Breaking ጀነራል ጻድቃን ኤርትራ ተጥፍአና ኣላ፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ዶብ ኤርትራ ክሰፍር፣ ቀ/ሚ ካናዳ ካብ ስልጣኑ ወሪዱ january 6 2025

  Рет қаралды 44,804

ZENA TIGRIGNA

ZENA TIGRIGNA

Күн бұрын

Пікірлер: 101
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 11 күн бұрын
ደም ዝጸምኦ ሸይጣን ባህላዊ ጀነራል፥ ኤርትራ ኣብ መሬታ እያ ዘላ ። ህዝቢ ትግራይ ነዚ ጻሕታሪ ኩናት ይኣክል ክብሎ ኣለዎ።
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 11 күн бұрын
ሐሳዊ ዝኮነ ጀነራል ሎቅማጽ😮😮😮😮
@isaiasyeibiyo1008
@isaiasyeibiyo1008 11 күн бұрын
ዓምባክ ጡልቁይ ሓሳዊ ጻድቃን
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 11 күн бұрын
ጻቅጣን 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ሕሱር ፎእ
@abuahmed5354
@abuahmed5354 11 күн бұрын
እዚ ሓሳዊ ትማሊ ሓዊ ወልዑ ሎሚ ናይ ሰላም ሃዋርያት መሲሉ ክቀርብ ብኸመይ መንእሰይ ኣብርሱ ክውገድ ኣሎዎ
@SimonaAlazar-Elev
@SimonaAlazar-Elev 11 күн бұрын
Eritrea 🇪🇷 first ❤
@fitsumkflaikidanu558
@fitsumkflaikidanu558 11 күн бұрын
ኣየ ትግራይ፡ ጸርዮም ዘይጸርዩ ሽንፍላታት😊
@Eritrea204
@Eritrea204 11 күн бұрын
ቢሪቶርያ ትብል ውዑል ኣልጀርያስ ? ስቅ እልካ ምሕሳው ኣይኮነን
@brhinefrem9273
@brhinefrem9273 11 күн бұрын
Tigaru xadqan keytefakum selam zebhal yelen
@samiyemtek1982
@samiyemtek1982 11 күн бұрын
ኣንታ ሰብ ጻድቃን ጀነራል ኣይኮነን። ካብ ዓለም ፈራሕን በኻይን ፍጥረት እንተሎ ጻድቃን ጥራሕ እዩ።
@Tomas-komita
@Tomas-komita 11 күн бұрын
ጻድቃን ከዳዕ ዘይትቕርብ ንሰብ ብምትላል ክትነቭር ሓላዩ ኢሮብ ህዝቢ መሲልካ ክትዛረብ ሕፈር
@jddbxx4445
@jddbxx4445 11 күн бұрын
KB❤❤❤KB ❤❤❤KB ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TsigeBirhanu-ns1vh
@TsigeBirhanu-ns1vh 11 күн бұрын
Good job 👍👏
@AbdulHabib-c7x
@AbdulHabib-c7x 11 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ የሕዝነካ ካልእ ዘረባ ኣይወስክን
@asmarinoeritrean6423
@asmarinoeritrean6423 11 күн бұрын
ጻድቃን ፈሳዊ ኣብ ኩሉ ኲናት ተሳዒርካ፡ ሕጂ ከኣ ክትፍትን እሞ እታ ሓለንጊ ሻዕብያ ድኣ ናፊቕካያ ኣለኻ ማለት'ዩ 😂😂😂 በል 1.5 ሚልዮን ቀርብ ክትቁሽመድ ኢኻ። ግንባርካ ክትክፈት ኢኻ ከም ስዩም መስፍን፡ ኣባይ ጸሃየን ኣስመላሽን ክትፋኖ ኢኻ። ኣታ ሻዕብያ ሓያል ሓይሊ እዩ ግደፍ ግደፍ ግደፍ እተን ዝሰረቕካየን ገንዘብ ብሰላም ብልዓየን 😂😂😂
@ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ
@ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ 11 күн бұрын
Welcome kb
@berihunuguse3613
@berihunuguse3613 11 күн бұрын
💪🇪🇷
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 11 күн бұрын
በየናይ ሕግን ዋንነትን ልዕልናን መሬት እዩ ናይ ከባቢ ዓይጋን ባድመን ወዘተ ናጻ ክወጽእ ዝድለ ዘሎ? በየናይ መገድን ሕግን ዩ ኸ ሰራዊት ፈደራል ነጻ ከውጽኦ? ፃድቃን ሕልምኻን ድሌትካን ሕጂ ዘይኮነ ካብ ቀደም ስለዝፍለጥ, እንታይ ከም ዝኸውን ከመይ ዝኣመሰለ መደምደምታ ከም ዝግበረሉ ሕጂ ጥራይ ዘይኮነ, ካብ ቀደም "መሬትና ሒዞሞ ስለዘይከዱ ኣብኡ ክጸንሓና እዩ። " ተባሂሉ እዩ።
@tesfamikselyohannes4835
@tesfamikselyohannes4835 11 күн бұрын
❤❤kb
@ShewitTesfay-y6o
@ShewitTesfay-y6o 11 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@dogelimisgina9191
@dogelimisgina9191 11 күн бұрын
Sadqan harie ekli
@rusomamare6125
@rusomamare6125 11 күн бұрын
Hasawi zkone general
@SamuelMebrahtom-go6vx
@SamuelMebrahtom-go6vx 11 күн бұрын
🙄🙄ኣየ ጻቅጣን ባቃ ኣኽልካ ነፋሕቶ ከይንካ ኣሪግካ
@eritreaweymot
@eritreaweymot 8 күн бұрын
Kbrn mogosn netom jeganu anabs nay qerni Africa hayli bahrnan goblel zey red serawitnan edmen tenan yhabkum 💪🇪🇷💪🇪🇷🦸‍♂️🦁🙏💯✅️👏💪 viva hagere sematat Eritreana❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@NevergiveupEri
@NevergiveupEri 11 күн бұрын
ደም እቶም ዕሸላት ሓይሊ እኔአና ዩ ማ ኣዮኹም ናይና ብስሩ ዓወት ማ ናይና እዩ እንዳ በልክን ዘጽነትክንኦም ዕሸላት የዕነይንየክን ኣሎ ባንዳ ማንዳ ቅቅቅቅቅ ኢሮፕ የለ ባድመ የለ ዛላምበሳ የለ ካብዚ ዘውጽእ ሓይሊ እንተሃሊክን ተሓዛዚልክን ምጻ ክትድክዓ ኢኽን ኣትን በላዕቲ ውዳቅ
@Amanuelhabt
@Amanuelhabt 10 күн бұрын
እዚ ሰራቂ ጻድቃን ኣብቲ ጎቦታት ናይ ቴንቤን ብከመይ ተሪፉ በጃኹም ሓንቲ ዓረር ተሳኢና ነዚ ትከውን።
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 11 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 11 күн бұрын
ከምታ ንልደቱ ሓደ ሚኒስተር ብዛዕባ ሻዕብያ ብዙሕ ኣይትዛረብ ክቀትሉካ እዮም ምስ በሎ ንኣመሪካ ዝሃደመ፡ ፈሽካል ጀነራል ክኣ ሻዕብያ ክቀትሉካ እዮም ዝብሎ ሲኢኑ ኣሎ። እዛ ትግራይ ካን ሓደ ሰብ ክትስእን?
@tessfayared110
@tessfayared110 11 күн бұрын
ፓሪቶሪያ ናካካ ናይ ክልተአመት ታሪካ ኢዩ አለማቀፋዊ ግእዛት ትብሎ ንእስራ አመት ኮለል ዘበልካያ ናይአልጀርስ ሕግይ ፈጽማ መን እንዳመን አሎ ክረአይ ካልአይ ፌደራል አይኮነን ካመሪትና ወይ ናመሪትና ቅልቅል ዝብል መልሳ አብአ አላ ንፍርድን ብገበን ዝህተቱ ሰባት ሀደ ንሀደ ክሺፍን ማይክ ሂዙ ጹሩይ ይመስል ቦረቅረቅ ሰብእና አብዳራሻት።
@michelle-i7o
@michelle-i7o 11 күн бұрын
እንታይ ማለትካዩ ውዕል አልጀርስ ፈጽማ፣ እንታዋዩ ንሱ ዝፍጽም፣ ኤርትራ አብቲ ዓለም ዝፈልጦ ሕጋዊ ዝኾነ ኣብ ቦትኣ ኣላ ብወገና ተተግቢሩ ኣሎ ማለትዩ፣ንዖኦም ትልምነሉ ምኽንያት እንታይ አለካ ፈጽማዶ ገለዶ ትብል ዘለኻ
@MebrieHadgu
@MebrieHadgu 11 күн бұрын
Teg😢
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq 11 күн бұрын
❤❤❤
@user-cm8qh2ns1k
@user-cm8qh2ns1k 11 күн бұрын
ቁስሊ ትግራይን ኤርትራን ቀስ ኢሉ እንዳ ሐወየ ኢዩ። አዚ ዘሰንበደካ ቀጣፊ ሰይጣን ጻቕጣን መስቀል ከምዝረኣየ ሰይጣን ፈንጠርጠር ትብል አለኻ።
@merhawiberhe4711
@merhawiberhe4711 11 күн бұрын
ኣደይ ኢታይ ማጆር ዶ ኣይኮንካን ኪድ ኣዉጽኣዮም ጠራጢ, ታይ ግበሩ ትብሎም ኣለኻ ነዞም መናእሴይ? እዚ ኣኼባ ግን መወዳእታ ይህልዎ ዶ? ማኣሴይ ትሰርሑ? ዕድመ ልክዕ ኣብ ኣኼባን ግምገማን😅 ዓለም ኣብ ኣኼባን ፈኸራን የላን ማላዴቴ! እናቴ ጽድቁ ርእሲ መዲድ😂 ጠባይ ዓድግ ንሕና ጻዉቲ ኣይርድኣናን እዩ, ጽባሕ ንግሆ ሻዕብያኹም ሓዙልና ከይመጽእ😅
@tsegaiasrat4707
@tsegaiasrat4707 11 күн бұрын
ትምበል ሓሳዊ ኣግላይ ሰብ ኣይተዳናግር እዛ ዉዕል ቭክቶርያ ገለ ዝተሓቡአ ምስጥር ኣለዎ መጀመርያ ዊዕል ኣልጀርስ ይተግበር ዉዕል ኣልጀርስ ከይተተግበረ ኣይትሕሰቦ
@michelle-i7o
@michelle-i7o 11 күн бұрын
እንታይ ማለትካዩ ውዕል አልጀርስ ይተግበር ምባል፣ ኤርትራ አብቲ ዓለም ዝፈልጦ ሕጋዊ ዝኾነ ኣብ ቦትኣ ኣላ ብወገና ተተግቢሩ ኣሎ ማለትዩ፣ንዖኦም ትልምነሉ ምኽንያት እንታይ አለካ ንስኻ ሕጂ ይተግበርዶ ገለዶ ትብል ዘለኻ፣
@ማንይናትድ
@ማንይናትድ 11 күн бұрын
ኣበት ኣእምሮ ሕፍርት ኣይስምዖም ትም እልካ ትግዕር
@henokbrhanehenok1885
@henokbrhanehenok1885 11 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
@trkefuxum
@trkefuxum 11 күн бұрын
🎉
@YohanesFerhiwet
@YohanesFerhiwet 11 күн бұрын
Sarawet eritrae abte wel Aljars u zalo hje kamane gedafu kunama zeblkayom kabe kabe eritrae 1998-1999 zekodu eyome juho hezekumme zenabarikum eritraweyan eyom selam gabaru
@angosomwoldu3957
@angosomwoldu3957 10 күн бұрын
ፎኦ ሽንፍላ ዝኾነ"ጀነራላ ባሃሊ👁👁
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 11 күн бұрын
ወያነ በዓል ድብሪጽ ነዚ ጻድቃን ርእሲ ብርጭቅ ክትዉልዕዎ አለኩም
@Erifutuer
@Erifutuer 11 күн бұрын
No federal army to tigray agame ones forever and ever.
@michelegebrihiwet5196
@michelegebrihiwet5196 11 күн бұрын
bzeaba badme Anexirka tezamen kemaka lekbak Aytereayen foe
@tsigetekie8166
@tsigetekie8166 11 күн бұрын
ባህላዊ ጀነራል ጻድቃን ደም መናእሰያት ትግራይ ድራሩ እዚ ሰብ እዚ ክእለ ኣለዎ ብዝኾነ መንገዲ ደም ኣይጸግብን ኢዩ ዝመስል ዘሎ ::
@filmonmenghistab1377
@filmonmenghistab1377 11 күн бұрын
Xadekan Resah feteret Hadami Lefelafi
@michelle-i7o
@michelle-i7o 11 күн бұрын
እቲ ዝገርም እዚ ጀነራልየ ዝብል ዓመጸኛ ሰብ፣ ደቁን ቤተሰቡን አብ አመሪካ አቀሚጡ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ኩናት መሪሑ " ምስ መን ኢና ክንደራደር እቲ ኩናት ተወዲኡዩ" እንዳበለ ክሳብ ደብረብርሃን አማኢት አሽሓት ተጋሩ አጥፊኡስ ገና ሕጂ ውን ሰብ ከጥፍእ ይጓየ ተጋሩ ዘስተብሃሉሉ አይመስልን፣ ገብረጻድቃን ብዛዕባ እቲ ናትና ዝብልዎ ዝነበሩ መሬት ሕጂ ረሲዖሞ ዘለዉ ምዕራብ ትግራይ ዝብሃል ብአምሓራ ብግልጺ ዝመሓደር ዘሎ አሽሓት ተጋሩ ካብኡ ተፈናቂሎም ዝወጹሉ ወልቃይት ጸለምት ማይካድራ ክሳብ ሑመራ ዘሎ ብጣዕሚ ሰፊሕ ዝኾነ መሬት ግን ዋላ ሓንቲ ካይተዛረበ ኩሉ ግዜ ብዛዕባ እቲ ብዓለም ዝተወሰነ ሕጋዊ ዝኾነ ንእሽቶ መሬት ባድመን ኢሮብን ናይ ኤርትራ ክዛረብ መሬት ዓሪቡዎ እዚ ዓጃው ጀነራል፣
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 11 күн бұрын
Jeneral tsadeka tsebuk geru eyu zefeletom ezi menegag lewasi hanika ketweseda eya ezi komal hakaki 😂😂😂
@Mercy2023-mg5jj
@Mercy2023-mg5jj 11 күн бұрын
❤❤🇪🇷🇪🇷😭😭🙏🙏⛪⛪
@zemenben2258
@zemenben2258 11 күн бұрын
Abzia zelo denkoro xikat wahid kia ezi kinhzo alena hizbi Eritrea 🇪🇷 sugmti kinwesdelu alena 1st xelaena eyu
@MebrieHadgu
@MebrieHadgu 11 күн бұрын
Nska xadkan zeykonkas seytan eka bahlawi jeneral
@yosufmohamedhagos6378
@yosufmohamedhagos6378 11 күн бұрын
Wele Algiers reskayo rese adhy
@manunaitd
@manunaitd 11 күн бұрын
አዋይ ተጋሩ ክሃምቁ ኒዚ ጻድቃን ጠቅሊሎም ክኣልይዎ ኣለዎም ወልሃንቲ ሰላም ኣይደልንዪ ብጹአ ክከውን ጥረኣዪ ዝደሊ 😢
@tesfakahsay3428
@tesfakahsay3428 11 күн бұрын
Tsadkan dbahal seb kelo tigray and eritrean selam aymexen eu. Mewaelu nkunat zkuhkuh seb eu aregit resah
@AkbirGerye
@AkbirGerye 11 күн бұрын
Ezi General u zibhal gin ezi nay ስስዐ ዘረባ ዘይገድፍዎ
