CHURA MEDIA NEW TGRIGNIA MUSIC 2024 KIFLOM YKEALO (ይገይሽ ኣለኹ)

  Рет қаралды 67,110

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ

Күн бұрын

/ @churamedia355
/ churaband1
@ ዝኸበርኩም ፍትዋት ወገናትና ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቭዲዮ ዳውንሎድ ጌርካ ምውራድ ወይ ከኣ ኣብ ካልእ ምዝርጋሕ፣ ንሰነ-ጥበባዊያን ሃስያ ስለ ዘለዎ ብኽብረትኩም ካብዚ ዘይሕጋዊ ስራሕ ንቆጠብ።
© Copyright: chura band. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#chura #media #tigrignamusic

Пікірлер: 840
@mussietn1966
@mussietn1966 8 күн бұрын
ኣድነቕቲ ክፍሎም like ኣግርጭው 🎉
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 8 күн бұрын
❤❤❤❤
@jesusmaryam8164
@jesusmaryam8164 8 күн бұрын
5 ዓመት ላይክ ለሚንካ 😂😂
@wediKdusGebrial
@wediKdusGebrial 7 күн бұрын
5ዓመት ንለማኒ ከይተኮብካ ​@@jesusmaryam8164
@ፊፊየ
@ፊፊየ 7 күн бұрын
​. Emeneni ane ab kulu ye zreyo kemzi natey zfelto yhlu do enda belku meliskalu 😂😂😂
@Danini-o1i
@Danini-o1i 7 күн бұрын
​@@ፊፊየ😂😂😂😂😂😂😂 lomi nay lbey sihiqe
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 8 күн бұрын
🎵 🎶 🎼 ይበል ጥበብ ዓቃቡ መንነቱ ተስፋ ህዝቡ🩵ኣካ ጩራ ⛅️
@ፊፊየ
@ፊፊየ 7 күн бұрын
Kid temahirka mxae qanqa drbay 😂😂
@user-bl1qv3cx7i
@user-bl1qv3cx7i 7 күн бұрын
ስቅ በል ሃሳስ 😂😂😂😂😂
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 Күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Kiduberye
@Kiduberye 6 күн бұрын
My favorite ❤️!! Singer!! ክፍሎም!! ዕድመን ጥዕናን::: ይምነየልካ!! ቃላት የብለይን!! ዝፈትዎ !! እብ ጎኒ ውፁዕ ህዝቡ ጠጠው ዝበለ!! እቤት ድምፂ!!!❤❤❤
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 8 күн бұрын
ክንፈዋይ ብሉፀይ ከምዚይ ከማይዶ ዝፈትዎ ይህሊ እስኪ ላይክ👍 ሃብኒ❤🎉🎉🎉🎉🎉
@መንነተይእዩክብረተይ
@መንነተይእዩክብረተይ 8 күн бұрын
ወዲ ህዝቢ ኣርማ ሰላም ይበል ስራሕ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ኣነስ ክፈትዎ❤💙
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 8 күн бұрын
ጩራ ባንድ ብርሃን ሕብረተሰብ ትግርኛ ባህልን መንነት።
@konjithagos7591
@konjithagos7591 7 күн бұрын
Ney biheki kiburit yihiwetina aenibesatati deleyti fithin selam komiaefikum yigiberelina aeb hetir gize bitaeimi nufuaet aemilak eidimen tienan yhebikum
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 8 күн бұрын
ክፍሎመይ ኣርማ ሰላም ፍቅር ፈታው መንነቱ ን ወናነ ሙሉአ ሕልና ብሉፀ ሰብ ወድ ህዝብ ብሉፅ ስራሕ ኣጀኻ ወገነይ ዝፈትወካ ሓፍትኻ ጋል ትግራይ 💙💙🙏😍🌿💙💙👌👌🌿🌿😍😍🌿👌👌👌
@Solomon-j3n
@Solomon-j3n 7 күн бұрын
ዓቃቢ ባህልና ዓቃቢ ሰላም ዓቃቢ ክብርታት ወለድና ብኤርትራ መሊአ ተስፋ ከይቆርፅ ዝገብሩኒ ጩራዉያን እዮም ጩራ ሰላም ጩራ ሓድነት!!
