Рет қаралды 4,603
ካብ ካናዳ ወጻኢ ዘለኹም
ንካናዳ ክትመጹ ኣብ ምድላው ዘለኹም ዝጠቅም ምዝርራባት ክህልወና ኢዩ።
ኣብ ካናዳን ኣሜሪካን ዘለኹም ኣብ ፋይናንስ ክትሰርሑ ትደልዩ ወይውን ኣብ ስራሕ ዘለኹም ነዘን ዝጠቕሰን ነጥብታት ሒዝኩም ነቲ ኢንዱስትሪ ክትምርምሩ ይዕድመኩም።
ኩሉ ካምፓኒ ነናቱ ሓለፋ ኣለዎ። ንዓኹም ዘገድሰኩም እንታይ ምዃኑ መርሚርኩም ምፍላጥ ድማ ናትኩም ግደ ኢዩ።
Training groups: linktr.ee/heno...
www.Evenaction...
Tiktok: www.tiktok.com...
Facebook group: / legac. .
Max out the potential for work referral: t.me/+4tQ-LUm5...
Henok Msghina
Tel: +14036902117