ድሕሪ ከዚ ሃምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይደግሚ

  Рет қаралды 14,008

Aman Tube

Aman Tube

Күн бұрын

Пікірлер: 548
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
ከይትፀርፉኒ ስርሕ ኮየኑኒ እዩ
@HayatHayat-m6q
@HayatHayat-m6q 7 ай бұрын
ናሰብ ኣይትገደስ ሰብ ንበለ ይበል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Haregte
@Haregte 7 ай бұрын
ኣጆኻ ኢማየ ዝበዝሕ ሰብ እናረአየ እዩ ዝፃረፍ ገሊኡ ክዓ ብቅንኢ ኣጆኻ
@teb-x4w
@teb-x4w 7 ай бұрын
አጆኻ ቀፅለሉ አማን ሓውና ሰለ ሰብ አይትገደስ ፀርፍኒን ናእዳን ከም ዘሎ ፈልጥኻ ኢኻ ትሰርሕ ዘለካ ሰለዚ አጆኻ
@FiriHadad
@FiriHadad 7 ай бұрын
እንታይ ለፅርፍ አለዎ ከምኡ እናገበረ እዩ ዝሰርሕሎ ሰብ ሰርሕኹም ተለወጡ ብቻ
@Brtukanlove
@Brtukanlove 7 ай бұрын
ነርማል እዩ ንስካ ብዙሕ ኣይትገደስ ኤማዋይ ብቻ ኣብ ስራሕካ ጠንክርካ ስራሕ ❤❤❤
@ሰምሃልዩቱብ
@ሰምሃልዩቱብ 7 ай бұрын
ናይ ሰብ ኣይትገደሰ ንዓኻ ደሰ ዝብልካ ስራሕ ካብዞም ኣምሓሩ ተመሃሩ ናይ ሰብ ዘረባ ኣይሰምዑን ስቅ እልዮም ሰርሖም እዮም ዝሰርሑ ብጣዕሚ እዮም ጎቦዛት 😊
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@HIfti-H
@HIfti-H 7 ай бұрын
ሳብስክራየብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 7 ай бұрын
ሃመይ ቐኒኹም ሕቡሸይ❤🎉 ዛቆልዓ ላዛኣ ደስ ክብል ካልኣይ ሙቐት❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 7 ай бұрын
ኣማነይ ልፈትየካ ♥️♥️♥️ ግድን እዩ ኣብ ስራሕ እማ ኣማነይ እና በርትዓልና ጥራይ ጀግናየ 😍👌
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 6 ай бұрын
ኤማዋይ ልፈትወካ እስካብ ሕጂ ትሰርሖም ስራሕትካ ማራዬም ዝምቸዉካ ኖርማልዩ ቀፅለሉ ኣጆካ ጎብዝ ዝሓወይ ናይ ሰብ ከይተገደስካ መንገድካ መርሽ ወለላይ❤
@amantube28
@amantube28 6 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl 7 ай бұрын
ናይ ዘረባ ሰብ ኣይትገደስ ነቶም ዝፀርፋኻ ኣይትገደሰሎም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ጎብዝ ኣብ ዓብዪ ደረጃ ከም ትበፅሕ ኣይጠራጠርን ❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
እሹኒ 🙏🙏❤️
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 7 ай бұрын
እፍ ታይ ገይረናካ አየን ናብካ ልልመፂኣ ተጨወተን ዘለካ ዋይ ዠሮ ነውረ ዳኣኮነይ ሓቅኪ ጋለይ ዘለዋ ትዕግሰቲ ግን ከይድንቅኩዋ ኣይየሓልፍን ዠሮ ይመቸኩም ኣማነይ ማዓረይ ንፈትወካ ኢናዋ ቃፅለሉ 🙏🙏🥀🥀
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@Zeni-q2v
@Zeni-q2v 7 ай бұрын
ኣነ ታይ ትብሉ ነርኩም ኣይሰማዓኹይ ሶሪ ዝድሕሪኹም እንዮ ቆልዓ እየ ጥምት ዊዒለዮ😳🤲❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
😂😂🙏🙏❤️
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 7 ай бұрын
ኣነ ድማ ኮሜኺ ምስ ርኣኹ ሪኦዮስ ታብ ፍርቂ ቪዶ ታይ ከም ዝበሉ ዘይ ሰማዕኽዎም😂😂😂😂😂
@seni-z1f
@seni-z1f 7 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@ጎልራያኩኩፉቶ
@ጎልራያኩኩፉቶ 7 ай бұрын
​@@MiriMiri-fb8fx😂😂😂😂😂😮😮
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 7 ай бұрын
@@ጎልራያኩኩፉቶ 😃😂😂😍
@genetkalayou5044
@genetkalayou5044 7 ай бұрын
ቀፅለሉ ድኣም አማነይ ብናይ ሰብ አይትገደስ🎉
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks 2 ай бұрын
Kkkkklll moyte eye sahak ama mehrer 💙💙💙💙💙🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@MuluGebremichael-b8o
@MuluGebremichael-b8o 7 ай бұрын
አረ ኤማየ ትፍለ ኢካ ሞይተ እየ ሰሓቅ ሓሳባትካ ብጣዕሚ እዮም ልምቸዉኒ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@Haregte
@Haregte 7 ай бұрын
ኤማ እንቋዕ ሰላም መፃእኻ❤❤ እዞም ዝፃረፉ ሓደ እንተፀሪፉ ስለ ዝስዕቡ እዮም ጎብዝ ጥራይ ደስ ባሃሊ እዩ ኣግድድ እናበልካዮ ኢኻ ስራሕ ክዩ ክኾን ኣለዎ❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@HIfti-H
@HIfti-H 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉
@mairyleb9245
@mairyleb9245 7 ай бұрын
እዛ ሓፍትና ብጣዕሚ እየ አክቢርያ ትሕትናኣ ትዕግስታ ❤❤❤❤❤❤ደስ ብሃሊት
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@user-uc6yf3dh4n
@user-uc6yf3dh4n 7 ай бұрын
ተጋሩ ግን ናብሓቂ ትዕግስተኛታት ኢና ኣነ ከትፀፍዐካ ይፈርሕ ነረ ግን ዮሞቸካያ ኤማለይ ቡዙሕ ለክፍእ ኣይኩንበር እስካብ ሐዚካ ፅቡቅ ኣለካ ጎቡዝ ኤማይ ምስሊ ኣዲኡ ❤❤❤💛
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@destakonjo2505
@destakonjo2505 7 ай бұрын
ጎበዝ ቀፅለሉ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ትብፅ ኢኻ ❤❤ኤማየ
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 7 ай бұрын
😂😂ኣንበሲት ኢለያ ኣለኩ ኣነውን ምሱኡ ኣይሰርሒ ያ😂😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@HIfti-H
@HIfti-H 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩየ አሕዋተየ🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 7 ай бұрын
ደሰ ዝብል ፀባይ አለው ካም ነብሰ አይኮነት ለባም ጋል አንስትይት❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@SsdSds-f3q
@SsdSds-f3q Ай бұрын
ማዓረይ ምልባማ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ኣቢቲ
@ኣቢቲ 7 ай бұрын
ዛጓል ተፍረሐካ ከንፈራ ገለ ናናከሰት ሲ ፈሪሐ ነይረ😂 እማየ እዉን ኣጆኻ ተግሳፅ ሰብ ኣይትፅላእ እቶም ምሉእ ብሙሉእ ዝፃረፉ ግን ኣይትገደሰሎም ጠንክር ብቻ❤🎉
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
እሹኒ የመስግን 🙏🙏❤️
@سبحانالله-ز1ه2س
@سبحانالله-ز1ه2س 6 ай бұрын
አቤት ትግስት ኡፍፍፍ የኔማር
@amantube28
@amantube28 6 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@abyabby9886
@abyabby9886 7 ай бұрын
ኤማየይ❤ልዓውቾ ፕራንክ ግቦሮ
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ቃልጓልተዋህዶ
@ቃልጓልተዋህዶ 7 ай бұрын
ዋይ ኤማየይ የኔ መሕረር ብሳሓቅ ሞተይ ኣኛኪ ዝሓፍተይ😫🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@latshlatsh7389
@latshlatsh7389 7 ай бұрын
ኤማዋይ ናሰብ የትገደስ❤❤ቀፅለሉ
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
እሹኒ 🙏🙏❤️
@VgGg-w2y
@VgGg-w2y 18 күн бұрын
ማንታ ሮዚ ትመመሰልልል😊
@tsandbox1
@tsandbox1 7 ай бұрын
wayyyy, ata kulu belia wediato
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@arddgtyhu
@arddgtyhu 7 ай бұрын
😂😂😂ሞይተ ብስሓቅ
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@Alame-e5w
@Alame-e5w 7 ай бұрын
ኣጀኻ ቀፅሎ የኔ ማርርርርር❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏❤️
@Ali-c6i6t
@Ali-c6i6t 3 ай бұрын
እዊ እዛ ጋል ክተፍራሓካ ከናፍራ ክትነክስ ከላ ገለስ ብዝኾነ ይመችኹም😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተየ 🙏🙏❤️
@dhch2575
@dhch2575 3 ай бұрын
ሳልሳይ ዓለም ሃምኡ እዮም 😂😢
@ፋነይ
@ፋነይ 7 ай бұрын
ዓቅላ ደስ ክብል ❤❤ልቃሕኪ ኣማልሲ😂😂😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@milimili-y3b
@milimili-y3b 2 ай бұрын
ኣማነይ ከይትወቅዐካ ፈሪሐ ነይረ😂😂😂
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 ай бұрын
ኤማየ ናይ ሰብ አይትገደስ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
እሹኒ 🙏🙏❤️
@ddbehs9421
@ddbehs9421 7 ай бұрын
ኣምነይ ሽኮር ዓቃል እያ ብሓቂ ኣነ ተሲአ ክኸድ ኔይረ እየ ከምዙይ ናበል ሓንቲ ዕድል ኣይምሃብኩካን ግድን ስራሕ እዩ
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@HlftiGrazihar
@HlftiGrazihar 7 ай бұрын
ኣረ ኤማ ኣይተካኣልካይ ወዲእካየን እኮ ንልመፃ ዝሮ ንኣካ ዘዋፀካ ግበር ናይ ሰብ ኣይትገደስ ሰብ ብዙሕ እዩ ኣመሉ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@HIfti-H
@HIfti-H 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉
@SurprisedJellyFish-bp5cf
@SurprisedJellyFish-bp5cf 2 ай бұрын
ዋይ ዓቅሊ ግን እዛቆላዓ ሃሞ ነብሳ😂😂
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 7 ай бұрын
ደቂ ማህጸን ትግራይ ቀጽሉሉ ብሩካተይ❤❤❤ ኤማ መሕረር ናይ ሰብ ኣይትገደስ ዝሓወይ ቀጽለሉ ብቻ ጎብዝ😂❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@Brzafhaftay
@Brzafhaftay 7 ай бұрын
Des bahali srah amaney ♥️♥️♥️
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@Samri46
@Samri46 2 ай бұрын
ብጣዕሚ እያ ጥዒቲ ኣነ ተዝኾን ገዲፈካ መከድኩ😂😂
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
የመስግን 🙏🙏❤️
@HagosHailu-zp8cl
@HagosHailu-zp8cl 7 ай бұрын
ደስ ወሃሊ ሳብስክራይብ ትትሓባበሩኒ ደቂ ዓደይ ሓድሽ ጀማሪ እየየ🙏🙏🙏
@HIfti-H
@HIfti-H 7 ай бұрын
ገረ አነ ሳብስክራይብ ግበረ መለስኻ
@TslalTube
@TslalTube 7 ай бұрын
ናዓይ እውን ሳብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ ሽኮራተይ🎉🎉🎉🎉
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 ай бұрын
ገይረልካ❤❤
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh 7 ай бұрын
ኣነ ንኹልኹም ገይረልኹም ደቅ ዓበይቲ
@HIfti-H
@HIfti-H 7 ай бұрын
@@HsgdgBdbdhhያቀንየለየ ሓፍተይ
@XfDbh
@XfDbh 7 ай бұрын
ልቃሕካ እዩያ😅😅😅😅😅😅😅
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@Slama-su1wb
@Slama-su1wb 6 ай бұрын
ዋዋዋዋዋይ ብጣዒሚይ ለባም ሰብ❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 6 ай бұрын
She's very tolerance young women so good.
@amantube28
@amantube28 6 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 7 ай бұрын
ኡዋ አማን ማለት አረ ዘይፈረሕካ 😂😂😂😂ኣነ ፈርሐ ነይረ ከይትወቅዓካ አለ መሕረር🤗🤗🤗
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@hiyabTubehiyab
@hiyabTubehiyab 7 ай бұрын
የኔ ዳምቡሽ ቃሕ ምባላ😘😘😘ኤማ መሕረር ልኣነለባ ግበረኒ ናብ ስዑድ ደዊልካ🤣🤣🤣🤣
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@MessiHishe
@MessiHishe 6 ай бұрын
ዊዊ ከመይ ድያ ኣሕዚናትኒ ብውሽጣ ተናዲዳ ምዝራብ ኣብዩዋ
@amantube28
@amantube28 6 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ንግስቲ-ጠ1ዠ
@ንግስቲ-ጠ1ዠ 7 ай бұрын
ኣጀካ ገቡዝ ዛሓወይ😍
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 7 ай бұрын
ኤማየይ❤😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 7 ай бұрын
ዋውው ኣማንየ ኣጀኻ ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@SamriSamri-wk7eu
@SamriSamri-wk7eu 7 ай бұрын
ኮሜት ብድንግላ😮❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@HIfti-H
@HIfti-H 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉
@netsi2127
@netsi2127 7 ай бұрын
ባዕልኪ ለ ድንግል ኢኪ 😂😂
@lemlem4809
@lemlem4809 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 7 ай бұрын
ውውው ኣነ ምኮንኩስ ክፀፍዕካ ነረ እየ ዋየ ትዕግሰቲ ዛጓል ግን ኤሜ ዙወዲ ታይ ኮንካ ስላም በል ዘይመበለካዮ❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@aasaas7284
@aasaas7284 7 ай бұрын
ናይሰብ ኣይትገደስ ፅጋበይ ኢማዋይ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Meri-rg7hp
@Meri-rg7hp 7 ай бұрын
ኣማን ግደፍ ግን ጋሻ ኣስታኣናግድ😁😁😍😍💚💚ጎበዝ ቀፅል
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ህልም
@ህልም 6 ай бұрын
የኔ ዲባ ❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ARSEMAArsama
@ARSEMAArsama 7 ай бұрын
❤❤😂ኤማዋይ መሕረር እንዳ ሙሴ ሻኩር ተገኒካ ደስ ኢሉኒ እዩ ዘሎ😂😂😂😂😂😂😂❤ኤማ ዝፈቱ❤👍😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏❤️
@Sara-hm6q
@Sara-hm6q 7 ай бұрын
ውይ በስምአብ ምዕቅላማ ትዓድላ አነ ምኮንኩስ ዋእ ቆውጢ ምገበርክዋ ምድረ ሰማይ❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@abebaseyum5368
@abebaseyum5368 7 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘፅል ፐራንክ እንዳበልኩም ምስ ሐበሻ ዘይኸውን ነገር ትገብሩ እፎእ ሰሪሕኹም ዘይትበልዑ ቃሉ ናይፈረንጂ ቃሉ እንኳ ቀይርዎ ካምዘሎ ብጥረአኡ አይተውሐጥዎ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 7 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@amantube28
@amantube28 6 ай бұрын
እሺ
@getnethaylu3520
@getnethaylu3520 7 ай бұрын
ኤማየ ሽኮር😂❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@SalamS-tn9sw
@SalamS-tn9sw 7 ай бұрын
ኤማየይ♥️🥰
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ቲቲጓልውቅሮ
@ቲቲጓልውቅሮ 3 ай бұрын
ዊይ ትዕግሰታ ግን ረዲእዋ❤❤❤😁
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@dhch2575
@dhch2575 3 ай бұрын
ዋይ ኣፍሪሓትንስ ሒዝካያ ከይትመፅእ 😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@zenaanena1832
@zenaanena1832 7 ай бұрын
ኣማን ዋይ ሽኮር❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️
@seni-z1f
@seni-z1f 7 ай бұрын
ደምርኒ መዓረይ
@hiyabTubehiyab
@hiyabTubehiyab 7 ай бұрын
ቕድመኽ ድኣነ ነዉሪ ድኣኾነይያ ሓብብት ኣነ❤❤❤❤️❤️❤️😂😂😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@ዛይድ-ቈ8ገ
@ዛይድ-ቈ8ገ 7 ай бұрын
ወይ ሓፍተይ ጎድ ዉርደክ አነ ካብኮንኩ ፂፂ እለይ ምበክይኩ ነይር😂😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 7 ай бұрын
ሰላም ደቂ ዓደይ ❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@selamgualtigrayhagertigray2296
@selamgualtigrayhagertigray2296 6 ай бұрын
እዉይ አነ ተዝከውን ጉንዲ እዝንካ እየ ከስእነካ ነይረ 😂😂
@amantube28
@amantube28 6 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@rsjv415
@rsjv415 7 ай бұрын
ናይ ሰብ አይትገደሰ ኤማ ሓወይ ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px 7 ай бұрын
ስባኣይይ ማዓረይ መትኵ ብኡነት😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ddbehs9421
@ddbehs9421 7 ай бұрын
ብራንኪ ክብሃል ከልው ከምዚኣ ምልስ በሉ ኩልኹም ኣይትኮርዩ ስራሕ ስለ ዝኾነ
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@BreFekr
@BreFekr 7 ай бұрын
ተጋሩዋይ ሙቅራት ይምቸኩም❤❤💊💊💊ዓቅል ግን ይበለ ተመችያትኒ ሮውና ሽኮር💯👌👍👍👍
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@SmirSmira
@SmirSmira 7 ай бұрын
ema ata jegena serehakal lmanet perank malet kemz eyu enber ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@VvvgfHg-f5r
@VvvgfHg-f5r 2 ай бұрын
the best ❤
@SlamhSlamy
@SlamhSlamy 7 ай бұрын
ኣሜየይ ፍቅር ❤😂😂 ዋይ ማዓረይ 😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ትግራይ-ቈ9ኈ
@ትግራይ-ቈ9ኈ 7 ай бұрын
ኣማነይ ጎብዝ ስለ ሰብ ከይትሓስብ ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@selamabrah6512
@selamabrah6512 7 ай бұрын
ኣታየ ሞይተ ሰሓቅ
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@hiwigalzomaygzaeybahalt9680
@hiwigalzomaygzaeybahalt9680 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂ህያበይ አሕዝናትኒ
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@ጋልሃገርትግራይፃዕዳ
@ጋልሃገርትግራይፃዕዳ 7 ай бұрын
ኣይዘካ ኤማ ሽኮር ጎቡዝ❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 7 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@XfDbh
@XfDbh 7 ай бұрын
ዓቅላም እያ ግን😮😮😮
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@seni-z1f
@seni-z1f 7 ай бұрын
ደምርኒ
@AbsSba-h4d
@AbsSba-h4d 7 ай бұрын
ኣሰይ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@tesfayhailu6871
@tesfayhailu6871 7 ай бұрын
ታማ ሕንኡ ለይፈዲ ወዲ አድጊ💪💪
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@GlaDesta-f2r
@GlaDesta-f2r 7 ай бұрын
ኣይ ሓፍተይ ኣጨንቅካያ ኤማዋይ እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ካዓ ሓባይብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 7 ай бұрын
ሳበሰክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@galtsadikjgna7787
@galtsadikjgna7787 7 ай бұрын
Wiy mkrtey maklama demo srah eyu aejoka berta❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@gallwejerat147
@gallwejerat147 7 ай бұрын
ዓቅላም እያ ብሓቂ ይመችኹም❤😊
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@AwetKidane-vp7xr
@AwetKidane-vp7xr 6 ай бұрын
ከምዚ ኬፍ ዘለዋ ፕራንክ ቀፅለሉ
@amantube28
@amantube28 6 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@netsi2127
@netsi2127 7 ай бұрын
ዙ ቆልዓ ደስ ክብል ሓዉ ሸዊት ቢተው ይመስል ብ ክምስምስ ወዲእዋ 😂😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ኣርያምጓልትግራይ
@ኣርያምጓልትግራይ 7 ай бұрын
😁🤣🤣🤣🤣 ይመችኪ ማዓረይ ቡኛ ከይትብለካ ፍሪሔ ነይረ 😁 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@سليمه-ص3ذ
@سليمه-ص3ذ 7 ай бұрын
ደምርኑይ😂😂😂😂
@سليمه-ص3ذ
@سليمه-ص3ذ 7 ай бұрын
ደምርኑይ😂😂😂😂
@titisabawit3510
@titisabawit3510 7 ай бұрын
ኤማ ፎንቃ😘😘 እንቋዕ ጅው ኣይመበለትካ 😅
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@YsHd-ei6ws
@YsHd-ei6ws 7 ай бұрын
ኣማነይ ሰኾር ♥️😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@ኣፀደኪማርያም
@ኣፀደኪማርያም 7 ай бұрын
ኣማነይ ኣጆካ ገብዝ ኣብ ዓብይ ደረጃ የብፅሕካ❤❤❤❤😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@NahiwediJኖህ
@NahiwediJኖህ 7 ай бұрын
ኣቤት ዓቅሊ ናይዛ ጓል❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@Slamh-b1u
@Slamh-b1u Ай бұрын
🥰🥰🥰
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ 7 ай бұрын
ሎማዓንቲ ተረኪብካ እካ ኤማዋይ😂😂😂ሙሴ ስርሕልካ
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
😂😂🙏❤️
@GjggGff-p7p
@GjggGff-p7p 7 ай бұрын
ዉይ ማርያምን አሕዝናትኒ ምቅርተይ♥️🥲😅
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@AnnoyedBamboo-ui5fz
@AnnoyedBamboo-ui5fz 7 ай бұрын
ሰና ነኪሳ😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@HalimahusenRomodan
@HalimahusenRomodan 7 ай бұрын
Anes gib keytbileka ferhelka neyre vita may😅😅😅
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
😂😂🙏🙏❤️
@selam5637
@selam5637 7 ай бұрын
ኣማነይ ቀፅለሉ ዝሓወይ❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@seni-z1f
@seni-z1f 7 ай бұрын
ደምርኒ ሰሉየ
@Asaa-m2n
@Asaa-m2n 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ummebitigray
@ummebitigray 7 ай бұрын
ታይ እዩ ኩሎም ፕራንክ ዝግበሩ ትዕግስቶም ደስ ክብል እና ኤማይ ኣጀካ በርትዕ ❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@HIfti-H
@HIfti-H 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ 7 ай бұрын
ኤማ ሓወይ ይመችይኹም😂😂😂❤❤❤
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 7 ай бұрын
የኔማር ጋልነይ ዓቅሊ መሊኡ ኣነሲ በሻቂትየ😂ኢማ ሓሳድ
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 7 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ ❤❤
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 7 ай бұрын
@@Grmaneshyoutube ገይረልኪ እየ ዛመተይ
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 7 ай бұрын
ዋይ ሓቃ ካላኣይ ምቆት 😅😅😅😅😅😅😅
@amantube28
@amantube28 7 ай бұрын
🙏🙏❤️
@atakltigmedhin1813
@atakltigmedhin1813 Ай бұрын
ኣብ ፍርጅ ዝተቀመጠ ካሜራ ከመይ ምስሊ ፊክስ ይገብር????
How to have fun with a child 🤣 Food wrap frame! #shorts
0:21
BadaBOOM!
Рет қаралды 17 МЛН
I'VE MADE A CUTE FLYING LOLLIPOP FOR MY KID #SHORTS
0:48
A Plus School
Рет қаралды 20 МЛН
ለምለም ቀወጠቺዉ በነፂ እንሾሽላ ቀን 🫶❤️
19:06
Netse tube ነፂ ቲዩብ
Рет қаралды 68 М.
ዕቡይ -  New Tigrigna Comedy - ሓዱሽ ኮሜዲ ትግርኛ - Ebuy - ዋዛ ሃገረሰብ
35:12
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
Рет қаралды 36 М.
How to have fun with a child 🤣 Food wrap frame! #shorts
0:21
BadaBOOM!
Рет қаралды 17 МЛН