@Wiz-Mile-143
@Wiz-Mile-143 7 күн бұрын
ገለ ካብ ሰንደቅ ዕላማይ ብጭልፋ ዝረኸብኩላ ደርፊ Good Job ወዲ ይካኣሎ ❤❤
@WediBrhane-t6h
@WediBrhane-t6h 8 күн бұрын
ዋው ገለ ኣይነት ስራሕ ከፋሊ ቀጽለሉ
@dawitjigna
@dawitjigna 7 күн бұрын
Masterpiece! ክፍሎም ሐዉና ዕምቆት ባህሊ ስርዓተ ክብሪ ወግዒ ዝሐዘለት ደርፊ።👈😎
@ruthh1755
@ruthh1755 8 күн бұрын
Beautiful song Kiflom as usual 🎵🎵 Rihus beal Meskel ✝️ 🙏🙏 amete selamin rahiwan fiqirin yigiberelina 🙏🙏💙💙
@raheltesfai9373
@raheltesfai9373 8 күн бұрын
ርሑስ በዓል መስቀል እንቃዕ ኣብጽሓና ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ ባህልና ዝመስል የለን 👍💙🥰🌻🌽🌼🕊️🩵
@AdDf-u5f
@AdDf-u5f 8 күн бұрын
እንኳዕ ኣብጸሓኩም ሰማዕቲ ትግርኛ🎉 kiflom good job❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@KilmanBeletse
@KilmanBeletse 8 күн бұрын
ከፋሊ ጅግና ኣርሓ ጥበብ ኸም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ❤❤❤
@yashikonju8805
@yashikonju8805 7 күн бұрын
ክፍሎመይ አቦ ሰላም ፍታዊ መንነቱ ሓበን ትግርኛ ❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💙💙💙💙💙💙💙💙
@atakltitafere5687
@atakltitafere5687 8 күн бұрын
ከፋሊ ወትሩ ብሉጽ ናይ ዘመና የማነ ባርያ ኢካ ብጣዕሚ አየ ሰሚዐ ዘይመንዎ ስርሓትካ ላይክ አስከ ሃብለይ💚💙👍👍 🥰🥰🥰🥰🥰
@sikeyyygrande
@sikeyyygrande 7 күн бұрын
Do
@MogosTesfay-po8vn
@MogosTesfay-po8vn 11 сағат бұрын
እንታይ ትብል ወደይ እቲ ጸገምካ ንባርያ ብሽም ጥራይ ኢካ ትፈልጦ ደርፉ ሰሚዕካዮ ኣይትፈልጥን ኢካ ተመሊስካ ስምዓዮ
@MulueTadese-k4c
@MulueTadese-k4c 8 күн бұрын
እዋይ ክፍሎም ወድሓውቦይ ልበይ ረኺብካኒ ኣብራሃም ምስግና ድማ ጽቡቕ ግጥሚ በዚጋጣሚ በርትዑ ኣድነቕቶም ላይክ
@biniamkesete8475
@biniamkesete8475 6 күн бұрын
Kefali abzi zemen tbeb tefieu dbahalelu zelo eska gin wana koynkayo ekia emo nemsgneka. Tbeb bakalu zerakana ketslelu dma arha Degienay 💙💙💙
@weditgray-ho2yn
@weditgray-ho2yn 8 күн бұрын
Kflom❤ድምፂ ዉፁዕ ህዝቡ ኣድናቒኻ ወዲ ራያ ትግራይ❤🎉🎉🎉
@ዓንዲትይክኣሎ
@ዓንዲትይክኣሎ 8 күн бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻኻ ሓወይ መዓረይ💙💙💙
@dc8625
@dc8625 8 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ ህዝቢ ሓድነት ህዝቢ ትግሪኛ ተጋሩ ኣብ ምድልዳል ናይ ኣምበሳ ብጺሒት ዘለኩም ጩራ 🎗️✨💙
@MaergHans
@MaergHans 4 күн бұрын
ኣነስ ኮፈትዎ ፉሉይ ፍጥረት ፅብቅ ስራሕ ደስ ዝበል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 8 күн бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻእካ ክፍሎም ርሑስ ባዓል መስቐል ይግበረልና ብልጽቲ ደርፊ ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ 💙💚💙
@binamhabtu5939
@binamhabtu5939 8 күн бұрын
ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ ከፋሊ ጅግና ❤❤❤
@agh65ngjlc12
@agh65ngjlc12 8 күн бұрын
ክፍሎም ለባም ፅቡቅ ስራሕ❤❤️❤️💛💛💛💙💙💙💛💛💙💙💛💛❤️💛💛❤️
@yosiefasefa
@yosiefasefa 8 күн бұрын
❤❤❤ ጥበብካ እድሓደረ ይሰስን ከፋሊ ቡዙሑ ተዛክ ሮታት ገርካልና❤❤❤
@awetbrhane3174
@awetbrhane3174 8 күн бұрын
ከፋሊ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ንመን ኢልዎ እዚ ኩሉ ሕልምና ብሓይሊ ፈጣሪ ክገሃደልና እዩ💙💙💙🙏
@ትጂነኝያኣምነኣረጋዊልጂ
@ትጂነኝያኣምነኣረጋዊልጂ 8 күн бұрын
እንካዕ ድሓን መፃካ ወዲ ትግርኛና💙😍😍😘😘
@vipvip3278
@vipvip3278 7 күн бұрын
ክፍሎም ንጉስ መንነት ኣርማ ሰላምን ፍቅርን ❤💛💙ይበል ስራሕ👌👍
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 8 күн бұрын
ከፋሊ ዓርከይ ኩልግዜ ዕውት እንዲኻ ናይ ሎሚ ከኣ ፍልይቲ ዓወት ብፍሉይ ቅዲ ዜማን ግጥምን ካብቲ ፖለቲካ ኣመንጉው ኣቢሊካ ምምጻእካ እሞ ድማ ኣብ መስቀል ንግዚኡ ነመስገን ክብሪ ይሃበልና ኢለ ክዛዝሞ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ
@teweldebrhanabreha1293
@teweldebrhanabreha1293 8 күн бұрын
እግዚኣብሄር ይከኽበር ይመስገን!! ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ ተፈጥራዊ ስራሕ ታሰሪኽና ባህልናን መንነትና ዝገልጽ
@Yorkabeley
@Yorkabeley 8 күн бұрын
ብሃንቀውታ ክጽብያ ቀንየ ከፋሊ❤❤ይበል ጥበብ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 5 күн бұрын
Kiflom Nay zebenu jegna quxeri hade eka abo fithe ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
@SisayTeklu-q4n
@SisayTeklu-q4n 7 күн бұрын
No words to explain my level of satisfaction. CONGRATULATIONS!!!! ርሑስ ባዓል መስቀል
@BiniamTeame-mm9xp
@BiniamTeame-mm9xp 8 күн бұрын
ዕንቃዕ ብሰላም መጻካና ከፋ ሱሑል ጎሮሮ
@Eritreaforeritreans-o1r
@Eritreaforeritreans-o1r 6 күн бұрын
Ahhh ndhrit imber meleseni adey hzbeyn kea bzuh fetawi kitrekb edmen thnan yhabka ❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 8 күн бұрын
እንቋዕ ብድሓን መጻእኻ: ክፍሎም ይክኣሎ። ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እዩ። 💛❤ 💙
@russomkahsay2954
@russomkahsay2954 Күн бұрын
❤ አንበሳ ናይ በሐቂ ፃእሩ ዝፈሰሶ ስራሕ ከብድካ ሕብጭቡጭ እንዳበለካ ትሰምኦ ነባሪ ዝኮነ ስራሕ ጅግና ❤
@heyabisak6814
@heyabisak6814 8 күн бұрын
Selamin erkin yewrdelana 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 8 күн бұрын
ክፍሎመይ ጀግና. ወዲ ህዝቢ ክቡር. ሓውና. ከም ወትሩ ብሉፅ ስራሕ ቀፅለሉ. ክቡረይ ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካ. ዝፈትወካ ክቡር. ሓውና 🙏🙏❤❤❤❤❤❤😘😘ጩራዊያን ኩርዓት መንነትና ከመይ ከምዝፈትወኩም ክቡራተይ ክብሪ ነዓካትኩም 🙏🙏❤❤❤❤💙🎉💚💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💚🎉💚🎉💙🎉💚🎉
@michealtesfamariyam-kf9cf
@michealtesfamariyam-kf9cf 8 күн бұрын
ብዘይ ባህልን መንነት ክብረት የለን ብጣዕሚ ኣድኒቀካ Good job ✅️👈bro koxelo 🇪🇷
@Danait-h4c
@Danait-h4c 8 күн бұрын
ክፍሎሞይ ኣቦ ፍቕሪ ሰላም እንኳዓ ብሰላም መፃኢካ ሓወይ ናተይ መኽበር ባህሉ ቛንቑኡ ማንነቱ ❤❤❤❤❤
@danielkorchchkorchach9010
@danielkorchchkorchach9010 6 күн бұрын
ከፋሊ ጅግና ተዛራቢ ትግርኛ ሙካነይ ናትካ ደርፊ ክሰምዕ ኮሎኩ እዩ ዝሕብነኒ❤❤❤
@johnandebrhan9941
@johnandebrhan9941 8 күн бұрын
ጩራ ባንዲ ብሓፈሻ ክፍሎም ከኣ ብፍላይ ጩራ ተስፋና ጩራ ብርሃና ኢኩም ሰሱንላን ሰውዱልናን ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኩም የሕዋተይ
@sarassss5088
@sarassss5088 8 күн бұрын
ክፍሎመይ ኣርማ ፍቅሪ እኮ ኢካ ንሰካ ዝሓወይ ፅብቅ ሰራሕ ካምወትሩ ብሉፀይ ጭራ ባንድ ጭራ ብርሃን ኢኩም ንሰኩምለ ናይፀለማት ግዘ የሕዋትና❤
@SamuelKiros-t4i
@SamuelKiros-t4i 8 күн бұрын
ንሕልና ዝመጻደቑላ ብዙሓት እዮም። ዝነብርዋ ግን ውሑዳት እዮም። ክፍሎመይ ከኣ ሓደ ካብቶም ውሑዳት ኢኻ። ንሓርነት ካብ ውሽጥኻ ከም ትደልዮ እንሆ ገጽካ ይምስክር።❤
@joelhaile5466
@joelhaile5466 8 күн бұрын
ክፍሎም ሓወይ ጂግና ወራሲ አምላኽ ዕድማን ጥዕናን ይሃበለና ቀጽሎ ብጣዕሚ ናይ ውሽጢ ስሚዒትና ትገልጸልና ምህላውካ ሕቡናት ኢና ❤❤❤❤❤❤
@natsenat6087
@natsenat6087 8 күн бұрын
ከምወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ከፋሊ ሓወይ👌 ❤❤❤❤❤
@Nahomandu-g9v
@Nahomandu-g9v 8 күн бұрын
ኣታ እዚ ስ በረቂ best of the best kiflom ykalo so conutnise❤❤❤❤ lovu❤❤
@heriheri369
@heriheri369 8 күн бұрын
ክፍሎመይ ወገነይ❤🥰💙💚ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ደስ ዝብል ስራሕ ዩ በርትዕ ወዲኖዋይ❤❤💚💙🥰♥️☺️
@BatuBatu-o9z
@BatuBatu-o9z 8 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ
@meragebremeskel5721
@meragebremeskel5721 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ክቡር ስነጥበባዊ ክፍሎም ይከኣሎ💙💙💙🙌🏽🙌🏽🙌🏽
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 8 күн бұрын
Thank you kiflom for beautiful music 💙💙💙💙💙👍🏻we prodded of you 👍🏻
@letishkebede5965
@letishkebede5965 7 күн бұрын
ኣበይ አለኩም ተጋሩዋኒ ንዑ ነታባባዐዮ ንዚ ጅግና ፍታዊ ህዝቢ 🥰🥰🥰❤❤💛💛💙💙💙💙💙
@wedikeshi4558
@wedikeshi4558 8 күн бұрын
Kflom bal drb hlna xbuq srah❤❤❤
@zfanlave7057
@zfanlave7057 8 күн бұрын
ክፍሎመይ ለባም በዓል ሕልና እንካዕ ብሰላም መፀካ ፅቡቅ ስራሕ ከም ወትሩ🥰🥰🥰🥰🥰🙏
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 8 күн бұрын
ፈጣሪ ይሓግዘና ክፍሎመይ ሓንቲ መዓልቲ ግን ክትመጽእ እያ ዝኹሉ ዝደኸምካሉ ሰላምን ፍቕርን ንሪአላ፡ ንዕልለላ🙏🙏
@natnaelteklewiny2750
@natnaelteklewiny2750 8 күн бұрын
hawena ekuan bedehan methaka wedi jeganu NHAMEDU💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Wedi__Aniki
@Wedi__Aniki 8 күн бұрын
1🎉🎉..ኮሜ ብ"ድንግላ"😊
@Adu2002Ta
@Adu2002Ta 7 күн бұрын
ክፍሎም ወዲ ህዝቢ ጅግና ንፈትየካ እና አብ ህዝቢ ትግራይ ዓብዪ ቦታ አለካ❤🎉❤
@ያሲንመሓመድ
@ያሲንመሓመድ 7 күн бұрын
ክፍሎም ይከኣሎ ኣገናዕ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ 💙💙💙💙💙💙
@redbag3453
@redbag3453 8 күн бұрын
*መንነቱ (ብሄሩ) ዘኽብርን ፡ ብትግራዋይነት ዝፍሳህን ጥራሕ Like ይሓበኒ* የቀንየልይ ክፍሎማ ንጉስ❤🎉
@Eritreanloveshow
@Eritreanloveshow 8 күн бұрын
😂😂😂😂😂 Tigrawya lemani dea entay kefsah seraqi qetali ahwatu do aykonen 😂😂😂
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 4 күн бұрын
Tgraway Gele abzi entay amxiwo ya hubushey gdefuna eritreawi endiu tigrigna culture 😂😂😅😕😉🫱🏽🫲🏽🤜🏽🤛🏽
@wedihagos9611
@wedihagos9611 8 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ከም ወትሩ ክፍሎም🌿💙🌿💙🌿💪💪👈
@FerzghiBerhe
@FerzghiBerhe 8 күн бұрын
ከም ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ከፋሊ ጀግና ወዲ ህዝቢ
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 8 күн бұрын
Kiflom abiseb beal hlna Fetari hlmka yeghdelka. Idmen teinan hibu abta tnafqa adka konka tderfelna yigberka. Thank you❤❤❤❤❤
@tkuetekle8912
@tkuetekle8912 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤👍👍👍ጽቡቕ ስራሕ ከፋሊ ፉቱው ብህዝቡ 👍👍
@tekakassa2823
@tekakassa2823 7 күн бұрын
ክፍሎም በዓል ጽኑዕ መትከል ሓቦኛ ኣጆኻ በርትዕ ወገነይ ሽግ ወሊዕና ክንኣትዋ እና ዓድና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KflomGereziher
@KflomGereziher Күн бұрын
ክፍሎም ሓዉና ከም ኩሉ ግዜ ብሉፅ ስራሕ❤❤❤❤
@Fish.G
@Fish.G 7 күн бұрын
መዓዝ ኮን ይኾን መቐለ - ኣስመራ ንመላለሰሉ ግዜ 😢😢 ሰላም
@merhawitgebre7187
@merhawitgebre7187 5 сағат бұрын
ክፍሎም ወዲ ህዚቢ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@WediAbrham-sv3gq
@WediAbrham-sv3gq 8 күн бұрын
የውሃንስ መስቀለ ሆየ ሆየ ትብል ዝነበርካ ብሰንኪ ስደት ዝገደፍካዮ Like ጽቀት ን Kflom ክኣ Share and like ንግበረሉ ❤❤ ብሃልና ጥዑም ኣብ ዝሓጸረ መዓልቲ 1M ነብጽሓያ
@fkre-rs7ce
@fkre-rs7ce 4 күн бұрын
ፅብቅ ስራሕ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ክፍሎም ጅግና
@akilove3701
@akilove3701 8 күн бұрын
ክፍሉሸይ ፁኑዕ ወገን❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@titiashow7411
@titiashow7411 7 күн бұрын
ከፋሊ ጅግና ይበል ትሕዝቶ
@danites
@danites 8 күн бұрын
ክፍሎም ❤️👏🌻🌻
@Zizu-l7p
@Zizu-l7p 8 күн бұрын
ክፍሎመይ እቲ ብሕልሚ ብመንፈሰ ብጋህዲ ክከውንዩ ሓደ መዓልቲ 🙏😘
@Mengs-t5u
@Mengs-t5u 8 күн бұрын
ብሉጽ ስራሕ፣ ኣይከምተጸበኩዋን ግን።
@SiemHailu
@SiemHailu 8 күн бұрын
ከፍሊ ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ ❤️💙💯👌
@gechnegasi4635
@gechnegasi4635 7 күн бұрын
Thank you brother. Long live to you and your beloved once. Go on...your work has deep message.
@tesfakahsay9932
@tesfakahsay9932 6 күн бұрын
ክፍሎሞይ ብሉፅ ዓዲ ጥበብ ትግርኛ ❤❤❤❤❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣድነቅቲ ክፍሎም like ሃቡ
@mhretkesetemichael6115
@mhretkesetemichael6115 8 күн бұрын
Aseyyyyyyyy chrawuyan mkurat
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 8 күн бұрын
ኣጆካ ወገነይ ኩሉ ክስምር እዩ መንዳንኡ ንመን እልዎ ፈጣሪ❤❤ ኣጀኩም ኣጆና ❤❤️ ❤️
@gueshgeber-mariam1211
@gueshgeber-mariam1211 8 күн бұрын
Time will come Tigrean from North and south to live in peace and love ❤❤❤
@Mile.nm4dz
@Mile.nm4dz 8 күн бұрын
ከፋሊ ብሉጽ ስራሕ፡ ጩራ ባንዲ ኣክበርቲ ባህሎምን ህዝብን
@destawegahta8572
@destawegahta8572 8 күн бұрын
Kflom kab zftwo 1 eu Abti hmak gize ab goni tigray koynu ztekales hawey Kulu gize kbri aleni neaka ❤❤❤❤
@ብርሃን-መ1ሠ
@ብርሃን-መ1ሠ 8 күн бұрын
ብሉፅ መኽበሪ ባህሉ ክፍሎም ጅግና ❤❤❤😮❤
@tesfu87
@tesfu87 3 күн бұрын
ከፋሊ ጅግና ደላዪ ሰላም & ኣቦ መንነት 👍👍👍
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 8 күн бұрын
ጭራውያን ሰብ በሩህ መፃእ ይመችኹም ወገናተይ 🌿👌💙💙💙🙏💙💙💙
@samikemey9241
@samikemey9241 7 күн бұрын
Tank's meqalesti gale tigray shikorrr abe mexaeti Eritrea ka aleki ❤❤❤
@ህያብ
@ህያብ 8 күн бұрын
ከፋል ክብር ሓው እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ጎይታ ኣነ❤🤴
@gghj3321
@gghj3321 8 күн бұрын
💛🥰
@MiliMili-d3b
@MiliMili-d3b 8 күн бұрын
ኩፉሎም ሓውና ፅብቅ ሰራሕ ካምወትሩ❤
@merihtesfamariam577
@merihtesfamariam577 8 күн бұрын
❤❤❤❤ enqa bselam mexka kefali jgna
@Lfcsbestrong
@Lfcsbestrong 7 күн бұрын
ከፋሊ ሓወይ ይበል ስራሕ ❤❤❤❤❤
@Filmon680
@Filmon680 8 күн бұрын
Happy Awdeamet Deqi Meley 🩵🩵🩵
@ABRHALEYBRHANE-v8c
@ABRHALEYBRHANE-v8c 7 күн бұрын
ክፍሎም ይከኣሎ ብሓቂ ኩሉ ይከኣለካ ፅቡቅ ስራሕ
@birhanehailay7433
@birhanehailay7433 8 күн бұрын
ክፍሎም ፅቡቅ ስራሕ ❤❤❤
@Ambes-e2r
@Ambes-e2r 8 күн бұрын
ከፋሊ በሊሕ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ❤❤❤
@goytomteksemariam7342
@goytomteksemariam7342 8 күн бұрын
Good job keep going Kefali bial metkel🎉🎉🎉❤❤❤
@TesfaalemElyas
@TesfaalemElyas 8 күн бұрын
ክምዝ ክማይ ዶ ንክፍሎ ትፍቲዋ ዶ❤❤❤❤❤❤❤
@askalaraya8167
@askalaraya8167 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ክፍላት ሓወይ ፅቡቅ ስራሕ ቆፅሎ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 8 күн бұрын
ክፋሊ መን ሞ ከማኻ ብሉፀ ሓወ 💙💙👌💙😍😍😍
CHURA MEDIA-NEW TIGRIGNA MUSIC 2024 fnan adal // mezenay//
5:54
CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Рет қаралды 163 М.
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 4,1 МЛН
когда не обедаешь в школе // EVA mash
00:51
EVA mash
Рет қаралды 3,9 МЛН
iPhone or Chocolate??
00:16
Hungry FAM
Рет қаралды 47 МЛН
Magalwa
7:19
Seble Kahsay - Topic
Рет қаралды 781 М.
Robel Haile - Keshegireki  - New Eritrean Music - ( Official Audio )
8:01
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 4,1 МЛН