CATH፣መንፈሳዊ ፊልም| ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወቅ|1ይ ክፋል፣Eritrean Orthodox Film |2021|St. John Chrysostom|part 2

  Рет қаралды 370,695

ምዕራፈ ቅዱሳን

ምዕራፈ ቅዱሳን

3 жыл бұрын

ብክፍሊ ስነ ጥበብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ
ክርስቲያን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት
ኣብ ሃገረ ሆላንድ ካብ ቋንቋ ዓረብ ናብ ትግርኛ ተተርጒሙ
ዝተዳለወ መንፈሳዊ ፊልም ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ
Subscribe Free:
kzbin.info/door/ieo...
Copyright © Abunetekle haymanot 2020
©All rights reserved to Abunetekle haymanot.
No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any from or by any means without the prior written permission of the publisher
Best updates: / channel
UCieozHQUXsfFb7nGN8LtSuw/videos
FB page: / eotc.abunete. .
#Church#AbunetekleHaymanot#Weert#

Пікірлер: 890
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 11 ай бұрын
ንሕና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እውን እብዚ ሐዚ ስዓት ከም ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወሪቅ አቦ ያድልየና እሎ ☝🖐
@Filimonmeley
@Filimonmeley 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና። ጸለቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቂ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን። ምእንቲ ጽድቂ ዝስደዱ መንግስተ ሰማያት ናቶም እያ እሞ ብጹኣን እዮም።( ወንግል ማቴዎስ 5፥10) ወዲ ሰብ ንነብሱ በዓሉ እንተዘይ ጎዲእዋ ካሊእ ዝኾነ ዝጎድኦ የለን። ናይ በሓቂ ንነብስና ቀጻሊ በዕልና ንጎድኣ ኣለና እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልና። ነዚ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቂ ብትግርኛ ዝተርጎምኩም ክቡራት የሕዋትን ኣሓትን እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይብዘሓልኩም። ነቲ ተሪፉ ዘሎ ዘይተተርጎመ ከኣ ኾምኡ ኽትትርጉምልና በረኸት ናይ ቅዱሳኑ ክንሳተፍ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም። ንኣብነት ከም ናይ በዓል ቅዱስ ነብየ እግዚአብሔር ኤልያስን ሊቀ ሃዋርያት ቅዱስ ጴጥሮስን ንመን ጠቂስና እሞ ንመን ክንገድፍ ንኩሉ ብሓፈሻ ቀስብቀስ ክትትርጉምልና ብሃንቀዉታ ንጽበ ስብሓት ለእግዚአብሔር ልዑል!
@user-yt7mz9xh7t
@user-yt7mz9xh7t 8 ай бұрын
Amen amen amen
@user-li7on6rw3y
@user-li7on6rw3y 4 ай бұрын
አሜንንንንንን🙏🙏🙏🙏😘😢
@samueltesfaldet5509
@samueltesfaldet5509 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዕልና በረከቶምን ኣማላድነቶምን ከኣ ኣይፈለየና
@user-jw6of6mo8y
@user-jw6of6mo8y 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@hirutmobae8003
@hirutmobae8003 2 жыл бұрын
Amen AmenAmem
@nigushilufabay798
@nigushilufabay798 3 жыл бұрын
ተርጒምኩም ሼር ጌርኩም ክንሰምዖይ ክንከታተሎይ ኢሉ ለለ ክንመሃረሉ ስለልገበርኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋት። ፈጣሪ በቢለለናዮ ይሓልወና።
@user-ow8ns7yf3t
@user-ow8ns7yf3t 3 жыл бұрын
amen amen amennnnnnnnn🙏🙏🙏
@lylalmlm1303
@lylalmlm1303 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@saronfilimon4850
@saronfilimon4850 3 жыл бұрын
Hk
@tiemtidawitgebre5892
@tiemtidawitgebre5892 3 жыл бұрын
amen amen amen
@hahhah8928
@hahhah8928 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@abrahamblianey4597
