#ጭላ

  Рет қаралды 18,539

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 143
@muluwelday4144
@muluwelday4144 Ай бұрын
መምህረይ አብ ጉዕዞ ብዙሕ ዉረድ ደይብ ዘሎእዩ እና እግዚ አብሔር ሓይልን ትዕግሰትን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 Ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሓወይ እመብርሃን ኣደይ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንካ ትኩን ብጣዒሚ እየ ዘደንቀካ ኣብየት ዓቅሊ❤❤❤❤
@ኩሉበኣካኮነ
@ኩሉበኣካኮነ Ай бұрын
መምህር ጸጋይ ኣጀኻ ኣብ ጉዕዞ ብዙሕ ወረድ ደይብ ስለዘሎ ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብኻ ።
@Raneen-q2b
@Raneen-q2b Ай бұрын
መምህረይ ኣብየት ኣንደበት ኣብየት ዓቕሊ ይመላኣልካ ተባርኽ ብርክኻ ይፅናዕ ፈጣሪ ፀጋኡ የብዝሓልካ
@gjgj-cg2qy
@gjgj-cg2qy Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣክእሎ ይሃብካ መ/ር ፀጋይ ዓብይ ሰብ ዘመንካ ይባረኪ አቦ ዉፃዓት ኢካ ❤❤❤😍😍😍
@MelakuTesfaya
@MelakuTesfaya Ай бұрын
ፅብቅ ንዝሓስብን ፅብቅ ንዝገብርን እግዝአብሔር ይባረኽ ይሓልዎልና አምላኽ❤❤❤
@AwetYrga-z8p
@AwetYrga-z8p Ай бұрын
ናትናሰብ ፅቡቅ ዝገብረሉ አይፈትየ ንስኻ ፈጣሪይ የሓግዝካ❤❤❤❤❤
@brhaneye
@brhaneye Ай бұрын
ኣየ ዙህዝቢ ረኺቡዎ ዘሎ ሽግር 😢 መምህር ፀጋይ ኣጆዃ ህዝብና በቲ በፂሑዎ ዘሎ ሽግርዩ እምበር 😥😣 ንዘውፃእኹም ተባረኹ 🙏
@ساره-ث6ب3ق
@ساره-ث6ب3ق Ай бұрын
መምህረይ ኣብጉዕዞ ብዙሕ ውረድ ደይብ ዘሎእዩ እና እግዚኣብሔር ሓይልን ትዕግስትን ይሃብካ🙏🙏🙏❤❤ህዝበይ ፈጣሪ ካብዙ ዘለኻዮ ሽግርን መከራን መዋፅኦ ይፍጠረልካ🙏🙏
@bettyboo7783
@bettyboo7783 Ай бұрын
እግዚኣብሄር እድመን ጢኢናን ይሀብኩም እመቤቴ ማርያም በረከት ይሀብኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@dgdffvryfgh4483
@dgdffvryfgh4483 Ай бұрын
እግዚኣብሔር ሓይልን ትዕግስትን ይሃብካ ዝሃብኩም ዘላለአለም ናሃብኩም ንበሩ ህዝበይ ትሉዑል ፈጣሪ ባዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትኩም ሓሊፉ ተዉግዕሉ ግዜ የምፀኣልኩም
@AbebaKahsay-v7m
@AbebaKahsay-v7m 23 күн бұрын
ንኹሎኹም አ/ር ኣምላኽ ግርማ ይኽደንኩም ፀግኡ የብዛሓልኹም
@wyeyg53yrg24
@wyeyg53yrg24 Ай бұрын
መምህረይ ፀግኡ የብዘሐልካ ዓቅልን ፅንዓትን ኣካእሎን ይሃብካ❤
@TsigeredaEstifanos
@TsigeredaEstifanos Ай бұрын
ተባረኽ 🙏❤️🙏እግዛብሄር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ ናይ ኲሉ ኣብነታዊ መምህር
@BellaG-h9d
@BellaG-h9d Ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሃወይ ፈተናካ ሃዱሽ ኣይኪነን ንከይትወድቅ ኣምላክ ኣሎ ምሳካ ት እግስቱ ይሃብካ ካብ ክፉ እ የድህንካ
@Melody_On
@Melody_On Ай бұрын
