ድምፃዊ ንጉሰ ኣባዲ - ኣብ ቀዛሕታ

  Рет қаралды 66,658

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

ብበረኸት መኮንን ተዳልዩ ኣብ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ ዝቐርብ መደብ

Пікірлер: 248
@imissmama3978
@imissmama3978 4 жыл бұрын
ኣበይ ኣለኹም ኣፍቀርቲ እዚ መስትያት ባህሉ ንጉሰ like ኣይተውሕድሉ፡ ርሑስ ኣውዳእመት ከኣ።
@ove6164
@ove6164 4 жыл бұрын
ተጋሩዋይ ግን ንምንታይ ኢኩም ላይክ ምግባር ዘይትፈትው?? ንጉስይ my best💘 በሬ ሽኮር💓
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 4 жыл бұрын
ሓበሻ ኣብ ዘይናትና እዩ ዘፍትወልና
@ove6164
@ove6164 4 жыл бұрын
ዋላ10m veiws እኮ 10k ጥራሕ ኢካ ትረክበሉ🤔
@ove6164
@ove6164 4 жыл бұрын
@Ephrem tubeእሺ ምዓረይ
@ove6164
@ove6164 4 жыл бұрын
@Ephrem tube ኣሜን🙏 ንኩለና ክብረተይ💓
@user-cq3zs7ku4r
@user-cq3zs7ku4r 4 жыл бұрын
💗💗💗💗💗💗
@yelenannhaluksabzelena3783
@yelenannhaluksabzelena3783 4 жыл бұрын
ኩሩዓት ተጋሩ ንኩሉኩም ሩሑስ ኣውድኣመት ይግበረልኩም ካብ ሓዉኩም ኤርትራዊ
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 жыл бұрын
Amen amenn amenn
@Aman-pc5pm
@Aman-pc5pm 4 жыл бұрын
ኣየ ላዛ. ኣየ ድምፂ. ኣየ ትሕትና ንጉስ ኩርዓት ተጋሩ ኢካ!! We always love you long live
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 жыл бұрын
ዳዊት ነጋ ይምፃእ ትብሉ እስከ ኢድኩም ልላዕሊ
@user-lh6hy7oq4l
@user-lh6hy7oq4l 4 жыл бұрын
☝️
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 жыл бұрын
Derafi koynu zeysmeani dawit Nega
@johnnyjohnny7080
@johnnyjohnny7080 4 жыл бұрын
ቧች ደራፊ ድዩ ኮይኑ🙄🤔
@tglove7635
@tglove7635 4 жыл бұрын
@@johnnyjohnny7080 ዘዊደሮ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 жыл бұрын
@@user-lh6hy7oq4l አረ ኣይኽፈሎን በይዛኹም subscribe ግበሩለይ #shewitentertainment
@user-ig9xo1xj3e
@user-ig9xo1xj3e 4 жыл бұрын
ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ፈዛዛት በቃ ኣብዚ ኣይትሳተፉን ኢኩም ፎእ ኣቱም ሓደ ሓደ እስከ በጃኩም like ታይ እያ ጸገማ
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 4 жыл бұрын
ዞማይ ሽኮር ርሑስ ብዓል ፈሲካ ይግበረልኩም ደቂ ዓደይ ካብ ሕማቅ ነገራት ኣምላኽ ይሓልኩም 🙏🙏🙏💛💖💑
@user-ks9zp7dx4j
@user-ks9zp7dx4j 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እዞም ተጋሩ ማራ የ ድፈትዎም ኣጆኹ ብሰንኪ ናይ ኪሮስ ዝደርፎ ማራ ንጉሰ ውን ማራ የ ድፈትወካ! ተጋሩ ንበሩ ኩበሩ! ኮምኡ ውን ንቀዛሕታ ሸው ካብ ልቢ የድንቀካ!!!! ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ የ !! በጃኹም ሰላምናን ፍቅርናን ንሓልዋ የመስግን!!
@galtigray8701
@galtigray8701 4 жыл бұрын
ሶሎምን ሃይሌ አቅርበልና በርከት
@fnankaleab7051
@fnankaleab7051 4 жыл бұрын
I'm from Eritrea.But l love Tigray singers well come Nguse we are waiting .
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 жыл бұрын
ንጉሰይ ከፈትወካ ምዓት ደቂ ትግራይ ማዓረይ ኣብ ዉሽጥን ወፃእን ዘለኩም እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ሰሰናዩ ናዓኩም ብሩክ ኣዉዳኣመት ይግበረልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኮሮኖ ዉን ካብ መድሪ የጥፈአልና
@mikifisseha901
@mikifisseha901 4 жыл бұрын
ብባህላዊ ደርፈታቲካ ሕጉሳት እና
@user-kf3zk6hb2y
@user-kf3zk6hb2y 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን
@asadaetho3618
@asadaetho3618 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 жыл бұрын
@@mikifisseha901 አረ ኣይኽፈሎን በይዛኹም subscribe ግበሩለይ #shewitentertainment
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 жыл бұрын
@@asadaetho3618 አረ ኣይኽፈሎን በይዛኹም subscribe ግበሩለይ #shewitentertainment
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 жыл бұрын
ታጋሩ ግን ፀረ ላይክ ኣይትኩኑ
@user-jm5ro8wv3j
@user-jm5ro8wv3j 4 жыл бұрын
ንጉሰ ኣባዲ ሓደ ካብቶም ኣዝየ ዝፈትዎም ዓቢ ኣርቲስት ኢኻ ኮንሰርት ኣብ ጀርመን ኔርካ ካብ ርሑቕ ቦታ መጺኤ ግን ኣይመጻኻን ኣይጠዓሞን ኢሎሙና ጠፊእካና ግን ሕጂ ርሑስ በዓል ኣፋሲካ ንኩሉ ኣማኒ ክርስትና ኤርትራ & ኢትዮፕያ እግዚኣቢሄር ክኣ ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣየና ሓውኹም ኢየ ኤርትራዊ ተጋሩ የሕዋተይ
@user-fi7nj5ko2l
@user-fi7nj5ko2l 4 жыл бұрын
ንጉስ ሽኮር ሓበነ ትግራይ ❤👉🇻🇳😍 እስከ like
@Rahel248
@Rahel248 4 жыл бұрын
Wow Nugus we love you from🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇭🇲, 👍👍💓💓💓
@user-wi5zq8cn6e
@user-wi5zq8cn6e 4 жыл бұрын
ንጉሰ ኣባዲ ዘማይ እንኳዕ ደሓን መፃካና ጅግና ግርማ ዓዲ 💐🌷💓እንኳዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ትግራይ መዓረይ ንብዓል ፋሲጋ💖💘💓ካብ ሕማም ኮሮና ፈጣሪ ይሰውረና🙏🙏🙏
@alialrefaie4801
@alialrefaie4801 4 жыл бұрын
ኣሜን
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 жыл бұрын
@@alialrefaie4801 አረ ኣይኽፈሎን በይዛኹም subscribe ግበሩለይ #shewitentertainment
@SaraSara-wn1iz
@SaraSara-wn1iz 4 жыл бұрын
ኣሜን
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 4 жыл бұрын
እንካዕ ንበዓል ፋሽጋ #ትንሳኤ ብሰላም ብጥዕና አብፀሐኩም ልዓመታለ ብሰላም ብጥዕና የፅንሐና እስቲ #ተመስገን ንበል
@user-ig9xo1xj3e
@user-ig9xo1xj3e 4 жыл бұрын
ዋውውውው ተጋሩዋይ i love you እስከ like i love you too በሉኒ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ልባዓል ፈሽጋ ኩሉክም ኣመንቲ ክርስትና🙏🙏🙏
@atakltiyeheysh1376
@atakltiyeheysh1376 4 жыл бұрын
የቀንየልና ኩቡር ሓውና ንጉሰ (ዘማይ) ቀፅለሉ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ዘማይ ሽኮር ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኩሉ ግዝየ ባህላዊ ክትደርፍ እዩ ባህግና ስሕል ድምፂ ወዲ ትግራይ ክሕሎ
@galtigray8701
@galtigray8701 4 жыл бұрын
ሶሎምን ሃይሌ
@kibattsegay7211
@kibattsegay7211 4 жыл бұрын
ዘማይ)ብጣዕሚ እና እንፎትወካ
@mikihabesha1660
@mikihabesha1660 4 жыл бұрын
አረ ዝወዲ ከፀልለኒ ደሉ ናይቲ ኩቡር ኣቦና እናዘየመ ዶ/ር ኪሮስ ❤❤❤❤😭
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 4 жыл бұрын
አብ ዓዲ ዉሽጥን ወፃእን እትነብሩ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ተጋሩ ተዛረብቲ ትግርኛ እንካዕ2012ዓ/ም ባዓል ብርሃነ ትንሳዕየ አብፀሐኩም አብፀሐና እዛ ፀልማት ማዓልቲ ሓሊፈ ስደትና አሕፂሩ ገፅ ዝናፈቅናዮም ስድራና መተዓቢትና ጎሮቤትና ዓይኒ ንዓይኒ የኽበና ንኩቡራት ስድራይ ን ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ሩሑስ ባዓል ትንሳኤ ንጉስ ናይ ጥበብ ጎታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በረከት አከዳድንኡ ዝፈተኽምዎ ንዓይlike
@asdfhxidheidksk2dsaa604
@asdfhxidheidksk2dsaa604 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@hdgbdjdj122
@hdgbdjdj122 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@salam3709
@salam3709 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 4 жыл бұрын
@@salam3709 አሜንንንን
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 4 жыл бұрын
@@asdfhxidheidksk2dsaa604 አሜንንንንንንን
@technosammsung7445
@technosammsung7445 4 жыл бұрын
ንጉሰይ ብርሃን ገፁ ዛማይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ምስ ምሉእ ስድራካ። ሩሑስ በዓል ፋስጋ ይግበረልና ፈጣሪ ሕማም ኮሮና የጥፋአልና።
@hulumbesher1099
@hulumbesher1099 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣርቲስ ብህልን ስነ ቃልን ህዝብይ ዝሓዘ ካብ ኣካዳድንኡ ኣካማክማ ፀጉሩ ኣንደበተ ሩቱዕ ናይ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ትግራዋይ ኣርቲስ ሎሚ ሪአ 🌹💕
@user-mf5rv1lr7p
@user-mf5rv1lr7p 2 жыл бұрын
ዋውውውው ብጣዕሚ እንፍትዋን እንኽብሮን ድምፃዊ ንጉስ ኣባዲ ኣቦ ትግርኛ አብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ወዲ ትግራይ ክሔሎ ❤️❤️💋💋💋💋💋💋💋💋💊💊💊💊
@heluhabeshawit3283
@heluhabeshawit3283 4 жыл бұрын
ንጉሰይ ብርሃን ገፁ 😘 እንኳዕ ኣብፀሐኩም ደቂ ሩባይ🙏
@KhanKhan-cj5ye
@KhanKhan-cj5ye 4 жыл бұрын
ንጉሰ ሓወይ አታ ጅግና ከመይ ድካ መፀለል ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ቀፅልሉ እንካዕ አብፅሓካ ንበዓል ፋሲካ ሩሑስ ባዓል ፋሲካ ይግበረልኩም♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@ሩባናሚድያ
@ሩባናሚድያ 4 жыл бұрын
መግለፂ ቃል ስኢነልካ ንጉስ እምበር ንጉስ ካብ ኪሮስ አለማዬህን እያሱ በርሃ ቀፂልካ ናይ ባሓቂ ንጉስ ኢኻ♥
@user-tn4vg4wh6k
@user-tn4vg4wh6k 4 жыл бұрын
ንጉሰ ብጣዕሚይ ተስፋ ዞሎዎ ድምፃዊይ እዩ
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 жыл бұрын
ንጉሰይ ቤኪየይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም
@ermilove685
@ermilove685 4 жыл бұрын
#ንዓዚዝን&ሰሎሙንን #እባ #ኣቅርበልና #pls
@askalkahsay2874
@askalkahsay2874 4 жыл бұрын
ፅሩያት ደቂዓደይ ናብ በዓል ትንሳኤ እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም እግዛብሄር ከዓ እዚ ሕማም ዚ የጥፈአልና
@kewanisium2643
@kewanisium2643 4 жыл бұрын
ኪሮስ ኣለማዮ ቢኤሪትራውያን ውን ፉቱው ኢዩ
@fddgtdcg9168
@fddgtdcg9168 4 жыл бұрын
ንጉስአባዲ ሓወይ ብጣዕሚ እየዝፈትወካ ዕድመን ጥዕና ሃይ ካ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 жыл бұрын
@@fddgtdcg9168 አረ ኣይኽፈሎን በይዛኹም subscribe ግበሩለይ #shewitentertainment
@hagostasfu971
@hagostasfu971 4 жыл бұрын
ደስ ባሀሎ ደቂ ህዝቢ
@letuhgerwmaryam4805
@letuhgerwmaryam4805 4 жыл бұрын
ንጉስየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሽኮር
@gualtigray2524
@gualtigray2524 4 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍ንጉስ ትግራይ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ፠ ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን ፠ ኣሠሮ ለሰይጣን ኣግኣዞ ለኣዳም ፠ ሰላም እምይእዜሰ ፠ ኮነ ፍሥሓ ወሰላም።” እንቛዕ ናብ ብርሃነ ትንሣኤ ብሰላም ኣብጽሓና!!! ✝ “በዓለ ትንሣኤ” ትንሳኤ ማለት እንታይ ማለት እዩ? ተንስአ ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ዝተወርሰ ክኸውን እንከሎ ትርጉሙ ኽዓ ምትንሳእ/ምትሳእ፤ ኣተሳስኣ፥ተሰአ ማለት እዩ። ፠ ፋሲካ እስራኤል ዘስጋ ዘኽብርዎ በዓለ ካብ ባርነት ግብጺ ናብ ናጽነት ፡ካብ ሓዘን ናብ ሓጎስ ዝተሰጋገርሉ በዓል እዩ። ናይ ሓድሽ ኪዳን በዓል ፋሲካ ግን እስራኤል ዘነፍስ ካብ ሓጢኣት ናብ ጽድቂ፡ ካብ ሓሳር ናብ ክብሪ ዝተሰጋገርናሉ ዓቢ መንፈሳዊ በዓል እዩ። * ፋሲካ ኣብ ብሉይ ኪዳን ንናይ ሓዲሽ ኪዳን ኣማናዊ ፋሲካ ምሳሌ እዩ። እታ ብመሪር መግዛእቲ ፈርኦን ዝሳቐዩላ ዝነበሩ ሃገር ግብጺ ብሲዖል ትምሰል፡ ከመይ ክሳዕ እቲ ጐይታ ዓለም ክርስቶስ ብኣካለ ነፍስ ናብ ሲዖል ወሪዱ ነፍሳት ዘውጽኣላ ግዜ ኵሎም ጽቡቕ ኮነ ሕማቕ ዝገበሩ ሲዖል ይሳቐዩ ብምንባሮም። እታ ዳሕራይ ዝወረሱዋ ከነኣን ድማ ብገነት ትምሰል ምኽንያቱ እስራኤላውያን ካብቲ ናይ መግረፍትን መግዛእትን ቦታ ወጺኦም ሰላምን ጽጋብን ከም ዝረኸቡ እግዚአብሔር አምላኽ ድማ ነተን ኣብ ሲዖል ዝነበራ ነፍሳት ናብ ገነት ናብ ናይ ጥንቲ ርስቲ ኣቦና አዳም መለሰን። እስራኤላውያን ካብቲ መቕዘፍቲ በዂሪ መዓት ናጻ ክወጹ ዝኸኣሉ ብደም ናይ እቲ ተባዕታይ ገንሸል ከም ዝኾነ ንሕና’ውን በቲ ኣማናዊ ደም ገንሸል መድኃኒናን ፈጣሪናን ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ባርነት ነጻ ወጺእና። እቲ ገንሸል ብዘይ ሓንቲ በደል ተሓሪዱ ንእስራኤል ዘሥጋ መድኃኒት ከም ዝኾኖም ጐይታናን ፈጣሪናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ከይበደለ ምእንቲ በደልና ከጥፍእ ንሞትና ወሲዱ ሕይወት ሂቡና፡ ኣብ ቀራንዩ ቅዱስ ስጋኡ ብምቊራስ ክቡር ደሙ ብምፍሳስ ካብ ሓጢኣት አድኃነና ካብ ማእሰርቲ ሲዖል’ውን ፈትሓና። ከምቲ ዮሐንስ መጥመቕ ዝመስከሮ “እነሆ ኃጢአት ዓለም ዜርሕቕ ገንሸል አምላኽ” (ዩሐ. 1፤29)። እቲ ናይ ኦሪት ገንሸል ናብ ኣማናዊ ዝኾነ ሓላል ገንሸል ተቐይሩ፡ እቲ ንሰማይን ምድርን ዝፈጠረ አምላኽና አብ ክንዳና ሞተ። ካብቲ ዝነበርናዮ ኩነኔ፡ ንሞት ብሞቱ ስዒሩ ካብ ግዝኣት ዲያብሎስ ሓራ አውጸኣና፡ እቲ ሓቀኛ ፍቕሩ ድማ ብወርቅን ብሩርን ዘይኮነስ ብቅዱስ ስጋኡን ክቡር ደሙን አብ ክንዳና በጃ ብምሕላፍ አድሓነና (1ጴጥ. 1፤18-19)። ብዕለት ዓርቢ ከኣ ብዓጸደ ነፍስ ናብ ሲኦል ወሪዱ ነቶም ካብ ኣዳም ጀሚሩ ክሳዕ እታ ዕለት ኣብ ሲዖል ዝሳቐዩ ዝነበሩ ነፍሳት ገፊፉ ናብ ገነት ኣእተዎም። “ከምቲ ኩላቶም ብኣዳም ዝሞቱ፡ ኩላቶም ድማ ብክርስቶስ ሕያዋን ክኾኑ እዮም” (1ይ ቆሮ. 15፤22) ብድሕሪ እዚ ሰለስተ ለይትን ሰለስተ መዓልትን አብ ከርሲ መቓብር ድኅሪ ምሕዳር ከምቲ ዝበሎ ብዓቢይ ሓይልን ስልጣንን ካብ ሕቱም መቓብር ተንስአ። ካብ አዳም አትሒዙ ሞት አብ ደቂ ሰባት ነጊሱ ነበረ፡ ሕጂ ግና ብዕለት ሰንበት ፍርቂ ለይቲ ንሞትን መቃብርን ስዒሩ መግነዝ ፍትሑለይ መቓብር ክፈቱለይ ከይበለ ተንስአ። በዚ ድማ ካብ ባርነት ሓጢኣት ናብ ዘለዓለማዊት ሕይወት መንግሥቲ አምላኽ ኣእትዩና፡ ካብ ሕጂ ንድኃር ግና ሞት ዕዳ ኣይኮነናን እዩ። ትንሳኤ ክርስቶስ ነዓና በዂሪ ምዃኑን ክርስቶስ ከም ዝተንስአን ደቂ አዳም ኩሎም ከም ዝትንስኡን እቶም ብዓይኖም ትንሳኤኡ ዝረኣዩ ሓዋርያት መሃሩ። ብርሃነ ዓለም አቦና ቅዱስ ጳውሎስ ንሰብ ቆሮንቶስ አብ ዝጸሓፎ መልእኽቱ ከምዚ ይብል “ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ ተቐብረ ኸኣ፡ ከምቲ እቶም ጽሑፋት ዝብልዎ፡ ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ’ውን ተንስኤ፡ ንኬፋ፡ ድሓር’ውን ነቶም ዓሰርተው ሓደ ተራእየ፡ ድኅሪኡ ዝበዝኁ ካባታቶም ክሳዕ ሎሚ ዘለው፡ ገሊኣቶም ግና ደቂሶም ዘለው፡ ካብ ሓሙሽተ ሚእቲ ንዚበዝሑ ኣኅዋት ብሓንሳእ ተራእየ። … ሕጂ ግና ክርስቶስ ቦኹሪ እቶም ዝደቀሱ ኮይኑ ካብ ምውታን ተንስአ። ስለዚ ከምቲ ሞት ብሓደ ሰብ ዝመጽአ፡ ከምኡ ከኣ ትንሳኤ ምውታን ብሓደ ሰብ ኢዩ ዝመጽአ። ከምቲ ኩላቶም ብኣዳም ዝሞቱ፡ ከምኡ ድማ ኹላቶም ብክርስቶስ ሕያዋን ኪኾኑ እዮም። …” (1ይ ቆሮ. 15፤1-22)። ካብ ናይ ጐይታ ትንሳኤ ንደሓር ምሟትን ዘይምሟትን አብ ኢድና እዩ። እቲ ጐይታና ዝደምሰሰልና ኃጢኣት ባዕልና እንተዘይዓዲምናዮ ኣባና ስልጣን የብሉን። ከምቲ ሓዋርያ ያዕቆብ ኣብ መልእኽቱ ዝበለና “ዓስቢ ሓጢኣት ሞት እዩ” (ያዕ. 1፤15) ንዝተሳዕረ ዲያብሎስ ባዕልና ፈቲና እንተፈቒድናሉ ኣብ ልዕሌና ግዝኣቱ ክምስርትን ብመቑሑ ክኣስረናን እዩ። ስለዚ ንሕና ብደም ክርስቶስ ከም ዝተዓደግና ፈሊጥና በታ ጸባብ መገዲ ተመላሊስና ነታ ዘይትኃልፍ ዘለዓለማዊት ርስቲ መንግስተ ሰማያት ወረስቲ ንኹን። ✝ ትንሣኤ ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡- ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብፍቓዱ ሞይቱ፡ ብኽብሪ ተቐቢሩ፡ ሰለስተ መዓልትን ሰለስተ ለይትን ኣብ ከርሲ መቓብር ብምግባር “መግነዝ ፍትሑለይ መቓብር ክፈቱለይ” ከይበለ ብገዛእ ስልጣኑ ብዘመነ ማርቆስ ሰንበት መዓልቲ ፍርቂ ለይቲ ተንሰአ። ጎይታ ዝተቐበረሉ ዓርቢ ናይ ምሸት ዝተንሳኣሉ ድማ ሰንበት ፍርቂ ለይቲ እዩ። ስለዚ “ከመይ ኢሉ እዩ ሰለስተ መዓልትን ሰለስተ ለይትን ኣብ መቓብር ገበረ ዝበሃል” እንተተባህለ፥ ዓርቢ ኣብ ሰለስተ እያ እትኽፈል ካብ ንግሆ ክሳብ ዓሰርተ ክልተ ብርሃን ነበረ፡ ካብ ዓሰርተ ክልተ ክሳብ ሰለስተ መሬት ጸልመተ ለይቲ ድማ ኮነ፡ ካብ ሰለስተ ክሳብ ሽዱሽተ ብርሃን ኮነ ከም መዓልቲ ተቆጽረ ክልተ መዓልቲ ኮይኑ ኣሎ፡ ካብ ሰዓት ሽዱሽተ ብምሉኡ ለይቲ ስለ ዝኾነ ካልኣይ ለይቲ ኮነ፡ ቀዳም ካብ ንግሆ ክሰብ ሰዓት ሽዱሽተ፡ ሳልሳይ መዓልቲ፡ ካብ ሰዓት ሽዱሽተ ክሳብ ዝተንሳኣሉ ሳልሳይ ለይቲ ይቑጸር። ሰለዚ ከኣ ሰለስተ መዓልትን ሰለስተ ለይትን ተባህለ።
@user-zp9gn1xx4p
@user-zp9gn1xx4p 4 жыл бұрын
ንጉስ ኹሩዓት ትግራይ
@galtigray8701
@galtigray8701 4 жыл бұрын
Solomin hayle akrbelna berket
@kewanisium2643
@kewanisium2643 4 жыл бұрын
ኣብ ቃል ንጽናዕ ብጣዕሚ ትርጉም ዘለዋ ስራሕ ኢያ። ጥበብካ ተንጸባርቕ፡ ብቕዓት
@user-ir8rf9ve2v
@user-ir8rf9ve2v 4 жыл бұрын
በረከተይ ሰለሚን ሃይለ ኣምፀኣልና ብጣዕሚ እየ ዝሃርፎ ኣነ ብወገነይ
@umnhm100
@umnhm100 Жыл бұрын
ዋውው ንጉስ ኣቦ ጥበብ ብኩሉ ዉድእ ከምዚ እዩ ጥበብ ዝባሃል ቀፅለሉ ብዙሕ ኢና ንፅብ ካባካ
@alemalem2
@alemalem2 3 жыл бұрын
ንጉሰይ ኩቡር ሰብ ኢካ ትሕተኛ ለባም ክብረትየሃብካ ፈጣሪ
@abrahamdesta6231
@abrahamdesta6231 4 жыл бұрын
ዋውውውውው ብጣዕሚ እንፈትዎን እነኽብሮን ድምፃዊ ንጉስ ኣባዲ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ።
@user-nx7mu9dn6b
@user-nx7mu9dn6b 4 жыл бұрын
ሰሙን ሃይለ ኣመፀኣልና
@mer0nkahsay601
@mer0nkahsay601 3 жыл бұрын
መራፊእኻ ደጉተርየ ብጣዕሚ እየ ዝ ፈትወካ
@user-ss7wl5vp1f
@user-ss7wl5vp1f 4 жыл бұрын
ንጉስዬ አድናቂህ ነኝ
@user-wj4bv8fe7o
@user-wj4bv8fe7o 4 жыл бұрын
Negeye Adinakih negn kitilibet Wendimeye
@azmarino6117
@azmarino6117 4 жыл бұрын
He is a one of my best tigrigna singer's, keep up
@user-jt5ud2ot5k
@user-jt5ud2ot5k Жыл бұрын
ንግስይ ንጉስ ትግራይና
@user-mf5rv1lr7p
@user-mf5rv1lr7p 2 жыл бұрын
ሳሎምን ሃይል ኣመፀአልና ብጅካ❤️❤️❤️💊💊💊💋💋💋👌
@babudejen1843
@babudejen1843 4 жыл бұрын
Wwww በርየ ከጸብቀልካ ባህላዊኪዳን ጅግና ሩሑስ ባዓልፋስጋ ይግበረልካ ይግበረልና ኣመንንን
@naserathyope8621
@naserathyope8621 4 жыл бұрын
ምሽም አወደአመት ላይክ ከይተውሕዱ ንጉሰ አባዲ ንፍዕ አርትስ እዩ።
@tedroshadgos3619
@tedroshadgos3619 4 жыл бұрын
ንጉሰ ኣባዲ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ እት ትገብሮ ዘለካ ናይ ትግራይ ባሃል ንክዓቢ እልካ ስራሓ ናብ መድርክ ሕዝካ ሰለ ትመጽእ ሰለ ዘለክ ብሽም ትግራይ ህዝብ ከመስግነክ ይፈቱ አጁካ በርትዕ ብዝሑ እና ንፅበ ካባካ
@user-yg8fo4ts5x
@user-yg8fo4ts5x 4 жыл бұрын
ኩርዓት ተጋሩ ንጉስ ሽኮር ኣነስ ክፈትዎ መክበሪ ባህሉ ብሉፅ ድምፃዊ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ
@user-kf3zk6hb2y
@user-kf3zk6hb2y 4 жыл бұрын
እረረረረ ሰለሙን ሃይለ ኣቅርበልና
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 4 жыл бұрын
Kkkk kabey u kemxio kab America
@kidushailay3025
@kidushailay3025 4 жыл бұрын
ንፉዕ ወዲ! ብፍላይ ትሕትንኡን ሥርዓቱን ደስ ክብለካ!!! ብኩሉ ላዛታት ትግራይ ምድራፉ ከዓ ዝያዳ ብሉጽነቱ የርእየካ።
@haphtom617
@haphtom617 4 жыл бұрын
Great Job Bereket. Your show is becoming awesome. Thank you Nuguse. Keept it up
@merigalwukro1865
@merigalwukro1865 4 жыл бұрын
Ngusey shkor ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ♥♥
@genetbrhane5987
@genetbrhane5987 4 жыл бұрын
Selomin kunamlak zetekribo kezahta program betam enwedewalen
@abrhamabrhan1400
@abrhamabrhan1400 4 жыл бұрын
ዘማይ zemay ንፉዕ ሙሉኩዕ
@yrgakiros1131
@yrgakiros1131 4 жыл бұрын
Woow Tanx Becky Love u Nguse Zomay❤️❤️❤️
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
እውይ ናተይ ማዓር ፍትወተይ እዚ ጅግና ሰብ ክፈትዎ ማዓት ኩልመናኡ ደስ ክብል ማዓት ወዲ ትግራይ ማዓረይ ኣጆኻ ንፉዐይ 🌾🌻🌻🌺💛❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛🌾🌾🌼🌼🌼ደቂ ትግራይ ማዓር ወለላ ወለላተይ ምቅረተይ ፍትውውውውውውውው 😗😗😗😗😗😗😗 ፍትውትውውው እየ ዘብለከሐም ኣምላኽ ይሓልወኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ምቁራት😗😗😗😗
@user-kf3zk6hb2y
@user-kf3zk6hb2y 4 жыл бұрын
ንጉስ ኣነስ ክፈትወካ ንመላእ ተኸተልቲ እምነትክርስትና እንኳዕ ኣብፀሐኩም ቤኪየ ሰልየ ኣምፀአልና
@girmahunhayelom9869
@girmahunhayelom9869 4 жыл бұрын
I am proud of you. Both Nigus and Beki. Wish you all the best.
@salam3709
@salam3709 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 жыл бұрын
Nugus abadi .btaemi ena Nfetweka edme na tiena yhabka kbretey AMEN AMEN AMEN 🙏🏾🙏🏾
@user-ok7rb1tj5d
@user-ok7rb1tj5d 4 жыл бұрын
ዓኽኽኽ ስደት ረሳሕ እዚ ፈዲኻኒ ካብ ዝፈትዎም ሰድራይን ድወትን ፈላሊኻኒ አይዞኹም ግን ክሳብ ዝምለስ እምበር ክሳብ ዘለኹ ኣብዛ ዓለም አብ እምነተይ ክፀንዕ እየ ኣሰይ ፅሩያት ተጋሩ እንኳ ዕ ናትና ኾንኩም ብስሚዒት እየ ፅሒፈያ ብፍላይ ናይ ኪሮስ ኣለማዮ ምስ ደረፍካ ንጉሰ ፅሩይ ትግራዋይ
@user-vi5il6pu2q
@user-vi5il6pu2q 4 жыл бұрын
*እስኪ ናይ በረኸት ኣከዳድና ትፈትው ኣለኹም ዶ እውይይ ኣነስ ከፀልለኒ እዩ ዝብል ከምዚ ግርማ ዘለዎ ስብኣይ።ንዘይፈልጠካ ባዓል ገዛይ ሓደ ነገር ፍለጠለይ ከም ናይ በረኸት ክትከውን ኣለካ ፈታዊ ዓዱ ፈታዊ ባህሉ ኣከዳድንኡ ከምኡ ኩነለይ በጃኻ።ኣባዲ ንጉስ ካኣ ብጣዕሚ ዘድንቐካን ዝፈትወካን እየ ቀፅለሉ*
@gideygebreslasse6169
@gideygebreslasse6169 4 жыл бұрын
Bteami ane nbealey doctor artist kiros alomayoh estay eye zblo beteley tsegurka
@alemgerye7993
@alemgerye7993 4 жыл бұрын
ፈታዊ ዓዱን ባህሉን እዩ አመስግነልና
@asekoeneymbetamdesylegnneb6206
@asekoeneymbetamdesylegnneb6206 4 жыл бұрын
edme tena yhabka hawey natey mukur tigrway
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 4 жыл бұрын
ንጉሰይ ኣቦ ትግሪና😍😍😍
@jcfug3355
@jcfug3355 4 жыл бұрын
Wawwewww nguse abadi enkae bselam mexaka ka selemin hayle akrbelna💓💕💖💔💖💗💗
@mozapogbagalwukromozapogba7039
@mozapogbagalwukromozapogba7039 4 жыл бұрын
Ndawit wezamey akrbelna ngusey wenam
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ንጉስ ኣባዲ ጅግና
@rozaa33m9
@rozaa33m9 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሓላል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንመላእ ህዝበ ክርስቲያን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 4 жыл бұрын
ንጉሰየይ ሓወይ ወዲ ዓደይ ጥዑም ድምፂ ናፉቅናካ እምበር ሓሊፉ ግዜ ፈቃድኡ መራዓታት ጎይላ ምሳካ ክንሓድር ለይቲ ዛጓዕ ናበልና ገዛ ዘሊልና ክንኣትው እፉ ተራኢንኪ እኮ ግዜ ንእስነተይ ዳማ ብጣዕሚ ዓቢካ ኣሻብ እዩ
@wedikeshi2875
@wedikeshi2875 4 жыл бұрын
ኩርዓት ናይና ኣቦ ጥበብ
@tigelove2102
@tigelove2102 4 жыл бұрын
ንጉስ ኣታ ጅግና
@hailushhailush8635
@hailushhailush8635 4 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃእኻ ዘማይ ርሑስ በዓል ፊስካ ይኩነልካ
@tigringapluss6925
@tigringapluss6925 4 жыл бұрын
Nzomay like neay comment 🇪🇷
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 4 жыл бұрын
Zemay ሽኮር
@user-jh6nx7fs7w
@user-jh6nx7fs7w 4 жыл бұрын
ዋውው ደስ ባሃልቲ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@mahelatekebede2350
@mahelatekebede2350 4 жыл бұрын
ሰላም ንጉሰ እንኳዕ አብፀሓኻ
@brhanmulubrhan5005
@brhanmulubrhan5005 4 жыл бұрын
ቡኡነት ብምንታይ ከም ዝገልጾ ንንጉስ ኣባዲ ዳግማዊ ኪሮስ ኣለማዮህ ዳርጋ ዘይሞተ ብጣዕሚ ተስፉ ዘለዎ ብምንታይ ከም ዝገልጾ ቃላት ሓጺሩኒ
@goodplaza9637
@goodplaza9637 4 жыл бұрын
ብመጀመርያ እንዃዕ ንባዓል ፋሲካ ኣብፃሓና ንመላእ ህዝበ ክርስትያን ብምቅፃል ካብዚ ንዓለምና ኣዝዩ ኣስጋኢ ዝኾነ ሕማም ቫይረስ ኮረና እግዚኣብሄር ብደቂ ሰባት ናይ ባዕልና ሽግር ዝፈጠሮ እዩሞ ከም ዘምፀአ ባዕሉ ይምሓረና ክብል ይፎቱ። ብተወሳኺ ንኽቡር ድምፃዊ ንጉሰ ኣባዲ ምስ ቀዛሕታ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ኣዝዩ እዩ ደስ ኢሉኒ። ስራሕካ ቀፅለሉ ደስ ባሃሊ እዩ ብጣዕሚ ኣድናቒ ኻ እየ ስለ ዘለካ ሓፈሻዊ ትሕትናወን ኣዝየ ይንእዶ።
@zemiabreha7090
@zemiabreha7090 4 жыл бұрын
Zemarias hotel, I was there last year it's nice hotel I love it full internet ,food, the people etc,,,,, everything 👍👍
@user-vo6sb7dg1o
@user-vo6sb7dg1o 4 жыл бұрын
ፍረ ዘነበ ባ ኣቅረበልና
@teweldetesfay7431
@teweldetesfay7431 4 жыл бұрын
ጥዑም ጥዑም ንጉስ ዙማይ ድምፅኻ ክራርካ።ናይ ዶ. ኪሮስ ኣለማዮ ብጣዕሚ ስለዝፈትዎ ክትደርፍ ከለኻ ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ
@mohammedseid6413
@mohammedseid6413 Жыл бұрын
በፈጠራችሑ ንጉሥ አባዲን አገናኙኝ በጣም እወደዋለሑ በቃ ማገኘት እፈልጋለሑ
@bizeta6163
@bizeta6163 4 жыл бұрын
You should first of all introduce your guest by asking him or her about their "DIHRI BAYTA" where they were born, where they were educated and raised then you can go on and ask them about their musics or acts and other experiences and about their general profession or careers. Please also invite Timnit Wolday & Solomon Haile on your next shows, thanks.
@keritrea9400
@keritrea9400 4 жыл бұрын
Selam wid adey jeganu ❤️💛❤️
@wintanakfele1489
@wintanakfele1489 4 жыл бұрын
Nugus kem shmu ❤❤❤❤ beki selomn hayle akrbelna pls tnx
@gideygebreslasse6169
@gideygebreslasse6169 4 жыл бұрын
Nguse enqae dehan metsaka enqae nbeal fasika abtsahakum deki halall meryet ❤💛❤💛
@kunamawedisheraro8918
@kunamawedisheraro8918 4 жыл бұрын
Merhab ❤❤❤🇻🇳👈
@sarhberhesara3792
@sarhberhesara3792 4 жыл бұрын
Ngus shkorrŕrrŕ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️🎁🎁
@destawegahta8572
@destawegahta8572 4 жыл бұрын
ርሑስ በዓል ፋሲካ ይምነየልኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ ግን ቤኪ 2 ሕቶ ኣለዋኒ ቅድሚ ሐዚ ሓቲተካ ነይረ (መ )መልሲ የለን? ጊርካያ እኮ 1 ሰሎሞን ሃይለ 2 ግእዝ ባንድ ኣቅርበልና እዞም ባንድ እሶም ብጣሚ ብዙሕ ስሪሖም ግን ድማ ምድያታት ክቀርብሉ ዘይከኣሉ ምክንያት እንታይ ዩ :: ብ ከመይተጀሚሩ? ብግሎም ድዮም ዝሰርሑስ ወይስ ብመንግስቲ እዚ ኩሉ ፍቅር ብዙሕ ዓመት ብጣዕሚ ክብሪ ክባሃዎም ይግኣ ኣነ ዓንዲ ትግራይ ኢለዮም አለኹ እስኹም ከ ????
@user-ve1mu2bu3h
@user-ve1mu2bu3h 4 жыл бұрын
Nugus kubur seb fetawa bahalu
@user-jc1kr5sr9v
@user-jc1kr5sr9v 4 жыл бұрын
ዳዊት ነጋ ኣመፀእልና
Underwater Challenge 😱
00:37
Topper Guild
Рет қаралды 47 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,2 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 6 МЛН
GERE EMUN PART 192 | ገሬ እሙን ክፋል 192
39:28
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 236 М.
ርኢቶይ ኣብ ጉዳይ ሙሳ ዓብደላ
12:43
Bakri Humed
Рет қаралды 185 М.
ድምፃዊ ገብሩ ፋኖ ኣብ ቀዛሕታ - Kezahta - Gebru Fano
58:50
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 26 М.
Michael Belayneh - ሙሉ አልበም_  Non Stop _ Ethiopian New Music 2024
1:00:08
ዳንኤል ተኽሉ (ዶ/ር) ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት
1:47:44
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 2,7 М.
Underwater Challenge 😱
00:37
Topper Guild
Рет қаралды 47 МЛН