KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ንበዝሒ ላይክ ዝረከባ ተሸለምቲ ዝገርም ዝርያ#share @selamtsegaysmile9152@gereemunentertainment@neshnesh_show
16:41
እዝዩ እቲ ምስጢር ኣብ ክሽኔ ስሉጥ ዝገብሮ || Selam TV
14:47
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
6:22
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
52:18
번쩍번쩍 거리는 입
0:32
tusi mote mote Ho #shorts #trending #TusiMoteMoteHo #SadiJaanDeTusi mote mote ho Sehnaaz Gill
0:13
ሓደ ጎማ ክንደይ ኪሎ ይሕዝ?
Рет қаралды 13,455
Facebook
Twitter
Жүктеу
1500
Жазылу 9 М.
ግርማ ኣድኣ Grma adea Channel
Күн бұрын
Пікірлер: 266
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ቆንጆ ቭድዮታት ብሕቶክን መሰረት ክለቀልክን እየ #ላይክ #ሸር ግበራለይ🙏🏻ድሕሪ ዛቭድዮ እዚኣ ከ ታይ ክለቀልክን ትደልያ #ድርዒ ዶ #ኮቦርታ#ጤቃዶ ወይይ ሱፋት ዶ #ጋቢ ዶ ሓሳብክን ኣብ# ኮሞትዝለዓለት ላይክ ዘግነየት ሸር ክብለልክን እየ ስልኪ ቁፅሮም ድማ 0564059522እና 0546468795 በዚ ደዊልክን ትረክበኦም ትክእላ ኢክን ብእምነቶም እሙናት እዮም ከይትጣራጠራ #Love you🥰🫶🏼
@መሪ-የ7ቸ
4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ❤❤
@marbayname
4 ай бұрын
ደስ ዝበለኪ ማዓረይ ሰላምኪ ኢና ንደሊ❤❤❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@marbaynameየቀየለይ ክብረተይ🥰🙏🏻
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ
4 ай бұрын
ጎማ አብአቶም ከፍ አቢልና ንመልእ ንኽእል ዲና ማለት አብ ዝሞቸየና ላገዛእና ክስካብ ዝመልእ ጎማ ኸ ካብ ባዕላቶም ድዩ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ እወ ትክእሊ ኢኪ ክንዲ ዝደለኪ ማዓልቲ ተቅምጥዮ ትክእሊ ኢኪ ምንም ኣይብሉን
@SSAA-h1v
4 ай бұрын
እዝዉተይ ኣጀኪ ንዓና ዝጥቅምኢኪ ሸር ኢልኪ ወለላይ እግዚኣብሔር ምስኪ🙏❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ምስ ኩላትና ማዓረይ🥰🙏🏻
@denkeneshame1816
3 ай бұрын
ጎቦዝ ማዓረይ ቀፅልሎ❤❤❤
@ሜሪጓልሱሑለይ
Ай бұрын
ፅቡቅተይ ደሰ ክትብል በሰመኣብ ትሕቲናኣ።
@BreGere19
4 ай бұрын
ማዓረይ ፡ ትቃዳማይ ፡ ደረጃ ፡ ድርዒ ፡ አባ ፡ ኣርአና ፡ ❤❤
@BeriAlemeshet
4 ай бұрын
ሰለም ግርማዋይ እንኳዕ ሰላም መፃኪ ምዓዝያ ትለቀልና ኢለ ናተፀበክኪ ነይረ ዛምበተይ ብጥዓሚ ኢና ነምስገን ዛሓፍተይ❤❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ገንዘብክን ዛምበተይ🥰🙏🏻
@rahwaal863
4 ай бұрын
Halaley ydelyeki eye nere emo rkibki ❤❤❤baalki gzieiki eba laakley anes bereka kine zhaftey maare bjaki bmaryemku ❤❤
@YyYy-c5g4c
4 ай бұрын
የቀንየልና🙏❤
@YyYy-c5g4c
4 ай бұрын
ሓሳብ ልቢኪ የስምረልኪ🙏❤ እግዛብሔር ኣብ ዝፈቀደካ እየ ኣትገደሲ ናይ ሰብ❤❤❤❤
@ሄሩጓልምህረይ
4 ай бұрын
የቀንየልና ዛሓፍተይ ማዓረይ ናዓኪ የምስለና❤❤❤
@እመቤቴሰላምልበይ
4 ай бұрын
የቀንየልና ብዙሕ ተማሂርና❤❤❤
@RewinaYemane-z1h
4 ай бұрын
ዘይረአኹዎ ፀኒሐ እምበር ዳ ቡሩር ክተርእይኒ ነይርኺ ማዓረይ ❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@RewinaYemane-z1h ኣብ ቀፃሊ
@RewinaYemane-z1h
3 ай бұрын
@@Channel-wj3xl እሺ ዝሓፍተይ
@SeidiUmer
4 ай бұрын
ቀፅረ ሰደደለየ
@GeniTube1214
4 ай бұрын
ዋዉ ጎበዝ❤❤❤❤
@wswits1098
Ай бұрын
💗💗💗
@ሰብክቡርእዩ-ጀ6ቀ
4 ай бұрын
ንቡኡ ዝፈቱ ሰብ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ኣነ ኣቦይ ዓለመይ እዩም❤ እግዚአብሔር ብሰላም የራክበና ስደትና ኣሕፅሩ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@ሰብክቡርእዩ-ጀ6ቀ ኣሜን ማዓረይ🥰🙏🏻
@Eikram-u2v
4 ай бұрын
ደስ ትብል ምቅርቲ❤😊
@salams7331
4 ай бұрын
ምቕርተይ ዘን ናይ አዴታትና ናይ ሸዋዓተ አንስቲ ክንደይ ሱፍ ናይ ወለድና ከ ክንደይ እኒኦ ካቡኡ ካዓ አብ ክንደይ ወርሒ ያአቱ ዛበይተይ ❤❤❤❤
@ghgh6482
4 ай бұрын
ግርማዊተይ ብማርያምኪ ድሕሪ ዛቪድዮ እዚኣ ድርዒ ና ኾንፎርት ኣምፅእልና ኣብ ሳብያ ዛምቤተዋይ♥😘
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@ghgh6482 እሺ ማዕረይ ሸር ግበራ ከሽዑ
@TsuscsBshag-uc8ow
4 ай бұрын
des Bahli Germaway Yekniyelna naki Yemselna Akuhki L Beselam Yetyelki Zeyaday❤
@selamselam3599
4 ай бұрын
ደስ ብሃሊ እዩ🙏የቀንየልና
@salamasalama1266
4 ай бұрын
በርሚን እባ ኣበይ ይግዛእ ምዓረይ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@salamasalama1266 ኣብ ሱቅ እኒኤኪ ዋላ ኣብቲ እንዳ ሓበሻ
@ጓልትግራይእየ
4 ай бұрын
ብሰላም ይእተወልኪ ዛሓፍተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Eyerus-v8j
4 ай бұрын
ብሩር እና ወርቂ ኣምፅእልና መዓረይ 🥰ምስ ኣድራሽኡ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@Eyerus-v8j ወርቂ ሰሪሐ እየ ኣቲኪ ረአዮ ብሪ ኣብ ቀፃሊ
@ብዓልቲተስፋ
4 ай бұрын
ውይ ግርማየ ማዓረይ ስደቲኪ የሕፅረልኪ ዝሓፍተይ ብሰላም የእቲኪ 😢
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@ብዓልቲተስፋ ኣሜን ክብረተይ ንኩላትና🥰🙏🏻
@ሃይማኖት_ማሓሪ
4 ай бұрын
ግረማዊት ሓፍተይ ቪድዮኺ ካብ መጀመታ ክሳብ መወዳእታ ርኤዮ ደስ በሃሊ እግዚአብሔር ብሰላም መሬት ዓድኺ የርግፅኺ ንዓና እውን ንዓኺ የምስለና ክብረተይ እና ናይ ኩሉ ዋጋ ነጊርኽና ኣለኺ ናይ ትራንስፖት ኸ ኽንደይ ማለት እየ ንሓንቲ በርሚል ወለላይ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@ሃይማኖት_ማሓሪ በቃ እዩ ማዓረይ ዝክፈል የብሉን ንሰን ብቻ እየን ከሊእ መግዚእኪ ብቻከም ንብረትኪ የቀንየለይ ክዓ
@aasaas7284
4 ай бұрын
የቀንየልና ክብረተይ ኣነውን ማዓዝ እየ ዝልእክ ታዓዲልኪ ብሰላም ይእተወልኪ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ኣሜን ማዓረይ ኣይዘኪ ሓደ ማዓልቲ ትልእኪ ኢኪ
@ብዓልቲተስፋ
4 ай бұрын
ብሰላም የእትየልኪ ዝሓፍተይ🎉🎉
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ኣሜን ማዓረይ❤
@gimaymeharena9236
4 ай бұрын
Kemey hadrki shkorina ❤ Entay dea seb shenkolel tebli nay tmali videoki rieyo eye Abu slki kusrki neru Abti Bermil(kargo)so .. fkadegna diki kidwl entezeykone bruk mealti sesbuki neaki dehan kuni ❤you ⚘️💔
@mulukaksay1803
4 ай бұрын
የቀንየልና ሓፍተይ ማዓረይ ናዓኪ ዉን የምስለና😍😍😍🙏🙏
@AlWakel-y8l
4 ай бұрын
ግርማና ሓፍተይ እንካዕ ብስላም መፅእኪ ዘበተይ❤
@سميره-ص3ي
4 ай бұрын
ግርማና ሓፍተይ ናብ ዓደ ሐንቲ ጀውሊ ተመለኢለይ ማዓርይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ተመስገንአምላኬ-ጰ1ጘ
4 ай бұрын
ብሰላም ይእተወልኪ ግርማዊተይ ❤
@gjkg2801
4 ай бұрын
እሰይ.ገበዝ ❤❤❤
@SAVAHaftu
4 ай бұрын
መጀመርታ ብሰላም ይእተ ምስ አውፃእኪዮ ግን ንገርና ኽንደይ ከምዝኻፈልኽ
@AlganeshTekulu
4 ай бұрын
ብሰላም ይእተወልኪ ማዕረይ ❤❤❤❤❤
@AlWakel-y8l
4 ай бұрын
ንብርትኪ ብስላም ይእተወልኪ
@አስኪዩቱብ
4 ай бұрын
ወወወ ደስብ ይብል ዝያዳይ 🎉🎉ብሰላም ይርተወልኪ ሳወዲ ዲኪ ዝኔኪ ኩዊት እየ አነ ና ብጣዕሚ አክብረሞ ቀርጽ 28&30kd ብዝይ መልአኪ ና ሀገረይ ምግዛእ ይሕሽኒ ኢለ ገዲፈዮ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ኣሜን ማዓረይ🙏🏻
@merigaltewahdo1460
4 ай бұрын
ብኣማን ካርጎ ምልኣክ ትክእላ ኢክን ኣሕዋት ላብ ለለክንኦ መፂኦም ክመልእልክን ይክእሉ እዮም ልደለክንኦ ንብረት እውን ገዚኦም ሒዞምልክን ክመፁ ይክእሉ እዮም ዙ 100 መጠቅለሊ ልብለው እውን ኣይተረደአንን ጎማ ዶ ይጥቅለል እዩ ኣንሕና ኣብዚ ሰሙን ሊእክና መመዘኒ ጥራሕ ኢና ከፊልና ስለዚ ብኣማን ካርጎ ምልኣክ የሐሸክን እሙናት እዮም ብዙሓት መሓዙተይ ብኡ ሊኢከን ብሰላም ኣቲለን እዩ ስልኪ ተደሊክን ክህበክን ይክእል እየ❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@merigaltewahdo1460 ኣማን ካርጎ ደንጋዪ እዩ 8ወርሒ ዝገበረ ንብረት ዘይተረከበኦ እኒአዋ
@gimaymeharena9236
4 ай бұрын
Tsbktey kemey wilki nay mewedata melkti eya tegediski melsley ab Kinder kiflezemen dina zelena bdhri hji aykshfelkin eye mknyatu b tefetroy seb mrbash skezeyfteweni ksab msht zelo gze melski kisbe eye ❤⚘️
@HiwanTube
Ай бұрын
ስልኮም እባ ተሓባበርና
@YyYy-c5g4c
4 ай бұрын
ምቅርቲ❤❤
@seluselu6245
4 ай бұрын
ባዕልና ኣብገዛና መሊእና ተወሰድናዮ ከ ክልእኩልና ይክእሉ ዶ?
@ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
4 ай бұрын
ዌልካም ጋሻ እየ ንገዛኺ መቅርቲ❤
@ጓልtgray
4 ай бұрын
Yeqenyelna marey anewun demam aleku kileiku tekoynom kilek iye❤
@ኣቢጋልትግራይ-ቨ8ጸ
4 ай бұрын
ብማይ ይወዳእ ግርማዋይ❤❤❤❤
@ShsgegSbdhgd
4 ай бұрын
የቀንየልናዝሓፍተይ ጎቦዚ❤❤❤❤
@ፍረዕባይኣፅቢወንበርታ
4 ай бұрын
ዛብያ ኣለኩ እናሲ ድልክ በርበረ ስድለይ ኣብ እንዳ መዳመይ ከይሰርሕ ርግምቲ እያ ድልክ በርበረ ክትሰርሕለይ ደልየ ነይረ ❤
@Fhgv-n4c
4 ай бұрын
ስልኪ ናይዞም ዝፅዕኑ ለአክልና ሓላለይ❤❤❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ኣብ ኮሞት ኣብቲ ብድዮ ውን እኒኦ
@user-debrehayleti
4 ай бұрын
ኣብ ዓዲ ምስ ኣተወ ከ ል ሓደ በርምን ክንደይ ቀረጽ የክፍሉ ኣብ መቀለ
@ስንታዮህፊደለይኢኺድንግል
4 ай бұрын
ሠላም ግርማየ ተናፊቅኺ ብሱሩ ዋይ😘😘😘😘😘እንቋዕ ብሠላም መጻእኺ❤❤❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ዘማሪት ስንታዮ ማዓረይ ዋላ ኣነ ናፊቀክን 🥰🥰🥰
@aass1998
4 ай бұрын
የቀንየልና ግርማየይ❤❤❤❤
@SalamaAlamo
4 ай бұрын
ኣበይ እዩ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@SalamaAlamo ሳብያ
@ጋልትግራ
4 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@Gerzhr
4 ай бұрын
ብጣዓሚይ ደስ ባሃልይ
@ፍረጥዕማይ
4 ай бұрын
ደሰባሃሉ💚💚
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
4 ай бұрын
ፅቡቅ እዩ ዝያዳይ ግን ኩሉ ነገር ካብ ካርቶኑ ተትውፅእዮ ተመራፂ ነይሩ ቀረፅ ክበለዐኪ እዩ ናይ ንግድ እዩ ዝመስሎም❤
@መሪ-የ7ቸ
4 ай бұрын
@@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ ሳብስክራይብ ማዓረይ
@Gal__madam
4 ай бұрын
የቅንየልና ማዓረይ😘❤
@መሪ-የ7ቸ
4 ай бұрын
የቅንየልና ዝያዳይ❤❤
@zahrazahra4839
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉
@LemLemLemLem-e1k
4 ай бұрын
ግርማየይ ለባም ክፈትወኪ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Fs3C3
3 ай бұрын
እንትትይ
@DhdhDhdhdhdhdh-u5m
4 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@susususu-w9q
4 ай бұрын
አንቲ መዓረይ ነጋዴ ዲኺ ናይ ሰብ ከ ትወስዲ ዶ ንመቐለ❤🎉
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ኖኖ ኣይኮንኩን ናባዕለይ እዩ
@EhheDheh-l4b
3 ай бұрын
ሓሳብ ልብኺ የስምረልኺ
@ህወ
4 ай бұрын
ሐዚ አነ ገዛይ መልአዮ ግን ወሰዶሞ
@user-debrehayleti
4 ай бұрын
የቀንየልና መዓረይ ግን ካርጎ ዝልእኩ ዓምልኪ ተልዮም ኣላልይና ኣነ ኣብ ርያድ እየ ግን ክለእኽ ይደሊ እየ
@ተስፋልበይ
4 ай бұрын
ኣነ ዝላአኩዎ ኣሎ ብቆንጆ ቅርሺ ንሱ ምስ ኣተየ ክነገርኪ ሞ ብኡ ትልእካ
@user-debrehayleti
4 ай бұрын
@@ተስፋልበይ እሽኒ ክብረተይ ብሰላም ይእተ 🙏
@ተስፋልበይ
4 ай бұрын
@@user-debrehayleti አሜን ዛናተይ ኣሙ ዩቴብ እየ ምስ ኣተወ ክነገርክን እየ ብኡ ከይተስእንኒ ሳብክራይብ በልልይ
@user-debrehayleti
4 ай бұрын
@@ተስፋልበይ እሺ ህያበይ ግን ኣሙ ዝብል ብዙሕ እዩ ዘሎ ገይረ ንስኺ ዶ ትኾኒ
@uguc7808
4 ай бұрын
ዓዲ ምስ አተወ ቀረፅ ክንደይ ይውድእ ንገርና Please
@AhmedAli-l5u6j
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😮😮😮
@daddvadf289
4 ай бұрын
ክሓተኪ እንዶ ፅብቅተይ ትናይ ሸኤን ክዳውንቲ ምስ ላስቲኩ ዲኪ ትሰድዮስ ኣወፂክዮ ደርብክዮ ከመይ ይሐይሽ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ፍርቁ ኣዊፂአዮ እየ ዝተወሰነ እየ ምስ ላስቲኩ ገይረዮ እንበር
@Tete-sx2hg
4 ай бұрын
ትጎማኽ ክንደይ ወጉኡ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@Tete-sx2hg 150
@TsegaNguse-f6x
4 ай бұрын
Edmana tenana yhbke
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ኣሜን ዝያዳይ🥰🙏🏻
@RahelTube-2127
4 ай бұрын
ትበርሚን ኣየኑ ይሓይሽ ግርማነሸይ ዝለማፅዶ ዋላ ዝሓደ መልስለይ❤❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@RahelTube-2127 ሓደ እዩ ኩሉ ግን ፀቢብ ኣፉ ግበርዮ
@RahelTube-2127
4 ай бұрын
@@Channel-wj3xl እሹኒ ዛምበይተይ የክብረለይ ደሞ እፈትውሻለሁ ኣጆኪ በርትዒ ዛናተይ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@RahelTube-2127 🥰🙏🏻
@ኤደንሓፍቲተጋዳላይነገስወ
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@samsa1249
4 ай бұрын
ናይሰብ ነገርስቕ በሊዮ ምቅርተይ ቖንጆ እዩ ፍድዮኪ እና ኣበይ ቦታ እዩ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ሳብያ ስቅ ዳክል ማዓረይ
@sabai12167
4 ай бұрын
ግርማዋይ❤❤❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ማዓረይ🥰
@ድግልማርያምኣደይ
4 ай бұрын
አሕዋተይ ሰላም ኣምላክ ይብዘሕልክን አረ በጃክን ስራሓ ረእያ አብጅዳ 💔
@HabibaAhl
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@محمدمحمد-ت9
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Mare-qb9xr
4 ай бұрын
❤🎉🎉
@selamselam894
4 ай бұрын
4 goma gen katsre aybzhikini
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ንሪኦ ገና ግን ክደውንቲ ዝበዝሕ ሰለዝኮነ ብዙሕ ኣየክፍሉንይ
@samrisamri3521
4 ай бұрын
Kab Germany nab eritrea tfeltyo dikin
@AbxhdBsjs-fl2ec
4 ай бұрын
ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ንግበረላ ንኣና ጥቅሚ ዝደለናዮ ተምፀአልና ንባዕላ እውን ጥቅሚ ንኩለና አዩ ጥቅሚ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ሙሉእሰላምይግበረልና
4 ай бұрын
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍተይ ማሓዛይ ክዳውንቲ እናልኣከት ልዓዲ ተማልእለይ ኢለያ ኡሺ መን እሞ ክገዝአልኪ ኢላትኒ እቲ ሰልኪ ዘቅመጥክልና ኣብ ጅዛን ደዊለሉ 7ሽፈን ንሓንቲ ብሕሳብ 50ኢሉኒ ግርማ እያ ደውልሉ ኢላትኒ ምስ በልክዎ ንሳ እውን ብሕሳብ 45እያ ገዚኣቶ ብከምኡ ክሓስበልኪ ኢሉኒ ኡሺ ኢለ ብምሽዋር ሊእኩለይ 20ቅርሺ ከፊለ ንክዳን 315የቀንየልና ዳርጋ ብጥራዩ ዝረከብክዎ ከይኑ ተሰሚዑኒ እና ድርዕታት እውን ኣርእይና ኣብ ጅዛን ኩሉ እትብስትዮ እውን ስልኪ ኣቅምጢ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ኣሜን ማዓረይ የቀንየለይ ደስ በሃሊ እንካዕ ሃበኪ ማዓረይ ሸር ክብለልክን እየ እሺ ንከሽዑ ሸር ላይክ ላገበርክን ፅንሕና
@GanaaatSlam
4 ай бұрын
ደቂ መዳመይ ንዕነማ አብዛ ፕሮፋይለይ ነኪእክን ደምራኒ አነዉን ኩለክን ክድምረክን እየዋ ዘይብልክን እዉን ክፈታ ይጠቅም እዩ ናይ መዳም ሸበካ ደቂመዳመይንዕነማአብዛፕሮፋይለይነኪእክንደምራኒአነዉንኩለክንክድምረክንእየዋዘይብልክንእዉንክፈታይጠቅምእዩናይመዳምሸበካተጠቀማሉ ❤❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
4 ай бұрын
ለባመይ❤ንባዕልኪ ሓልየን❤እየን❤እና❤ተዝኮነለይ❤ክንዲ ናትኪ❤ምሓወልኩ❤እስኪ ትመክሪ እምበይ ኣይትምከርይ❤ፅሪቲ❤ሓሳብ❤ልብኪ❤የስምረልኪ❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
ኣሜን ማዓረይየቀንየለይ🥰🙏🏻
@avg4628
4 ай бұрын
ነዚ ጎማ ከ ክንደይ ዎግኡ
@Helen-nq6lf
4 ай бұрын
130
@Gerzhr
4 ай бұрын
ብዓድይ ቀረፅ አለዎዶ እስክይ መልስልና
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@Gerzhr እወ ግን ብዙሕ የኮነይ
@AlWakel-y8l
4 ай бұрын
እምናት ድየም እንታ ይብሃል እዙ ካርጎ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
እሙናት እዮም እወ ሱቅ ዳክል ሳብያ እንዳ ህንዲ ተልኪ ማንም እዩ ዝፎልጦም
@ኣዶዳዊት
3 ай бұрын
ብጣዕሚ እዮም እሙናት ኣነዉን ሊኢኮምለይ ነይሮም ❤❤
@ህወ
4 ай бұрын
ግርማየይይ የቀንየልና እሰኪ መልሰለይ ዝኩሉ ገዝእኪ አበይ ትእክውዮ ? ዝደለካዮ ዝሸወጥ ከ አለዎም ዶ ምሶኦም? አብኡ ከ ክሳብ በርምን ትመልእ የቅምጥልካ ዶ?
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
እወ ማዓረይ ላገዛእኪ ኣብኡ ተቅምጥዮ ትክእሊ ኢኪ ክንዲ ዝደለክዮ ማዓልቲ ዋላ ዓመት ክሳብ ንብረትኪ ጠርንፍኪ ትውድኢ ምንም ኣይብሉክን ኣቁሑ ኮቦርታ ሱፍ ላንባድናታት ምናምን ግን እኒአዎም እዩ ኣብ ባዕሎም ካብኦም ተገዚእክዮም ዋላ ዓማውቲ ተቅምጥዮ ትክእሊ ኢኪ
@ህወ
4 ай бұрын
@@Channel-wj3xl እሹኒ ውዴ
@YtyPo-i2w
4 ай бұрын
እሺ ፅቡቁ እዩ ግን ኣብ መቀለ ክነደይ ቀረፅ ኣለው
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@YtyPo-i2w ፅቡቅ እዩ ብዙሕ ኣይኮነንን
@KahsayLemlemkahsay
4 ай бұрын
ተማልኣኒ ኣፍቱ ዉሽጢ ጎማክን ዓርከዋ😮
@Eikram-u2v
4 ай бұрын
ዓዲ ምስ ኣተየማ ብምንታይ ክኽፈት ቁልፊ ምሳኺ ተኾይኑ?
@Channel-wj3xl
3 ай бұрын
@@Eikram-u2v ትሰብርዮ
@ተመስገን-ቨ1ሐ
4 ай бұрын
ኮቦርተታት ናይ ግዛን ዘሪአክና ቁፅሪ አቅምጥልና
@MohammedAhmed-qi6bk
4 ай бұрын
ናይ ደማም ከ ተፈለጠ ተሐብባራና አሓወትይ
@selamselam2754
4 ай бұрын
ናተይ እውን ሕቶ እዩ 🙏
@MohammedAhmed-qi6bk
4 ай бұрын
አግዚአብሔር አምላክ በሰላም የአተዎ ዘሓፍተይ ንዓከ የመሰለና
@ጓልአክሱምፅዮንንአኪዘይከ
4 ай бұрын
በዓልና ግን ክንዕሽጎ ኣይንክእልይ ተገዲስኪ እባ መልስለይ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@ጓልአክሱምፅዮንንአኪዘይከ ትክእሊ ባ ተደሊኪማ
@GffCf-q3e
4 ай бұрын
ርያድ ይመፁዶ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@GffCf-q3e ኖኖ
@abeabatesfay6609
4 ай бұрын
SHEIN ናብ ትግርይ የልአክድ ማዓርይ መልሰለይ ple
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@abeabatesfay6609 ኣይልእኩን
@SSalam-hr1qk
4 ай бұрын
ኣብ ሪያድ ከ የቡሎሙን ወለላይ መልስለይ ዛበይተይ❤
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@SSalam-hr1qk የብሎምን ማዓረይ
@eriilove2812
4 ай бұрын
እቱ ፀብብ ኣፉ ጎማ ክንደይ እዩ ዋጋ ዝያዳይ
@Channel-wj3xl
4 ай бұрын
@@eriilove2812 150እዩ ግን ክቅንሱልኪ እዮም
16:41
ንበዝሒ ላይክ ዝረከባ ተሸለምቲ ዝገርም ዝርያ#share @selamtsegaysmile9152@gereemunentertainment@neshnesh_show
ግርማ ኣድኣ Grma adea Channel
Рет қаралды 1,6 М.
14:47
እዝዩ እቲ ምስጢር ኣብ ክሽኔ ስሉጥ ዝገብሮ || Selam TV
Selam TV
Рет қаралды 12 М.
6:22
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН
52:18
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 434 М.
0:32
번쩍번쩍 거리는 입
승비니 Seungbini
Рет қаралды 182 МЛН
0:13
tusi mote mote Ho #shorts #trending #TusiMoteMoteHo #SadiJaanDeTusi mote mote ho Sehnaaz Gill
seeVi la
Рет қаралды 46 МЛН
2:03
#orthodox tewahedo mezmur (@krstilobe tube)
KRSTILOBE TUBE ( ክርስቲሎቤ )
Рет қаралды 3
12:36
መን ሰዓረ ? ዋጋ ሓደ ሚልዮን መኪና…|ርግኣት ኣሰፋ|Rigat Assefa
Rigat Assefa
Рет қаралды 9 М.
43:53
ንዓዲ ዝላኣኩ ቆናጁ ኣቁሑ👌#like #share #subscribe #ብምግባርቤቴሰብ ኩኑ🫶🏼ኣብ ቀፃሊ ከሪኤክን ትደልየኦ ኣብኮሞት ፃሓፋለይ🙏🏻
ግርማ ኣድኣ Grma adea Channel
Рет қаралды 11 М.
8:03
በ24 ካራት ባህሬን ወረቅ ያሸበረቁ አልጋዎች 0975431497 ሰላህ ፈርኒቸር ወሎ ከሚሴ
ሰላህ furniture
Рет қаралды 14 М.
12:07
ናተይ ደስታ ትምነዩ😍እንሆ በቲ ኣምላክ ዝፈቆዶ ዕለት ቃል ኪዳን ኣስርና
ሪም ቲዩብ Rim tube
Рет қаралды 14 М.
10:19
አነጋጋሪው ህፃን ስም ወጣለት ከደስታው ጀርባ የተሰማው ዕውነት#goldenview #ጎልደን ቪው#medhin#gorastudio#ebstv #seifuonebs#ebc
GOLDEN VIEW ጎልደን ቪው
Рет қаралды 952
18:38
ሓዱሽ ዓመት ኣብ እነክብረሉ ዝገጠመና ነገር 😳🙄
Nueud (ንኡድ) Tube
Рет қаралды 42 М.
21:00
መልሲ ንሕቶኩም ስብኣይኪ መን እዩ?ወዲ ኣበይ ከባቢ እዩ?ስብኣይ ተዘይብልኪ ክምርዐወኪ?#like #share #subscribe ብምባል ናተይ ቤተሰብ ኩኑ💑
ግርማ ኣድኣ Grma adea Channel
Рет қаралды 10 М.
19:06
ዘሐዝን ፍፃሜ 😱 ውፀለይ በባካ ሰንኪ ወደይ ሓሚቁ😭👈 ካብ ኣደይ (መኣዛ)ዘይፅበዮ ነገር 😱 ውሉድ ካብ ውሉድ ኣብሊፃ😱
Afewerki Tsegay Smile
Рет қаралды 39 М.
1:05:30
ዘርኡ ገብረሊባኖስ (ኽቡር ዶ/ር) - ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast - Zerue Gebrelibanos
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 90 М.
6:22
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН