ደቀ ብሕኒት ብ ኣወል ስዒድ 3ይ ክፋል 2024

  Рет қаралды 173,223

Hidmona TV

Hidmona TV

Күн бұрын

Пікірлер: 2 500
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 Жыл бұрын
መርሐባ አንበሳ አወል ሐወይ ብጣሚ ጺብቅ አገላልጻ ኩሉ ጊዜ ቃላት የብለይን ክገልጾ ናትካ መንፈዓትካ አገላልጻካ 💯👍🏼❤️🇪🇷👍🏼💯❤️🇪🇷💯 አነ ዚብለካ እንቋዒ ናትና ናተይ ሐወይ ኤርትራዊ ኮንካ ዒድመን ጥዒና የሃብካ አወሊና አምላክ ይባርከልካ ☀️🥇🎖️👍🏼💯🇪🇷🙏🏽❤️
@futuwihasen2667
@futuwihasen2667 Жыл бұрын
ኩሉ መልእኽትኻ መሬት ዘይወድቕ ነቲ ሙሁር ኢየ ዝብል ዝምህር ታሪኽ ኢኻ አመሐላሊፍካ ነዚ ሐቂ ምግላጽካ ብዙሐት ከብዶም ዝቕረጹ አይሰአኑን ኢዮም ግን ብሕማቕ ተግባራቶም ግን ደኒኖም ክነብሩ ኢዮም thank you አወሊኑ
@bereketkibrom9716
@bereketkibrom9716 Жыл бұрын
ሕጂ ሕርሕራይ ጌርካ ደሲቕካዮም ነዞም በለዕቲ ውዳቕ ኣወል። በርትዕ። We are proud of you.
@SamsonBerhe-x7m
@SamsonBerhe-x7m Жыл бұрын
ታሪክ ክፍልጥ ዝደሊ ይንብብ እውል ጀግና ኣርባዕተ ንጥቢ ገይርካሎም ። thank you
@meradedeart9949
@meradedeart9949 Жыл бұрын
ዝነበርናዮ የኣክል ሎምስ ናብ ልብና ተመሊስና ኣለና። ተቃዋማይ ደጋፋይ ኢልና ንቀያየመሉ ኣብነት የለን። 2024 ሰላም ንኩልኩም ኤርትራውያን ኣሕዋት
@godislove7204
@godislove7204 Жыл бұрын
❤🇪🇷⛪️🇪🇷🕌🇪🇷🥳🥳🥳❤️❤️👏🏾👏🏾👏🏾
@World436
@World436 Жыл бұрын
@@godislove7204ms kustumo Helen meleska Tfae Tufua Denbiya
@aziebberhane563
@aziebberhane563 Жыл бұрын
ቃላት ስኢነልካ እወል ሓወይ ኣታ ጅግና። እዝኖም ኣደጉፍካ ኣስሚዕካዮም ነዞም ዕሱባት ክከፋፍሉና ከይደቀሱ ዝሓድሩ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 Жыл бұрын
ኣብ ሚልዮናት ልቢ ህዝቡ ፈንጢሱ ዝኣተወ ጅግና ዋርሳይ ኣወሊኖ ሰንጥቕ 🇪🇷
@ትግርኛ-ጀ7ቀ
@ትግርኛ-ጀ7ቀ Жыл бұрын
ኣወለዲን ጽቡቅ ስራሕ ደስ ኢሉኒ፡ትግርኛ ስለ ንዛረብ ባህልና ተመሳሳሊ ስለ ዝኮነ ተጋሩ ዝመስሎም ኣለዉ ፡ስለዚ ንስርዓት ምቅዋምን መንነትካ ምሻጥን ሓደ ዝመስሎም ኣለዉ ሞ ፍሉሉዩ ንገሮም ኢካ
@Sam-to7yd
@Sam-to7yd Жыл бұрын
Awel ስሚ ከዳዓት ታርኽና ጽቡቅ ገርካ ገልጽካዮ
@ማርያምይኣደጎይታ
@ማርያምይኣደጎይታ Жыл бұрын
ታሪክ ኣቦታቶም ኣይፈትውን እዮም ኣክላባት ወያነ ብርጌድ ንሓማቶም ዓጋመጉዛይ እዮም እዚኦም ኣወሊኖ ነቶም ጹርያት ኣኮለጉዛይ ግን ትግበኦም እያ ❤ እዚ ታሪክ
@adiamyonas-zp3qp
@adiamyonas-zp3qp Жыл бұрын
3 ክፋላት ሰሚዐ ኣዝየ ብዙሕ ታሪክ ውን ተማሂረ የቀንየለይ ኣወል ሓወይ🎉❤
@abeltsegay875
@abeltsegay875 Жыл бұрын
ኣይይይ ኣቦ ዶ የብልክን እዩ ኣወል ዝምህረኪ 😂 ኣቕሪበ እየ
@selam8217
@selam8217 Жыл бұрын
እሰይ እሰይ እሰይ ተመሰገን አምላኽ ምስና ኢዩ የቀንየልና ታሪኸና ባዕልና ንክልዖ ዝሐወይ ፀንዓት ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና 🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷❤️💯🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@ሰፊናስ
@ሰፊናስ Жыл бұрын
ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወለይ ጀግና❤❤❤
@micaelsolomon4076
@micaelsolomon4076 Жыл бұрын
ወያነ ዘይነበረ ታሪክ ኽትፍትርኽ ግዜ ዝጠለማ እት ታሪክ ሕጅ ይስምዕዎ። አወል ስዒድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@kifludagnewofficialchannel
@kifludagnewofficialchannel Жыл бұрын
ብሓቂ ኣእሙሮኻ ይባረኽ ኣወለይ ጅግና፡ ኣምላኽ ሃገርና ኤርትራ ይባርኸልና !!!!!
@nohissak
@nohissak Жыл бұрын
Amlak yhagezka
@isugirmay
@isugirmay Жыл бұрын
ኣለና ደቅ ኣከለጉዛይ ጀግና ወድ ሲዒድ
@erison6791
@erison6791 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣወሊና፣ ወዲ ኣኮሎግዛይ ብ ኤርትራውነቱ ኩሩዕ ዜጋ እየ፣ ዝገረመኒ ግን ታሪኽ ሞቦቆል ኣባሓጎታተይ ሰኣን ስንፍናይ ከይፈለጥኩዎ ጸኒሐ፣ ክብሪ ንጀጋኑ ዋልታ ሃገሮም ዝኾኑ ዜጋታት ኤርትራ። ዓወት ንሓፋሽ።
@ml-gh9tp
@ml-gh9tp Жыл бұрын
ክንዉስከልካ ጀመርቲ ሰዉር ባዓል ኣብርሃም ተወልደ ፡በርሀ ጻዕዳን ክንደይ እሞ ክንብሎም
@mogosdebesh7956
@mogosdebesh7956 Жыл бұрын
ክብረት ይሃበለይ ጅግና ሓወይ።
@freweynizeray6479
@freweynizeray6479 Жыл бұрын
ኣወል ጅግና እዝኖም ደጊፍካ ተስምዕም ኣለኻ ኣበይ ሞ ይርድኦም እዚኦም ኣወል ኣንበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@saidabdella8036
@saidabdella8036 Жыл бұрын
ኣወልኖ ኣዝማሪኖ... ትርጉም ኣዝማሪኖ እዚ ኢዩ... ኣብ ሞያኻ ብሉጽ ፍልምታት..ኣብ ግዜ ዝጠልቦ ብሉጽ ስራሕ...🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾
@herculeseri9141
@herculeseri9141 Жыл бұрын
ኣንበሳ ኣወል ጂግና የቀንየልና ፡ ንዓመታት ዝመሃዝዎ ተንኮል ብሓንቲ ናይ ፍርቂ ሰዓት ቪድዮ ሃዶሽዶሽ ኣቢልካዮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
@kudasambaye731
@kudasambaye731 Жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ስራሕ እዩ ን ህዝቢ ኤርትራ ከሕብሮ ዝኽእል Thank you Awelino 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mengeshahaile9466
@mengeshahaile9466 Жыл бұрын
Brigade nhamedu best Hgdef the worst Isais is a killer Tigrat has done nothing
@kudasambaye731
@kudasambaye731 Жыл бұрын
@@mengeshahaile9466 go to your country this is only for eritrean’s help your people If you can they need help
@ehabhaile467
@ehabhaile467 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: ⭐️ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️ ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ ‼️ 🇪🇷✊️🇪🇷
@BELLA_BELLA1111
@BELLA_BELLA1111 Жыл бұрын
Bravo Keep going 💪🏽🙌🏾👏🏾 ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yoditarefaine8435
@yoditarefaine8435 Жыл бұрын
You’re a phenomenal artist. Thanks a millions.
@yemaneokubazghi1118
@yemaneokubazghi1118 Жыл бұрын
ኩራዓ ወድ ኣከለ እዚ እዩ እቲ ሓቂ ታሪክኳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mhriy3
@mhriy3 Жыл бұрын
ንሕና ዞባ ደቡብ ኤርትራዊ እንበር ንሓመዱ ዝብሃል ታርኽ የለን ደቂ ሃዘሞ ጸዓዳ ኣብ ድፋዓ ኮይኑ ስለ ሃገር ዝስውኣ ኣንበር❤🎉🎉🎉🎉ታንክስ ኣወል🎉
@awetbravo7127
@awetbravo7127 Жыл бұрын
ኣጆኻ ኣለና ደቂ ኣከለ ወዲ ኣከለ ዚደቀሰ ኣንበሳ ሙዃኑ ኣይተሰቆሮሙን ዘሎ ሰብርርርርርር ወዲ ሪመይ🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷💙
@A.H.D908
@A.H.D908 Жыл бұрын
ደቂ ኣከለ'ጉዛይ ዝኾንኩም ኣብዚኣ እስከ like ግበሩ, ተካል ስርዓት ሽንቲ ገርኩሞ !!
@yirgalemhadish2971
@yirgalemhadish2971 Жыл бұрын
Yegerme eyu
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 11 ай бұрын
ብሕዝቢ ኣከለ ጉዛይ ኣይትሽቅጥ ውክልና ዝሓበካ የለን ክትዛረብ ብህዝቢ ኣከለጉዛይ ።ህዝቢ ኣከለጉዛይ ፈታው ሃገሩ ጭዋ ሕዝቢ እዩ። ከምበዓል ንስካትኩም ብፋፋ ዲ ኤምከይ ኣብ መዓስከር ትግራይ ዝበላዕኩምን ብመዓኮራ ተጋሩ ንሕና ትግራወት ኢና ቲዲ ኤፍ ትብሉ ኣቱም ኣድጊ ንሃመዱ። ክንደይ ግፍዒ ብወያነ ኣብ ህዝብኩም ቅትለት ዓመጽ ስርቂ ዝወረዶ ህዝቢስ ረሲዕኩም። ባሮት በየነ ሊስትሮ ዓዲ ቀይሕ ዓጋመ ጉዛይ ኢኩም
@wediesu512
@wediesu512 Жыл бұрын
ገባ ጽቡቅ ገርካ ክትቀርብ ኢካ ታሪክና ጽቡቅ ግርና ስለ ንፈልጥ ኢና ካ እንቢ ኣይንግዛእን ንብለኩም ዘለና
@nur8790
@nur8790 Жыл бұрын
Men eu kigezeaka eluka? Akologuzay adi jeganu moter Eritrea 🇪🇷
@lolamigos2381
@lolamigos2381 Жыл бұрын
ኣበይ ኮይንካ ማለት ዩ ሃዳሚሚሚ😂😂😂😂
@SolomonYowhans
@SolomonYowhans Жыл бұрын
🎉🎉🎉❤❤ሰይ ሰይ ዕድመን ጥዕና ኣወል ጽረ ከዳዓት በለን ድኣ እዘን ደይ ዓደን ዘፍትወለን ወኻሩ።
@MenIlu
@MenIlu Жыл бұрын
ኣንበሳ ኣማን ብ ኣማን ሕቡን ኤረትራዊ ሓበን ሃገር ዕድመጥናን ይሃብካ ይብዙሑ
@Brhane-i4t
@Brhane-i4t Жыл бұрын
Ane kidmi hiji berghed nihamedu ye nere kabza hiji seat ab mengo hizbeyin hagheryin aleku 🇪🇷 awet nihafsh. Bi zehalefe kea yikreta yihatit 🙏
@ጸማምተጓዓዛይ
@ጸማምተጓዓዛይ Жыл бұрын
ኪድ ሽንቲ ኣጸቢቅለይ ኢልካ ዲካ ይቅሬታ ትብል ድሁል
@Kebiiiii
@Kebiiiii Жыл бұрын
ተቃዋማይ ሙኻን ጽባቐ ናይ ሓንቲ ሃገር bro ኤርትራዊ ኮንካ ጥራሕ ምቁዋምካ ቀጽል❤
@احمدابرهم-و6ت
@احمدابرهم-و6ت Жыл бұрын
🇪🇷🙏🇪🇷🥰🥰🥰
@awaken1701
@awaken1701 Жыл бұрын
ንዓኻ ዝወለደት ማህጸን ትባረኽ❤❤ ኣወል ሓወይ ዘርእኻ ይባረኽ:: ፍረ ተፋረ🙏🙏
@merhawikibrom5167
@merhawikibrom5167 Жыл бұрын
Hamedka ede😂
@HHy-hz1du
@HHy-hz1du Жыл бұрын
😅😅😅😅
@Tsige-21
@Tsige-21 Жыл бұрын
😂😂😂
@awaken1701
@awaken1701 Жыл бұрын
@@merhawikibrom5167 ትሕሾ ማለሊት
@habeshaboss
@habeshaboss Жыл бұрын
*Iam from Adi Keyh Akele Guzay. Wedi Akele And Proud Eritrean ! Much Love for all Eritrean And Tigrayan too 🇪🇷*
@habeshaboss
@habeshaboss Жыл бұрын
@@trovelense15 *Bro i dont Care i Just Want Peace. Its time for Peace Between Eritrea and Tigray*
@nbegesnlimat5764
@nbegesnlimat5764 Жыл бұрын
ጅግና ወዲ እረይ፡ብትካቦ ሃገሩ ከዲዑ ምስ ዝክድም፡ወይልኡ፡ሕጂ ቅድምን ንሃሱሳት ምጽፋፍ እዩ፡፡ሃሱሳት ኣብ ስደት ክይነን ንመን እየን ከታልላ፡ረሳሓት ሓንጎል።ንሻዕብያ ዝጸልእ ከይዱ ይግጠሞ፡ፈትፊቱ ክጉሕፎ፡ሻዕብያ ንዘላለም ሻዕብያ፡ዓወት ነቲ ጅግና ኤርትራዊ፡ኤርትራ ኣደና ንዘልኣለም ትክበር❤❤❤
@AduEidu
@AduEidu Жыл бұрын
እዞም ሕማቅ ዝጽሕፉ ተጋሩ እዮም ደቂ ኣከለ ኣለና ❤❤❤❤
@habsha52
@habsha52 Жыл бұрын
Awelino you are just like gold expensive diamond to Eritrea 🇪🇷 thanks so much neberelena ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@naherdawit1701
@naherdawit1701 Жыл бұрын
ባዓል ኣድጊ ንሓመዱ ድኣ እዚ ቋንቋ ይፈልጥዎ ድዮም
@senayitbirhane4665
@senayitbirhane4665 Жыл бұрын
King 👑 Eritrea 🇪🇷 አወለይ happy new year 🥳 ብፍላይ አብ ምውሐስ ሃገር ዘለዉ ሰራዊት ኤርትራ ዓመተ ሰላም ራህዋ ክኮነሉ ይምነይ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️🎉🎉🎉🎉💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🙏👋👋👋
@godislove7204
@godislove7204 Жыл бұрын
"Rooted in the rich soil of Eritrea, I stand tall with the strength of my heritage, the resilience of my people, and the unwavering pride that echoes, 'I am Eritrean - that's it.'"🇪🇷⛪️🇪🇷🕌🇪🇷
@eriboy62833
@eriboy62833 Жыл бұрын
ኣከለጉዘታይ ትግራዋይ ኮይኑ ኣይፈልጥን ትግራዋይ ውን ኣከለጉዘታይ ኮይኑ ኣይፈልጥን ጎሮባብቲ ኢና ከም ኩሎም ካልኦት ካልኦት ጎረባብትና ህዝብታት ፡ ካልእ ግን ዘራኽብ የብልናን ፡ Thanks ኣወል እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ዝገለጽካዮ ዕሱባት Social Media ለፍሊፎም ዝቅይርዎ ሓቂ የለን ። 🇪🇷❤
@KokobHadish-yy9rj
@KokobHadish-yy9rj Жыл бұрын
Woooo ኣወል ሽኮር ከማካ ይብዝሑ ዘይንፈልጦ ዝነበርና ታርክ ኣቦታትና ኣፍለጥካና አካሞ ብጣኣም አና ነመስግነካ ቀጽሎ ኣብ ስራሕካ ከኣ ኣሳልጦ ይምነልካ ቀጽሎ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eeilove21
@Eeilove21 Жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ከሎ ዘይምዝራብኩም ኤርትራዊ መንእሰይ ብጣዕሚ ተወጺዑ እዩ። ብእልፊ ከድዓት ሓንጎሉ ተጠዋውዩ እዩ። ናብርኡ ከመሓይሽ ዝመጸ ኣብዘይፈልጦ ፖለቲካ የእትዮም ዕላማ ሰድት መምጽኢኡ ኣረስዔሞ እዩም። በጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ናይ ኩሉን ኣውርጃታት ኤርትራ ከምዚ ገይርካ እንተትምህረና ኩሉ ኤርትራዊ ደቂ ሓንቲ ስድራ ምዃኑ ኣብ ስደት መተሓቋቀፈና ነዞም ከድዓት ክኣ ሕፍረት ምተሰምዖም። ናይ ብሓቂ ኣወሊኖ መግለጺ ስኢነልካ ። ብከምዚ ዓይነት ታሪኽ ክትምለሰና ክኣ ተስፋ ይገብር።
@xaka5505
@xaka5505 Жыл бұрын
እዚ እራይ ታሪኽ ኣቦታትና ክነግረና 😂። እንቢ ንሩካን ሻዕቢያዊ ፍልስፍና ኣከለ ኣርማ ሓቂ ሻዕቢያን ሻዕቢያዊ ፍልስፍናን ተቃራሪጾም ይጉሓፉ ንሕና እዚ ወሎዶ ይመርሕ ። ታኣለዩ ሩካን ፍልስፍናኩም ንዓኩም ። ሻዕቢያ ጥፍኣታ እንክቅልጥፍ ብኣፍ እራይ ባርያ ኣወል ሲዒድ ትልፍልፍ። ትወድቁ፡ ትእለዩ ፡ ቱጉሓፉ። ኣከለና በኣካ ረሳሕ መልሓስ ክትልዓል ናይ ሓጥያት ሓትያት ኢዩ። ለፍልፍ ግን።
@Eeilove21
@Eeilove21 Жыл бұрын
@@xaka5505 ድሓን ሕጂ ስራሕ ሒዘ ኣለኹ ካልእ ግዜ ከረኻኽበልካ እየ 👈 ቃላ ክቡር ብረስደንት ኢሰያስ ኣፍወርቂ። ክመቲ ዝተጻረፍካዮ ምጸረፍኩኻ ነይረ ግን ኣብ ናትካ ደረጃ ክወርድ ኣይደልን እየ።
@ml-gh9tp
@ml-gh9tp Жыл бұрын
@@xaka5505 ፍቶ ጽላእ እዚ እዩ ታሪካና ደቂ ኣከለ ኣወል ዘይኮነ ነጊርና ታሪክና ክኣ ባዓል በርሀ ጻዕዳ እዮም ሂወቶም ከፊሎም ነጊሮሙና
@yordanosmehari3470
@yordanosmehari3470 Жыл бұрын
I am Eritrean akoleguzay i don't care from i love and respect from Rasdumera to Rasqesar my beautiful nation.
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 11 ай бұрын
ተዓወቲ!
@tesfalemmichael-eg6cy
@tesfalemmichael-eg6cy Жыл бұрын
ኣወል ጅግና ከማካስ ሽሕ ዳኣ ይፈጠሩ
@adakashay6058
@adakashay6058 Жыл бұрын
ዞባ ዶብብ ናይ ጅጋኑ ጅጋኑ ♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@RafetMLP
@RafetMLP Жыл бұрын
ኣወል ጅግና፡ ንበይንኻ 'ኮ ሓደ ምሉእ በጦሎኒ ኢኻ!
@simdela4785
@simdela4785 Жыл бұрын
እምባሕ በል ወዲ አከለ ታሪኺ'ካ መወቦቆልካ ብርጽር ዝበለ ገሊጽልካ ኣሎ❤🇪🇷♥️
@World436
@World436 Жыл бұрын
Shilet Denbiya natna fulut eyu aletna natkum gberu Deqi Najerya
@hager_seb_alewa
@hager_seb_alewa Жыл бұрын
አወል ሐደ ክንድሽሕ:ብዘይ ዕንቅፍ ድርግፍ:የእዛኖም ናባካ ከም ዘቅንዓ ብዝገብር ረምታ ድምጺ:ጽቡቅ ጌርካ ገሪፍካዩም አለካ:ዘአመነት አሚና አላ:እታ ዘይአመነት ዝበለዓቶ ሐራክም ክቀርጻ ጀሚሩሎ:መልሲ ክህብሉ ዘክእል ፍልጠት ታሪክ ስለ ዘይብሎም ከአ ርእሳ አድኒና አላሞ:ክበር ወድሐወቦይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nur8790
@nur8790 Жыл бұрын
So touching 😢Thank you hidmona . Thank you Awelino ❤🇪🇷
@ethioeritreaupandup1074
@ethioeritreaupandup1074 Жыл бұрын
አወል ሰኢድ ድምጺ ሓሙሽተ ሚሊዮን 🇪🇷ዊያን 🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴
@tesfumehari7355
@tesfumehari7355 Жыл бұрын
ኣወል ናይዚ ወልዶ ምጽሃፍ ኢካ ናይ ብሓቂ ነገደ በኣካል ረኺበዮ የቀነልይ አንኮላይ ደቐይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 Жыл бұрын
ታሪኽ ትክክል ኣሎ ሰብ ተጸላእካዮ ሓቂ ግን ሓቂ ዩ
@Pablo-nl1bg
@Pablo-nl1bg Жыл бұрын
ኣወል ጅግና ኣምበሳ። ጽቡቅ ኣስተምህሮ እዩ ፡እምበር እኳ ኣበይ ከይበጽሑ ሰን ሕሱር ኣእምሮ፡ ❤❤❤❤
@GodBlessAllAfrican
@GodBlessAllAfrican Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ኣወል ጅግና መልሲ ናይ ኤርትራውያን ሓቀኛን ተሪርን ዘረባ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@abdurebihassen5527
@abdurebihassen5527 Жыл бұрын
ጅግና ወዲ ሪመይ
@Pablo-nl1bg
@Pablo-nl1bg Жыл бұрын
ኣምበሳ ሓደ ክንዲ ሽሕ፡ ናይ ጅግና ኣቦና ጎሚዳ ከኣ ኣምጸልና፡ ቀዳማይ ጥልመት ትግራዋይ ሽዑ እዩ ጀሚሩ፡
@Yatana-EriMedia
@Yatana-EriMedia Жыл бұрын
እምባሕ ጥራሕ በል ን ሓድነት እንተ ዘሚርካ ❤🎉
@regatyeman4031
@regatyeman4031 Жыл бұрын
መርሓባ ኣወል ሲዒድ ወዲ ኤረይ ጽቡቕ ሓድሽ ዓመት እግበረልና ንምሉእ ኤረትራውነት ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🐅🐆🦁🐅🐆🦁🇪🇷💒⛪️💒🙏🙏🙏💝🌞
@Yatana-EriMedia
@Yatana-EriMedia Жыл бұрын
ዝተቀረጸ ይቀረጽ ሕጂ ሎሚ ፍልይቲ ስራሕ ❤🇪🇷❤🎉🎉🎉🎉
@Freedom-bk6rt
@Freedom-bk6rt Жыл бұрын
አንታ መቅሰን 👌👌 አወል ያሆ 💯💯❤️❤️ እንኳዕ ናትና ኾንካ 🇪🇷🇪🇷🐪🐪
@Meronmussa
@Meronmussa Жыл бұрын
ወትሩ ሃገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷forever
@asmerayem8777
@asmerayem8777 Жыл бұрын
ኣንቱም ኣበይ ቀኒየ ከይሰማዕኩዋ ከብደይ እኳ እዩ ሓበጭበጭ ኢልኒ ነቢዐ በቃ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና ንዓና ዝኾውን 2024 ይግበረልና
@Monkey304Awesomeness
@Monkey304Awesomeness Жыл бұрын
እንታይሞ ክብል ኣወለይ ጅግና ሎምስ ብገመድ ጌርካ ሰቂልካዮም ። ባዕሎም ይሸንቅቋዋ ኣወለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🏽🙏🏽❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DejenKidane-yd3by
@DejenKidane-yd3by Жыл бұрын
ኣኽራን ዓደይ ሩባ በለሳ ዶ በልካ ታሪኽ ጽብቅ ገይርካ ኽንግረካ ኢየ ኣዊል ኣኽራን ብሰንኪ ናይ ኩናት መውራይ ዓልባ ፊሎሖ ማይ ጨና ዝተፈነቐልና ህዝቢ ውጻዓት ህዝቢ 12ኣኽራን ኢና😢 ግን ኣስትውዕል ኣይንርስዕን ኢና ትማሊ ቃማላት ዓገመ ኢልኩም ትጸርፊናን ተገፊዕናን ነይርኩም ሕጂ ከኣ ዓዲ ጀጋኒ ሩባ በለሳ 12ኣኽራን ዓደይ ብኩናት ዝተሃሰይት ብስደት 12 ኣኽራን ዓደይ😢።💪💪👍
@ሸጥማዓንጣ
@ሸጥማዓንጣ Жыл бұрын
ዋው ንገሮም አወለይ ነዛ ካብ ፍልጠት ነጻ ዘላ ባሀብም ልቢ እንተገበረት
@selamskitchen9151
@selamskitchen9151 Жыл бұрын
Thank you Aweley our hero . May God bless you! ❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@favfor4455
@favfor4455 Жыл бұрын
ኣወሊኖ ግርማ ሃገር 💪❤️🇪🇷
@SamuelKflay-p2b
@SamuelKflay-p2b Жыл бұрын
ኣወል ኣስሊ ጉንዲ እዝኖም ረኪብካዮም...... I love you deki EREY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklitteklit472
@teklitteklit472 Жыл бұрын
ዋው ቤላ ስራሕ ኣወል🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@andomenbaye2910
@andomenbaye2910 Жыл бұрын
ኣወልይ ኣታ ጂግና ጂግና ወድ ጀጋኑ
@omerstar8501
@omerstar8501 Жыл бұрын
Awelllĺ my best thanks ❤💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 Жыл бұрын
ኣወሊኖ 1000% bravo.keep up
@yohannesghebreluul5824
@yohannesghebreluul5824 Жыл бұрын
አወለይ ንሕና ብአካ ልብና ሂብናካ አለና ዕድሜካ ዕድመ ማትሶላ ይግበሮ ሰማእታትና ብግብርና ይደበሱ ንሃገርና ኤርትራ አምላክ ይሓልወልና ዓወት ንሓፋሽ።❤❤❤
@EdenTesfay-uo7ww
@EdenTesfay-uo7ww Жыл бұрын
ኣወሊኖ ምቅሰነይ ❤❤❤❤ ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና🎉🎉🎉
@michalemichale5880
@michalemichale5880 Жыл бұрын
We get it our beloved brother! Keep it up we are listing thanks to EDF!!! Happy new year 🎉 ✨️
@GodBlessAllAfrican
@GodBlessAllAfrican Жыл бұрын
❤❤❤❤ እዚ ከምዚ ዝበለ ሓቀኛ መንነት ኤርትራውያን ኣብ EriTv ክዝርጋሕ ኣለዎ ይብል ብወገነን ምክንያቱ ሓንቲ መንነትካ ከይ ፈለጥካ ካብ ሃገርካ ወጺካ እንታይ ይኮኑ ኣለዉ ይሕዋትና መፍቱ ጸላእቲ ይኮኑ ኣለዉ pls ኩሉ ኤርትራዊ ብፍላይ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ጽቡቅ ኔሩ ❤❤❤❤❤
@World436
@World436 Жыл бұрын
Amo tom deqi Denbiya ke Denbiya ekum ante elomukum aytxlelun 😂😂😂
@Pablo-nl1bg
@Pablo-nl1bg Жыл бұрын
ትግራዋይ እየ ዝበለ ይኪድ ፡ ናዕና ውን ሓገዝ እዩ። እዚ ማለት ንዓድን ዓሌትን ኣይውክልን እዩ። ደንቆሮ ዝብልዎ ዝደግም እንተኸይድልና ዕረፍቲ እዩ።
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 Жыл бұрын
Awelino good work keep it up really we learn a lot of Eritrean History 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍🏾
@tseggayohannes7804
@tseggayohannes7804 Жыл бұрын
Awelina jegna wedi Erey. Thankyou I'm proud to be Eritrean. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 Жыл бұрын
መጸ አንበሳ አወል ሽኮር 🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽💕🕊️❤️
@ehabhaile467
@ehabhaile467 Жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ኣወል ዋርሳይ ክሳብ ድስቆሮም እቲ ሓቂ ዳሕድሓሎም 🇪🇷❤️🇪🇷
@asterpawlos2230
@asterpawlos2230 Жыл бұрын
I'm proud too be erirtea good job awel said hero 🇪🇷🇪🇷🌷🌷🇪🇷🇪🇷💪
@yonasberhane7385
@yonasberhane7385 Жыл бұрын
ዋው ኣወሊኖ ከም ቀደምካ ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ። እቶም ሕጹባት የእምሮ ክሳብ ናይ ኣባሓጉኦም ታሪኽ ክቆጽሩ ዘይክእሉ፡ ብ ስምዒትን ድፍረትን ጥራይ ዝፈለጡ ዝመስሎም፡ ዓጸቦ ታሪኽ ዝሳቀዩ፡ ካብ ኣፍንጭኦም ኣርሒቆም ዘይሕስቡ ገለ ድማ ዕሱባት ሰብ ረብሓ ዓባይ ትምህርቲ እያ እሞ ንበረልና ን ይልወልናን። እቶም እትጻረፉ ኣፍኩም ኣርኒብኩም ምንባብ ልመዱ፡ታሪኽኩም ፍለጡ። ካልእ ትፈልጥዎ ታሪኽ ተለኩም ኣቅርቡ። ጥርሑ ታኒካ እዩ ገረውረው እናበለ ድምጺ ዝገብር። ሓውኹም ኣከለጉዘታይ! ዓወት ን ሓፋሽ!
@BerihuNegashMehari
@BerihuNegashMehari Жыл бұрын
የቐኒየልና ኣወለይ ናትና ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤
@Debas97
@Debas97 Жыл бұрын
2024 ዓመትና እያ ትመስል 💙😂
@MohammedSeid-s5q6z
@MohammedSeid-s5q6z Жыл бұрын
ን ኣወሊኖ ኣርማ ኤርትራ እስኪ ናይ ሓዲሽ ዓመት ለይክ ሃብለይ ደቂ ሪሜይ 🎉🎉🎉🎉🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DrWisdomForUSPresident
@DrWisdomForUSPresident Жыл бұрын
👍❤️🇪🇷❤️‍🩹🌎📈 ካብ ስደት ናብ ዓድና ክንምለስ፣ ብእምኒ ዘይኮነስ ፣ ብሓሳብ፧ ብብልሒ ብሰላማዊ መንገዲ ንቃለስ። ሰላም ዓመት ንኩልና።
@Habu-wedi-Erey
@Habu-wedi-Erey Жыл бұрын
ወዲ ኤረይ ጅግና ኣጆካ በርትዕ ❤❤❤
@henokzion800
@henokzion800 Жыл бұрын
Awlo awlo we love u awel seid i am akele i am seraye i am hamasen i am blen kunama tigre saho nara i am Eritrean!!!
@samuelasfha1028
@samuelasfha1028 Жыл бұрын
ግዜ ዝሃባ ሓምሓም እምኒ ትሰብር ዝበሃል እዚ እዩ ። ታሪክ ዓድና ጅግንነት ኣቦታትናስ ኣወል ክትነግረና ትሩፍ ድሕሪ ደጊም !!!
@Yatana-EriMedia
@Yatana-EriMedia Жыл бұрын
እዝንኻ ማይ ሕጸቦ
@Yatana-EriMedia
@Yatana-EriMedia Жыл бұрын
እዝንኻ ማይ ሕጸቦ
@Yatana-EriMedia
@Yatana-EriMedia Жыл бұрын
እዝንኻ ማይ ሕጸቦ
@samuelasfha1028
@samuelasfha1028 Жыл бұрын
@@Yatana-EriMedia ጸማም ኣነ ደኣ ሰሚዐስ መሊሰሉ ከማን
@kokobyowhanes66
@kokobyowhanes66 Жыл бұрын
ኣወለይ ተቅርቦ ደርፍታት ብጣዕሚ አዩ ዘቅስነኒ ጸግኡ የብዛሓልካ ካብ ጎረቤትኩም ትግራይ ❤❤❤❤❤❤
@FilimonTemesgen
@FilimonTemesgen Жыл бұрын
ጓልዛ መጋል ኪሎ ምጥራ ኪዲ ሓሳክ ደጋፊት ህግደፍ ትግረወይቲ የብልናን
@genetgenet669
@genetgenet669 Жыл бұрын
"One Love One Eritrea" 🇪🇷❤️🇪🇷 Thank you ወዲ ሐቦቦይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@saliasse8175
@saliasse8175 Жыл бұрын
ኣነስ ኻባ'ኻ ደስ ዝብለኒ ሓቐና ሙኻን'ኻ ኢዩ፡ባዓብዩ ድማ ተዛሪብኻ ተድምዕ ተዋዝኻ ተስሕቅ ኢኻ እሞ ኣወሊኖ ኣያኒ ።እዝያ ኤሪትራስ ጥቅልልና ኣብ ጁባና ዶ ክነትዋ መታን ዓይኒ ሓሳድ ድፊን ክብል ፡ እሞ ዳሓር ከ ነውጻኣ ከም ኸፍና ፡ ኣወሊኖ ጠጡዑሙ ን'ህዝቢና ኣጆኻ በርትዕ ቐጽሎ ማሃረና እቲ ትፎልጦ ዋዳሓን'ኻ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kejuwelel1724
@kejuwelel1724 Жыл бұрын
Awel beqa afey hize armimni zereba sienelka you the best ❤❤❤❤❤❤
@kibreabhailselasi3883
@kibreabhailselasi3883 Жыл бұрын
ሰብኣይ ኣወለይ ኣንበሳ ነዞም ነጃዉስ የእዛኖም ደጊፍና ከነስምዖም ኢና ❤❤❤
@danepireteab
@danepireteab Жыл бұрын
Yess awelio Wellcome Happay New year ⚔️✊🇪🇷🇪🇷📚📜🕌9⛪📜📚🇪🇷🇪🇷✌️⚔️
@Vivastella9
@Vivastella9 Жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ብጻይ ኣወል❤
@sultantsegay1991
@sultantsegay1991 Жыл бұрын
It is very very interesting genetic chain really really thank you very much Awel i am proud to be an eritrean
@Hiwet-t7t
@Hiwet-t7t Жыл бұрын
ኣወል ሲዒድ ሓውና ጂግና ዋልታ ታሪኽ ኤረ፡ሃገርና ንዓኻን ከመኻን ሒዛ ትኾርዕ።
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 44( BY BRUNO )
40:59
Awra Tube
Рет қаралды 34 М.
ዕርቂ ምስ መን/ E'RQI MIS MEN AWEL SEID 2022
23:23
Hidmona TV
Рет қаралды 251 М.
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
ጆን ጭራ  ምስ ዓበይቲ ወለዲ ዝገርም ወነ
25:17
ሓበሻይ(Habeshay) Tube
Рет қаралды 28
ሽዑ'ኸ  ብ ኣወል ስዒድ PART 2
43:09
Hidmona TV
Рет қаралды 246 М.
Awel said ኣወል ሲዕድ መልሲ ኣሎኒ!!
13:24
Meron Entertainment
Рет қаралды 3,8 М.
ዓፋር ሓድሽን ዝበለየን ኣጀንዳ መስረቒ !17/01/25
ERI -SHOW -WEDI TABA - MEDIA NETWORK
Рет қаралды 877
"ቀይሕ ባሕሪ" ብ ኣወል ስዒድ
40:16
Hidmona TV
Рет қаралды 318 М.
ወያነ ሕጂ'ኸ ናበይ/WEYANE HIGI KE NABEY/AWEL SAID 2022
21:43
ውድቕቲ ሃገር(FAILED STATE)PROSE BY AWEL SAID PART 2
1:08:50
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН