DAAMAT- ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ፖለቲካ ትግራይ ሕቶታትን ርኢቶን ነበርቲ ከተማ መቐለ

  Рет қаралды 19,001

Da'amat Media

Da'amat Media

Күн бұрын

Пікірлер: 119
@ZabibaHassan-h2u
@ZabibaHassan-h2u Ай бұрын
ጀጋኑ ዋዕሮ አደታትት ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MuhammedAbdelkadir
@MuhammedAbdelkadir Ай бұрын
ናይ መንደር ፓለትካ ተዘይተቀየረ ትግራይ ኣይትቅየርን
@tirhashagos-lp2xp
@tirhashagos-lp2xp Ай бұрын
@@MuhammedAbdelkadir ኣየናይዩ ቲ መንደር?
@RfdffHhfdd-iz5hi
@RfdffHhfdd-iz5hi Ай бұрын
ሕፈሪ ሕፈሪ ኣይበሃሊን ሰለ ህዝቢ ተዛረቢ 😢😢😢😢😢😢
@tirhashagos-lp2xp
@tirhashagos-lp2xp Ай бұрын
ጀጋኑ ዋዕሮታትና
@FjvVbh
@FjvVbh Ай бұрын
Ado tigeryi👍🌹🌹🌹🌹🌹💞🌹💞💐🎂🎉
@ፃፀ
@ፃፀ Ай бұрын
ደብረፅንተት እና ሓሻክሩ ማለት ጀነራላቱን ፣ ልማዓት ጉጅለ እናሃለው ህዝቢ ትግራይ ራህዋን ፍትሕን አይረክብን እዩ ።
@EtopiQwert
@EtopiQwert Ай бұрын
ጀጋኑ ኣዶታት ❤
@abelgetachew-c6p
@abelgetachew-c6p Ай бұрын
Hashawt adwa
@GebreWubet
@GebreWubet Ай бұрын
ጅግና ዋዓሮ ጓል ዓዲ ዕሽር ቸሊ ዝየዋህ ህዝቢ እዚ ዶ ምተፈደየ
@Estifanos-xy5ix
@Estifanos-xy5ix Ай бұрын
ደብረ ፅዮን ዝመርሖ መቼም እንተኾነ ኣየሓልፈሉን ዕድሉ ከሺፉ እዩ
@MuluBekuru
@MuluBekuru Ай бұрын
Tama መንእሰይ ልብሃል ለይለ??
@GeyashayTube
@GeyashayTube Ай бұрын
መሕፈርቲ ኢኽን።ካብ ናይ ጌታቸው ዓቕሚ ናትክን ፦ድዩ በሊፁ። ንስኻትን ነደታት ዘይኮነ ንልምዓት ጉጅለ ጥራሕ ኢኽን ትውክላ። ካብተን ጫማ ዝደርበያሉ ንጌታቸው ሓንቲ እዛ ሰበይቲ እያ። ፀረ ሙሁር ዝኾና እዘን ኣንሽቲየን። መሕፈሮ
@NeguseHagose
@NeguseHagose Ай бұрын
መንሰይ የለይ ድዪ
@Mkfgiu
@Mkfgiu Ай бұрын
ብሰንኪ ህዋሕት
@AdduBerii-z4p
@AdduBerii-z4p Ай бұрын
እዛ አደ ይበሃለ ኢላ እንበር : ትፈልጦ ተአምር ከምዘየለ : ፃድቃን ከመይ ብኸመይ ከም ዝመፀ'ካ : ዘይትፈልጦ ክንሳ : ዘይምጥን ቃላት ትዛረብ አላ : ጀግና ጀጋኑ አያ ህዝቢ ትግራይ ግን : ንስልጣን ወይ ንኽወርር : ሂወትን ናይ አካል ምኽፋል ናብ ዝሐትት ሐዊ አይምመፀን : ክትፈልጡዎን ክርደአኩም ዘለዎ ሐቂ ግን : ክቡር ጀግና አያ ህዝቢ ትግራይ : በዓል ደብረፅዮን ዘበላሸዉዎ ናይ ሐላፍነት (መሪሕነት) ዝንጉዕነት : ጀግና ጀጋኑ አያና ግን : ንህዝቢ ትግራይ ብዝበፅሖ ናይ ጆኖሳይድ ፅንተት : ህዝበይ ዝረኸቦ : ሂወትን አካልን ዝኽፈል እዉን ተኾነ ክኸፍል'የ ኢሉ : አብ ግዜ ምዕራፉን ዕድሚኡ አብ ዝዓበየሉን : ሙቾቱን ክብሩን ራሕሪሑ : ከዘራ ሒዙ በረኻ ዝወረደ ጀግና ጀጋኑ ወዲ ህዝቢ ዝኾነ አያና ጀግና ጀነራል ፃድቃን'ዩ : እቲ ሐቂ እዚ ስለ ዝኾነ: ዕረ ናጠዓመኩም ወሐጥዋ። እዛ ናይ ውሑዳት ጉጅለ ጉሐላሉ ከዳሚት አደ ግን : አፋ መሊአ ክትዝንጥሎ ንሰምዕ አለና : ዘደንፁ : ተመሊሰን ንአመራርሐ ፅንተትን ናይ ሐፂን መፂን ጉሐላሉ ንዝኾኑ : መረሕተን ድማ ከሞግሰኦምን ኮንእድኦም ክትሰምዕ ኮለኻ : እዚኤ ከደምቲ ጉጅለ ጉሐላሉ : ብኸመይ ምስ አዴታት ትግራይ ክትፅዉዐን ትኽእል : ነዉሪ'ዩ ። እዚ ኹሉ ናይ ጆኖሳይድ ፅንተት እንትፍፀም : ብእኡ ናይ መሪሕነት ድኽመት ንዝፈረደና ንደብረ ዕንክሊል ግን: ክተሞግስ ምርአይ : ብዘይ ጥርጥር : ናይ ዉሑዳት ከዳሚት : ናይ ሕሩጭን ሽኮርን ናይ ቀበሌ ሙሰኛ ሙኻነን ዘየጠራጥር እዩ ። ሕሉፍ ሐሊፉወን አብ ዉሽጥኻ ዘሎ አዉፃዮ ክብላ ተሰሚዔን : አብ ዉሽጡ ዘሎማ አዉፂኡዎ'ኮ : ሐደ ሚልዮን ዝበሃል : ናይ ህዝቢ ትግራይ ዝበሃል ዘሎ ፅንተት : ሐሶት'ዩ : ብአመራርሐ ስሕተት'ዩ: ንዓይ ንምኽሳስን ዝዓለመ'ዩ ኢሉ'ኮ : ስለዚ : ሐቃዊ መልሲ ተመሊሱለን ኢልካ እናጉራዕኻ : ብሽም ጀጋኑ ዋዕሮታት ደቂ አንስትዮን : ብሽም ጀጋኑ ትወልድ ማህፀን አዶ ትግራይ ሽፋን : እናተጠቀምካ ምጉራዕ: ብናይ ጉጅለ ጉሐላሉ ፖለቲካ ዝደናገር ወይ አፉ ዝሕዝ ትግራዋይ የለን : ስለምንታይ : መደናገሪ ፖለቲካኹም : ኩሉ ፈሊጥዎ'ዩ ። ትግራይ ሰብ አለዋ ።
@Tilahun-fl9lj
@Tilahun-fl9lj Ай бұрын
ጀግና
@GfGf-fo2qf
@GfGf-fo2qf Ай бұрын
ናዕኺን ወሲዱ ይትዓረቀና ፈጣሪ በጃ ዞም ዕሸላት ቆልዑ ምሰደደክን ይሐይሽ ኔሩ 💔😭😭😭😭 ፀገምክን ዘይትዛረባ ብዛዕባ መራሕቲ ትዛረባ ዓፋሮ 😭😭😭 ሸጣውንቲ ፀረ ዎሎዶ ብስንክኹም ክንደይ መናእሰይ ተወዲኡ ሐዝ ከኣ ንዋጋእ ትብሉ ኣለኹም 😭😭 ኤህ ዋላ ኣዴታት ኩና ተኸብርኪን ኢኽን ትኽበራ 💔 ባዕልኽን ከይድኽን ተቃለሳ ነዝ ምሽክን ዎሎዶ ግን ግደፎኦ ኣረጋግት ሸጣውንቲ ዓይንኽን ትንቆር ክብረት ዘየፍቱወለን❎ ብሓንቲ ቁቡላ ኔሩ ንዓኽን ምውዳኣ
@FetewiKidane
@FetewiKidane Ай бұрын
Ayame bela Mama Gezeate Tigeray keyetmelse Gezeyawe Memehedar Ayewereden
@michalgebre1289
@michalgebre1289 Ай бұрын
ምሻክን ውታደር ውትድርናኦ ዳኛ አብ ስርሁ ሐኪም ህክምናኦ ስብ ብበሞያኦ እንተዝስርህ
@مبرتاثيوبيا
@مبرتاثيوبيا Ай бұрын
ደደቢት ሚድያ ስለ ብኣውራጃ ስለደገፈ ድዩ ኣድኒቅክዮ በሊ ካብ ሐዚ ናትኺ ደቂ እዮም ክቃለሱ ዓጣሪት
@TeamuSe
@TeamuSe Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@OkubayMekonen-w9o
@OkubayMekonen-w9o Ай бұрын
ማሃይም ሰቅ በሊ
@Tadesse-ht9ob
@Tadesse-ht9ob Ай бұрын
መሐይም ነስካ ኢካ ደንጎላ*
@OkubayMekonen-w9o
@OkubayMekonen-w9o Ай бұрын
@@Tadesse-ht9ob ዑሙት ሓሳብ ዘይብሉ ካድረ ናይ ባዑሉ ጠቅሚ እምበር ጠቅሚ ህዝቢ አይቀድምን
@ፃፀ
@ፃፀ Ай бұрын
መራሕትና እናበልኩም መራሕቲ ዘይኮኑስ ገበላት እዬም ። ዓጣሪት ኢኪ
@HalefomZinawu
@HalefomZinawu Ай бұрын
እልል ኻቦሮ ሓዝላ፣ ቖማል ዉቓጥ 6 ወርሒ ያ ታክሰርሕ መስረሒ ኮ ኣስእንኽሞ ዓዲ ዕንክልል ፡፡መራሕና ባዕልና እና ንመርፅ ትብል፣ ይኣኽለክን እባ ሙሁር፣ መንእስይ፣ ገባር ይሳተፈሉ መዲርኹ ብልምዓት ጉጂለ ፣ብማኣምን ዶ ይኣክል፡፡ታክገብሩ መፅኦም ትብለኽ ዓዶም ዩኡ ልዕል ማንም ዝተቓለሱሉ ዓዲ ፣፣ደቂ ትግራይ ናብ ትግራይ ደቒ ስንዓፈ ሙሉቕ ሙሉቕ ዳይ ዳይ፣፣
@ShishayTetemke
@ShishayTetemke Ай бұрын
ኣብ ሽረ ብዝተገበረ ዕግርግር ደስተኛ ዝኮነ ውድብ ፍፁም ፍትሓዊ ክኾን ኢለ ኣይሓስብን፤
@Brhanu-qd6bm
@Brhanu-qd6bm Ай бұрын
መሕፈሪት ካድረ ኣረጊት።መለስ እናበልክን ተማህለላ ኣረጋግቲ ከዝለ ጌች ያሽንፋል ልምዓት ጉጅለ ንስክን ደቂ 70 ኢክን ጉሓፋት።
@FjvVbh
@FjvVbh Ай бұрын
💞♥️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰
@AbrhaMichealay
@AbrhaMichealay Ай бұрын
ጨናውት
@FfDr-c5c
@FfDr-c5c Ай бұрын
መንእሰይ የለን ኩሎም 30 ገዛ
@TekshTt
@TekshTt Ай бұрын
ምናልባት ኣቲ ንደደቢት ሚድያ ደጊፍኪ ንትግራይ ቲቪን ድምፂ ወያን ዝነቐፍኪ ብፂትን ወላዲትን ብተቓላሲትነትክን ሕራነኽ ዝለዓለ ክብሪ ኣለኒ! ኮይኑ ግና ካባኺ ጀሚርና ንተግራይን ንህዝቢ ትግራይን እንሓስብ ሰባት ኣይመስለንን መ/ቱ ንሃይለ ደጊ ፍኪ ኣለኺ ማለት እዩ። ሃይለ ድማ ነጌታቸው ከፀርፍ ነኣለም ክድግፍ ዝውዕልን ዝሓድርን ትግራዋይ ስደተኛ እዩ ።ኣነ ናይ ሃይለ ሓሳብ ኣድግፎን ንናይ ሃይለ ሞት ዝወሰኑ ሰባት እው ኣይድግፎምን። ስለዚ ንሕና ተጋሩ ሓደን ክልተን ዘይብሉ ንውልቀ ሰብምድጋፍን ምንቃፍን እንተይኮነስ ንኹሎም ተጋሩና ናብ ሓደ መራኸቢ ነጥቢ ንምምፃእ ሓበራዊ ሓሳብ ብምፍላቕ መዓንጣና ኣስጢምና ሰናይን ሰላማውን ልዝብ ነዘምር ሓደራራራራራ......ራ!!!!!።
@KdusYosef
@KdusYosef Ай бұрын
እዘን ዕቡዳት ካበይ እዮም ዘለቅምወን ዘለዉ ልምዓት ጉጅለ ምናምን ትበሃላ ካብ ደጊም ሕሶትክን ዘዳምፆ አካል የለን የአክለክን ሐሳዊት ናይ ግዝያዊ መንግስት ግዜ ገደብ ስልጣኑ እንታይ አፍለጠኪ ሎቅማፅ ንክትዛረቢ ክንደይ ተከፊሉኪ ሐሳዊት ደቅና አጨሪስክን ንደቂ ደቅና ንምጭራስ እዩ ሕልምክን ደጊም የለን ናይ ደብረዕንክሊል ብዱን ተመሊሱ ዳግም ናብ ስልጣን አይመፅእን መይቱ ተቀቢሩ እዩ
@ekubayhadush2284
@ekubayhadush2284 Ай бұрын
ብዘመን ውቤ ዝዓወረስ ውቤ እናበለ ይነብር ዝበሃል ምስላ ንከምዚ ዝአምሰለ ሰብ ይገልፅ በቃ ካሊ ለውጢ ዝበሃል ነገር የለን
@FfDr-c5c
@FfDr-c5c Ай бұрын
መኻን እያ ደቃ የብላይ ዛ ሰበይቲ
@ፃፀ
@ፃፀ Ай бұрын
ትውድአ ኢክን ዕድመክን ወዲኢክን ዕድመና አይትወደአልና ሸነውቲ ። ንባዕልክን ኢልክን እንበር ንህዝቢትግራይ አወፃእክንን
@Vetdawit
@Vetdawit Ай бұрын
ፀገም ይፍጠረልኪ
@user-dd6mp3uf7r
@user-dd6mp3uf7r Ай бұрын
ርግፀኛ እየ እዚኣ ስብኣይ ዘየብላ ሸርሙጣ ማእምን እያ....ገፋሕ
@HilufGebrekiros
@HilufGebrekiros Ай бұрын
ካድረታት መዋረድቲ ዓዲ ኢኽን። መሕፈርቲ ደንቆሮ ክዛረብ ከሎ ሕንኽ ኣይብልን። ንምንታይኸ ኣብ መቐለ መቃጠርቲ ካድረታት ክእከባ ተፈቒዱ።ንጌታቸዉ ስጉምቲ ኣይተወሰደሉን እየን ዝብላ ዘለዋ ክጥየቃ ክእሰራ ኣለወን ብሕጊ።
@belultauruskinda2476
@belultauruskinda2476 Ай бұрын
ነባሪ መቐለ ባህጉለውጥን ዲሞክራሲን እዩ!!! ዚኦምብኸባብያውነትዝጎጀሎም ካድረ እዮም
@MezgebeGebregergs
@MezgebeGebregergs Ай бұрын
ጨብጨብ ልምዓት ጉጅለ
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay Ай бұрын
ሱዋድያሰትያ መፂአ
@user-dd6mp3uf7r
@user-dd6mp3uf7r Ай бұрын
መንእሰይ ሓይሊ ምስ ጅግና ወዲ ረዳ ለያቡ ልምዓት ጉጅለታት ድማ ምስ ለያቡ ጉጅለ ደብረፅዮን ...ኣቱም ለያቡ ክንሕምሽሸኹም ኢና
@menge.307
@menge.307 Ай бұрын
ምድረ ደናቑር ተኣኪብክን ኣልቅሳ
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي Ай бұрын
ዓጣረት እኺ
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Ай бұрын
እንታይ ተረኪቡ ዕልል ምባል😂😂😂 ወይ መከራ
@hadish9672
@hadish9672 Ай бұрын
This women she didnt know what she is talking about. She didnt know dam about thsedekan and Gebru. She is cader of TPLF.
@abelgetachew-c6p
@abelgetachew-c6p Ай бұрын
Ayi limat gujle hasewti
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb Ай бұрын
ነበርቲ ኣይትበል።ካድረ በል። 1,000,000 ኣይፀነተን ስለዝበለ ድዪ እዚ ዕልልታ።ፃቅላ ዝኾነት ሰበይቲ
@Estifanos-xy5ix
@Estifanos-xy5ix Ай бұрын
ምስኪናት አባጊዕ
@BikiMan-v9c
@BikiMan-v9c Ай бұрын
ፉልጥቲ እያ ዚኣ ኣብ ሕውሓት 32 ዓመት ከምዘገልገለት ተሓፂብካ ላብ ጭቃ እዩ ነገሩ😢😢😢😢
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox Ай бұрын
ጨናወት
@HilufGebrekiros
@HilufGebrekiros Ай бұрын
ዋይ እዘን ደናቁር እዚአን ተመሊአን ላመፃ ሰብ የደነቁራ ኣለዋ። እዚአን ከይጠፍኣ ልመፅ ሰላም ይኹን ለውጢ የለን። ገደል እተዋ ካድረታት ለመንቲ ተመልሚለን ልመፃ ከባብያውያን ካድረታት። መድሃኒአለም እነተልዩ የጥፍእኽን። ተኸፊልኽን ናብ ኣኼባ ከም ትኣትዋ ይፍለጥ እዩ መጥፈእቲ ዓዲ ደናቁርት
@aexum1597
@aexum1597 Ай бұрын
Suke bely sekyra eya 👎👎👎
@EsanRayaRauma
@EsanRayaRauma Ай бұрын
እሺ ወደይ
@EyobFitwi-i4v
@EyobFitwi-i4v Ай бұрын
መጣቅዒት ተለኣኣኺት ናይ ህወሓት
@AhmedAhmed-v7p
@AhmedAhmed-v7p Ай бұрын
ግን ሓዳር ኣለዋዶ ታሰበይቲ ኣፍኪ ሕሰሲ
@Citcitx8
@Citcitx8 Ай бұрын
ክትወድኣና ደልክን ምሽ ይፍትሐላ
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 Ай бұрын
ኣበይ ዝነበረት ጋህታፍ ውቅጥቲ ኽሳድ ጻድቃንን ገብሩ ኣስራትን ሓደ ትገብር ኣንቃዕሪራ ንጻድቃን ስሙ ክትፅውዖ መሃይም እዚአን ልምዓት ጉጅለ ዝበሃላ ድየን እንታይ ክብላ ከምዘለወን ተነጊርወን ኣትየን ዝርብሻና ዘለዋ ጸማማት ክፅልኣኻ
@Tadesse-ht9ob
@Tadesse-ht9ob Ай бұрын
@@alemtesfamichael2121 አንታ ደንቆሮ ተአገሥ
@abelgetachew-c6p
@abelgetachew-c6p Ай бұрын
Yinegurki hizati tswar eya
@MaesoGaderhiwt
@MaesoGaderhiwt Ай бұрын
Gbaz jegenna klena nhta asar e nkatale betame sebk e agalalsa eyu
@SaloSiko-l8n
@SaloSiko-l8n Ай бұрын
ጉጅለ
@MoLo-e1i
@MoLo-e1i Ай бұрын
ሰቅበሊ በጃኺ ስለ መንእሰይ ሕሰቢ
@FfDr-c5c
@FfDr-c5c Ай бұрын
ለኽባጥ ሓሻዊት ሕውሓት ደቃ ደቂ ደቃ ልበልዐት ውድብ 😢
@HayelomReda-e1p
@HayelomReda-e1p Ай бұрын
ብሰንኪመን
@HayelomReda-e1p
@HayelomReda-e1p Ай бұрын
ስልጣን
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 Ай бұрын
ግዜያዊ ትብ ቃል ሐደገኛ ኢያ ህዝቢ ክጥንቀቀላ ጥራሕ ኢዩ ዘለዎ።
@NeguseHagose
@NeguseHagose Ай бұрын
መኾን እያ መስለኒ
@FeviYilma
@FeviYilma Ай бұрын
jegna ado
@Mkfgiu
@Mkfgiu Ай бұрын
ሓሳዊት
@ፃፀ
@ፃፀ Ай бұрын
ዓፋሪት ዓፈርፈር አይትበሊ መሊስኪ ክዳንኪ ትግልብጢ ኢኺ ሻሕራም
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb Ай бұрын
ሓሳዊት ካብ ሰሓርቲ ዝመፀት ካድረ እያ ትመስል።ኣየ ህወሓት ወዲቃ እያ
@FetewiKidane
@FetewiKidane Ай бұрын
METEKEL TETAHISU ENEDO ABE ENEYENEY ATINA
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 Ай бұрын
Real representative of died gojely mahayeman.
