Рет қаралды 125
Ybrah Mesfun
እዛ ግጥሚ እዚኣ ነቲ ድሕሪ ምእሳር ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ኣንጦንዮስ ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኣብ ኤርትራ ዘላ ኦርቶዶክስዝተፈጸመ ዓገብ ብምባል ፣ ነቲ ሽዑ ዘጋጠመ ብመንግስትን ናቱ መስቀል ዘንጠልጠሉ መሳርሕቱን ምስያም ዘይሕጋዊ ፓትሪያርክ ብትሪ ዝገሰጸጸትን ዝኾነነትን ኢያ