹ ቢናገሩ አይሻም ወይ ኣቢ መሪነቱ ትቶ ተክኒሻል መርጠዋል ይመቸህ
@awetafwerki3262
@awetafwerki3262 Ай бұрын
Heray geberwom Antay kigebru Nabza Zteregmet Ethiopia ykedu
@mussieberaki2606
@mussieberaki2606 Ай бұрын
Abyda hasawi endu abeyzelobadoresida abiko mayaznibzbl hasawi sebeu
@AbdelaOsman-qs6ht
@AbdelaOsman-qs6ht Ай бұрын
Bezey zekhone geben 3 werhi zetaseru alowi
@MhretGeresus
@MhretGeresus Ай бұрын
ጃህራ ክክክክክክክክክክክ
@fthawi2218
@fthawi2218 Ай бұрын
Beshasha entay emo nana artrawyan atswar ente ateka mektelika endealu belo eka
@kesstekesste195
@kesstekesste195 Ай бұрын
Ezzom hiji ahwat ena zibilu zelewu wayane kab ethiopia segugomina hiji dima Amhara, zigermeni sudan Kenya Uganda bikibri hizomina Eritrean selatina neleli
@Hile123by
@Hile123by Ай бұрын
Abin zalnsken khsu
@ghktu7917
@ghktu7917 Ай бұрын
Yehe sewye activities new weys tklal minister
@YoditTekle-p4s
@YoditTekle-p4s Ай бұрын
ኢትዮጵያ ባሕሪ ሓሶት
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
Eritrean people for no university in their homeland only immigrants all over the world😂😂😂😂
@gebreyewhansmehari9968
@gebreyewhansmehari9968 Ай бұрын
ኣየ ኤረትራዊ ጓሳ ዶ ስኢንካ
@mengistesfaldet3954
@mengistesfaldet3954 Ай бұрын
Make
@dawitokbay4541
@dawitokbay4541 Ай бұрын
Aye gala metfitka ya dehan
@serekeeri567
@serekeeri567 Ай бұрын
ሓሳዊ በኮክ ይብል ኣሎ ::
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 Ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣 aye abi duba
@Bitaniya12
@Bitaniya12 Ай бұрын
Eritrawi kdfer tgebru zelekum balkum eritrawyan ekum genzeb zezbelekum g nzeb endahabkum ab libya seb zsaqe zelo bsenkkum eyu seldi tezeytelmdwom komu aymgeberun libi gberu fooo kexluka
@yessamuel8810
@yessamuel8810 Ай бұрын
Merahi hager diu weies advertaizer ngruni eba ezi hasawi entay ybel alo.
@HelenTesfamichael-e9g
@HelenTesfamichael-e9g Ай бұрын
Eritrean kab zhalefe aynmeharn ena hluf halfwom kab wexae kedkum ab Ethiopian tkalat zgebru eyu zgermeni
@Weonlylosewhenwegiveup
@Weonlylosewhenwegiveup Ай бұрын
Africawi zeyhalfelu dknetka keyaklekas meliska ttahasased yhzn eu
@tekletedros4764
@tekletedros4764 Ай бұрын
እሞ አንታይ ትብለና አለኻ መን ኪዱ ኢልዎም ኢትዮጵያ ንህዝባ አይኮነትን ፅቡቅ ገበርዎም
@mebrahtutewelde5123
@mebrahtutewelde5123 Ай бұрын
ሱቅ በል በጃኻ ዶንቆር, ንስኻስ ናብቲ ዘለኻዮ መን ኺድ ኢልካ ድዩ, ሃገሮም ገሃነብ ስለዝኾነቶም እምበር ፈትዩ ዝስደድ ኣሎ ድዩ.
@kidaneabraha9245
@kidaneabraha9245 Ай бұрын
Etom ab Ethiopia keydkum tsakeyu zelekum Eritrawyan ab demena hager zekyd entay neru melisu ygdedkum
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 Ай бұрын
wae
@filmonamanuelAman
@filmonamanuelAman Ай бұрын
Ayte tafo meri zebahle maelya zeyblom tasirom alwo 50000 yeblwom alwu
@HgcxGdxxx
@HgcxGdxxx Ай бұрын
Mictaki tiray ayikonen kulu yiserhu alewu
@kabherazaher
@kabherazaher Ай бұрын
Kbey zemxkuyo bahri diga kibl diyu ezi diga wey eila ytarem
@weldesilasileuntrasibhat5114
@weldesilasileuntrasibhat5114 Ай бұрын
ኣቢ ምን ኣይነት ሞኝ መሪ ? ለምን ያስፈለገ ስለ ውግያ ኣውሮብላን ስለ ባህር ሃይል ስለ ቦመብ ስለ ጥይት ...... እና ምን ማለት ነው ? ሃይል ኣለን ኣገሮች እንወራለን ነው ? እሺ ና ሞኝ ከታሪክ ኣትማርም ? የታሪክ መጻሕፍት ኣታነብም ? ወራሪ ኮ ኣሸንፎ ኣያቅም !!!!!!!!!!!!
@MuluAbraha-wi8yd
@MuluAbraha-wi8yd Ай бұрын
እዋእ ኤርትራውያን ዳኣ ዘይ ኣብ ኤርትራስ 33ዓመት ዶ ማዓስ ካብ ግፋ ኣቋሪጾም እዮም ዶስ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ስለዝኾነ እዩ መሪርዎም?እምባር ክመሮም እንተኾይኑ በቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽፍታ ጉጅለ ክኸውን'የ ነይሩዎ:: ናጽነት እየ ዝደሊ ኢትዮጵያ ምሳኺ ኣይደልን ኢልካ ተፈሊኻ ሕጂ ገፈፈትና ዶ ኣሰረትና ኢልካ ብኽያት እንታይ ኣድለየ እሞ ናብታ ናጽነት ኣለና ኢልኩም ትምኩሑላ ሃገርኩም ዘይትምለሱ ::
@biniamsium1531
@biniamsium1531 Ай бұрын
ስቅ በል ቆማል ቆንዳፍ ብዛዕባ ክልልካ ሕሰብ ወድ መበለት እታ ረሳሕ ጨናዊት ኣዴኻ ኩዕምት ክትኣር ብኾፈኾፍ ትኸይድ ኣላ ድርባይ
@RaF-x2d
@RaF-x2d Ай бұрын
ለኽባጥ
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
​@@biniamsium1531ኤርጥላውያን በራዩ ፀዓዱ ካብታ ዘለኩማ ተግደልኩም:: ብዱዓት በራዩ:: ኢትዮጵያ ኣይደልያን ኢየ ኢልካ ከተብቅዕ ናብ ኢትዮጵያ እንታይ ዘፍልስ ዘሰድድ ኣለካ 🤔🤔🤔 ድንጉራት
@biniamsium1531
@biniamsium1531 Ай бұрын
@@Redairise ቆፍቃፍ ረሳሕ ትግራዋይ እት ብጥሜትን ነንሕድሕዱ ብምቅትታልን ዝጠፍእ ዘሎ ህዝብኻ'ከ ጽቡቅ ኣሎ ዲኻ ክትብል ደሊኻ ለመንት እተን ረሳሓት ኣዴታትካ ካብ ማራ ርስሓት ካፍት ሓመፍ ፈልኻ ከተልዕለን ዘይትኽእል ቶካናት'ከ ጽቡቅ ኣለዋ ዲኻ ክትብል ደሊኻ። መቸም እዝ ዘለኽሞ ጽቡቅ ኣሎ ህዝበይ ትብል ተሊኻ ይመልኣልኩም። እተን ረሳሓት ይሕዋትካ በቶም ደናቁር ኣሕዋትካ ይዕምጽወን ኣለው ወድ መበለት ኪድ ጉዳይ ክልልካ ግበር
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 Ай бұрын
Ethiopia fabrica hasot tonkol hsdna srki 😂😂😂😂😂 seb ember axwar kab kedem aysankumn
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Ай бұрын
እተን ናይ ዉግእ ጃልባታት ዝበለን አበይ ኮይኑ ኢዩ ክወጋአለን አብቲ ህዳሴ ግድብ ዲዩ ዝከውን ዘሎ? መራሒ ዝፈረሰት ሀገር ከምዚ ክፍክር ከሎ😂😂
@xhakaggfvhh
@xhakaggfvhh Ай бұрын
ዑና ገዛካ ተመለስ ስደተኛ😂
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Ай бұрын
@ ደይ ትግራይሲ ዑና ኮይና ደላ ጉኑፍ
@afewerkirussom4756
@afewerkirussom4756 Ай бұрын
😂😂😂😂😂
@tedrosberhane6668
@tedrosberhane6668 Ай бұрын
ዶክተር ኣቢ ዓሊ ለኣመሪካ በብዛት ተዋጊ ኣየሮፕላኖች ኣፍርታችሁ መሸጥ እደጀመራችሁ ኣለምን እያደነቃቹህ ነው። እንኳን ደስ ኣላቹሁ። ሳተላይትና ሮኮቶችን ለመፍራት መዘጋጀት እዳላችሁ ኣለምን ብኣንክሮት እየተጠባበቀ ነው። ቴድሮስ
@diary4991
@diary4991 Ай бұрын
አይ አቢ የጉረኞች ሓይላቹስ ባዲስ መልክ ጨምርዋል ከብተይ ዘሚተመን ካራኻኸ ተዘሚተ ሰፈር ካራኻኸ ?መይተ ድየ😁
@ermiastsegai2240
@ermiastsegai2240 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@endlesslove5873
@endlesslove5873 Ай бұрын
ሕልሚ ደርሆ ዲዩ ዝበሃል , ኢትዮጵያ ን 2030 ትሓልሞ ዘላ ሕልሚ ነዛ ንፈልጣ ነቅንቅ ትብል ዘላ ኢትዮጵያ ዲያ 😂😂😂
@ሞትንኢሰያስዲክታተር
@ሞትንኢሰያስዲክታተር Ай бұрын
ወይ ሓሳት ናይ አቢ ኮ
@SemharGebreyohanes-dr2rq
@SemharGebreyohanes-dr2rq Ай бұрын
Abi eshel Korea telmeden politica ne Eritrea kea ketshetula medeb alo du nefrti 😂😂😂😂 bezey mesheta natna even abotatka keman kemzi aynet eyiom zejaharu nerom teqeded tray bezeyka nay qenat nay mebale resi zeyblom dekatat resi
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
Eritrean people for no university in their homeland only immigrants all over the world😂😂😂😂😂
@geregebre353
@geregebre353 Ай бұрын
Aye helmi mereat key hazes arki yihz zbal msla abotoa atiya kkkkkkkk 😂😂😂😂
Война Семей - ВСЕ СЕРИИ, 1 сезон (серии 1-20)
7:40:31
Семейные Сериалы
Рет қаралды 1,6 МЛН
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
Marmok
Рет қаралды 2,8 МЛН
Midday News in Tigrinya for January 6, 2025 - ERi-TV, Eritrea
20:30
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 11 М.
Evening News in Tigrinya for January 6, 2025 - ERi-TV, Eritrea
22:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 13 М.
ሚስጥራዊ  ምድላዋት ኩናት ዞባና
1:00:04
ADMAS FORUM
Рет қаралды 18 М.