CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2019 - Part 7

  Рет қаралды 249,758

SOYRA-ERITREA

SOYRA-ERITREA

4 жыл бұрын

Copying, uploading this product, may cause termination of your account.
©SOYRA ENTERTAINMENT,LLC 2019
Subscribe for more Music, Drama and Movies of Eritrea and Ethiopia.
#SoyraEritrea #Tigrigna #Eritrea #Tigray #Ethiopia #Cambia Movie #KambiaEritreanMovie

Пікірлер: 433
@user-yh9hq3iu9g
@user-yh9hq3iu9g 4 жыл бұрын
ዋኣው ካብ ትጅምር ክሳብ ሎሚ ለይቲ ከይ ራኣኽዋ ጸኒሐ ሎሚ ጀሚረያ ኣይ ከም ትጽቢተይን ሲሚዒተይ ተቃጻጺራቶ እዛ ፊሊም እዚ ኩሉ ዝወርድ ዘሎ ፊሊም ኣብ ካልእ ቻነላት ታዓጺዩ እዚኣ ጥራይ እንተ ትፍነወልና ዝበለጸ ነይሩ ተዋሳእቲ ሙሉኣት ሰብ ሙሉእ ዓቅምን ነየናይ ኒኢደ ነየናይ ክገድፍ ክሉም ኣኣብ ናቶም ጠባይ ሸሚሞምኒ ብተመስጦ ተኻታቲለያ ብምሒር ኣብ ሲሚዒት ምእታወይስ ሓጺራትኒ በጃኹም እባ ካንፓላውያን ቅሩብ ደቃይቅ ወስኽላ ብዝተረፈ ዝጎደለኩም የብልኩምን ክሉ ጽቡቅ እዩ ዘሎ ኣጆኹም ናይ ጽባዕ ኣርካናት ናይ ሃገርና ክትኸኑ ኢኹም ሶ ኣብ ዘለኽሞ ዕድመን ጥዕናን ኣብ እትኸድዎ ግዕዞ ሰላም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ እና ተመነኹ ኣብ 8 ክፋል ክሳብ ንራኸብ ጽቡቅ ቂነ ይግበረልና እናበልኩ ይገድፈኩም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ።
@leleymhretab9673
@leleymhretab9673 4 жыл бұрын
ተውህዶና ብሩክ ባዓል ንግደት ሚኬኤል
@user-wd2fr2ne7t
@user-wd2fr2ne7t 4 жыл бұрын
ዌል ሙቅራተይ አንካዕ ናብ ናይ ዓመታዊ ከብረ ባዓል ቅድሰ ሚከኤል ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣሜን🙏
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 жыл бұрын
ምሃሪትን ሓቀኛን ፊልም ብፍላይ ራስታ ዘውጽኦም ቃላት ተስተብሁሉ ዶ ኣለኩም፡መንእሰይ ንቃሕ ኣባካ ኢዩ ተስፍኣ እዛ ሃገር።ሕፍስ ዝበላ ላይክ ሃቡለይ።በረከትን ኣማልድነትን ናይ ቁዱስ ሚኪኤል ምስ ኩላትኩም ይኩን።
@semeremehari625
@semeremehari625 4 жыл бұрын
O right bro
@fevifevi408
@fevifevi408 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓርኩ መንእሰይ ክነቅሕ ኣለዎ ክፈልጥ ኣለዎ ጸኒቶም ስደት ኮይኑ ሰፈሮም ብዝከድዎ ሓንቲ ኣይገብሩን እዮም ኢሎም ዝገብርዎ ዘለው ኣለና ንበሎም መንእሰይ ኣጆካ
@wallhiwetyesmalbevgr1565
@wallhiwetyesmalbevgr1565 4 жыл бұрын
amen amen amen
@amanuelberhane7006
@amanuelberhane7006 4 жыл бұрын
Amen Amen amen
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
*እንኳዕ ድሓን ምውጻኩም ደቂ ኤረይ ያ ጀምዓ ክሳብ ዝርእያ ላይክ ሃቡኒ እንኳዕ ናብ ክቡር ምዓልቲ ቅዱስ ምኪኤል ኣብጽሃና*
@loveyores9499
@loveyores9499 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-ty6bx8ge9p
@user-ty6bx8ge9p 4 жыл бұрын
ኣሜንንንን
@luliluli2145
@luliluli2145 4 жыл бұрын
Amen
@yordanossolomun9132
@yordanossolomun9132 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@filmonyiaalo5265
@filmonyiaalo5265 4 жыл бұрын
ኣታ እዚ ራስታ ክንደይ ክነፍዕዩ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ
@magnetbuckyballs3070
@magnetbuckyballs3070 4 жыл бұрын
ብር ክትብሉ ትሓጎሱ 2020 ዓመተ ሰላም ቅሳነት ይግበረልና ስደትና የሕጽረልና ፈጣሪ ምስ ንፈትወም ስድራና የራክበና
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 4 жыл бұрын
ዋውውው ካምፓላውያን ጀጋኑ ይበል ስራሕ ምስዚ ግዜ ትከይድ ኩሉ ትድህስስ ብልጽቲ ናይዚ ግዜ ስራሕ ቀጽሉ
@timothytim5408
@timothytim5408 4 жыл бұрын
ሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን ወ. ዮሐንስ 14 ;6 So many roads. So many detours. So many choices. But only one way: Jesus Christ!
@jonjon1241
@jonjon1241 4 жыл бұрын
Saron karakter ktkyrwa nerkum saron kthden enber kthadn melkai yeblun saroney shuker 💕💞💕💕💖
@user-rp7ow5uv2h
@user-rp7ow5uv2h 4 жыл бұрын
ያእ ናይ ራሳ ቃላት ስምዑዎ ኩሉ ወላ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ዳይመድ ዝኾነ ቃላት ብፍላይ ካብ ይእሙረይ ዘይትሃስስ ቃሉ ነቲ ሳላሳ ዓመት ተቃሊሱ ናጽነት ዘምጽአ ተገዳላይ /ሊት/ሸፋቱ ኢዮም ዝተባህሉ እዚ ፍቆዶ ስደት ፋሕ ኢሉ ዞሎ ዎሎዳ ከ እንታይ ኢልና ክነሰምዮ ኢና ዝበላ ማራ ተታሓስበካ ክንደይ ንሓምቅ ክኣ ትብል ብሓደ ሰብኣይ ክንድዚ ውርደት ብድኾነ ብሽመይ ላይክ👍👍👍👍 ግበሩሎም ኩሎም ንፉዓት ተዎሳእቲ ኢዮም ብዘይ ኣፈላላይ 💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@salemeysalemey4738
@salemeysalemey4738 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷👋👋👍👍❤️❤️ራስታ ዕውትቲ ክገብራ ነዛ ፊልም ዝመረጾ ዳይረክተር ዝምስገን ስራሕ
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 4 жыл бұрын
Ufff sami xelieka hjis wa deytnegra ayefkrekn eye ilka kndzi tebesachwa Nsami txelu eske like habuna
@johnkidane5066
@johnkidane5066 4 жыл бұрын
ፖው ራስታ ማለት አቲ ዝበለጽ ተዋሳaይ ናይ ዘመን ኮብሎ ይደፈር ራስታ ቃለቱን ፉሉይ አዩ ኮኾብ ጽባሕ።
@robelabraham7963
@robelabraham7963 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ንፍዓት ስነ ጥበባውያን ኣለውና ብሉ ኣጀኩም በርቱዑ ከመይ ገርኩም ኣሕዋትኩም ሒዝኩም ናብ ንፈትዋ ዓድና ትመልሱና ጸዓሩ እንበር ንሕናስ ስድት ኣይጠዓመናን እስከ like ሃቡኒ ብስም ኩሎም።
@amanueldebesay2554
@amanueldebesay2554 4 жыл бұрын
❤❤❤
@filipetekle8842
@filipetekle8842 4 жыл бұрын
Abzi gize zi zsrah zelo filmtat.xeblel zbelet iya .bhafesheu meharitn azenagaitn koyna rekibeya mo ajokum qexlwo.
@trustyourself9355
@trustyourself9355 4 жыл бұрын
እዛ ራስታ ዝበላ ፡ ናይ ኣብኡ ዛንታ ፡ ማለተይ ኣብኡ ዘይፈልጥ ሙኻኑ ፡ ኣነ ውን ኣቦይ ኣኡፎልጦን እየ ኣሕሕሕሕ ብዘይ ኣቦ ዓቢኻ ክትብደል ከለኻ ኩሉ'ዩ ዝኸብደካ ኣሕሕሕ ።
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 жыл бұрын
WELCOME DEQI EREYY ሳሮነይ ሽኮር ራስታ ኣጺራ እንበር ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
@heri2068
@heri2068 4 жыл бұрын
*ን'ጩራ ባንድ ተኸቲሎም ጽባሕ ኣብ ምጭውቲ ሃገርና ኤርትራ ናይ ሰላም ኖቤል ዝስለሙ ካምፓላውያን'ዮም። ትርጉም መሰደዲኦም ዝፈልጡ መንእሰያት'ዮም። ስለዚ ክተባብዑ ይግብኦም'ዩ"ሞ ኣጆኹም ንበሎም።*
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
@@user-ui2rs4wf2u ኣታ ወዲ ሸርሙጣ ወድታ ተበይዓ ንከብዳ
@user-ui2rs4wf2u
@user-ui2rs4wf2u 4 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 matherka ke tebeya nmen oh ya neti nay dhrit zkotmelka kkkkkkk wedza meknud wahid
@heri2068
@heri2068 4 жыл бұрын
@@user-ui2rs4wf2u *ሓቢቢ" ሓዱሽ ዲኻ ናብ'ዚ ገጻት ኢንተርኔት ? ማለተይ ከምዚ ናትካ ዓይነት ኮመንቲ ቅድሚ 5 - 6 ዓመት'የ ዘንብብ ኔረ። ሎሚ ግን ከምዚ ናትካ ዓይነት ርኢቶ ወይ ሓሳብ ዝህብ ሰብ የለን። ስለዚ በይንኻ ተሪፍካ ከይትህሉ ንነብስኻ ሕተታ። መክንያቱ እዚ ርኢቶ ኣነ ደኣ"ምበር ኣደይ ኣይጸሓፈቶን ስለዚ ኣብዚ ኮመንትኻ ጅምር ከየበልካ ኣደ ኣልዒልካ ተጻሪፍካ ኣለኻ። እዚ ከኣ ኣተዓባብያኻ ክኸውን ይኽእል'ዩ"*
@user-ui2rs4wf2u
@user-ui2rs4wf2u 4 жыл бұрын
@@heri2068 ewe lomi endye feliteya koyne si bmtay kemzjmer ay feletkwan ashegireka do kes elka alamdeni
@EfremEseyas
@EfremEseyas 4 жыл бұрын
@@user-ui2rs4wf2u tadka fqry alka wedi gohaf
@hagerdawit8707
@hagerdawit8707 4 жыл бұрын
Atum shikorinatat😘 esikatkum do kab adikum mwexakum!!! Melkie nai ERITREAN/ ketematanan ekum nerkum!! Ezom hasadat HGDEF nai edom yihabom!!
@fgentertement7005
@fgentertement7005 4 жыл бұрын
ትሓጽር ኣላ ምስቲ ጽብቕቲ ሙኻና ንሂወትና ትፈታትን ኣላ ምናዳ ብዛዓ ሃገርና ዘለዋ ሙኻና
@ilovemami9069
@ilovemami9069 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣዝያ ትድነቅ ፊሊም ፡ምስ ምዕርጋት ተዋሰእቲ፡ብዝያዳ ግን ከይድነቅዎ ካሓልፍ ዘይ ክእል እንተሎ ደራሲ እዛ ፊሊም የ ሶ ቆጽልዎ ደቂ ኢረይ ሓደ ማዓልቲ ካ i hope ኣብ ኢረናኣ ሰላም ከይኑ ናይ ሰላም ፊሊም ክሪኢ ወትሩ ንፍታሪ ዝልምኖ ዩ ሞ ።ፈታሪ ጸገምና ሩ ብሰላም ክዕረቀና ይልምኖ ሶ thanks wegenatey
@rimkesete9777
@rimkesete9777 4 жыл бұрын
Will come diki eir 🇪🇷🙏🇪🇷🙏💞💞💞 kef alkum maraaaa
@a7tes864
@a7tes864 4 жыл бұрын
ኣዚኹም ክትድነቑ ዝግበኣኩም ሰባት ኢኹም ኩልኹም ካብ ደራሲ ጀሚርካ ክሳብ ተዋሳእቲ ፡ ሰኣልቲ፡ ድምጺ ፡ መቸም ኩሉ ካብዚ ኣብ ስደት ዝስራሕ ድራማታት ዝስሕበኒ ዛንታን ፡ኣሰኣእላን፡ቀረጻ ድምጽን ፡ ዕጉብ ኢየ ኣጆኹም። hope soon we will be on our ቅድስቲ መሬትና!
@user-kc5kv3ou2t
@user-kc5kv3ou2t 4 жыл бұрын
ራስታ ከም ገለ ነዛ ርኢቶ ምስ ተንብባ እንሻላህ ከምቲ ትዋስኦ ዘሎኻ እምነት ክህልወካ ነዞም ካብ ምድጋፍን ምቅዋምን ተሓሪሞም ዘለዉ ፍትሓዋያን ኢና እናበልኩም ሓርንቶም ኣይትግፈፍዎም ዝበልካያ ኣድኒቐካ ኣነ ከም ውልቀ ሰብ ንጌጋ ጌጋ ን ቅኑዕ ቅኑዕ ዝብል ሰብ ዬ ካብ ዝኾነ ወገን ይኩን ወላ እቲ ጸላእየይ ዝብሎ ቅኑዕ ነገር ምስ ዝገብር ቅንዕናኡ ዬ ዝምስክር ስለዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን ን ቅኑዕ ቅኑዕ ን ጌጋ ጌጋ ምባል ንልመድ ሰብ ስለ ዝጸላእባዮ ዘይናቱ ዘይምሃብ። ኣምላኽ ን ሃገርና ይባርኽ ሰላሙ የውርደልና ወድሓንኩም
@filmonshow
@filmonshow 4 жыл бұрын
ያጀማዕ ዓገብ ድርፊ ጅግና ስዉእ ዑቅባጋብር ነቲ ስፍራ ጀጋኑ ዝደረፈሉ ደርፊ ኣብዘይበትኡ ትእእትዉዎ ኣለኩም ንባታታት እጋንዳ ኣይኮነን ደሪፍዎ ብስም ጅግና ስዉእ ዑቅባጋር ወይ ቀይርዋ ወይ ነቲ ዝደረፈሉ መሬት ኤርትራ ግበርዎ እንተኪእልና ክንዕቅባ እንበር ኣብ ዘይቦትኡ ክትእትዎ ከለካ ገበን
@semereshambel4340
@semereshambel4340 4 жыл бұрын
ቡሉጽ ተዋሳኣይ ኣብዛ ፊልሚ ራስታ እዩ
@mathu4616
@mathu4616 4 жыл бұрын
@semere shambel :yes he is so talented love Rasta 👍🏼
@sahledebesay8932
@sahledebesay8932 4 жыл бұрын
@@mathu4616 Aseyyyyy deqi erey
@namikbre8341
@namikbre8341 4 жыл бұрын
Rasta Zehebi Abzia Yehabeni deqi Eri halalat.😍 👍
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 4 жыл бұрын
ዋውው ይበል ስራሕ ብቕዓት ድርሰት ዳይረክተር ተዋሳእቲ ኮታ ኩሉ ነገራ ናሓደርካ ትፍቶ ስራሕ ቀጽልዎ ወገናት።
@Temie_Gunners
@Temie_Gunners 4 жыл бұрын
ያያያ••• ማራ አናብስ ኢለኲም አለዅ። ቁም ነገር ሓዘል ዘይተሰልቹ ድራማ።
@frezerussom9382
@frezerussom9382 4 жыл бұрын
Anqa bselam. Mexakum. Fthawyan. Snetbebawyan. Ahwatey. Mekursey. Wegenatey. Sdetna. Yehxrelna. Hankew. Eilna knxbe kenina. Kexlwo. Good job.
@user-qw5ge5yz2j
@user-qw5ge5yz2j 4 жыл бұрын
ተቕዉሞ ኢዩ!!! ንመሰል ሰብ እንዳ ተቃለስካ ንመሰል ሰብ ክትግህስ የብልካን!!! ኩሉ ሰብ ክቃወምን ክድግፍን ኣለዎ ማለት ኣይ ኮነንን!! ኣብስተይን ዝብል ምርጫ ውን ኣሎ!!! ድምጽኻ ምዕቃብ ፡ ኣብ ኩሉ ዘይ ምህላው ፡ ምቁጣብ ሰብ ነዚ ውን ከኽብሮ ኣለዎ። ስለዚ ሰብ ናጽነት ናይ ምቅዋምን ምድጋፍን ጥራሕ ዘይ ኮነ ዘለዎ ናጽነት ተገሊልካ ናይ ምዕዛብ ውን ኣሎ። **** ራስታ ናይ ልበይ😘😘😘😘💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
ኣፍታሕ ያ ሓቢብቲ ሳይለንት ማጀሪቲ ከልዪና እንዶ ቅቅቅ ሳሕ ኣለኪ
@diddy558
@diddy558 4 жыл бұрын
Yeah that is me.Thankyou
@aronsamuel798
@aronsamuel798 4 жыл бұрын
Rasta Yahoo, Legend Legend keep going bro
@nervegiveup
@nervegiveup 4 жыл бұрын
Kab kultan nay eritran film satom zkbru ab satom zsdwa ezom tray eyom. so thanks
@erilove881
@erilove881 4 жыл бұрын
ኣነ ከም eritrewi በኣኩም ኩሩዕ አየ ኣብ ውሺጢ ሃገር ዘይተሰረሐ ኣብ ስደት ኮንኩም ከምዚ ኣይነት ፊልም ምስራህኩም ብታእሚ አዩ ከቢድ so እድመን ተናን ይሃብኩም ደቂ ኢረይ ሓላላት 🇪🇷 👉like #$
@user-sn6ny4br7i
@user-sn6ny4br7i 4 жыл бұрын
ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ብታዕሚ ጹቡቅ ፊልም እሞ ከኣ ኣብ ስደት ኮይኖም
@wediaman9719
@wediaman9719 4 жыл бұрын
Rasta i am proud of you. keep gonig bro
@siraksiku583
@siraksiku583 4 жыл бұрын
Belowww hakey do mexixa eza film bravo deki eri shikorinattt
@davidmekonen1790
@davidmekonen1790 4 жыл бұрын
Rasta u r an amazing actor please keep it up bro betami kabtom bright future of acting zeleka seb eka
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 4 жыл бұрын
BEJAKATKUM EZA FILM N HIGDEFAWIAN TIRA KRIEYWA ALEWOM EZOM SEYTAN ADI HALO ZIAMNU GELE TIMHRTI TEKONETO N SEYTAN ADI HALO NIMTFA KULU MENESEY YDALOW
@negasi2123
@negasi2123 4 жыл бұрын
እዛ ድራማ ኣዝያ ኢያ ሰሓቢት ብዙሕ ውን መልእኽቲ ዘሓዘለት ብልጽቲ ፊልም ኢያ ከም ርእይቶይ ግን ኩሉ በብክፋሉ ብሓደ ግዜ እንተ ትዝርግሓልና ብዝያዳ እቲ መልእኽቲ ምተረድኣና ደጋጊምና ውን ምርኣናያ ትጽቢት ግን ዘሓለፈ ክፋላት የረስዓና ኣሎ ።
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 4 жыл бұрын
N Negan (Themesgen Tewelde) n Rasta kiri eye eza film zkatatela zeleku. Keep it up guys specially Negan and Rastan
@aronramsey3298
@aronramsey3298 4 жыл бұрын
ኣብዛ ፊልም ክሉ ነገር ኣሎ በቃ ዋውው ብጣዕሚ ኬፍ ዘለዎ ስራሕ።
@mathu4616
@mathu4616 4 жыл бұрын
Welcome guys 🤗with z lovely song🎷🎸 😊
@dawittekeste3635
@dawittekeste3635 4 жыл бұрын
Tebaetay sirah ajokum qexilwo gin keyefsesina aqarixkumna thanks kk
@wediagomwediagom6792
@wediagomwediagom6792 4 жыл бұрын
ትሕዝቶኩም እንዳ መቀረ ይከይድ ኣሎ ኣጆኩም
@yonijunior5192
@yonijunior5192 4 жыл бұрын
Welcome back guys please like it guys
@Ted_lonley_wolf
@Ted_lonley_wolf 4 жыл бұрын
Ajokum deki Tsion Abay; EritreawneT wn KihLef eu! Bhgi endaba etmhader Eritrea key gebernaya erfti yelen.
@user-sh1vd5ld1p
@user-sh1vd5ld1p 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ መብርየ
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 4 жыл бұрын
ስነ ጥበብ ዋና ኣለዎ ከም ዝበሃል ከምዚ"ዩ ጥበብ ንጠቢባን ዓሽ ወገናተይ ብኡነት ተሓቢነልኩም
@onedayathome6342
@onedayathome6342 4 жыл бұрын
ካብ ምሒር ምጥዓማ ደቒቕ ዝረኣኹ ኮይኑ ኣይተሰመዓንን። Love you all ደቂ ኤረይ።
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 жыл бұрын
መራን (ነጋ) ራስታን ኬፍ ዘለዎም ኣብዛ ፊልም ትስማማዕ እንተ ኮይንካ 👍🏾 ጽቀት ሰበይ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና
@tesfitabrahale9267
@tesfitabrahale9267 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen
@tekeiyayacob8195
@tekeiyayacob8195 4 жыл бұрын
Seket belom yebalashewewa Alewo yebeleka zeAarekey
@efremkidane8189
@efremkidane8189 4 жыл бұрын
Nega risi farnelo sekit belo arki menkeshkesh dea abey kiti bikedemu
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 жыл бұрын
tekeiya yacob እንታይ ገይሮም መለት ተማላሊኦም የመቅርዋ ኣለዉ
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 жыл бұрын
afro man ኬፍ ዘይብሉ ጽርፊ ናይ ሕማመይ ኮምኡ ኣይትበል
@hRnhKY
@hRnhKY 4 жыл бұрын
Rasta is love and the truth together. 👍💪🇪🇷💪💪💪💪🥰
@afewerkiablel4064
@afewerkiablel4064 4 жыл бұрын
ፊልም ማለት ከም'ዚ ኢዩ ፡ ንኩሉ ማሕበራዊ ናብራ ሽግራት በዲሆም ወርቂ ዝኮነ ስራሕ የሪእና ኣለው እሞ ሞራል ተስፋን ንሃቦም ። ዕበዮልና በልጹጉልና
@r.k.a9045
@r.k.a9045 4 жыл бұрын
ከመ ኣመለይ ዶ ክልምን ነዛ ፉሊም ዝፈቱ like
@abadieri8870
@abadieri8870 4 жыл бұрын
ካን
@beimiluteha7140
@beimiluteha7140 4 жыл бұрын
ኣጆኩም በርትዑ ጽቡቅ ተታሐሒዝኩሞ አለኩም ።
@temuyemane9571
@temuyemane9571 4 жыл бұрын
Ruse beal kudes michal ygbriln taktatlie neyzia film 😘😘😘
@teumzigitesfahanes7020
@teumzigitesfahanes7020 4 жыл бұрын
I love you doing her good job.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐆🐆👍🏿❤️❤️🎞💝
@berhanehidray6679
@berhanehidray6679 4 жыл бұрын
Great job our brohters...
@user-sc4zn1fs2g
@user-sc4zn1fs2g 4 жыл бұрын
Dankeschön 😍😍😍😍👌
@samrawittekeste6697
@samrawittekeste6697 4 жыл бұрын
Wawwwwwww akt any bhaki ms music zkeyd ajokum keslwo deki errrrr
@senugaljeganu6570
@senugaljeganu6570 4 жыл бұрын
ብልጽቲ ፊልም ደቂ ኤረይ መዓረይ እዋናዊትን መሃሪትን ፊልም
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 жыл бұрын
Wawww eza film kgermekum negan rastan sle zelewu amekiroma bzaeba hager mknyatu esom bzaeba hagerom kztiyu kolewu tkenie beka kulu ertrawyan kemziatom nhasb tenkown bzey kele hagerna selam mukenet
@teklit3568
@teklit3568 4 жыл бұрын
Bravo ane ms rasta ysemamaa eye, mesel seb mhlaw xbuq eu
@mileynatey6286
@mileynatey6286 4 жыл бұрын
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri Saroney my love
@princesss7977
@princesss7977 4 жыл бұрын
እዛ ፊልሚስ ስለዝፈትዋ መስለኒ ትሓፅረኒላ
@user-td3ve9or7y
@user-td3ve9or7y 4 жыл бұрын
ኪስ ዓጋመ
@kuluweyo4820
@kuluweyo4820 4 жыл бұрын
@@user-td3ve9or7y Entay koynka txaref aleka ata dkala shabya hamasen
@user-td3ve9or7y
@user-td3ve9or7y 4 жыл бұрын
@@kuluweyo4820 ጉሓፍ ዓጋመ እዞም ፍሊም ዝሰርሑ ዘለዉ ኩሎም ደቂ ኣስመራ ሓማሴን ሙኻኖም ትፈልጥ ዶ ወዲ ዓጣሪት ፍልሚ ሓማሴን ክትርእያ ኢኽን ቀንፋህዘዉ ትብላ ዘለኽን ረስሓት ዓጋመ
@kuluweyo4820
@kuluweyo4820 4 жыл бұрын
@@user-td3ve9or7y ata rhak Eske bejaka duhul abedeu znbere meninet albo eu bejaka
@user-td3ve9or7y
@user-td3ve9or7y 4 жыл бұрын
@@kuluweyo4820 ኪድ ኣታ ቆንፋፍ መነዴኻ ዶ ምጻ ኢልካ እዩ ኣብ ፍሊም ኤርትራዉያን ቆንዳፍ ዓጋመ
@danialves3825
@danialves3825 4 жыл бұрын
willkommen rhus beal kuds mikial ygberlna deki Eerie
@simonsami5115
@simonsami5115 4 жыл бұрын
ዋውውውውው ብጣዕሚ ደስ ትብል ፊልም ብፍላይ ነጋ ሽኮር
@fretatesfay4374
@fretatesfay4374 4 жыл бұрын
Rasta neritrea kikeyd delyu ane keman mis mikedku nere adey nafike aleku👍👍👍
@samigosb8538
@samigosb8538 4 жыл бұрын
ራስታ ድፈቱ 👇 🤙
@terhasgebrhwet7527
@terhasgebrhwet7527 4 жыл бұрын
Ayokum kubrat deki eri kulu kalfyu btami xbuk srah rasta zzarebos btami eyu zehsbeni ahhhhh kemzi elna do fahfah mebelna
@shewitfisum5881
@shewitfisum5881 4 жыл бұрын
Justice seekers ❤❤❤❤❤love for those wants a free eritrea
@Temeiweki
@Temeiweki 4 жыл бұрын
Nice job deki eri bflay villa very nice actor
@slamahslamah4181
@slamahslamah4181 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ
@user-pi5qw9hz6f
@user-pi5qw9hz6f 4 жыл бұрын
enkae abtsehena n kubur kudis mikaal demo buruk kedame senbet nkulatna ❤❤❤🙏🙏🙏
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 жыл бұрын
Ahhhhhhhhhh tay kewaso filmkum halallt fetrttt Beflayyy rast pawwwww abt kalt. Abt merzan tarik
@user-qk2rh3fg4b
@user-qk2rh3fg4b 4 жыл бұрын
Welcome xubukat deki erey edmen tenan yhabekum
@asmaitawetu390
@asmaitawetu390 4 жыл бұрын
Nezi Tigraway Temesgen tetenkekulu deki Ereyy .
@samrawittekeste6697
@samrawittekeste6697 4 жыл бұрын
Eza eritrea do belak rasta Ewe eza eritrea hawey wedi haboboy Ewe wedi hatney metaebytey mentilatni Eza eritrea gual hatney gual amoy mentilatni hiji kea zkefa kea kulom zweledwom dekom bbahrn tahrin ysakyu alewu ygerm eza eritrea 😭😭😭
@anduneguse3103
@anduneguse3103 4 жыл бұрын
Welahi gele aynet film welcome yakh
@abrahamtesfamaryam6709
@abrahamtesfamaryam6709 4 жыл бұрын
Sesni deki eri kemzi aynet drama eye zdeli neki hiji rekbkumni nay lbey 😍😍😍😍😍😍😍
@user-ec9zx4ob9r
@user-ec9zx4ob9r 4 жыл бұрын
ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ፍቅሪ ዶብ ኣይፈልን እሞ ዶብ ዘይብሉ ፍቅሪ ሃብና ዝገርም. እዩ ናትኩምስ
@katrokatro8473
@katrokatro8473 4 жыл бұрын
Nay bhaki geleaynet film 💯
@user-vp7np7sh1n
@user-vp7np7sh1n 4 жыл бұрын
Welcma deki erey selamkum yebzhayo
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
ራስታ 'ሳሮን " ነጋ ' ዳኒ ' መቀረት ፊልም እዮም ትብሉ ላይክ
@adenifkr2428
@adenifkr2428 4 жыл бұрын
Yesss
@user-zm9ve3cz3h
@user-zm9ve3cz3h 4 жыл бұрын
Kkk habeshana xbuk charakter nzhaze tray endikum tednku konkum
@xnatpro183
@xnatpro183 4 жыл бұрын
@@user-zm9ve3cz3h yes nay bahaki ygermeka eu
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
@@user-zm9ve3cz3h ንሳስ ሓቅካ ቅቅቅ
@diddy558
@diddy558 4 жыл бұрын
Saron abzeybotea ala. Ember zbeletset mkurti tewesait eya
@yonasberhane6836
@yonasberhane6836 4 жыл бұрын
Rasta btami blubu telabswo neti character the best actor in this Film kbloka yfetu mesati eka btami.
@user-og6cm2pp4g
@user-og6cm2pp4g 4 жыл бұрын
Wellcome deqi Ereyy halalat ❤
@user-tx3dl6zs5v
@user-tx3dl6zs5v 4 жыл бұрын
ሳሚ ታይ ገይራትካ ኡፍፍፍፍፍ ኣሳቂካያ እኮ ዝባህሪ እዙይ ኣይናትካን
@birikizerai4728
@birikizerai4728 4 жыл бұрын
Hakeki gualey adengixateni eko
@user-xs2ev7sk8f
@user-xs2ev7sk8f 4 жыл бұрын
ሳሚ ስዲ ጓል ሰብ ኣይትበድል መስጣ ኣለዎ ሳሮነይ ካኣ ዘዋር ኮይንኪ እንኳዕ ንዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ኣብጽሓና ደቂ ተዋህዶ ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት የሕዋት
@user-oz2df5xo6y
@user-oz2df5xo6y 4 жыл бұрын
amen yhubieru
@mathu4616
@mathu4616 4 жыл бұрын
Amennn!!!
@tvatelamekayho137
@tvatelamekayho137 4 жыл бұрын
hzebe krstyan zeytbel
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
ህዝቢ ክርስትና እዪ ዝብሃል ወዲ ሉቃስ ከምዚ ከማካ ኣፍርዪ ' ተዋግዶ ኣይተራክሱ ሐራይ ዶ ?
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 4 жыл бұрын
TEWAHDO ZIBAHAL HAYMANOT NAY WEDI XOMAKIT SIWA MEGABERYA EU KAB TEWAHDO NAB PROSTITANT KINKIYER ENA AB HAXIR GIZI
@hewanhaile2643
@hewanhaile2643 4 жыл бұрын
Welcome tenafkti ❤❤❤
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 4 жыл бұрын
ዳኒ ሽኮር ዝፈቱ መን ኣሎ ከማይ❤❤❤
@hyabfetari1391
@hyabfetari1391 4 жыл бұрын
Nic job ደቂ ኤረይ♥
@awetbereke2243
@awetbereke2243 4 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ኢረይ ጻዕዳ
@ygttv557
@ygttv557 4 жыл бұрын
Wow amazing
@mikiman6211
@mikiman6211 4 жыл бұрын
Wawawaa nufuat meksbat zekonkum keyf alkum so kip it up sheikorinatat beruki leyti ::
@user-kk8bl9fy6s
@user-kk8bl9fy6s 4 жыл бұрын
2019 ዚበለጸት Flim
@shewittedros4400
@shewittedros4400 4 жыл бұрын
Wawwww gale aynet film
@DimaYelebkel
@DimaYelebkel 4 жыл бұрын
Ohh ya heji hawi kuyna mert👁👁 kef alkum betami xubuq srah kexlewu pls🇪🇷❤
@fremuzberhane4956
@fremuzberhane4956 4 жыл бұрын
Niec too you film
@a7tes864
@a7tes864 4 жыл бұрын
Good job.
CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2019 - Part 8
28:52
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 247 М.
CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2019 - Part 9
27:45
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 268 М.
Mama vs Son vs Daddy 😭🤣
00:13
DADDYSON SHOW
Рет қаралды 52 МЛН
哈莉奎因以为小丑不爱她了#joker #cosplay #Harriet Quinn
00:22
佐助与鸣人
Рет қаралды 9 МЛН
路飞太过分了,自己游泳。#海贼王#路飞
00:28
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 39 МЛН
CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2020 - Part 15
27:26
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 260 М.
CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2020 - Part 13
26:26
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 293 М.
CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2020 - Part 14
27:39
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 339 М.
CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2019 - Part 11
25:30
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 273 М.
Top 10 Tigrinya Love Slow Music ( Eritrean Music ) Part 1
58:49
Muzika
Рет қаралды 1,8 МЛН
CAMBIA II - New Eritrean Series Film 2020 - EP16
32:16
SOYRA-ERITREA
Рет қаралды 243 М.
Tahan Tawa 95 😅
0:44
Jacksinfo
Рет қаралды 22 МЛН
Крокодил получил по-заслугам! 😱
0:32
КиноСклад
Рет қаралды 28 МЛН
Первые шаги сына😨🤣#сериалы #фильмы
0:31
Кинокомбо
Рет қаралды 1 МЛН
Nikocado Avocado :дайте мне пожалуйста Nuggets !
0:27
Фани Хани
Рет қаралды 1,1 МЛН