@abrahamblianey4597 3 жыл бұрын
ኣብ ዓሚቅ ባሕሪ እንተደርበዩኒ ነቢ የናስ ኣብዓይነይ ይራአየኒ ክሳደይ እንተቆረጹኒ ብርሃን ዓለም ሰማእቲ ቁዱስ የዉሃንስ ዩኣብ ዓይነይ ቅጅል ይብለኒ ቃል ቁዱስ የዉሃንስ ኣፈወርቅ
@teklehaimanotmehreteab6169
@teklehaimanotmehreteab6169 3 жыл бұрын
ሰላም ንዓኹም ይኹን ፍቁራት ማሕበር እንኳዕ ብሰላም መጻኹም በርኸት ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ በዝሑን ዓዝዙን ምስ ክላትና ህዘበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን እምባኣር ካብ ዝሓለፉ 1ይ ክፋል ንበርኸት ክንፍትን 1 + ኣብ መስቀላዊ መንገዲ ዝጠፋእኩ ኮይኑ እዩ ዝስማዓን ዘሎ በየናይ መንገድ ከምዝኸይድ እዩ ጠፍኡን ዘሎ ይብል ኣየ እወኒ ንክልተ ጎይተት ክትግዝኡ ኣይትኽእሉን እኩም ከምዝ ብለና ኣይ ምስ እግዝኣብሔር መንፈሳውያን ኮይና፡ ኣይ ምስ ድያብሎስ ዓለማውያን ኮይና ኣብ ክልተ ንቅርቐር 2 + ጽድቅን ሓጥያትን ኣብ ውሽጢ ወዲ ሰብ ይባኣሳ፡ ኣነ ድማ ሓድኤን ክሳብ እተስንፍ ይጽበ ኣለኩ 3+ ኣብ ገዳም ምዕቃብ ማለት ካብ ዓለም ናብ ገነት ምህዳም ማለት እዩ 4 + ንጉስ ንኸተማታትን ዘጋታትን ወታህደራትን ይቃጻጸር፡ መነኮስ ግና ንድሌታቱ'ዩ ዝቃጻጸር። 5 + ንጉስ ግዝኣቱ ንምስፋሕን ሃብቱ ንምኽዕባትን ምስ ኣረማውያን ይዋጋእ። መነኮስ ግን ነፍሳት ንኽመርሕ ምስ ሰይጣን ይቃልስ። 6 + ንጉስ ሙሉእ ማዓልቲቭስቃይን ጸገምን ይጋንፎ። መነኮስ ግን ሓጎስን ሰላምን ዝመልኦ እዩ። 7 + ንጉስ ንካልኦት ገጸ በረከት ወርቅ ይህቦም። መነኮስ ግን በረኸትን ምጽንናዕን እዩ ዝህቦም።
@fissehageremeskel115
@fissehageremeskel115 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሓውና/ ሓብትና እግዚኣብሔር ጸግኡን በረከቱን የብዝሓልካ /ኪ
@yonasteklemariam1672
@yonasteklemariam1672 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna
@teklomgebray336
@teklomgebray336 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ትዕዝብቲ
@ermyasneby6082
@ermyasneby6082 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸግ ኡየብዝሓልኩም ።
@user-vw1jl9mr6z
@user-vw1jl9mr6z 3 жыл бұрын
ብሓቂ በፍላይ እታ ሓጥያት ኣብ ውሽጢ ወዲሰብ ይበኣሳ ኣነ ድማ ክሳብ ሓዲኣተን ክሳብ ዘሰንፋ ይጽበ ኣለኩ እትብ ቃል ብጣዕሚ እያ ልበይ ተንኪፋትኒ
@user-pl5eb1xp8g
@user-pl5eb1xp8g 3 жыл бұрын
በረከት ናይዚ ቅዱስ ኣቦና ኣይፈለየና ማእሰርትን ውርደትን ናይ ብጹኡ ወቅዱስ ኣቡነ እነጠንዮስ ይመስል ኣሰር ኣቦታትና ትስዕበና ኣምላኽ
@ggkiguif7359
@ggkiguif7359 2 жыл бұрын
ፀሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ይሓንስ ኣፈወረቅ ኣይፈለየና ንዓይ ነሓጥየተኛ ባርያካ እዚ ክሰምዕ ሰለ ዝፈቀደካለይ ክብርን ምስገናን ናዓካ ይኩን ልዑል እግዚኣብሔር ኣቦይ ተመስገን
@FTM_Enter
@FTM_Enter 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ቃል ሕይወት የስመዓልና፣ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልዂም። ኣብ ናብራዂም በረኸት፣ ኣብ እምነትዂም ፍረ ይኃብኲም። በረኸት ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ምስ ኩላትና ይዂን። ነቶም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኲም ድማ ኣምላኽ ቅዱስ ዮሐንስ አፈውርቅ ይባርዂም እናበልኲ ናይ 2ይ ክፋል… ትዕዝብታተይ ብዙሕ እኳ እንተ ኮነ፣ ካብቲ ብዙሕ፣ ብውሑድ ነዘን 7ተ ነጥብታት ክንምልከት እፈቱ። ሰናይ ምልክታ:- …………………ቃል ዘቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ…………… 1} ጠዓሳ እታ ናይ መጀመርታ ስጉምቲ ናብ ንስሓ"ያ። ኽንርደኦ ዘለና ነገር እንተኃልዩ፣ ኣምላኽ ፍቅሪ ምዃኑ"ዩ፣ ንሕና ድማ ከም ውሉድ ኣምላኽ መጠን፣ ብፍቕሪ ኽንተሓዝ ይግበኣና። 2} ፍቕሪ ይኃንጽ፣ ጽልኢ ድማ ንዂሉ ትዕኑ። 3} ሕራይ በሊ፣ ንብዓትኪ ድረዚ፣ ጾርኪ ድማ ናብ ኣምላኽ ደርቢዮ፣ ኣምላኽ በይኑ"ዩ ንውጹዓት ፍትሒ ዘውጽእ። 4} ኣቱም ፍቁራተይ፣ ኣነ ካብ ህዝቢ መጎስ ዝደሊ እንተ ዝኸውን፣ ሽዑ ናይ ክርስቶስ ኣገልጋሊ ኣይመኰንኲን ነይረ። 5} ኣብ ዓሚቕ ባሕሪ እንተ ወርወሩኒ፣ ኣብ ቅድመይ ነቢይ ዮናስ እዩ ዝረኣየኒ። ኣብ ኃልሃል ዝብል መጋሪያ ሓዊ እንተ ደርበዩኒ፣ ሰለስተ መንእሰያት {3ተ} ኣብ ሓዊ ብምዃን ቕጅል ይብሉኒ። ናብ ሓያላት ኣራዊት"ውን እንተ ሰንደዉኒ፣ ዳንኤል ነቢይ ኣብ ጉድጓድ ኣናብስ"ዩ ዝዝከረኒ። ኣቱም ፍቁራተይ ብዳርባ እምኒ እንተ ቀተሉኒ፣ ቀዳማይ {1ይ} ሰማዕት እስቲፋኖስ ሊቀ ዲያቆናት ኣብ ቕድሚ ዓይነይ"ዩ ዝረኣየኒ። ክሳደይ እንተ ቆረጹኒ ድማ ናይ መጥምቀ መለኮት ብርሃን፣ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ"ዩ ዘንጸባርቅ። 6} ሰራዊት እዛ ዓለም እዚኣ ንቤተ እግዚኣብሔር ክወስድዋ ኣይክእሉን ኢዮም። ካብ ቤተ ክርስቲያን ዝብርትዕ የለን፣ እቲ ዝዋጋኣ ከምቲ ምስ ሰማይ ዝቃለስ ሰብ፣ ኃይሉ"ዩ ዝውድእ። 7} ንመን እየ ዝፈርኅ ንሞት ? ክርስቶስ ሕይወተይ"ዩ። ሞት ድማ ረብሓይ"ዩ፣ ካብ መን"የ ደኣ ዝፈርሕ ካብ ስደት ? ምድሪ ብምሉኣ ናይ እግዚኣብሔር"ያ ። አረ ካብ መን"የ ዝፈርሕ ? ገንዘበይ ከይከስር ድየ! ናብዛ ዓለም ጥራሐይ እየ ዝመጻዂ። ንመቃብረይ ድማ ዝማልኦ የብለይን። ነቶም መሳድቲ ኩሎም ዝብሎ እንተኃልይኒ ግን፣ ንዓይ ኣይኰንኩምን ተሳዱዱኒ ዘለዂም፣ ንእግዚኣብሔርን ንቤተ ክርስቲያንን ኢዂም ተሳድዱ ዘለዂም። ዝተረፈ ከረጋግፀልኲም ዝደሊ፣ ቤተ ክርስቲያን ልዕሊ ኲሉ ኃያል"ያ። ብራኸን ኃይልን ናይ መዓበላት፣ ብዘየገድስ መርከብ ናይ ክርስቶስ ብፍጹም ኣይትጥሕልን"ያ። በረከት ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ምስ ኩላትና ይዂን ኣሜን።
@filmonokbay4704
@filmonokbay4704 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓና
@user-vc9st5gt2b
@user-vc9st5gt2b 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዛሓወይ (ዛሓፍተይ) ፅግኡ የብዘሐልኩም ኣምላክ አሜን አሜን አሜን
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
kale hiwet egzabher xega yebzh
@michaelsimon1837
@michaelsimon1837 3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmaelna egzabihr Amlak xegau yebzhalkum
@michaelgherie-chimar7842
@michaelgherie-chimar7842 3 жыл бұрын
ስደት ነዊሕ መንገዲ እዩ። ካብ ዕለት ልደትና ጀሚሩ፡ ምስታ ናይ መወዳእታ እስትንፋስ ወዲ ሰብ ድማ የቋርጽ።
@linamona9555
@linamona9555 8 ай бұрын
አሜን፫ በረከቶም ይሕደረና ናይ አቦና ዮሓንስ አፈ ወርቅ💞😪🙏👏👏
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@natuabraham612
@natuabraham612 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዓስቢ ይሃብኩም ጸጋኡ የብዝሓልኩም በረከት ናይ ኣቦና ኣይፈለየና
@qwqwasas7509
@qwqwasas7509 9 ай бұрын
ኣሜን (3)ጸሎቶምን በረከቶምን ኣማላድንቶምን ናይ ኣቦና ቡጹኡ ቅዱሰ የወሓንስ ኣፍወርቅ ኣይፍለየና ኣሜን(3)✝️🙏
@princeprince1973
@princeprince1973 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና
@nunilove5382
@nunilove5382 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማዕልና ኩቡራት ይሕዋት አግዛኣብህር መሳኩም ይኹን🙏🙏🙏🙏💕💕💕
@user-jt2wb1ls6k
@user-jt2wb1ls6k Ай бұрын
ny abona kudus yohannes afewrki xolotn.berketon ayfleyna Amenn🙏🙏🙏
@mqoteymqotey6350
@mqoteymqotey6350 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶምን ኣማላድነቶምን ኣይፈለየና
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ፍቁራተይ
@tesfamariam250
@tesfamariam250 3 жыл бұрын
ኣስይይይይ ተሃሠትኩ ወተፈሣሁኩ ሠማዖኩ ቃለ ገድለ ኣብነ ኣፈወርቂ🙏⛪
@user-su7ni2cq3f
@user-su7ni2cq3f 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦና ቅዱስ የውሓንስ ኣፈወርቅ ጸሎቶምን በረከቶምን ረዴኤቶምን ኣይፈለየና🙏🙏🙏
@eldanaqudus7919
@eldanaqudus7919 2 жыл бұрын
💒🙏💕🙏💕🙏💒Amen Amen Amen 💒🙏💕🙏💕🙏💒Amen Amen Amen 🙏💙🙏💚🙏💜💒🙏💒🙏💒💕Qal hiwet yesmalna ❤️
@adhanomtesfay2514
@adhanomtesfay2514 Жыл бұрын
Amen amen amen nay abona qudus yowhans xegun berketun ayflyna
@heidik9jnjkk295
@heidik9jnjkk295 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወትን ያሰማልን በረከታቸው የደርባን ይብጸሃ ቅዱስ የውሃንስ አፈርቂ
@user-ll8hu9ng6p
@user-ll8hu9ng6p 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐና ፀለተምን በረከተምን ኣማላድነቶም ኣይፈለየና ወለ ሰብሃቱ እግዛብሔር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መሰቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@abrahamteclezghi5552
@abrahamteclezghi5552 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር እምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@selammahariselammahari7343
@selammahariselammahari7343 2 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏 kal hiwet yesmealna
@rishanali7411
@rishanali7411 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 💒💒💒💒💒💒🇪🇹🇪🇹🇪🇹⛪
@AsdAsd-ld3tu
@AsdAsd-ld3tu 8 ай бұрын
ቃለ ህይወት ያሰመዓልና ፀጋኡን በረከቱን ያብዛሓሉኩም ሰምዕና ከነተግብረ ኣምላክ ያሓግዘና❤❤
@wasli8257
@wasli8257 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን. ነይ ሊቀ ቅዱስ ዮውሃንስ አፍወርቂ አብ በረከቶምን ፀሎቶምን ረዲኦቶምን ምስ ከላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን አሜን አሜን አሜን አሜን
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 10 ай бұрын
Brkotom xltomun nay kdus yohanes afwork ayflyena amen ❤❤❤🙏🙏🙏
@merhawigirmai7830
@merhawigirmai7830 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ። ከምኡ ውን ንህጻናት ዝምህር ብብዝሒ የለን እሞ ,,,,,, ኩሉና ንሕሰበሉ ።
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse 3 жыл бұрын
ኣምላክ ነዚ ዝገብር መንፈስ ይዓድል
@vsduety5954
@vsduety5954 2 жыл бұрын
አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀሎቶምን በረከቶምን ይሕደረና አሜን🙏
@user-zl6iu3fd8x
@user-zl6iu3fd8x 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር የኣቦቶቻችን ፀሎት የሰማ የኛም ፀሎትችን ሃገራችን ሰላም ያርጊልኝ አሜን ። የአባታችን ፆሎት በረከት ኣይለየን ❤️❤️❤️
@sari525
@sari525 3 жыл бұрын
✝️💒💒💒🙏🙏❤❤😭😭😭 O Amlakey lebey anxahaley 😭🙏🙏🙏kab mengedi hatyat nekegalagel degefeni Amen 😭😭😭✝️✝️✝️❤❤❤🙏🙏🙏💒⛪💒⛪💒⛪💒
@mebgeb4740
@mebgeb4740 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ጽጉኡ የብዝሓልኩም በረከት ረዴኤት ፅንዓት ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ ኣይፈለየና።
@teklesemere1183
@teklesemere1183 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qalahawet yesmaelina 💒💒💒🌳🌳🌳🙏🙏🙏🙏⚘⚘⚘⚘⚘🕊🏖🏖🏖
@haftshrashford5016
@haftshrashford5016 3 жыл бұрын
ሰላምን ጥዕናን ንኹሉኹም ህዝበ ክርስትያን ይሙኖ ከምኡውን ናይ ኣቦና ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፈርቅ በረከት ኣይፈለየና
@user-el6ek2ld3k
@user-el6ek2ld3k 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኩብራተይ💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💐💐💐
@kubromembaye2063
@kubromembaye2063 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmaelina bereketomen teradanotomin iyfeleyena
@user-ve4tn9zp3y
@user-ve4tn9zp3y Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሀይወት የስመዐልና ፀሎት በረከት ኣማላድንትም ኣይፈልይን ቅድስ ኣባና የዉሃንስ አፈወርቂ
@user-vo9fc9ib7w
@user-vo9fc9ib7w 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@saaa-ht5vs
@saaa-ht5vs Жыл бұрын
Amen amen amen kalehiwet yesmelna kulukum aebzi ztesatefkum aehwatna
@danielgebrehiwet4495
@danielgebrehiwet4495 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna nay kudus yohans af werki tseltomn berketomn yhderena amen
@filmonkidane3042
@filmonkidane3042 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ዓስብኩም ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ በረከት የብዝሓልኩም
@danielgebrehiwet4495
@danielgebrehiwet4495 2 жыл бұрын
Amen Amen kale hiwet yesmealna nay kudus yohans afewerki bereketom yhderena amen
@heucgsyx5609
@heucgsyx5609 3 жыл бұрын
እምበር አፈ ወርቅ ታላቅ አቦና በረከቱ የሕድርልና ፊቁራተይ ተመስገን ቃለ ህወት የስመዐልና።
@user-nk5xh4eg5n
@user-nk5xh4eg5n 2 ай бұрын
በረከት ቅዱሳ ኣቦና ይሕደረና እግዚአብሔር ስለ ቅዱሳናኢሉ መንግዲ የማን ይምረሐና
@fevenberhane4802
@fevenberhane4802 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna bereketemun rediatomn mis kulna ykun Amen Amen Amen
@danielzeru
@danielzeru 3 жыл бұрын
ምስጋና ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኩን አሜን ፫
@fthawitgebrehiwet7074
@fthawitgebrehiwet7074 Жыл бұрын
Amen amen amen xeltom berktom nay abina kidis yewanes aferki ayflyina ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@omnsrh505
@omnsrh505 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና
@semeresheshay4177
@semeresheshay4177 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶም በረከቶም ናይ ኣቦና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
@rahwarahwa9513
@rahwarahwa9513 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን በረኸት ቅዱስ የዋሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ህዝበ ክሪስትያን ይኹን አሜን አሜን አሜን
@teklekflay6880
@teklekflay6880 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንእግዚአብሔር ክብርን ምስጋናን ይኩን
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 3 жыл бұрын
ምሕረት ናይ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስን ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስትን ንጽህትን ድንግል ማርያምን ኣማላድነትን በረከትን ናይ ኣቦና ፓታራርክ ቅዱስ ዮሓንስ ይሕደረና ሕዝበ ክርስቲያን አሜን አሜን አሜን።
@thdhrjdg5587
@thdhrjdg5587 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከተም ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮውሃንስ አፈወርቅ ምስ ክለና ህዝቢ ክርስትኣን ይክን አሜን👏
@user-uk1yy3kl3s
@user-uk1yy3kl3s 2 жыл бұрын
ፀለቱምን በረኸቶምን ናይ አበና አይፈለየና 💘💘
@teamesmon3886
@teamesmon3886 3 жыл бұрын
ኣሜን (3))ቃለ ሂውት የ ስምዓልና ኣይትጥፉኡና ደኣ
@jdnbhjdjb4b527
@jdnbhjdjb4b527 22 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐና👏👏👏🌅💒
@user-vc9st5gt2b
@user-vc9st5gt2b 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን በረከቶም ኣይፈለየና
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 Жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኹን ኣሜን
