Breaking ጌታቸው ረዳ ኤርትራ ሓደሽቲ ቦታታት ትቆጻጸር ኣላ ንዝብል ዝሃቦ ተሪር መልሲ september 20 2024

  Рет қаралды 39,449

ZENA TIGRIGNA

ZENA TIGRIGNA

Күн бұрын

#eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
I am glad that you have joined your KZbin channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
Thank you for your continuous support.

Пікірлер: 56
@millytakhlam6202
@millytakhlam6202 Ай бұрын
Eritra 4 ever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷. tnx Gechu
@MussieWeldegergis
@MussieWeldegergis Ай бұрын
ብብልጽግና ዝግበር ውዲት እዩ ኤርትራ ናብ ግጭት ንምእታው ዝገብርዎ ዘለዉ ሃልኪ እዩ እዚ ሓሰውቲ፡፡
@BerhaneTsegay-z8e
@BerhaneTsegay-z8e Ай бұрын
ጌጋ ኢዩ ነዚ ክንቲት ኣቢ ክጠፍእ ኢዩ ነይርዎ፡ ኣእዱግ ሻዕብያ ኣድሒንዎምሲ ሲ ሕጂ ተገምጢሎም ስራዊት ኤር ቦታ ተቆጻጺሩ ይብሉ፡ ኢትዮ ትብሃል ሃገር ክትብተን ጥራይ ኢዩ ዘለዋ
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo Ай бұрын
ኢትዮ ፎረም ዝበሀል ሚድያ ፡ ብጽልኢ ኤርትራ ዝተባዕጠ ሚድያ ኢዩ አጋዊሕዎ ።
@ጀጋኑኻኣኽብር
@ጀጋኑኻኣኽብር Ай бұрын
ንኤርትራ ጥራሕ ኣይኮነን ጸላኢኣ ንኢትዮጵያ'ውን ስማ'ዩ ናይ ሕውሓት ቀንዲ ወራሲ'ዩ።
@munirahaji8648
@munirahaji8648 Ай бұрын
ኣንታ ኣድጊ ኣምሓራይ መንግስቲ አሪትራ ናቱ ኣይህብን ዘይናቱ ኣይደሊይን ኣብ ዶባቱ ኮፍ እሊ መረቱ እዩ ዝሕሉ ዘሎ 🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@Tomas-komita
@Tomas-komita Ай бұрын
እዞም ናይ ኣዱስ አበባን ናይ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታት ካብ ዓለም ብሓሶትን ብጉቦ መንግስትን ዝተባላሸዉ ስለዝኾኑ ክእሰሩ ይግባእ
@WadRaka-Raki1
@WadRaka-Raki1 Ай бұрын
መን ክኣስሮም እቲ ክኣስር እትጽበዮ ንሱ እንድዮ ሙቅሺሽ ሂቡ ዝጻወተሎም ዘሎ 😂
@Wawa61919
@Wawa61919 Ай бұрын
Ayni abayki yidefen Eritrea 🇪🇷 hagerey
@rahewatesfay3003
@rahewatesfay3003 Ай бұрын
Merhaba kebari🇪🇷
@Etaro1991
@Etaro1991 Ай бұрын
እዞም ኣእዱግ ጸጊቦም ኣለዉ
@WadRaka-Raki1
@WadRaka-Raki1 Ай бұрын
ጌታቸው ኣብዚኣ ግርም ጌርካዮ ነዚ ነፋጥ በዚ እንተ በለ በቲ ግርም ጌርካ ኣፉ ሎኪትካዮ 😅
@alexanderasgodom9393
@alexanderasgodom9393 Ай бұрын
ሻዕቢያ ዓድግራት ተተቆጻጸርዋ ሕዝቢ ዓዲግራት ሰላም ይረክብ፡ሰርቂ የልቦን፡ቅትለት የልቦን፡ዝምታ የልቦን።ከም ሃፍኩም ይግበረሉ።
@asmaruressom4622
@asmaruressom4622 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@tekleteweldebrhan3162
@tekleteweldebrhan3162 Ай бұрын
እዚ ዝሓትት ዘሎ ሰልጠነ ግርማይ ኢዩ
@resomtewelde5598
@resomtewelde5598 Ай бұрын
Addis maleda please work for peace instead of fabricating crisis between nation's.
@user-cm8qh2ns1k
@user-cm8qh2ns1k Ай бұрын
The reporter was trying to legitimize his false information to help start confrontations.
@afomyona919
@afomyona919 Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ካብ ዛላንበሳ ንዓዲ ግራት ጎዶሎ 40 ኪሎ ሜተር ኢዩ እዚ ማለት ከባቢ 37-38 ኢዩ ካበይ ኢዩ መጽዩ 40 ኪሜ ጊን እንድዒ
@Aersena
@Aersena Ай бұрын
ንስኻውን ተጋጊኻ አለኻ ሐወይ ካብ ዛላንበሳ ኒዐዲ ግራት አዚዩ ቀረባ እዩ
@afomyona919
@afomyona919 Ай бұрын
@@Aersena ከምዚ ዝመስለኒ ኣይተጋገኹን ተተጋግየ ከኣ ንገረኒ
@osmansilan1572
@osmansilan1572 Ай бұрын
Bravo getachou
@trussom647
@trussom647 Ай бұрын
መራሕቲ ኢትዬጵያ ዝሕዝዎን ዝጭብጥዎን ዝብልዎም ጠፊኢዎም ፋሕፋሕ ኢልዎም በዚ ኤርትራ በዚ ግብጺ በዚ ሶማል ኣብ ዉሽጦም ዘሎ ኦኖግ ፋኖ ዘይካኣሉ ህዝቢ ኢትዬጵያ ዉን ኩሉ ይዕዘብ ይኽዕብ ዉን ‼️‼️‼️
@jddbxx4445
@jddbxx4445 Ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@RobelNegasi-c4b
@RobelNegasi-c4b Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@user-cm8qh2ns1k
@user-cm8qh2ns1k Ай бұрын
አምሐራ ምስ ኦሮሞ አሞንጎ ኤርትራን ቶግራይን ናይ ሰላም ተስፋ ስለ ዝተራእየ ንኽበላሽዉ ዝገብርዎ ፈተነ ኢዩ።
@ogbazionbeidu1657
@ogbazionbeidu1657 Ай бұрын
ባለጌ ጋዜጠጟ ዉሸት የናንተ ባህል ነዉ
@rahelfisshaye6157
@rahelfisshaye6157 Ай бұрын
hasawi media
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 Ай бұрын
ሐታቲ ሐደ ፎሽኳል እዩ!! ቅደም ቅድም ካብ ዛላምበሳ ክሳብ ዓዲግራት 35 ኪሎመተር እዩ፣ ንሱ ዝብል ዘሎ ኽአ 40 ኪሎመተር!!ደንቆሮ!!!!!!!!! ከዛላምበሳ እስከ ዓዲግራት 35 ኪሎመተር ነው ውርንጭላ!! ስለዚህ ኤርትራ በመሬትዋ መሆኑዋን ራሱ ይመሰክራል!!!!!!!!!!
@afewerkiaregai2869
@afewerkiaregai2869 Ай бұрын
ውዲት ናይ ዕሸል መራሒ እዩ ኣብ መንጎ ክልተ ጎረባብቲ ተዛረብቲ ትግርኛ በቶም ካድረታት ብልጽግና ዝናፈስ ወረ ዝኮነ ይኹን ጎንጺ የሎን ኣይክህሉን እዩ ድሕሪ ሕጂ ብደም እዚ ክልተ ህዝቢ ስልጣኑ ከናውሕ ዝደሊ ትምኒትካ ትምኒት ጥራይ ኮይኑ እዩ ክተርፍ ዘሎ ብዛዕባ ሰላምን ምዕባለን ጥራይ ነቶም ደለይቲ ክፉእ ቦታ የብልኩምን ዕድሜኹም ሓጺር እዩ ሰላም ንኽልተ ህዝቢ
@tsegaifilmon435
@tsegaifilmon435 Ай бұрын
❤❤❤❤
@berhaneabreham618
@berhaneabreham618 Ай бұрын
አዲስ ማለዳ በቦታው ሄደህ መዘገብ ነው አልባልተኛ መንደሬ
@merhawiberhe4711
@merhawiberhe4711 Ай бұрын
ጌች ኣስሊ, ንህዝቢ ትግራይ ናብ ሓዊ ክጠብሱ እዮም ሓሳቦም, መጻወቲ ኦሮሞን ኣምሓራን ከይትኾኑ ሓዳራትኩም።
@focus.15
@focus.15 Ай бұрын
ዝንቡዕን ግጉይን ጌታቸው ንኤርትራ ተጣብቁላ ዝብል ዓይኒ ኤርትራውያን ዘንቁርን ዘደንቁርን ጉግይ እዩ :: ጥብቅና ማለት እንታይ ድዩ ትርጉሙ:: ጌታቸው ተዛማዲ ሓቅን ክውንነትን ተዛሪቡ ይኹውን እዚ ከኣ ጥብቅና አይኮነን እዩ:: አርስቲ ክትጽሕፍ ውሳኒ ብምኻኑ ጥንቃቐ ዝሓትት እዩ ::
@Eri-leew
@Eri-leew Ай бұрын
ሕጂ ኢትዮጲያ ሓላይት ትግራይ ኮይና ድያ ትዛረብ ዘላ ያእይ ነገር መድለዪ እንድዩ ኢትዮጲያ ተፍርሖ የለን 😂ጽቡቅ ዕድል ግብጺ ጥራይ ፍርሒ እዩ ከምኡ ዝገብሮም ዘሎ 😂😂
