No video

ምድላው መንነትና "ስነ-ስርዓት ግብእ" ሰነዳዊ ምድላው(Documentary)

  Рет қаралды 50,062

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

5 жыл бұрын

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 106
@user-ey4bg4bu8o
@user-ey4bg4bu8o 5 жыл бұрын
ኣነ ብካምዝኣ እየ ተመርዕየ ግን ዝድገም ተዝከውን ፅቡቅ ነይሩ ግን ሐዚ ብፅሕቲ ወርሒ እየ ሰላ ባህልና ላይክ ግበሩኒ
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 5 жыл бұрын
Adey Mariam bselam tegelaglki mar❤️
@kinfewelu4851
@kinfewelu4851 5 жыл бұрын
የፍቅር ጉዞ ማርያም ን ይዞ ተመስገን ኣምላኬ maryam axum aytifeleki gal tigray kihulo
@zahramehammed9261
@zahramehammed9261 5 жыл бұрын
Shkorina hafteyyyyy
@merrytube8231
@merrytube8231 5 жыл бұрын
Leay le delyely Ere Des kebil be Eunet bete kebabenas yeley galy😓👈
@grmawit1902
@grmawit1902 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምድላው ባህልና ኩርዓት መንነትና ቀፅልሉ ብተለይ ጋዜጠኛ ዋውው ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ 👌👌👌😍😍😍😍
@SalamSalam-ke1iu
@SalamSalam-ke1iu 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይሃቦ❤❤❤❤
@user-uv2fy5sy6j
@user-uv2fy5sy6j 5 жыл бұрын
የገጠር ልጅ ነኝ ላይክ ግጩኝ ♥♥🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@user-cw4du8ow2z
@user-cw4du8ow2z 5 жыл бұрын
በህልና መግለፂ ማንነትና እዩ 😍😍ያቅንየልና ድምፂ ወያነ
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 5 жыл бұрын
ውይውይ እዛ በቅሊ ግን ብጣዓሚ እያ ተፍረሐኒ
@fisahafutwi6291
@fisahafutwi6291 5 жыл бұрын
@@user-df7jp2gs7q lol me too
@genatgenat9946
@genatgenat9946 5 жыл бұрын
ዋውውእ እዚ ባህልና ደስ ክብል እስኪ ኩላትና ባዕልና ንዓቀብ የቅንይልና ደምፂ ወያነ ትግራይ
@user-fo5kv5th5i
@user-fo5kv5th5i 5 жыл бұрын
በሰምኣም ደሰ ክብል እቲ ባህልና ❤❤❤
@user-ed8bv3dn3m
@user-ed8bv3dn3m 4 жыл бұрын
አሰይ ደስ ክብል ዝባህልና አነ ጋል ገጠር እየ ብከምዝይ ዝበለ እና ተመርዒና ኸዚ ካኣ አምላክ የመስገን ኣደ ሓንቲ ጋል እየ
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 4 жыл бұрын
ዋወወ አታ አዝ ባህላን ክንድይ ይፅብቅ ባህላ ትግራይ ላይክ ላይክ ላይክ
@berhegebreeyesus7080
@berhegebreeyesus7080 5 жыл бұрын
ትግራዋይ ነት ኩቡር ምንነት ብጣዕሚ ዘኹርዕ ኹቡር ባህሊና ትኩረት ተዝግበረሉ ባህላዊ ትሕዝትኡ ከይ ለቀቀ ምስቲ ዘመናዊ ከይተረሰዐ ተዝከይድ ዝምልከቶኩሉ ተዝሰርሐሉ
@hiwetlove2606
@hiwetlove2606 5 жыл бұрын
ዋውውው ባሃልና ጡዑም መግለፂ መንነትና እዩ ዋላ ኣነ ኣብ 14 ዕድመይ ተመርዕየ ከምዚኣ አየ ተሓፂነ ግን ኣብዛ ስደተይ ትዝ ኣብልኩምኒ እህምምምም
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 5 жыл бұрын
💗ዝዓበኸሉ ገጡር እዩ ግን ኣታ ኣነስ ዛፈረስ ክተፍርሐኒ እውይ
@user-yh8lu5cd7j
@user-yh8lu5cd7j 5 жыл бұрын
ዋው በጣም ድስ ይላል
@tsegayamaha1573
@tsegayamaha1573 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘዕግብ ስራሕ ድው ተቪ ይቕኒየልና ። መንነቱ ዘጥፈአ ህዝቢን ስሩ ዝተቦቀሰ ተክሊን ሓደ አዮም አሞ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ። ብተውሳኺ ኣብ ኣጠቓቅማ ቓንቓ አዉን ተትሰርሑ ጽቡቅ ነይሩ ። መብዝሓተኡ ሰብ ስልጣን ፣ ሙሁር፣ዋላ ጝዚጠኛ አንግሊዝኛ ፣ ኣማሓርኛ ሓዊስካ ምዝራብ ዝተለምደ ባህሊ ኮይኑ ኣሎ አስብ አንግሊዝኛ /እማርኛ ትግሪኛ ክሳብ ዝመስል አዙይ ካዓ ቀስ አናብልና ንጥፍአ ምሀላና አዩ ዝማላክት አሞ ኣብዙይ ኣድሂብኩም ተትሰርሑ ጽቡቅ ነይሩ።
@solesole5198
@solesole5198 5 жыл бұрын
Xibuke zereba
@belaytadesse8359
@belaytadesse8359 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ፣ የመስግነኩም። ቀፃሊ ድማ ሕንቅል ሕንቅሊተይ፣ ኣዝጊነኒ፣ ነበረያ ነበረ። ካብ ሃገረ ጀርመን ከተማ በርሊን
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 5 жыл бұрын
Ewe wedey azekirkani ezi kulu bkolenetey ztetsawetkulu waaaw!👍🏽
@eden9876
@eden9876 5 жыл бұрын
እስኻለባ ናይ ጀርመን ባህሊ አፋልጠና😎
@abebachanal1036
@abebachanal1036 5 жыл бұрын
ውውውውውው ደስ ይብል ባህልና ጥዑም
@genirn2398
@genirn2398 5 жыл бұрын
በይዛኩም ኩሉ ጊዜ ናብ ገጠራ ገጠራት ናኮለልኩም ትባህሊ ዓድና ኣርእዩና ኣነስ ዋላድኣምበር ኣብ ከተማ ይወለድን ይዕበን ግን ብሱረይ ገጠር ክፎቱ በተለይ ኣብ ክራማት ጊዜ
@mahimahi6231
@mahimahi6231 5 жыл бұрын
😍😍❤👏
@hadizmekelle1309
@hadizmekelle1309 4 жыл бұрын
ኣቤት ባህልና ደስ ምባሉ እንኳዕ እኳ ትግራዋይ ኮንኩ እንኳዕ'ውን ተወላዲ ወዲ ወርዒ ለኸ ኮንኩ🙏🙏🙏 i am proud to be a native there (ወርዒ ለኸ) i'm a son of werei- leke
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 жыл бұрын
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ እዩ ዝብል ባህልና በጃኻትም ክንደይ መኸየፋት ኢኹም ሽኮሪናታት ማዓራተይ ፈጣሪ ይሓልወኩም ማዓራተይ:::::!!!!!!
