cinema semere :ባሻይ ፈጺሙ ፈለኽ ምባል ካብ ኣበየ. . . እንታይ ትመኽሩኒ

  Рет қаралды 6,862

Cinema Semere entertainment

Cinema Semere entertainment

Күн бұрын

cinema semere :መደብ ምኽሪ እንተለኩም || ባሻይ ፈጺሙ ፈለኽ ምባል ካብ ኣበየ. . . እንታይ ትመኽሩኒ
Cinema Semere Sport Entertainment Channel.
ትንታኔታት ኩዕሶ እግሪ
ታሪኽ ዕዉታት ሰባት
ሌላ ስፖርታውያን
ጠቓሚ ሓበሬታታትን
-ካልእን ዝቐርበሉ ቻነል'ዩ ።
If you have any questions, suggestions or concern, please contact us at SemereCinema@Gmail.com
℗ © Copyright: CINEMA SEMERE
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
G. Drar, ፓየት ስፖርት, ኩዕሶ እግሪ, eritrean comedy, eritrean music new, Payet Sport, ቀንዴል ስፖርት, Hidmona Tv, Fnan app, Payet sport, Champions Leaguesamuiel eto'o Kendiel Tv, Kendiel, kendiel sport, eritrea sport, dehay sport, hidmona sport, payet sport, elclasico ሮበርት ሙጋበ, amanuel alazar, ADMAS MUSIC,Helen Meles,Tigrigna Music,Tesfalem Arefaine Korchach Song kana tv esat juan guaido tigray tv daily news
yt:quality=high
#Eritrea #cinemasemere #Eritrean leo ethio 360 media sheger fm eri tv seo premier league atv asena fanus network mestyat betna fnan app infotech dehay tv

Пікірлер: 20
@abrahamtekle1304
@abrahamtekle1304 4 жыл бұрын
Entay koynu dea wedey abika natna kea bezi zereba keman ktsie delu alo
@m.y.g369
@m.y.g369 4 жыл бұрын
Kkkk
@aneeyeshuq2020
@aneeyeshuq2020 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk
@aronmengstab3169
@aronmengstab3169 3 жыл бұрын
ጥራይ ኢልካ ክክክክክ
@kamdynleland2480
@kamdynleland2480 3 жыл бұрын
instaBlaster.
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ 4 жыл бұрын
ቀጽልዮ ጽቡቅ መክሪ እዩ ንሕናሲ ጸገም ሰበይቲ እዩ ዘለና ሓወይ ሓንጎልካ ኣንቃሳቅሶ ሓንጎል ከም ዝገበርካዮ እዩ ጽቡቅ ትሓስበሉ ተኮንካ ጽቡቅ እዩ ዝኸውን ሒማቅ ትሓስበሉ ተኮንካ ውን ሕማቅ እዩ ዝሕዝ ስለዚ ሓንጎልካን ኣተሓሳስባካን ክቲቅይሮ ኣለካ ዋላ ስራሕ ተኮንካ ክኣቢየካ ኣይ ክእልን እዩ ተስፋ ክቲ ቆርጽ የብልካን ብዛባ ሰኪስ ክቲ ዕልል ኣለካ ሓጋዚ እዩ ንሓጎልካ
