ምግዳል ምስ ከደ ደሃዩ ክረክብ ሃረር እናበልኩ ስልኩ ምስ ሰርሐለይ ብሓጎስ ነቢዐ ግን ኣይደልየክን ኢሉኒ።

  Рет қаралды 2,766

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

Күн бұрын

#ኣቢ #ዛንታ #habesha #ትግርኛ #ebs #ብረይ #ገሬእሙን

Пікірлер: 106
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 18 күн бұрын
አጆኪ ሓፍተይ መዓረይ አምላኽ እንተ ዘይፈቂድዎ ዋላ እቶም ነፍቅሮም ምሳና አይነብሩን እዮም እና ጸሎት ግበሪ ቃል አምላክ ስምዒ በርትዒ ሓፍተይ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
እሺ አቤ ሓፍተይ ኩሉ ምክርኪ አብ ተግባር ከውዕሎ እየ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አቤዋይይይ❤❤❤❤❤
@SelamHaftu-qz3qc
@SelamHaftu-qz3qc 18 күн бұрын
እወ ጎበዚ ዝሓፍተይ እመብርሃን ምስ ፍቁሩ ወዳ ምስኺ ትኹን
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
@@SelamHaftu-qz3qc አሜን መዓረይ
@Genet398
@Genet398 18 күн бұрын
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኩሉ ስብ ትፍቅሮ ምሳካ ኣይነብርን ስለዚ ኣይትደውለሉ ፆሎት ግበሪ መዝሙር ስመዒ ፍጣሪ ናዓኪ ዝኮን ክደለውልኪ እየ 😢
@SanduKasahya
@SanduKasahya 18 күн бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 17 күн бұрын
@@Genet398 እሺ ዘሓፍተይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg 2 күн бұрын
Abiye ለባም 🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤❤
@SelamHaftu-qz3qc
@SelamHaftu-qz3qc 18 күн бұрын
ብሓቂ ደሰ ዝብል ነገሩ ሓቂ ምንጋሩ እዩ እንዃዕ ይፍትወኺ እየ ኣናብለ ሃበኒ ቕርሺኺን ሂወትኺን ናተይ እንደኺ ኣናብለ እንዃዕ ዘይምትላልኪ ዝሓፍተይ ካቡእ ርሕቕኺ ሂወትኺ መሪሒ ኣም ኣምላክ ምስኺ ትኹን ዝያደይ ፆሎት ግበሪ ❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
እሺ መዓረይ የቀንየለይ❤
@GgRr-r4y
@GgRr-r4y 18 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኪ አብተይ መቀረት ናይ ስደተይ❤🎉🎉
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 18 күн бұрын
ብሓቂ ጀግናን ፃዕደ ልባን ብሩኽቲ ሰበይቲ እኺ ንዓኺ ዝተመርዐው ሰብ ዕድለኛ እዩ እና እንተ ናትኪ ኮይኑ ባዕሉ እዩ ዝመፀኪ ክብረተይ እኳዕ ብዕድመኺ ከአይተጨዋተ ዋላ ተረኸብኽዮ አመስግንዮእቲ ሓቂ ስለ ዝፀወካኒ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን በልዮ ምዓረይ ክንደይ አወዳት እዮም ብናይ ደቂ አንእስትዮ ዕድመ ዝጫወቱ ዘለው ስለዚ እግዚአብሔር ይመስገን በሊ ሓድሽ ህይወት ንምስትኽካል ግዜ አለኪ ብፆሎት በርትዒ ናብ እግዚአብሔር ቅረቢ መንፈሳዊ ነገራት አዘውትሪ ናብ መንፈሳዊ ማሕበራት እተዊ ንዑ ዝምርሳዓ ግዜ አይወስደክን እዩ ሓደራ ዝብለኪ አብቲ ዝሓደገኪ ቦታ ከይረኽበኪ ካብቲ ዝተፀበየኪ ንላዕሊ ኮይንኺ አርእይ ምዓረይ❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 17 күн бұрын
@@BdMs-ci3dp እሺ መዓረይ ን ምክርኪ ካብ ልበይ የመስግነኪ
@SelamHaftu-qz3qc
@SelamHaftu-qz3qc 18 күн бұрын
ደመራኒ ደቂ መዳም💖💖
@AsiaHagos
@AsiaHagos 18 күн бұрын
እሺ❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 17 күн бұрын
ደሚረኪ❤
@SelamHaftu-qz3qc
@SelamHaftu-qz3qc 17 күн бұрын
@@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv እሹኒ ወለላይ
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 18 күн бұрын
ታራ እማ ክሕዝ ከይቕድማኒ ሰሚዐ ክምልስ እየዋ😂😂 ፅቡቕ የስመዐና
@tsegatsega238
@tsegatsega238 18 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ💝💝💝
@MerMeri-vi8ti
@MerMeri-vi8ti 18 күн бұрын
🙂😅
@fugytfvstxgg5219
@fugytfvstxgg5219 18 күн бұрын
ኦጆኪ ዝማዓረይ❤
@AwAw-v1v
@AwAw-v1v 18 күн бұрын
❤❤❤ምክሪኺ ብጣዕሚ እዪ ደስ ዝብል ናተይ ቀፅልዬ❤
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 18 күн бұрын
እዋይ ክተሕዝነካ ምቅርተይ😢😢😢 ኣጆኺ ሕማሙ ከቢድ እዩ ግን ንሱ ኣየፍቅረክን ተዝደልየኪ 3 ዓመት ምፅባይ ኣይምኸበዶን 😢
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
እሺ የቀንየለይ መዓረይ
@ጓልተንቤን
@ጓልተንቤን 18 күн бұрын
ኣቢየይ ናይ ሊሊ ዛንታ ደንግክና❤
@JrddHgfc
@JrddHgfc 18 күн бұрын
ብሓቂ አበየ ለባም❤❤😢
@Fra-u3r
@Fra-u3r 10 күн бұрын
❤❤❤❤
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 18 күн бұрын
ተስፋ ቆሪፅኪ ረሓቕዮ ኣይትደውልሉ ተሞርዕዩ ጓል ኣፍቂሩ ኣጥኒሱ ይኸውን እዩ ብዘይ ሓደ ነገር ከምኡ ክብለኪ ኣይኽእልን ብሎክ ግበርዮ ኣጆኺ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 18 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ💝💝💝
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
እሺ የቀንየለይ መዓረይ
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h 17 күн бұрын
​@@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kvኣጀኪ ማዓርይ ንሰኪ ፅብቅ አኪ ሓሰብኩል ሶ አቲ ገለፀ ተዛርባኪ አሉ ወለላይ ናሰኪ በቻ ጥንክሪኪ ሰራሕ ማዓርይ ህይወት ከም ዝሐሰብካይ አይተኾንነ እግዚአብሔር አምላክ ከም ዝሐሰብ እንበር ሶ ኣጀኪ መጀመሪያ ዓላማ ኪ አሰኪዓኪ ዝደለኪዮ ነገር ከትርከቢ እኪ ኣጀኪ ማዓርይ 💜🙏♥️
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 17 күн бұрын
​@useእሺ መዓረይ❤r-fg8xc4xx7r
@slamasl7483
@slamasl7483 18 күн бұрын
ፅቡቅ ወዲ እንኳዕ ደይሸወደክ ግዜኽ ዘይበልዐክ እና ኣጆኽ ጸሎትኽ ግበር❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
እሺ የቀንየለይ መዓረይ
@MkMh-c7q
@MkMh-c7q 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@user-ng7nn5ih6q
@user-ng7nn5ih6q 18 күн бұрын
ኣጀኪ ዝያዳይ ጠንካራ ኩኒ እንኳዕ ግዜኪ ገንዘብኪ ዘየባከነኪ ምስ ዘፍቅረካ እምበር ምስ ዝተፍቅሮ ምንባር ተዋስኦ እዩ ኮይኑ ዝስመዐኒ ግን ኣጀኪ
@user-in1om9vf7i
@user-in1om9vf7i 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-oo6vi6fx1l
@user-oo6vi6fx1l 17 күн бұрын
ብሓቂ እበየ ለባም❤❤❤😢😢
@YoDaha
@YoDaha 17 күн бұрын
እወምስኡ ናተደዋወልኪ ካልእ ክተፍቅሪ ስለዘይትክእሊ በቃቅበፅዮ ምኣረይ ተዘትደዋወልዮ የሐሸኪ ኣጆኪ ኣነውን ከማኪ ነረእየ ብሎክ ዓፅየ ልበይ ብስብሩ ፈጣሪ ለሚነግና ጠቅላልኡ ረሲዐዮ ተመስገን❤ ኩሉስ ይሓልፍ እዩ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 17 күн бұрын
@@YoDaha እሺ መዓረይ
@aataat1524
@aataat1524 18 күн бұрын
ውይ ማዓረይ😢 ኣጀና አሰከ ናትና ነገር መወዳአታ የብልን😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 18 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ💝💝💝
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
እሺ መዓረይ
@ZnabGerie
@ZnabGerie 17 күн бұрын
Ajoki zhaftey
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 17 күн бұрын
እሺ መዓረይ❤
@Alem_1
@Alem_1 18 күн бұрын
አጆኺ ዛሓፍተይ ጠካራ ክትኾኒ ይምነየልኪ😥
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
እሺ የቀንየለይ መዓረይ
@HadasTedros
@HadasTedros 18 күн бұрын
ኣጆኪ ጋልነይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ጠንክሪ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
እሺ መዓረይ
@user-rw9xr4wd5i
@user-rw9xr4wd5i 18 күн бұрын
wellcome❤❤❤❤❤❤
@ZxZx-f3s
@ZxZx-f3s 7 күн бұрын
ሃጠዉ ቀጠዉ😂😂
@fggy9998
@fggy9998 18 күн бұрын
❤❤🥰
@YdtHr
@YdtHr 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@gyytryyff6192
@gyytryyff6192 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SlamAkhyoby
@SlamAkhyoby 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GgFf-hm7eq
@GgFf-hm7eq 18 күн бұрын
❤❤❤❤😢😢😢😢
@sarayan525
@sarayan525 18 күн бұрын
ተስፋ ቆሪፅኪ ርሓቅዮ ሓዱሽ ሂወትኪ ጀምሪ ብዝዓበየ ክአ ፀሎት ግበሪ ዕላማኺ ግበሪ አጆኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 18 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ💝💝💝
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
እሺ መዓረይ
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 18 күн бұрын
ኣፍቃሪት ዘይሓዘ ዝተመለሰ ተጋዳላይ የለን ኣናእሽተን ኣሕዋትና ኣጥኒሶም እዮም መፅዮምና 😂 እና ኣጆኪ ትሞስሎ ሒዙ እዩ ቅበፅዮ😢
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
እሺ መዓረይ
@DfyyyGdgh
@DfyyyGdgh 18 күн бұрын
እ🙄
@user-ec8dv9ex8v
@user-ec8dv9ex8v 18 күн бұрын
@@samerh-ho4py ወይ ጉድ ተጋዳላይ ልዳዋዎሎ አለኒ ይምሐረና እዩ
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 17 күн бұрын
ኣነኸ ተሰዊኡ እዩ ኣፍቃሪት ነይራቶ ዶ ኢለ ሓቲተ💔😭ዘፍቀረ ቀናእ እዩ
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 17 күн бұрын
@@user-ik7vx5hb1w ሓመድ ትብለዐኒ ኣጆኪ ፅሪተይ ኣብ ፍቅሪ ቅንኢ ግቡእ እዩ እንድሕር ዘይትቀንኢ እማ ኣይተፍቅርዮን እና ፅንዓት ይሃብኪ ንጅግና ሓውና ከዓ ሰለክን ሰለይን ሰለ ህዝቡን ዝሓለፈ ጅግና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😭😭
@NdKz-l4g
@NdKz-l4g 18 күн бұрын
tdf ms tdf eina ካላስ ቅበፀኦም ኣብ ስደት ዘለክን 💚💚💚💚💚💚ምስ ዮቅርታ ግን 🙏🙏🙏
@gsgs2241
@gsgs2241 15 күн бұрын
defar😂😂😂😂
@NdKz-l4g
@NdKz-l4g 15 күн бұрын
@@gsgs2241 ሂ ታይ ተገንዩ ደኣ ተጋግዮ ድዮ 😁😁😁😁
@user-ec8dv9ex8v
@user-ec8dv9ex8v 18 күн бұрын
ዋይ ዛሙ ተጋደልቲ ለ ክፊአት ድዮሙ ብዙሕ ይሐልየሎሙ አነስ
@AlemaBerihu
@AlemaBerihu 18 күн бұрын
ኩሉ ሰብ ማዕረ ኣይኳነይ
@selamburuk
@selamburuk 18 күн бұрын
ዋ ንኩሎም ተጋደልቲ ቅድሚ ክፉኣት ድዮም ምባልኪ ነቲ ከምዚ ዝገበረ ሓደ እዩ ነይሩ እሞ ንእኡ ብቻ ክፉእ ምዃኑ ክትገልጺ ነይሩኪ😎
@user-ec8dv9ex8v
@user-ec8dv9ex8v 18 күн бұрын
@@selamburuk ተደጋጋሚ ስለ ልኮነ ሐደለ አፍቃሪቱ ምስኡ ልተጋደለት ሕድግ አቢሉ ስደት ዘላ ይዳዋወል
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px 16 күн бұрын
ጥዕት ዲኪ 2ዓመት ሙሉኡ ኣብ ገል ፀንሐ ግን ምንም ወዲ ሕዘ ኣይፈልጥን ዘይሓትቲ ወዲ የለን ግን ጓል ይመርፁ እዩም ከም ገፅና❤❤❤
@AmalAML-kn7ds
@AmalAML-kn7ds 18 күн бұрын
ንዕነ ሓቢርና ንብኸ ተነፈሰልናስ ልአየለ አይደልየክይይ ኢልኒ እዩዋ ልተሸንዳሕና ሕብረት ንፍጠር መታን ክንበኪ😢😂
@GasBu-oj7kr
@GasBu-oj7kr 18 күн бұрын
ዘብኪ የብልክን ኣጆኪ ጠንካራ ኩኒ ብዘይክኡ ሂወት ከምዝቅፅል ኣርእዮ ወዲ ተከ ወዲ እዩ ዝትካእ
@user-hh8yk9eq1i
@user-hh8yk9eq1i 18 күн бұрын
ፀለኣኪና የነበዐ ማዕረይ ኣኝኪን😂😂😂
@GgFf-hm7eq
@GgFf-hm7eq 18 күн бұрын
የኔ ማር ኣይዛኽ 😂😂😢😢😢😢
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
አጆና መዓረይ
@user-kv3cz6hi1s
@user-kv3cz6hi1s 18 күн бұрын
ማዓረይ ኣጀኪ ጠንካራ ኩን እንታይ ዘብኪ ኣለኪ ፍቃደኛ እንታ ኮይኪ ምረከብኩኪ
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px 18 күн бұрын
ስመይ ካ ሰምሃል ይባሃል ሰላም ኣቢየ 9:45 ሓፊተይ ተካታተልትኪ እየ ብትህብዩ ምክር ዕግቢት እየ ሰላም ክትኰንለይ ናይ ኵሉ ግዘ ትምኒተይ እዪ ፍቃደኛ ተከይንኪ ምክር ደልየ ኣለኵ እና ናብ ሓሳበይ ክኣቱ ናበዘይ ተደለየ ችግርን ሓሳብን ጭንቅን ባዕለይ ኣትየ ንኵሉ ዲዩ ልበይነይ በፅሕን እለ ብጓሂ ሂወተይ ከም ዘይናተይ ሪአያ ንምፍጣረይ ፀልአ ብሓሳብና ጭንቅን ፈንዲአ ዘጋጠመን ነገር ክንጊረኵም ብቆልዓይ ናሃለኵ እዩ ዝጂመር ዕንቀፉተይ ኣብቲ ግዘ ዳሓን ዝተበሃልኵ ቆልዓ ነበሪኵ ብዝሕ ዝበሉ ኣወዳት ክዕምፅንን ክጥምትንን ዝሓስቡ ረአኵ ብሓይል እምላኪ ወፃኵ ካብ ንዳሓር ወዲ ክፈሪሕ ማዓት እየ ዲሕሪ ብዝሑ ዓመታት ሓደ ወዲ ዓደይ እየ ተፊልጠ ብኵሉ ነገሩ ዉዲኡ እዩ ማለት ብኣታሓሳስብኡ እና ሕቶ ፍቅሪ የቅርበለይ ሜ እምቢ ይብሎ ከይረቢረበ ክልምነን ተገደደ ብጣዕሚ ሰገአ ሰለዝፀናሕኵ ዲሕር ብዝሕ ግዘ ተቀበልክዎ ምስ ተቀበልኵዎ ብጣዕሚ ተሓጒሱ ብስመይ ኰነ ማሕልኡ ኣነ ካባኪ ዝደልዩ ነገር እምነት ብቻ ይሃልኪ እምበር ኵሉ ዲሕር መርዓና እዩ በለን ከይበደልክን ኣይቢዲለክን እሉ ማሓለለይ ኣነ ለ ብጣዕሚ ሕጕስት ኮንኵ ከምዝ እልና ሂወት ናቀፀልና ዓመት ኣቊፀርና ብጣዕሚ እዩ ዝኣምነን ዘፍቅረና ኣነ ከሙኡ ሕጂ ግን ዘይተደለየ ፈተና ኣትና ንሪከብ.ናይ መስተ ነገር ይመስለን ምስ ሓደ ወዲ ይባኣስ ሜ ነብስ ይቀትል ነብስ ኣዉዲቊ ምስ ሰምዓኵ ሰዉነተይ ክቃፃፀሪ ኣይካኣሉኵን ማለት ብዝሑ ዘከሪኵ ተጨነቅኵ ነቢዐ ደክመ ገደፊኪዎ ሜ ምኢስሪበቱ ወዱኡ ክወፀለይ እየ እለ ነብሰይ ኣበዲኵ ግን ኣነ ዝገመትክዎ ተበዝሑ 7ዓመት እየ እለ ክፅናዕናዓ መኰሪኵቤተ ሰቡ ናትኪ ብሪሃን ንደል እና ተመርዓዉ ተባሃለ ኣይደልን ስደት የሐሸን በልኲ መቊፀሪ ዓመታት ሕጂ ኣብዝ መፅየ ዘይሓሰብኵዎ ነገር ሰምዓኵ ፍሪዲ ልዕል 20ዓመት እየ ተባሃለ ሕጂ ጨንቅን ክርኦ ዝከደ ሰብ ተኣሱሩ ዉን ኣይዓረፈይ ስመይ ክፅዉዕ ይዉዕል ብዛዕባይ ክሓስብ ክጭነቅ ይዉዕል ዓመታት በዝሑ ገዲፍትን ክትከይዲ እያ እናበለ ኣነ ዉን የፍቅሮ እየ ግን ዓመታት በዝሑ ካብዝ ዘለክዎ ዓዘቅት ክወፅእ ሓጕዝን ሓፊትኵም ካብ ስዑዲ ዓረብ ፅሕፉ ኣብዝሐልኪ ይቅርታ ክብደት ሓፊተይ😢😢
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 15 күн бұрын
እሺ❤
@user-ng7nn5ih6q
@user-ng7nn5ih6q 18 күн бұрын
ኣጀኪ ዝያዳይ ጠንካራ ኩኒ እንኳዕ ግዜኪ ገንዘብኪ ዘየባከነኪ ምስ ዘፍቅረካ እምበር ምስ ዝተፍቅሮ ምንባር ተዋስኦ እዩ ኮይኑ ዝስመዐኒ ግን ኣጀኪ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 18 күн бұрын
እሺ መዓረይ❤
@shxbcgfhv-sq8nw
@shxbcgfhv-sq8nw 17 күн бұрын
❤❤❤❤
@fggy9998
@fggy9998 18 күн бұрын
❤❤🥰
@selamselam6413
@selamselam6413 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ex1gd5cf1q
@user-ex1gd5cf1q 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@adwsdas25
@adwsdas25 18 күн бұрын
👌👌👌👌
@عبدالرحمنالعماري-ن9ث
@عبدالرحمنالعماري-ن9ث 18 күн бұрын
❤❤❤❤
@fggy9998
@fggy9998 18 күн бұрын
❤❤🥰
@user-rw9xr4wd5i
@user-rw9xr4wd5i 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-qu1bl2sv4v
@user-qu1bl2sv4v 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 69 МЛН
እራሴን ደግሜ በማልሸጥበት ዋጋ ገዝቻለሁ
10:07
ዳሪክ ንጉሱ
Рет қаралды 7 М.
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 69 МЛН