@EVDESiHF13
@EVDESiHF13 11 күн бұрын
ጻድቃን ወዲ ጾማቂት ስዋ
@teklesenbet4797
@teklesenbet4797 11 күн бұрын
Dekka ab America akemitka da Hakka kunat ktdeli entay key moteka
@birhanetekleab8471
@birhanetekleab8471 11 күн бұрын
Canada zelekum congratulations
@Simbathegreat9
@Simbathegreat9 11 күн бұрын
Crying like a baby 😢
@EdilDiyu
@EdilDiyu 11 күн бұрын
ኣየ ጻቕጣን 20 መልሓሱ ተለኣኣኺ
@simongrmay9975
@simongrmay9975 11 күн бұрын
ጀሪካን ጻድቃን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ካብ ዘለዎ ጽልእን ዘለዎ ናይ ስልጣን ህርፋንን ዘበገሶ እዩ ዘህተፍትፎ ዘሎ
@yosberaki340
@yosberaki340 11 күн бұрын
ቅድም ቀዳድም ውዕል ኣልጀርስን ውሳኔ ዓ/ለኸ ቤትፍርዲ ዘ ሄግ ከይተተግበረ ፉደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኸተግብር ዕንቅፋት ስለ ዝኾንክምዎ ንውዕል ኣልጀርስ ከይተቀበልክምዎ ኣብቲ ብግልጺ ዘየነጸርክምዎ ዶባት ዓሻ ኣይኮነን ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊት ክሰድድ? ካብ ሓሶትን ምድንጋር ብሓቂ ንሰላምን ቅሳነትን ህዝቢ ትግራይ ሕሰቡ፣ ፎብያ ናይ ሻዕብያ ኣገደፈኩምን ዘሎ ክሳብ ሕጂ ለይትን መዓልትን ሻዕብያ ሻዕብያ ክትብሉ ጸሓይ ይዓርበኩም ኣሎ። ንሚኻኑ ዘይ ስንኻ ሑጻ ቆርጥርጥመሉ እንድዩ ጻድቃን ኣብዘይ ጻድቃን ስ/ቤትካ ኣብ ውሑስ ቦታ ኣቀሚጥካ ድኻ መንእሰይ ትግራይ ኣይንታካንዩ።
@mengistunegassi3850
@mengistunegassi3850 11 күн бұрын
ኣንታ ነዚ ጽሕጻሒ ጻድቃን ሞርቶሎ ጌርካ ኣብ ታ ቃላጥ ርእሱ ፈጋዕ ምባሉ ዝሃሸ ኢዩ
@beckytseggai3203
@beckytseggai3203 11 күн бұрын
Riesi metihan nay Algers simimie resikayo risi tawla
@علهفقعقه
@علهفقعقه 11 күн бұрын
ጻድቃን ጻሕጻhi ሰብኣy እንተኾኑ ባዕሉ ንሻዕብያ ዘየውጽኦም ምትንፋሱ ክትሓጽር ፈካሪ ባህላዊ ናይሓሶት ጀረናን ማንቲለ 🐇🐰
@teklenara9386
@teklenara9386 11 күн бұрын
መጀመርያ ስድራካ ደቂካ ካብ ኣመርካ ንትግራይ ኣምጽኣዮም ደቂ መን እዮም ለውጢ ከምጹእልካ ቲደሊ ሓሳዊ ቀደም እንተኮነውን ብዓል እስካ እኩም ምስ ኤርትራ ኣብ ደማዊ ጽልኢ ዘእተኩምና። ሕጂ ተሐተቲ ብዓል እስካን መራሕቲና ውድብ ትግራይ እኩም ።ሰራዊት ኤርትራ ኣይተጋሶሱናን የሕዋትና እኩም ከፍእኩምና እነኩም።
@GerezgiherHabtemariam-k2u
@GerezgiherHabtemariam-k2u 11 күн бұрын
ፃአድቃን,ቪእክቶሮያ,በአፅሕካ,ተእግራይ,ክሕእድ,ዝአገርም
@kokob5310
@kokob5310 11 күн бұрын