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 Ай бұрын
Why start war
@mekuy1588
@mekuy1588 Ай бұрын
ጌች አስገባለት ነው የሚባለው ለጠያቂው አግር መንገዴን የምመልስልክ ነገር የለም 😂😂😂😂😂😂 ተመቸይ ሻእቢያ 💪💪💪
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 Ай бұрын
Ethiopianoch minew betam tekbetebachu!! Frihat new😂😂😂
@LovelyCoyote-sj3kb
@LovelyCoyote-sj3kb Ай бұрын
Ezom blxegena n Eritrea nab kunat ketwewa endiyom deliyom hasewti
@TsegaGr
@TsegaGr Ай бұрын
ጦርነት ናፋቂዎች
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 Ай бұрын
Ezi wedi adwgi endanwgwros entay eyu memelisu zehato 🤮🤮🤮🤮🤮.
@EfremAfewerki-z3v
@EfremAfewerki-z3v Ай бұрын
❤🎉❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@semerebrhane1978
@semerebrhane1978 Ай бұрын
😂😂😂 ጌቹ ሓቂ ተዛሪቡ ሎምስ።
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 Ай бұрын
Midre weregna!! Deg aderegew.
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 Ай бұрын
U get medication
@TesfaXbah1
@TesfaXbah1 Ай бұрын
ብሩክ ሰንበት ሰናይ ዕረፍቲ ግዜ ሳብስክራይብ ገበሩለይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ የሕዋተይ 🙏❤
@Weldezghi
@Weldezghi Ай бұрын
😂😂😂 😂😂😂 😂😂😂
@syumnelo4525
@syumnelo4525 Ай бұрын
Abzias lebimu ba serawit tigray halyu selam yrekbi kemani mexaweti arer kigebrwo enidyomi hirdge zblu zlewu dhire hijis ayashui nkewin ayniblin ena kab sirke kab kitran naxa kikewin eyu hizbi tgray mdire habesha bguhilatat mbtan uenl gurahi tegraway Eritreawi::
@azekiyos
@azekiyos Ай бұрын
Aye Tegaru hanti melti ab Media keywetsakum ktwlu do.
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 Ай бұрын
❤❤❤❤
@hadastekle2713
@hadastekle2713 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
1, 2, 3, 4, 5, 6, 7, 8, 9 🙈⚽️
00:46
Celine Dept
Рет қаралды 81 МЛН
бабл ти гель для душа // Eva mash
01:00
EVA mash
Рет қаралды 8 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 108 МЛН
ርኢቶ መራሕቲ ሃይማኖት - ላዛ ትግርኛ
29:46
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 6 М.
Sep 21/2024 ሻዕብያ ብ ዛላንበሳ እዋናዊ ሓቤረታ
30:20
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 34 М.
1, 2, 3, 4, 5, 6, 7, 8, 9 🙈⚽️
00:46
Celine Dept
Рет қаралды 81 МЛН