🛑 ድንገት ካብ ዓደይ ወፂአ ንኩሎም ምሓዙተይ ተሰናቢተዮም ምስ በከዩ ግን ከፊኡኒ 😭

  Рет қаралды 22,010

musse shakur

musse shakur

Ай бұрын

#tigrigna #eritrean #prank #eritrean #tiktokers #ethiopia #newprankvideo #eritrean #ethiopianprank #tigrignapranks #hardprank #funy #eritreanprank #comedy #newprankvideo #መዘንግዕካሜራ #habesha #tigray #mekelle #werki #ወርቂ #ባህላዊ #tigrigna #tegarumedia #tigray #habesha #tigrignamusic #tdf #comedy #newmusicvideo #tigrignaderama #tigrignacomedy #eritrea #eritrean #yadaprank #eritreancomedy #tigrignapranks #velog #ቀልድታት #ትግራይ #ትግርኛኮሜዲ #ትግርኛፊልም #52 #reghafilmprodaction #ርግሀፊልም #ኣያጆኬር #ኣያተከስተ #ገሬእሙን #51 #ኮሜዲያን #tigrignaderama #tigray #tdf #tigrigna #ደሃይተጋደልቲ #ትግራይ #ትግርኛ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግራይ_ትግርኛ #tdf #tigrigna #tigray #habesha #semaetat #tigraynews #tigray_media_house #tigrayan_shorts #tigraytv #dwtv #Docmenterfilm #hitsatse #ሕፃፅ #dedebitmedia #ethiopia #eritrea #tiktok #maggyshow #amahara #sadormidea #abebachannel #selamtsegay #yadatube #tigray #tigrignamusic #habesha #tigrigna #tdf #tigrigna #tiktok #ethiopia #ሰማእታት #ፊልም#viraltiktok #viral #adigrat #amharic #eritrea #bboytomi #best #bts #beautiful #challenge #congratulations #comedy #cute #dance #diaspora #drill #dubai #entertainment #funny #fyp #foryou #funnyvideo #gereemun #games #gym #hiphopmusic #india #instagram #indian #janny #jahn #japan #kabila #kanatv #kids #kidsvideo ##lihammelody #lazatigrigna #love #maggyshow #merkebbonitua #motivation #music #memes #motivational #new #news #newvideo #oromo #oromomusic #photography #quotes #rip #reels #respect #reaction #shire #song #shorts #short #shortvideo #tiktok #travel #usa #video #vlog #viraltiktok #whatsapp #world ##xbox #yadaprank #youtubeshorts #youtube #youtuber #youtubevideo #youtubechannel #youtubevideos #ziroziro #zodiac #zoro #2024 #2016 #tigrigna #tigray #tigrigna #tiktok #ethiopia #habesha #newmusicvideo #ethiopian #tdf #ትግራይ_ትግራይኛ #rip #ትግራይ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር #tdf #tigrigna #tigrignamusic #2016 #habesha #tiktok #tiktokvideo #tigrignavideo #viral #viraltiktok #tiktok2016 #tigrigna2016 #newyear #selomentesfay #aysemene #eritrea #eritrean #eritreanmusic #best #tigrignamusic #gereemun #dwtv #tigraynews #tmh #dedebitmedia #merejaan #tigray2016 #newmusic #maggyshow #heniemu #diaspora #TDF
#tigray #tigrignamusic #ethiopia #tigrigna #habesha #TDF #tegadalay #ገድሊplus
#tigray #habesha #tigrigna #ethiopia #gualashenda #ashenda #merkebbonitua #maggyshow #yadatube #lazaaydol #lihammelodey #lazatigrigna #semayentertament #tigrigna #habesha #challenge #newmusicvideo #tigray #tigrignamusic #tigrignamusic #hiphop #hiphopmusic #drill #newtigrignamusic #tigrignamusic #ethiopian #dance #tigray #ethiopia #comedy #newmusicvideo #ethiopian #tigrignamusic #video #yadatube #magishow #newtigrignahiphopmusic #tiktok #musseshakur #newethiopianmusic2023 #lazatigrigna #zuzanmultimedia #semayentertament #banaentertament #seyaentertament #merkebbonituaentertament #tdf #tegadalay #newtigrignamusicvideo
#Newtigrignamusic2016 #hotmusicvideo #ሰለሙንኣይሰምዕንየ #tigrignamusic #kanatv #bboytomi #janny #lihammelody #leleentertament #merkebbonitua #zenawihmaryam #ziroziro #yadatube #zemacover #tdf2016 #bana #kabila #Tehshe #yeweymwalij #esat #amharic #amhara #fano #oneg #oromomusic #oromo #africa #tigray #ethiopia #eritrea #eritrean #tdf #habesha #tiktok #rip #maggyshow #yadaprank #heniemu #gereemun #ገድሊplus #prank #comedy #vloges

Пікірлер: 787
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ፋትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና 🙏 ኣብዚ ቪድዮ ስደት ሕማቅ ምካኑ እዩ ዘርእየና መናስያት ሓደራ ንንቃሕ ክወግሕ እዩ🙏 ሼር ላይክ ሳብስክራይብ ኣይንረስዕ ኣሕዋተይ🙏🙏 የቀኔለይ
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
ፍትሒ ክንገስ ዝኾነ ክግበር ኣለዎ?😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
​@@Hareg675ትክክል እዩ ምዓረይ
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ እሲኻለ🎉❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Ай бұрын
አምላክ ፍትሒ የዉርድ 😢
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
@@salamsalam1464 ሳብስክራይብ ግበሩለየ
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
ማርያምን እዛ ቪድዮ ማራ ውሽጠይ ተሰሚዑኒ 😢 ዕርክነት ምሕዝነት ማለት❤❤❤ቤቲ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ😢😢😢እና ደቅነዋይ ስደት ኣይትሕሰብ ኣብ ስደት ዘሎ እቲ ኣብ ባሕርን ሳሃራን ዝተርፍ ዘሎከ💔ብሰላም ኣቲካ ውን ብስልኪ ዳሓን ኢና ፅቡቁ ኣለና እንተበሉ ዘለውዎ ግን ባዕሎም እዮም ዝፈልጥዎ ደቂ ኣንስትዮ እንተኮንና ብሰላም ኣቲና ዘለናዮ ግን ባዓልና ንፈልጦ ኣብ ቴክቶክ...ወፂእና ንደቂቃ ዘይትኣክል ንይምሰል እንተሳሓቅናን እንተ ጨፈርናን ውሽጥና ግን ቡዙሑ ስቃይ ኣለና😢😢😢ሰደት ረሳሕ ኣይኮነን ዘይ ሕጋዊ ሕጋዊ እንተኮነ ውን ዓድካ ዝመስሉዎ የለን በጃኩም ከይትሓስብዎ ስደት ወፂኡ መን ኣሎ ዝሓለፈሉ ካብ 100 10 እንተሊዮም🤲🙏ብዝኮነ ኣነ ክነግረኩም ሓንቲ ነገር ኣላ ኩሉ ግዜ ዝሕስዋ ንይምሰል ዝዛረባ ንኩሉ እየ ግን👉ብፍላይ ንስድራይ😢ከመይ ኣለኪ ክብሉኒ ከለው ዳሓን እየ ፅቡቁ ኣለኹ 😢እታ ደቂቃ ኮፍ ኢለ ዝበልዐላ ምግቢ እኳስ ሰላም የብሉን ግን ኩሉ ግዜ ይሕሱ ፍሽኽ ይብል ዳሓን እየ እናበልኩ😢 ደቂ ማዳመይ ኣጆና 😢❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ምኣዛ ለባም ሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@Natnael7594
@Natnael7594 Ай бұрын
ብሓቂ ካልኤተይ ውሽጥና ባዕልና ኢና ንፈልጦ እና ኩልኽን ኣብ ስደት ዘለኽን ኣጆኽን ደቅነይ ኣይትጨነቓ ስደትና የሕጽረልና
@AronAsefa-wn7sf
@AronAsefa-wn7sf Ай бұрын
Tankeyou ❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
​@@Natnael7594ብሓቂ ግን ክምኡ ኢልና ተመስገን ካባና ንገደ ናረእና ነፅነዕንዕ ደሞ ደምረኒ ዛሓፍተይ
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u Ай бұрын
ብሓቂ አብ ኩሊትና ዘሎ እዩ😢 መናዳ ደቂ መደመይ አጀና አሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን
@Kalu_nekifar
@Kalu_nekifar Ай бұрын
ኣየ ኣዱ ኣነ ኮእየ ልሕተትያ😟😂😂
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
😂😂😂 ቃሉ ዓርከይ ተገንዩ ሎምዓንቲ
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
ከትሕዘኒ እዩ ኮ ደሊዩ 😂
@safdvzxcx634
@safdvzxcx634 Ай бұрын
😂😂😂
@EradaErada-hx7en
@EradaErada-hx7en Ай бұрын
ሓቁ 😂😂😂
@hdjf4
@hdjf4 Ай бұрын
ቃሉየይ ምንጪ ሳሓቀይ😂
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
ስደት ጡዑም ወይ ለውጢ ተዝህልዎ ኣነ ምሓለፈለይ8+ ዓመተይ😢😢 ጀጋኑ ማሓዙትትት❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ኣጆኪ ምዓረይ ለይብፃሕ የለይ ጥዕና ጥራይ ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበሩለይ🎉❤
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t Ай бұрын
አጅኪ ዝያድይ አነ ግን ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን ስደት ንአይ ብዝሕ ነገርይ እያ ተመስገን
@user-hp6yn6hl8f
@user-hp6yn6hl8f Ай бұрын
ኣሕሕ💔እወዒድመናን ኣካልናን ይብላዕ ኣሎ ኣብስደት😢
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
@@user-op8dr9fy7t ተመስገን እንቋዕ ኩሉ ሓደ ኣይኮነ እንቋዕ ሰመረልኪ ኣነ ውን ተመስገኑ ይስርሕ ኣለኹ ከምቲ ዝተቀመጥክዎ ኣይሓዝኩን ዝሕገዝ እናበዝሐ ማሐተይ እየ
@mmn7636
@mmn7636 Ай бұрын
ዋውውው ዓባይ ትምህርቲ እያ ንዝርድኦ ሰደት ብጣዕሚ እዩ ሕማቅ እዩ ዘሎ በተለይ ሀዚ😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@user-yx7hh1rl6y
@user-yx7hh1rl6y Ай бұрын
ታይ ድየ ዘኪረ ማሓዛይ ንስዕዲ ይከድለኩ እላትኒ ችዲ ሓሻዊት መቀለ በፅሕኪ ትምለሲ እኪ እለያ ለከ ንሳ ብሓቃ እያ ባይዞወይ ብሰላም ኣትያ ኣነ ለ ትምህርቲ ወዲአ ኣርክበያ ከይትመፅኢ ናበለት መፅአ ሐዚ ከርተት ንብለና ብሓደ ማርያምን መሪርና ዓድና መፅእና ገለ ስራሕ ተሰረሕና እምበይ ዓድካ እዩ ጡዑም ያኣክ😢😢😊
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ስደት ክንወፆ ቀሊል ክንምልስ ግን ክቢደ እየ እግዚአብሔር ስደትና ይሕፅረልና ደሞ እንተዘይ አቸጊረኪ ደምርኒ ዝያዳይ
@user-th7mg9dj2f
@user-th7mg9dj2f Ай бұрын
ኣነስ ቤቲ ፍሉይ እዩ ዝፈትዋ እኒአዋ ልቦና ብሓቂ ለባም ኩሉ ግዜ ክሪአ ደስ ይብለኒ ብኡነት እና ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ማለት ነቲ ናብ ስደት ዝሓስብ ሰብ ክንደይና ከቢድ ምኳኑ ካብቶም ፕራክ ዝተገበሩ ተማሂርና እና ኣብታ ቅድስቲ ሃገርኩም ጺዒርኩም ጊዒርኩም ዳኣ ስርሑ ደቅነይ ጎብዙ❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@ssll7812
@ssll7812 Ай бұрын
ሎሚ ፍልየ ዝበለ ትህርቲ ዘለዎ ፕራንክ ዋው ቡሉፃት ኣዕርክቲ ኣለውካ ከይትከስሮ ሻኩረይ ብዝተረፈ ሰደት ማለት መሪር ቃንዛ እዪ ቡዚሕ ኣጋጣሚታት እዪ ዘለዎ ብጥይት ሂወትካ ትስእን ኣብ ባሕሪ ትጥሕል ብዑዱል ተኣቲካለ ለሙስ ሰራሕ የለ ኣብ ሰራሕ ኮይንካ ለ ዕርፍቲ የብልካ ድካም ናፍቆት ሰድራ ቤተሰብ ኩሉ ዘኣካከበ እዪ 7 ዓመትና ኣብ ሰደት ዋላ ሓንቲ የሓለፈልናይ ተከድና ከ ታይ ሒዝና ክንኣቲ እናበልና ንነብር ለና ሰለዚ ሰደት ብኣና የብቅዕ ይኮነኩም ይበለና ዓድና ሰላም ይግበረልና ነጋዳይ ዝነግደሉ ሓረስታይ ዝሓርሰሉ ሙሁር ብሞይኡ ዘማሓድረሉ ጓል ኣንስተይቲ ካብ ዓመፅን ጨወያን ትድሕነሉ ኣመት ምህረት የምፀእልና ከምዚ ሓውና ዝበሎ ፈጣሪካ ዝሃበካ ኩላሶ እንጀራካ በሊዕካ ተመስገን ኢልካ ምንባር እዪ ዘሐሽ ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤🎉🎉
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n Ай бұрын
ጎበዝ ዛሓወይ ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤ብሓቂ ኣብ ስደት ዘለና ኣይ ጣዓመናን ንብዓት ተነፂፍና ንሓድር ኣለና
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n Ай бұрын
@@HIfti-H ወድያወ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n Ай бұрын
@@RahelGebrehwet እሽኒ ክብረተይ
@gedu8644
@gedu8644 Ай бұрын
ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ፍትሒ ፍትሒ ብግፍዒ ዝቅተላ ዘለዋ ኣሕዋትና🥺
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@BeGUDEMTUBE
@BeGUDEMTUBE Ай бұрын
ኣብ መጠረሻ ዘይ ሕጋዊ ስደት ጠጠዉ ክብል ኣለዎ ኢልኩም መልእክቲ ተትሕልፍሉ ሰናይ ነየሩ ነገርግን ስደት ፁቡቅ የኮነይ እና ጠጠዉ ይበል 😢😢😢😢 ናይ ስደት ሂይወት ምንም ለዉጢ የቡሉን ትምህርቲ ዘለዎ ስራሕ እዩ 🎉
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏😍
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@user-nf9bm6fq9c
@user-nf9bm6fq9c Ай бұрын
ዋዉዉ ዓባይ ትምህርቲ እያ ቀፅለሉ ዝሓወይ ተጋሩዋይ ነታባበዖዮ
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
ሰሪሕካለይ 😤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
😂😂😂
@gsjshd3479
@gsjshd3479 Ай бұрын
ናይ ለማዓንቲ prank ድስ ባሃሊ ዛሐወይ ዓብዪ ትምህርቲ እዩ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ዘለዎ ቀፅለሉ ገታዋይ ቤቲዋይ ዛምበተይ ክፈትወኪ ማዓት እየ ይትብ ናይ ባዓልኪ ፍትሒ ማዓረይ❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@gsjshd3479
@gsjshd3479 Ай бұрын
ገይረልኪ ማዓረይ😍​@@RahelGebrehwet
@Tughb65
@Tughb65 Ай бұрын
ደቅ ዓድና ናብ ስደት አይትሕስቡ ስደት ቲናገራ ቃላል እያ ግን እንኳን ታሓስቡ አይትሕልሙ😢😢😢😢 ስደት ኩፉኢ እዮ።
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
እሽኒ ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ሓወይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
​@@RahelGebrehwetሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
@@merhawitmuaz1619 ኢለኪ እየ ዛምበይተይ ንስኩም በልኒ ሓቢርና ንዕበ
@lemlemlemlem5087
@lemlemlemlem5087 Ай бұрын
ፍሉያት መሓዘቱት እዮም ዘለውኻ ሓልዮቶም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-ne8kx8mf9c
@user-ne8kx8mf9c Ай бұрын
እህህ ብሓቂ ኣደኻ ኣይተሕዝናክን በለ ልባም ዓርኪ ወለድና ክንዲ ነሖጉሶም ብኣና ክጉሁ የብለሙን በእውነት❤ ልባማት ኣዕርክቲ እዮም ብሉፃት ስደት ንመን ጢዒምዎ 😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-od9re7mc9c
@user-od9re7mc9c Ай бұрын
ብዛዕባ ስደት ብዙሕ ምበልኩ ግን ኣብዘሓ ተገሊፁ እዩ ስደት ረሳሕ እዩ ብሓቂ ኣይከነን ክትሓስብዎ ሽሙ ' ውን ከይተልዕልዎ ስራሕ ከይኣማረፅካ እንተሰሪሕካ ኣብ ዓድካ እውን ትቅየር ኢካ ጎቦዛት ቀፅልሉ ኣሕዋተይ🎉❤🎉❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Ай бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ትምህርቲ ዙለዉ ቦዶዮ እያ ፖራንክ ኣይኮነን ዞሞ ምሓዘትካ ውን ክይደንቅዋም ኣይሕለፊይ ብእወነት ጀግኑ እዮሞ ብፊላይ ቤቲ እፋ ኣነስ ፍትየያ እምበር ክሞቱ ኣለ ቤቲዋይ ቀፀለሊ ዘለኪ ልቢና ናይ ማሓዘትኪ ክብር ዋውውው100%👌🥰
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ
@haytshewsmeresa6240
@haytshewsmeresa6240 Ай бұрын
ዋውው ዓባይ ትምህርቲ ብሓቂ ሰደት ጥዕም መሲልና መፂእና ዘለናሉ ግን ብዓልና ኢና ንፈልጣ
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-bq8xi8zk7d
@user-bq8xi8zk7d Ай бұрын
ዋዉዉ ዓባይ ትምህርቲ እዩ ንዝርድኦ ሰብ😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@astergebre9935
@astergebre9935 Ай бұрын
God bless you guys 🙏🙏🙏
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
😂😂🙏🙏
@kibromSemere-gh6wz
@kibromSemere-gh6wz Ай бұрын
ቻኩር ሓወይ አዚ ውን ዓዊ ትምህርቲ'ዩ ስደትሲ ኣንሽንካይዶ ብሕጂ ንኸይድስ ኣዉኡ ዘለውስ ኣይጥዓሞምን ነቶም ኣብ ፍርቂ ስደት ዘለና ድማ ብሰላም የአትወና አቶም ኣብ ዓዲ ዘለኹም ድማ ከምዚ ጌርኩም ምሃሩ ነቶም ከሙኡ ዝሓስቡ ምዕገሲ'ዩ ነዚኣ PRANK ሪኡ ዝምሃሩ ውሑዳት ኣይኮኑን ቻኩር ነብሲ ኣጆኻ ኣድናቂኻን ዝከታተለካን ኤርትራዊ ኣብ ሊብያ ዝቅመጥ ❤❤
@user-mm4cm1ht1f
@user-mm4cm1ht1f Ай бұрын
ብሰላም የእቲካ ሓወይ መዓረይ ኣይዘካ🥹❤️❤️❤️
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ኣሜን ኣጆካ ክብሮምጰሓወይ ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ አሓዋት
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 Ай бұрын
ቻኩር መሪሩኒ እዩ ቤቲ ኣታ ንመን እሞ ዘይመሮሮ 😂😂😂😂😂😂 ቤቲ ሽኮር❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
😂😂 ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@hadish9672
@hadish9672 Ай бұрын
Waw you are Lucky you have wise and good friends. They know everything about sedate. Thank for those good friends and there advice.
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
tnx😍
@lemlemlemlem5087
@lemlemlemlem5087 Ай бұрын
ናብ ናይ ቀደም ስራሕኻውን ተመለስ ሓደሓደ ነገር ኣርእየና ሓላለይ❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
እሽኒ ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-hi2kf3ph8m
@user-hi2kf3ph8m Ай бұрын
ስደት😢 ከምዚ ተለሚነ ጊን ኣይሰማዕኩን ን2 ዓመት መፂኢኻ ዓመታት ተቁፅር ብቻ ተመስገን
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-ze6mb7rn3h
@user-ze6mb7rn3h Ай бұрын
AHwatey za gal temechiyatni aydegmn dabelkum kulakum ya ❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@zaid4763
@zaid4763 Ай бұрын
አብ ስደት ገፅካ ከቅየረ እንበረ ዝተቃየረ የለይ ሰደት ማለት እኮ ሂወትካ ምሻጥ ማለት እዮ ፈጣሪ ኣቦይ ስደትና የሕፅረልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤💞💞💞❤💞💞💞❤❤❤💥💞💞💞💥❤️
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ሓፍተይ
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d Ай бұрын
መካሪ ጎበዝ❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@hayatabi2173
@hayatabi2173 Ай бұрын
ብጣዕሚ ኣምሃሪ እዩ ዝሓወይ ቀፀለሉ ብዝከኣልካዮ ድምፂ ህዝብካ ምስማዕ ጅግንነት እዩ ምሕዝነትኩም ደስ ዝብል እዩ
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-ir6sv4ht8u
@user-ir6sv4ht8u Ай бұрын
ሰደት ....😢ብጣዓሚ ደሰ ልብል ሰራሕ እየ ቀፅለሉ አሕዋተይ🥰🥰
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-et6oe8ro5j
@user-et6oe8ro5j Ай бұрын
ታአትየ የርሰዓኩሚይ የበለይ እረ ይመቸካ😂😂😢😢 ከሙኡ ላበልና ኢና መፂና ባይዞወይ ቀፅለሉ💓💝💝💝
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
😂😂ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-hz5dq8mp8u
@user-hz5dq8mp8u Ай бұрын
ጎበዝ ዛሓወይ በርትዕ ብሓቂ ኣብስደት ዘለና ኣይጣዓመናን ምስ ንብዓትና ተነፂፍና ኢና ንሓድር ዘለና😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የክብረለይ🙏🙏
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v Ай бұрын
ፍትሒ ንደቂ ኣነስትዮ ኣሕዋትና 😢😢 ዘይ ሕጋዊ ስደት ጠጠው ይበል 😢😢ኣሕዋትኻ ምሓለፈልና😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@MohamedMohamed-on5jw
@MohamedMohamed-on5jw Ай бұрын
ኣድ ግን ናይ ባሓቂ ኡሙን ማሓዛ ደሰ ትብሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@arz9027
@arz9027 Ай бұрын
ማሪያምን ጅጋኑ ማሓዝቱ😢❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Ай бұрын
ደቅነይ ፅቡቅ ምክሪ🙏 ስደት ክንደይ መለምል ኣሕዋትና ሲኢና😭
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@gallwejerat147
@gallwejerat147 Ай бұрын
ኣየ ቤትዋይ ርህርህቲ ❤😊
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ Ай бұрын
ዋዉ ዓባይ ትምህርቲ እያ ይመቸዬም ለባማት ዝኮኑ ምሓዙት እንየዉካ❤❤ ስደት ስዲ እዩ እትርፎ ጭንቀት ሕማም ናፍቆት ከሊእ ምንም ትርጉም የብሉን ይመቸካ ይሕመቅካ ዓድካ እዩ ፅቡቅ ከሊእ ይትረፍ ሙሉእ ናፅነትካ እኳ ትረክብ😢😢
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 Ай бұрын
❤❤❤I miss yearktey nay adna erkinet eko zimesil yelen sidet husum
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@hthf454
@hthf454 Ай бұрын
ሰደት ሑሱሙ እዪ 5 ዓመትና ገይረ ምንም ዝተለወጥናዮ የብልና ተመሰገን ግን ሙሉኡ ጥዕና ኣለና እምበር😊
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-xs8el1ot9q
@user-xs8el1ot9q Ай бұрын
way Anihek Abeda😂😂😂 Ada
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
😂🙏🙏
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh Ай бұрын
ሰደት ተዘሀፍትም ምሀፍተምና 8 ዓመትና አብ ይሕለፈልካ ዝበለካ ፈጣሪ እዩ ዝሐልፈልካ ክንደይ ባሕርን ሕዱዱን ዘይተረፉ😢😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@bcffybcccxc9054
@bcffybcccxc9054 Ай бұрын
ዋዉዉ ት/ቲ ዘለዋ ፕራንክ ልባምት ዝኮኑ ማሓዙት ኣለዉካ❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@user-lr7lh1nj3j
@user-lr7lh1nj3j Ай бұрын
ዋውውውዓባይ ትምህርቲ እያ ንዝርድኦ ሰደት ብጣዕሚ እዩ ሕማቅ እዩ በተለይ ሀዚ😢😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@hadish9672
@hadish9672 Ай бұрын
He is real a good friend and he is concern about you .Nice to have like him friends .
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
🙏🙏brother respect
@jhonkifle
@jhonkifle Ай бұрын
ካብ ናይ ገሬ እሙን እዙይ 1000 ግዜ የምህርን ይበልጽን። ጽቡቅ ስራሕ!!
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ❤🙏🙏
@QueenG-ki4gf
@QueenG-ki4gf Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ቤቲየይ
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv Ай бұрын
ጀጋኑ መሓዙት አለውካ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤ እና ዋላ ናመረረካ ዓድካ እዩ ጥዑም ዘምሓተይ❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz Ай бұрын
በእውነት ጎቦዛት ኣዕረክቲ ኣለውካ ስደት ፅቡቅ ኣይኮነን😢 እንካንዶ ክታኣትዩን ዘተኣትዩን ዘይተፈለጠ? በከንደይ መካራ ሰቃይን ባሕርን ሳህራን ሓልፍና 8ተ ዓመት ገይርና እዉን ምንም ዝተለወጥናዮ የለን😢 ስቅ እልካ ኣብ ሰደት ንእስነትና ወድእናዮ 😢 ያኣክል ሰደት ህዝብና ፍረቂ ፀረዩ ብሰደትን ባዓደን 😢💔 ብዝኮነ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ሓፍተይ
@user-lj3bw5lf9q
@user-lj3bw5lf9q Ай бұрын
መሪቁ ይሃብካ ፈጣሪ ማሓዙትካ ዝባሃል ከሙዙይ ዝበሉ ማሓዙት እዩ ናተይ ማሓዙት ካም ኮኑ ግን ቀዳመይቲ ደመወዝኪ ናዓይ ስደድለይ ክብሉኒ ነይሮም እዮም😂😂😂😂
@user-ir6sv4ht8u
@user-ir6sv4ht8u Ай бұрын
😂😂😂😂
@user-mm4cm1ht1f
@user-mm4cm1ht1f Ай бұрын
😂😂😂😂
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@assafa35
@assafa35 Ай бұрын
you are lucky you have a great friend 💊🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-qd7gr5cw1p
@user-qd7gr5cw1p Ай бұрын
ከዚ ፅቡቅ ቡዙሕ ትምህርቲ ኣሎዋ እዩ ወዲኖዋይ❤🎉ከም ስደት ዝከፍእ የለይ ኣብቱ ዝደሎናዮ ቦታ ኮይንናካ ኣይጣዓመናን😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
እሽኒ ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i Ай бұрын
ዕብድ ያ ኣሕዚንኒ ግን ሻኩር ማዓዝ እየም ብራክ ዝገብር ኣረ መሳራሕቱ ለለኩም ኣሐጉስኒ😂😂
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
😂😂🙏🙏
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Ай бұрын
ፅቡቕ ትምህርቲ ቀፅለሉ ሻኩራ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@netsi2127
@netsi2127 Ай бұрын
ገዛ እተ ምባል ከ ተገዲፉ ድዩ ባ ኩሎም መማዕፅኦም ሒዞም 🙄😳🤣 ቤቲ ግን በክያ ኣብክያትኒ ምስኪን ኩሉ ምሰብከያ😢መንሞ ዘይ መረር ያ ክትናደድ ተላስ ደስ ክትብል በተለይ ኢዳ ገፍ ገፍ ክተብለን ተላ 😂😂 ዓዲ ዘሎ ዓደይ መሪሩኒ ስደት ምካድ ይሐሸኒ እንበር ስደት ዘለና ለ ስደት መሪሩኒ ዓደይ መዓዝየ ዝከዶ
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@saddvzx9822
@saddvzx9822 Ай бұрын
ጎቦዝ ቀፅለሉ ❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-mw2yi3nw7p
@user-mw2yi3nw7p Ай бұрын
ጎቦዝ ቀፅለሉ😢😭♥️♥️🙏
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 Ай бұрын
Dek Mekle lwhate so I liked absolutely ur genoures and kind of related friends I love ❤you good people God bless you Amen 🙏 🙌 ❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
Thanks so much 🙏🙏
@user-gg7bb1yf3z
@user-gg7bb1yf3z Ай бұрын
ስበሮ😂😂😂😂
@user-tz6ib7nq7c
@user-tz6ib7nq7c Ай бұрын
ስደት ረሳሕ 😢😢😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@hiwetgaltgray7406
@hiwetgaltgray7406 Ай бұрын
ዋው ፕራንክ ማለት አውዚ አሎ ምስ ትምህርቱ ቀፅልሉ ❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@somoksa2031
@somoksa2031 Ай бұрын
ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ኣሕዋተይ ስደት ይትረፈና 👍👌😢🥰🥰
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
እወ ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@dorareacts675
@dorareacts675 Ай бұрын
ዎው ሻኩራ ፕራንክታትካ በቢ ማዕልቱ 🎉 እናገረሙና እዮም እዚ ናይ ሐዚ ግን ዝበለፀ ዓብዩ ትምህርቲ ዘለዎ ፕራንክ🎉
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ዶራ ሓወይ ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ ሃወይ
@dorareacts675
@dorareacts675 Ай бұрын
@@RahelGebrehwet መርሓባ🥰
@user-fr8bc5ru3e
@user-fr8bc5ru3e Ай бұрын
ዋዋ ዓብዩ ትምህርቲ እያ ዝርደኦ ብጣዕሚ እዩ ሕማቅ ዘሎ በተለይ ሀዚ😢😢ኣረ ስደት ሰልችይና ሎምስ😢 በጃኩም 😢ስደት ኣይትሕሰቡ😢 ስደት እህህህ😢😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o Ай бұрын
ፅርያተይ
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-cn9zq7yn7w
@user-cn9zq7yn7w Ай бұрын
አረ ሙሴ ሻኩር የትክኣልካይ😊ቤቲ ግን ማራ ኣሕዚናትኒ ነብዐ ምስኣ ማርያምን ኖርማል ምሓዙት ማለት ኣብዚ እኒኦዉኻ❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@lemlemhagos9299
@lemlemhagos9299 Ай бұрын
Adu blue jegena tigrawaye ❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@aheehhw3058
@aheehhw3058 Ай бұрын
ጎተተዋይ አብክያትኒ አታዮ ካመይ ገረ ናባሕሪ መርቀ ክሰደካ 😅😅 2 ብላፃት ማሓዙት😢😢😢😂
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@assafa35
@assafa35 Ай бұрын
Your a the best friend 🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
tnx🙏🙏
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Ай бұрын
ስደት😭😭😭
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@fdg761
@fdg761 Ай бұрын
ኣዱ ሓወይ ርሑሩሕ❤❤❤❤ ስደት ወዳኢ ዕድመ
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@galtigrayhalal5170
@galtigrayhalal5170 Ай бұрын
ጎበዛት ማሓዙት ❤ስደት ስድ እዩ አሕዋተይ 😢ብቻ እግዚአብሔር ይመስገን🙏
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
እማን ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Ай бұрын
ከምዚ እዩ ፕራንክ ማለት ይመቸዮም እቶም ኣዕርክትካ ግን 😍
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
🤔ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-ve5ej9gb8t
@user-ve5ej9gb8t Ай бұрын
ወይ ማሓዙትካ ጎቦዛት እዮም ኣድኒቀዮም😂❤❤😍
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
ስጦታ ትወሃብ ትብሉ ንቤቲ❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 Ай бұрын
Betame zegrem memhre serah eyu serha beteley etom erktka ❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@user-ey1zy6mb2r
@user-ey1zy6mb2r Ай бұрын
ዋይ ኣረ ይመችውኺ መሓዛ ማለት😢❤
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@Freta__agame_
@Freta__agame_ Ай бұрын
Good job brother 😢sedet not good 😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-rt9iv8pt4h
@user-rt9iv8pt4h Ай бұрын
ልግርም ዐርቲ ደስክቡሎ❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@SafsDadd
@SafsDadd Ай бұрын
Ab sedet zelna ewen ejra konina enbar kabansi yemhrkum ahwtey marye kabudma kab adi zelu ahwtna memtsa kaqrits alwou fetari yahlwna bertu dema 🙏🥰🥰🥰
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@hcin8827
@hcin8827 Ай бұрын
ማሓዙትካ ብከመይ እየ ከድንቆም ፈጣሪ ይባርክኩም 🥰🥰እንበር ሰደት ሰዲ እዩ ዝሓልፈልካ ተዝከውን 6 ዓመተይ መሓለፈለይ ነይሩ 😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-ji3mm8ge8k
@user-ji3mm8ge8k Ай бұрын
ዝገርም ዓርኪ ኣለካ ሓዎይ ኣፍር ቢጸከ ከመ ነብሰከ ዝብል መፅሓፍ ቅዱሳዊ ቃል ገሊፅዋ ዋላ ዛጓል ንፉዓት ቀፅልሉ ዓብዪ ትምህርቲ እዩ❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b Ай бұрын
ጎተተዋይ አብክያትኒ አታዮ ካመይ ገረ ናባሕሪ መርቀ ክሰደካ😢😢 2ኦም ብላፃት ማሓዙት
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-mm4cm1ht1f
@user-mm4cm1ht1f Ай бұрын
ዓባይ ትምህርቲ እያ ኣብ ዓዲ ከለና ስደት ጥዑም ይመስለና ብኣንፃሩ ግን ፀልማት እዩ ኣብ ምቸት ከለኩ ከይተረዳኣኒ ትምህርተይ ጠንጢነዮ ወፅየ ዘለክዎ ግን ባዕለይ እየ ዝፈልጦ መሓዙተይ ለሚነናኒ ኣነ ግን ኣይሰማዕክወንን ማስቀአን ከዓ ሂቡኒ ኣብ መንገዲ እናተሳቀኩ ኣትየ ካብ ዝኣቲ ከዓ 5 ወርሒ ገይረ ግን5 ዓመት ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ ከምዚ ኢለከ ክስካብ መዓዝ እዩ😔🥹 እና ዓድካ እዩ ጥዑም ኣሕዋተይ🙏🏼🙏🏼❤️❤️
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
አጆኪ ምቅርተይ ስደት መሪረ እኮ እንተኮነ ግን መዊፂእና ዕላማ አይንረስዕ ደሞ ደምርኒ ምቅርተይ
@user-mm4cm1ht1f
@user-mm4cm1ht1f Ай бұрын
@@RahelGebrehwet ገይረልኪ ሓላለይ🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@MikiNago
@MikiNago Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ane ab sidet temahire abey naxinetey rekibe betesebey lewute gn adika telomka xegem eyu hji ane zigermeni kab ab tigray esur konka tinebr wala ab libya tihanka kitmewut yimerix adina guhaf eya koyna zela
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@AlemqDesu
@AlemqDesu Ай бұрын
ዘይ ሕጋዊ ስደት ጠጠው😢😢😢 ይበል በርትዕ ቀፅለሉ❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@sarayan525
@sarayan525 Ай бұрын
አየ ስደት😢😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@Samsunga23-zb8rh
@Samsunga23-zb8rh Ай бұрын
ኣዱ ትክክለኛ መሓዛ❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
እወ ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@hannahanna8794
@hannahanna8794 Ай бұрын
ስደት ብጣዓሚ እዩ ረሳሕ 😢😢😢ካባና ይማሓርኩም
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@user-fy7fz7dt1h
@user-fy7fz7dt1h Ай бұрын
ፀላእየ ስደቲ ዩኹን 😭😭ዳስደቲዶ ኣይትሕሶብይ😭 ዓድኻ ኣይሙነይዋ ሓሙኻ ኣደኻ ትርእየካ 😭😭 ኣብ ሰደቲ ሓሚናለ ረኣይ የብልናይ ወደይ ፀላእየ ስደቲ ዩኹን😭😭😭😭
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@user-sd6qs6pw5p
@user-sd6qs6pw5p Ай бұрын
ስደት ኣይጥዑሙን ኣሕዋተይ ዓድና ጥዑሙ ብእነት
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@Samsunga23-zb8rh
@Samsunga23-zb8rh Ай бұрын
ኣዲኒቀዮሞ መሓዝትካ❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ትክክል ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@AfwerkiWelekorkos
@AfwerkiWelekorkos Ай бұрын
Gobozat deki hagerey
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@user-jx3co3um8z
@user-jx3co3um8z Ай бұрын
እወ ከምዙይ ዓይነት ማሃሪ ዝኾነ ክትምፅዉ ኣለኩም እምበር ስድትስ ይቅርዶ ክትመፁዋ ክትሓስብዎ ኸማን የብሉኹምን ምኽንያቱ ተሰዲትናኸ ታይ ረቢሕና 5ተ ዓመት ሙሉእ🥺 ብላዓቢለ እቶም ደቂ ተባዕትዮ ኣሕዋትና ገና ጎይዮም ዘይፀገቡ ንኡሳት ፈቀድኡ ራጎ የመን ይቃርለዉ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ለሙስ ልብና ደምዩ እህህ💔😭😭በጃኹም ከይትሓስቡ ንስደት ሓመቀ ፀበቀ ዓድኻ እዩ ጥዑም ደሞ ብጣዕሚ ጎቦዛት ማሓዙት ኣለዉኻ ቻኩር ሓወይ❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@ksheukeke5650
@ksheukeke5650 Ай бұрын
ሰበሮ😂😂
@EtrYydf
@EtrYydf Ай бұрын
ኣይሰማዕኩካን ያ ይመችኪ 😂
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@HiRit-xf2cz
@HiRit-xf2cz Ай бұрын
ፅቡቅ እዩ ቃፅሉሉ❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
@MikieleTeklay
@MikieleTeklay Ай бұрын
አረ ቤቲ ግን ይሞችያ🥰🥰 ግን ልኾነ ጌርኻ ኻሓሳ😢😢😢
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የቀኔለይ🙏🙏
@Atit_Royal
@Atit_Royal Ай бұрын
Best friend malet Tigraway 🙌King 🙏🙏
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
የክብረለይ🙏🙏
Boost Your SPANISH: Beginner Story with Subtitles!
19:16
Learn Spanish for Free
Рет қаралды 593
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 207 МЛН
Nastya and SeanDoesMagic
00:16
Nastya
Рет қаралды 35 МЛН
አውቃችሁ ነዉ ያደረጋችሁት😭😭😭
17:13
Emebet Kassa
Рет қаралды 11 М.
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 207 МЛН