Zereba teraha ab mekala zelo hizeba kadem nexa awexay seb yekatal alo
@habtomtekie8717
@habtomtekie8717 11 күн бұрын
ኤዚ ሰተይ ደም ጻድቃን ብግዲኡ ኩናት እንተ ዘይወላዕኩ ኢሉ ኣሻፈረን ይብል ኣሎ ደቁ ኣብ ውሑስ ቦታ ኣስፊሩ
@Eritreafirst1
@Eritreafirst1 11 күн бұрын
አዚ ጻደቃን ዝባሃል ብሕሶት ዝተጠመቀ ኤረትራ አብ መሪይታ ኢይ ዘላ ህዝቢ ትግራይ ባዕልኩም ኢኩም ህዝብኩም ብጥሚይት ብቅትላት ተጥፈኡው ዘሎኩም ኤረትራአብ መረታ ኢይ ዘላ ሰልም ሐሳዊ ጻደቃን ካብ መረትና አይነውጸአን። 4 ነጥቢ አከለ
@kokob5310
@kokob5310 11 күн бұрын
Tewageka awexay gahfa
@YibrahAsfaha
@YibrahAsfaha 11 күн бұрын
ኣብ ዕድመይ ዘይ ቀይውር ሰብ ከም ጻይቃን ሪኤ ኣይፈልጥን ደቁ ኣብ ኣመሪካ ኣቐሚጡ ንትግራይ ጉ ሓፍ ኮይኑ መጽዩዋ ዋይትግራይ ትረኽቦ በታቲኑዋ እምበር
@Samitesheme
@Samitesheme 11 күн бұрын
ጻድቃን ለክባጥ። ዶብ ኤርትራን ኢትጵያን ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀርስ ክፍጸም ኣለዎ። ኢንተደኣ ንህዝቢ ትግራይ ትሓሊሉ ኮንኹም። ንህዝቢ ኤርትራኳ ሓይሊ እንተትረኽብ ክጠፍእ ኢካትደሊ።ባድመ ኢሮብ ኢናበልኹም:ኣብ ፉሩድ ኣይትሓንግዱ? መታን ንኹላትና ክጥዕመና።ኣይፋልናናን ኢንተልኹም ግን ህግደፍ ንፋኖ ሒዙ'ውን ናብ ሓደጋ ክወስደኹም ኢዩ።ኤርትራዊ ኣብመሬቱ:ካብ ምርጭኡ ወጻኢ ክነብር ኣየፍቅድን ኢዩ።ህግደፍ ምጽላእ ካልእ'ዩ ሃገር ከኣ ካልእ ኢዩ።ስለ'ዚ ካብ ፖሮክራሲያዊ ሽፈጥ ወጺኹም ብዛዕባ ሰላም ምስኤርትራ ሕሰቡ። ንህለዌኹም ንምውሓስ።
@eritreamassaw3059
@eritreamassaw3059 11 күн бұрын
27 አመት ሻዕቢያ ሻዕቢያ አቅምካ አይኮኑን ዘኪሮምካ አይጀልጡን እንተ ደልዬምካ ካብ ትግራይ ሒዞም ኢራኢሮ አብ ጉድጋድ ይጸድቅ ደቀ
@djnbgm8906
@djnbgm8906 11 күн бұрын
Bzey arasti nketateleka alena nmntay ati arasti meshabi dika hasibkayo bejaka keyngedfeka
@millytakhlam6202
@millytakhlam6202 11 күн бұрын
Ne XadQan kem nay Siyum mesfan tedlyo ala
@efrem5134
@efrem5134 11 күн бұрын
ATA ENTAY GEDESHUNA NAY TEGRAY GUDAY, NESANATEM KETAREY ELKA DEKA ? AGAME. EMBER DO ERITREAWE 🇪🇷 DEKA ? AGAME
@WadRaka-Raki1
@WadRaka-Raki1 11 күн бұрын
ዝረብኡ ዕሽውነት ዝመልኦ ብሙኻኑ እቶም ድሕሪኡ ኮፍኢሎም ዘለው ሰባት ውን ኣደንጺዎም ስሒቆሞ ነዚ ቦኽባኽ ባህላዊ ጀነራል ። ባድመ እትብል ቃል ምስ ኣድመጸ መልሓሱ ነኺሱ መስለኒ ኮልተፍተፍ ኢሉ ክክክክክክክክ 😂
@thegarzado1470
@thegarzado1470 11 күн бұрын
Ezi xadqan zeblewo seb dehur nay aemero xegem alewo.
@ademyosufe2710
@ademyosufe2710 11 күн бұрын
Ata qomle xaedkani hasde agame
@Saron3
@Saron3 11 күн бұрын
ጀሪካን ጻቅጣን ጡስጡስ ተባዕታይ ኣንጪዋ ብሓሶት ብውስልትና ዕድሜኻ ኣብቂዑ ብዛዕባ ባድመ ካኣ ክትዛረብ ሕልኩስ ኣረጊት ውኻርያ ንዓ በል ንፈደራል ሒዝካ ምጻእ እሞ ጽቡቅ ጌርና ክሳድካ ክንቅምቅመካ ኣብ እግሪ መኸል ቀደም ዘህለቅካዮም መሳኪን መንእሰያት ኢትዮጵያ ረሲዕካዮም ዲኻ? ቀደም ንኣሜሪካ ትክድም ኔርካ ሕጂ ካኣ ንኣቢ ኣሕመድ ክትክድም ክትብል ክትድከር ምኻንካ ኣይትረስዕ ንስልጣን ዘይትበቅዕ ሓሳዊ ማልሻ ኢኻ ካልእ ስልጣን ኣይተቋምት ንስኻ ንህዝቢ ትግራይ መከራ ከተምጽኣሉ እዩ ባህግኻ። ቅድሚ ውዑል ፕሪቶሪያ ናይ ኣልጀርስ ውዑል ልዕሊ 20 ዓመት ኢኻ ቀቢርካዮ ምስ ማልሻታት ዋሺንግተን ተመሓዚኻ።
@bayretekle3153
@bayretekle3153 11 күн бұрын
ጻድቃን ባዕልኻ ዝአጎድካያ ሐዊ ባዕልኻ አጥፍአያ ኤርትራ አብቲ ብውዕል አልጀርስ ዝተሐንጸጸ ቦታ እያ ዘላ አቢ ድአ ሽዋ ዘይሐለወዶ ነዓኻ ክዋጋአልካ’ዩ ።
@RobelNegasi-c4b
@RobelNegasi-c4b 11 күн бұрын
Xadkin hasawi leba😂
@Halamadr146
@Halamadr146 11 күн бұрын
KB
@FevenZere
@FevenZere 11 күн бұрын
ጻድቃን ኣርፍካ ተቀመጥ
@TheThe-yw8yz
@TheThe-yw8yz 11 күн бұрын
Tsadqan resi esi bokbak mesfeari horuch sebay entekyka mtsae resi koboro kindae
@blackwhiteaforstarcosmetic7106
@blackwhiteaforstarcosmetic7106 11 күн бұрын
Hasawi 😂
@tewoldekahsai8056
@tewoldekahsai8056 8 күн бұрын
Fesawi generale
@yirgaalembirhane6851
@yirgaalembirhane6851 9 күн бұрын
This dude tsadkan is a puppet for pee pee. Why he brings about Eritrea in Pretoria agreement. That an internal case. He has to respect and comply before anything the Algers Agreement
@mariapop8536
@mariapop8536 11 күн бұрын
You have occupied illegally lands of afar,amhara and eritrea and now these lands are to their owns and don't mislead the people and drive them to war,help your people through other methods,like agriculture.
@TsigeBirhanu-ns1vh
@TsigeBirhanu-ns1vh 11 күн бұрын
Welcome kb
@msgnamichael4694
@msgnamichael4694 11 күн бұрын
ኣንታዚ መን ሃቦ ጀነራል ካብዚ ሰብዚ እቲ ሓየት ወዲ ኤረይ ምክትል ኮፕራል ብዓሰርተ ኢድ ይበልጽ ኣቐዲምካ ብዛዕባ ዉዕል ኣልጀርስ ተዛረብ
24 Часа в БОУЛИНГЕ !
27:03
A4
Рет қаралды 7 МЛН
How to have fun with a child 🤣 Food wrap frame! #shorts
0:21
BadaBOOM!
Рет қаралды 17 МЛН
24 Часа в БОУЛИНГЕ !
27:03
A4
Рет қаралды 7 МЛН