ደረቐኛ ሕቶታት ምስ ስነጥበባዊትን ሞዴልን ሚካል ኪዳነይ Armana entertainment|ብሃኒባል ቴድሮስ ዝቐርብ መደብ

  Рет қаралды 115,278

Armana Entertainment

Armana Entertainment

Күн бұрын

‪@ArmanaEntertainment‬ 2021

Пікірлер: 988
@Tesfi-w8e
@Tesfi-w8e 2 жыл бұрын
ኣከዳድና ስነ ምግባርን ባህልን እዩ ስለዚ ሓፍተይ ነዓኪ ሪአን ክንደይ እየን ናብ ዘይፈልጥኦ እየን ዝኣትዋ ዘለዋ ብዛዕባ ኣከዳድናኪ interview ክትገብሪ ኣይግብኣክን እዩ ብዝተካእለ መጠን ነዲታትኪ ምሰሊ
@ኣዝማሪኖAsmaraentertaiment
@ኣዝማሪኖAsmaraentertaiment 2 жыл бұрын
ምስ ሩታ ክተወዳድረን ከለኻስ ሰማይን ምድርን ካብ ፍልጠት ነጻ ክብረት ሰብን፡ሕብረተሰብን ዘይብላ ክእለት ዘረባ ኣልቦ ርእይቶ ዘይትቅበል ናብ ልቦና ይምለስ ዲስላይክ ሂበኪ ኣለኹ ።
@ilovemymam8875
@ilovemymam8875 2 жыл бұрын
Offf melke trah eya
@ebaygashunuqibaharififi802
@ebaygashunuqibaharififi802 2 жыл бұрын
Wela ane eti ab lbey zxenhe yu elkaya
@tesfitfeshaye3669
@tesfitfeshaye3669 2 жыл бұрын
Nay bhaqi zero seb eya
@meharighebrhiwet2890
@meharighebrhiwet2890 2 жыл бұрын
Agelalxa ziero modiel tebahilki ktgelxi fetni modiel kelil srah Aykonen Akedadna Abe hbreteseb wesani eber endei eber melkie tray eki tmesli Aythazley eber
@samrukidane2310
@samrukidane2310 2 жыл бұрын
Wala bi edimen Ruta tinies
@siemak6881
@siemak6881 2 жыл бұрын
ሰላም ክብርቲ ሓፍቲ መጀመርታ ብዛዕባ ኣከዳድናን ኣልባሳትን ጌጋ ርድኢት ኣለኪ ካልኣይ ተራ ሰብ ኔርኪ እንተ ትኾኒ ቆሊሕ ዝብለኪ ሰብ ኣይምተረኽበን እንተ ኾነ ግን ስነ ጥበባዊት ኢኺ ስነ ጥበባዊ ኸኣ መርኣያ ብዙሓት እዩ ። ንብዙሓት ነኣሽቱ ዘይበሰላ ደቂ ኣንስትዮ እንታይ ዓይነት ኣርኣያ ትኾንየን ኣለኺ ዳግመ ግምት ግበርሉ ።
@alemgezakray9025
@alemgezakray9025 2 жыл бұрын
Ja xbuk aleka endo .... gn eska esa nierka tetkewun entay ms geberka ???
@namihabtom2831
@namihabtom2831 2 жыл бұрын
@@alemgezakray9025 ኣነ ክምልሰልኪ/ካ ሞደል ምካን አኮ ጽቡቅ እዮ፥ ግን ክንደይ ጽቡቅ ክዳን እኮ ኣሎ ናኣብነት፥ ሽፎን፡ ጥልፊ፡ ድረስ፡ ካልእ ክዳውንቲ ጡብካ ዝሽፍን ካልእ ማልእ ደሓን ዝኮነ ትክደን እያ እኮ ግን ንሱስ እኩል እዩ ምስ ፍቅሪ ካብ ሰዓብታ ብዙሑ ተቃውሞ ይመጻ እዮ ስለምታይ ግን ኣካዳድነኣ ዘይተማሓይሽ ይገርመኒ እዩ!
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
ስነ ጥበባዊት ኣይኮነትን ሕጂ ውን
@siemak6881
@siemak6881 2 жыл бұрын
@@alemgezakray9025 ሓላፍነታዊ ምኾንኩ !
@እቶምጀጋኑማእከልሜዳ
@እቶምጀጋኑማእከልሜዳ 2 жыл бұрын
ብሰንኪ ኣከዳድንኣ ንሳ ዘላቶ film ሪኤዮ ኣይፈልጥን እየ ፡ ጌና ኣይወርጸጸትን ዘላ ንቅድም ትምህርቲ ክትወስድ ኣለዋ ብዛዕባ ስነጥበብን ባህላን።
@eritreaeyakibrtey2129
@eritreaeyakibrtey2129 2 жыл бұрын
Exactly bro
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 2 жыл бұрын
ክብረት ጓል ኣብ ኣካዳድና እዩ ሶ ንስለ ክብረትኪ ክትብል ጽብቅ ኣካዳድና ይሕሸኪ
@kibretbokretsion4993
@kibretbokretsion4993 2 жыл бұрын
Nay bahki
@zenbzz45338
@zenbzz45338 2 жыл бұрын
ሃኒ ንብዓልካ ንሓተካ ንደሊ አለኔ👧🙄♥️♥️♥️♥️
@filawimanunited9931
@filawimanunited9931 2 жыл бұрын
ምስ ሩታ ትብሃል ሓፍትና ክልተ ሰሙን ቀንይ ፡ቅሩብ ስነ ስርዓትን ኣገባብ ኣዘራርባን ተሓዝኪ ፡ካብ ኩሉ ናፃ ኮንኪ ሕሩጭ ጥራይ ደኣ እንታይ ክገብረልኪ ሓፍተይ ናተይ ።ይቅሬታ ግን ።
@yossiefmer733
@yossiefmer733 2 жыл бұрын
Qidmi comment kemu kihasb xenihe Mestewali eika kitteqma ya eza natka xhfti ente anbibata
@filawimanunited9931
@filawimanunited9931 2 жыл бұрын
@@yossiefmer733 የቐንየለይ ጆሲ ሓወይ
@yossiefmer733
@yossiefmer733 2 жыл бұрын
@@filawimanunited9931 Genzebki or Genzebka kbretey
@mesganahagos6298
@mesganahagos6298 2 жыл бұрын
Eway kemey gerka wedey kedimkani
@habtom5113
@habtom5113 2 жыл бұрын
ሰብ ብኽዳን ኣይምዘንን እንዳ በልካ ጥራሕካ ምውጻእ ጽቡቅ ኣይኮነን ንስኺ ተራ ሰብ ኣይኮንክን so ኣርኣያ ብዙሓት ኣዋልድ ኢኺ እቲ ርእይቶ ህዝቢ ንሕና ዝፈተናዮ ተከደኒ ኣይኮነን ዝብል ደሎ ዘኽፍአ ክዳን ትኽደኒ ኣለኪ እዩ
@kibretbokretsion4993
@kibretbokretsion4993 2 жыл бұрын
Nay bahki 👍👍👍
@embebamesfun68
@embebamesfun68 2 жыл бұрын
Nay bihaki
@misitesfaldet3412
@misitesfaldet3412 2 жыл бұрын
ምክሪ ናይ ኣዴና ስነ ጥበባዊት ርግኣት ተክለ እክልቲ እያ። ብልብኪ እንተ ሰሚዕክያ እያ። ክርኤ ዘይግብኦ ኣካልካ ምክፋት( ቀንዲ ሃይማኖትና ኣየፍቅዶን እዩ ሓደ ካብ ኮነ እምነትና። ካልእ ከኣ ባህልና ስለዚ ንሰባት ካብ ናይ ዝሙት መስመር ምምራሕ ምልባም ይሓይሽ፡ ምስ ይቅሬትኡ ዝሓብተይ።
@gjdrfush1649
@gjdrfush1649 2 жыл бұрын
ሃኒ ሓወይ ሚልየን ሃይለ ኣምፅአልና ኢልናካ ነይርና ግን የምፃእካልናን ምፅሓፍ ኮሞንቲ ሓዲገዮ ለኩ ኩብር ሓወይ
@filmonmokonen3773
@filmonmokonen3773 2 жыл бұрын
ሰብ ዝደለየ ክገብር ይኽእል ኢዩ ኣትበሊ ከምኡ ነይሩ እንተዝኸውን ድኣ ሰብ ካብ እንስሳ ይፍለ ስለምንታይ ንብል።ሰብ ከም ድልየቱ ክነብር ኣይተኣዘዘን። ብሕጊ ኣምላኽን ብሕጊ ባህልን ዝተቀየደ ኢዩ።ሰብ ብኣካዳድንኡ ኣይምዘንን ኢልኪ ሞ ብምንታይ ድኣ ይምዘን? ናይ ኣምንዝራ ዝተኸድነት ጓል ኣንስተይቲ ጻድቅ ክንብላ ደሊኽና? ሰብ ካብቲ መለልይኡ ኣላባባሳኡ ኢዩ
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 2 жыл бұрын
ንምንታይ ግን ናይ ሰብ ርእቶ ዘይትቅበል ማዓረይ ህዝብኮ ምስትያት እዩ ስለዝ ብኣከዳድና ሰብ አይምዘንይ ድበኽ መጀመርያ ናይ ጓል ክብር ኽዳን እዩ 😍😍😍
@henokandemaraiam4695
@henokandemaraiam4695 2 жыл бұрын
Fexima comment aytkbelin eya...nieket nay seb alewa...
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ 2 жыл бұрын
@@henokandemaraiam4695 btaemi beka
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 жыл бұрын
Nay behqi gexa trehq
@kibretbokretsion4993
@kibretbokretsion4993 2 жыл бұрын
Nay bahki
@sporttime5745
@sporttime5745 2 жыл бұрын
ጥራይ ነብስኪ ክትመጺ ጠጸብየ ነይረ 😂🌹🇪🇷
@koki3462
@koki3462 2 жыл бұрын
ME2😂😂
@sporttime5745
@sporttime5745 2 жыл бұрын
@@koki3462 😂😂😂😂🥁🥁😜😜
@kaluabraham9104
@kaluabraham9104 2 жыл бұрын
You are right 😂😂😂
@sporttime5745
@sporttime5745 2 жыл бұрын
@@kaluabraham9104 🇪🇷🌹😂😂 Sorry ኣብ ክንድ ምባላ 😂😂😂
@kaluabraham9104
@kaluabraham9104 2 жыл бұрын
@@sporttime5745 tay dyu meslka Mara akfia 🤮 Seb atay ayu tbl
@titilove134free8
@titilove134free8 2 жыл бұрын
ሃኒ ትሑት ሰብ ብጣዕሚ ኬፍ ኣለካ ቀጽሎ እዞም ትጻረፉ ከኣ ሸርቤሎኩም ኣስርሕዎ ትሕትና ዘለዎ ንቀፍዋ ክትመሃረሉ ካብኡ ዝተረፈ ሕማቅ ጸርፊ ጽቡቅ ኣይኮነን ሓፍቲ የብልኩምን ድዩ ኣጆኪ ሚኩ ቀጽልዮ ሃኒ ከኣ ንሉል ቴድሮስ አባ ከም ገለ ጌርካ ኣምጸልና
@rahelgere6752
@rahelgere6752 2 жыл бұрын
Nay bhaki xubuk aleka/ki❤❤
@eliudwegihu1966
@eliudwegihu1966 2 жыл бұрын
ክዳን መግለጺ ኣይኮነን ምስ በልኪ ቀቢጸኪ ክዳን ባህልናን መንነትናን ዩ ቀጺለ እቲ ክሳድኪ ማዕተብ ግበሩሉ
@buntatv9809
@buntatv9809 2 жыл бұрын
Reight ❤❤
@msfj1082
@msfj1082 2 жыл бұрын
Entay ymlketeka
@rey4150
@rey4150 2 жыл бұрын
*ሕቡሽ ትእዛዝኩም ኣይውዳእን ኢዩ*
@samze930
@samze930 2 жыл бұрын
@@rey4150 🤣🤣🤣🤣
@robelgrmay4162
@robelgrmay4162 2 жыл бұрын
በሊ ኣካዳድና መምዘኒና'ዩ ንሕብረተሰብና ክንነግርኪ
@faniasli3707
@faniasli3707 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@ድንግለይእያዋሕስሂወተይ
@ድንግለይእያዋሕስሂወተይ 2 жыл бұрын
ሃኒ ሓዎይ ዊንታ ሞኮነን እባ ኣምፀአልና
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
@ኤፍታህወለተሩፋኤል 2 жыл бұрын
_ጽብቕትን ዕይንትን እኪ ኮይንኪ ሓፍትና ኣነ ብወገነይ ካብ ሚካል ዝገምሃርኩዎ የብለይን ሃኒ ጥዑያት ኣምጻልና_
@msganaabrhambrhane5933
@msganaabrhambrhane5933 Жыл бұрын
Stop with say like that
@robelamanuel
@robelamanuel 2 жыл бұрын
ወይ ሓታታይ ኩን ወይ ክኣ ሸቓጣይ ለመጭመጭ ኣይትበል ክትሕሱ ከላ ኣይትደግፋ
@samrawitmehari3014
