CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2019 - Part 12

  Рет қаралды 312,293

SOYRA-ERITREA

SOYRA-ERITREA

4 жыл бұрын

Copying, uploading this product, may cause termination of your account.
©SOYRA ENTERTAINMENT,LLC 2019
Subscribe for more Music, Drama and Movies of Eritrea and Ethiopia.
#SoyraEritrea #Tigrigna #Eritrea #Tigray #Ethiopia #Cambia Movie #KambiaEritreanMovie

Пікірлер: 460
@selamlwoloalemu1306
@selamlwoloalemu1306 4 жыл бұрын
ነዛ ጽሕፊት ተንብባ ዘለካ ዒይኒ ጸላኢካ ይደፊን ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኹም ጥዕና ይሃብኹም ፈጣሪ ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቕሪ ዓመተ ምትሕቑቛፍ ይግበረልካ ኣሜን።🙏🙏
@3gadwa915
@3gadwa915 4 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንንንን
@user-yb8mx2sx6r
@user-yb8mx2sx6r 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን💕💕💕💕
@shushanosman9541
@shushanosman9541 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@maygodblessme9409
@maygodblessme9409 4 жыл бұрын
Selam lwolo Alemu,thank u,my sweety sister,and Happy New year,
@Filmon-zx1tm
@Filmon-zx1tm 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-xw8jg5cr4v
@user-xw8jg5cr4v 4 жыл бұрын
ደቂ ሓላል መሬት ድንግል ማርያም ኣብ ዘሎኩሞ ሰላምኩም ተብዛሓዮ ደቂ ኤረይ 👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷
@gubuakagber3200
@gubuakagber3200 4 жыл бұрын
ነዛ ኮምኒቲ፡ተንብብ ዘለካ ኪ ብር ክትብሉ፡ትሓጎሱ ሽሻይ ወትሩ ኣብ ዙርያኩም ይኩን 2020 ዓመተ ሰላም፡ራህዋ ቅሳነት ይግበረልና ምስታ ንፈትዋ ኣዴና ገጽ ንገጽ ተራክበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 4 жыл бұрын
Amen amen amen afka ysear yhgos ykewn 2020 sebeytey brosus yselta ykewn kbretey
@user-pl1vs3hc3s
@user-pl1vs3hc3s 4 жыл бұрын
Yoni Yoni እሜን🙏❤️
@nahommekel5934
@nahommekel5934 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@amlestgebregergis2233
@amlestgebregergis2233 4 жыл бұрын
Amen amen
@rutamisginamisgina3489
@rutamisginamisgina3489 4 жыл бұрын
Amen(3)
@kirostsehaye470
@kirostsehaye470 4 жыл бұрын
welll ርሑስ ሓድሽ ዓመት ናይ ስደት ዘመንና ዘብቀዓሉ ዝሓለፈ ሕሉፍ ዝኾነሉ ዘመን እስኪ ይግበሮ ፈጣሪ
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
*ቋዕ ብሰላም መጻኹም* ያላ'ስከ ሲንግለይ like ጌርኩም ኣሰራስሩኒ 2020 ዘመነ ሰንጋል ይግበራ
@natululi126
@natululi126 4 жыл бұрын
ክክጅጅጅጅክክክክ ክሳብ ሎም ሲንግል ኣለኻ ዋይ ናይ ሕማመይ ኣነስ ሓሊፈያ እየ ኣብ 2019
@zebenz8300
@zebenz8300 4 жыл бұрын
Kkk single aykonkun enber like gere mesarasrkuka Kkkk lol😜
@efremkidane8189
@efremkidane8189 4 жыл бұрын
Kemey niskas single koynka tetwdea kemaka keyfareyu wedi wuy fara
@asmeranafikeyaane9513
@asmeranafikeyaane9513 4 жыл бұрын
መዓት ወረ ኬፍ ኣለካ ክክክክክ
@tesfahiwetasmerom1025
@tesfahiwetasmerom1025 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@siku9753
@siku9753 4 жыл бұрын
ንዛ ፊልም ብልቢ ዝፈትዋ እስከ #like #like ኣግርጩው ኣብሉለይይይይ 🇪🇷🇪🇹
@kidanetekle2475
@kidanetekle2475 4 жыл бұрын
ሲራክ የማነ ኣደናቂ ቶማስ ኣላኣዛር entay ygebra alewa kiltian bander???? Hanti ayteaklekan??
@samuelkbromofficial
@samuelkbromofficial 4 жыл бұрын
ይርዳእካ ሓወይ
@venusbem4769
@venusbem4769 4 жыл бұрын
Ok
@yonasg9232
@yonasg9232 4 жыл бұрын
Wellcome ደቂ ኤሪና🇪🇷 ዓመተ 2020 ምስ'ቶም ንፈትዎም ስድራና ንራኸበላ ዓመት ይግበረልና 🙏
@fanitesfay5692
@fanitesfay5692 4 жыл бұрын
ጸጋን ጥዕናን ይሃበና ንዕና ዝከውን ሓድሽ ዓመት ትኩን ደቂ ዛ ሓላል መሬት
@efremtecle4234
@efremtecle4234 4 жыл бұрын
እታ ጽይፍቲ ቃል ምዝራብ ንሕብረተሰብና ዘንጸባርቅ ኣይኮነን ኢንጅነር ምስ በዓልቲ ቤቱ ዝተመላለስዎ:: ተዓዛቢኻ ብልክዕ ምፍላጥ ኣገዳሲ ይመስለኒ::
@selamawittewolde3296
@selamawittewolde3296 4 жыл бұрын
Efrem Tecle menesey Eritrea bflay ezi nay higi menesey wxe ms bele xexbuqu ngoni gedifu hahmaqu eyu qob zeblo blash zkone welodo
@bahlbisolomon8377
@bahlbisolomon8377 4 жыл бұрын
*ንራስታ ዝፈቱ እስኪ like ይግበር* *ክርስትያን ኩን ዋላ ሙስሊም* *ኤርትራዊ ኩን ዋላ ትግራዋይ* *ጋል ኩኒ ዋላ ወዲ* *ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቕሪ ዓመተ* *ምትሕቁቓፍ ይግበረልና ኣሜን*
@zufangrmay249
@zufangrmay249 4 жыл бұрын
ኣሜን
@er2531
@er2531 4 жыл бұрын
*ኣሜን ትግራዋይ ዲካ ኮይንካ*
@user-ev6xi3by5x
@user-ev6xi3by5x 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜሜ ኣሜን
@user-yb8mx2sx6r
@user-yb8mx2sx6r 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@siemuhab5987
@siemuhab5987 4 жыл бұрын
@@er2531 fulut u tugraway koinu u kkk
@samigosb8538
@samigosb8538 4 жыл бұрын
ብሃገራዊት ጋንታና ዝትሓበነ 1k 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👇
@zufangrmay249
@zufangrmay249 4 жыл бұрын
እንካዕ ደስ በለኩም ጎረቤትና
@user-er8sj3qt9i
@user-er8sj3qt9i 4 жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም ደቂ ኤሬ አሕዋተና
@samuelkbromofficial
@samuelkbromofficial 4 жыл бұрын
ይርዳእካ
@samigosb8538
@samigosb8538 4 жыл бұрын
love of God ehi kea dhul
@samuelkbromofficial
@samuelkbromofficial 4 жыл бұрын
@@samigosb8538 what do you mean
@Mulue844
@Mulue844 4 жыл бұрын
ብኤርትረውያን ተቐማጦ ኡጋንዳ ካምፓላ ኣብ ደገፍ ሃገራዊት ጋንታና ዝተሓጎስኹም ዝተሓበንኩም like ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ::
@user-er8sj3qt9i
@user-er8sj3qt9i 4 жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም 💞💞💞💞💞
@degafimessinbarcan443
@degafimessinbarcan443 4 жыл бұрын
@@user-er8sj3qt9i ናይ ብሓቂ ክንደይ ጊዜ ኣስተውዒለልኪ ኣሎኹ ኢንትርፎ ጽቡቅ ሕማቅ ክትጽሕፊ ሪኤኪ ኣይፈልጥንየ so ኣብ ዘለኽዮ ሰላምን ጥዕናን ይፍጥረልኪ ዝሓብተይ
@user-er8sj3qt9i
@user-er8sj3qt9i 4 жыл бұрын
@@degafimessinbarcan443 አሜን አሜን አሜን ዮኒየይ ቆንጆ ናዓካ እውን አብ ዝለካዮ ሰላምን ጥዕናን ቅሳነትን ፍቅርን ዝመሎኦ ሂወት ይመነይልካ ዝያዳይ አብ ሰደት እንተ ሃሊካ እውን አምላክ ኩሉ ሰላም ገይሩ ናብታ ትፈትዋ ሃገርካን ገፅ እታ ትፈቱዋ ወላዲትካ ብሰላም የራክብካ
@kuflomtesifamrym7163
@kuflomtesifamrym7163 4 жыл бұрын
ተጋሩ እውን ታሓጉሰና እና ንሰካ ጥራሕ ኣይኮንካን ታሓጉሰካ
@Mulue844
@Mulue844 4 жыл бұрын
@@kuflomtesifamrym7163 ይሕዋትና እንዲኹም ከመይ ዳኣ ዘይትሕጎሱ thanks
@user-mg8bg5vh9v
@user-mg8bg5vh9v 4 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ፍቱዋተይ ኣብ ዝመፅእ ቀዳመ ሰንበት ዘይ ሓሰብናዮ ሽሻይ ይፍጠረልና ሰደትና የሕፅረልና ፍቱዋተይ
@user-wf5zm9iw4l
@user-wf5zm9iw4l 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጓል ዓደይ ሽኮር
@user-yb8mx2sx6r
@user-yb8mx2sx6r 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ማዓረይ
@dawitmhreteab5533
@dawitmhreteab5533 4 жыл бұрын
Amen
@yout521
@yout521 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen YEHBRU
@degafimessinbarcan443
@degafimessinbarcan443 4 жыл бұрын
ኣሜን (3)
@giederafar2484
@giederafar2484 4 жыл бұрын
Merhaba deki Erey tseada thanks more campala living Eritreans for your supporting Eritrean football team and keep going up
@henoktesfazgi2980
@henoktesfazgi2980 4 жыл бұрын
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዓመተ ሰላም ፍቕሪ ይግበረልና ስደትና የሕጽረልና ፈጣሪ ጽብቅ ስራሕ ኽኣ ደቂ ኤሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍🙏🙏🙏.