@biniamkesete9404
@biniamkesete9404 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሩካተይ። በረከት ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን።
@omegabookstore-6914
@omegabookstore-6914 3 жыл бұрын
ወዲ ሰብ ንነብሱ ባዕሉ እንተ ዘይጎዲእዋ፡ ካልእ ዝኮነ ክጉድኦ ዝኽእል የለን። ቃለ-ሕይወት የስምዓልና፣ ኣኅዋተይ።
@tesfamariam250
@tesfamariam250 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዐልና ኣንእስኩምልና ኣቤት ክጥዕም ልቢ ዘረስርስ ጽንዓት ኣብ እምነት ዘሕድርን ርህራሂ ዝምህር ንልቢ ዝትንክፍ ኣምላክ በረከት ኣቦታትና ቅ/የውሃንስ ይካፍለና ኣሜን
@mesimilionmesi9768
@mesimilionmesi9768 3 жыл бұрын
ኦ ጎይታይ ሰማያዊ ሰማይ ክብርካን ምስጋናካን ኣብ ምድሪ ይስፋሕ 🙏💙🙏💙🙏💙
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ✝️በረከት ናይ ቅዱስ የውሃንስ ኣፈወርቅ ይሕደረና ክንደይ ደስ ይብል✝️❤
@user-oy2em3lq2j
@user-oy2em3lq2j 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን በረከት ረድኤትን ናይ ቅዱስ ዮሃንስ ኣፍ ወርቅ ይሕደረና ክንደይ ይጥዕም ትቃሎም
@user-lk7kv7jb1k
@user-lk7kv7jb1k 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ናይ አቦና ቁዱስ ዮሓንስ ፀጋን በረከትን አይፈለየና
@yordanostekle7399
@yordanostekle7399 3 жыл бұрын
amen,amen,amen, qale hewat ,yesmalna
@amangebrit4030
@amangebrit4030 3 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዓልና እግዛኣብሄር ጸጉኡ የብዛሕልኩም
@weiniberhe132
@weiniberhe132 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸለቶምን በረከቶምን ኣይፈልየና
@tekakesete964
@tekakesete964 2 жыл бұрын
Amen🙏🙏🙏
@selamselam3986
@selamselam3986 3 жыл бұрын
ቃለ በህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮዋሃንስኣፈ ወርቅ ፆለትን ረዲኣትን ምስኩልና እምነት ክርስትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tmesgenamlakey4979
@tmesgenamlakey4979 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🌹🌹🌹🌹⛪⛪⛪⛪🔝kale hiwet yesmealna. nay aglgletkum. zebenkum ybzhalkum
@azadkhadimazadhadham1418
@azadkhadimazadhadham1418 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስማልን እሰይ ተመስገን ኣምላኬ
@efremafewerki7219
@efremafewerki7219 Жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 ቃል ሂወት የስምዓና
@biniammulubrhan8665
@biniammulubrhan8665 3 жыл бұрын
ርኢና መንፈሳዊ ፍረ ንፈርየሉ ይግበረልና። ሓዘን ክመጸካ ዘይትደሊ እንተ ኮይንካ፥ ንብጻይካ ካብ ምሕዛን ተጠንቀቅ። ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ። ካብ ትምህርቲ ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ እንታይ ሒዝና? ካብ 1ይ ክፋል ንበረከት እስከ ሓሓንቲ ንጽሓፍ@
@shamsamule610
@shamsamule610 3 жыл бұрын
ኣነ ንጽጉም ክትረድእ ከም ዘልካ ተማሂረ ክቡር ሓው
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse 3 жыл бұрын
ክምህር እንከለኹ ስለ ዝተሓጎስኩም ኣይተንጨብጩቡለይ፡ ንዓይ ጨብጨባይን ናእዳይንሲ፡ ነቲ ኣነ ዝዛረቦ ቃል ጽን ኢልኩም ምስ ትሰምዑን ብግብሪ ምስትነብሩሉን ንሱዩ ንዓይ ጨብጨባይን ሓጎሰይ ስለዚ በጃኹም ጽን ኢልኩም ስምዑ እግዚኣብሄር ስለ ዝጸውዓኒ ምሳኻትኩም ኮይነ ኣፍ ልበይ እና ሃረምኩ ይቅረታ ይሓቶ፡ (ቃል ሊቁ ቅዱስ ዮሃንስ ኣፎወርቅ) በረከቱ ይሕደረና ኣሜን ( እግዚኣብሄር ንኩልና ይቅረታ ዝብልን ይቅረታ ዝቅበልን ልቢ ይሃበና ኣሜን
@teklehaimanotmehreteab6169
@teklehaimanotmehreteab6169 3 жыл бұрын
ሰላም ንዓኹም ይኹን ፍቁራት ማሕበር እንኳዕ ብሰላም መጻኹም በርኸት ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ በዝሑን ዓዝዙን ምስ ክላትና ህዘበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን እምባኣር ካብ ዝሓለፉ 1ይ ክፋል ንበርኸት ክንፍትን 1 + ኣብ መስቀላዊ መንገዲ ዝጠፋእኩ ኮይኑ እዩ ዝስማዓን ዘሎ በየናይ መንገድ ከምዝኸይድ እዩ ጠፍኡን ዘሎ ይብል ኣየ እወኒ ንክልተ ጎይተት ክትግዝኡ ኣይትኽእሉን እኩም ከምዝ ብለና ኣይ ምስ እግዝኣብሔር መንፈሳውያን ኮይና፡ ኣይ ምስ ድያብሎስ ዓለማውያን ኮይና ኣብ ክልተ ንቅርቐር 2 + ጽድቅን ሓጥያትን ኣብ ውሽጢ ወዲ ሰብ ይባኣሳ፡ ኣነ ድማ ሓድኤን ክሳብ እተስንፍ ይጽበ ኣለኩ 3+ ኣብ ገዳም ምዕቃብ ማለት ካብ ዓለም ናብ ገነት ምህዳም ማለት እዩ 4 + ንጉስ ንኸተማታትን ዘጋታትን ወታህደራትን ይቃጻጸር፡ መነኮስ ግና ንድሌታቱ'ዩ ዝቃጻጸር። 5 + ንጉስ ግዝኣቱ ንምስፋሕን ሃብቱ ንምኽዕባትን ምስ ኣረማውያን ይዋጋእ። መነኮስ ግን ነፍሳት ንኽመርሕ ምስ ሰይጣን ይቃልስ። 6 + ንጉስ ሙሉእ ማዓልቲቭስቃይን ጸገምን ይጋንፎ። መነኮስ ግን ሓጎስን ሰላምን ዝመልኦ እዩ። 7 + ንጉስ ንካልኦት ገጸ በረከት ወርቅ ይህቦም። መነኮስ ግን በረኸትን ምጽንናዕን እዩ ዝህቦም።
@fissehageremeskel115
@fissehageremeskel115 3 жыл бұрын
ንድካታት ተስፋ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ዘሎ ናይ ቤተክርስትያና ክዋሃቡ ኣለዎ ዝብል ቃል መስለኒ ዝጎደለ መልኡለይ ቡሩካት ኣሕዋተይን ኣሓተይን
@naxnetkidane288
@naxnetkidane288 3 жыл бұрын
Ndeqna b hxannetom athizna qal amlak knmhrom menfesawi film wn kemdey aselchwom hadehade gzie kenereyom kem delena meknyatu sala adu dnegereto qal amlakn tarik semaetnet nay qudusan wen knegrom kem delena xelot xom entay mkanun ente negirnayom wela msabeyu ayrsewon iyom kemu ngber yehwatey kulatna ab dedelenayo selam qsanet yhabenaa amlak 🙏
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረኸቱን ረዲኤቱን ናይ ቁዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቅ ምስ ኩላትና ዩኹን
@kirostesfay2700
@kirostesfay2700 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen💒💒💒🙏🙏🙏 qal hewet yesemelna
@askalegebremichael783
@askalegebremichael783 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አግዛብሄ ብረክቶም ርዴኤቶ አይለየን🙏🙏🙏🙏🙏
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 жыл бұрын
አሜኝ አሜን አሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኮ
@Hayat-sc5ep
@Hayat-sc5ep 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኤቶምን ምስ ኩላትና ይኩን
@tsigeroamntsigeroamn7311
@tsigeroamntsigeroamn7311 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🕊🕊🕊🇪🇹
@robelmesfun6273
@robelmesfun6273 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmalna kuburat mahber berketun amaldnetu nay abona yewhans afwerki ms kulatna hzbekrstiyan yikun Amen 🙏
@maranatajesus9607
@maranatajesus9607 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ፍቅራተይይ! መንፈሳዊ ክሪኢ ንብዓት ውርረር ይብለኒ ደስ ድማ ይብለኒ፥ ግን ጭላፎም ክሕዝ ግን ሓይሊ ይስእን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ይሕዋተይ
@mantes7
@mantes7 9 ай бұрын
❤😢
@ghhhhj6412
@ghhhhj6412 3 жыл бұрын
ብሓቂ ብቋንቋና እዚ ቅዱስ ዝኮነ መንፍስዊ ዝሕለፍዎ፣ ትሪኮምን ፣ትምህርቶም፣ትግሳጾም፣ ክተማሓላለፍልና እግዚአብሔር ዝፍቅድልኩም እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኩን።
@wdom1873
@wdom1873 Жыл бұрын
Amen Amen kal hiwet yesmaelna xegeun bereketun nay kudus Abona yewhens Afewerki ayfeleyena
@Never-giveup20
@Never-giveup20 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmaelna bereket nay qudus yewhans ayfeleyena🤲♥️🤲♥️🤲♥️
@beletse3
@beletse3 3 жыл бұрын
ጥዕምቲ መንፈሳዊ ፊሊም እያ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ነዚ ዝተርጎምኩም
@user-tw3ih8up3n
@user-tw3ih8up3n 3 жыл бұрын
ጥዕምቲ መንፈሳዊ ፊሊም እየ አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ነዚ ዝተርጎምኩም
@freminatusselama4145
@freminatusselama4145 3 жыл бұрын
ኣሜን በረከቶም ናይ ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፍወርቅ ይሕደረና ንዓኻትኩም ከኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@melestesfay2043
@melestesfay2043 Жыл бұрын
Amen amen amen ajemiru nzefexemena kbrn mesganan nlul egziabiher amlakna medhaninan zkone eyosus kurstos kbrn msganan ybxahayo amen weleweladiti dngl welemesqelu kubur amen
@user-vy6wu5nj8e
@user-vy6wu5nj8e 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሜን
@fthawitnuwaye3418
@fthawitnuwaye3418 7 ай бұрын
amen amen amen qal hiwet yesmalna nay abona kudus yohhanes afwerki brketun redetun ms kulhatna ykun❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@angosomsahle9641
@angosomsahle9641 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከት ቅዱስ የዉሃንስ ምስ ኩሉና ይኩን
@slmslm7388
@slmslm7388 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐና ክቡራት ኣሕዋተይ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኹን🙏🙏🙏
@marinanday9201
@marinanday9201 4 ай бұрын
Amen Amen Amen bereket nay qdus abona yohans afewerki ms kulna ykun
@user-yq4vy5pr4s
@user-yq4vy5pr4s 5 ай бұрын
Nayi bihaki kali hiwet Yesmalina Berekit Nayi Abena Yewihanis Afewerki Yihderelina ❤❤❤❤❤❤❤
@lchiyakfliyosus8683
@lchiyakfliyosus8683 3 жыл бұрын
Amem Amen Amen qale hiwet yesmeana 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@danielgebrehiwet4495
@danielgebrehiwet4495 4 ай бұрын
Amen Amen Amen nay kudus aba sawiros tseletomn bereketomn yhderena
@user-mi5ho4nc8h
@user-mi5ho4nc8h 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስምዐልና ኩቡራት ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@Rd-pt7fy
@Rd-pt7fy 3 жыл бұрын
ንብሓቂ ደስ ዘበሊ ትምህራቲ ብጣዕማ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሱኩሊትነ ይኩን ኸበሪ መስገን ንዓ ይኩን።
@hahhah8928
@hahhah8928 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 50 МЛН
New model rc bird unboxing and testing
00:10
Ruhul Shorts
Рет қаралды 27 МЛН
Sigma girl and soap bubbles by Secret Vlog
00:37
Secret Vlog
Рет қаралды 14 МЛН
New Eritrean Orthodox Tewahdo Menfesawi Drama "አቡነ ዘበሰማያት 3ይ ክፋል"
23:07
SDRABET EGZIABHIER ስድራቤት እግዚአብሔር
Рет қаралды 228 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,1 МЛН
የጌታ ወዳጅ አባ ቢሾይ / Aba Bishoy
1:35:44
የቅዱሳን ታሪክ / Yekidusan Tarik
Рет қаралды 641 М.
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 50 МЛН