@FetewiKidane
@FetewiKidane Ай бұрын
Tsela Eti Ayetebezehu Heje Ewen Tsele Yezera E Allo
@MibRak-bs9to
@MibRak-bs9to Ай бұрын
መዓልቱ ወዱኡ መንይምጻልኪ ኣደይ ግዝያዊ መንግስቲ ምንም ኣይሰርሐን? ነውሪ ኣዴታት ትግራይ ዝተረፉ ደቀን ሓቂፈን ይሓድራ ኣለዋ እንተናኣሰኮ ብዙሕ ይተትፈና ትክክል ምንም ኣይሰርሐን ማለትግን ግፍዒ ከይኮነና ነዚኩሉ ተሓታቲ ደብረጽዮን እዩ
@abelgetachew-c6p
@abelgetachew-c6p Ай бұрын
😅 Tenegiruki eyu
@AmedomTsegabu
@AmedomTsegabu Ай бұрын
ታአያ ኮይና ሕጂ ዕንፅርር ትብላ አረጊት ሸርሙጣ ደቃ ሕጂ ደገ ዘወገነትያ
@MikiyasAregawi-f2g
@MikiyasAregawi-f2g Ай бұрын
temabe chenawet
@BerhaneKidane-lx7fh
@BerhaneKidane-lx7fh Ай бұрын
Egzio denkur way kadretat kebelye
@YemaneTeklu-bu6nr
@YemaneTeklu-bu6nr Ай бұрын
ብእልል ዝተመረዝት ውድብ። ኣብዪ ክመፅእ ከሎ እውን ብእልልታ ተቀበልክናኦ ንስክን ኢክን ። ስልዚ ናይቲ ጦርንት ቀንዲ ትሓታቲ እዚ ዓሌታዊ ስብስብ እዩ።
@MuluBisrat-g6p
@MuluBisrat-g6p Ай бұрын
እቲ ኣውራጃውነት ዝበለ ተክኤ ባህታ ኣበይ እዩ ዝፈልጦ ንበዓሉ ዘይተጋደለ ንግዱ ዝሰርሕ ዝነበረ እዩ ኸዚውን ተመሊኢን ተጠቃሚ በቲ ስርዓት እዩ
@BerhaneKidane-lx7fh
@BerhaneKidane-lx7fh Ай бұрын
Ezien 100%Mekelle ikonan
@Mkfgiu
@Mkfgiu Ай бұрын
ጉጀለ ለያቡ
@EsanRayaRauma
@EsanRayaRauma Ай бұрын
ሰኽራ እያ ሰበይቲ
@NeguseHagose
@NeguseHagose Ай бұрын
አድጊ ኢኪ ጋሕባ
@HaftomMezgebe-c2o
@HaftomMezgebe-c2o Ай бұрын
ሓደ መንእሰይ ዘይብላ እንበለ ካድረ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Ай бұрын
Ata kindey ebudat adetat eyen zelewa hawi mesawerti eyen
@BerhaneKidane-lx7fh
@BerhaneKidane-lx7fh Ай бұрын
50amet tekaliski menesey atsnitki embey entay fre amtsiki? Telae tsaweti bdeki gerhi weyley
@hailekebed3860
@hailekebed3860 Ай бұрын
Atum sebat bejakindo kes elkindo enahasebkindo tenagera aditat bitami meganenti tikona alekin
@user-gj8bv6kf6w
@user-gj8bv6kf6w Ай бұрын
አረጋግትባ ባአስክናና ተገዚኪ ድዩ ብገንብ ድዩ ስደተኛ ወጣት ዝሃለቀ አይትፈልጥዮምዲኪ ክክክክክ መሕፈሪት
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 Ай бұрын
She haven't any idea, this is gojely mahayeman.
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe Ай бұрын
ጉጅለ ሙህር ከ ሓደ ኣብ ሓሳአ መከራ ዘሎ ህዝቢ ናብ መረበቱ ዘይምልስ ካሊእ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ዘየኽብር ካሊእ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ዘፅነቱ ንምስክር ዝፀንሑ ሙሩኻ ዝሰድድ።
@Mulat-j8l
@Mulat-j8l Ай бұрын
ስቀሊ ዓፋሮ ደናቁር😂😂😂
@belesmedia2022
@belesmedia2022 Ай бұрын
Kulikum hashewti aregtot ekum tegadelti aykonkumn deki resahat dorguaguat sheramut edmekum wediekum edme meniesey ktiwudiu delikum ember abey alo eti meniesey
@hurthailueto7355
@hurthailueto7355 Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@HaftomBerhe-yw5rc
@HaftomBerhe-yw5rc Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 አረ ኣረዱኡልና
@temtugesese8620
@temtugesese8620 Ай бұрын
Because of you and like She doesn’t have any point
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 Ай бұрын
🤑🤑🤑🤑 kabey eyom tesebsibom mekele m35siom
@NaodSyum
@NaodSyum Ай бұрын
ቀስ በሊ ሓሳዊት ለኽባጥ ልምዓት ጉጅለ ናይ ቀደም ተጋደልቲ ንብዓልኹም እምበር ንህዝቢ ሓሲብኩም ኣይትፈልጡን ልያቡ ዝኣምነኩም የለን ዓዕ እንዳበልኩም ኣይተፅምሙና መዳናገርቲ ካብ ደጊም ንሕና ሰራዊት ምስ ጌታው ረዳ ኢና ኩሉ ነገርኩም ፈሊጥናኩም ኢና ሕጅ ውን እንተዀነ ካድረን ልምዓት ጉጅለን ኢኹም ተኣኪብኩም ዓዕ ትብሉ ዘለኹም ኣይን መንእሰ ኣሎ ምሳኹም ዝተኣከበ መንእሰ ፈንፊንኩም እዩ ጋሓሻራት ንስኹም ንህዝቢ ኣይትውክሉን ሕጅ ውን ደጊመ ዝብሎ ንዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ እንዳጥፋኣኽሞ ዝመፃኹም ከይትሕተቱ ኢኹም ዓጀውጀው ትብሉ ዘለኹም ቆራዲድ መደናገርቲ ህዝቢ ተዝፈትወኩም መንእሰ ምሳኹም ምትኣከበ ገላጥም ዘይርድኦም
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Ай бұрын
Ere meneasey Tigray asatifewo
@BerhaneKidane-lx7fh
@BerhaneKidane-lx7fh Ай бұрын
Emo ezenusya Mekelle fredu
@temtugesese8620
@temtugesese8620 Ай бұрын
Liar
КОГДА К БАТЕ ПРИШЕЛ ДРУГ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 7 МЛН
小路飞还不知道他把路飞给擦没有了 #路飞#海贼王
00:32
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 78 МЛН
PIZZA or CHICKEN // Left or Right Challenge
00:18
Hungry FAM
Рет қаралды 15 МЛН
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 81 МЛН
Tswv khwb vaj zaj kwv txhiaj qhuab qhia hmoob 11/13/24
23:44
Txiaj Tswb Vaj
Рет қаралды 372
КОГДА К БАТЕ ПРИШЕЛ ДРУГ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 7 МЛН