KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
🚨ሰብኣያ ክልቲኡ ዓይና ኣዉጺኡ ክሳዳ ሓሪድዋ! መሪር ሞት ሊድያ ብሰብኣያ ተቀቲላ ስድራ ዝበልዎ! መሪር ሞት ሊድያ ብሰብኣያ ተቀቲላ!11 November 2024
49:18
🔥 ዝሙት እናፈጸመ ቪድዮ ለቒቑ / ዖንዱ ሕማ ኣሎ
48:49
БАСКЕТБОЛИСТЫ ИГРАЮТ В НАСТОЛЬНЫЙ ТЕННИС #иванабрамов #дедищев #баскетбол #пингпонг #shorts
00:20
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
00:31
Real Man relocate to Remote Controlled Car 👨🏻➡️🚙🕹️ #builderc
00:24
The IMPOSSIBLE Puzzle..
00:55
🚨በላዒት 60 ሽሕ ዝበለቶ ጉድ ስምዑ! ስነ-ጥበባዊት ሄለን ተስፋይ ቤተሰቡ ን ዶ/ ደብረጽዮን እያ! ንዓይዉን ኣሽሓት ዶላር ጠሊማትኒ ይብል ኣሎ!
Рет қаралды 40,059
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 170 М.
Dadi & Mami
Күн бұрын
Пікірлер: 213
@mendelayerey9224
Ай бұрын
ሓጎስ ሓዉና ፈቃር መንግስተ ሰማይ የዋርስካ🙏🙏🙏
@WintaAraya
Ай бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ረስዓያ ብሰንኪ እዘን ኩፉኣት ጠላማት እኮ ጋል ሙኻነይ ጸሊአ😢
@zeabyakikidanu9176
Ай бұрын
ንስኪ እውን ከምአን ምኮንኪ
@Helenberhe1
Ай бұрын
ኣሰይ ፋነይ ጅቡዕ ጸጉርኻ ምስ ቆረጽካዮ መሊስካ ጸቢቅካ ካብ ዓይኒ ሰብ የዉጽኻ💎❤❤❤
@Hakotehakote
Ай бұрын
ኣታ እዚ ህዝቢ ሕማም ኣለዉ እንታይ ትብሊ ኣለኪ ንስኪ ክ ሐሕማምካ ኢዩ እባ
@yohanaandat8616
Ай бұрын
😂@@Hakotehakote
@NiyatBereket
Ай бұрын
ሕጂ ዝበለት ተበለት ዝሰምዓ የለን ነዛ ጠላም ኣረሜን
@ereyxada3562
Ай бұрын
😢
@Lemlem_Beyene
Ай бұрын
ፋኒ ሓወይ ለባም❤❤❤
@helentekle712
Ай бұрын
ዕድመይ ይኸይድ ኣሎ ክወልድ ይደሊ እየ ትብል ኣረጊት መኻን መስኡ ይዉረድኪ
@WintaAraya
Ай бұрын
እዛጋል ግን ጥዕይቲ ድያ እንታይ ማለታ እዩ ዕድመይ ይኸደኒ ኣሎ እቲ ናይ ሓጎስ ሓዉና ግዜን ገንዘንከ ኤህ ምስጥኡ ይዉረድኩም
@daniwedihager7708
Ай бұрын
😢
@EdenZeray-ei8po
Ай бұрын
ፋኒ ሽኮር ጸጉርኻ ምስ ቆረጽካዮ ጽባቄኻ መሊሱ ወጽዩ ኣይተንውሓዮ ከምዚ የጸብቀልካ
@FevenTekle-dd7ml
Ай бұрын
እዋይ እዛጋል ዳሕራያ ገደደ እንታይ እዩ ዕድመይ ይኸደኒ ኣሎ ኢልካ ዘረባ ገንዘቡ ምስበለዐት ተረዲእዋ መስጥኡ ይዉረድኪ
@EdenZeray-ei8po
Ай бұрын
ኣዘን ዝብድልኦም ዘለዋ ኩለን እተን ኣብ ማስሜድያ ዘይወጻ እየን ባዓል ኣነ ገርሂ ልባ ድማ ዝመስለና ስለ ንዛረብ ሰብ ንዓና ይጸርፈና
@FevenTekle-dd7ml
Ай бұрын
ፋነይ ምቁር ጽአጉርኻ ምስቆረጽካዮ ከጸብቀልካ ኮይኑ❤❤❤😘😘😘😘
@Lemlem_Beyene
Ай бұрын
ኣይትሓፍርንድያ ዕድመይ ይኸይድ ኣሎ ክትብል ስዲ እያ
@MeronRisom
Ай бұрын
ኣታ በጃኹም ኣወዳት ተጠንቀቁ ገንዘብኩም ኣክቡ ከምዚ ፋኒ ዝብሎ ዘሎ ምስአን ርክብኩም ፍቅሪ ጥራይ ይኹን
@brhanezemo4204
Ай бұрын
Waww fani xegurka kexebkelka koynu 👍👍👍👍
@FevenTekle-dd7ml
Ай бұрын
ኤህ በልዋ ኣቱም ህዝቢ 😢
@TemesgenFetari-ld4sv
Ай бұрын
ፋኒ ሓሰውቲ ሎቆምጽ በሎም ሰብ ኣጥፌክን ድቃስ የለን
@NebiRezene-g9b
Ай бұрын
እቲ ዘገርም ብሓልዮት ዝሓንገርካዮ ሰብ ኣብ ልዕሌኻ ዱላ ሒዙ ከጉባዕብዓልካ ከቢድ ጥልመት'ዩ :: ኣሕዋተይ እዘን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ግዜ ሽግር መላእኽቲ ኣብ ግዜ ራህዋ ራህዋ ኣጋንንቲ ኮይነናና:: ምሕረት የውርደለን
@NiyatBereket
Ай бұрын
ምስጣ ሓዉና ኣይሰደክን እዩ
@NiyatBereket
Ай бұрын
ኣረጊት ሙኻና 60,000 ምስ በለዐት ሕጂ ተረዲእዋ ክትደፍር😳
@astertesfe5701
Ай бұрын
Yigerim eu😢
@TemesgenFetari-ld4sv
Ай бұрын
ሰብ ኣጥፊኦምሲ ብዛዕባ እዛ ጠላም ኣረጊት ኣተሓሳሲብዎም
@brhanezemo4204
Ай бұрын
ሄለን እሞ ትግራወይቲ እንተኾነት እንታይ ይምልከቶም የሕዝኑ እዮም
@YonasTele
Ай бұрын
ይገርመካ እዩ ፋኒ ዘዝፀልእዎ ትግራዋይ እዩ ክብሉ መከራ በሊዖም
@breybrey-o6t
Ай бұрын
ንሱ ኸ ኣሻብ እዩ ተስፋ ቖሪፁ ሂወቱ ዘሕልፉ ቁሩብ እባ ንሕሰብ
@merhawigrmay7615
Ай бұрын
ካልእ ወዲ እንተ ዘይትሕዝ ከመይ ኢላ ብወዲ ተፈክሮ ተፈራርሖ ኔራ
@Helenberhe1
Ай бұрын
ጆን ብላክ ጽቡቅ ዘረባ መን እሞ ይርድኣካ
@merhawigrmay7615
Ай бұрын
ደብረጽዮን ኤርትራዊ እዩ ሄለን ትግራወይቲ እያ 😂😂እዞም ሰባት ሓሚሞም እዮም
@mendelayerey9224
Ай бұрын
ሓሰውቲ እዮም እዚኦም ፉኒ ስድራ ሙሉእ ስድራ ምሉእ እዮም ጠሊሞሞ 😢
@alemdesta454
Ай бұрын
ፍኒዮ ለባም🥰 አረ ከም ሰብ ንሕሰብ ንምንታይ ከም እንስሳ ኮይንና⁉😭አምላክ የቁርረልና🤲😢
@helentekle712
Ай бұрын
በቃ ኩላ ትግራዋይ ጌሮማ ወይጉድ ሰብ ተጸሊሉ
@Helenberhe1
Ай бұрын
እንታይ እዩ ጸገሞም ትግራወይቲ እንተኾነት መንጠዊቅዎም ሃተፍተፍ ይብሉ ኣለዉ
@tedrosfisehaye849
Ай бұрын
ስቅ ኢሎም ዮም መጀመርያ ሄለን ኣብ ትራክ ቢ ዳ ጀርመን ከባቢ ያ ዓብያ ድሕሪኡ ያ ቀይራ ናብዚ ጸጸራት ዳ ዱጓና ሄለን ኣነ ይፈልጣ የ ጽቡቅ ጌረ ሓሳዊ በሎ ትግራወይቲ ዝብል ዘሎ በቃ ኤርትራዊ ሙኻን ከምዚ ቲኬት ናብ መንግስተ ሰማይ ምውሳድ ጌርክሞ ተሕዝኑ
@merhawitangosom5837
Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ትዕበ ጋል ገዛ ትኩን እዚ ምክኒት ኣይኮነን ወጽያ ከምዝን ከምዝን ዩ ኢላ ሕጂ ውን ሰብ ኣጥፊኣ ስለዘላ ውርጽያ ክትዛረብ ይግባኣ
@Lemlem_Beyene
Ай бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ፋኒ እንታይ ይምልከቶም ብዛዕባ ናይሰብ ሂወት ሄለን ድማ ድሌታ ትኹን እንታይ ገደሶም
@Tigrayadeyy
Ай бұрын
ሰብ ከፊኡ እምነት ጠፊኡ😢
@MeronRisom
Ай бұрын
ከምታ ንሓጎስ ሓዉና ዝጠለመቶ ኣምላኽ ይጥለማ🙏
@helentekle712
Ай бұрын
ስዲ እያ እዚኣ
@WintaAraya
Ай бұрын
ኩሉ ዘጸብቀሉ ፋኒ ብርሃን ገጹ😍😍😍
@hermeladawit3608
Ай бұрын
ዋይ ጉድ እንታይ ማለት እዩ ትግራወይቲ እያ ወላ ንሄለን ሰዲድኩማ እንታይ ይምልከተኩም ግን ብዛዕባ ሂወት ናይ ሰብ
@BerhaneKebrom
Ай бұрын
ሓደ ዘርባ ሰሚዒና ኣይንፍረድ ኣሕዋት መወዳእቱኡ ተመሊሱ ናዕና ከይጎዳኣና።
@nisri1567
Ай бұрын
ኩሎም እዞም ብትውልዲ ዝዛረቡ፡ ጸገም ናይ ዘርኢ ዘለዎም'ዮም። ከም በዓል ወዲ ተሻገር፡ እንዳ ሓዎም ንእንዳ ታከለ፡ ኣቶ ኣለም ዓሌቶም ብኹሉ ኣምሓራ፡ ብሰባት ክዛረቡ እውዕሉ'ለዉ። ብጃትኩም ከስዕና ብዙሕ ጸይሩ'ዩ ዝኸይድ ዘሎ ኣይተዛርቡና። ጉዳይ ርእስኹም ግበሩ።
@merhawigrmay7615
Ай бұрын
ቤተሰባ ድዩ ኮይኑ ሃለዉለዉ ዝብል ዘሎ
@Jesusey1
Ай бұрын
ብስም የሱስ ህዝብና እንታይ ይኸዉን ኣሎ😳😳😯😯
@HabeshamediaTV
Ай бұрын
ንፋቀር ኣይንበል ገርማዕማዕ
@Humanrightchannel
Ай бұрын
60000€ tray aykon ksab 100000€ ybexih eyu atom sebat
@merhawigrmay7615
Ай бұрын
60,000 በሊዓስ ቀሲና ክትድቅስ ትሓስብ ኣላ
@NaomiAbebe-h9j
Ай бұрын
አትጫናነቁ ግን ንሕዋቶም ክሕቡ ከለዎ እዞም ወጻኢ ዘለዉ የንጸርጽሩ ሰሪሕኩም ዘምጻእኩምዎ
@brhanezemo4204
Ай бұрын
ገንዘብኩም ኣክቡ ንስድራኹም ሓግዙ
@hermeladawit3608
Ай бұрын
ደቂ ሰባት ተጨኻኺና😢😢
@Tigrayadeyy
Ай бұрын
ፋንዋይ ለባመይ ጸጉርኻ ምስተቆረጸ ክትሽኩር ኮንካ❤❤❤
@nisri1567
Ай бұрын
ዝላጸየት ላጽያስ ሕጂ ኣሪገዶ ኣጂዘዶ እንተበለት፡ ዝሰምዓ የብላን፡ ብኣምላኽ'ውን ኣይቀንዓን'ዩ።
@GhibletYbetit
Ай бұрын
ብሰንከን ንቅጻእ ኣለና ይቕሬ ይበለልና
@letina123
Ай бұрын
ብናተይ ሪኢቶ ዝሐወይ ሐሳበይ ቀይረ አለኹ አብዝብጻሕ ስለዘብጻሕካኒ ግን እቲ ገንዘብ ዘጥፋእካለይ ክመልሰልካ እዬ እንተትብሎ ጽቡቅ ኔሩ። ሐደሰብዉን ይፍክረሉ ትብሉ አለኹም አዬናይ እዩ እቲ ሐቂ?
@melatkfle2163
Ай бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ፋኒ
@merhawitpetros355
Ай бұрын
እዚስ ኣየእምንን ብዝኮነ ንሓውና መንግስተ ስማይ የዋርሶ
@Tigrayadeyy
Ай бұрын
ዋይ የሕዋተይ ኣትና ኣዋልድ ግደፋ እንዶ ኣይትበድልኦም
@Awet1975
Ай бұрын
አቱም ሕዝቢ ሕማም ወገን አውራጃዊ ዐዳዊ የስፋሕፍሕ አሎ አዲኡ አቡኡ ሱበይቱ ካብዚ ካብቲ መቦቆሉ ትውሉዱ አናበልኩ መሽሮ ሕዝቢ አይትኹኑ ብእምነት ውን ዐለታውነት ውጉዝ እዩ
@HabeshamediaTV
Ай бұрын
ዕንዱ ምሳኻ ይሰማማዕ እየ😂😂😂
@Jesusey1
Ай бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ኣምላኽ ልብኻ ይደብሰልካ
@LelaWeldemichael
Ай бұрын
Ruksat hzbi hasewti
@kflomgoitom2036
Ай бұрын
Nay bhaki xbuk zereba
@TesfuTeklu-i8r
Ай бұрын
ዳኒ ሓውና ከምዚኤን ደናቁር ከምዚኤን ጋሓፍን ግን ጽባሕ ዝዛራኣካዮ ኢየን ክዓጽዳ ወይኣብ መንገደን ወይኣብደቀን ወይኣየሕዋተን ከምዝበጽሕዩ ምስወረደን ወይውን ምስርኣየኦንየን ክፈልጦንኦን ክርድአን ምኽንያቱሲ መርገምሲ ኣብጋላ እንተዘይ በጸሐሲ ኣብጋልጋላዩ ክበጽሕ ዳኒ ሓውና
@HabeshamediaTV
Ай бұрын
ኣጆካ ረስዓያ ንብስኻ ፍቀድ
@tiebeghebru2649
Ай бұрын
ስሚ እባ ትብላዕ ባዓለገ ማስጥኡ ይዉረዳ
@hermeladawit3608
Ай бұрын
ፋኒ ጽቡቅ ኣለኻ
@Jesusey1
Ай бұрын
ሓቅኻ ፋኒ ንምንታይ ናይሰብ ዓሌት የጻርዪ እንታይ ይምልከቶም
@MuluYabiuy
Ай бұрын
You’re right I don’t know why people care about people
@samize6392
Ай бұрын
Wawww thegurika mis korethikayo exactly tigraway mesilka wedi tigray arkey
@fetawit4fethi234
Ай бұрын
ባዒላ እያ ትጊራዌያቲ እያ እላ አብናይ ማዕበል አቲኻ ሰምዓያ
@brgednhamedu6120
Ай бұрын
ኣንበሳ ፋኒ ንገሮም እስከ ነዞም ደናቁር ስድርኦም ዘይሓገዙ ንሸራሙጥ ክሽርሙጣሉ ይሰዱለን
@sabateklay4890
Ай бұрын
ካብ ገዝኤን ተረጊመን ዝወጻ እየን ርጉማት ክንድየናይ ከይትሞም
@yaredtekle3087
Ай бұрын
Betami fenan awaye xebuke asabi ey kabi mektaleti edo kesbu eu eze gn abi edia amekata eya bemoti eze sbi tenke neseke eke
@Mesiye-b1r
Ай бұрын
ሓሰዊ ኮንካ ኣቦሓጎና እዩ ደብረፅዮን እዩ ሹሙ ግን ኤርትራዊት እያ ምንም የብላን ናይ ትግራይ ትዉልዲ
@MedhinSolomoun
Ай бұрын
ታይ ኢዩ ሽግርኩም ትግራዊት ትክን ኣይትክን ታወት እክም ንስክትኩም እክም ተጋሩ ትግራዋይ ክኮ ሓውናን ጎሬቤትና ኢዮም ኣቱም ሳባት ንባዓልኩም መን ምክኩም ዶትፈልጡ ነብስኩም ፈቱሹ ኩሉ ሰብ ንሰላም ሕሶቡ ድሕሪይ ጊዘይ ናዓክትኩም ከይኮፎኣኩም ስላም ክከውን ኢዩ ሕማቅ ዘረባ ግን ኣይሓልፍን ጽቡቅ ተዛረቡ
@yonasmihretab7972
Ай бұрын
ስቕ በል ኣምላኽ ኣይትፈርሕን ኣበይ ኮንካ ኢካ ትጣበቅ ዘለኻ ምሰኣ ኣሎ ትብል ዓባይ ያ ክትወልድ ደልያ ትብል ኣይጠለመቶን ትብል ኢኣብ ኣፍካ ኩሉ መስኪርካዮ እዚ ክልተ ሞት ዩ
@helentekle712
Ай бұрын
ሞት ናይ ሓጎስ ሓዉና ዘየሕሞሞስ ብዛዕባ እዛጠላም ይዛረቡ ኣለዉ ጉኑፋት
@جوهرالخير-ض1ر
Ай бұрын
ሓጐሰ ውን ተጋጊዮ እዮ ነዛ አረጊት ሰበይቲ 60 70 ከተጥፋአላ አይኮነን ኑዓአ ዘጠምት ውን አይነበሮን ሕጐሰ ንእሽተይ እዮ ኔሩ አምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ መስኪናይ ራህዋ
@ንግዜ
Ай бұрын
ኣንቶም ኣወዳት ኣሕዋተይ በጃኩም ንብል ኣለና ኣነ ከማኩም ወዲ እየ እንታይ ገድስኩም ገንዘብኩም ተጥፊኡ ንስድራኩም ዘይትሕግዞ ክሳብ ሕጂ ሲንግል ኣለና እንታይ ዶ ኮይና ኣለና ኢና መቸም ኣዋልድና ሓበሻና ዳሓን 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭
@melatkfle2163
Ай бұрын
ዝኾነት ትኹን ሄለን እንታይ ይምልከቶም😮ንኹሉ ኤርትራዊ እንበር ትግራዋይ ጌረሞ ሕሙማት እዮም
@yohanaandat8616
Ай бұрын
😂😅😅😅😅
@brgednhamedu6120
Ай бұрын
ጆን ነብሪ ጎልጎል ጽቡቅ ኣለኻ❤❤❤
@onelove2718
Ай бұрын
ክብርቲ ሓፍትና 😏
@GhibletYbetit
Ай бұрын
ንምንታይ እሞ ደሃይ ዘይትገብረሉ ገንዘቡ በሊዓ ሱቕ ትብል ኣለኹ ዘይትብሎ
@HabeshamediaTV
Ай бұрын
ማፕ ኣለወን እወ😂😂😂
@NaomiAbebe-h9j
Ай бұрын
ነቲ ዘፍክር ሕዝዎ ሰርዓት ህበይ ትብል ቃል ነከለጉዛይ ትህቡ መልከዕ ኤርትራ አቡኡ አሎ ናቶም ኮይና ከይትብሉ አብዙሕ ሰለዝሰምዕ እየ ትግረኛ መልክዕ ኤርትራ ሐደ ምኳን ንፈልጥ
@WintaAraya
Ай бұрын
❤❤❤❤
@segank3747
Ай бұрын
ወጼአ ከማን ክትሕሱ እካእያ ሞይቱ ኢላ ክትሕሱ ክትመጽእ አይንደልን ኢና ገጻ ትርሐቅ ከይተምጽእዋ ነዛ አጋንንቲ
@EdenZeray-ei8po
Ай бұрын
እተን ሽፉናት ይገዳ ኣብዚ ሳዓት እዚ
@MedhinSolomoun
Ай бұрын
ሳሓቅ ምይተይ ኣቱም ኣወዳት ገዛኩም ኣይታቡ ብገንዞቦም ኣይትጻወታ ኑሱኩም ካኣ ሃማማማት ኣይ ትኩኑ
@tedyyes-belew
Ай бұрын
ኤርትራ ዐቢ ዕድል ጌራ ጉሐፍ ዘበሉ ወፅዪምላ
@TesfagabrTesfamaryam-up1pb
Ай бұрын
ፍቅሪ ዘለዎ ሰብ ገንዘብ ኣይብልን.
@GebreyesusPetros-do8iw
Ай бұрын
ደግመ ሓሳዊ
@ጓልዓጋመእየ
Ай бұрын
ዋይ ፍናነይ ድሕሪ ነዊሕ እየ ሪኤካ ተቀይርካኒ ደኣ😅😊
@selamzerom2130
Ай бұрын
Fani hawey bitaemi eye zifetiweka gin baela eya tigraweyti ela nisu dihan etiom eritrawiyan gin baelkum ekum tegaru ena elkum 😅😅😅 i love you fani bro❤❤
@MeronRisom
Ай бұрын
👍👍👍👍
@dcghetto
Ай бұрын
Fani jebeti shekor love you bro😘😘😘
@abrehetdebesai7851
Ай бұрын
👍👍😢😢
@nisri1567
Ай бұрын
ንጓል ከም ደርሆ ከየጥመኻን ክየጽገብካን'ዩ። ብድሕርዚ እንተበረረት ያላ ክነፊ በሉወን። ያዕኸ ሽወያ ሕርፍርፍ ንበል። እልፊ ጋሕጣታት ሸውዓተ ቖምሽጠን ክውልዓኹም ዕድል ኣይትሃብወን። ወደሓንኩም!
@JohnKifletion-x1w
Ай бұрын
Fani jegna nay Amlak seb God bless you
@algamichael8910
Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hermeladawit3608
Ай бұрын
ኣየ ዕንዱ መሕረር😂😂😂😂
@reggaeworld2834
Ай бұрын
Fnaney marey ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 amrobhal❤❤❤
@semharkahsay-uh4kf
Ай бұрын
You look good Fani 😊
49:18
🚨ሰብኣያ ክልቲኡ ዓይና ኣዉጺኡ ክሳዳ ሓሪድዋ! መሪር ሞት ሊድያ ብሰብኣያ ተቀቲላ ስድራ ዝበልዎ! መሪር ሞት ሊድያ ብሰብኣያ ተቀቲላ!11 November 2024
Dadi & Mami
Рет қаралды 10 М.
48:49
🔥 ዝሙት እናፈጸመ ቪድዮ ለቒቑ / ዖንዱ ሕማ ኣሎ
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 44 М.
00:20
БАСКЕТБОЛИСТЫ ИГРАЮТ В НАСТОЛЬНЫЙ ТЕННИС #иванабрамов #дедищев #баскетбол #пингпонг #shorts
Иван Абрамов
Рет қаралды 7 МЛН
00:31
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
Hungry FAM
Рет қаралды 9 МЛН
00:24
Real Man relocate to Remote Controlled Car 👨🏻➡️🚙🕹️ #builderc
Construction Site
Рет қаралды 23 МЛН
00:55
The IMPOSSIBLE Puzzle..
Stokes Twins
Рет қаралды 103 МЛН
52:47
ዮሴፍ ያልተጠበቀው መጨረሻ!!ጠንቋይ ነው የተባለው የዮሴፍ አባት መጣ!!
ዱካ ሾው /duka show
Рет қаралды 137 М.
33:42
ሰበይቲ ዕንዱ መን እያ
Kulu Neger ኩሉ ነገር
Рет қаралды 4,7 М.
19:55
🔴ዮኒ ማኛ ለአብይ የሰጠው መልስ❗️❗️ እና የ ሞጣ ቀልድ🤣// New Ethiopian Tiktok Compilation 2024🇪🇹@Ale_Tube
TIK TOK
Рет қаралды 60 М.
1:08:01
የቤተሰብ ጣልቃ ገብነት ያመጣብኝ ጣጣ! “ልጄን ለማግኘት 1 ሚሊዮን ብር ጠየቁኝ!” Eyoha Media |Ethiopia | Habesha
Eyoha Media
Рет қаралды 207 М.
1:10:25
ትዳራችን መመለስ ቢችል የእኔ እንባ ይመልሰው ነበር.. ሴት ካመረረች ከባድ ነው... ፍቅረኛዋም ሆነ ባሏ እጁን ከሰነዘረ እኔ እገለዋለሁ..ረ\ፕ ሙሉጌታ ጀዋሬ
Seifu ON EBS
Рет қаралды 794 М.
20:35
🚨መሪር ሞት! ኣፍቃሪኣ ብኻራ ቀቲልዋ! ኣብ ርእሲ ሓዳራ ዘምያ ምስካልእ ናይ ጽዩፍ ቪድዮ ዳገበረት ተዘርጊሑ! ሕማቅ ዘመን በጺሕና! 10 November 202
Dadi & Mami
Рет қаралды 22 М.
ተሰርቀ ገዘብ ተፈሊጡ//ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ ሕጂውን ናብ ትግራይ12//11//2024
miki TV ሚኪ ቲቪ
Рет қаралды 330
22:58
🚨ጉድ ስማዕ! ኣቡኣ ዓሚጽዋ! ን ስነ-ጥበባዊት ኣድያም ደም ዘንብዓ ዘሎ! ኣወዳት እንታይ ንኸዉን ኣለና! 2 November 2024
Dadi & Mami
Рет қаралды 38 М.
55:16
"ካብ ኣፍሪካ መሪሕ በዓል ክብረ ወሰን ጅግና!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 15 М.
26:35
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #34
Logbiba Tv
Рет қаралды 35 М.
00:20
БАСКЕТБОЛИСТЫ ИГРАЮТ В НАСТОЛЬНЫЙ ТЕННИС #иванабрамов #дедищев #баскетбол #пингпонг #shorts
Иван Абрамов
Рет қаралды 7 МЛН