@samrawitmehari3014 2 жыл бұрын
Kkkkkkkk 😀😀❤❤
@kisanetbereket8641
@kisanetbereket8641 2 жыл бұрын
ሉል ኣምጻልና ሃኒ
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 2 жыл бұрын
ሚካል ሓፍትና ኣብ ልብኪ ይምለስኪ ፈጣሪ ርሑስ ኣውደኣመት ብዝኮነ
@helunayna1469
@helunayna1469 2 жыл бұрын
ኣቲ ሃላይ አንታይ ኮይኑዩ ዘየለ ባህልና ደኣ ጥራሕ ነብሱ ዝከይድ ኤርትራዊ በጀካኪ የለን ገልዳም
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ኣይትጻረፍ ብጸርፊ ዝዕረ ሰብ የለን ዋላ ትጋገ ቀስ ኢልና ንኣርማ ከም ሓፍትና።
@natnaelbirhane1940
@natnaelbirhane1940 2 жыл бұрын
Nay behaqiii nayziase fuluy u
@kibretbokretsion4993
@kibretbokretsion4993 2 жыл бұрын
Nay bahki
@yoditey1439
@yoditey1439 2 жыл бұрын
etom zhatu ftwetom and adnkotomn enda xehafus nsa gn Amen aytbl thank you aytbl slezi kbri seb yeblkn
@merrylove5129
@merrylove5129 2 жыл бұрын
She is Beauty miku haftey ajoki ab sirahki awetin Asalton ymneyelki ezom txarefu zelekum ageb n seb b xerfi aykonkan teredio haftna eya. Netebabaya dea enber aynxrefa kab xerfi zrkeb waga yeblun mkri ente thbwa it's good so mikuye be strong love u so much ❤🙏💋
@adonaydimartini6130
@adonaydimartini6130 2 жыл бұрын
ሞዴል ማለት ንሃገር ወኪላ ያ ትቀርብ ንኣብነት ሓደ ተዋሳኣይ ኣብ ቲ ዝዋሃቦ ጽሑፍ ደስ ተዘይ ኢልዎ ገዲፍናዮ ኢዮም ዝብሉ በር ገንዘብ ኮ ይክፈሎም ዩ ግን ምስ መንነት ስለ ዝተሓሓዝ ግን ይገድፍዎ ዮም ንኣብነት ዝኮነ ሞዴል ኣብ ዓለምዋዊ ውድድር ኣብ መዋዳእታ ስለ ሃገራ ያ ተላሊ ንስኪ ግን ኣብ interview ካሊእ ኣብ ካልእ ከኣ ካልእ ኩላትኩም ሓሰውቲ ኢኩም ንፈልጠኩም ኢና ኮ ንኩላትኩም። ሃኒባል ከኣ ወይ ጽቡቅ ጌርካ ሕተታ ወይ ከኣ ግደፎ ሽሕ ግዜ መሳርሕቲ ተኮንኩም ግን ለመጭመጭ ኣይትበል ኢካ ደረቅ ሕቶ ከምዚ ኣይኮነን ዝሕተት ኣጨንቆም ok ኩላትኩም ንገዝነብ ኢኩም ትመጹ በር ሕቶ ከምዚ ኣይኮነን ኣትርሮ ኣይትስሓቆም
@busyline2532
@busyline2532 2 жыл бұрын
Ya
@temesgen7233
@temesgen7233 2 жыл бұрын
@amanmebrahtu5167
@amanmebrahtu5167 2 жыл бұрын
Part 2 trah nebsa kinxbeya ena........ tekila nay ruta interview class tiwused
@eripoloticswilshere1433
@eripoloticswilshere1433 2 жыл бұрын
Model ማለት ባቡላ ያ ኢላ ተዛሪባ ሞ ባንቡላ ከኣ ኣይሓሰብን ዩ ሓደ ኣርቲስት የ በሃሊ ከኣ ዘይሓስብ እንተ ኮይኑ ነቶም ናቱ ሰዓቡቲ ኣጸያፉ ትምህርት ን ሕብረተሰቡ የመሓላልፍ ማለት ዩ ንነብሳ ጸሪፋታ ባዕላ 2 ባህሊ ኣብ ኩላትና ዩ ጠፊኡ ዘሎ ኢላ ነቲ ናታ ክንዲ እምባ ዝኮነ ኣበር ምስ ኣብኩላትና ዘል ክንዲ ጸጸር ኣበር ኣወዳዲራቶ ሞ ናትኪ ካብ ዝከፈአ ናብ ዝበኣሰ ስለ ዝከደ ዩ ሰብ ዉሑዳት ቃላቶም፡ሰሪዕም ኮመንት ይህቡኪ ግለ ከኣ ዓቅሎም ጸንቂቆም ከኣ ይጻረፉኪ ኩሉ ንጽቡቅኪ ዩ ካብ ባህልኪ ኣይትህደሚ
@erigirl9358
@erigirl9358 2 жыл бұрын
Since u decided to be an artist you have given your right to privacy. You can't just sit here and say no one has the right on my choices, people are not commenting on your private life but they are commenting on your work. Since Your work is for the people you have to consider and reflect on yourself ,don't be ignorant and stubborn coz it won't lead you anywhere. Try to be full package not only an empty gift with beautiful wrap
@fetahchekan8796
@fetahchekan8796 2 жыл бұрын
Do you think she can understand what you have written. She is an empty mind, she even can not understand her career and society. Her words are immature which shows her ignorance on the meaning of dignity, morals, art, society.......
@edenbrhane9767
@edenbrhane9767 2 жыл бұрын
Absolutely
@kidusgebriel2797
@kidusgebriel2797 2 жыл бұрын
I agree with you.
@danielkesete8603
@danielkesete8603 2 жыл бұрын
Fantastic comments 👏 bro
@BMBM-ly3bx
@BMBM-ly3bx 2 жыл бұрын
ኣብ ዓይኒ ህዝቢ እንዳ ሃለኪ ኣከዳድናይ ኣይገልጸንን ዩ ክትብሊ ኣነ ጥራይ ኣይኮንኩን ካ ኣብዚሕኪ ኣርኣያ ናይ ህዝቢ ክሳብ ዝኮንኪ ግድን ዩ ብዛዕባ ታዓዛቢኪ ክትሓስቢ
@teametesfa1523
@teametesfa1523 2 жыл бұрын
Ati entay ketgberu amxkumlna eza gal atefwa
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ኣይትጻረፍ ብጸርፊ ዝዕረ ሰብ የለን ዋላ ትጋገ ቀስ ኢልና ንኣርማ ከም ሓፍትና።
@teametesfa1523
@teametesfa1523 2 жыл бұрын
@@God-db9vp entay xebqui deya tegbru zela kenda sa kenzarba eya hebrtsabi eka likema
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ 2 жыл бұрын
@@God-db9vp bejaka zeykewn aytzareb rito seb aytkbelin eya
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
@@ዓወትናግድንዩብርጌደይ ምናልባሽ እዚ ናትና ጸርፊ ኣብ ህልኽ የእትዋ ከይህሉ ኢለ ኢየ ሓፍተይ
@ኣሱጋልትግራይወርቂ
@ኣሱጋልትግራይወርቂ 2 жыл бұрын
ማዕተብ ኣይትፈልጣ ጥራሕ ናብሰክን ናወፃክን ናለሚ ኣርቲስ ማለት ፍእእእእእ ፅባሕ ንጎሆ ሞት ኣሎ ናብ ምንታይ እየ ክኣቲ ኤልኪ ትፈልጢ ዶ 💔💔
@ta-sy6up
@ta-sy6up 2 жыл бұрын
tekekel zehaftay Agebi bahilena yetafe aloe 🙏🙏🙏🙏
@berikafakoyashehayanta4198
@berikafakoyashehayanta4198 2 жыл бұрын
Bro iti films misrah ke yeatu do ilkayo malet bizaiba maiteb migbar deykone bizeykidana mis zeynata wedi/seb'ay kitisihiq kitizenagai fugud diu nimintay ina iti haqi qebirna neti wilqawi des zeyiblena tiray nizareb nixibah malet mot kemzela neberti kemzeykona intedea felitna why zeykowun niserih ?
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 2 жыл бұрын
ሱቕ ጡዑም ታይ ዓይነት ዘረባ ዩ ውልቀ ሰብ ድላዩ ክገብርአለዎ ትብል እዚ ዘይቁቡል ዘረባ ዩ ግድን ናይ ሕጊ ባህልና አሎና ከም ናይ አዶታትና ዩ ናትና መግለፂ ዓይነታት ክዳን ትመርፅ ትክእል ኢካ ግን አካላትካ ዘሪኢ አይፍቀደናን ብባህሊ ማ ንግደፎ ናይ ሕጊ ብእግዚአብሔር ንጥሕስ አሎና አይንውፃእ ፋሽን እዳበልና ሕጊ አምላክ ከም ንጥሕስ አለና ንረዳእ ።ዳሓር ከዓ ሰብ መክሰብ እዩ ግዴታ ዩ ናይ ሰባት ምክሪ ትሰምዒ ሰብ ንሰብ ኢና ንተአራረም 👏ብዛዕባ አደና ከዓ አዴታትና ጀጋኑ እየን ዘፍቅራን ዝፍቀራን እየን ግን ብአደ አይንፅዋዕን በቦና ዩ ዝፍቀድ ሓፍተይ ናተይ ይቅርታ ግን ደፊረ ተኮይነ♥️👏
@binyamnegasi923
@binyamnegasi923 2 жыл бұрын
Ape mikal haftey kab fltet natsa! Kaber tray
@ፈቃርእየኖሆመይ
@ፈቃርእየኖሆመይ 2 жыл бұрын
ሰክቲ ሓሳዊት ከምዚ ናትኪ ካኣ እሞ ትገብር የላን ንስኪ ግን ነዚ ዝመጽእ ወሎዲ ዳኣ ከትጽይቂ ጋሓፍ
@ብልጽቲህያብኢኺድንግለይ
@ብልጽቲህያብኢኺድንግለይ 2 жыл бұрын
ኣከዳድናና ግድን ዩ ክገለጸና እምበር ከስ ^ጎይታ ኣብ ኣብ ትምህርቱ እታ ጓል ዘኽፍእ እንተተከደነት እቲ ሰብኣይ ዉን ናይታ ሰበይቲ እንተተኸደነስ ኣባይ ኣብ ቅድሚ እግዝኣብሄር ኣምላኽኩም ፍንፉናት ኢኹም ይብል ካብ እግዝኣብሄር ክፍንፍነና ከኣ ሰብ ክፍንፍነና ይሓይሽ ስለዚ ንኩላትና ናብ ልብና ይምለሰና
@semhartsegay5038
@semhartsegay5038 2 жыл бұрын
Mikal knegreki hanibal keman yhgizeki alo xgemki ab azerarbakin ab bsletkn u xgemki zereba aytikln eki srehey model koynu ber hakkum ms bahlna aykeydn u nay srah neger koynu elki b sirat mmlas yedlyeki tezey tegagye gin bslti aykonkn
@ዓለምእንታይጌራ
@ዓለምእንታይጌራ 2 жыл бұрын
መነዲኣ ደጋፊ ኣለዋ ኢዩ ኸ ንብምልኦም ደገፍተይ ትብል ገስረጥ ጎሓፍ ዘይ ከመዴታታ
@temesgenfetari2232
@temesgenfetari2232 2 жыл бұрын
ሚኩ ሓፍተይ ሓጻር መልሲ ስ ስረሐይ ስለ ዝኮነ አዩ ኢልኪ ይቅሬታ ምሕታት ምሓሽትኪ ኒራ
@davidrodrigo6375
@davidrodrigo6375 2 жыл бұрын
ጠሪጣስያ ተትሓንከለይ! ኣንቲ ሓፍተይ እቲ ጸገምኮ ስነጥበባዊት ብምኻንኪ ካእዩ ህዝቢ ዓገብ ዝብለኪ ዘሎ ምኽንያቱ ስነጥበባዊ ነጸብራቕ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ነገር ግን ምቕባላ ኣቢያትኪላ። ድሓር ድማ ገና ኣይበሰልክን ካብዚ ኹሉ ሃለውለው ጉዳይ እንጀራ ኮይኑኒዩ ተተብሊ ደለ ምኾነ እቲ ምንታይ ሸርሚጥካ ምብላዕ ውን ኣሎ ኣይትታዕደሎዩ ከምዚ ናትኪ በቃራጭ ክትሓስብ ከለኻ!! ስለዝስ በጃኺ ንብሕጂ ውን ኣመዛዝኒ ካብዚ ዝሓይሽ ስራሕ ከምትረኽቢ ድማ ኣይንጠራጠርን ኣይፋለይን ተበልኪ ግን ምርጫኺዩ ብወገነይ ድማ ተስፋ ይገብር ህዝቢ ኤህ ኢሉ ከይርድግመኪ!!
