ግብረመልሲ - ካብ ህዝቢ ንዝቀረቡ ሕቶታት ኣቦናን ሓውናን መምህር ጥበቡ ኢሰያስ / Reaction Teacher Tibebu Eseyas

  Рет қаралды 52,683

Costina Entertainment

Costina Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 736
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 Ай бұрын
ትሕትናኹም ዝማርኽ እዩ ኣቦይ ቀሺ... ብኡነት ንስኹም ቡሩኽ ኢኹም 🤗🤗🤗 ጸጋ እግዚኣብሄር መመሊሱ ይብዛሓልኩም 🙏🙏🙏 ፍሽ ሓወይ ድማ እግዚኣብሄር ይባርኽካ... ከምዚኦም ቡሱላትን ትሑታትን... ኣርኣያ ዝኾኑ ኣቦታት ድኣ እምበር ተዳረፍቲ.. ዘይቡሱላት... ንህዝቢ ዘናቁቱ ኣይተምጽእ ዝሓወይ 🙏🙏🙏
@ጎትሽጻዕዳልቡ
@ጎትሽጻዕዳልቡ Ай бұрын
ናይ በሓቂ ምሉእ መልሲ ኩለን እዘን ዓሰርተ ዝሓተተን ኣይበርሃለይን ዝብል ሰብ ሕጂ ናሰመዐ ዝደቀሰ ጥራይ በልዎ ❤ ቃለሂወት የስመዓልና መምህር ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ በጋላልጻኩም ፈጣሪ እቶም ዝሓተትኩም ድማ የዕንተ ልቦናኩም ከፊቱ ኣብ ልብኩም የሕድሮ /የሕድረልና ።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@ILoveyouEru
@ILoveyouEru Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሔር ይባርኸልኩም መሪጌታ ጥበቡ።ፍሽ ሓውና ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ።ሳላ መናፍቃን ድኣ ብዙሕ እኮ ፈሊጥና ኢና ንሶም ንምንቃፍ ንጸርፊ የልዕልዎ ንሕና ክኣ ሳላ መምህራን ኦርቶዶክስ ፈሊጥና ሂወት ንረኽበሉ ኣምላክ ዘስተውዕል ኣዒንተ ልቦና ይሃበና ኣሜን።
@KefelaSemere-oh6ii
@KefelaSemere-oh6ii 2 ай бұрын
ናይ በሓቂ ዓጊብናን ተሓጒስናን፡ ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤❤
@Ezgihareya
@Ezgihareya Ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/fHvUoI2Vm5hpd8Usi=j-kCjHoJLybZBvnZ
@dngleywahsey5061
@dngleywahsey5061 2 ай бұрын
የኔታ ጥበቡ ቃለ ህይወት የስመዓልና ሙሉእ ጥዕና ምስ ነዊሕ ዕድመ የሃበልና ኣምላከ ቅዱሳን ነዓና ክጥዕመና ብዝኾነ ነዚ ሓታቲ ጽቡቅ ጌርና ኢና ንፈልጦ መርገጺኡ ዘይፈልጥ ንክልፍልፍ እምበር ንክርዳእ ዘየስተውዕል እዩ ጆሲ ስለዚ ተመሊስልካ ኣሎ ከም ዘይተዓግብ እና ከም ዘይተኣምነሉ ርግጸኛ እየ ኣምላኽና ባዕሉ ይመልሰልካ ምስ ኩሎም ሓተቲ ተመሊስልኩም ክኸውን ተስፋ ይገብር🎉🎉🎉❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
Nay bhaqi🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
@Keradyon_
@Keradyon_ 2 ай бұрын
ፍሽ ሓውና ከምዚኦም ዓይነት መምህራን ብፍቅሪ ብትሕትና ከይተዘናጠሉ ሓሳቦም ዘብሩሁ ስለ ዘምጻካልና ካብ ልቢ ነመስግን። ንመጻኢ ውን ሓፈሻዊ ቤተ ክርስትያን ወኪሉ ንዝዛረብ ትሑታት ከተምጽኣልና ንምሕጸን።ሓደራ ዞም ሓቂ ሒዞም እንከሉው ንሓቂ ግን እንዳተጻረፉ ዘመሓላልፉ መልክዕ ቤተ ክርስትያን ዝኽውሉ ተዘይተሳተፉ ተመራጺዩ። መልክዕ ኦርተድክስ በቲ ኦርተደክሳዊ ኣትሓሳስባ ዘለዎ እንበር ብስም ቀሺ ወይ መሪጌታ ኣይኮነን።እቲ ኣትሓሳስባ ክርስቶስ ዘልዎ ግን ብዝግባእ ሓሳብ ክርስቶስን ሓሳብ ቤተ-ክርስትያንን ከመሓላልፍ ብቅዓት ኣለዎ።
@Ezgihareya
@Ezgihareya Ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/fHvUoI2Vm5hpd8Usi=j-kCjHoJLybZBvnZ
@massmadia2965
@massmadia2965 2 ай бұрын
ጽሬት ትምርቲ ኣቤት ሕልና ተሓዊስዎ ኣቦና ናይ አድመ ኣጎልጉለት ጸጋ ይባርከልኩም ኣምላከ አስራኤል ❤❤❤❤
@e-mi2ny
@e-mi2ny 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ዘዕግብ መልሲ ዩ፡፡ ፍሽ ሓውና ከኣ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dendenredae8422
@dendenredae8422 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንክትሰምዖ ባህ ዘበል ናይ ህይወት ቃል የስማዓልና ኣቦናን መምህርና ንሓውና ፍሽ ከኣ የቀንየልና ብሓፈሻ ካብ❤ ነመስግን
@Ezgihareya
@Ezgihareya Ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/fHvUoI2Vm5hpd8Usi=j-kCjHoJLybZBvnZ
@GirmayTesfation-zy2pe
@GirmayTesfation-zy2pe Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብጥበብ ዝተመልኡ ኣቦ ፍሸ ሓደራኻ ከምዚኦም መምህራን ኣምጽኣልና❤❤❤❤❤❤ ኩለን መልሲ ሙሉእ ተባረኹ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ
@keshikeshi2011
@keshikeshi2011 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ቀጽሎ ህዝብና ይጠፍእእዩ ዘሎ።
@awetadmas6272
@awetadmas6272 2 ай бұрын
ብጣዕዒ ንጹር መግለጺ መምህር የነታ ጥበቡ ቃል ሂወት የስመዓና 🙏
@asmaytgebrengus4364
@asmaytgebrengus4364 2 ай бұрын
አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም መምህረይ መዓረይ ቀደም አብ ኤርትራ መዘምራን ይምህሩና ኔሮም ካልአይ ግዜ ስለ ዝረኣኩዎም ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እድመን ጥዕናን ይሃብኩ ቃለ ሂወት የስመዓልና
@AndeAsfahale-lp1mb
@AndeAsfahale-lp1mb 2 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሜ ንጹር መልስን መረዳእታ ነቶም ክሕደትን ሕጸትን ንዘለዎም እግዚአብሔር ልቢ ይሃቦም
@Ezgihareya
@Ezgihareya Ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/fHvUoI2Vm5hpd8Usi=j-kCjHoJLybZBvnZ
@መርሂዋትጓልተዋህዶ
@መርሂዋትጓልተዋህዶ 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም💙🙏
@rodasaron6595
@rodasaron6595 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል መልሲ ምስ ትሕትና ኣምላኽ ይባርኽኩም
@Abraham_Hadgu78
@Abraham_Hadgu78 2 ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ይብዝሓልካ ፍሽ ሓወይ ። ትገብሮ ዘለኻ መደባት ኣዝዩ መሃሪ መደባት እዩ። ቅኑዕን ጽቡቅ መንፈሳዊ ፍረ ውን ስለዘለዎ ንብዙሓት ንትምህርቲ ክሰፍሕ ትገብር ስለ ዘለኻ በቲ ናተይ ትብሎም ፈተነ ከም ዝመጸካ ርዱእዩ በዚ ከምዚ ከይተድሃልካ በዚ ንኣምላኽ ዝፈርሑ ሰባት ከተንቅሕን ብፍልጠት ከተዕጥቅን ይላበወካ። ምስዞም መምህር ሓውና ሓደ እምነት የብልናን ብዘይመጠን ከኣ ፈቴዮም። ክሳብ መወዳእታ ድማ እዝነይ ጸልየ ክሰምዖም ጌረሙኒ። ናይ ብሓቂ መንፈሳዊ ፍልጠቱ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ሂወቱ ዘንጸባርቅ ሓቀኛን ናይ ክርስትያና ናብራ ዝነብር እዩ።ትሕትና ዝተላበሰ መምህር። ብትሕትንኡ ኣዝየ ፈቴዮ ምስ ከምዚኦም ዓይነት መምሃራን ወላ ሓደ ዓይነት እምነት፡ ትምህርቲ ኣይ ሃሉኻ ብፍቅሪ ክትረዳዳእ ትኽእል ። ዝሃቦ መልሲ ወላ ኣነ ኣይቀበሎ ግን ❤ ሓሳቡ የኽብረሉ። እታ ቀንዲ ትእዛዝ ጎይታ ተላቢስዋ ስለ ዝርኣኽዎ ግን ናይ ብሓቂ መምህረይ ይብሎ። ከምዚኦ ሓቀኛታት ዘይጻረፉ ልኡማት ሰባት ኣብዚ ክፉእ ግዜ ስለ ዘይፍተው። ብዙሕ ሰብ ጫውጫው ክብልን ክጸልኦምን እዩ። ብፍላይ ኦርቶዶክሳውያን። ደጊምካ እንተተምጽኦም ደስ ምስበለኒ። ካልእ ክትዕድም እንተ ኮንካ ግን። ካብ ትዕቢትን ዘየድሊ ዘለፍን ክቁጠቡ ተላወቦም። ንኣብነት እዞም መምህር ዘይተጠቅሙላ ነገር መናፍቃን ዝብል ቃል ኮነ ናይ ትዕቢት ቃላት ኣይተጠቅሙን ። ብሕጂ ተምጽኦም ዘየድሊ ቃላት ከይጥቀሙ ኣተሓሳስቦም ኢኻ።❤ ዘመንካ ይባረኽ ።❤️ ❤️ ❤️
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
Ay nebskum aytishwu astewilu😪😪😪✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@yohannesghebrezgi9610
@yohannesghebrezgi9610 2 ай бұрын
ስም ንግብሪ ይመርሕ ቃል ሂወት የስምዓልና ብሓቂ መምህር ጥበቡ ስሞም ጥበብ ኣንደበቶም ጥበብ። ኣምላኽ ብጥዕና ሓልዩ ዕድሚኦም ይባርኽ። ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም የንውሕ። ፍሽ ሓውና ድማ ጸግኡ የብዝሓልካ። ኩሉ ጽቡቕ መደብን ኣቀራርባን ኣለካ። ንእሽተይ ከተስተውዕለላ ደለካ ኮይኑ ዝተሰማዓትኒ ንመምህር ጥበቡ፡ ኣቱም ኢልካ እንዲኻ ንማዕርጎም ብዝበቅዕ ኣጸዋውዓ ክትጽውዖም ውዒልካ። ሕልፍ ሕልፍ ኢልካ ግን ኣታ ዝብላ ቃላት ሰሚዐ ሞ ንኸተስተውዕለላን ክትእርማን ኢለ የ። ብዝተረፈ ክብረት ይሃበልና። ሕ ቶ ናብ ኣቦና መምህር ጥበቡ ንእግረ መንገደይ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ዘሎ ናይ ጽሑፍ ቃላት ተንብቦ፡ ኣብ Aplications ኣብ ሞባይላት Downlod ጌርካ። መጽሓፍ ቁዱስ ኣብ ኢድካ ምስዘይ ህልወካ፡ ኣብ ሞባይልካ ከተንብብ ከለኻ፡ ካብቲ ኣብቲ ቀንዲ መጽሓፍ ቁዱስ ዘሎ ቃላት ገለ ፍልልይ ኣሎ። ልክዕ ከምቲ ናይ መጽሓፍ ኮይኑ ኣይትረኽቦን ሞ እቲ ናይ ቃላት ፍልልይ ገለ ትርጉሙ ኣይርደኣካን ወይ ጌጋ መልእኽቲ ይህበካ። ስለዝስ ብናትና ብናይ ኦርቶዶጽ ድዮም እዞም ኣፕሊከሽናት ዝጻዓኑ ደለዉ, እንተኾይኖም ከ ስለምንታይ ዮም ልክዕ ምስቲ መጽሓፍ ዘይመስሉ(ዘይኮኑ) ዶ ወይስ ኣብ ኣፕሊከሽን ዘሎ ብመሰረቱ ግጉይ ዩ፧ ም
@SaronTekie-ph6ry
@SaronTekie-ph6ry Ай бұрын
እዚኣስ ወላ ናዓይ ኢያ ትገርመኒ ኣጋጢማትኒ ውን ኢያ
@MulueOkbit
@MulueOkbit 2 ай бұрын
ቃል ህወይት የስማዓልና አቦና ርሑስ አውዳአመት ናብ ብርሃነ መስቀሉ ዘብፀሕና ይክበር ይመስገን እግዝአብሄር አምላክና፣ ብጥዓሚ ደስ ዝብል መልሲ አብ እምነትና የፀናዓና እቶም ካብ እምነቶም ዝወጽኡ አብ ፀልማት ዝነብሩ ዘለው እግዚአብሄር ዓዕይንቲ ልቦና ከፍቱ ናብ እምነትና ይምለሶም ። ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጽቡቕ መደብ እዩ ቀጽሎ ተዋህዶና ትንበር ንዘልአለም ❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤
@WediHadish-mg2nd
@WediHadish-mg2nd 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ፊሽ ሓወይ እዚ ትገብሮ ዘለካ ብኣብላክ ርኮቦ የቅኔልና ዘዕግብ ኣመላልሳ ናይ በሓቂ ።
@abuneendryas203
@abuneendryas203 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም የኔታ ጥበቡ ዓርከይ ድማ ክብሪ ንዓኻ ይሃብካ
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh 2 ай бұрын
አንካዕ ሓብሩ ኣብፀሐና ፍሽ ሓውና ንዓኻትኹም እውን ርሑሰ ኣውዳኣሜት ይግበረልኹም❤❤❤❤ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር ኣቦና
@Asmeretey-hs8pp
@Asmeretey-hs8pp Ай бұрын
ፍሽ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 100000 ዓመት ንበረልና ኣቦና ካ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓና ብጣዕ ጹቡቐ ንነብስና ጠቓሚ እሞ የመስግነካ ነቲ ጥንታዊ ኦርቶደጉስ ሃይማኖትና ዘንጻባርቕ ዘጉልሕ ነቶም ካባና ወጺኦም ዝኻሐዱ መናፍቓን አብ ልቦም ይምለሶም ፈጣሪ ❤🙏❤🙏❤🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤️✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር ኣቦዋይ & ፍሸይ እንቃዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሓና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦታትና ፀሎትኩም ኣይፈለየና 🙏♥️ኣብ እምነትና ድማ የፅንዓና 🙏🙏🙏
@habtemariamtekle3851
@habtemariamtekle3851 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ጴንጠ ( መናፍቓን) ግእዝ ኣጽንዕኹም ሕተቱ ምጽሓፍ ቅዱስ ሓንቲ ጥቕሲ ሕዝኩም ህዝብና ኣብ ህውተታ የእትኽሞ ከይኣኽለኩም ግእዝ ብግቡእ ከይፈለጥኩም ኣይትዛረቡ ።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
Egziabher amlak balu yfred enber hma yu zebenu🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
@TinsaeTesfagabr-g7m
@TinsaeTesfagabr-g7m 2 ай бұрын
መምህር ጥበቡ ናይ ሐዲሳት ትርጓሜ መምህር ቃለ ሕይወት የስምዓልና ናይ ብሐቂ ብቁዕ መልሲ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ከማኩም የብዛሐልና
@martakahsay1018
@martakahsay1018 Ай бұрын
You both are very respectful!
@amanweldetsion3347
@amanweldetsion3347 2 ай бұрын
ኣነ ኣማኒ ፕሮቲስታንት ኢየ መጀመርታ ፍሽ ከመስግነካ ይፈቱ ኣብ ዝመጽእ ሕቶታትካ ብዘይ ስክፍታን ብዘይ ወገንነትን ከተቕርብ እቲ ሰብ ውን ፈሊጡ ክውስን ንዑ ይምልከት ፡ኣቦና ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርትኩም የሕዋትና እንዳበልኩም ንካልኦት ሃይማኖታት ብምጽዋዕኩም ደስ ዝበለኒ ከኣ ትሕትንኦም ንዝፍልጥዎ ከፍልጠካ ዝደሊ,። ክርስትና ማለት ስዓቢ ክርስቶስ ማለትዩ ቓል ኣምላኽ ሓንቲ ኢያ ስለዚ ነንብብ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
Mnbab tray ikul aykonen nstwil nmermir kelay marey❤️🙏
@MichaleAmanuel
@MichaleAmanuel Ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ብጸግኡ ይሓልኩም መምህረይ ❤❤❤❤❤❤❤
@selamGUalAgame
@selamGUalAgame 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና ኩቡር ኣቦና ፍሽ ሓውና ካዓ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ❤❤❤❤❤❤
@Ezgihareya
@Ezgihareya Ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/fHvUoI2Vm5hpd8Usi=j-kCjHoJLybZBvnZ
@Ezgihareya
@Ezgihareya Ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/fHvUoI2Vm5hpd8Usi=j-kCjHoJLybZBvnZ
@YobelfisshayeYobelyobel
@YobelfisshayeYobelyobel 2 ай бұрын
ኣሜን ኣባና ቃል ሂወት የስማኣልና ጸጉኡ በረኸቱ የብዝሓልኩም
@art-co2kl
@art-co2kl 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዕልና ኣቦና ነዚአን ኪምልስወን ኣይክእሉን ኢሉ ምሕሳቡ ማዕረ ክንደይ ጽበት ርእሱ የርእየካ ።
@ኩሉበርኸትካብጺዮንኢዩዝፍ
@ኩሉበርኸትካብጺዮንኢዩዝፍ 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ክብር ኣቦና ከሙኡ ውን ፍሽ ሓወይ እዛ መጽሓፍ ኣነ ክገዝኣ መድለኩ ኣብ ጀርመን ኢየ ዘለኩ ብከመይ ክረክባ ይክእልን በረኸት ክሳተፍ ።
@HailomGoitom
@HailomGoitom 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዝከበሩ መምህር ኩላሃኩም ክኣ ግሴ ናይ ቛንቛ ግዕዝ ከነፅንዕ ይግብኣና
@SadSad-oo9vv
@SadSad-oo9vv 2 ай бұрын
ባሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ክብር ኣቦና ተመስገን አምላክ ናኣካቱኹም ዛሃብና እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ብዕድመን ብጥዕና ይሓለዋልና ፈጣሪ
@FthawiMahari
@FthawiMahari 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ መምህር ጥበብ ቃል ህይወት የስምዓልና❤❤❤❤❤❤
@simonberhe6684
@simonberhe6684 2 ай бұрын
ጥዑም ቃልከ ለጉርኤየ እመአር ወሶኵር ቃለ ህይወት የስምዓልና የነታ🥰👌 ።ግእዝ ዘይምፍላጥ ጸገም'የ
@ካብቲክቶክ
@ካብቲክቶክ 2 ай бұрын
ናይዞም ኣቦና ትሕትና ደስ ክብለካ💙💙💙💙
@ghirmaysibahtu8027
@ghirmaysibahtu8027 2 ай бұрын
ፍሽ ሐወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዮ ሞ አይተቖርጽ ብወገን ተዓዘብቲ ዘድሊ ሐገዝ እንተሎ ከይተሰከፍካ ሕተተና
@Robel-w9t
@Robel-w9t 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ከምእውን ንፍሽ ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FthawiYaqob
@FthawiYaqob 2 ай бұрын
❤ welcome ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡራት ኣቦታትን ኣሕዋትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ኣሜን☦️🙏🙏🙏✝️☦️
@Dave-gj70
@Dave-gj70 2 ай бұрын
ንዘልኣለም ዝነበር ኣምላክ እምበር ኦርቶዶክስ ኣይኮነትን።
@FthawiYaqob
@FthawiYaqob 2 ай бұрын
​@@Dave-gj70😂 ኣምላኽ ኣይነብርን እዩ ኢለ ዝጻሓፍክዎ ጽሑፍ ከ፥ኣሎ ድዩ ኮይኑ ወዲ ሓወቦይ
@Dave-gj70
@Dave-gj70 2 ай бұрын
ኮምኡ ደኣ ከመይ ኢልካ ክትብል፥ ከምኡ ተትብለ እሞ ኣይመኣረምኩኻን ኔረ።
@Mentki3838
@Mentki3838 2 ай бұрын
​@@Dave-gj70እታ ቤተክርስትያን ናይ ክርስቶስ ከ ንዘልኣለም ከም ትነብር ኣይትፈልጥን፡ዲካ ምክንያቱ ጽባሕ ንግሆ እዛ ናይ ምድራዊት ቤተክርስትያን ኣብ ሰማይ ክትህሉ ምካና መጽሓፍ ቅዱሳዊ እዩ ግን ኣንብብ ክትፈልጥ ካብ ተቀዳዲምካ ትጽሕፍ - 2ይ ዜና 15: ሕጂ ኸኣ ኣብዛ ቦታ እዚኣ ንዚጽለ ጸሎት ኣዒንተይ ኪኽፈታ፡ ኣእዛነይውን ጽን ኪብላ እየን። 16: ሕጂ ድማ ነዛ ቤት እዚኣ ስመይስ ንዘለኣለም ኣብኣ ኪኸውን፡ ኣዒንተይን ልበይን ከኣ ኲሉጊዜ ኣብኣ ኪዀና ሐርየያን ቀዲሰያን ኣሎኹ።
@FthawiYaqob
@FthawiYaqob 2 ай бұрын
@@Mentki3838 welcome haweni ከምዚ ጌርኩም ነዞም ንኸይሰምዑ ዝሰምዑ ንገሩልና እስከ ☦️🙏🙏🙏
@Giyorgis23Giyorgis23-uf1dn
@Giyorgis23Giyorgis23-uf1dn 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መልስታት እዩ በሓቂ ቃል ሂወት የስመዓና 🎉🎉❤❤❤
@ደብረ-ገነት
@ደብረ-ገነት 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉ርሑስ ኣውዳ-ዓመትን ይግበረልና እንቃዕ ናብ ብርሃነ-መስቀል ኣብጻሓና የሕዋትና።
@21የድንግልማርያምልጅነኝ
@21የድንግልማርያምልጅነኝ 2 ай бұрын
ዕድመን ጢዒናን ይሃቦም ክብር ኣቦና👏👏👏
@Samrawit-z4p
@Samrawit-z4p 2 ай бұрын
Thank you abona! Egziabhier edmen tienan yihabkum!🙏
@user-hiwen
@user-hiwen 2 ай бұрын
ድስ ዝበለ መልሲ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ብሓቂ ቡዝሕ ተማሂረ ዕድም ጥዕና የህበኹሙ ክቡረ ኣቦና ፍሸይ ለየቅኒየልና ዓበየይ ሰብ ✝️🌻🌷🌻🌷🌻🌷🌷🌻🌷🌻🌷🌻🌷🌷🌻
@NatnaelAbrham185
@NatnaelAbrham185 2 ай бұрын
ሰላም ለኣጥባትኪ እለ ኣውሃዛ ፍጹመ ድንግልናዌ ሃሊበ ውስተ ኣፈ አምላክ ቅድመ
@mikealtsegay6638
@mikealtsegay6638 2 ай бұрын
ናይ ብሐቂ ትሕትና ዘለዎ መልሲ ብምምላሶም የድንቆም። አንተ ሐታታይ ግን ትሕትና ተማሂርካ ክትከውን ተስፋ ይገብር።
@MerhawiSium-rb6oz
@MerhawiSium-rb6oz 2 ай бұрын
ነቦና ቓል ህወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም እዝግኣብሔር ፍሽ ሃዉና ከአ ናይ ብሃቂ ቡሉጻት ኣቦታት ሂዝካ ትመጸና ኣለካ እሞ ቀጽሎ ኩቡር ሃዉ የቀኔልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@weldumengsteab2222
@weldumengsteab2222 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ኣቦና
@AlayAbraham
@AlayAbraham 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓል ኣቦና😍😍😍🙏🙏🙏🙏
@alazarmehari5525
@alazarmehari5525 2 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የነታ ጥበቡ
@simontekle9313
@simontekle9313 Ай бұрын
ፍሽ ሓውና ብሓቂ ነመስግነካ ከምዚኦም ትሑታትት መማህራን ብምምጻእካ ዝኮነ ጸርፊ ከይተጻረፉ መናፍቃን ከይ በሉ የሕዋትና ኢና በሉ ዝዛረቡ ቀሺ ኣብ ኦርቶዶስ ነዚኣ ም ሪኤ ተባረኩ እቶም ካሎት ካባኩም ተማሂሮም ንዝጠፉ ህዝብና ይምለሱዎ ብፍቅሪ
@ተስፋተዋህዶ
@ተስፋተዋህዶ 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ
@HabenTekie-pr2rp
@HabenTekie-pr2rp 2 ай бұрын
ኣቦና ዕድምን ጥዕና ርሑስ ባዕል ቁዱስ የውሃንስ ❤❤❤❤
@Haile-p3s
@Haile-p3s 2 ай бұрын
ሰላም ዝሓወይ ጽቡቅ ገይርካ ናይዘኣመንቲ ሕቶ ክምለስ ብምግባርካ ። ነገር ግን ንሶም ማርያም እንተበሉ ንስካ ግን ብምሉእ ክብራ ጸውዓያ ፡ቅድስት ድንግል ማርያም ፡እመብርሃን ፡ወላዲት ኣምላክ እንዳበልካ ጸውዓያ እምበር ከምቶም መናፍቃን ምዝንጣል ይመስል ። ስለድንግል ማርያም ብዙሕ ምባል ይከኣል ነይሩ ።ነገሩ ግን ልቦና ይሃቦም።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
Nay bhaki hmaq yu zebenu😪😪😪✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@alganeshandebrhan4047
@alganeshandebrhan4047 Ай бұрын
ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ደስ ዘብል መግለጺ ኦርቶዶግስ ከምዚ ገሩ ክምህረና ስለዛይብልና ኢና ጠፍእና ዘለና ኢሞ ትምህርትኩም ቀጻሊ ክከውን ንምሕጸን
@Tewgzie
@Tewgzie 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመኣና ኣቦና
@eama_keet4699
@eama_keet4699 2 ай бұрын
ፍሽ ሃወይ እንካዕ ብደሃን መጻእካ። መደብካ ቀጽሎ ኣዝዩ ጽቡቅ ኣሎ ይብል ብወገነይ፡ ከም በዓል የነታ ጥበቡ ዘኣመሰሉ ዓበይቲ መምህራን ከተቕርበልና ከኣ እላበወካ፡
@Kebakibrom
@Kebakibrom Ай бұрын
ፊሽ ሓወይ ብጣሚ ከምዚኦም ዓይነት መማህራን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሎም ዝተማህርዎ ትምርቲ ኣብ እግሪ ሊቃውንቲ ❤❤❤
@meharigebretnsae8617
@meharigebretnsae8617 2 ай бұрын
ጽቡቅ መግለጺ መመህር ጥበቡ እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ ናይ ቤተክርስትያን ትምህርቲ ❤❤❤❤
@esuyahooo4390
@esuyahooo4390 2 ай бұрын
ትሕትንኦም ብጣዕሚ ደስ ዝብል አዞም ኣባ ቐሺ
@Temesgenamlakeesrael
@Temesgenamlakeesrael Ай бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዝበዝሕ ተመሊሱ ኢዩ ክውስኸሉ & ሓንቲ ብፍቅሪ ክእርሞ ነቦና 1) ንቅዱሳን ስግደት ኣሎ ይብል ንቅዱሳን ኣይንሰግድን ይብል ኔሩ ሓዋዊስወን ኢዩ ዘሎ 2) እታ ናይ 78 ነፍሳት ዝበልዐ ኣጆኹም ሓጢኣት ግበሩ ብጸሎት እመ ብርሃን ክትድሕኑ ኢኹም ማለት ኣይኮነን ሰይጣን ሓዲርዎ ስለ ዝነበረ ኢዩ ደኣ ንብል እንበር ሰብ ቀቲልካ ብጸሎት ቅዱሳን ክትድሕን ኢኻ ኣይንብልን ኢና ንጥዑይ ሰብ ኣብ ርእሲ ገድሉ ኢዩ ጸሎት ቅዱሳን ዝሕግዞ ❤❤❤ፍሽ ሓውና ቀጽሎ ንፉዕ ብጣዕሚ
@HabenTesfamariam-c3v
@HabenTesfamariam-c3v 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምኣልና ኣቦና ❤
@MichealeGhebru
@MichealeGhebru 2 ай бұрын
Thanks more yehwat❤
@HenokKubaja
@HenokKubaja 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዕና ኣቦና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hailemariamteferi2917
@hailemariamteferi2917 2 ай бұрын
ሩሑስ ባዓል መስቀል ይግበረና ቃልሂወት የስማዓልና ❤❤❤ 🎉🎉🎉 ❤❤❤ 🎉🎉🎉 ❤❤❤ 🎉🎉🎉
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 2 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የኔታ ጥበቡ ግሩም ቃል
@AmanielWidase
@AmanielWidase 2 ай бұрын
ርሑስ ኣውዳኣመት ይግብረልና እንቋዕ ብስላም ናብ ብራሃነ መስቆሉ ኣብጻሓና ❤
@kisanetmehari7061
@kisanetmehari7061 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልን ኣባና
@meharifissehaye9637
@meharifissehaye9637 2 ай бұрын
🙏🙏🙏እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይወስኽኩም🙏🙏🙏ንበሩልና ክበሩልና ክብራት መማህራን ብፍላይ ከኣ መምህር ጥበቡ ዕድመ አገልግሎትኩም ይባርኸልኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Ezgihareya
@Ezgihareya Ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/fHvUoI2Vm5hpd8Usi=j-kCjHoJLybZBvnZ
@Dani2345Rezene
@Dani2345Rezene 24 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና ይቅረታ ኣቦታት ሊቃውቲ ኣዳኪምናኩም ብዘይ ፍላትና ኢና ነሓትት መልሲ ንኩሉ ኣለዎ ግን ብርዲትና መልስ ዘይብሉ እዩ ዝመስለና ንሱ ከኣ ድክመትና እዩ ፡ ፍሽ ሓወይ ከኣ ካብ ልቢ ነመስግነካ ስለኩሉ ተገዳስነትካ ኦርቶዶክስ እምነትና ንዘላለም ትበር መልሲ ሙሉ ብሙሉ ኣለዋ ❤❤❤🎉
@ፅዮንማርያምኣደይሓድራኪ
@ፅዮንማርያምኣደይሓድራኪ 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ፊሽ ሓውና ለ ኣምላክ ይሓግዝካ ግና ኣነ ሕቶ ኣለኒ ስግዳን ናይ ቅዱሳን ናይ ኣምልኮ ሓደዓነት እዩ ግና ኣብ እንሰግደሉ ብሕልናና እና እንፈላልዮ ምክንያቱ ምእተ ማርያም ማሓረና እና ንብል ድፍእ እልና ብብርክና ብግባርና እና ተማህረ ናይ ኣቦይ ቃሺ ግና ጣራይ ኣድኖኖ እዩ ይብለዉ ተዘይ ተጋግየ❤👆👆👆👆👆👆👆👆
@yaekob
@yaekob 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት ያስመአልና የኔታ ጥበቡ😊😊😊😊
@Meng430
@Meng430 2 ай бұрын
እዚ ቀሺ ኣምላክ ይባርኮ ንሓቂ ኣይሓብእንዩ ኣምላክ ሓቂ የዕዚዙ ይባርኮ።
@robielgebrehiwet8712
@robielgebrehiwet8712 2 ай бұрын
Mergeta eyu qeshi aykonen
@MichaleAmanuel
@MichaleAmanuel 2 ай бұрын
ኩቡር ሓወይ ጹቡቅ ኣለካ እንዲካ ግን ኣብ ቤተክርስትያን ዝሕባእ የለን ግን ዝመሃር የለን ይቅርታ ግን
@Ezgihareya
@Ezgihareya Ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/fHvUoI2Vm5hpd8Usi=j-kCjHoJLybZBvnZ
@DesbeleSelemun-v8r
@DesbeleSelemun-v8r 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ቃል ሂወት ይስመዐና አግዛቢሄር❤❤❤❤
@g776yy3
@g776yy3 Ай бұрын
ኣሜንንን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️🤲🤲🤲
@AmbesaGhebretnsae
@AmbesaGhebretnsae 2 ай бұрын
Amennn (((3))) qal hiwet yesmolna kbur memhr Tbebu & Fish Egziabher xegu yebzhalkum ❤❤❤🎉🎉🎉 እ/ሄር ኣምላክ ብዕድሜ ና በጤና ያቆይለን ❤❤❤❤❤❤ እንተ ነቶም መናፍቅን ግን መስትውዓል ልቢ ይሃብኩም
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
Egziabher bhxret aynxhafo marey yqreta ✝️🙏❤️
@HabtomHadush-kj6to
@HabtomHadush-kj6to 2 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና
@phevendesey5053
@phevendesey5053 2 ай бұрын
Wowww nay bhaki nay wishitey hitotat meliskimley memhrna Amlak yibrkum. Please next time kemiz aynet timhrti kimhruna amxielna fish hawina. Thank you ❤❤❤❤❤🧡
@AndemichaelSolomon
@AndemichaelSolomon 2 ай бұрын
ርሑስ ኣውደኣመት ፍሽ ሓውና ።❤❤❤❤❤❤❤
@tsehayeghebre-4324
@tsehayeghebre-4324 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህርና ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ ግን ገድላትን ድርሳናትን ንዓና ነዞም ኣመንቲ መምሃሪ ክሳብ ዝኮነ ንምንታይ ብንጹር ዘይጸሓፍ እዘን ሕቶታት እዚአን ካብተን ብብዝሒ ንሕተተን እየን ?ሰለቲ ዝመሓርክሙና ብድጋሜ ቃለህይወት የስምዓልና መምህና❤❤❤❤❤❤❤
@Giyorgis23Giyorgis23-uf1dn
@Giyorgis23Giyorgis23-uf1dn 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና 🎉
@ThanksGodኣሜን
@ThanksGodኣሜን 2 ай бұрын
Memhari yu Nay bhaqi qexlelu fsh thanks ❤
@FthawitKinfe
@FthawitKinfe 2 ай бұрын
ኣዛራርባ ብጣሚ respect ዘለዋ ኣቦይ ቀሺ❤🎉
@nardosphilipos1278
@nardosphilipos1278 26 күн бұрын
ዘለዋ❎ዘለዎ✅
@mussiemengsteab8512
@mussiemengsteab8512 2 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ምላሽ እዩ ሰብ ግና ናይ ቤተክርስትያን ኣበር ምድላይ እንበር ናይ ቤተክርስትያን ጽባቀ ኣይርእይን እዩ ምኽንያቱ ቃል ኣምላኽ Matthew 7 ትግ - ማቴዎስ 1-2: ብዝፈረድኩምሉ ፍርዲ ኺፍረደኩም፡ ብዝሰፈርኩምሉ መስፈርውን ኪስፈረልኩም እዩ እሞ ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ። 3: ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይፈለጥካስ፡ ንምንታይከ ኣብ ዓይኒ ሓውካ፡ ዘሎ በሰር እትርኢ፧ ስለዝብል ቤተክርስትያንና ግና ንኹሉ መልሲ ኣለዋ፡፡ ነዞም ኣቦና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፍሽ ሓዉና ድማ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ተባረኽ !❤❤❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
Nay bhaki ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@SelamYemane-ll5du
@SelamYemane-ll5du 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓና❤❤❤❤❤❤
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 2 ай бұрын
ሩሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና ✝️💟 ኣቱም ኦርቶዶኩሳውያን ንጠንቀቅ ሰይጣን ማዕረ ክንደይ የዕገርግር ከምዘሎ ንስተብህለሉ ኣብ እምነትና ንጽናዕ ንጸሊ መጽሓፍ ቅዱስ ነንብብ ዘይተረደኣና ነቦታትና ንሕተት ዝኮነ ዝከበደና እንተሎ ወይ እምነትና ዘጠራጥረና እንተኮይኑ ዋላ ሰለስተ መዓልቲ ስባኤ ኣቲና ምስ አምላክና ንዘራረብ እቲ ሓቀኛ መገዲ ግለጸለይ ንበሎ ንሕቶና መልሲ ክንረክበሉ ኢና እዚ ኮ ጸወታ ኣይኮነን ሂወት እዩ ናይዘልኣለም ሂወት ኳ ደኣ
@deaconsemere5558
@deaconsemere5558 2 ай бұрын
ኣነስ ዋላ ኣይዓገብኩን ብሓቂ ብየነታ ጥበቡ መልሲ ምክንያቱ ሸለልትነት ዝመለኦ ነሩ ሓደ ብንጹር ኣይተመለሰን ቡዙሕ እዚ ኣነ ብወገነይ ንመናፍቃን ደስ ዘብል እዩ ማለት ዋላኻ ትቃላቱ ሓቂ ተኮነ ኣጋላልጻ ግን የለን ስለ ስግዳን ኣይተመለሰን ብሰፊሑ ይብል ታይትብሊ ንስክከ ወገነይ
@Happiness2233
@Happiness2233 2 ай бұрын
Xbuk eyu gelixuwo zelo memhir tibebu bimistiwial tesemienayo, bzuh alo baelom bfkadom zehtimuwo mexhaf ybl neru emo haku alo memhir tibebu
@Motherfather-k2q
@Motherfather-k2q 2 ай бұрын
​@@deaconsemere5558nskake kemzia mgeberka do lb nzelowe ekul eyu ንለባም ሓንቲ ቃል ታክሎ።
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት 2 ай бұрын
ዘይተረድኣካ ካብ ሓቲትካ ዝተዋህበካ መልሲ ተኸቲልካ ምኻድ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢብካ ነቲ ዘንበብካዮ መጽሓፍ ሓቂ ምኽታል ኣይምሓሸን?
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab 2 ай бұрын
መጀመርታ ርሑስ መስቀል ❤ ናይ ብሓቂ ኩሉ ብጽሎት አዩ አንበር አዚ ዘበን ክብዲ ናይ ሎሚ መናፍቃን አንታይ ዘይብሉ አዚ ናትኻ ጽቡቅ ሓሳባት ደስ ኢሎኒ ዛሓወይ ሓደ ጎይታ ኣንቲ አሞነት ኣንቲ ጥምቅት
@user-hiwen
@user-hiwen 2 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም ምፃኣኩሙ🌷✝️🌻
@shambqonatv9331
@shambqonatv9331 2 ай бұрын
ፍሽ ሓወይ የቀኒየልና።❤❤❤❤
@danielbrhane6878
@danielbrhane6878 Ай бұрын
Thanks memhir tibebu esayas & fish kea blbi nemesgn
@Dani2345Rezene
@Dani2345Rezene 24 күн бұрын
ጭራ ነብሪ ኣይትተክፍ ወይ ተንኪፍካ ኣይትፈኑ በል ሓዝ በዓል ሕቶ ቃል ብካላ ሊቃውቲ ኣቦታት ኣናብር ዝኮኑ መጸምካ ኣለዉ መልሲ ኣይትስንን እያ ቤተክርስትያና ነቦታት ከተዳክሙ ደኣ እንበር ኣቦታትን ንዘላለም ንበሩልና ዕድመኩም ዕድመ ማቱ ሶላ ይግበረልኩም እግዚአብሔር ቃል ሂወት የስመዓልና ዝለ ተገዲስኩም ዝመለስኩምልና ዘበንኩም ይባረካገልጉለትኩም ይቀበለልኩም አምላክ ፡ ፉሽ ሓውና ከኣ ኣብ ቀጻሊ ካብ ልቢ ነመስግነካ ።❤🎉❤❤
@zewdiaraya4194
@zewdiaraya4194 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና ውቦና።ፍሽ ሃወይ ነዚኣ አባ ሂተተለይ ኣ ቦና ነደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ከም መላእኽቲ እያ ድኣ አምበር ብስጋ ኣይኮነትን ትነብር ኢሎም፡ናሕና ግን ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብስጋ ናብ ሰማይ ከም ዝዓረገት ኢና ኒማሃር (ፍልሰታ) እሞ ከም መላእኽቲ አንተኮኢና ቲነብር ዳኣ እቲ ሰጋኣ ኸ ኣበይ ኣሎ።
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ግን ደስ ዘይበለኒ ነገራት ኣሎ ንድንግል ማርያም ኣቃሊልዋ ብጣዕሚ ዋላ ኣይነምልካ ግን ደረት ኣልቦ ኢና ነፍቅራ ብድንግል ዝመጻና ኣይንፈቱን ኢና ሓንሳብ ሓንሳብ ውን ንስኻ ትሓቶ ካልእ ንሱ ከኣ ካልእ ይምልሰልካ ኔሩ መደብካ ቀጽሎ ፍሽ ሓወይ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም
@YunitaNita-ct7fh
@YunitaNita-ct7fh 2 ай бұрын
❤❤❤❤ቃለ ህይወት የስማዓና❤❤❤❤❤❤
@okbamkal9426
@okbamkal9426 2 ай бұрын
Rhus awdiamet qle hiwet yesmalna ❤🙏🙏🙏
@habensisay3769
@habensisay3769 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna abona egziabiher edmen tinan yhabka❤❤❤❤
@eldanasamuel2894
@eldanasamuel2894 2 ай бұрын
Qal hiwet yesmalna egzabiher amlak nay agelgulot gzekum yibarkelkum❤❤❤
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 139 МЛН
ТЮРЕМЩИК В БОКСЕ! #shorts
00:58
HARD_MMA
Рет қаралды 2,7 МЛН
ብርቱዕ ክትዕ ኣብ መንጎ ኦርቶዶክስን ፔንጠን
46:08
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 46 М.
Jesus Christ Film in Tigrigna Language  ናይ የሱስ ፊልም ብትዓርኛ
2:01:44
Z essence of life / Z Entourage
Рет қаралды 484 М.
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 139 МЛН