ቻይና ንእስራኤል ዘቆጥዐ መግለጺ ሂባ ፧፧ ጋዛ ከተዕርፍ ሊባኖስ ድማ ናብ ሓዳስ ቃዛ ክትቅይር

  Рет қаралды 24,268

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 43
@fnanappinfotech
@fnanappinfotech Ай бұрын
ሰናይ ኣፕ ኣውሪድኩም ተጠቀሙላ play.google.com/store/apps/details?id=com.fnanapp.senayaudiobooks&pcampaignid=web_share
@legesetesfa
@legesetesfa Ай бұрын
ሰላም ንኩልኩም ኣመንቲ ኦተደኩስ እንቃዕ ብሰላም ናብ መስቀል ብሰላም ኣብጸሐና ፍጣሪ
@ahmedidris890
@ahmedidris890 Ай бұрын
❤welcome brother
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 Ай бұрын
ሕዝብላህ ምስ እስራኤል ምልኻፉ ምኽንያት የብሉን ብዓቢኡ መንግስቲ ሊባኖስ ዓለምለኻዊ ኣፍልጦ ዘለዎ፡ ንህዝቢ ሊባኖስ ክልልክሙዎ ኢዮም እስራኤል ናብ ባዶ ከይመለስዎም ዝዓርፉ ኣይኮኑን ሎም ዘበን መፍተኦም ኢዩ ወሪዱሎም ዘሎ ፡ዋላ እቲ ቅድሚ ዓሚ ሓማስ ዝፈጸሞ ቅትለት እስራኤላውያንውን ፖለቲከኛታ እስራኤል ኣይጸልእዎንዮም ጥዑይ መመኽነይታ ኢዮም ረኺቦም ፡ሕጂ ኣበይሎ ሓማስ!? ቻይናውያንውን ቢነሶምበር ንሊባኖስ ኣይድንግጹንዮም ፡ማኸላይ ምብራቕ እስራኤል ክትዕንድረሉ ኢያ ፡ማፕ ናይ ዖኣዳውን ብሓይሊ ክተግፍሖ ኢያ ፡ዓለም ከኣ ክትለምዶ ኢያ ፡ ሮራታት ጎላን ህያው ምስክርዮም
@wedihagos2024
@wedihagos2024 Ай бұрын
🌿💙
@salihseid-ko9hl
@salihseid-ko9hl Ай бұрын
Hawai
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 Ай бұрын
Thx bro
@ShidenMsgna
@ShidenMsgna Ай бұрын
Thx 😂?(Thanks)
@believepeacefully9333
@believepeacefully9333 Ай бұрын
መጽሓፍ ቅዱስ አንብብ፥ ትንቢት ሕዝቅኤል 38፥ 14 ቻይና, ራሻ ተጎቲቶም አብ ኣብ መሬት እስራኤል ከይዶም ክጠፍኡ እዮም። ቃል ኣምላኽ ከይተፈጸመ አይሐልፍን እዩ።
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 Ай бұрын
እወ ግን እቲ ግዜ'ቲ ዝኣኸለ ኣይመስለንን ግን ኣምር ይርኢ 'ሎ እቲ ኣንፈት ግን ንጹርዩ
@AsmitOsman
@AsmitOsman Ай бұрын
ሎቆመጽ አብ መወዳእታ ዓለም እስራኤል ከትጠፈአ እኛ ​@@kubromzewde9008
@samiajemal4040
@samiajemal4040 Ай бұрын
meshafkum nay gbre shbera mkanu thbruna alekum.kem zeymeretka mugubat,kolua sebeyti mktal,setawi ames ab lieli deki nstyon deki tebaetyon zefkid mkanu thbruna alekum .bhasiru sni nay srah sheytan nay gbresedamawin mkanu eyu.
@LovelyCoyote-sj3kb
@LovelyCoyote-sj3kb Ай бұрын
Tegage aleka tnbit eyu amalk yfelt Aslam belebom ab leli ayhud entay yehasbu ​@@samiajemal4040
@azahelbiniam249
@azahelbiniam249 Ай бұрын
​@@samiajemal4040😂😂😂😂 እንታይ ትብሊ ጓለይ ዓለም ብኣኹም ኢያ ተበጽቢጻ ዘላ መሓመድ ዝበለኩም ክትፍጽሙ ናብ ሲኦል ተምርሑ ኣለኹም 72 ኣንስቲ
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 Ай бұрын
ህዝቡላህ ባዕሉ ኢዩ መዓቱ ጸዊዑ፡ ኣብናይ ቃዛ ዝጀመረሉ ህዝቡላህ ኣነ ከኣ ንእስራኤል ከጥፈኣ ኢየ ይብል ኔሩ። እስራኤል ንህዝቡላህ ናብ እስራኤል ምስትድ ክንደይ ግዜ መጠንቀቕታ ሂባቶ ኢዱ ኪጥርንፍ ኣይከኣለን፡ ሕጂ ከኣ ይስሓና እንበር።
@AsmitOsman
@AsmitOsman Ай бұрын
ለቅመጽ
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 Ай бұрын
​@@AsmitOsmanknegreki endo brkti habtey.hezbollah nmntay elama temesritu,mengsti libanos kelo.ashebari gujile nmntay b hzbin, mengstin libanos tekebalnet rekibu. Ezi kitefie tray eyu zelewo.guday Palestine n palestine.hamas, Hezbollah asheberti etukat eyom.alem habira kthakom alewa.b flay Hezbollah aymlketon eyu abti guday.hamas kea b selam ms Israel kisemamae alewo
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 Ай бұрын
@@AsmitOsman ክክክክክ ሎቕማጽ ዲኺ ኢልኪ፡ ንስኽስ እንታይ ይምልከተኪ ብዛዕባ ህዝቡላህ ትሕለቒ ፡ ኣነስ እኳ ኣብ እስራኤል ኣለኹ። ምሳኻትኩም ኣሕዋት ኴንካ ምኻድ ብጣዕሚ ኢዩ ከቢድ ብሃይማኒት እንበር ብመኒነትኩም ወይ ሃገርኩም ከምዘይትሓስቡ ጽቡቕ ጌርና ኢና ንፈልጥ።
@bigstartransportationllc1394
@bigstartransportationllc1394 Ай бұрын
Fanny welcome 🙏
@semirtekle1014
@semirtekle1014 Ай бұрын
ኣየ ፉናን ኣብ መሬትካ ብ ፃዓዱ ተርሱስ ን እስራኤል ትድግፍ ኣለኻ
@ChristianoRonaldo-z7h
@ChristianoRonaldo-z7h Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@adikeyh7770
@adikeyh7770 Ай бұрын
ደንቆሮ ከዳዕ ንቻይና'ሞ እንታይ ክትገብራ
@biniyamgebresilasi3677
@biniyamgebresilasi3677 Ай бұрын
ሰላም ፍናን ሓውና። ቀጺለ ብዛዕባ Raper Diddy and Justin bieber ዜና እስከ ሃበና ኢኻ: ዝከኣል እንተ ኮይኑ
@hanibalgebar7580
@hanibalgebar7580 Ай бұрын
ቻይና በላዒት ኣንጭዋ 😂 መን ሰብ ምስ ሓሰባ ዩ
@AsmitOsman
@AsmitOsman Ай бұрын
ነፈጨ
@SalahSulaiman-d8y
@SalahSulaiman-d8y Ай бұрын
Seb geratka zela hager aytkhad donkoro made in china 🇨🇳
@hanibalgebar7580
@hanibalgebar7580 Ай бұрын
@@SalahSulaiman-d8y ኪድ ንስኻ ብላዕ እንበር ኣነ ንብረት ቻይና ክጥቀም ኣይኮነን ሪኤ ውን ኣይፈልጥን
@dahlak3739
@dahlak3739 Ай бұрын
ቤት ጽሕፈት ሞሳድ ኣይዓነወን ፋኒ ሃንቲ ሚሳይል ተኪሶም ንሳ ከኣ በርዒኑ ዩ
@mussiearaya1199
@mussiearaya1199 Ай бұрын
3 war darga mijimaru yu fulut 😒🤦‍♂️ Brics Vs Nato
@semirtekle1014
@semirtekle1014 Ай бұрын
ጉዳይ ልጢፋ ኸ
@neimaafaidris9915
@neimaafaidris9915 Ай бұрын
Egypt. Dubai. Saudi Arabia. Quter. Kuwait mealtiken texebebaya kkkkkkkkkkkkkkkk kulu bebmealtu briga eyue mexnat zollo film eyu eyom ziserhu zellewu Israel.eroupa America. Muslim nmtfa eyoum aberitim ziserhu zellwu
@yemanetsegay4807
@yemanetsegay4807 Ай бұрын
fani buruk xsebuk program eu gela aynet
@dahlak3739
@dahlak3739 Ай бұрын
China sakit ya just propoganda xlilty meas koyna waga zeybla libanos kitkewun
@hanibalgebar7580
@hanibalgebar7580 Ай бұрын
ኢስራኤል ትደብድቦ ዘላ እንበር ሁዝቡላይ ወንጭፉ ደርሆ ኣይቀትልን ኣብ እስራኤል ታ ሊባኖስ ኣሰር ቃዛ ክትስዕብ ያ
@AsmitOsman
@AsmitOsman Ай бұрын
ኪኪኪኪኪ እስራኤል ቆልዐ ሰበየቲ ተቀትል
@kiflomabraham6905
@kiflomabraham6905 Ай бұрын
@@AsmitOsman kulom chekanat zey atuys akmi eu sinu
@hanibalgebar7580
@hanibalgebar7580 Ай бұрын
@@AsmitOsman ፈስፋስ ኣብ ቆልዓ ሰበይቲ ተሾጊጥካ ትፍልር ተኮንካ ዳኣ ትድከር ኢወ ታይ ዝና ኣለካ
@mahartabtesfai9451
@mahartabtesfai9451 Ай бұрын
​@@kiflomabraham6905😂😂😂 ነቶም ቆሉዑ ሰበይቲ እኮ ከም ዲፋእ እዮም ዚቲቀሙሎም ቢጃማ ለቢሶም ሚስ ኣኒስቲ ይሒዎሱ እቲ ጸገም ናይ ኢስራአል ሮከት ሰቢኣይን ሰበይቲን ኪትፈሊዮም እና ኣጸገሞ
@AsmitOsman
@AsmitOsman Ай бұрын
አተ ገዐገዐ እስራኤል ናዓካ ነፈጥ አማኒ ከሩሰተሰ ኢላ ከብረት ትህበካ ድዩ መሰሉካ
@rahelnegasi1803
@rahelnegasi1803 Ай бұрын
❤❤❤❤
БУ, ИСПУГАЛСЯ?? #shorts
00:22
Паша Осадчий
Рет қаралды 2,5 МЛН
When Cucumbers Meet PVC Pipe The Results Are Wild! 🤭
00:44
Crafty Buddy
Рет қаралды 30 МЛН
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 86 МЛН
Disrespect or Respect 💔❤️
00:27
Thiago Productions
Рет қаралды 38 МЛН
БУ, ИСПУГАЛСЯ?? #shorts
00:22
Паша Осадчий
Рет қаралды 2,5 МЛН