@bereketgebremeskel6284
@bereketgebremeskel6284 4 жыл бұрын
ንፉዓት ኣሕዋት ኣጆኹም ቀጽልዎ ከም ሪኢቶ ረኣይዋ እቲኣ ፋኪው ትብል ናትና ኣይኮነትን
@user-fv9zg1jz3b
@user-fv9zg1jz3b 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ጽሬትኩም ኩሉ ነገራትኩም 100/100 ሂበኩም አለኩ። ንሓደ መዓልቲ ስልጣን እንተዝውሃበኒ ነይሩ ኤውሮጳ ዘሎ መንእሰይ ካንፓላ ምሰደድክዎ ካንፓላ ዘሎ መንሰይ ኤውሮጳ ምእተክዎ በዚ ዝሰማማዕ አግርጭው አይሕመቅቅቅቅቅቅ! ጽቡቅ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ኤሬ!!!
@abdoibrahim7561
@abdoibrahim7561 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትመስገኑ ምስዚ ህሉው ኩነታት ድራማ ምስራሕኩም ብጣዕሚ ነዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ማሃሪ አዩ ቀጽልዎ እቲ ሓቂ ንመፍላጥ ምድያ ንባዕሉ ዓቢ መሳርያ አዩ ከየመስገናኩም ክንሓልፍ ኣይደልን
@One_Day-Ab-Adey
@One_Day-Ab-Adey 4 жыл бұрын
*ካምብያ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ትመጽእ ኔራ ሰሉሱን ዓርብን ሕጂ ግን ኣብ ሰሙን ሓንቲ ግዜ ጥራይ ጌርኩማ ዓርቢ ጥራይ ክምብያ ብጣዕሚ እንዳ ማሃረት ተዘናግዕ ህሉው ኩነታት ትድህስስ ፊልም ኢያ ግን ትጽቢት ነዊሕና ካብ ዓርቢ ናብ ዓርቢ ክንጽበ ዝከኣል እንተ ኮይኑስ 2 ግዜ ኣብ ሰሙን ስደዱልና*
@heezgll8632
@heezgll8632 4 жыл бұрын
Kuso degef Mara busy eyom kenyom loms shelel nbelom
@Drar18
@Drar18 4 жыл бұрын
ውረድ ደይብ ናይዛ film ብጣዕሚ ዩ መሳጢ "ናይ ሎሚ ሰብ ውጺኢት ናይቲ ኩሉ ትማል ዝሰር ሖ ዩ ናይ ጽባሕ ውጺእት ክኣ ሎሚ ዝሰራሕካዮ ዩ ዝርአ” ዝብል እምነተይ ሲ ኩሉ እዛ film እራጊዳትለይ :: ስለ ቲ ትኣምር ዝኾነ ስራሕኩም ይመስግነኩም ካንፓላውያን ንደገፍ ሃገራዊት ጋንታና ዝገብርኩሞ ደገፍ ውን ብጣዕሚ ይመስግነኩም::❤️🇪🇷❤️💕💕💕✌️ Merry 🎁and happy new year 🎆 peace!
@awetbruk1911
@awetbruk1911 4 жыл бұрын
መብሬ እዛ ፊልም ፍሉይ ኣዋርድ ይግባኣ እዩ! We are so proud of u mebrie go ahead!!!!!!
