🛑 ድሕሪ መርዓይ ኣብ ሰሙን በረኻ ወፅየ _ ተዘካሪት ምስሊ ጅግና ተ/ጋ ሓለፎም

  Рет қаралды 34,287

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

Күн бұрын

ንተጋዳላይ ሓለፎም ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0937959741 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus #mulugeta_gebre #ሙሉጌታ_ገብረ
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Пікірлер: 228
@nrhrb3886
@nrhrb3886 3 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ጀግና ሓወይ❤❤
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 8 ай бұрын
ዳይ ተጋሩ ኩሉ ነገር ርእናዮ እና ብሽንክ ፀላኤ እና ገዛ ሰርሕካ ምንም ገዘእካ ሰላም እንተዘየለ ዋጋ የብሉን እና ንዞም ዋሕስ ህዝብ ጀጋኑ ትንፋስ ዝረኸብና ክህከሙ ኣለዎም ገንዘብ ናዋፅእ ኣለና
@JdjdjJriffi
@JdjdjJriffi 8 ай бұрын
እንኻዕ ተረፍኻ ኣምበሳ ሓወይ እዛ ስእሊ ናይ ምግዳል እስካብ ሕጂ ኣብ ጀዋለይ ኣላ::ኣብቲ ሕሱም ግዜ ተስፋ ማእገር ኮይንኩምና ኢኹም TDF ኣሕዋተይ❤️💛👑
@Maki.1-y2t
@Maki.1-y2t 8 ай бұрын
ትማሊ ዛፎቶ ናረአክዋስ ዘኪረዮ ነይረ እንኳዕ ተረፍካ ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ ጅግና❤❤❤
@Kidugere
@Kidugere 8 ай бұрын
መዳለዊት ግን ክትምስገኒ ይግበአኺ ኣጆኺ ኣብ ላዕሊ ደረጃ ክትበፅሒ ኢኺ ብጣዓሚ ብልፅቲ ኢኺ የቐንየልና❤❤❤
@KsanetHadush-e2f
@KsanetHadush-e2f 4 ай бұрын
እንቋዕ ሰላም ኣራከበኩም ምሉእ ሓዊካ ፅቡቅ ንነብረሉ ግዜ የምፀልና ኣምላክ🙏
@Gebremedhin-nl8pk
@Gebremedhin-nl8pk 8 ай бұрын
ኣዶ ከም ቲዲኤፍ ወሊዳ ትምከን ትበተክ መዓንጣ ስሚ ፀላኢ ብሓቂ ጅግና ሃብሮም ጅግነት ኣብ ስደት ኮይንና ይስምዕ ኣለኩ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 8 ай бұрын
ጀግና TDFy እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ቤዛ ትግራይ ዝኮንኩም 💟💛😘
@ነጉትግራወይቲ
@ነጉትግራወይቲ 7 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍኻ ዛሓወይ ጅግና 👏🥰
@MssMedina
@MssMedina 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ ❤️💛እስኪ እዛ ሚድያ ነዕብያ ናይቶም ጀጋኑ tdf ትግራይ ጅግንነት ዝዝንተወላ ሚድያ እያ❤💛🥰
@merigalhagereseb21
@merigalhagereseb21 8 ай бұрын
ዋዕሮ ሓፍተይ ዘለኪ ኣዴበትን ትሕትናን መግለፂ ኣልቦ ኢኺ ብልፅቲ ጅግና ሓወይ ካዓ እንካዕ ብሰላም ተመለስካ❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 8 ай бұрын
መዓረይ ፅብቅ ፍሽክታ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ወዲ ህዝቢ
@መቢጋልማርያምጽዮን
@መቢጋልማርያምጽዮን 8 ай бұрын
❤❤ጎይታዋይ 😢ምእታና ኩሉ ኳይንኩም 😢
@fioriselihom6506
@fioriselihom6506 8 ай бұрын
Enqae beslam Awixiaka Goyta zemnkum kulu Goyta yikbrelue ❤❤🙏
@berhanalami806
@berhanalami806 8 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 8 ай бұрын
ተመስገን ጓይታዋይ ማርያምን በታ ፈትኡ ክሉ ግዜ እየ ዝዝክሮ ኣበይ ይህሊ እናበልኩ እንካዕ ተረፍካ ጅግና ሓወይ ውላድ ካኣ ፈጣሪ ክህበኩም እዩ❤❤❤❤
@ውቅሮዛዓደይ
@ውቅሮዛዓደይ 7 ай бұрын
ኣብየት ላዛ ደስ ክብለካ 🥰🥰🥰እንኳዕ ካኣ ተረፍካ😢
@MebrhitHaftu
@MebrhitHaftu 8 ай бұрын
እንቃዕ ብሂወት ኣትረፈካ ፈጣሪ ጅግና ሓወይ 🥰🥰🥰
@fsedfsd-ch9fk
@fsedfsd-ch9fk 8 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ተመስገን ጋዜጠኛ እውን ጎበዝ እኪ ማዓረይ ናይ ምድማፅ ተውህቦኪ ብልፅቲ
@fretigray12
@fretigray12 8 ай бұрын
ወዲ ሓፍተይ ጅግና TDF ❤❤❤
@user-wk6dh1ik2o
@user-wk6dh1ik2o 8 ай бұрын
እንካዕ ቢሂወት ኣለካ ዛምስሊ ኩሉ ጊዜ ይጥቀመላ ንይረ❤️🙏
@salamsalam1464
@salamsalam1464 8 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ተረፍካ ክዉር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@ዓዲኣላትኒ
@ዓዲኣላትኒ 8 ай бұрын
ጎይታዋይ እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ💛❤
@yeshem
@yeshem 8 ай бұрын
ጀጋኑና
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 8 ай бұрын
ጀግና ሓወና አንኳዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏🧡❤🧡❤🧡❤
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 8 ай бұрын
የኔ ጅግና 👑👍👍👍💊💊🥰🥰🥰❤❤💪💪💪💪✊✊✊
@Vip-j8f
@Vip-j8f 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሓውና❤❤❤
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጀግና ተጋዳላይ ትግራይ
@tirhaswelu
@tirhaswelu 8 ай бұрын
Thank you for your service TDF 🙏❤️‍🔥👏
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 8 ай бұрын
ኣሰይ ጽቡቀይ ወደይ እንቃዕ ተረፍካ❤❤ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ እንቃዕ ጎረቤትኩም ኮንኩ! ለዋህ ህዝቢ ትግራይ❤
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 8 ай бұрын
ክቡር መጠን ነብሱ የክብረካ እዩም የቀነይለና ዝያዳይ❤
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 8 ай бұрын
Frewini ❤❤❤mearey
@KdsanKdsan-w6c
@KdsanKdsan-w6c 8 ай бұрын
ማዓዝ እዩ ክልቁቅ❤❤❤
@HfgfGejd
@HfgfGejd 8 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካ ጅግና❤🎉
@TreDge-v9l
@TreDge-v9l 8 ай бұрын
ጀግና ትግራይ❤❤❤❤
@Alame-e5w
@Alame-e5w 8 ай бұрын
ኣሰይይይ ኣታ ጅግና❤❤❤❤
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 8 ай бұрын
❤❤❤❤እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ጋዜጠኛ ሄሉየ ንፍዕቲ ጋል አኮይ ማዓረይ።❤❤❤
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ነዚ ምስክር ኣብቀዐካ ጆግና ተጋደላይ ❤❤❤❤
@SalamSalam-of1rb
@SalamSalam-of1rb 8 ай бұрын
ጀግናሐወይ❤❤❤❤
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 8 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Hayat-sg3ui
@Hayat-sg3ui 8 ай бұрын
Enkuae baselam terefka jegnaway ❤❤❤❤
@ruthnahom5997
@ruthnahom5997 8 ай бұрын
ዕንኴዕ ረኣናኻ መዓረይ 💞 ጎይታ ይመስገን 🙏
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
I am glad that The Lord God saved your life and met your wife safe. I thank you for your service. May the Lord God bless you and shine upon you, in Jesus' precious name l pray.
@ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል
@ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል 8 ай бұрын
ጀግና ትግረ ዋይ ትዲየፍ ኣገንዕ ❤❤❤❤❤❤
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 8 ай бұрын
Jigina T D F Y love you man😍😍
@mebratbanki5836
@mebratbanki5836 8 ай бұрын
Enkao bselam terefka jgnana ❤❤❤
@assefagidena8796
@assefagidena8796 8 ай бұрын
ምስጢር ተዘውፂኡኹም ዘሕሸ ኢዩ አሕዋተይ አይተውደኤ
@tigraweti6377
@tigraweti6377 8 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጎይታዋይ❤❤❤❤
@DfJt-pp1oj
@DfJt-pp1oj 8 ай бұрын
tdfይking👑💊💊💊💊🙏
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ 8 ай бұрын
ተመስገንን እንኳዕ ተረፈካ ማዓረይ🥰♥️
@KifleAbraha-h1j
@KifleAbraha-h1j 8 ай бұрын
ኣጆካ ዝዓርከይይይ,,,,,
@meleymeley9137
@meleymeley9137 8 ай бұрын
ጅግና ብሂወት ተረፍኻ
@محليههكعو
@محليههكعو 8 ай бұрын
ጀግና ወዲ ዓደይ
@titinotitino2910
@titinotitino2910 8 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካ ጀግናና
@aishaais8070
@aishaais8070 8 ай бұрын
❤❤❤ ብሩህ ይኹን ልቅድሜኻ❤❤❤
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግነና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 💚😘
@ሊሊትግራወይቲ-በ6አ
@ሊሊትግራወይቲ-በ6አ 8 ай бұрын
ጅግና 💞💘💘✝️
@fderfeet7866
@fderfeet7866 8 ай бұрын
ተዛካር ካብ ዓይንኻ ዘይርሕቅ ፎቶኡ🥰
@ksuksu-t2r
@ksuksu-t2r 8 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካልና ጅግና ሓወይ❤
@DanielZewde-f2w
@DanielZewde-f2w 8 ай бұрын
ታርኽ ዝሰራሕካዮ ጽቡቕ እዩ ምንጋር ምክንያቱ ታርኽ ነባርን ናብ ውልድ ዝመሓላለፍ ኩቡር እዩ❤❤❤❤❤ ኮይኑ ግና ነቶም ምሳና ዝነበሩ ቡጾት ዝሰርሕዎ ታርኽ ብኽብሪ ዝተሰዉኡ ውን ሽሞሙን ታርኾሙን ትዝርብ እና በልና ንዛረብ የሕዋት ከም ሓበሬታ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@Gulomukadwit
@Gulomukadwit 8 ай бұрын
እሰይ ተመስገን እንኳዕ ቢህይት ሃለካልና ወዲ ዓደይ🥺❤️
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 8 ай бұрын
እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 8 ай бұрын
ዋውውው እንኳዕ ተረፍኻ❤❤❤
@BjkBb-g3g
@BjkBb-g3g 8 ай бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ጂግና ሓወይ❤❤❤
@Selam-q3f4k
@Selam-q3f4k 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዛሓወይ❤
@Abi-bj8qv
@Abi-bj8qv 8 ай бұрын
ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
@mili12619
@mili12619 8 ай бұрын
ማዓረይ እንኳዕ ብሂወት ተመለስካ ጅግና ሓወይ❤️🙏
@mmn9247
@mmn9247 8 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤❤እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ዝሓወይ🎉🎉🎉❤❤❤❤
@GgGg-rp6os
@GgGg-rp6os 8 ай бұрын
እንቆዕ ብስላም ተመለስካ ሓለፎም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጅግና
@MG-su4nh
@MG-su4nh 8 ай бұрын
Jeganuna respect ❤
@YohannesTesfaye-c1x
@YohannesTesfaye-c1x 8 ай бұрын
ናይ ሙቀለን ትግራይ ዘረለባ እንትን ዝብልዋ አይትውዳእን
@tesfayhailu9117
@tesfayhailu9117 8 ай бұрын
ጅግና እንካዕ ተረፍካ ሓወይ ናተይ ዝተረፈ ዕድመካ ዝተባረከ ይኩን
@fryat.mewcha
@fryat.mewcha 8 ай бұрын
እንቃዕ ብሂወት ኣትረፈካ ፈጣሪ ጀግና ሓወይ❤❤❤
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 8 ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና tdf ቤዛ ህዝቡ❤❤❤❤
@albadrabadr4585
@albadrabadr4585 8 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካ ሰጋረይ💓💓💓
@HfhfGgfg-mt5hq
@HfhfGgfg-mt5hq 8 ай бұрын
Temsegan 🙏
@meleytsegay
@meleytsegay 8 ай бұрын
ክብሪ ኣሎኒ ነዓኹም ❤❤❤❤❤
@lauradavidson3630
@lauradavidson3630 8 ай бұрын
God bless you bro ❤
@ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል
@ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል 8 ай бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ተመገን❤❤❤❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 8 ай бұрын
ጎይታዋይ እግዚአብሔር አምላክ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ❤
@MULEY12
@MULEY12 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ሓወይ
@ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል
@ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል 8 ай бұрын
ጀግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 8 ай бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ሪመይ ♥️
@FsdfCsef
@FsdfCsef 8 ай бұрын
enekae. bslam .tmlsk.zhawu❤❤❤❤
@موستيابرها
@موستيابرها 8 ай бұрын
ጂግና ሓውይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay 8 ай бұрын
እንዃዕ ፈጣሪ አትረፈካ❤❤❤ሀውና
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 8 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓውና❤❤❤ እዚ ኣይግበአኩምን ነይሩ ❤🙏
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 8 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍኻ ክቡር ሓወይ
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 8 ай бұрын
Thank you for your service brother!!!
@ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል
@ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል 8 ай бұрын
እንጓዕብሰላም ተመለስካ ዋድነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@alulaberhe4507
@alulaberhe4507 8 ай бұрын
Halefom arkey enka beselam terfka
@zaharazahara502
@zaharazahara502 8 ай бұрын
ጎይታዋ🎉🎉🎉🎉🎉🎉 እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ሳምሪጋልትግራይ
@ሳምሪጋልትግራይ 8 ай бұрын
መዓረይ እንካዕ ብሂወት ተመለስካ ጅግና ሓወይ🙏❤❤
@WerkiGminkial
@WerkiGminkial 8 ай бұрын
ሓየተይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤
@HdJf-s1i
@HdJf-s1i 8 ай бұрын
ማዓረይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 8 ай бұрын
Egziabher. mesakum. yekun. Ahwatey. Uaye. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿❤️🌿🕊️🤔
@hdhud9018
@hdhud9018 8 ай бұрын
ወዲ ሰፈረይ ማአረይ❤❤❤❤
@mghsw3508
@mghsw3508 8 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግናና💪💊💖💖💖
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ 8 ай бұрын
ጎይታዋይ እንኳዕ ተረፍካ ❤❤❤
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ 8 ай бұрын
ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ❤❤❤
@swswots6782
@swswots6782 8 ай бұрын
ጅግና❤
@Biniseluቢኒሰሉ
@Biniseluቢኒሰሉ 8 ай бұрын
Welcome ❤
ቆይታ ከታጋይ ተስፋይ ጋር
Horizon Free Media ሆራይዝን ነፃ ሚዲያ
Рет қаралды 821
She wanted to set me up #shorts by Tsuriki Show
0:56
Tsuriki Show
Рет қаралды 8 МЛН
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
6:22
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН