ምድላው ንውግእ ትግራይ ግፋ ጎሮሮ ኤርትራ ክንበትኽ ዓሰብ ሻዕቢያ ሰርቁና@Asmara@Eritrea@Asmara

  Рет қаралды 16,459

Afabet media

Afabet media

Күн бұрын

Пікірлер: 97
@DesbeleTesfay
@DesbeleTesfay Ай бұрын
መራሕቲ። ናይኢትዮጵያ። መልከዖምዮም። ዝፋላለዩምበር። ኩሎም። ከደምቲእዮም። ስለዝ። ብዛዕባእዛ። ክልል። ትግራይ። ትባሀል። ብፍላይ። ህልምትበል። ግደፍዋ።
@tirhasbaraky5740
@tirhasbaraky5740 Ай бұрын
አትጵይ ዓድ ኣይርብሕን አይም ብጣም ይገርም ዝይምህር ድቅ ኤር ሕምቅት ግርብብት ርክብን ንኽድ ድቅ ኤር 🙏🌹
@tesfuokbay2896
@tesfuokbay2896 Ай бұрын
አንታኣዋን አዮም ረስዐሞ ኩናት ዝብሉ ዘለዉ (አሞ የለን መንደላይ ከሎ ሓላዊ ወሰን)
@SamuelGebre-f8x
@SamuelGebre-f8x Ай бұрын
ሽህ ጊዘ ይኩን ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Ай бұрын
@@SamuelGebre-f8x ኣራዊት ወዲ ኣራዊት ናታስ ንሓማታ ልቡ ጥዋይ ባህርኡ ክፉእ መርገም ዝተሸከመ ክሳብ ሸውዓተ ወለዶኡ ኣብ ስደትን ኣብ ግልያነትን ዝነብር ናጽነት ዘይብሉ ካባኻ ዝኸፍእ ሰብ ፍጢር ኣብ እዛ ምድሪ የለን።
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Ай бұрын
ሰላም ወዲ ኤረይ እዚኦም ኩሎም ለክባጣት እዮም እቲ ሳንብእ ጌታቸው እንታይ መሬት አለዎ ኤርትራ ትውጻእ ዚብል ዘሎ ትንፍሰካ ትውጻእ በል አብ መሬትና ኢና ዚለና ዒም ዚበለ ይታሐጎም ያእዱግ ካልአይ ካአ ወያነ ጌታቸው ተጋዳላይ አይኮነን አይምልከቶን ኢሎሞ እዮ። 🇪🇷👍👍👍🇪🇷👍👍👍🇪🇷👍👍👍🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷💪💪💪🇪🇷💪💪💪🇪🇷💪💪💪🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
@tsehaitesfai4665
@tsehaitesfai4665 Ай бұрын
የደናግሩ አለዉ አይንታሀመል እዚኦሞ ሰይጣዉንቲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊
@hiritighebrelul4730
@hiritighebrelul4730 Ай бұрын
መርሓባ ወዲ ተባረኸት ማህጸን🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yitbarekfessehaie2741
@yitbarekfessehaie2741 Ай бұрын
እቲ ከውሊ ዘይርከቦ ግና እዚ እዩ ብትስሪኽ ሰተት ዘይንሉ ዕዉር ሓሲትዩ!!! ይፈክር። ይዓንዝር ትንክፍ የቡሉዋ ኣብኣ ትረኽቦም!! እታ ንደርጊ ዝረኸብት ትጽበዮም ከምዘላ ይፈልጡዮም!! እዙ ሰኽራም ሓሽሽ ዝቐለዎ ተሚሂረ በሃላይ ግን ጭውዝበለ መሃይምዩ!!!
@AlWk-j9b
@AlWk-j9b Ай бұрын
እዎእ ሕጂ ከ መን ተሪፍዎ ድኣ ኣብ ትግራይ ‼️‼️
@MichaelGilankiel-nt6ip
@MichaelGilankiel-nt6ip Ай бұрын
Very good explanation and thank you so much
@mehrethetpearson6785
@mehrethetpearson6785 Ай бұрын
አንታ ከመይ ዝበለ ደንቅርና እዩ እዚ ናይ ሕዝቢ ሐልዮት በጭራአሽ ዘይብሎም ዘሐዝን እዩ
@AlWk-j9b
@AlWk-j9b Ай бұрын
ሰላም ሰላም ወዲ ኤሬይ 🇪🇷🤍🇪🇷🌳
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 Ай бұрын
እታ ፕሮፌሰር ትግራወይቲ ሽማ ረሲዔያ አዴታት ትግራይ ብዘይ ዉግእ ክነብራ አይክእላን ኢላ አየወ አብአ ትደዮም ብሙሉኦም ክዉድኡ ኢዮም ንሕና ንሕና ኢና ካብ ልምዓትናን ህንጸት ሃገርን ንደቒቕ እዉን አይነቋርጽን
@sababasefaw6682
@sababasefaw6682 Ай бұрын
Ur right brother they keep changing their mind every time we have to be ready for anything comes💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Ай бұрын
ዳስ እንዳ ሓውያ ዛአቱምበር ዝወጽእ :: ኣይረኣናን ::
@LucchiGebreamantekelu
@LucchiGebreamantekelu Ай бұрын
Selam deki erey 🇪🇷🇪🇷🌿🌿❤️❤️🌾🌾🇪🇷🇪🇷💪💪
@nigistighebreab6342
@nigistighebreab6342 Ай бұрын
Selam wedi Eiery jigna 🇪🇷 💪🏻 🇪🇷 💪🏻 🇪🇷 💪🏻 🇪🇷 💪🏻
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይገስፅኩም።
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 Ай бұрын
ጌቻቸው ለኽባጥ ኣበይ ኢሮብ ተታሒዝካ ሓሳዊ
@nigistighebreab6342
@nigistighebreab6342 Ай бұрын
EIRETRA HAGRIY TIBRKLY 👏 🇪🇷 👏 🇪🇷 👏 🇪🇷 👏
@alazargebil8045
@alazargebil8045 Ай бұрын
😂 ምርእባቡ ኣፍዓበቸ ! ዋርሳይ ፋርሓቸ ! ብዓል ኣማን ኣርዋሓቸ ! እብካ እፋቅድ ዓጀ ! ። Thank you Afabet Mediya for the true information we Respect you ! . ዓውተ እግል ርሒብ ገቢል ኤሪትሪያ ! ።
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Ай бұрын
በጃኻ ነዚ ሰብ እዚ ጫትን አረቂን ጣምጣም ኢሉ ሰትዩ ዝዛረብን ብሐሰትን ቤላ ቤለው ንቁርባት ዘይበሰሉ ዘጋጊ ዘሎ ሰብ እዩ 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🙏👍👍🌹👍✅☘️🍀🍀☘️✅🌳😢🌳✅❤️❤️❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yemanegebreyohans5980
@yemanegebreyohans5980 Ай бұрын
Selam deqi eri selamkum ybzhalkum ezom btaemi ereshat eyom selam ayhbunan eyom tray fetari nxeletna aynom tray ykewlelna kof elom mzrab tray ab eskrin televizen koynu kberay ageg eyom zblu ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@tadessemedhanie2100
@tadessemedhanie2100 Ай бұрын
ኣታ እዚ ጉሒላ ገለመለ ወሲዱ ድዩ ክንድዚ ዝዓፍር እምበር ብዘይገለ ከምዚ ኣይምበለን።
@tedyyes-belew
@tedyyes-belew Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 he is sick
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Ай бұрын
ሓሳዊ መላኽዒ ካብ ሻዕብያን ኮርኹሩን ንላዕሊ ካብ ውሉድ ወለዶ ብግልያነትን ብስደተኛን ዝነብር ሰብ ኣብ እዛ ዓለም ፈፂሙ የለን።
@BiniBini-j2c
@BiniBini-j2c Ай бұрын
😂😂😂😂😂
@meheretgilamicheal9520
@meheretgilamicheal9520 Ай бұрын
Merhaba Wedi Eriay jegna Aewt Nihafash ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 Ай бұрын
ሰላም አፍዓበት ሚድያ እንዃዕ ድሓን መጻእኻ ድሃይኻ አይታሓባእ አብሂወትኻ ሰላምን ጥዕናን አብ ስራሕኻ ዓወትን አሳልጦ ይምነየልኻ።ቀጽለ ክሓተኻ ዝደሊ ድሃይ ናይ ኮማንዶ እንተአለኻ ጠፊኡ አሎ።
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n Ай бұрын
Absolutely right ✅️
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Ай бұрын
ሻዕብያ ካብ ቀርኒ ኣፍሪካ ጥራሕ ዘይኮነስ ካብ እዛ ምድሪ ከይጠምጥፍኡ ተጋሩ ደቂሶም ኣይሓድሩን ።እዛ ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ሻዕብያ ሓመድ ድበ ክፍፀም እዩ ።
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p Ай бұрын
ሓንካስ ቆራይ በየናይ እግርኻ ከተጥፍኦ ኣንታ ጠበቅ ኣብ መሬትካ እንድዩ ዝውሎ እስከ ሰብኣይ ኮንካ ወስ በል ኣሰር ስዩምን ኣሰር ስብሓትን ክትስዕብ ኣንታ ፈታሕ ዕጥቁ ለቅላቆ😂😂
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Ай бұрын
@@SimonMokonen-f3p ኣንታ ሙሽሙሽ ሓሙትን ሽረን ዘይብሉ ንስኻ ንእሽቶ ናይ ሰብኣይ ጨና እውን የብልካን ምስ ትግራዋይ ፊት ንፊት ሓደ ብሓደ ገጢምካ ኣይትፈልጥን ኣታ ምንጩሉቚት ቀደም እውን ተጋሩ ኢና ኣብ ሻድሻይ ወራር ደምና ኣፍሲስና ደርጊ ስዒርና ዘድሓናካ ትፈልጥ ኢኻ ደቀምሓረ በፂሕና ከምዝነበርና ናብ ምሕረት ዝገበርናልካ ኣታ ዝበልዓሉ ፃሕሊ ዝሰብር ግን ትማሊ ምስ ቀጥቂጥና ዘባረርናዮ ኣድጊ ኣምሓራይ ምስ ዝደቖስናዮ ሶማል ምስ ዘምበርከኽናዮ ኦሮሞ ምስ ክንደይ ጎሓፍ መሓፍ ኢትዮጵያውያን ተሓዚልካ ኢኻ ናብ መሬት ትግራይ ኣቲኻ ሰበይታይ መሕፈሪ ዘይተፈጥረሉ ሰራቒ ማንካ ነፋጥ ሰራቒ መንዲል ሕጂ ድማ ክትሪኦ ኢኻ ኣቦኻን ኣቦ ሓጎኻን ካብ መሬት ኤርትራ ተሓኺኾም ክጠፍኡ ከለዉ ዓባይ ትግራይ ድማ ኣብ መቓብር ሻዕብያ ክትህነፅ እያ።
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p Ай бұрын
@@TeweldeMahari ሰክት ቡቱኽ ኣበዴኻ ኢኻ ኣትኪልካ ተውጋጊእካ ሃዳሚ ጆባይደን ትብል ዘይነበርካን ኣብ 6 ወራር ዝበልካዮ ኣብኡ ዝነበሩ ብዓል ወዲ ወረደ ጻድቃን ወዲ መድህን ኣብ ትግራይ ቲቪ ኣለካ ርአዮ ንሳሕል ክንምሃር ኢና ኬድና ኣብ ናይ ኣዲሳበባ ኲናት ህዝባዊ ግባር ኣዛዚ ንሕና ምኽትል ኔርና ኢሎምካ እዮም። ታሪኽ ትግራዋይ ዘበልካዮ ከኣ ታሪኽካ ሃዳሚ ሙኻንካን ዕጥቅኻ ምፍታሕን እዩ ታሪኽካ ቦጅባጅ ዓጢነ ህዝብኻ ገዲፍካ ትሃድም ኔርካስ ሕጂ ዓፈርፈር ትብል ልሕቲት ሰብኣይ ኮንካ ሻዕብያ ኣብ ዛላምበሳ ኣሎ ኣውጻዮ ሮግራግ ሃዳሚ ኣደብ ግበር ኣሰር ስዩምን ኣሰር ስብሓትን ክትስዕብ ኢኻ ኣንታ ቆራጽ እግሩ ጨናዊ ቁስሉ።
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Ай бұрын
Ezemo lemeti Behleikilele Senehasazebelomo Behlomozigeberuwo
@edenrose4380
@edenrose4380 Ай бұрын
Great prayer🙏 Algers is not agreement: FINAL JUDGEMENT👈 EGZIOOOOOO🙏 NATOM DI-A DJIBOUTI EYA NAYRA👈ABOTATOM SHEYTOMA👈
@ER-xp9th
@ER-xp9th Ай бұрын
አማን ከመይ ኢካ ሰላምታ ይብጻሐካ ሐወይ እተ
@danafredriksson4206
@danafredriksson4206 Ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ መንእሰይ ኤርትራ ንስማዕ። እዚ ከም ቀሊል ንርእዮ አይኳነን ኤርትራዊ አብ ውሽጥን አብ ደገን ዘለና ስራህና አይንረስዕ። አይንታሃመል ን30 ዓመታት ዝረገጽናን ዝረሳዕናዮ መሲልዋም አሎ።ነዞም ቁራቦ ሸየጥቲ ሃገሮም ስለ ዝርዮ ዘለዋ። እንበር ደአ እቶም ቀባጻት ደቂ ኤረይ የህዋትና አቦታትና ነዛ ሃገር አላትና ኢልና ክንኳርዕ ዝገበሩልና ቀይህ ደሞም አፊሲሶም ተሰዊዖም ዘረከብና ህጂ እውን ከም አቦታትናን የህዋትናን ሸጥ መዓንጣ ሃገርና ነቂህና ነሃልው ። ደቂ ኤረይ ነንህድህድና ተናቢብና ንንቃህ ንወደብ ። እንበር እዞም ጉሂላስ ገና አይጸገብን ዘለው። ዓወት ነሃፋሽ👆❤️👆🇪🇷✊💪🫶🌹
@maryberhane6975
@maryberhane6975 Ай бұрын
Eritra Ne Eritraweyan Terah Eyu ❤️🇪🇷💎🙏🏽👍🌷🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🙏🏽👍🌷❤️
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no Ай бұрын
ኤማ ኣታ ወዲ ኣምላኽ ከቅየመካ ግደፎም ይሕለሙ ተፈጥሮኣዊ መሰል እዩ።
@sarajoh313
@sarajoh313 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no Ай бұрын
እቲ ናይ ተጋሩ ድንቁርና መወዳእታ የብሉን፡ ምስ ሓዉ ምዝራብ' ዶ ኣምሓሾን?
@TseghayGhebrat
@TseghayGhebrat Ай бұрын
ኣንታ ዓባይ ትግራይ ወይ ዓባይ ኤርትራ ጸገም ኣይኮነን. ዓባይ ኢትዮጵያ ዩ ሕማቅ መጥፍኢ ህዝቢ ትግርኛ ዩ
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p Ай бұрын
ዓባይ ትግራይ ድኣ ፈቲንኩም ምዃን ኣቢኩም እንድዩ እንቲ ዓባይ ኤርትራ ግን ከም ዘላታ ትኣኽለና እያ ኤርትራ ከኣ ናይ 9 ቢሄር እያ ሓላይ ትግርኛ መሲልካ ኣይተህተፍትፍ
@hagosgebremeskel4068
@hagosgebremeskel4068 Ай бұрын
እዚኣቶም ዋላ አብ 80 ፋህ ይበሉ ንኡ ኢና ክነተባብእ ዘሎና ሰላም ክንረክብ እንድህር ደሊና otherwise Ethiopians they dream day and night about wars to annex mainly Eritrea and other neighbors.
@sjsheshhsjs392
@sjsheshhsjs392 Ай бұрын
Ata etay anet ftret eyom eziom Meqasitkum tmxae abaqat Mxa bela tlhas adek lhs keblekn eyu medelay Msakum si kemey gererka selam kgber ata bejakum hseblu neti hzbkum
@yemanetekle507
@yemanetekle507 Ай бұрын
Is there important news
@AsfahaKM
@AsfahaKM Ай бұрын
Viva Eritrea viva Hgdef ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@emmanuelnezereab6231
@emmanuelnezereab6231 Ай бұрын
Aseb yuhn masawayeritra IyuLeba Bewishet menagrhiyemitametaw minim Lefilifhe mekirthi mehonhi Tawkalhe
@miniaseium7137
@miniaseium7137 Ай бұрын
Bravo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Niceertube-h3v
@Niceertube-h3v Ай бұрын
Afabet media መሬት ትግራይ ሒዝካ ደቂሰ ክነብር እየ ዝብል ዓሻ ጥራይ እዮ። አይትጠራጠር ዉግእ ይዳለዉ እዮም ዘለዉ ህዝቢ ኤርትራ ኩናት ከይአኽሎ ሕጂዉን ብትዕቢት ዝግበር ምትፍናን አብ መወዳእታ ክሳራ እዮ ዝሓለፈ ኩናት ማዕለያ ዘይብልኩም ጋዕ ገልጠም ተዋጊእኩም ስዒርና ትብሉ አለኹም ሕጂ ግን ነዚ ኩሉ ገጢሙ ዝቕረብ ዘሎ ወያኔ ተአምር አርእዮም ክድክርኹም ምኳኖም ዘጠራጥር አይኮነን።
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p Ай бұрын
በየናይ እግርኻ በየናይ ዕጥቅኻ ኣየናይ ወያነ ናይ ደብሪጽ ጉጅለ ዶ ወላ ናይ ጌች ኣየናይ ሰራዊት እቲ ቆራጽ እግሩ ኣየናይ ህዝቢ እቲ ኩዕንቲ ዝበልዕ ነዚኦም ሒዝካ ዲኻ ነቲ መሬተይ ትብሎ ዘለኻ ከተምልሶ ወዲ ርሹን ስዩም ወዲ ምሩኽ ስብሓት ሰኪትካ ዓሪፍካ ተቀመጥ ድሁል😂😂😂😂
@KokobFerej
@KokobFerej Ай бұрын
Ezgi azarebeka wedi erey kemzi zbelkayo ezom barya nay xeadu lementi kemza zhalefet serawit eritrea do waza qersimu ksedon eyu
@yoditzerom1267
@yoditzerom1267 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@kidudest7893
@kidudest7893 Ай бұрын
Aregawi hasawi hasawi. Ezuy azer kozer zitezarebo kem abinet aykeribin.zeemen aykonen.
@zemenambaie197
@zemenambaie197 Ай бұрын
You should let us listen to the second point of the General explanations
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Ай бұрын
Zeregetiselame
@סמהטוסיו
@סמהטוסיו Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Nikideritrea
@Nikideritrea Ай бұрын
ኢትዮጵያውያን ዳርጋ ኩሎም ከም እዛ እዚ ጫታም ዝአምና እዮም ዝአምኑ 🤷🏿‍♀️እቲ ኡንኮ ፍልልይ አብ መንጎ ብልጽግናን ካልኦት 🇪🇹ን ምናልባት አብ ጸድፊ ከም እዛ አቢ ዘለዎ ኾይኖም ነዚ ብአፍ ጫታም ዝዝረብ ዘሎ አይምበልዎን እዩ ክብሀል ዝክአል። HOA ብሐፈሻ 🇪🇷 ኸኣ finally 🇪🇹ውያን ነዛ ታሪኾምን ዐለም ዝፈልጦ ካርታ ናይ 🇪🇹 ሒዞም ብሰላም ከም ዘየምብርዎ ፈሊጡሲ አብቲ ኻልአይ ግዜ ነዚ ኽድምና ዘምጽኦ ሕማም "ናተይ ናተይ" ንሐንሳብን ንሐዋሩን መግትኢ ክገብሩሉ ጀሚሩ ይመስል 🙏🏽 🤔 great job Emma 👍❤️🇪🇷
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Ай бұрын
Eziomogorebetena Zeyezeneguderekibina
@assefagidena8796
@assefagidena8796 Ай бұрын
ትጊራይ ዋይ የሰሪሕ እምበር ከማኹም አብዘረባ አይብዒሊን መላስኩም አደብ ጉብሩሉ ምዲረ ምውታን
@merhawitdebrat6046
@merhawitdebrat6046 Ай бұрын
Shabi kitbl kitmeet ikea
@AbideGirmay
@AbideGirmay Ай бұрын
ጀጉናን ናይ ትግራይ እንታይ ይምልከተካ ናይ ህግደፍካ ግበር
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p Ай бұрын
ሰክት ኣታ በላዒ ኩዕንቲ ለቅላቂ ቆራጽ እግሪ ሓንካስ ዋሒድ😂😂😂
@mikalw6446
@mikalw6446 Ай бұрын
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@JameAbdsalm
@JameAbdsalm Ай бұрын
Selam Selam hawey jigna
@debrezionbeyene8044
@debrezionbeyene8044 Ай бұрын
ሰላም ሃወይ እዚ ስዩም ዝባሃል ካብ ትግራይ ካብ ዛላበሳ ዝመጸ መበቆሉን ግን ካብ ኣርትራ ዝመጸ ካብ ዝመጽእ 261 ኣመት ኣለዎ።ስለዚ ንሰባ ከም እዮጵያዊ ኮይኑ የምስል።
@Eritrea-t7b
@Eritrea-t7b Ай бұрын
Shih gze tekone hyaway aytiemen tgraway
@mahmudhaji3895
@mahmudhaji3895 Ай бұрын
ነዚ ሰብአይ ቸዉዮም አብ ኤሪ ትv እንተ ዘኽረቡዏ ከመይ ምመቀረ
@gabrielashebr9725
@gabrielashebr9725 Ай бұрын
Melese ferimu hibikum hamesen ziraban men kim hamesen yibahil niyiru
@Eritrea-t7b
@Eritrea-t7b Ай бұрын
Meles neakum eyu ferimu n xeadu hibkum haaha
@alazargebil8045
@alazargebil8045 Ай бұрын
Afabeche Farsey !ንምኳኑ እዚ ጫት በሊታም ዝሞርቆነ ሰክራን ስድ ኣደግ ሓደ ካድር ጨው ገሩ ዝበልዕ ለባም ዝምዕዶ ኣብታ ዓዲ የለን ማለት እዩ ። ዓዲ ወይ ዓድታት ክንብላ ኢትዮጲያ ዝብሃል ግብራዊን ስሙራት ፍቁራት ብሄርራት ስለ ዘይብላ ሃገር ስለ ዘይኮነት ,(not developed to a Nation yet ) መስፍናዊት እንዳ ዘመቲ ስለ ዝኮነት ። ኣብ መንጎ ኣምሓራን ኣሮሞን ዘሎ ቅራነ ኣብ ዘይዕረቀሉ ደረጃ በጺሑስ ህዝቦም ኣብ ጽንተት በጺሕ ኣሎ ከምዛ ናይ ኣልቡርሃንን ሒመቲ ሱዳን ኣብ ካርቱም ዝገበርዋ ኣብ ኣራት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ክከራፈሱ ክንርኢ ኢና & and we dont care ካብ ሕጂ ኣማሪካ/ምዕራብ እተመሓድራ ድካን ደንቆሮን ኢቲዮጲያ የላን ኣይትቕጽልንንን ግሂጾም ወዲኦማ ደቂ ቁርጭ ኣመሪካ ። ሶማል ግብጺ ቱርክ ሱዳን ኣራብ/ማሕበር ኩለን ንኢቲዮጲያ ክሸማ ስነን ዪሕርቅማ ኣለዎ ። ኤረይ ከ ልምዓታ ትገብር ኣላ ተንከስ እንተ በለ ወዲ በሻሻ እታ ንመንገ ከንፋር ዝረከበት ሾቦጥ ትገርፎ ሽዑ እመኑኒ ንዓረብ ኢማራትን ንመኖሶታ/ናብ ለማ መገርሳ USA _ክሃድም እዩ ሃ ሃ ሃ...... ኢቲዮጲያ ከም ጨርቂ ተቀዳዲዳ ኣብ ዛ ጎሓፋ very soon ኣቢ ሕልሙ ሶማለላንድ ወሲዶ ኦጋደን/ወስት ሶማልያ ጎቢቱ ኦሮሞያ ኢምፓየር ክምስርት እዩ ሕልሙ ብሕልፊ ፋኖ እንተበርቲዖሞ ኢቲዮጲያ ለማች ዘይትረብሕ ኢልዋ እዩ ድሮ ።
@kidanehans5725
@kidanehans5725 Ай бұрын
Kkkkkk Ane zgermeni Ezi vodka getachew kkkkkk. 🐕🐕💀💀☠️. Resa koynom kemzelew Ayfeltun Eyom kkkkkkkkAye wodka Tesfa koritu 1 worhi Edmiu Ayhalfn Eyu wodkachew kkkkk
@andyghebrechrstos9933
@andyghebrechrstos9933 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤AWE HEKI AU
@MichaelHabte-i2c
@MichaelHabte-i2c Ай бұрын
አታ ነዚ ሳሕሳሕ አድጊ አብ አፉ ዘይስኩዑለ ሳሕሳአድጊ ግዜ ተጸበ መልሐስካ ወጢጥና ክነምጻካ ኢና ደቃይቅ ተጸበ ሳሕሳ አድጊ።😅😅
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu Ай бұрын
ኣንታ አጃው ተምባጻ እ ሕጂ ኻኣ. እቲ ተኣስብካ ትሰርሖ ዘሎኻ ብወዲ በሻሻ ኣጀምዳ ኢኻ ተሳስ የብልካን....
@sabasegid2481
@sabasegid2481 Ай бұрын
ስ ል ም ስ ል ም
@asterzerazionwawwwww
@asterzerazionwawwwww Ай бұрын
When is this man going to give up Please It's a Day Dream It's call Tichat Dukak Or Hiusinating 😂😂😂😂😂
@tecletecleab2090
@tecletecleab2090 Ай бұрын
ስምምዕ ፒሮተርያ እኮ ንትግራይ ንምድሐን አመሪካ ቀልጢፍኩም ተፈራረሙ ኢሉኩም እምበር አቢኽን እንትነብራ ወየንት መቐለ ሂሮሽማ ምኾነት ነይራ መዓስ ኢኹም ወያነ ተዋጊእኩም ዝሰዓርኩም።ተማሃራይ ንመምህሩ ዝቐጽዕ አይተራእየን ንወያነ ሻዕቢያዪ ሰሪሕዋ ንምፍራሳ ከአ ጊዜ ከምዘይወስደሉ ትፈልጡ ኢኹም: ዓሻስ ቅልጽሙ ተሐበጠስ ዝሐየለ ይመስሎ ይብሉ አበዋት።
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 Ай бұрын
Seb nikun media zeraye niwhi koynu dmxu kab zey nismo dehay aleka do afabet media?
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Ай бұрын
😏uway gud ticalu huwhat setnom kenawhu dentom keicamutu edmatom icab abhgttom tewlofu zentica mimaz mukumt hlefit ethiopiawn🇪🇹🤕👈hlefit
@drdanielaraia9456
@drdanielaraia9456 Ай бұрын
Mogn Assab iemiakl siserek iet neberk??? Ahunm, Imbiiiiiiiiiiiiiiiiiiii. Junkie.
@tedyyes-belew
@tedyyes-belew Ай бұрын
Your analysis is useless
@HussenAbubaker
@HussenAbubaker Ай бұрын
❤🎉❤
@awetfisehaye1408
@awetfisehaye1408 Ай бұрын
❤❤
@alazargebil8045
@alazargebil8045 Ай бұрын
Afabeche Farsey !ንምኳኑ እዚ ጫት በሊታም ዝሞርቆነ ሰክራን ስድ ኣደግ ሓደ ካድር ጨው ገሩ ዝበልዕ ለባም ዝምዕዶ ኣብታ ዓዲ የለን ማለት እዩ ። ዓዲ ወይ ዓድታት ክንብላ ኢትዮጲያ ዝብሃል ግብራዊን ስሙራት ፍቁራት ብሄርራት ስለ ዘይብላ ሃገር ስለ ዘይኮነት ,(not developed to a Nation yet ) መስፍናዊት እንዳ ዘመቲ ስለ ዝኮነት ። ኣብ መንጎ ኣምሓራን ኣሮሞን ዘሎ ቅራነ ኣብ ዘይዕረቀሉ ደረጃ በጺሑስ ህዝቦም ኣብ ጽንተት በጺሑ ኣሎ ከምዛ ናይ ኣልቡርሃንን ሒመቲን ሱዳን ኣብ ካርቱም ዝገበርዋ ኣብ ኣራት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ክከራፈሱ ክንርኢ ኢና ድሮ ጀሚሩ ኣሎ & and we dont care ካብ ሕጂ ኣማሪካ/ምዕራብ እተመሓድራ ድካን ደንቆሮን ኢቲዮጲያ የላን ኣይትቕጽልንንን ግሂጾም ወዲኦማ ደቂ ቁርጭ ኣመሪካ ። ሶማል ግብጺ ቱርክ ሱዳን ኣራብ/ማሕበር ኩለን ንኢቲዮጲያ ክሸማ ስነን ዪሕርቅማ ኣለዎ ። ኤረይ ከ ልምዓታ ትገብር ኣላ ተንከስ እንተ በለ ወዲ በሻሻ እታ ንመንገ ከንፋር ዝረከበት ሾቦጥ ትገርፎ ሽዑ እመኑኒ ንዓረብ ኢማራትን ንመኖሶታ/ናብ ለማ መገርሳ USA _ክሃድም እዩ ሃ ሃ ሃ...... ኢቲዮጲያ ከም ጨርቂ ተቀዳዲዳ ኣብ ዛ ጎሓፋ very soon ኣቢ ሕልሙ ሶማለላንድ ወሲዶ ኦጋደን/ወስት ሶማልያ ጎቢቱ ኦሮሞያ ኢምፓየር ክምስርት እዩ ሕልሙ ብሕልፊ ፋኖ እንተበርቲዖሞ ኢቲዮጲያ ለማች ዘይትረብሕ ኢልዋ እዩ ድሮ ።
@BhhrtGfurf
@BhhrtGfurf Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@akberetabraha4950
@akberetabraha4950 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@afomgebru
@afomgebru Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfuamaniel3339
@tesfuamaniel3339 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@elenamik9214
@elenamik9214 Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ዳህሳስ ነዳድን ጋዝን ኣብ ኤርትራ? // Oil and Gas Exploration In Eritrea
14:58