@dawitberhe3448
@dawitberhe3448 4 жыл бұрын
ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ህይወትኩም ምሉእ ጥዕና ፍትዋት የሕዋት ደረስትን አለይትን ተዋሳእትን ፊልም ካምብያ ። ኣብዛ ምቅርቲ ፊልም ዘሕልፎ መልእኽቲ እንተሃልይኒ ። ሕማቕ ኣጸያፊ ቃለት ምጥቃም እንታይ ጥቕሚ ይርከቦ ካልእ ብዙሕ ጸርፍታት ክንጥቀም እናኸኣልና ኣብ ምዕራባውያን እምበር ኣብ ሕብረተሰብና ዘይቅቡል ጽዩፍ ቃለት ምጥቃም ጽቡቕ ኣይኮነን መስለኒ።
@elenamichael7375
@elenamichael7375 4 жыл бұрын
Please don’t use the nasty F world we’re watching with a little kids. Please keep the beautiful culture we have. Blessings
@elim4024
@elim4024 4 жыл бұрын
Elena Michael I totally agree with you
@teklithaile616
@teklithaile616 4 жыл бұрын
ዋውዋው ክትጽብቕ ትገብርዋ ዘለኹም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሩሑስ ሓዱሽ ዓመትን ብዓል ልደትን ይግበረልና ቀጺለ ሪኢቶይ ክህብ ትሓጋጋዚ ዳሪግተር ዘለኻ ኣብዝሓለፋ ፓርትታትን ኣብዚ ፓርቲ እዝን ዝተፋላለየ ገጻተብሃርያት ተርኢ ኣለኻ ከም ናይ ዝሓለፈ ገጻተብሃርያትካ ክትምለስ ግን ጽቡቕ ይስምዓኒ ካልእ ግን ኩሉ 100%100 ዩ ዘሎ ቀጽልዎ ኣጆኹም
@eyobgojelabein1316
@eyobgojelabein1316 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅን ምሃርን ትሕዝቶታትኩም ቀጽልዎ ተሰዲድና እንበር ኣይጠፋእናን ስደትና ኣብቂዑ ኣብ ሃገርና ክትቅጽልዎ እንዳተተስፈኹ ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2020 ይግበረልኩም ።
@shambelandebrhan4310
@shambelandebrhan4310 4 жыл бұрын
Yehbiru ayana eyob Gojela
@user-zi3xk1rx2l
@user-zi3xk1rx2l 4 жыл бұрын
Nay behaki Babe Eyob abey seb👍😍😍
@user-eu1lp1ij4h
@user-eu1lp1ij4h 4 жыл бұрын
ያ ጀምዓ አዚ ዛሕሊ ናይ ሳቤላ የጭንቀኒ ኣሎ
@robeltesfu7261
@robeltesfu7261 4 жыл бұрын
ኣነስ ሓደ ሓሳብ ኣለኒ ንሱ ከኣ ኣብ መእተዊ ኣስማቶም ምስ ምስሎም ማለት ስእሎም እንተ ተላልዩናስ ጽቡቅ ነይሩ :: ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ዓመተ ሰላም ዓመተ ራህዋ ገጽ ስድራና ንርእየሉ ይግበረልና ኣሜን 🙏🙏🙏
@ayfalkinhalaley5007
@ayfalkinhalaley5007 4 жыл бұрын
ርሑስ ሓዲሽ ዓመት 2020 ይግበረልና ደቂ ኤረ
@millionmicaell4768
@millionmicaell4768 4 жыл бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ንዓመታ ኣብታ ነፍቅራ ሃገርና ኤርትራ ይኣኻክበና።
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 4 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ሓላል መሬት ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና እግዝኣብሔር ስደትና የሕጽረና ዓመተ 2019 ተወዲኣ እሞ 2020 ዓመት ትኩነልና።
@SAMUEL-uj3oo
@SAMUEL-uj3oo 4 жыл бұрын
Mebrahtu legend WoW 😳 deresti zeykona tewsaeti mednq eyu haylna emeqotka fetyeyo arku nekulu gize kednqeka eye #LEGEND 🇪🇷
@natsnetteferi1775
@natsnetteferi1775 4 жыл бұрын
Oh may good ብጣዕሚ እናመቀረት ኢያ ትከይድ ዘላ ቀጽልዎ ግን ኣይትደንጉዩና
@user-rd5wd2uw1i
@user-rd5wd2uw1i 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መጻኩም ሪኢና ምስወዳእና የራክበና።
@ISY-lf5tm
@ISY-lf5tm 4 жыл бұрын
*እቲ ሕማቕ ቃላት'ሲ እንተትገድፍዎ ወይ ድምጺ ጌርኩም ጸቒጥኩም ዘይትሕልፍዎ ጽቡቕ ኣይኮነን።*
@Solo-nc5ur
@Solo-nc5ur 4 жыл бұрын
ኣታ ኢዚ ዝስራሕ ፊልም ናይ ኤርትራ ዳርጋ ኩሉ የሸልትወኒ ኢዛኣሞ ዋላ ይደግማ ተበልኩኩም'ስ ተኣሙኑኒ 'ዶ ጽብቅ ስራሕ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ከኣ
@user-wf4el9rq4u
@user-wf4el9rq4u 4 жыл бұрын
እታ ቢኢንግሊሽ ጸርፊ ግን ቅሩብ ዶ ተሰክፍ ንፉዓት ኢኩም ኣጆኩም
@ielnathan3308
@ielnathan3308 4 жыл бұрын
eta fuck you ok zbeleto dya kkkk
@jovannisimon1558
@jovannisimon1558 4 жыл бұрын
እንቃዕ ደሓን መጻኹም ካምብያውያን ትጽቢት ነዊሕኒ ጸኒሑ ከም ተስፋኣለም ኣረፋይነ ትጽቢት ነዊሕዋ ምጻሩ ስኢና ከምዝበሎ በሉ ደቂ ዓበይቲ ነተባብዓዮም ነዞም ብሉጻት ተዋሳእትና።
@3gadwa915
@3gadwa915 4 жыл бұрын
ርሑስ፣ሓድሽ፣ኣመት፣ኩሉኩም፣ተዛረብቲ፣ትግርኛ
@filmontesfom4800
@filmontesfom4800 4 жыл бұрын
Well come deqi eirey ja kemzi natey qexbe zexenh agrchw #like!!!
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 4 жыл бұрын
ብሓቂ ጽብቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ እስከ ንማራ$ሳሮን Like...ንሃቦም ሰላምን ጥዕናን ንኩሉ ኤርትራዊ ተባዕ😍🇪🇷🇩🇪
@mi460
@mi460 4 жыл бұрын
Wow amazing story n derasi b shimey amsgunuley bitaemi sehabi story and great continuity 🖒🖒 keep it up
@user-ex6tx6cz2j
@user-ex6tx6cz2j 4 жыл бұрын
ዌል ካም እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም 2020 ዘይራኣኻያ ሹሻይ ይፍሰሰልካ/ኪ
@yoniyoni1472
@yoniyoni1472 4 жыл бұрын
ኣመን ከብረተይ በጃኪ አባ ከላለየኪ
@user-ex6tx6cz2j
@user-ex6tx6cz2j 4 жыл бұрын
@@yoniyoni1472 🙄😍ኮይሶም ንላለ
@yoniyoni1472
@yoniyoni1472 4 жыл бұрын
@@user-ex6tx6cz2j fb aytgerahi lebey tebeli adi beleni
@user-ex6tx6cz2j
@user-ex6tx6cz2j 4 жыл бұрын
@@yoniyoni1472 ማሺ ናህተይ ካኣ እዛ ናይ You tube ዘላ ናይ ፊብ ከማን ንሳ እያ ባኣኣ ኣድደኒ
@yoniyoni1472
@yoniyoni1472 4 жыл бұрын
@@user-ex6tx6cz2j ya deleye seneki ተለ ስደድለይ
@mikibertes178
@mikibertes178 4 жыл бұрын
ፊልም ማለት ከምዚ ኣብዚ ክልተ ክፋላት ዝረኣናዮ ክኸዉን ኣለዎ። ትዉዳእ ደኣ ከይትህሉ እምበር ቃው ቃው ኣቢሎማ ሕጅስ ። ብራቮ መብራህቱ ግርማይ።
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 4 жыл бұрын
እንካዕ ዳሕን መፃእኩም ብሃንቀውታ ንፅበያ ነርና
@changeisgonnacome9326
@changeisgonnacome9326 4 жыл бұрын
I would like to appreciate to awet coz the way he expresses about politics which makes him super hero kept up my bro
@luelasrat5712
@luelasrat5712 4 жыл бұрын
እዋይ መብራህቱ ግርማይ ይበል ርእሲ ሓላሊካያ በቃ nice job keep it up
@husseinkulluha9951
@husseinkulluha9951 4 жыл бұрын
Azia blexti serah! Nefue derasi ! Nefu director ! Bluxat kewakebti tewasati! Tbeb hagerna moytu nzeblu afom teabes tbebawit Srah ❤️❤️❤️
@Samuel-hn8qj
@Samuel-hn8qj 4 жыл бұрын
Derasi waw adnikrka ab sdet zfereya film eta tnead keep going good job bro
@semupeter885
@semupeter885 4 жыл бұрын
My favorite Eritrean Series Movie!!!
@user-cf3wi6ks1f
@user-cf3wi6ks1f 4 жыл бұрын
ዋውውው ጽቡቅ ስራሕ ንራስታ ዝፈቱ ይርገጸኒ ላይክ
@Rafael_Yemane
@Rafael_Yemane 4 жыл бұрын
RIP English! Eta tigrina tifeltuw zitweledkumla biaaa xinhu.
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 4 жыл бұрын
Willkommen daqi hezbi jeganu sowie Ruhus hades ameta Ameta selam feqri und hudqit nehagdaf fethi nehazbi eritrea 😍👍👍👍
@AbrahaleyYohannesOfficial
@AbrahaleyYohannesOfficial 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ክነሱ እንታይ ኣምጽኦ ናይ ጉደና ቃንቃ ወይ ብዕልግና ቃላት ምጥቃም ፣ ምዕባለ ከይንብሎ ኣይኮነን ኽኸውን ውን ኣይክእልን ዩ ተኣረሙላ እዚ ስራሕ ብዙሕ ሰብ ዩ ዝሪኦ። ብዝሒ English ምጥቃም ውን ኣድላይ ኣይመስለንን እዛ ስራሕ ብትግርኛ ስለ ዝኾነት ጽፉፍ ስራሕ መታን ክኾነልኩም። ርኢቶይ ዩ። ብዝተረፈ በርትዑ።
@user-lc8hq6vc5g
@user-lc8hq6vc5g 4 жыл бұрын
ዋውውው አዛ filmi ሓዊ ተቀይራ ናይ ብሓቂ ዕግበት ዘለዎ ድረሰት
@yonijunior5192
@yonijunior5192 4 жыл бұрын
Welcome Back Guys nice Films
@habentesfagabr1643
@habentesfagabr1643 4 жыл бұрын
Embere meten key aednekkum khalf aydeln Rasta keynu kerakter hzu zwasae zelo lkie nay perison Breck tivack koynu ysemani alo Raesan kexlwo yehwatey Love all bady
@rakfarefrah8680
@rakfarefrah8680 4 жыл бұрын
Welcome our heros!!!!!! Behankewta kenxebeykum kenina wmenkaei dehan mexakumlna
@aronramsey3298
@aronramsey3298 4 жыл бұрын
ካምፓላዊያን ብጣዕሚ ኢኹም ብሉጻት ኣብ ክሉ ብፍላይ ሃገራዊት ጋንታና መበል 12 ተጻወቲ ኮይንኩማ ብሓቂ ።
@heranberhe8239
@heranberhe8239 4 жыл бұрын
1st zsera film 🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷
@sufniasabraha6348
@sufniasabraha6348 4 жыл бұрын
One of the best film keep it up Fallas
@katrokatro8473
@katrokatro8473 4 жыл бұрын
Gele aynet serah Deki erey 💯🇪🇷❤🇪🇷
@loveismyreligion2510
@loveismyreligion2510 4 жыл бұрын
Merci bitami ye nafiqeya qene teharfti deqi eri 💋💋💋
@yonasbereket2747
@yonasbereket2747 4 жыл бұрын
Happy new yerrr deqi za halal merit erii
@johnsultan9356
@johnsultan9356 4 жыл бұрын
Keyrakaya like haba zmexeka film
@samuelkbromofficial
@samuelkbromofficial 4 жыл бұрын
ብሓቂ👏
@samuelkbromofficial
@samuelkbromofficial 4 жыл бұрын
Like ሂበ ዘይፈልጥ ኣብ ካምብያ ይድርብዮ ኣለኹ (if I could give u a million likes I would have given you in a heartbeat) veeery amazing job. Best series movie of the year. I'm speaking from my heart.thank u so much for this film everyone from cast to director. 👏👏♥️♥️
@tkh4049
@tkh4049 4 жыл бұрын
love of God This time the bad language they used will drop their viewers.
@samuelkbromofficial
@samuelkbromofficial 4 жыл бұрын
@@tkh4049 but it shouldn't, because art is supposed to show u how life bad or good life is. Besides I think most Eritrea a use cussing words they might get ashamed and stop using it as well.
@r.k.a9045
@r.k.a9045 4 жыл бұрын
ድሃይኩም ኣይትሓባእ እንዳ ካብያ ናፊቅናኩም ከምዚ ከማይ ዝናፈቀ like
@tsehayetsegai2736
@tsehayetsegai2736 4 жыл бұрын
ናይ በሃኪ መሃሪ ቢፍላይ ኢቲ ላህታት ኮይኑ ዚሰሪህ ናይ በሃኪ ዋው ኢታ ደርፊ ዲማ 10000ሂበያ ኣለኩ
@frezerussom9382
@frezerussom9382 4 жыл бұрын
We'll come. Deki hzbey admen tanan yhabkum. Good job 👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌✊✊✊✊👏👏👏👑👑👑👑 ngusat. Nay tbeb eikum. Bertau thanks ahwat. ::!!!