መምህር ጸጋይ ሓወይ ምስ መሳርሕትኻ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዓስብኩም ኣምላክ ይኽፈልኩም ንጽቡቅ ንሰናይ ስራሕ እውን ፈተና መከራ ዕንቅፋት ኣለዎ እዩሞ ኣምላኽ ጽንዓት ብርተዒ ሓይሊ ኣኽእሎ ይሃብኩም ብዙሕ በረከት እውን ክትረኽብሉ ኢኩም ብነብስኩም ብስጋኹም እንተጸገመኩም ኣጆኩም በርትዑ
@Weyni-v3i
@Weyni-v3i Ай бұрын
ህዝበይ 😢ህዝበይ ህዝበይ 😢😢😢 ፈጣሪ ምስካ ይኩን ህዝበይ😢
@kokobxbah6630
@kokobxbah6630 Ай бұрын
The way you deal with people in need is really great, I am impressed by you, may God protect you and keep you safe
@EtttugfIgbgfjgfĝ
@EtttugfIgbgfjgfĝ Ай бұрын
ኣጆካ መምህረይ😢😢😢😢
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ Ай бұрын
_ተመሰገን አምላክ ንዋሃቢ ይሃቦ አግዚአብሔር አምላክ ይሓልኩም እመቤታችን ምሰካ ትኩን ዝሓወይ🎉🎉🎉እግዚአብሔር አምላክ ትዕግስት ይዓድለካ እንብረ እንታይ ክባሃላ ኮይኑ ግን ናይ መንግሰቲ ሰራሕተኛ ዶ መስለዎም ይኩን_
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 Ай бұрын
ኣየ ህዝቢና ኣግንዎ ዘሎ ኣምላክ ኣቦይ ባዓን ምሕረትካ ጠምቱሞ❤❤❤😢😢😢😢😢😢
@getahagos
@getahagos Ай бұрын
እልልልል እሰይ ተመስገን❤❤❤❤🙏🙏🙏
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj Ай бұрын
ኩሉኩም ኣብዚ ሰናይ ስራሕ ዝተሳተፍኩም እግዛኣቢሄር ምሳኩምን ምስ መላእ ስድራቤትኩምን ይኩን ኣሜን(3)።
@GgfFffy
@GgfFffy Ай бұрын
ኣጀካ ፀጉሸይ እግዚአብሔር ምስካ ይኩን ፀጉኡ የብዘሐልካበይ ስብ ሕማቅ እዩ ኣመሉ ኣይ ስብ😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ Ай бұрын
መዋፅኦ ይፍጠረልካ ህዝበይ 🙏❤😥
@SfgGgh-h3k
@SfgGgh-h3k Ай бұрын
አይዞካ ፀግሸይ ❤❤❤❤
@ZabibaHassan-h2u
@ZabibaHassan-h2u Ай бұрын
እግዜብህረ አምለክ ያሀግዙኮ, ❤❤❤❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
መምህረይ እግዝአቢሄር ሓይልን ትዕግስትን ይወስኸልካ እቱ ህዝቢ እውን መዋፅኦ ይፍጠረሉ 😢😢😢😢💔💔💔
@SaraSaa-le1oo
@SaraSaa-le1oo Ай бұрын
ህዝበይ ፈጣሪ ያሓግዝካ ዓቅሊ ግበር
@selamtuquabo-girmazion3068
@selamtuquabo-girmazion3068 Ай бұрын
ምሰጋና ካብ ሰብ አይትጸበ በቲ ዝገበርካዩ አምላክ ጸግኡ የብዝሐልካ እተን ዝተሐገዛ አዴታት ድማ ምርቃተን ይብጻሕካ
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie Ай бұрын
ትዕግስትን ሓይልን ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ❤❤❤❤
@nnnKk-dy9ng
@nnnKk-dy9ng Ай бұрын
ኣቶም ህዝቢ ንፅብቅ ዝሰርሕ ሰብ ዘይ በራታዓናስ ንመን እና ስለዚ አሕዋተይ ሳብስክራይብ ንግበረሉ ንሓውና ንመምህር ፀጋይ ናይ ፅግማት ኣቦ ❤❤❤❤ ንክሉ ዝክእል ዓቅሚ ኣለካ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Abeba1985
@Abeba1985 Ай бұрын
እዞም ሐሳዳት አንጨብጨቡ አየንጨበጨቡ ዚተረፈካ የልቦን መምህረ ጸጋይ ነዚአቶም፡ኪብረት አየዲልዮምን ።
@brhaneye
@brhaneye Ай бұрын
ዋይ ኣትዮ ፀገምዩ ዘዛርቦ ዘሎ ህዝቢዋ መልሓስኪ ኣደብ ግበርሉ 😢
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o Ай бұрын
ተመስገን ኣንታ ኣምላኽ ገለ ከጽቡቡልካ ከለውስ አንቃዕ ዘርህዉ ካኣ ሃለዉ ኣምላኽ ንኹሉ ገባሪ ሰናይ ሰናይ ይሃቦም ።
@Melawitchanel
@Melawitchanel Ай бұрын
ሪኢና ላይክ ምግባር ኣይንረስዕ ኣሕዋት🥰🥰እግዚኦ እዞም ህዝቢ ግን ሰብ ተሓጊዙ ኢሎምስ ኣውያት🤔😣
@brhaneye
@brhaneye Ай бұрын
ንሶምውን ፀጊሙዎም ኮይኑ እዩኮ 😢 መንግስቲ ዝለኣኾ መሲሉዎም ፀገም ታይ ዘየዛርብ 😢
@meksebtesfamaryam8232
@meksebtesfamaryam8232 Ай бұрын
Agziabiheir amlak msaka ykun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@beyblademasters9650
@beyblademasters9650 Ай бұрын
ኣሕ ዋይ ህዝበይ 😢😢😢😢😢😢
@cjbcj1888
@cjbcj1888 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢አየ ህዝበይ
@Mizer-zz2jk
@Mizer-zz2jk Ай бұрын
Tsegishey marey kuluuuu meliu zihabeka tebarek😢❤
@21ድግልማርያሞእናቴ
@21ድግልማርያሞእናቴ Ай бұрын
ኣምላክ ይሓግዝኩም🙏😭😭😭😭
@AbebaGebrekidan-l5b
@AbebaGebrekidan-l5b Ай бұрын
Fetare alem misaka ykun amen memheriy ajoka ajoka ajoka
@AAAa-fm8xi
@AAAa-fm8xi Ай бұрын
መምህረይ ኣክእሎ ይሃብካ ኦ ኣምላክይ ብዓልካ ታዓረቀና😂😂😂😂😂
@almazgebre8681
@almazgebre8681 Ай бұрын
Egziabher Amlak ms ezi halal hizbna yikun amen amen amen 💛💛💛❤️❤️❤️💔💔💔😢😢😢
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 Ай бұрын
ሓይሊ ይሃብካ ዝሓወይ
@sarayan525
@sarayan525 Ай бұрын
ዋይ በስምአብ ግን ፀገም ድዩ ስሰዐ ክንድዙይ ዘዛረቦም ዘሎ አብ ክንዲ ዝሕገሱስ ካብ መንግስቲ ድዩ ወይ ካብ ሃፍታም መሲሉዎም 😢😢😢😢መምህረይ ሓደራኻ በዚ ከይትስንብድ 😢😢😢
@Adisasgedew
@Adisasgedew 24 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
@LieltiyGirmay
@LieltiyGirmay Ай бұрын
Atum abziy senay negeri tsatefu egzabeheri msakum yukun bhaki ❤❤❤🎉🎉🎉
@ffanuscom2699
@ffanuscom2699 Ай бұрын
መምህረይ ኣምላኽ ሓይልን ጥዕናን ይሃብካ ነቲ ህዝቢ ኣይተሓዘሉ ዓቕለጽበት እዩ ዘዛርቦ ዘሎ ወይ ካብ መንግስቲ ዝመጸ መሲልዎም ይኸውን ኡፍፍፍ እዋይ ህዝቢ ትግራይ ዘለዎ መከራ ኣምላኽ ናብ መረበቱ ብሰላም ይምለሶ 🙏🙏🙏
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ Ай бұрын
እግዚአብሔር ይሃብኻ ፀግሽ ሓውና ❤❤❤
@tsigetesfaye8940
@tsigetesfaye8940 Ай бұрын
🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤አቦ ዓቅሊ ጉድጓድ ልቡ 1000🎉🎉❤❤ንበርርርርር 💓💓💗💗💗👑👑👑👑💊💊💊💊💊💛💛💗💗💗💕💕💛💛💛💗💗💗❤️❤️❤️❤️መድሓኒት ህዝቢ🎉🎉🎉❤❤❤
@gmdinentrfe3524
@gmdinentrfe3524 Ай бұрын
Egzbiher amlak tsegueu yebzhlka memher tsegay hawey
@ዝያዳtube
@ዝያዳtube Ай бұрын
ሽግር ድዩ ስስዐ ክንድዚ ዘዛርቦም ኣይተረደአንን😢
@brhaneye
@brhaneye Ай бұрын
ሽግርባ 😢
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. Uaye. 😢🙏😢🙏😢
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam Ай бұрын
🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie Ай бұрын
ብንብዓት ጀመረ ብንብዓት ዝወዳኣኩላ ቭድዮ ሓጎሰን ሓዘኑን ተሓዋውስኒ እከ ከምዝከማይ ስምዕት ዝተሰማዓኩም ላይክ ግበሩለይ❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉
@abebaberhe2161
@abebaberhe2161 Ай бұрын
ጭላ አብአትነብር አሞይ አላቲኒ ሞታይሰምዒ ኩሎን አዳታትና ኢየን እዚይ ዝገበሩኩም ፈጣሪ ይቀበለሉኩም ሰናይ ዚገበርኩም
@HeleneBerket
@HeleneBerket Ай бұрын
😢😢😢😢😢 ajoka memhrey ❤
@hadasmeles7808
@hadasmeles7808 Ай бұрын
ባዓል ደብረጼን መላይን ሐቢኦም ንኸይሞቱ ሂዎቶም ዘወፈዩ ሎም ስድራኦም ብጸገም እዳ ተሳቐዬ ንሶም ካአ ንስልጣን ይባአሱ አለው ደም ስዋአ በኒኑ ከምላባ የቃጽሎም ጎሐሉ
@brktitkabo2588
@brktitkabo2588 Ай бұрын
ኣምላክ የሓግዘ
@ተመስገንፈጣሪኣምላኬ
@ተመስገንፈጣሪኣምላኬ Ай бұрын
እግዚአብሔር ይባርኻ ወድነአይ❤😢🎉🎉🎉🎉😢❤
@May-vt1jq
@May-vt1jq Ай бұрын
እዋይ ህዝበይ መራሒ እንዶሞ ስኢኒካ
@senyaitteklisenbet3124
@senyaitteklisenbet3124 Ай бұрын
Egzabher aemelak mesakyekn
@muluemeles7201
@muluemeles7201 Ай бұрын
ajoka hawey bertie abyet nay seb nger btami yhzin 💔💔
@HadgembesGebresilassie
@HadgembesGebresilassie Ай бұрын
መምህረይ ኣጆኻ በርትዕ እቲ ህዝቢ እውን ዘለዎ ከቢድ ፀገም ኣማሪሩዎ እዩ እሞ ኣይተሓዘሉ
@Dsaerty-hi9cc
@Dsaerty-hi9cc Ай бұрын
አዞም ንሳትገድድ ዘይብሉ ዘይምሕጋዝ ነንባዕልና ንባለዐሉ ግዜየ በፂሑ ዱኲማት 😢😢😢😢😢
@galsenafe8334
@galsenafe8334 Ай бұрын
Egziabher amlak nab lbom ymlesom ajoka memhr xegay
@Xhxgzg
@Xhxgzg Ай бұрын
አዶዋይይ❤😢❤
@wesenambaye1200
@wesenambaye1200 Ай бұрын
Tagaey God be with you nice see you
@hiwotkidanu7662
@hiwotkidanu7662 Ай бұрын
Ayi memhri tsegay akailo yihabika
@genetGeidey-cy4gx
@genetGeidey-cy4gx Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢
@AberaAtaklti-tf7hn
@AberaAtaklti-tf7hn Ай бұрын
በርትዕ !! እቲ ህዝቢ ውን ከምኡ ክብል እኳ እንተዘይነበሮ ናይ'ቲ ህዝብና ናይ'ቲ ፀገሙ ጥልቀት ዘርኢ ስለዝኾነ ምራልካ ከይንካእ ሓደ ረኻ !!!
