ደቀይ'ዶ ሂወተይ ኣየናይ ክመርጽ፧

  Рет қаралды 996

nkulu senay

nkulu senay

Күн бұрын

Пікірлер: 18
@ወዲትግርኛ
@ወዲትግርኛ 3 ай бұрын
ጎሓፍዮ ኩሉድሕሪ ሂወትኪ ኢዩ
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 3 ай бұрын
አጀኪ ክብርቲ ሓፈተይ ምሉእ ልብኪ ናብ ፈጣሪ ፅሎት ግበሪ አምላክ አብ ፀብባክም ፅውዐኒ እዩ ዝበለና አም አምላክ ይሓግዝኪ ወለዱ ትፈልጥዮም እንተከንኪ በጀክም ሓደ ማዓልቲ ምፅኒ በልዮ ማለተይ አብ ቀረባ ተከይኖ እንተዘይ ከይኖም ብስልኪ ንገርዮም ከረድእዎ ይፈትኑ ።ወይ አባት ነብሰኪ ተልዮም ንገርዮም አነ በጣዕሚ ዘሕዝነኒ ሰለ ደቀም እለምስ ንእሸተይ ዘይነሕዝንም ከመይ ዓይነት ጨክኒ እዩ ዘለዎ ከምዝአም ዓይነት ሰባት ክምለሱ እዮም እልካ እካ ዘይ ሕሰብ አዩዋ እሰቲ አምላክ ይሓግዝኪ
@AdamMahmude-f2g
@AdamMahmude-f2g 3 ай бұрын
كن قويا... وتحمل الصدمات وتعلم بإستمرار وغدا سيكون أفضل تحياتي لكي إستمري
@romashowdani3493
@romashowdani3493 3 ай бұрын
Thanks sooo much for sharing us this wonderful video 😊
@sabasabina5346
@sabasabina5346 3 ай бұрын
ነብስኺ ኣርክቢ ደቅኺ ሒዝኪ ርሓቂ በሊያ እዚ ሕሙም ሕቡእ ናርሰስ ሓያል ሰበይቲ እያ ሰጥ ተብሎ።ናብ ዝኸዶ የብለይን ክትብል የብላን እቲ ሕምቀታ መዝሚዙ ኢዩ ከሙ ዝገብር ቆሪጻ ትውጻእ ትፋታሕ ምስ ሸይጣን ኣይንበርን ኢዩ በጃኺ ልዕሊ ኩሉ እቶም ቆልዑትኪ ትፈትዊዮም እንተ ኾንኪ ሰላም ዘለዎ ሂወት ሃብዮም ግዜ ከይ ሓለፈ ከሎ ከምዚ እንተ ዓብዮም ግን ጽባሕ ንግሆ ምስ ዓበዩ ንክልተኹም ወለዲ ሕኒኦም ክፈድዩኹም ኢዮም ።
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 3 ай бұрын
እታ ዓርክና እያ አርድእዮ እላያ ነይረ ዝበልኪ ክላትና ደቂ አንሰትዮ ፅብቅ ደለቲ አከንናን እም ጥንቀቅየ ክትገበሪ ይብለኪ ማለተይ ፈትውቲ መስልና እና ሰባት አብ ዘይ ደለይዎ ዓዘቅቲ ነእትወለን ሐደ ሐደ አለዋ ለባማት ዝርደአልካ እምብር ሐደ ሐደ አለና ግን ወሰክና እና ባእሲ ነእትዎሎም እም ዘሓፈተይ ምስ ወለዱ ምምካር የሐሸኪ ካብ ምሰ ዓርክክምስ ምሰ ወለዱ እዩ ዝሐሸኪ የቀረታ እምበር
@iambelovedbyjesus8521
@iambelovedbyjesus8521 3 ай бұрын
I can say it is hard to decide. I have the same story like her but the difference is my husband never be positive and good relationship with his mom and all family . Hard to change 1 be strong serah jemirki independent kuni 2 Nedeqeki more time and positive thoughts abresom asferi 3 trust God and mezmur qale amlak and more positive neger meleyo reski Stress free ketkoni kehgezeki u Ajoki ajoki
@nkulusenay157
@nkulusenay157 3 ай бұрын
Thanks a lot for your precious advice.
@mosesexodus46
@mosesexodus46 3 ай бұрын
ከቢድን ፈታንን ህይወት ረኺባ እዛ ሓፍትና። እምበኣር ገለ ሓሳባት ካብ ኮመንት እንተ ረኸበት፡ ኣብ ርእሲ ጸሎትና፡ ምኽሪ ውን ንለግሰላ። ኣድላዪ እንተ ኾይኑ ውን ነዚ ጉዳይ ከም ኣርእስቲ ሒዝና ኣብ live ክንዝትየሉ፡ እቲ ሓው ውን ከም ኩሉ ተዓዛባ ተሓቢኡ ብዙሕ ምኽሪ ክረኽበሉ ዝኽእል መንገዲ ክንፈጥር ይከኣል እዩ እብል። ንሕጂ ግን፡ እዚ ናይዚ ሓው ባህሪ ኣብ ብዙሓት መንእሰያት ዝረአ፡ ብፍላይ ኣብተይ ቀዳሞት ዓመታት ዘጋጥም ኣብ ፍቕሪ ወይ ሓዳር ዘይብሱል ምዃን እዩ። ኣብዚኣተን ናይ ህይወት ወይ ፍትሕ ሓደጋ እንተዘይ ኣጋጢሙ፡ ዝስገር ሽግር እዩ። ካብ 10 ዓመት ንላዕሊ ብሓዳር ኣብ ዝቐጸለ ሰብ ብተመሳሳሊ መጠን ዝረአ እንተ ኾይኑ ግን፡ ናይ ኣእምሮኣዊን ነፍሳውን ጸገም ጥዕና ስለ ዝኸውን፡ ሕክምናዊ ሓገዝን ውሕስነት ህይወትን ኩሎም ኣባላት እታ ስድራን ክግበር የድሊ። እዚ ድማ ቅድም ኣብ ሕጊ ብምምልካት ጥራሕ እዩ ጉዳዩ ብዕቱብ ዝተሓዝ።
@nkulusenay157
@nkulusenay157 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ምዝታይ ዘድልዮ እዩ። Thanks a lot Mosi hawey
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit Ай бұрын
Nay hasot tebayom keyteameniom awalide yehewaty
@Luliqueen8
@Luliqueen8 3 ай бұрын
Antay ekin azen awald dekey do gele tebla kab kisanet zeyblu hadar ke antay yerebhu kolue elkin hseba strong konkin tefelaleya hiwet kab azi nlaeli eya azi abuse yebehal kem ngsti zekbruka keman gedifkayom tekeyd eka azi narcissistic eyu hiwetki keywesedeki mela gerki keytefeletki kabue tealeyi zebezhe bhigi hiwetki keyebalasiweki. Azi bahri narcissistic yebrhal tekialki antay eyu elki search gberi dekiki welhanti aykonun eyom gen bemela eki tewexi deleki please dekiki nebsikin mengsti habirki shetet beli
@mhretsolomon4332
@mhretsolomon4332 3 ай бұрын
Zentaki aka kbd zbele anteko agoki qedamnet ab agzabhir ameni bmqxal gn nski ante aliki tray eiki deqeki ktrekbi tkali qedamnet nbski tdhnlu mengedi hsebi .
@yordanos4357
@yordanos4357 2 ай бұрын
mara eu zfetwa keytgedfo yferh qoinu ysmaka gin ktredo alewa zyada kamna kemzelewo ktgebir alewa nsu ztslo nger ktgebir alewa
@yordanos4357
@yordanos4357 2 ай бұрын
nsu ztselo neger ktgebir yeblan
@habtearaya3886
@habtearaya3886 3 ай бұрын
እንታይ ድኣ ክንብላ ጋለይ ምናልባት ሓሚሙ ከይ ህሉ ንማይ ጮሎት ወይ ሕክምና ንዓናይ ኢላ እንተ ተበግሶ ዋላ ኣነ ሓሚመ ኢላ እንተ ትወስዶ ይብል ኣነ ። ወይ ንሱ እንተ ኣብዩ ካኣ ኩሉ ድሕሪ ሂወት ኢዩ ሓንቲ ክገብር ኣይ ክእልን ኢዩ ዋላ ደቀይ ኣይ ህበክን እንተ በለ ዓቅሚ የብሉን ነቶም ቆልዑ ከትርፎም ኣይ ክእልን ኢዩ ኣጆኺ በልያ ጥራይ
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit Ай бұрын
Way habty ezom burukat zemselu sebut temen eyom selze hadera awalide yehewaty eti meskin buruk sebay zemsel ameselu eyu mebzahetiu geze
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
ሬሳ ሓፍተይ ብዘይፍለጥ ሰብ ኣብ ፌስቡክ
18:08
ኣፍቃርየይ ቡዳታ ኢኩም'ዩ ዝብለኒ
5:06
Kisanet
Рет қаралды 2,7 М.
ደባሲየይ #ሓቀኛ_ዛንታ
22:49
Mahustar
Рет қаралды 104 М.
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН