ሓድሽ ሓበሬታ፡ ሓደሽቲ ሕግታት ትራምፕ ንስደተኛታት እንታይ ማለት እዩ፧!!

  Рет қаралды 5,897

Habteab Tech Academy

Habteab Tech Academy

Күн бұрын

Пікірлер: 20
@peacefullife7520
@peacefullife7520 3 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ እዩ :ኣናብባ ግና ቡዙሕ ምልምማድ የድልየካ ኣሎ :ከም ሓደ ዛንታ ዝነግር ዘሎ ሰብ ኣምሲልካዮ :: ምሉእ ኣድህቦካ ኣብቲ ተንብቦ ዘሎኻ ወረቀት ከምዘሎ ይፍለጥ ኣሎ.
@robelg-her4692
@robelg-her4692 3 күн бұрын
Thank you for your efforts; you have provided clear information.
@abrhamzemichael9749
@abrhamzemichael9749 3 күн бұрын
Your voice is very very good So continue 👍 👌 🎉
@Daniii-38
@Daniii-38 4 күн бұрын
Znexere habereta thanks bro❤
@nahom1861
@nahom1861 4 күн бұрын
Thanks for the information..❤❤
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra 3 күн бұрын
❤thanks 🇪🇷🙏
@Pqr-w1e
@Pqr-w1e 4 күн бұрын
Thanks for the information
@MichaelAlexander-dy6qf
@MichaelAlexander-dy6qf 3 күн бұрын
ሰላም ዝሓወይ 🥰 ንዓና ከ ይጸሉ ድዩ ብፍላይ ብመክስኮ ንዝኣትዉ
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 4 күн бұрын
Am🎉🎉🎉🎉
@musietecle5908
@musietecle5908 3 күн бұрын
ትራንብ ዕቡድ
@henok2826
@henok2826 3 күн бұрын
እዛ ቻነል ናይ ቛንቛ ኢንግሊሽ ጥራይ ዘይትገብርዋ ንዜናታት ዝኸውን ዋላ ካልእ ቻነል ክፈቱ ሳብስክራይብ ክንሕግዘኩም this is my opinion thank you my teachers
@habteabtechacademy
@habteabtechacademy 3 күн бұрын
ሰላም፡ እዚኣ ካልአይቲ ቻነልና ኢያ። ልዕሊ 200 ናይ ኢንግሊሽ ጥራይ ዝሓዘት 50,000 ሳብስክራበርስ ዝሓዘት 'Habteab Language Academy' ትብል ኣላ።
@henok2826
@henok2826 3 күн бұрын
@habteabtechacademy ohhhh am sorry ኣይረኣክዋን ኔረ ይቕረታ ኣብዚኣ ሕጂ ሳብስክራብ ክገብር የ
@user-mi2rg1hj3o
@user-mi2rg1hj3o 3 күн бұрын
Anta entay yetekewekum bzaeba tmhrtka zeytgebr gda nab poletka kitatu delika dika
@habteabtechacademy
@habteabtechacademy 3 күн бұрын
ነቲ ኢንግሊሽ ቁሩብ ዝጽግሞ ሰብ፡ ቀንዲ ኣጋጣሚታት ዓለምና፡ ኣጽፊፍካ ተርጒምካ ምቕራብ ክፋል ናይ ስራሕና ኢዩ።
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 3 күн бұрын
ስደተኛታት እንታይ ዕጭኦም ናብ መበቆል ዓዶም ምምላስ ጥራይ እዩ አብ ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ ዋላ ወረቀት ይሃልዎ ብጠቅላላ ንዓዱ ተድምለስ ክንደይ ምጸበቀ ሃገርና ዋዛ ትመስለኩም ቡዙሓት አለኹም
@HenogYemane-p3m
@HenogYemane-p3m 3 күн бұрын
Ya nay bhaki kulkum temelesu ane trh ytrf aytekaxuxulna habesha shkorat 😂
@ZegfetAromo
@ZegfetAromo 3 күн бұрын
ተጋጊኻ ኣለኻ ኣብቲ ናይ ቆለዑት ዜግነት ካብዘይ ሕጋውያን ስደትኛታት ዝተወለዱ አዩ ስለዝስ ንጹር ሓበሬታ ክትህብ ህድእ ኢልካ ረኣዮ ከመኡ ተ ኾይኑ ድኣ ሰበይቲ ትራም ስደትኛ እንድያ ክክክክ ብዝኾነ ትራምፕ ፕሮፕጋንዳ ዩ ዝገብር ዘሎ ንግዜኡ ሰብ ከሻቅልዩ በር ክንደይናይ ከይሳኸዔሉ ኣምላኽ ኣሎ ሰብ ፈትዩ ኣይኮነን ካብ ዓዱ ዝወጽእ ኩፍእ ግብሩ ክንደይናይ ከይሰልጦ ከም ዝቅደመ ሓንቲ ከይገብረ 4ዓመት ከሓልፋ የን
@habteabtechacademy
@habteabtechacademy 3 күн бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ፡ ግን ዘይሕጋውያን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ዋላ H-1B and student visa ዝኣተዉ ኢዩ ኢሉ። ብዝኾነ ግን ገሚትካያ ኣለኻ። ሎሚ ንግሆ ዳኛ ነቲ ናይ ትራምፕ ኦርደር ንግዝያዊ ኣወንዚፍዎ ኣሎ።
@fevenmengsteab7369
@fevenmengsteab7369 4 күн бұрын
Thank you for Information
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
Marmok
Рет қаралды 2,8 МЛН
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
52:18
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 434 М.
Thank you mommy 😊💝 #shorts
0:24
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 33 МЛН
요즘유행 찍는법
0:34
오마이비키 OMV
Рет қаралды 12 МЛН
ትግራይ ከመይ ኣላ፧
12:23
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 51 М.
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
Marmok
Рет қаралды 2,8 МЛН