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie Ай бұрын
❤❤😢😢
@edenaraya9795
@edenaraya9795 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@DfUf-ut9fi
@DfUf-ut9fi Ай бұрын
❤❤❤🎉
@menbereberhe9318
@menbereberhe9318 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢❤
@HagoseBirhanu
@HagoseBirhanu Ай бұрын
ተባረክ❤❤❤
@LiliGolnegiy
@LiliGolnegiy Ай бұрын
😢😢😢😢❤❤❤❤❤
@TabrhTazebe
@TabrhTazebe Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@تبتبايتب
@تبتبايتب Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖😪😪😪😪
@HghhdHgddj
@HghhdHgddj Ай бұрын
❤❤🎉🎉😢😢
@EfreamMezgebe
@EfreamMezgebe Ай бұрын
Apprectiated work god bless you
@SemharYemane-ky7wl
@SemharYemane-ky7wl Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@መዳቦይ
@መዳቦይ Ай бұрын
ምንም ዘሕርቅ ወይ ተስፋ ዘቁርጽ የብልካን ጸጋይ ሓውና፣ ህዝብና ከምኡ እንተበለ አይተሓዞን ዓርባዕተ ዓመት ሙሉእ ካብ ዓዱ ተሰዲዱ ከርፋሕ ናብራ እዩ ዝነብር ዘሎ፥ ነቶም ካብዚ ሽግር ከውጽኡና እዮም ኢሎም ደቆምን ንብረቶምን ዝሃብዎም መራሕቲ ድማ ነዚ ኩሉ መስዋእቲ ረሲዖም ብጽጋብ ይራግሑ አለው፥ ስለምንታይ ግን አብዚ ወዲቅና፣ አየሕዝንን፣ ህዝብና እዚ እዩ ኢዱ፣ ጸጋይ ሓውና ውን ስምዒትካ ሕልው አቢልካ አጆኩም ህዝብና ሽግርኩም ይርደአና እዩ ኢልካ ናይ ተስፋ ቃል ሒብካ ከተፋንዎም ነሩካ፣ ሙግብባዕ አየድል፣
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ Ай бұрын
_ከም ኣነ ግን ናይ መንግሰቲ ሰረሓተኛ እዩ መሰለዎም ዐመፀ ዓመፆ ሰመዒ ሰአነሞ ሰለ ዝፀኑሑ እዩ የመሰለኒ ዋይ ህዝበይ😢_
@SSa-q5w
@SSa-q5w Ай бұрын
😢😢😢
@ተመስገን-ዘ2ገ
@ተመስገን-ዘ2ገ Ай бұрын
🙏🙏❤❤❤❤
@TsegaTsga-g8n
@TsegaTsga-g8n Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@jjhvbb9019
@jjhvbb9019 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@merryhani7986
@merryhani7986 Ай бұрын
💔💔💔💔💔
@Abeba1985
@Abeba1985 Ай бұрын
አብ ደገ ዘሎ ትግራዋይ ንሳቶም ዘቆጸረዋ ግዱዩ መሲልዋም ወይሲ መንግሲት ሐገዚ ዚገብረሎም ዮ መሲልዋም እሞ፡ከም ግደታ ሐሲቦሞ
@brhaneye
@brhaneye Ай бұрын
ናመንግስቲ እዩ መሲሉዎም 😥😣
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@knvv3447
@knvv3447 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊
@مريمم-غ2ت
@مريمم-غ2ت Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤
@mezmurmariyam-ys7
@mezmurmariyam-ys7 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😭😭😭😭
@rsjv415
@rsjv415 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@FyuhYytyuuy
@FyuhYytyuuy Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@a10waiat31
@a10waiat31 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢🤲🤲🤲🙏
@abduljdihs9933
@abduljdihs9933 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Frutgalagame
@Frutgalagame Ай бұрын
😢😢😢😢እቲ ህዝብና ፀገሙ ውሽጡ እዩ ዘባእሶ ዘሎ😢 ወይለ
@utsr5458
@utsr5458 Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰😢😢😢😢
@Fds567-wy9oe
@Fds567-wy9oe Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢
@hskf4344
@hskf4344 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
SLIDE #shortssprintbrasil
0:31
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН
УЛИЧНЫЕ МУЗЫКАНТЫ В СОЧИ 🤘🏻
0:33
РОК ЗАВОД
Рет қаралды 7 МЛН
Хаги Ваги говорит разными голосами
0:22
Фани Хани
Рет қаралды 2,2 МЛН
#ሽረ #እንዳስላሴ  ክብረ በዓል ሽረ እንዳ ስላሴ
17:08
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 3,8 М.
ገዳም ሚድያ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta
31:30
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 21 М.
ኣደይ መዓረይ ዝናብራ ንምንታይ ንበይንኺ ኾይኑ
17:47
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 23 М.
Eritrean Dating and Relationships Struggle PART 1- BOON PODCAST
57:48
SLIDE #shortssprintbrasil
0:31
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН