No video

ድሕሪ ከዚ ሃምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይደግሚ በክያ ኣብክያትኒ

  Рет қаралды 21,191

Aman Tube

Aman Tube

Күн бұрын

#tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

Пікірлер: 1 600
@user-wx3og4yk2g
@user-wx3og4yk2g 3 ай бұрын
ኣማየ ንዛቆልዓ ምሳካ ኣስርሓያ ትብሉ ላይክ ግጨዉና❤❤❤❤❤❤❤ኣሕዚናትኒ ግን🎉❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️
@muluftwi
@muluftwi 2 ай бұрын
Nay gdn kesrha alewo
@user-gf5rx9wy6q
@user-gf5rx9wy6q 3 ай бұрын
ውይ ኣሕዝናትን እፍፍ ሕነኣ ትፍደ ትብሉ👍 ይቱብ ካብ ሐዚ ንድሓር ብሓደ ይስርሑ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-ww5ry4yr7k
@user-ww5ry4yr7k 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@BeGUDEMTUBE
@BeGUDEMTUBE 3 ай бұрын
ኤማ ሙድ ምሓዝ የጥዕመሉይ እትብሉ ላይክ ግበሩ😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏❤️
@zufanzufan9302
@zufanzufan9302 3 ай бұрын
ኻሓሳ ዝትብሉ ላይክ ግበሩ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@zufanzufan9302
@zufanzufan9302 3 ай бұрын
@@amantube28 🥰🙏🙏🙏
@ghbn5526
@ghbn5526 3 ай бұрын
ኤማ ከም ባዓል ሕልና ናይ ግድን ኣስረሓያ ናይ ብሓቂ ኣሕዝናትኒ 😢 ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 3 ай бұрын
እፍ ማዓረይ ክትሐዝነካ ኤማ ሓወይ ወላ ሓንቲ ማዓልቲ ምሳካ ናሰረሐት ክሪኣ ኣለኒ😘😘😘
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@adu_blue
@adu_blue 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ብደንቢ ኣስርሓያ ምሳካ ኣማን መሕረር subscribe ግበሩኒ ደቂ ዓደይ ❤️❤️
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@KidusFisshayeKidus
@KidusFisshayeKidus 3 ай бұрын
Geyre aleku ❤
@NatiHslase
@NatiHslase 3 ай бұрын
gerna eko man😎✌️😂
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 3 ай бұрын
ደቂ ምድራዊ ገነት ሳብስክራብ በሉለይ 👑👑👑👑
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q 3 ай бұрын
ገይረ አለኩ
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እያ ኣሕዝናትኒ በእወነት😢😢ዘለዋ ዓቅሊ ❤ መሳኩም ክተሰረሕዋ ካኣ ተሰፋ ይገብር 🙏ብጣዐሚ ክትሰርሕ ደልየት ኣለዋ 🙏 ይትብ ቲክቶክ ካኣ በደንቢ ኣረድእዋ ፀባሕ ዝላዓለ ደረኛ ምስ በፅሐት ካኣ ከተመስግነኩም እያ::
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-ob4tn4vz5r
@user-ob4tn4vz5r 3 ай бұрын
ዋይ እማ ምጭካንኻ ኣሕዝናትኒ ኣነስ😢 ክንዱዙይ ዓቅሊ ኣይመገበርኩይ ይቅረየኒ ክብለካ ነይረ እየ ግን ድልየት ስለ ዘለዋ ምሳኻ ኣስረሐያ ❤😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-pi7oy7hi4z
@user-pi7oy7hi4z 3 ай бұрын
በስም ኣብ ሕማቅ ገይርካ በእውነት ትዕግስታ ድልየት ስለ ዘለዋ እያ ተዓግሳትካ😢 ፍረ ትዕግስታ እቲ ዝደለዮቶ ግበረላ ሓደራ ፅብቅ ነገር ክትጥቀመሉ ግን ምክራ ማሃሪ ነገራት 😊
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv 3 ай бұрын
ኤማ መሕረር እንካዕ ብሰላም መፃካ ሸር ግበርሉ ተጋሩዋይ ነዕብዮ❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-cj5np1bu6i
@user-cj5np1bu6i 3 ай бұрын
ሰንዋይ ምቂሪቲ ኣረ በጃካ ስልካ ላኣከልና ከንብረትታዓ ኣረኣ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 3 ай бұрын
ኤህህህ ኣማነይ ናይ ኢድኻ ኣይትስኣን ኣንታ እንታይ እየን ገይረናኻ ዘን ሔዋናት ሕደግ ንብዓተን ውሕጅ ኮይኑ ናጎሰሰ ከይወስደካ😂😂😂😂😂 ብዝኾነ ኣጆኻ ቀፅለሉ ማርያምን ሰሓቅ እየ ሞይተ❤❤❤
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 3 ай бұрын
😁😁
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 3 ай бұрын
ውሕጅ ኮይኑ ከይወስደካ ያ😂😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@eeee4739
@eeee4739 3 ай бұрын
ዋይ አታ መሕረር ድምፃ ካ ደስ ክብል ላኮለፍካያስ አይትክእልይ መዓረይ ምሳካ አስረሐያ አጀኪ በላ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Sgdyf
@Sgdyf 3 ай бұрын
እረ ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ምብካይ የኾነይ የዐብድ እዩ እቲ ዝገበርካዮ ኤማ መሕረርር ዋይ😢ኣበረታዓያ ሓደራ❤
@weynotube7
@weynotube7 3 ай бұрын
ሳቭስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-mp2vj1vv4g
@user-mp2vj1vv4g 3 ай бұрын
ደልየት እንበር ክእለት የብላን ግን ቀስ ናበለት ክትልመድን ክትደፍርን ይሓግዝዋ
@Kalababrha-xm5ru
@Kalababrha-xm5ru 3 ай бұрын
ኤማ ኤማ ኒግረይ ይመችካ ግን ን ቃሉ ኔክፈር ፕራንክ ግበርልና ክንፅበየካ ኢና 😮😮😮😮😮🎉
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Kalababrha-xm5ru
@Kalababrha-xm5ru 3 ай бұрын
@@amantube28 😍😍😍😍
@NatiShishay
@NatiShishay 3 ай бұрын
Kalau bro
@RobelMeasho
@RobelMeasho 3 ай бұрын
እወ ኣማነይ ን ቃሉ ኔክፈር ግበረልና ክፅበየካ ኢና ንሕናዉን
@merahawitgaltigray
@merahawitgaltigray 3 ай бұрын
ከብደይ ቆስለ ብሳሓቅ🤣🤣 ኣይትጥፋእ ኣማን ሓወይ ካውኡ ካኣ ፕራንክ ምርር ዝበለ እዩ ፅቡቅ ብፍላይ ናዓኩም እየ ግን😁ንማማ ተኮይኑ ኢና ዘይንደሊ ክድንግፃ ስለ ዝክእላ🥰
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@bxbbx7087
@bxbbx7087 3 ай бұрын
ዉይ የካኣሉኩይ ኣሕዚናትኒ ዛቆልዓ😢 ቀፃላይ ሕነኪ ፍደዪ ዛምቤተይ ፍትዉ እየ ዘብለካ ኤማ ሓወይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@weynotube7
@weynotube7 3 ай бұрын
ሳቭስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@user-lt6zo7mu6o
@user-lt6zo7mu6o 3 ай бұрын
ኤማ መሕረር ሞይተእየ ኹሉ ነገር ብማይ😂 ባይዘወይ.50k. ኣብፅሕዋ ደቂ ዓደይ 🙏🥰
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 3 ай бұрын
ኤማ መሕረር ሓደ ፕራንክ ዝገብረካዶ ስኣንካ😂😂 ኩቡራት ተኸታተልት ኣማን KZbin እስክ ብቅንዕና ብመንገድኹም #ሳብስክራይብ በሉለይ👏
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@wtfgvbb803
@wtfgvbb803 3 ай бұрын