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 4 жыл бұрын
ናይ ኩሉ ጊዜ ተካታታሊትኩም እየ ይፈትወኩም የድንቀኩም ሓሪፍ ስራሕ በርትዑ ሰላም ዘዓሰሎ ቀዳምን ሰንበትን ኣሕዋት
@freedomoferitrea9001
@freedomoferitrea9001 4 жыл бұрын
Amen (3)
@semereshambel4340
@semereshambel4340 4 жыл бұрын
ድምጺ ህዝቢ ይሰማዕ ክስማዕ እዩ ራስታ ክሽለም ኣለዎ ኣብዛ ፊልሚ
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 4 жыл бұрын
*ካብ መጀመርያ ክሳብ ሕጂ ኣዝዩ ጽቡቅ ስራሕ'ዩ፡ ብጣዕሚ ድማ ንፉዓት፡ ግን ኣብ መንጎ ሶልያናን እቶም ክልተ ደቂ ተባዕትዮን ዝነብረ ናእሽቱ ዘረባታት ግን ክኣ ኣብ ሕብረትሰብና ኣዝዩ ኣጸያፊ ዘረባ'እዩ ኣገድስነት'ውን የብሉን፡ ትምህርቲ'ውን ኣይክረክቦን'ዩ ስለዚ plz ከምዚ ዓይነት ክድገም ኣይጽቡቅን'ዩ፡ thank you everybody guys*
@ISY-lf5tm
@ISY-lf5tm 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ ኣነ ከማን ሰምቢደ ካብ ኩሉ ትሕቲ ዕድመን ክንደይ ክቡራት ሰባት ዝከታተልዎ ፊልምስ ኣይግድን ሕማቕ ዘረባታት።
@giftofjesus3529
@giftofjesus3529 4 жыл бұрын
sebat hmak yezarebu yom ab eletawi hiwetom geden selezi neti hakegna hiwet ya tencebarko zela za film ne film ilka zeyele hiwet mesrah fake yu zekewen arteficial ketslwo tsebuk alekum nefue derasi
@ambesajrsemere3466
@ambesajrsemere3466 4 жыл бұрын
@@giftofjesus3529 ከምቲ ዝበልካዮ ክኸውን ተኾይኑ በታ ንፈልጣ ዘይብልዋ'ሞ ተ -----እህ ገለ በለኒ
@teamo8913
@teamo8913 4 жыл бұрын
kidané Mèng kbret yhabka ane keman sheq abilatni kzarebela enda belku asfihka gelixkaya so tnx!!!
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
Sekt leklaki neti xbuk tray dyom kserhwo delika kulu ab hbretesebna zegatm yserhu alew
@filmonmeasho9822
@filmonmeasho9822 4 жыл бұрын
Nay bhaki hafkof tebil film thank you
@makilovemilimakilovemili1214
@makilovemilimakilovemili1214 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዱኩም ስደት ዘለኩም
@asmerashkoir5675
@asmerashkoir5675 4 жыл бұрын
Wellllllcaome dpi eriy ፈተውቲ ስራክ ሳሮን Like
@habeshamedia9929
@habeshamedia9929 4 жыл бұрын
ሎማዓንቲ መዓልቲ እንታይ ዲዩ? fakiw mbal bezihu
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ
@joegr5323
@joegr5323 4 жыл бұрын
ርኢቶ፥ ኢንግሊሽ ቃንቃ ብምጥቃማ ሓንቲ ናይ ናይጀርያ ፊልም ካብ ውድድር ታኣልያ ኔራ። ስለዚ ክሳብ ክንድዚ ምብዝሑ ቃላት ኢንግሊሽ ምጥቃም ሓደ ነቲ ቃንቃ ሃሳዪ ኢዩ ካላኣይ ድማ ነቲ ኢንግሊሽ ዘይፈልጥ ሰብ ጋን ይኮኖ። ኢንግሊሽ language እምበር ፍልጠት ኣይኮነን ባሃላይ ኢየ ክብረት ይሃበለይ
@wubethaile3205
@wubethaile3205 4 жыл бұрын
wellcome nice to see you (shikorinatat kulukom )
@mizeryoutube2585
@mizeryoutube2585 4 жыл бұрын
ዋ ስጋ ተዘዘዘይ ሎሚስ ይፈዝዝ ኣለኩ ሐዚ ይካታተሎ አለኹ🤣። የሐጉስኻ ግን ፍቅሪ ሸይጠምዎ👏❤❤
@tesfaldettekle5822
@tesfaldettekle5822 4 жыл бұрын
Niccc film deqi Erey
@merryt6119
@merryt6119 4 жыл бұрын
Number one film ever
@akberetsemere5662
@akberetsemere5662 4 жыл бұрын
Waw btimi Tsbuk Serh yeknyelna burkat😍❤👍
@zeritadhanom6027
@zeritadhanom6027 4 жыл бұрын
Bravissimi !!! ብጣዕሚ ንፉዓት
@yafietsamuel3261
@yafietsamuel3261 4 жыл бұрын
መርዓይ ቀሪባ'ያ 1/1 እባ Like ረጊጽኩም ኣታባቡዑኒ ርሑስ ጋማ ከኣ ኢልኩም መርቁኒ ሰላምን ጥዕናን ንዓኹም ደቂ-ኤረይ ሓላላት Love u ብሉጽ ስራሕ ካንፓላውያን
@abelamanuel8018
@abelamanuel8018 4 жыл бұрын
Mejemrta meskulu zelekum nay sedet tsegematen, hetsretaten (genzebawen, newatawen) kemzi aynet seraht ketsekrebu bemekealkum yemesgenekum. Kem rietoy gena ezi abza episode zelo hade hade mes bahelena zeykeyed kalat (profanities) dagme gemet tezegeberlu des mebeleni. Menalbat English bemukuanu and now a days dema ab kulu derfe n films zeatu bemekuanu emkot tergumu zeykerdeana yekel eyu. Gede haki gena be'tigrinia terguimkum tetriewo tseyufentu meterdeakum. Ezi ab gemet yetikum ab metsaie kab kemzi zeybhlenan tseyufen kalat tekotobu. Thank you!
@semhartesfamariam6879
@semhartesfamariam6879 4 жыл бұрын
Aseyyyyy xebukate fetrate enko beselam mexakum welcome welcome kexibiya endeya kaniya
@selamgh3379
@selamgh3379 4 жыл бұрын
God bless you 🙏 😇🙏 😇 eveyone merry Christmas and happy for Evey one 🙏🙏 😇🙏 😇😇 🙏😇 🙏❤️❤️❤️♥️
@habunicefashionmodel5493
@habunicefashionmodel5493 4 жыл бұрын
Powwwww derasi adnaqotey wesen yeblun
@Home_swee
@Home_swee 4 жыл бұрын
Nice movie..but Oukbagabr music only with Eritrean tradition clips
@Mixed467
@Mixed467 4 жыл бұрын
Good job GBU all.❤❤❤
@everythingbepatient8943
@everythingbepatient8943 4 жыл бұрын
Nice job deqi eri tsbuqat
@danaytbahta3058
@danaytbahta3058 4 жыл бұрын
Thank you
@michaelgirmay5920
@michaelgirmay5920 4 жыл бұрын
Good Job deki erey
@tamzgitesfa6300
@tamzgitesfa6300 4 жыл бұрын
በጃኩም አቶም ሃብታማት ደቂ ሃገርና ነዞም ብሉጻት ተዋስአቲ ንታሕቲ ከይትድቆስ ክትምሉዋ ኣለኩም ንፍዓት ተዋሳአቲ ዳራክተራት ደረራስ
@daniweditesfay7723
@daniweditesfay7723 4 жыл бұрын
ስኣን ይቅረ እንዲና ካብ ኩሉ ነገር ንጠፍእ ዘለና
@yemanebelay4708
@yemanebelay4708 4 жыл бұрын
Btami xbuk tkayd ala daki erey xbuq film
@mosstekle9935
@mosstekle9935 4 жыл бұрын
ካንባላውያን ኮሪዐ በኣኩም በዛ ናይትማሊ ጸወታ ሃገራዊት ኤርትራ ።
@dawitheile9394
@dawitheile9394 4 жыл бұрын
Wow gele iynet film deki erey schikor
@milattekle3378
@milattekle3378 4 жыл бұрын
"❤❤❤❤❤❤❤❤woooooo betam xubki film
@NOnonon89325
@NOnonon89325 4 жыл бұрын
Wow lomi bzyada meqira aza film👌👌👌👌
CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2020 - Part 13
26:26
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 293 М.
Nabrana cast members interview
1:00:45
Nabrana Productions
Рет қаралды 514 М.
Lehanga 🤣 #comedy #funny
00:31
Micky Makeover
Рет қаралды 18 МЛН
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 8 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 61 МЛН
መልከኞቹ -  Ethiopian Movie Melkegnochu - 2019 ሙሉፊልም
1:27:36
CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2020 - Part 14
27:39
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 339 М.
Cinema Asmara : ውሻጠ ባሕሪ - Eritrean Movie  Wshate Bahri
1:37:29
CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2020 - EP16
32:16
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 243 М.
CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2020 - Part 15
27:26
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 260 М.
ERITREAN FULL MOVIE BEZA FIQIR 2023 BY ABEL TESFAY (ABUSH) MEGA PICTURES
2:58:00
AAAAH
0:10
F L U S C O M A N I A
Рет қаралды 18 МЛН
头还可以刷卡买东西的吗?#海贼王#路飞
0:26
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 24 МЛН
Девушка великан ходит по городу #фильм #кино
0:48