@Andom885
@Andom885 3 жыл бұрын
ኣገዳሲት ምኽሪ ። 1ይ ፡ ሓቢርኩም ናብ ሬስቲራንትን ፡ ኣብ መናፈሻ ቦታታት ክልቴኹም ንበይንኹም ኣጸምው ኣቢልኩም ክትወጹ ይግባእ ። 2ይ ስፖርታዊ ምንቅስቓስ ፡ ጉያ ፡ ረሃጽካ ካብ ሰውነትካ ብምውጻእ ኣካላትካ ብካልእ ሓድሽ ረሃጽ ንኽትኻእ ወሳኒ ይኸውን። 3ይ ጽሬት ሰውነትካን ጽሬት በዓልቲ ቤትካን ሰሓብነት ብዘለዎ ክሬም ንሰውነት ወይ ጣዕመ ስሕበት ንርክብ ዘወናውን ምጥቃም ቅድመ ርክባት ዘሎ ሓደ ሓደ እዋን ኣገዳሲ ይኸውን ። 4ይ ግሉጽነት ኣብ መንጎ መጻምድኻ ንዘሎ ጸገማት ድኻማት ርክብ ፍታሕ ይርከቦ ኢዩ ። ማለት ንእትምገብዎ መግቢ ናብ ኣገዳሲ ፕሮቲናዊ ሓጺናዊ ትሕዝቶ ንዘለዎም መግብታት ምዝውታር ናብ መንጎ ክልቴኹም ስለ ዝምቀል'ዩ ። ካልእ ብሰንኪ ምጉዳል ድኻም ምርኻብ ምስ መጻምድኻ ንሕልናኻ እናኸሰስካዮ ትጓዓዝ እንተሊኻ ፡ መንፈሳዊ እዚ ሓንጎልን ካልኦት ተማእዘዝቲ ንሓንጎል ዝኾኑ ጭዋዳታት መትሎ ናብ ዘይለፍዐ ቆርቦት ኢዮም ዝቕየሩ ። ስለዚ ፍርሓትን ምንቅጥቓጥን ፡ ረሃጽን ፡ ኣሕ ምባልን ፡ ዝሞተ ሞራል ምውናንን፡ ኣብ መወዳእትኡ ከኣ ናብ ምዕራፍ ዘይብሉ ምፍልላይ ወይ ፍትሕ ምሕሳብን ፡ ብድሕሪኡ ዝመጽእ ሳዕቤናዊ ጦብላሕታ ከኣ ፡ ብሰንኪ ድኻም ስምዒት ብምፍታሕኻ እናሻዕ ምስታ መጻምድኻ ዝነበረት ኣብ እትራኸበሉ ነባሪ ስኽፍታኻ ወሓዚ ዛንታ ክኸውን ይኽእል'ዩ ። ግና ንኹሉ ኣይኮነን ማለት ትብለኒ ትሓምየኒ ወዘተ ትኸውን ዝብል ሕልና እውን ይጥረ ኢዩ ። ስለዚ እዚ ጉዳይ ቀሊል ስለ ዝኾነ ብካብ ዕለታዊ ምንቅስቓስን ወሰንቲ ዝተፈላለየ ፕሮቲናዊ ትሕዝቶን ቪታሚናዊ ጽዕነት ዘለዎም ኣታኽልትን ፉሩታታትን ፡ ስጋን እንቋቁሖን ፡ ምጉዳል ኣልኮል ፡ ምጉዳል ሽጋራ ፡ ምምጋብ ከም ቺዝ ዝኣመሰሉ መግብታትን ፡ ብመጢናዊ ጻባ ከምኡ ከኣ ባናና ወዘተን ምምጋብ የገድስ። ምናልባት ንቕጻሊ ተጻማዶ ከም መወከሲ መበገስን ነባርን ስጡም ፍቕሪ ንኽህሉ ከኣ ሓደ ሓደ እዋን ፡ ክላስ መዕቀኒ ተጻመድቲ እውን ገለ ተራ ኣለዎ ። ግና ዘይ ምዕባዩ ። ከም ተወሳኺ ገዛ ኽራይ ኣብ እቲ ውዕሉ እንተዘይ ከፊልካ ቤት ምልቃቕ የስዕብ ። ምጉዳል መሊኡ ቀንበይበይ ዝብል ዝነበረ ፍቕሪ እና ጎደለ እንተ ኸይዱ ከኣ ባህታዊ ናይ ርክብ ስምዒታት ከም ዝነቐጸ ፈልፋሊ ማይ ከም ዘኸትምን ንሽቦ ፍቕሪ ከም ዝትንክፎን ከኣ ዝክር ምባል የድሊ ። ካልእ ተወሳኽን ኣገዳስን ኣብዚ ሓደ ኣገዳሲ ንሕና ዘይነዘውትሮ ኣገባብ ኣመጋግባ ። ብካላንደራዊ ወይ ከኣ ሰሙናዊ ኣመጋግባ ክንጥቀም ይግባእ ። ማለት ሰኑይ ፡ ሰሉስ፡ ረቡዕ፡ ሓሙስ ወዘተ ኣብ ሸውዓተ መዓልታት እንምገቦም መግብታት ካብ ዕለት ናብ ዕለት ክፈላለዩ ይግባእ ። ማለት ንምሳሌ ዓሳን ምስ ዓሳ ክኸዱ ዝኽእሉ ተደረብቲ መግብታትን ወዘተ ወዘተ ። ካብቲ ዘገርመኒ ገለ ገለ ሰባት እንጀራ ምስ ቅልዋ በቓ ኩሉ ግዜ ብዘይ ቅያር ኣብ ሰብነት ዘምጽኦ ዓቢ ሳዕቤን እኳ እንተዘይሃለወ ፡ ግና ኣብ ስነ ቀመም ሰውነት እንተ ኣቲና ኣዝዩ ብዙሕ ዝረቛሒታቱ ጉድለታት ንኣራሰንቲ ስምዒታት ከም ዝሓቑ ምዝካር የድሊ ። 5ይ እቲ ዝኸፍአ ከኣ ኣብ ማሪታዊ እምነት ትጽጋዕ እንተኼንካ ህሉው ዘይተነገርካ ሬሳ ደላይ ስጋዊ ርክብ ጥራይ ኢየ ዝብለካ ። ይቕሬታ እሞ ግበረለይ ነዓኻ ኣይኮንኩን ብዙሓት ከምኡ ክብሉ ስለ ዝሰምዕ'ኢየ ። ክብሎ ዝደለኾ ኣሎ ። ንሱ ከኣ ሰባት ናብ ስነ ኣእምሮኣዊ እምነት እንተ ኣድሂቦም ኣብ ቅድሚኦም ዘሎ ቆጽሊ ዘይብሉ ኦም ወይ ገረብ ፡ ከም ሰይጣን ብምስኣሎም ናይ ስንባደ ኣእሞሮኣዊ ሃለፍታ ብዝፈጠሮ ብወቕዒ ኣጋንንቲ ተጠቕዔ ዝብሉ ኣይሰኣኑን ኢዮም። ስለዚ ፈውሲ ናይ ስነ ኣእምሮኣዊ ሰብኣዊ ምትእምማን ምጥራይ ኢዩ ። ከም ተወሳኺ ነዊሕ ግዜ ስጋዊ ርክብ ከይፈጸምካ ምውራሕን ፡ምኽራምን ምሕጋይን ፡ ምቕዋዕን ፡ ሸለል እንተ ኣዚዝካላ ንርክብ ። ሆርሞናት ስጋዊ ርክብ ከም ዝደኽሙ ከኣ ዘይምዝንጋዕ። ስለዚ ምስ መጻምድኻ ቀንጠብ ጠብ የድሊ ኢዩ ። ድሕሪ ኩሉ ፈተነታት ድማ ምስ ናይ ግሊ ዶክቶርካ ጸገምካ ብጉሉጽ ክትሕብር ይግባእ ። ናይ ቴስተስትሮን ታብሌት ወይ ኢንጀክሺን ክትወስድ ዶክቶርካ ክእዝዘልካ ይኽእል'ዩ ። እዚ ግና ብፉጹም ኣብ መወዳእታ ምዕራፍ ናይቲ ጽንቁቕ ተስፋ ምስ እትበጽሕ'ዩ ። ምኽንያቲ እዞም ናብ ሓንጎል ብምእዛዝ ንመትንታት ደም ብምዝርጋሕን ምጭባጥን ንዋህዮታት ማለት ፡ ንሬድ ሴልስ ዋይት፡ ፕካትለይት ዝበሃሉ ወተሃደራት ሰውነትን ፡ ንበሓፈሻ ከኣ ንሆርሞናት ሰውነት ምቖተ ስምዒት ብምፍጣር ናይ ኢረክሽን (ናይ ምትንሳእ መትሎ ወዲ ተባዕታይ ናብ ሰንጣቒ ውሽጣዊ ርሕሚ ፡ ንስምዒት ዘፈላልሑ መድሃኒታት ፡ ድሕሪ ምጥቃም ዳግም ምድግጋም ከም ልምዲ ኣብ ሰውነት ከሕድሩ ይኽእሉ ኢዮም ። ከም ተወሳኺ ከኣ ኣብ ኩነተ ጥዕና ምናልባት ናይ ጸላም ልቢ ጸገማት ከየምጽኡ እውን ዘየፍርሑ ኣይኮኑን ። ምኽንያቱ ናብ ሓሞት ብምእታው ናብ መጻረይ ምዕራፍ ቦታ ናይ ምትሕልላፍ ሲስተም ስለ ዘሎ ጎናዊ ጽገማት ሓገዝቲ መድሃኒታት ንግዚኡ እንቨር ቀጸልቲ ክኾኑ ኣይግብኦምን ። ምናልባት ከኣ ኣጠቓቕማ ፍቕራዊ ምድፍፋእ ፡ማለት ኣብ ዕላል ፡ ፍሽኽታን ምሕብሓብ ነፍቃሪትን ፡ ኣብ ምኹስኳስ ናብ ዓቢ ጦብላሕታዊ ኣጻድፍ ፍቕሪ ሩማንቲካዊ ዛንታ ፍቑራት ምልምማድ እውን የድሊ ይኸውን ኢዩ። ስለዚ ፍቕሪ ጓስነት ስለ ዝደሊ ድሕሪ እቲ ዓቢ ወፍሪ ከኣ እቲ ዘሰክፈካ ዘሎ ምዕራፍ ክትዕወተሉ ትኽእል ትኸውን ። መጠንቀቕታ ናይ ኦን ላይን መድሃኒታት ዶክቶርካ ዘይጸሓፈልካ ግና ፡ ብኢደ ዋኒንካ ብይብልዎ መድሃኒታት ሓገዝቲ ንምትንሳእ ንሞትሎ ወዲ ተባዕታይ እንተ ዘይተጠቐምኩም ይሓይሽ ። ምኽንያቱ ዓቢ ሂወታዊ ሳዕቤናት ክህልዎ ይኽእል'"ዩ። ምኽንያቱ ዘይፍሉጥ ናይ ቢዝነስ መድሃቢታት ኣብ ዛ ዓለም ኣዝዮም ካብ ዓይነት ሽጋራ ይበዝሑ ። ስለዚ ንሎሚ ኣብዚ ደው ከብል ምኽረይ ። ኣምላኽ ይሓግዝካ ። ካብ ስ/ ት
@cinemasemere
@cinemasemere 3 жыл бұрын
wow Thank you so much