@alemwerku5778
@alemwerku5778 2 жыл бұрын
999⁰
@selamgebruembaye4348
@selamgebruembaye4348 2 жыл бұрын
Hani shkor mejemrta ab hiwotka selamn kisantn yemnylka eza medeb xebuq ketqxl tokoyna neska melsi aythagzim or ትርር ኢልካ ሕተቶም ኣይትሓግዝኦም ንስካ ትምልሰሎም ዘለካ በጃካ ሃኒ ሓወይ ደገፍ ዘይብላ
@desbelemehari4214
@desbelemehari4214 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሚኩ ከሙ ኣይትበሊ ኣካዳድናኺ ሲ ምምሕያሽ ግበርሉ ማዕረ ጥራሕኪ ዘኽይድ ጽቡቕ ኣይኮነን
@merkebselam963
@merkebselam963 2 жыл бұрын
እዋእ ሚካል ሰብ ብ ኣካዳድና ኣይምዘንን እዩ ትብሊ ኣለኺ ተጋጊኺ።2ይ ኣብ ውልቃዊ ኣቲዮም ይዛረቡ ትብሊ ኣለኺ ተጋጊኺ፡መኽንያቱ ንስኺ ኣርቲስት ኢኺ ኣርቲስት ዝገብሮም ድማ ውልቃዊ ኣይኮነን ነጸብራቅ ናይ ሕብረተሰብ እዩ።3ይ ነገር ድማ ኣነ ጥራይ ድየ ከምኡ ዝኽደን ትብሊ ኣለኺ ተጋጊኺ፡መኽንያቱ ነቲ ሕማቕ ነገር ሰብ ስለዝገበሮ ክትገብሮ ማለት ኣይኮነን ንስኺ ክኣ ኣርቲስት ስለዝኾንኪ። ዳሕራይ ክኣ ናትኪ ማራ እዩ ኣኽፊኡ ዘሎ ዳርጋ ጥራይኪ ኢኺ post ትገብሪ እዚ ክኣ ነቲ ባሕሊ ንምጥፋእ ትሰርሒ ከምዘለኺ እዩ ዝሕብር።ብዝኾነ ግን 90% ጌጋታት ኣለኪ ክትእርምዮ ድኣ ክትጽዕሪ ድኣ ኣለኪ እምበር ገና ጌጋ የብለይን ኢኺ ትብሊ ዘለኺ።
@napolyontaniko3729
@napolyontaniko3729 2 жыл бұрын
እዚ ብዕሉግ ኣከዳድናኪ ኣብ ኢንስተግራም ተገብርዮ ደለኪ ኣካርጽዮ በላ ሃላይ ድርባይ
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ 2 жыл бұрын
ኣብዘይ ሞያኺ ኣለኺ ጽብቕቲ፡ ክዳንሲ መግለጺ መንነት ኣይኮነን ኢልካ ዘረባ ኣሎ፡ከምቲ ዝበልክዮ ብሓቂ ባምቡላ ኢኺ፡ንሰብ ብደጊኡ ዘይኮነስ ዉሽጡ ርኢኻ ፍረዶ ዝበሃልስ ለካ ሓቂ እዩ።
@natawihgawi5777
@natawihgawi5777 2 жыл бұрын
ኣታ ሃኒ ሰብ ከም ዝሳንካ ሲ ነዚኣ ተምጻልና ን ሉል ግዳ ኣምጻኣልና
@ኣደብርሃንገዛ-ጐ8ከ
@ኣደብርሃንገዛ-ጐ8ከ 2 жыл бұрын
ግን ሞዴል ማለት ጥራይ ነብስካ ምኮን ድዩ? 😭😭ናይ ባሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ::
@danielafewerki4057
@danielafewerki4057 2 жыл бұрын
ማሙሽ ኢኪ፡ ብስለት የለን፡ ኣዛራርባኪ ክብረት የብሉን።
@tsehayyebio976
@tsehayyebio976 2 жыл бұрын
MADE in Asmara Azmarino God bless you my Sister
@filimonhayle8368
@filimonhayle8368 2 жыл бұрын
ናተይ ደገፍቲ ኣይትበሊ ወጣም ኣነ በዛ ነብሰይ ጸሊአኪ መይተ ኣለኩ ጥራሕ ነብስኪ እንዳተሳኣልኪ ተቃርጽዮ ግናይ ጽብቅቲ🤝
@siemal5822
@siemal5822 2 жыл бұрын
እዋይ ክትዋረድ ኢልካ ዶ ትመጽእ ኢኻ በታ ዝኣበክዮ ምትራፍ ምሓሸኪ
@semhartewelde7728
@semhartewelde7728 2 жыл бұрын
Kkkkk
@filmonmokonen3773
@filmonmokonen3773 2 жыл бұрын
ኣታ ስምዑ ባ ኣካዳድናኺ ካብ ባህልና ጽወጸ ዶ ትብሊ ኢሉ ምስ ሓተታ ዝሃበቶ መልሲ፣ ብዛዕባ ባህሊ እምበር ብዛዕባ ባህላዊ ክዳን ማኣስ ይሓታ አልዩ። ብዛዕባ ስነ ምግባር ኢዩ ዝሓታ ዘሎ። እታ ዛሰብ ንዳኒኤል ኣብርሃ ሓብቱ ኢያ ይመስለኒ። ኣበይ ይፈልጥኒ ካኣ ትብል እምበር በቲ ካብ ስነ ምግባር ወጻኺ ኣላቤብሳኺ ይፈልጥኺ።
@rutaamaniel7345
@rutaamaniel7345 2 жыл бұрын
ከላ ሰብ ኣምጹልና ዋይ
@JESUS-711
@JESUS-711 2 жыл бұрын
🤣🤣👍
@Rutha2424
@Rutha2424 2 жыл бұрын
Nay behaki seab amxeluna
@Filimongebrihiwet-z9o
@Filimongebrihiwet-z9o Жыл бұрын
ሰላም ክብርቲ ሃፍትና ክዳን መግለጺ ኣይኮነን ክትብሊ ትጽቢተይ ኣይነበረን ሶሪ ኣነ ብወገነይ ካባኪ ካብ ዝማሃሮ ዝድንቁሮ ይበዝሕ
@jokatv216
@jokatv216 2 жыл бұрын
ንክትዕወት ትገብሮ ጽዕሪ እዩ ዝከውን ኩም ኡ ዝዓይነቱ ቅርበት ናብ ስራሕ። ግን ክዳን ባህሊ ዩ ምስ ሓቂ ዝመስልዪ ኣካዳድና። ባሊ ተዘይ ኮውን ኣብ ገሊ ኡ ሃገራት ክዳን ዘይ ክደኑ ኣሎዉ።
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 2 жыл бұрын
ሃመማ ኣብ ዝወደቐን ዝተበላሸወን ኢዩ ዝዓስል፡ደሓር ከኣ ንነብስኺ ወኪልኪ እምበር ንሰባት ከላይ ኣይትለክሚ፡፡ኣነ ጥራይ ኣይኮንኩን ኣይትበሊ፡፡ጥራሕ ነብስኺ ኮንኪ ኣርእይና
@hyabbelay3729
@hyabbelay3729 2 жыл бұрын
Wowwww beautiful girl ,Adamen teanan yehabki mikiye ,,
@amantegegne9956
@amantegegne9956 2 жыл бұрын
ኣነ ሓደ ሓደ ጊዘ ኣብ ኢንስትግራም ኪረኪ ከለኹ ዋላ ንገዛእ ሂወትኪ ተፍቅርያ ኣይመስለኒን ገንዝብ ኒምርካብ ነዚ ብምስሊ ኣምላኽ እተሰርሐ ህወትኪ ኣብ ዕዳጋ። ከተውዕልዮ !!!!!!!! ንዒ ተመልሲ
@efarmanchawi2187
@efarmanchawi2187 2 жыл бұрын
ናይ ባህልና ክዳን መግለጺ ተዘይ ኮይኑ ሲ ኣየናይ እዩ ዳኣ እቲ መግለጺ ናይ ባህልና?
@-4587
@-4587 2 жыл бұрын
ሰላም የሕዋተይ ሰሰናዩ ናዓኩም ብገዛይ ሕለፊ ሰብስክራይብ ግበሩለይ ንትገብሩለይ ሓገዝ የምስግን
@danaitghrimay3049
@danaitghrimay3049 2 жыл бұрын
Akedadnaka ember yglxeka ATi haftey Ruhuq key kedki adaki ya tflteki ezi aynet kdan tekedinki ktriaki gn ane rgxena ye zey mtehagiset. Bzkone kemti b seb tdneqi komueu Kea nay sebat rietotat teqbeli. Mish nezom Habesha netom xeadu keman anewari kdan u. Kbrki ay tegdli. Edmen tenan ymneyelki ❤️
@fevenweldy2552
@fevenweldy2552 2 жыл бұрын
Plz atehasbaki qeyiri akadadnaki eu mizanki slezisi seb kmezneki degeki eu zirie nskis kea tirah nebsi kitwexi ageb ageb "😐😐😐
@mussiegebrengus1319
@mussiegebrengus1319 2 жыл бұрын
ክዳን መግለጺ ክሉ' ዩ ፡ ዉሑዳት ሰባት ግን ንክዳን መዋሲኢ ይጥቀሙሉ ። ዝለዚ ንሰብ ብኽዳኑ ክትመዝኖ ኣትክእልን ዝብል ሓሳብ ወጊድ ንበሎ ። ግን ኣጆኪ ጋል ሪመይ
@zeromhabtemariam9587
@zeromhabtemariam9587 2 жыл бұрын
ኣብ ዝሓለፈ ንወዲ ሓወቦይ ኣምጽኣልና ኢልናካ ኔርና : ካብዛ ጽልልቲ እዚኣ
@rahelkidane3510
@rahelkidane3510 2 жыл бұрын
Xibuq medeb hani hawuna...qexilwo gn ane kmhasab kindey gizye tewasaeti interview yigeberu eyom..hiji Ane zblo gn dihiri megareja kindey nifuat derestin xehfatin alewu alalyena ba misom. Thanks
@samihiwetabisidet8445
@samihiwetabisidet8445 2 жыл бұрын
Dis respect
@senutek9910
@senutek9910 2 жыл бұрын
Kab nebski tkfti. Hangolki kfeti.
@סמרהסחלב
@סמרהסחלב 2 жыл бұрын
ሰላም ሃኒ ሓወይ ቅድም መደብካ ብጣዕሚ ጽብቅ ኣብዚ ሚኩ ሓፍተይ ካኣ ቅጽሊ በርትዒ
@fioriberhane3623
@fioriberhane3623 2 жыл бұрын
እሞ ናይ ሰብ ዘይትሰርሒ ናይ ባቡላ ትሰርሒ
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 2 жыл бұрын
እቲ ርእስኺ መቀመጢ human hairካብ ትጥቀምሉ ግዳ ዘይትሓስብሉ ምኻን ባንቡላ ኢና ሞዴል ኢልክና።
@faniasli3707
@faniasli3707 2 жыл бұрын
ይገርመካ ዩ ደቂ ኣናጹስ ክራኣ ይብላ ይእረያ ኢዩ ነገሩ
@tiegstiteklay6250
@tiegstiteklay6250 2 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክ
@amantegegne9956
@amantegegne9956 2 жыл бұрын
ስራሕ ንባህሊ ሁዝብኪን ንባህሊ ስድራበትኪን ዝትንኪፍ እንተኾይኑ ንዘልኣለም ይትረፍኪ ምካል ብጣዕሚ እኺ ሸም ትግበሪ ኣለኺ
@segeneasmara596
@segeneasmara596 2 жыл бұрын
እዋይ ማዓት ሸኮሪናትስት እየን ዘለዋና 🌹🌹🥀🥀❤️❤️ብጣዕሚ ሸኾር ኢኺ 🥀
@wediakeleye2342
@wediakeleye2342 2 жыл бұрын
Bae ata new belwa za gual tay aynet meselchew Segetie zkonet seb
@rimon6793
@rimon6793 2 жыл бұрын
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ኣሕዋት መደበይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። ኦ ኣምላከይ ሰላም ፍጠረልና.,፨,፡።
@kisanetestifanos6011
@kisanetestifanos6011 2 жыл бұрын
Mes Artist Mielat Gebremeskel 2 Mealti terah emo gebri senmgbar sensreat azerarba Reznet zebehalu bahretat ketetrie haftey
@tsegamhratab8505
@tsegamhratab8505 2 жыл бұрын
በጃኪ ኢለኪ ኣካዳድናኪ የዐሪይ
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 2 жыл бұрын
Dereqenga hitotat zbhal hitotat ilka kixhaf xbux do ?
@seludousboy8369
@seludousboy8369 2 жыл бұрын
ክንደይ ግዜ ድያ ቃለ-መሕትት ትገብር ? ትፈልጡ ዶ እቲ ዓቢ ስነጥበባዊ ገጣሚ ዘያሚ ኣኪለ ክሳብ ሕጂ ቃለ-መሕትት ከምዘይገበረ !
@meramera4505
@meramera4505 2 жыл бұрын
Yegrm eu eka that's why eye ka ane neti senetbeb gedifyo
@seludousboy8369
@seludousboy8369 2 жыл бұрын
@@meramera4505 ane keman film watching giere ayfeltn it has been a long time hji keman keysemaekuwa ye keman comment hibe
@meramera4505
@meramera4505 2 жыл бұрын
Ayhazkanen ane kabtom nay gedaym sentbebawn eye kesab hji ka interview tegrly ayflten hji gn hariqe gedifoyo kemti zeblkyo ane keman film comdy meray gedifyo
@seludousboy8369
@seludousboy8369 2 жыл бұрын
@@meramera4505 ክላለየካ ዶሞ ስምካ ጥራይ ፧ ንጽርቲ ስለዘየላ ስምካ ኢለ የ !!
@meramera4505
@meramera4505 2 жыл бұрын
@@seludousboy8369 tomas alazar eye kkkk anyway kem joke's zeblkwo eye kemzi zeblkuka aykonkun beruky
@teamrzeray1683
@teamrzeray1683 2 жыл бұрын
Modielst English hawiska Mzrabn zeybahlka mlbasn kemzteqeyere zeyfeletna,
@JESUS-711
@JESUS-711 2 жыл бұрын
Denkoro 🤮fltet godelki alo n Tmhrti kidi,Hani kea Sebay kun tek elka hteta lemech aytkun
@evenmedanie9363
@evenmedanie9363 2 жыл бұрын
Ata aythafrn dya wedey kdan meglexi aykonen kea tbl sahgag
@kahsagebre5615
@kahsagebre5615 2 жыл бұрын
ገልዒ ክዳን መግለጺ ባህሊ ኣይኮነንን ትብሊ ፈዛዝ ታይ ዳኣ መግለፅኪ
@memoriesneverdie2875
@memoriesneverdie2875 2 жыл бұрын
ዋ ኣንታ ኣምላክ ዶ ጽቡቅ ገጽ ሰሪሑ ዶ ርእሲ ይርሰዓካ ድዩ ። ኣከዳድናሲ መግለጺ ኣይኮነንን!!!! ኣይምልከተካን እዩ ። በጃኪ ይቅልድ እየ ዘለኩ ገለ በልኒ!!!
@Kokob_Semay_Tube
@Kokob_Semay_Tube 2 жыл бұрын
ኺዲ እሞ ጥራይ ነብስኺ ጢልጢል በሊ ወይለኸ !
@rozakidane5546
@rozakidane5546 2 жыл бұрын
Tray elki suk ela zeykewn tzareb
@Kokob_Semay_Tube
@Kokob_Semay_Tube 2 жыл бұрын
@@rozakidane5546 ናይ ብሓቂ ዘይከውን ቊሩብ'ኸ ሕፍር ኢላ ብናይ ስራሕ'ዪ ዘይትብል ክትጽልኣኻ መዓት
@msganaabrhambrhane5933
@msganaabrhambrhane5933 Жыл бұрын
I love you god bells you
@wedimazu5477
@wedimazu5477 2 жыл бұрын
Zereba aytkelen ya ile do kehalfo mara kich temxealka azerarebea dehri heji plss interview embi beleyom hewkot eway tiffany haftey enkua aytreya
@hbbigshow1552
@hbbigshow1552 2 жыл бұрын
5:59 worng nski models nay eri tekonki nay eri eki ktexenbarki zgbaki.
@ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
@ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም 2 жыл бұрын
ስላም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምስኩላትና ይኹን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዓመት ፍቅር ዓመት ስላም ይግበርልና ኣነ ዝገርመኒ ሓደ ሓደ ዝልክን ስነ ጥበብ ዝልክን ብጣዓም እክን ተሕዝናኒ ኣካዳድናስ ባሃላዊ ኣይኮነንን እልካ ዘርባ ኣሎ በጃኪ እሲክ በስመ ኣብ በል ካብ
@ጋልትግራይኩሕሎ
@ጋልትግራይኩሕሎ 2 жыл бұрын
ካብ ኤሪትራ ነዚአ ጥራሕ ይፀልአ በጥራም😏😒
@እቶምጀጋኑማእከልሜዳ
@እቶምጀጋኑማእከልሜዳ 2 жыл бұрын
ዋላ ኣነ ካብ ሙሉእ ምድረ ሓበሻ።
@AhmedAli-df5pw
@AhmedAli-df5pw 2 жыл бұрын
ዋላ ኣነ
@filmonkiros9280
@filmonkiros9280 2 жыл бұрын
መድብ ጽቡቅ ኣቀራርባ ግን ካብቲ ዝተሓተተ ሕቶ ዳርጋ ኣይተመለስን ካብ ሞደሊስትን ተዋሳኢትን ከምዚ ኣይነት ኣመላልሳ ኣይተጸበናን ሀኒ መሊስካ ጽቡቅ ሕቶታት ቀሪብካ ኪተሓተልና ንላቦ በዚ ዝቀርበ ኣይዓገብኩን
@Selamamilak1
@Selamamilak1 2 жыл бұрын
Eway kab mejemerta kisab mewedaita tiblai zereba zeybila disrespectful sorry
@amiboymoyey2303
@amiboymoyey2303 2 жыл бұрын
Gahaf meabeya zebdela eya hasab rieyto zeyteqebel temelesi qurub nab bahlki
@loveyoumom9794
@loveyoumom9794 2 жыл бұрын
Love you miku❤❤❤❤❤❤❤
@ሶልያናፎታዊትሰብ
@ሶልያናፎታዊትሰብ 2 жыл бұрын
ኣቲ በጃኪ ዘረባ ረኪባ ድያ ኣዲኡ ዝፀልእ ኣሎ ድዩ ግን ኣቦካ ናሃለወካ ብሕጊ ኣምላክ ብኣዴካ ትፅዋዕ ነዉሪ እዩ
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ብኣቦኣ ኢያ ትጽዋዕ ኣብ ፊልም ጥራይ ኢያ ብኣዲኣ ጌራቶ።
@ሶልያናፎታዊትሰብ
@ሶልያናፎታዊትሰብ 2 жыл бұрын
@@God-db9vp ካብ ባዕላ ሰምዕዮ ጓል ዲካ ወላ ወዲ
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
@@ሶልያናፎታዊትሰብ እወ ሰሚዐያ ኣብ ፊልሚ ብኣደይ ይጽዋዕ ኢላ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናይ መንግስቲ ግና ብስም ኣብ ኣቦይ ይጽዋዕ ኢላ።
@sweetheart3383
@sweetheart3383 2 жыл бұрын
Aboka bihiwet kelo fie ena bele ansti ena keyare, adieka gn lefia aebyatka intay shigr alewo bedia inte texewiet ke
@እቶምጀጋኑማእከልሜዳ
@እቶምጀጋኑማእከልሜዳ 2 жыл бұрын
@@God-db9vp why እሞ ብስም ኣዲኣ ኣብ film ትገብሮ ዘይጸነሐ ።
@ogbaighebremedhin6252
@ogbaighebremedhin6252 2 жыл бұрын
ኣጆኺ መንእሰይ ተዋሳኢት! መብዛሕትኡ ዝዋሃብ ርእይቶ ኣብ ርትዒ(reason) ዘይኮነ ካብ ስምዒት ዝተበገሰ ምዃኑ ግሉጽ ኢዩ - ስምዒት ከኣ ብመሰረቱ ድንቊርና ኢዩ። ኣብ ስነ-ጥበብ እትዋስኡ ንባህሪያዊ እንታይነትኩም ዘይውክል ገጸ ባህሪ ትለብሱ ኢኹም። ንስለ መምሃሪ ክኸውን ተባሂሉ ኣሉታዊ ወይ ብሕብረተሰባዊ ክብሪ ዝንጸግ ገጸ-ባህሪ ዝለበሱ ተዋሳእቲ ካብ ስምዒት/ድንቊርና ዝተበገሰ ወቐሳታት ይገጥመኩም ኢዩ። ኣብዚ ረጒት ቆርበት ኪህልወኩም ኣዚዩ ኣገዳሲ ኢዩ። ነቲ ዕላማ ርኢኹም ክትጸንዑ ይሓተኩም ኢዩ። ኣብ ስርናይ ክርዳድ ከም ዘሎ መጠን ኣብ ውሽጢ ለባም ሕብረተሰብ ከይሓሰቡ ዝዛረቡ ዓያሹ ሰባት ከም ዘለዉ ዘይምርሳዕ፥ እቶም ኣሉታዊ ወቐሳ ንምሃብ ዝህንደዱ፡ ጸረ ንቕሓትን ሕብረተሰባዊ ስነ-ጥበባዊ ምዕባለ ስለ ዝኾኑ ሚዛን ኪወሃቦም ኣግባእን። በዚ ኣጋጣሚ፡ ንኽብርቲ ስነ-ጥበባዊ ሕቶ ከቕርበላ ዝደሊ ንመወዳእታ ክትዋሳእ ዝረኣኹዋ ኣብ ዓዲ ኢዩ ዝነብረ'ሞ፡ መዓስ ድኣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲያ? ኣብ ቀረባ ጊዜ ዝሓዘቶ ስራሕ ስነ-ጥበብከ ኣለዋዶ? ሕተተለይ።(ካብ ዕቕባይ ገብረመድህን፡ ሰ. ኣ.)
@fetahchekan8796
@fetahchekan8796 2 жыл бұрын
እዋይ ድንቁርና፡ ኩሉ ሰብ ካብ ባህሊ ወጺኡ ኢዩ እሞ ኣነ ከኣ ከምሰበይ ክትብሊ ኮለኪ ትርጉም ስነ ጥበብ ብዘይርዲኢት ትከዲዮ ከምዘለኪ ኢዩ ዘረዳካ፡ ሞዴል ኢየ ሞ ስርሐይ ኢዩ ሓፊረልኪ ካብቲ ጥራይኪ ከም ሃመማ ትወጽዮ ንላዕሊ ርእስኪ ጥርሓ ሙካና ተቃሊዕኪ። ኣርቲስት ማለት መራሂ ሕብረተሰብ ኢዩ ኣብ ኩሉ ጉዕዝኡ ጥንቁቅ ክከውን ኣለዋ ፡ ናይ ክብርቲ ኣዴና ኣርቲስት ርግኣት ተክለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበረቶ ናይ ተመኩሮ ምውርራስ ኣጋጣሚ ሪኢካ ንብዓል እዚኣ ኣርቲስት ክጽውዓ ከለዋ መወዳእታ ዘይብሉ ውድቀት ኢዩ።
@kedawitkedawi3611
@kedawitkedawi3611 2 жыл бұрын
Do not worry about peoples opinion ever.It’s your rights to do what ever you want,also as an artist it’s understandable that you should be as attractive as possible.So please feel free to exercise your own personal belief.
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
You very very wrong at the first place she is not an artist, art is not becoming naked in social media and ask for blessing
@kedawitkedawi3611
@kedawitkedawi3611 2 жыл бұрын
@@lulrbahri Respectfully I disagree. I know we have a culture but also we have a rights. As an advise let’s lift each other.
@kidusgebriel2797
@kidusgebriel2797 2 жыл бұрын
Are you really Eritrean. Dont you know about our culture. How could you say that it is understandable to be as attractive as possible wearing like these clothes. Dislike
@aziebtesfagebriel9421
@aziebtesfagebriel9421 2 жыл бұрын
Mikal kidaney hasot ayfetun eye endabelkis single eye elki hasiki
@kemmenkem2874
@kemmenkem2874 2 жыл бұрын
Miku you are beautiful so you have respect your people and we have bahli so eza zmeleskiya ayhgosetinen gn bertiey kitnefiey elna ember kithamki aykonan nhbeki zelena ezi comment amlak msaki
@ፍቅሪተሰይሩ
@ፍቅሪተሰይሩ 2 жыл бұрын
ረጅን ኩስቱሞን ካብ መዓስ እዩ ክዳን ዝኮነ 2ይ ናይ ውልቅኺ እንተደለኺ ኣብ ገዛኺ ግበርዮ እሞበር ኣብ Inestgram & Fac አይትዘርግሕዮ ሓፍተይ ናተይ ክብለኪ ሓሲበ ነይረ ግን ከመዚ ናትኪ ትክደን ሓፍቲ የብለይን
@mussiesolomon7133
@mussiesolomon7133 2 жыл бұрын
ካብ ፍልጠት ነጻ፣ካብ ክብሪ ህዝቢ ነጻ፤ ካብ ኣዘራርባ ነጻ፣ ካብ ትሕትና ነጻ፣ ምኳን ንነብስኺ ባንቡላ ካብ ትብሊ እንታይ ክንጽበ። ኣበይ ትፈልጠኒ ከኣ ከይትብሊ መን ምዃንኺ ባዕልኺ ትነግርና ኣለኺ🤦🏻🤦🏻🤦🏻
Поветкин заставил себя уважать!
01:00
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 6 МЛН
WORLD BEST MAGIC SECRETS
00:50
MasomkaMagic
Рет қаралды 53 МЛН
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
💩Поу и Поулина ☠️МОЧАТ 😖Хмурых Тварей?!
00:34
Ной Анимация
Рет қаралды 1,9 МЛН
ለነ ፅጌ ዶሮ ሰራሁላቸው👨‍🍳👩‍🍳
21:28
Нокаутировал двоих амбалов
0:23
Удар
Рет қаралды 2,9 МЛН
СЛУЧАЙ В ЛИФТЕ (@l_1u - TikTok)
0:15
В ТРЕНДЕ
Рет қаралды 9 МЛН
билеты без документов
1:00
RusRoflTime
Рет қаралды 3,9 МЛН
Гүлжанның енесі келді ! | ЕНЕШКА 2  | 10-бөлім
19:24
Normal ice skating vs Menace ice skating #trollface #edit #troll
0:33