ተሓጋግዝክም ተፋቅርክም ስሩሑ ስኣን ከምዚ ኣጀኪ ዝብለና ስእንና ኢና ስደት ኮይኑ ዘሎ ሂወትና እና ከምዚ እናበልክም ተሓባበሩ ብርካት❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Brktitube
@Brktitube 3 ай бұрын
ብሓቅ😢😢 ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተየሰ❤❤🎉
@user-rt8iz5yu6f
@user-rt8iz5yu6f 3 ай бұрын
እዋይ ኤሜ ትገብሮደለካ ዛቆልዓግን እንየዋ ዓቅሊ ድልየት ድዩ ድገብር ደሎ😢😢
@weynotube7
@weynotube7 3 ай бұрын
ሳቭስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r 3 ай бұрын
ወይኔ😂 ኤማ መሕረር ሓፍተይ ማዓረይ አሕዝናትን 😢❤ኤማ በይዛኻ አስርሓያ❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Tgst1212
@Tgst1212 3 ай бұрын
በይዛኻ ተቀራረባ ሓሳባ ኣይትኹለፋ ጎበዝ ክትኸዉንያ ማርያምን ካዉኡለ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ፅቡቅ ኣይኮነን
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@destagood1479
@destagood1479 3 ай бұрын
ማዓረይ❤ ናዓኻ ብራክ ዝገብር ናፊቀ ኤማ መሕረር😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
😂😂🙏🙏🙏❤️
@VgggVvv-n2q
@VgggVvv-n2q 18 күн бұрын
ብጣዕ እያ ተሕዝነካ😢ዋይ እዚ ኩለይ ትዕግስቲ❤❤❤❤🎉ኣብ ቀፀሊ ምሳካ ከትሰርሕ ባዓል ምሉእ ተስፈ እና❤❤❤
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 3 ай бұрын
ብዝከነ ብሓደ ስርሑ ገቦዝ አያ ብጣዕሚ ዛጓል ኤማዋይ ታሓባበራ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 3 ай бұрын
አረ ከምዚ ኘራንክ ታይ በሃሊ ጨካን ኢካ😮😮😮መፅለኢ😮😮
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@kidanutadele921
@kidanutadele921 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እያ ተደንግጸካ ዛቖልዓ ኣጆኺ ማዓረይ ዋይይይ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-iz6xn6rm7l
@user-iz6xn6rm7l 3 ай бұрын
ኤማ ጨካን ኢኻ ብሓቂ ታይ ገበረትካ በስመኣም ክተደንቀግፀካ ሓፍተይ ናተይ❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 3 ай бұрын
ዉይ ሓፍተይ ኣሕዝናትኒ 🥺ኤማየ መሕረር 😄በቃ ኣብ ምጅማራ ሸዉሃታ ትዓፅያ ምሳኹም ኣስርሑዋ ኢኹም ♥️👌
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@mmn7636
@mmn7636 3 ай бұрын
ማዓረይ ገይራ ተጨኒቃ 😢ደሞሰ ብዛዕባ ፕራንክ የትፈልጥን ማዓረይ ብሓደ ንሰርሕ ዲናያ ገይራ ትሓጊሳ❤❤❤❤🥰🥰🥀 ኤማ ግን ኣትፀድቅን😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
😂😂🙏🙏🙏❤️
@BeGUDEMTUBE
@BeGUDEMTUBE 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃካ ኤማዋይ🎉❤ ናይ ኣማሪካ ፕሬዝዳንት ያደፋር 😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏❤️
@weynotube7
@weynotube7 3 ай бұрын
ሳቭስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@user-th1jn4rf2y
@user-th1jn4rf2y 3 ай бұрын
እማዋይ ስራሕኻ ብጣዕሚ እዩ ደስስስስስስስ ዝብል ኢና እዛ ቆልዓ ማራ እያ ኣሕዚናቱኒይ ኣስረሕያ እኻ እማዋይይይይይ እነ እውን ብዘለኒይ ዓቅሚ ላይክ ሸረ ክግብር እየ እማ ሓዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 3 ай бұрын
እፍ ብአነት ዛቭድዩ ከይረአኩ ኣሕዘናትኒ ዠብል ምሰ ኣንብብኩ ክውፀአ አለ ነይረ እፍ ኣታ ክንደይ ትርገም እፍ ማርያምን ብጣዓሚ ኣሕዘናትኒ ናዓይዉን💔😭😭 እቱብ ተልዩዋባ ንገርኒ ወይ ተክቶክ አማዋይ 🙏🙏
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ኣብ ቀረባ ግዜ ክከፍተለ‍ኣ እየ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 3 ай бұрын
ኡፍ😥ጎተይተዋይ እንየዋ ዓቅሊ ብጣዕሚ እያ ንፍዕቲ ግን ኤማዋይ ብጣዕሚ እንዲካ ኣንዊሒካዮ ከይንካ ንስካለ አሕፅር ከይተብሎሶ የካኣልኩይ😥
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Meri-rg7hp
@Meri-rg7hp 3 ай бұрын
ኤማዋ መሕረር እስከ ካብ ኣዋልድ ወፂእካ ንወዲ ፕራንክ ግበረልና😁🙄😍😍💚ንኣጓላት ኣይተሕዝነለይ😁💚✅ዛንበይተይ💚 ዘይነገርካኒ ያ 🙆
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
ኣዋልድ እየን ብጣዕሚ የዋሃት ኮይነን 🙏🙏🙏❤️
@user-yi9qs6vt7e
@user-yi9qs6vt7e 3 ай бұрын
እውው ገለ ዓይነይ እካ ኤማን አትከአልካይ😮😮ብስሓቅ አይከአልኩይ አየ ደቅ ማዳም😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@AliJaber-fj6jk
@AliJaber-fj6jk 3 ай бұрын
❤❤❤ኤማ መሕረር 😂ኣስራሕያ ፅሪቲ እኜዋ ዓቅሊ❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@tarhastube9099
@tarhastube9099 3 ай бұрын
አታ ሞትኩ ሰሓቅ ቀፅለሉ ወዲ ሓማተይ❤😂😂😂ብሓቂ ግን ምሳኩም ትሰራሕ አጆኩም ተጋሩዋይ ሓብሪና ንዕበ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-or9bs6yy2g
@user-or9bs6yy2g 3 ай бұрын
😂😂😒😒 ኤህ ኤማ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@MrhawazBrhanu
@MrhawazBrhanu 3 ай бұрын
ኤህ በኡነት ሞራልኻ
@TsegaTesfay-m8s
@TsegaTesfay-m8s 10 күн бұрын
ግጥሚ ድዩ ኤማየ አቲ ናትካ ሰሐቅ ሞይተ ketslelu ብዝኾነ 🩷🩷🩷
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x 3 ай бұрын
ኣይይ ሓመድ ትብለዐኒ ሓፍተይ ኣሕዝናትኒ ኤማ ናይ ኢድካ ኣይትሳኣን ተፃዊትካላ ብዝኮነ ሓግዛ ምሳካ ትስራሕ በርትዑ ካዓ ❤❤❤❤ 🎉🎉
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x 3 ай бұрын
@@amantube28 ምስጋናካ ይብዛሕ ወድነይ💜
@SultanSs-by9zu
@SultanSs-by9zu 3 ай бұрын
ኤማ፡ሞባይል፡ገዚእኻ፡ቲኽቶክ፡ኽፈተላ😢❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒየመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@gedu8644
@gedu8644 3 ай бұрын
ኣነሰ ታ ሃላንድ ኣልዒለ ኣብ ግንባርካ ክሰብራ ነየረ እዋይ ሙድ ሒዝክላ ተሕዝነካ😂😂❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏❤️
@GgG-zr5db
@GgG-zr5db 2 ай бұрын
ግን ብጣዕሚ ድሌት እነዋ ብጣዕሚ ኣስረሓያ እማዋይ 👏እስኻ ከዓ ጎበዝ ፈታኒ 🙆‍♀️😊
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@MeazaTube12
@MeazaTube12 3 ай бұрын
ማዓረይይ ከብደይ በሊዓትኒ ወለላይ😢 ውይ ኣማን ሓወይ ታይ ገበረትካ ወደይ ውይ በማርያም ከሳብ ፅቡቁ ገይራ ዝትለምዶ ፕራንክ ከይትገብራ ኣማነይ🙏እና ጎብዙ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@BrktiGidey
@BrktiGidey 3 ай бұрын
ኤማ መሕርር ማይ ንሕፀብ ማይ ንሰቲ ተኽሊ ማይ ነስቲ ይበል ግጥሚ ኤማ ሽኮር ኣሲሒቕካኒ😂😂😂😂😂 ግን እዛ ቆልዓ አብ ሕልማ ክትበፅሕ ተስፋ ሃብዋ ኤማ ሓወይ ወዲቕካ ምትሳእ ዘሎ እዩ ኣጆኺ ካኣ ሓፍተይ ክትበፅሕዮ ኢኺ።❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@ST-qz8jf
@ST-qz8jf 3 ай бұрын
😅😅😅😅😅 meyte lomi እዋይ መስክነይቲ ቆልዓ ኣንታ እንታይ ገራትካ፡ ድሌት ኣለዋ ኣስርሓያ ደስ ክብላ፡ 😅😅😅 ቲክቶክ ሕማቕ ከም ዝኾነ ከኣ ንገራ እካ፡ 😅😅😅
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 3 ай бұрын
ኤማ መቀሰን❤❤❤❤❤ መጨረሻኡ ስለ ዝሰለጣ ደስ ኢሉና❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@rhdtfghfhgihg4566
@rhdtfghfhgihg4566 3 ай бұрын
አረ ብጣዕሚ እየ ተጨኒቀ ኣነለ እዉይ ኢማ ሓወይ ብዝተከኣለካ መጠን ኣስራሓያ በጃካ ደማ ቀፅልሉ ኣደናቂትካ እየ🇻🇳❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 3 ай бұрын
ገፅኻ ኣይፍታሕ ጨካን😂❤❤ ምስክን ቆላዓ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@eriilove2812
@eriilove2812 3 ай бұрын
ማርያምን ትዕግስቲ እንአዋ አረ ኣሕዝናትኒ ኡፍፍ ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-jk1jr8qp1x
@user-jk1jr8qp1x 3 ай бұрын
መዓርተይ 💔😢😢😢እግዚአብሔር ኣብ ተሓስብዮ ደረጃ የብፅሕኪ 🙏❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-ep7eh4hj3h
@user-ep7eh4hj3h 3 ай бұрын
ዓቅላም እያ ኣነ ተዝኮን ክፀፍዐካ ኔረ 😁
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
😂😂የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Yonastdf
@Yonastdf 3 ай бұрын
ኤማ ዓርከይ መባልዕትኻ ክትከውን እያ Please ኣስርሓያ ምሳኻ ከመይ ገይራ ከም ትሰርሕ እውን ብደንቢ ገይርካ ሓግዛ ንሕና እውን ኣብ ጎንኹም ኣለና ሶ ይመችኩም ደቂ ዓደይ✌️❤💙
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
Eshi betami yemesgen 🙏🙏🙏❤️
@tesfaeyusnkay5168
@tesfaeyusnkay5168 3 ай бұрын
ማዓርይ ማራ ሓዝን ብክይ ምሳኣ 😢😢😢ካብ ልቢ ሶ ብጃካ ኣጆኪ ኣባራተዓይ ኡፍፍ ማዓርይ ዝለዎ ትዕግሰቲ ዓቅሊ ኣማነ ግን ጋሻ ፕራንክ. ገደፍ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@BarchiTube5164
@BarchiTube5164 3 ай бұрын
ዋይ ኣይካኣልኩን ግን😂😢ታሓዋዊሱኒ ትዕግስታ ከየድነቅኩዋ ካሓልፍ ኣይደልን❤😢 ኤማ ግን ማዕልትካ ተፀበ ዋላ ሕሳቦም ከፊለ ፕራንክ ከምዝገብሩካ ክገብር እየ ❤😂😅
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
😂😂 እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ConfusedBamboo-vx7dw
@ConfusedBamboo-vx7dw 3 ай бұрын
ኣማን ሓወይ ብጣዓሚ ያ ኣሕዝናቲኒ🥲🙄😂እና ንሲካ ለ ኣሕዝካኒ ኢኻ ❤️ቀፅለሉ ጎቡዚ ዝሓወይ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@RShaN-kiki
@RShaN-kiki 3 ай бұрын
ድሁል አብዚሕካላ 😁😁😁 💜♥️🦋 ብዝኮነ ይፈትወካ እየ 🤗😁
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@SarahApadi
@SarahApadi 3 ай бұрын
አረ ብጣዕም ኣሕዝናትን ምዓረይ ውይ ትዕግስታ ግን ኣማነይ ኣስረሐያ ምስኻ 😢❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@AbeAbe-ss1ju
@AbeAbe-ss1ju 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ተጋጊኻ ሓወይ ምኽንያቱ ሞራላ ክስበር እዩ ብዝኾነ ከምዚ ዓይነት ከይትደግም😢
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ 🙏🙏❤️
@user-dk5nh4wj4q
@user-dk5nh4wj4q 3 ай бұрын
ኤማ ሓወይ ታይ ኮይነ እየ ኩሉ ግዜ ክረአካ ዝድንግፅ ብጣዕሚ ዝፈተዎ ሓወይ ናመሰልካኒ ብምንታይ እባ ክረክበካ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️
@user-dk5nh4wj4q
@user-dk5nh4wj4q 3 ай бұрын
ብምንታይ እባ ክረክበካ አደራሸ
@roorogarah-dz8cq
@roorogarah-dz8cq 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ ከብድካ ክትበልዕ ግን ዝሓፍተይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 3 ай бұрын
እሰይ ምቅርተይ እንኮዕ ደስ በለኪ ሓቢርኩም ክትመፁና ብተስፋ ንፅበ ኤማየ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@netsi2127
@netsi2127 3 ай бұрын
እዋይ ዓቅሊ ገራሚት እያ ተሕዝነካ 😢 ኤማ ን ቃሉ ወይ ንሃፍቶም እባ ፕራንክ ግበሮም 😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@TesfayBahlbi
@TesfayBahlbi 3 ай бұрын
አረ እዛ ቆልዓ ክተሕዝነካ ኤማ ምስካ ተሓባበራ ኣስራሓያ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b 3 ай бұрын
እዊ በስማአም ብጥዕሚ እያ አሕዝናትኒ ማዓረይ ፀላአኪ ይንባዕ😢😢አማን ግን ክትረግሚ ብጥዕሚ እካ እንዊሕካዮ ባሓፃራ ዝይታአክላ ግን ብጥዕሚ ድልየት ስለ ዝልዋ ስለ ይቱብ ትክተክ ኩሉ ምስኩ ገይሩኩም አላምዱዋ አምህርዋ ብዝተረፈ ብጥዕሚ እና ዝፈትወኩም ተጋሩዋ ብርትዕኩም ስሩሑ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-qx7jg8me7s
@user-qx7jg8me7s 3 ай бұрын
ዋይይይ ሓፍተይ ታይ ገደሻ ወደይ በስመአብ ምርጋሙ ንመጀመርያ እየ ገዛካ 😂😂😂ግን አሕዚናትኒ 😢
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@HiwiTigraweyti
@HiwiTigraweyti 3 ай бұрын
ወይ ጉድ ል tik toks ዝኹሉ ድኻም ህውከት ብቻ ኤማ መሕረር ይመችካ ምስ ቤቲ ንዓ ቤቲ ናፍቅንያ ❤💜
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 3 ай бұрын
አረ ክንደኣ ተጨኒቀ ምስኪነይቲ😢😢😢😢😢
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️
@sarahsarah4584
@sarahsarah4584 3 ай бұрын
ዋይይይይ ላናፈቅናኹም ኢና ዊ አይትጥፉዑ አማነይ ተሎ ተሎ ምፁና ❤❤❤❤ የኔ ማርርር ከርተተት ዶ አበለኺ አማን መሕረርርር አጆኺ የኔ ዉድ አማን ሞዬተየ ሳሓቅ😂😂😂😂😂
@weynotube7
@weynotube7 3 ай бұрын
ሳቭስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-kq2jm7lu5r
@user-kq2jm7lu5r 2 ай бұрын
😢😢😢😢😂😂ኤህ ዳኣም ኤማ😂😂😂😂😂ኹሎም እንድሕ ርእዮምኽስ😂😂😂😂😂ዋዉዉዉ ይዉልኽያ ኣታ ንኤኻ መሕርርር😂😂ቀስ ኣብላላ ዋይ😂😂😂
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@nmlkklkk
@nmlkklkk 3 ай бұрын
ኤማ መሕረርር ብዙሕ እትጭንቃ ክትሕዝነኒ ማዓት ምቅርተይ❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 3 ай бұрын
ኤማ ግን ንጋል ዘለካ ክብሪ ብዙሕ ኣይረአየኒ ዘሎ በኡነት ብጣዕሚ አየ ዘናድድ ናሰብ ስምዒት ናናከአካ ፕራክ ምባል ጌጋ አዩ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏❤️
@user-ys2tq2so4y
@user-ys2tq2so4y 3 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ግርህና ሪኢካ ኣይትጻወተሎም በጃካ ምስ ራካዮም ዘይክእል ሰብ ኣሎ ተፈጥሮ ኣነ እሞ ክሪኣ ኣይካልኩን ዋላ ፕራክ ኢዩ እንዳበልካና ኣደጊጻትኒ 😢
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@seni-z1f
@seni-z1f 3 ай бұрын
ኤማ ሓደራ ግን ምሳካ ኣስረሐያ ወድኖ😍👏
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏🙏❤️
@AlmazHadudh
@AlmazHadudh 3 ай бұрын
ፕራንክ ግበርዮ ሒነኺ ፍደዪ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
😂😂🙏🙏🙏❤️
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 3 ай бұрын
እንታይ ገበረትካ ወደዩ ብጣዕሚ አሕዝናትኒ ኣነስ ዓቅለይ ተፀንቅቁ ነይሩ አብ ክንዳኣ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
ጋሻስ ከምዚ ገርካ ክትድህላ ኣይነበረካን ሓግዛ መምህር ገይራትካ ክዓ ሽኮሪናኣስራሓያ ኤማየ ዝሓወይ🥰🙏
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@HewiYeboaz-ez6hq
@HewiYeboaz-ez6hq 3 ай бұрын
ዋየ ኣማን ናኢድኻ ኣይትስኣን ቁሩብ ህስስ ልበለት ትመስልዋ ኣክቲቭ ንክትኾን ተሓባበርዋ ታአዩ ብቀሊሉ ምሽዋድ እርግጥ ቆልዓ አያ ግን ብኻሊአ ስራሕ ፅቡቅ ደረጃ ኸምልብፃሕለ ኣረድአዋ ልድሓር ብቀሊሉ ልከይትጉዳአ ብዙሕ ትምህርቲ የድልያ አዩዋ ኽኣልዎ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️
@alemgebru1715
@alemgebru1715 3 ай бұрын
ሞትኩ 🤣🤣🤣 ኣታዮ ኤማ መሕርር ዝንጉርጉር ሕብሪ በቃበቃ ያ ዋይ ሓፍተይ 🤣🤣 ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
ኣሜን🙏🙏🙏❤️
@Brktitube
@Brktitube 3 ай бұрын
😂😂 ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤🎉
@Wahsey21dngley
@Wahsey21dngley 3 ай бұрын
ዋይ ትዕግስቲ ግን 100✅❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
ብጣዕሚ 🙏🙏🙏❤️
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂ትዕግስቲ ተሰፍ ብጣዕሚ አድኒቀያ ማራ አሕዚናትኒ😢😂😂😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@AaSs-bj7pg
@AaSs-bj7pg 3 ай бұрын
ያ ኣስርሓያ በይዛካ ዋይ ምቅርተይ ምስክነይቲይ ማራ.ካብደይ በሊዓትኒይ😢😢ኣነውን ክበኪይ ኢለ ነይረ ክንድኣ😢😢😢
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
😂😂እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@AaSs-bj7pg
@AaSs-bj7pg 3 ай бұрын
እና ወድነዋይ ኣብዞም ወለድና ናኣገድኩሙዎም ስልክካ ኣቅምጠለይ ኢለካ ኣለኩ ክብረተይ
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 3 ай бұрын
ሕደግ ባ ንኣወዳት ግዳ ፕራንክ ዘይትገብር😁😍😍
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ እወ ብጣዕሚ ግን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 3 ай бұрын
ዋኝ ኤማ አረ ሳሓቅ ሞይተ በኡነት ግን ናይግጥሚ ነገርስ😄የኔ ቆንጆ ኣባራታተዐያ ንሓፍትናለ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@tarhslove4629
@tarhslove4629 3 ай бұрын
ኣማነይ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ንሞራልካ ፅቡቕ ኣይኮነን😮ኣቤት ግጥሚ🤣🤣🤣 ንሰሱ ፕራንክ ግበረልና ትብሉ ላይክ ወቅጡ 🤣🤣
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@samibelay-tl1gp
@samibelay-tl1gp 3 ай бұрын
ኤማ ዝገርም ዓቕሊ ኣለኪ እባ በለለይ ንሰናይት ሓፍትና ። እዙ ዓቕሊ ንባዕሉ እኹል ዩ።
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@user-yh2pp9xn2z
@user-yh2pp9xn2z 3 ай бұрын
ማዓረይ ዋላ ሓቲ ቢዶይዶ ንስራሒይ ኣታዮ ታገበረትካ 😂😂❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Genet398
@Genet398 3 ай бұрын
ታይ ኮይና ማዓረይ 😢እረ ብማርያምካ ልብራክ እልካ ስ ልምንታይ ትብክያ 😢
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ኣይደግመ‍ኢ ድሕሪ ከዚ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@nfffdt931
@nfffdt931 3 ай бұрын
ኣታዮ ክትጭክን ዋይ በስምኣም ታይ ገበረትካ በኡነት ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ እፍፍፍ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏❤️
@gsjshd3479
@gsjshd3479 3 ай бұрын
ዋይ ዛግጥምካ ማራ ኣስሕቃትኒ😂ዛቆላዓ ኣሐዝናትኒ ዋይ😢
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-tl8tv6fi8x
@user-tl8tv6fi8x 3 ай бұрын
ልመጀመርያየይ እየ ርአካ ዘለኩ እና አሕዝናትኒ እኖት አነ ካዓ መልሲ ሰደት ድራማ ክሰርሕ ባህጊ አለኒ ዋላ ሰደት ከይኒ ይሰርሕ እንድየ ግን በይነይ ከይነ እዩ ዝሰሮሖ ካብኡ እድት ንገብሮ ምሰ ማሓዙት ከይንና እና አጣናክራ ናሓፍትና ሳአን አብ ዓዶም ምሰራሕ እዮም ሰደት ዝመፁ ዘለዉ እና ነባራተዐዮም አሕዋተይ ሰሰትና ነዕብ ነዖኦም ዓባየይ እያ ንዓና ግን አይካፈለናን
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️
@user-ci9ot2cv7w
@user-ci9ot2cv7w 3 ай бұрын
ኣሕዚናትኒ ዋይ ሓፍተይ😢😢 ልቃሕኺ ምለሲ❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-gg3ey1wd8u
@user-gg3ey1wd8u 3 ай бұрын
ምስግና ደከ ኣ ኮይኑ ሀዝስ ኣየ ኤማ መሕረር😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@gualEnderta
@gualEnderta 3 ай бұрын
ማይ ጀሚሩ ማይ ወዲእዋ ግጥሚ መሕረር 😁😁😁
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
😂😂🙏🙏🙏❤️
@TesakalgBerihu
@TesakalgBerihu 3 ай бұрын
ማርያምን ኣነ መቸም ክንድኡ ዓቅሊ የምገበርኩም ዋላ ክንቀትለኪ ኢና ኢሎም የፈራሩሑኒ እምበይ😂ተላዒለ ገለ ክገብር ኔረ እየ መዓረይ ካብደይ በሊዓትኒ😮 እምብር ሞዴል እያ ምቅርተይ❤🌹😘
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@Sjf-ul9rp
@Sjf-ul9rp 2 ай бұрын
ተሕዝነካ ማርያምን ከብደይ በሊዓትኒ😢😢
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-le6ov7nb4z
@user-le6ov7nb4z 3 ай бұрын
ናዕኽ መንእዩ ዘጨንቀካ ሓደ ግዘ ምስክን ኣሕዝናተነ😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 33 МЛН
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 14 МЛН
ና ቅድሚ 20 ዓመት ትውስታ😱👍
11:11
Yared Tsegay Smile
Рет қаралды 15 М.
ጌትዬን ማዘጋጃ ሄደን እንጋባ አልኩት🥰
9:52
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 33 МЛН