@burhanabraham2610
@burhanabraham2610 5 жыл бұрын
እዋይ ኣነ ምኣዝ እየ ብከምዙይ ዝምርዖ ካብ ስደት መልስይ እዋይ ኣብ ስደት ኣሪገ ትርፊ ዘይብሉ
@user-yz5gd3nb3v
@user-yz5gd3nb3v 5 жыл бұрын
ኣየኪ ዝሐፍተይ ኩላትና ከማኣኡ እና ስደት ረሳሕ
@user-dz8bn6tf1u
@user-dz8bn6tf1u 5 жыл бұрын
ኣጆኪ ንዓኪ ዝበሎ ሒዝዎ ኣሎ እግዚኣብሔር ጸሎት ምግባር ጥራይ
@user-fs8wm6wg1o
@user-fs8wm6wg1o 4 жыл бұрын
ኣየኪ ሓፍተይ ማረይ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 5 жыл бұрын
ዋው ባህል የመሰለ ነገር የለም ❤❤❤❤
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 5 жыл бұрын
ዋውው ናይዚኦም ካኣ ፍሊይ ዝበለ እዩ ብዙሕ ጣጣ ኣለዎ ግን ብጣዓሚ ደስስ ዝብል ባህሊ እዩ ጋዚጠኛ ከየድነቅኹካ ኣይሓልፍን ኩሉ እተማሓላልፎ መደባት ባህልናን ታሪክናን ዝድህስስ እዩ ቀፅለሉ ኣብዛ ናተይ መርዓ ውን ክፅውዐካ እየ እሺዶ😍💗
@Ybrahhadush
@Ybrahhadush 4 жыл бұрын
እዚ ባህልና ደስ ክብልካ ክምዚአ ገይረ ክምርዖ ምሉእ ተስፋ አለና
@burhanabraham2610
@burhanabraham2610 5 жыл бұрын
የቅንየልና
@monumonyo6370
@monumonyo6370 5 жыл бұрын
ደስ ክብል ቱባህልና
@dxcgc-db4qw
@dxcgc-db4qw Жыл бұрын
7:22 😮
@paulsamsung453
@paulsamsung453 5 жыл бұрын
ወይትግራይ ዓደይ አቦ ኩሉ ታሪክ እዚኣ ዝረሰዐ ኣጅኡቦን ጠስምን ይሕነቆ
@user-nr5zm4kd7j
@user-nr5zm4kd7j 8 сағат бұрын
Amen❤🤣
@ktube2655
@ktube2655 5 жыл бұрын
ኣታ ዝመነትና ቃሕ ምባሉ እንኳዕ ብርሑቅ ናራእኩ ዝቀንኣሉ ኣይኮንኩ
@user-zg4vv5gw7b
@user-zg4vv5gw7b 5 жыл бұрын
የቅንየልና ሲለ ኪቡሪ ባሂልና ዘቅረኪምልና ቀጺሉሉ
@rahwag5982
@rahwag5982 5 жыл бұрын
Waww l love tigiray
@biniamhaile4548
@biniamhaile4548 4 жыл бұрын
ወረጃ ባሂሊና ባሂሊ ተዛረብቲ ትግርኛ ደስ ኪብል ናይ ተጋሪ ተዛረብቲ ትግርኛ ኪዕቀብ አለዎ
@teslalhishe7937
@teslalhishe7937 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስዝብል ባህሊ
@abraahaagabramadin9036
@abraahaagabramadin9036 5 жыл бұрын
ደሰ ይብል ባህልና ግና ሐዚ እነጠፍእ ይከይደ አሎ ምደያታት ትክርት ግበሩ አብ በህልና
@user-ud2zs8qm7m
@user-ud2zs8qm7m 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ክምለስ ዘለዎ ባህልና ዩ ። የቀንየልና 🥰🥰🥰🥰🥰🌺🌺🌺🌺🌷🌷🌷ከምብዋዛ ይጠፍእ ኣሎ
@simonmehari6705
@simonmehari6705 5 жыл бұрын
Ziema abeba hayle ay tebalshwla eritrean nay jeganuna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fisahafutwi6291
@fisahafutwi6291 5 жыл бұрын
Wow nice and I feel I'm there
@ssss-nj7ef
@ssss-nj7ef 5 жыл бұрын
ደስስስ በሃሊ ። ኣዕርክቲ ግና ሰነፋት ኢኩም እምበር ክክክክ መፍቱሕ ሒዝኩም ከይድኩም ዶ ምስ ሃረሳ ንድሕሪት ኣይ መቆለፍኩሞንን ወይ ወይ ቑራዕ ወይ ሑሩጨን ኢኩም ክትሰርቅዎን ነይርኩም ቅድሚ ምድቃስኩም ክክክክ ብዝኮነ ንሰን እንትቅድማ እዩ ዝሕሽ ሀዚ ሀዚ እናተማሓየሸ ከይዱ እምበር ቅድም ኢሉ ገና ከይ ደቀሱ ጊዒተን ከፍ ዘብላ ነይረን እዩ ማለት ግድም ምስ በሉ ርብዒ ሰዓት እውን እንተይ ገበሩ ካብኡ ንሳቶም እውን ክቅድማና ድየን እና በሉ ገና ተንስእ እንተይ በለ ይሓርዱ ነይሮም ካቡ እቱ እቱ ዑዱም ዳርጋ ቀዳም ሱዑር ዝተሓረደ እዩ ኣይንበልዕን ኢሉ ዝሕሰመሉ ኩነታት ይፍጠር ነይሩ እዩ ዝኮነ ኮይኑ ንሰን እንትቅድማ እዩ ዝሕሽ እምበይ እንተቀዲመሙዎም እውን ኣይንበልዕን ኢለን ዝሕሰማ ኣለዋ እየን ክክክክክ ሀዚ ግና ተማሓይሹ እዩ ኣባና ኣከባቢ ብስምሞ ኮይኑ እዩ ምባል ይከኣል ንሱኩም ሕረዱ ንሕና ክንግዕት ተባሂልካ እዩ ጎኒ ንጎኒ በሓደ ትሰርሕ ብማዕረ እውን ትለዋወጥ
@edensaymon
@edensaymon Жыл бұрын
Ayyyy gze temeles💔😢 bhalna tum🥰😭
@michaellegesse3137
@michaellegesse3137 5 жыл бұрын
ባህልና ጥዑም ተነፋቒ
@lloveyoutgrayadeydfvhhh9127
@lloveyoutgrayadeydfvhhh9127 5 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክብል ትባህልና። ኣብ ቃል ኪዳንኩም የስሙርኩም ኣሓተይ😘😘😘ኣነዉን ከም ዛሓፍተይ ኮይነ እየ ዝሙርዐ🙏🙏🙏D/w TVi የቀንየልና።
@medinawittgraweyti4485
@medinawittgraweyti4485 5 жыл бұрын
Hahah ኣነለ ከምዛ ሓፍተይ እየ ዝሙርዐ
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 4 жыл бұрын
ተዘክሮ ዓክ ድሮ ነብረያ ነበር ክኮነኒ ደልዩ ዝዓበክሉ በህሊ ዋይ ኣነ ኣብ መወዳእታ ዝነበረ ጸወታ ቆልዑስ ብሓቂ ተጻዊተዪ እየ።
@genetdesta9209
@genetdesta9209 5 жыл бұрын
ባህላዊ መርዓ ከመይ ዲዩ ደስ ዝብልን ዘኩርዕን ።።።።።።።።።
@berinuarasa9750
@berinuarasa9750 5 жыл бұрын
ኣነ ወዲ ዓድዋ እየ ዕዳጋ ዓርቢ ተጋደላይ ሓወቦይ ተመርዕዩ ፀዋሪ ሕፀ ኮይነ እየ 1994 እየ ዝፈልጣ ብመኪና ከይደ ካብ ከተማ ድማ ብእግረይ ደኺሙኒ ንባህሊ እምበር ተፀይረ እየ ኣትየ ሕጂ ናፊቐዮ እቲ ባህልና ተጋደላይ እንተፍቂሩ ዓዲ ሪሑቁኒ ኣይብልን
@tseguabrah2905
@tseguabrah2905 2 жыл бұрын
እዛ ክላሲካል ማራ ደስ ኢላትኒ ናይ መን እያ
@richyewkroljrichyewkrolj3294
@richyewkroljrichyewkrolj3294 5 жыл бұрын
Asey des mbalu eti bahlna ena dmtsi weyane btami ena nemesgnekum ezi bahlna telalyuna edmen tenan yhabku nadna wn selam fkri ygberelna deki adey mearey bahlka tem
@paulsamsung453
@paulsamsung453 5 жыл бұрын
Ane ኣብዚ ዓመት እዚ ክምራዖ እየ ግን በቲ ዘዕበየኒ ባህላዊ እየ ዝፈቱ (ዘማናዊ ኣይፈቱን ምክንያቱ ፅልኢ )ዝበዝሖ እዩ
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 5 жыл бұрын
Hasab libika yesmrelka amlak!👍🏽👍🏽👍🏽
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 5 жыл бұрын
Tewolde gobez eka adnakitka eye kulu zekrebkayo program mahari eyu yekenyelna zhawey👍🏽👍🏽❤️
@amantesfa-vt4tr
@amantesfa-vt4tr Жыл бұрын
❤❤❤❤
@user-ev3od1gx1y
@user-ev3od1gx1y 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስስ ይብል ባህልና በቢ ኸባቢኡ ግን ይፈላለይ ኣባና ኣብ ተምቤን ኣከባቢ ለይቲጋዓት ዘይኮነስ ደርሆ እየ ዝሓርዳ ቅድድም ማለት እዩ
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 5 жыл бұрын
ዋውወ ቆንጆ ደቂ ዓደይ
@ngdhjybfrgu8873
@ngdhjybfrgu8873 3 жыл бұрын
ኣንታ ባህልና ደስ ክብል ቐፅልዎ።
@user-hj8ud2ep2t
@user-hj8ud2ep2t 4 жыл бұрын
ባህልና ጥዕም ብርትዕ ጅግና
@hfgggf5122
@hfgggf5122 5 жыл бұрын
እስይይይይ❤💋
@genetgyohans3381
@genetgyohans3381 2 жыл бұрын
አይ ዝባህልና ደስ በሃሊ❤❤❤❤❤
@user-od8rk4nv1m
@user-od8rk4nv1m 2 жыл бұрын
ባህልና ጥዑም😍😍😍
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 5 жыл бұрын
እዋይ እዙ ባህልና ክጥዕም የቀንየልና ድወት
@user-fs8wm6wg1o
@user-fs8wm6wg1o 5 жыл бұрын
ሙክት ጠፉዕ ክክክክክ ደስ ይብል
@user-xr5hf3te9l
@user-xr5hf3te9l 4 жыл бұрын
ኣነስ ተመርዕየ ግንከምዚ ዓይነት ፅዋታ ኣይተፃወትክን 2ዶ ክምሮዖ ዋይ
@alemgeze7766
@alemgeze7766 5 жыл бұрын
Bahlna shikory Haye bahlena nemaebla keytahasss bejakum
@keritrea9400
@keritrea9400 4 жыл бұрын
Iove u much much 😢
@negishtube3519
@negishtube3519 5 жыл бұрын
Wowwwww des kibili😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@user-en7xk5tw7w
@user-en7xk5tw7w 5 жыл бұрын
እዋይ በጃኩም ዝምርዐወኒይ
@Ybrahhadush
@Ybrahhadush 4 жыл бұрын
አጂኪ አምላክ ዘሓዝልኪ አለኪ እዩ
@tupac2paclovechannelt834
@tupac2paclovechannelt834 5 жыл бұрын
እዋእ ወዲ ገጠር ክምርዖ ሓስበ ነይረ ሞ ትትረፈኒ ፈተና ናይ ሓማት ድኣ በበይ ክሓልፍ ተውሳክቱለይ ክክክክክብብክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 5 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😘😘😘😘
@paulsamsung453
@paulsamsung453 5 жыл бұрын
አነእካ ጋል ገጠር እየ ይፈልጦ እየ ግን እናጠፍአ ይመፅእ ኣሎ
@edrrdfc3652
@edrrdfc3652 5 жыл бұрын
ናይ ቐደም ባሃሊ ተፈታዊ
@mhamha2353
@mhamha2353 4 жыл бұрын
Waw zebehalena des kebel eko yekneyelena kulo behalena kewtso alewm
@tesfitgere3281
@tesfitgere3281 4 жыл бұрын
Kbur bahli ms kburat wedi ahwat.eritreawi
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 жыл бұрын
ኣብ ትግራይ ባህልና መርዓት ምስ ሰብኣያ ብፈረስ እያ ትመፅእ ማራ ደስ ዝብል ባህሊ እዩ!!!:::
@abdumahammed3903
@abdumahammed3903 4 жыл бұрын
ቀደም ጡዑም
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 жыл бұрын
ምግቢ ኾነ ዝስተ ኩሉ ጢዒምካ እዩ ዝዋሃብ ብስሩ እቲ ናይ ባህልና ስርዓት
@selamselam5669
@selamselam5669 5 жыл бұрын
ezu behilens dess keble deki Tigery sehkiornata kemey dekime mekirte Behilkem mekibert 😍😍😘
@user-yr9fw2vi8l
@user-yr9fw2vi8l 5 жыл бұрын
Way Ezu Bahlna Ktem Enqaeka Ab Geter Teweledku
@hadasmaesho2030
@hadasmaesho2030 5 жыл бұрын
ኣነ ብክምዚኣ እየ ትምርዐ ድስ ክብል
@berihutesfay9519
@berihutesfay9519 5 жыл бұрын
Ati klasicals bahlawe zeytgebrwo nay amhara dyu weys tgrina neze bahli arsihuwo
@trhas2012gmail
@trhas2012gmail 5 жыл бұрын
Ufff sdet aynu ytfae . Kndey eba Des ybil eti bahli adnas. E,e abruk adi nnebr beselam nab bahlnean nab Adnan mlesena.
@burhanabraham2610
@burhanabraham2610 5 жыл бұрын
እሜን ትርሓስይ ምስ ተመለስኩ መርዓይ ክዕድመኪ እየ
@trhas2012gmail
@trhas2012gmail 5 жыл бұрын
Ok brhaney Des ybleni yekneley. Bselam yetsnhena .
@mebrea6191
@mebrea6191 5 жыл бұрын
Yekenyelna dwt kemzi aynet program ketslulu des bahali eyu bahli adna
@yeebyoyohannes7423
@yeebyoyohannes7423 4 жыл бұрын
ባህሊ ምግላፅኩም ፅቡ እዩ ።ግን ንታ ቜንቜና እዉን ኣይትረስዕዋ ሓንሣብ ተጋጊኹም ዞሮዞሮ ኢልኩም እሞ ኣይትድገምዋ ዘይሩዘይሩ እዩ ዝበሃል።
@alemgeze7766
@alemgeze7766 5 жыл бұрын
Tiele begie betemetatani waga keshyeta alewen kehasra alewen bahlna yehshena genzeb tarik aykewenn mo zehreda tiyel tekun begie kehssara alewen ketemenln alewe
@Tube-uf1di
@Tube-uf1di 5 жыл бұрын
ባህልናስ ማራ ጽብቅ ነይሩ ግን ምስ ናይ ሎሚ ክትራእዮ እዚ ናይ ሎሚ ይጽብቅ ክክ
@Nahom2003
@Nahom2003 5 жыл бұрын
Anes ab addisabeba eye temreye ezi bahli adey misreaku gin kem bihadush ab tigray mimriaw entzikeal mitemeaku zehgus bahli dmtsi weyane kemzi aynet medebat ketslilu bhaki tehaguse
@aregawikahsay4745
@aregawikahsay4745 5 жыл бұрын
Tsbuk kem gmaro nketsali gn buzh ntsbe Yekenyelna tewelde gebru
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 5 жыл бұрын
ሩሑሰ ጋማ
@user-so6hw8bs1c
@user-so6hw8bs1c 5 жыл бұрын
ኦይረበጀራው እያጠቀሣችሁ ብሉ ማዘርየ ሥጋሥጋዋን አይምረጡ እጀራውን ማን ሊበላውነው ብሀላ ክክክ
@paulsamsung453
@paulsamsung453 5 жыл бұрын
Ane ኣብዚ ዓመት እዚ ክምራዖ እየ ግን በቲ ዘዕበየኒ ባህላዊ እየ ዝፈቱ (ዘማናዊ ኣይፈቱን ምክንያቱ ፅልኢ )ዝበዝሖ እዩ
@lulymaillaweather1647
@lulymaillaweather1647 5 жыл бұрын
ርሑስ ይግበርኪ ሓፍተይ ናተይ
ከም ትፈትዋ ርግፀኛ እየ 99% አስኪ ራአይዋ
1:15
Meles Tsebo መለስ ፀቦ Tube
Рет қаралды 3,4 М.
Бутылка Air Up обмани мозг вкусом
01:00
Костя Павлов
Рет қаралды 2 МЛН
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 36 МЛН
Box jumping challenge, who stepped on the trap? #FunnyFamily #PartyGames
00:31
Family Games Media
Рет қаралды 31 МЛН
ጋል ኤረይ ሽኮር  nice voice ❣️💫
0:33
F App Info
Рет қаралды 90 М.
#ናይ እንባ ዓዲ አሕፈሮም ሓፂር ታሪክ
6:58
My liham Media ማይ ሊሓም ሚድያ
Рет қаралды 34