@michaelnegasi1576
@michaelnegasi1576 3 жыл бұрын
Eza nazi wedi segem se abay wen ala 5amet gere alku kb zabyni fesasi betm wahdi alwo aytesen u ab sex beka ezi keblka gen stress alni
@brhanetsegay2847
@brhanetsegay2847 3 жыл бұрын
Ane wun hmak aleku ab srah wiele wala eye rkb zdeli sebeytey eko amarira entay eki aytdekmn eka ena belet rebishatni entay tegeberku yhshani ms sebeytey bsenki bzhi rkb kayfatah ferihe aleku mekri kabaki kbriti haftey natey 🥰🥰🥰
@ምስትውዓልዘድልዮግዝየ
@ምስትውዓልዘድልዮግዝየ 4 жыл бұрын
*@ ኢዋይ ጽገም ሓወይ ንዓ ባ ንቃየር ምስዛ ናተይ ከምዛ ናትካ ኣጋጥምዋ ኣሎ*
@brotherlovelove7940
@brotherlovelove7940 4 жыл бұрын
BASHAI😝😝😝😝😝life is short enjoy it and happ sunday🙏🙏🙏thanks za hafteay🤝
@merhawitasfaha9524
@merhawitasfaha9524 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@frewtmallas5924
@frewtmallas5924 3 жыл бұрын
ሰላማት ኣሕዋት አነ ሲራክ ይበሃል ሐደ ነገር ከከፍሎኩም አነ አብ ሳዑዲ ይነብር ስለዝይ ማራ ሰምዒት እያ ዝመዉት እንታይ ትመኩሩኒ
@cinemasemere
@cinemasemere 3 жыл бұрын
Thank you
@dankegod595
@dankegod595 4 жыл бұрын
Bashay si dekisu Abshay ke dehan dya
@dankegod595
@dankegod595 4 жыл бұрын
Dehan ayeto telimka do meret titlemo
@kusun4340
@kusun4340 4 жыл бұрын
Xebuku medeb eu zahbtey
@andecheaycheay3029
@andecheaycheay3029 4 жыл бұрын
Mekiriy.fltetkum.xbuqn.hanaxin.eyu.ajekum.bertqu
ኤማ ዘይጽዓድ ።
0:52
Kokob Semay Tube
Рет қаралды 7 М.
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 11 МЛН
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 4,3 МЛН
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 9 МЛН
الحمد الله
fatuma መርሳ
Рет қаралды 4
GERE EMUN PART 201 | ገሬ እሙን ክፋል 201
33:59
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 45 М.
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34