🚨ዕንዱ ብፍቅራ ክሕነቅ እየ ኣብ TikTok Live💔 ዮሳን ተሪር መልሲ ሂባ! ፍቅሪ ርጉም! ኣደ ክልተ ቆልዑ እያ ኢሎማ! 12 September 2024

  Рет қаралды 18,288

Dadi & Mami

Dadi & Mami

Күн бұрын

Пікірлер: 147
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 Ай бұрын
እንታይ ዓይነት ሰባት እዮም እንታይ ጌራቶም ዝጸርፍዋ ባዕለገታት
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv Ай бұрын
ኣምላኽ ይቅረ ይበለልኩም ንሓፍትኹም ክንድዚ ጸርፊ እብተ ዮሳን ግን ከየድነቅኩኺ ኣይሓልፍን
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 Ай бұрын
ኣጆኺ ዝሓፍተይ
@GsfTech
@GsfTech Ай бұрын
ብገናኺ ራሓቂ ካብዚ ሰብ እዚ ጋልነይ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po Ай бұрын
እንታይ ጌራቶም ይጸርፍዋ ኣለዉ ብዕሉጋት ኣጆኺ ዮሳን እዚኦም ሕሙማት እዮም
@alemdesta454
@alemdesta454 Ай бұрын
ኤህ አሕዋተይ ፈትዮም አይመስለንን ምሕረቱ የውርደልና ህዱእ መንፈስ ይሃበና እግዚአቢሔር ኪዳና ምህረት አዴና ትሓልኩም😢
@Jesusey1
@Jesusey1 Ай бұрын
ከየዕብዱኺ ምስዞም ባዓል ጎጆ ዕንዱ ኣይትእተዊ
@Helenberhe1
@Helenberhe1 Ай бұрын
ኣይትገደስሎም ዝሓፍተይ ❤❤
@BhhrtGfurf
@BhhrtGfurf Ай бұрын
Enjera Alem blae Bejaka Nezi wedi Kesey Elka Aredaayo Nsu gn zrdae Seb Aykonen Nmntah Zereba msay Entelika Bwshi Rkebeni Endabeleto Mrdae gn Abwa Nsu ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 Ай бұрын
ዋይ ጉድ
@shenenmedia1852
@shenenmedia1852 Ай бұрын
Ezi ጎጆ zbehal ageb kbehal alewo deki erey, tm ele kiezebo keleku Eritrawi koynu aysmann. kab azerarbu jemirka video kefitu kzareb zeymkalu gele hbue mistirn telekon zelewo'yu koynu zsmani, "stop him to attack our sisters and our brothers"
@shammengstab1403
@shammengstab1403 Ай бұрын
እዚ ነቲሕ ጎጆ ዝብሃል ስ ሰባት ኣብ ጸገም ክውድቕ ከይደቀሰ ዝሓድር ዘሎ ሰብ ኢዩ ኩሉ ሰብ ምስኡ ምእታው ደው ከብሎ ኣለዎ
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po Ай бұрын
ንፍዕቲ ዮሳን
@Jesusey1
@Jesusey1 Ай бұрын
ኣጆኺ ኣትገደድሎም እዚኦም ኮነ ኢሎም ኣዋልድ ንምዕማጽን ርእሰን ንምድናንን ዝግበር እዩ
@Helenberhe1
@Helenberhe1 Ай бұрын
እዋይ እዛ ቲክቲክ ሰብ ከተጥፍእ እያ ተሰሪሓ😢
@NiyatBereket
@NiyatBereket Ай бұрын
Ajoki yosan❤❤❤
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene Ай бұрын
ኣታ ዕንዱ በስምኣም በል
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv Ай бұрын
ብራቮ ዮሳን❤❤
@MeronRisom
@MeronRisom Ай бұрын
ጽፉፍ መልሲ ንፍዕቲ
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 Ай бұрын
ከመይ ዓይነት ስድታት እዮም
@merhawigrmay7615
@merhawigrmay7615 Ай бұрын
ጎጆ ጉኑፍ ብኣካል ረኺቡ የሕዋት ኢና ኣቢልካ እዩ ኣብ ማስሜዳ ተሓቢእካ ኣይትጻረፍ
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@merhawigrmay7615
@merhawigrmay7615 Ай бұрын
ኣጆኺ ህሙማት እዮም ኣይትሓዝሎም
@helentekle712
@helentekle712 Ай бұрын
ወልሓንቲ ክስምዓኪ የብሉን ኣጆኺ
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml Ай бұрын
Azi gojo zbhal Tina yeblun
@WintaAraya
@WintaAraya Ай бұрын
ሓቅኺ ዮሳን ከም የሕዋትካ እንተቀረብካዮም ይጸርፉኻ ናብ ካልእ ዜጋ እንተኸድካ ድማ የእዉዩ ድሁላት
@TsigeMisghina-y8w
@TsigeMisghina-y8w 20 күн бұрын
@WintaAraya እንታይ ድዩ መሲልኪ ክብርቲ ሓብትና ካብ የሕዋትክን ሓሊፍክን ናብ ካልእ ዜጋ ክትኸዳ ኣይነፍቅድን ኢና ክብረትክን ክንሕልወልክን ኢና ንኽእል እንበር ስለዚ ናብ ካልእ ዜጋ ምእታው ማለት ዘርእኻ ምርሓቅ ማለት እዩ.
@AdDf-u5f
@AdDf-u5f Ай бұрын
ኡይይይይ ጎጆ ቪድዮ ምኽፋት ክተፍርሖ 🙆🙆🙆🙆🙆ብሓቂ ድዩ ምስዚ ክትነብር ሓሲባቶ ዋይ መርገም ካብ ምስዚ ምንባር ናይጀርያ ይሐሻ 😮😮😮😂😂😂😂
@Jesusey1
@Jesusey1 Ай бұрын
ብራቮ ዮሳን 😇
@dejenghebrekidan
@dejenghebrekidan Ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘገርም ንኽጸርፋ መስል የብሉን ኣቡነት!ነፍሲ ወከፍ ፉጡር ወዲ ኣዳም ኣብዛ ምድሪ ክመላለሰሉ ዘለዎ መንገዲ እሞ ድማ ከመይ ጌሩ ክኸይድ ከም ዘለዎ ዝሕግዝዎ ሕግን ስርዓትን ኣለዎ። ንኣብነት ነፍሲ ወከፍ ዓብይ ይኹን ንእሽቶይ ሃብታም ይኹን ድኻ ጥዑይ ይኹን ሕሙም ሕጊ ትራፊክ እንተ ጢሒሱ ተሓታቲ ዀይኑ ግዳይ ናይ መቕጻዕትን ሓደጋን ይኸውን። ኣብ ስርዓትን ሕግን ምጥሓስ ኣሸላሻል ወይ ምድንጋጽ ዝብሃል የለን። ኣብቲ መንፈሳዊ ዓለም ተዀነ እውን ከምኡ እዩ። ኣምላኽ ኣብዛ ምድሪ ክንመላለሰሉ ዘሎና መስመር ሕንጻጽ እንታይ ምኻኑ ገሊጹልና ኣሎ። በቲ ዝሓንጸጾ ሕንጹጽ መንገዲ ኣብቲ ብኡኡ ከመላልስ ዘኽእል ጸግኡ ተደጊፍና ምስ እንመላለስ ዝበለጸ በረኸትን ፍረን ክንዓጽድ ንኽእል እንተ ዘይኰይኑ ግና ብኣንጻሩ መርገምን ፍርድም ይኸውን ዕጫና።
@brgednhamedu6120
@brgednhamedu6120 Ай бұрын
ኣጆኺ ንስኺ ለባም ኢኺ
@selamtesfahanes4589
@selamtesfahanes4589 Ай бұрын
ንሳ እያ ተጋግያ ብዓልቲ ሓዳር ተክይና እንታይ ክትገብር ኣትያ ኣብ ላቭ።😊
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po Ай бұрын
ኣብ ቲክቶክ ሪኤያ ኢሉስ ኣፍቂረያዶ ክሕነቅ እየ ይብል ኣሎ ደንቆሮ
@Berkey13
@Berkey13 Ай бұрын
EdenZeray, Buzuhat tslulat alwona ab-zey mas media.
@melatkfle2163
@melatkfle2163 Ай бұрын
ኣጆኺ ማዓረይ ❤❤
@GsfTech
@GsfTech Ай бұрын
ቱዕንዱ ልብልዎ ክንደይ ይልፍልፍ በስምኣብ
@MIKIboy84
@MIKIboy84 Ай бұрын
Robot 🤖 robot 🤖 eiu
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv Ай бұрын
እዋ ዘየፍቀረትኒ ኢልካስ ክንድዚ ጸርፊ
@WintaAraya
@WintaAraya Ай бұрын
ለባም እያ ኣነስ ከምዚ ኣይትመስለንን እያ ኔራ በዛ ቪድዮ ኣድኒቀያ😍😍😍
@teshemeke7407
@teshemeke7407 Ай бұрын
ዋእ ታይ ኢያ ክትገብረካ ሞ ንዓካ ከመይ ኢላ ምሳካ ክትነብር ትክእል
@MeronRisom
@MeronRisom Ай бұрын
ፈሊጣቶም ኣላ ነዞም ሰኽራማት
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv Ай бұрын
ባዕልኹም ገዲድኩም ተዘይ ኣፍቀራና ኢልኩም ትሕነቁ ብድሕሪኡ መሳክን ኣዋልድ ቀተልቲ የሕዋተን ይብሃላ ሰኽራማት ልቢ ግበሩ ነብስኹም እለዩ
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 Ай бұрын
ዋይ ኣዋሊድና ሕማቅ ዪረኽበን ስደተን ከይ ኣክሎም ፍቅሪ ኢንታይ ማለት ካሙኻኖም ዘይፈልጥ ማንስያት ዪሳቀዩ ኣሎዎ ቢጣዕሚ ዚሕዚን ናይ ቢሓቅ ላባም ሓፍተና ዒድመ ዪሃባ❤❤❤
@WintaAraya
@WintaAraya Ай бұрын
ክብረት ጋል ግን የብሎምን ድዩ እንታይ ጌራቶም
@HabeshamediaTV
@HabeshamediaTV Ай бұрын
ዋውውው እዛ ጋል ክትበልሕ
@mendelayerey9224
@mendelayerey9224 Ай бұрын
Ajoki sis azom denakur sebat nmintay yxarefu
@merhawigrmay7615
@merhawigrmay7615 Ай бұрын
ንምንታይ ምዞም ጽሉልላት ትኣትዊ ኣለኺ ኔበሊዮም
@reggaeworld2834
@reggaeworld2834 Ай бұрын
Wellcome fnaney marey ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏 🙏 🙏
@almazhawariat9238
@almazhawariat9238 Ай бұрын
That boy needs help mentally. You can’t force love. May God give the strength to overcome your mental health.
@EvenKefela
@EvenKefela Ай бұрын
Ajoki zehaftey❤❤❤❤ haray ka belyo ik
@MeronRisom
@MeronRisom Ай бұрын
ደም ብዝሒ ክሓምም እዩ ቀስ ኢሉ ዘይዛረብ
@Aster24-y4l
@Aster24-y4l Ай бұрын
Don’t west ur time honey💕
@zebibkesete1734
@zebibkesete1734 Ай бұрын
🙏🏾🙏🏾🙏🏾😢nskn tgeda
@yoditbayere9476
@yoditbayere9476 Ай бұрын
Eway beal afaf mefaf nimntay eya nisa msom atiya tizareb beyna ab tiktok melsi hiba suk zeytble ,,,, Iti Gojo zibluwa nimntay seb gn zeyfeleto nusu hade meraseni yu ,,,, inte izi fetiyeki fetiyeki zibl zelo emo ewayyyyy i have no words about him ,,,,
@Jesusey1
@Jesusey1 Ай бұрын
ብስም የሱስ እንታይ እዩም እዚኦም ኣብዑር ዘይትገድፍዋ
@melatkfle2163
@melatkfle2163 Ай бұрын
ሓቅኺ ጋለይ ንስኺ ብልጽቲ ኢኺ😍😍
@DawitDawitGehbremichael
@DawitDawitGehbremichael Ай бұрын
ሓብትኹም እያ ጸርፊ ደስ ኣይብልን እዩ
@MisgnaBerhane
@MisgnaBerhane Ай бұрын
OMG i want problem
@melatkfle2163
@melatkfle2163 Ай бұрын
ነዚ ጎጆ ዘጥፍኣልናድዩ ተሳኢኑ ሰብ ረቢሹ እኮ
@Natna-5-24
@Natna-5-24 Ай бұрын
እዚ ጎጆ ዝባሃል ኣታዓባብይኡ ዝበደሎ ሰብ እዚ ዘውጸኦ ቃላት ንባዕሉ ብሕጊ ዘሕትቶ 'ዩ ስለ ምንታይ ግን ብሕጊ ዘይትሕዝዮ እንታይ ኣብ ሜድያ ወጺኺ ኣብ ዘይተደልየ ጉዳይ ትኣትዊ
@senaitzerea4936
@senaitzerea4936 Ай бұрын
Nay Hzybi Eye Yebil Kemaka Aynet Seb Ny Hzbi Ytrefo Sik Bel Man Man Aytebzyh Xbuk Yelekan Mis Amylakika Tezareb 🙏
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml Ай бұрын
Ajoki marey
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae 25 күн бұрын
They are literally abusing her. This is not fair! Oh, my sis leave these lunatics alone please.
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea Ай бұрын
አቱም ደቀይ በስምአብ ዘይትብሉ እንታይ እዩ ወሪዱኩም ዘሎ ምሕረቱ የውርደልኩም አዋልድኩም አዋልድኩም እንታይ እዩ እቲ ዕላማኹም ዐገብ ሂወትኩም አይተባላሽው ወለድኹምን ንእስነትኩምን ረአዩ 🙏✝️
@Aster24-y4l
@Aster24-y4l Ай бұрын
Goje krbit🧨😊
@nahomdesta3822
@nahomdesta3822 Ай бұрын
በጃኺ ኢለኪ ንዮው በልዮም ኣይትገደስሎም
@brgednhamedu6120
@brgednhamedu6120 Ай бұрын
ኣርሓ ናይ ኣዋልድ እዮም እዞም ዓድዉዒል
@nahomdesta3822
@nahomdesta3822 Ай бұрын
ትም በል ዓምያ ካብ ንዓኻ ተፍቅር ኣብ ገዳም ምምባር ይሕሻ ፋራ
@MerhawiGhide-z1c
@MerhawiGhide-z1c Ай бұрын
❤yeagsyo komua grki
@AmaTsegay
@AmaTsegay Ай бұрын
Nezi gojo zeytiqetiliwo seb rebishu wedi xemam
@sabasabina5346
@sabasabina5346 Ай бұрын
እዚ ናርሰስ ዝኾነ ሰብ ኣምላኽ ይኸውልኪ ካብኡ።እዚ ቅንጣብ ፍቕሪ የብሉን ኪድ ተሓነቕ በልዮ ሓሳዊ።
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 Ай бұрын
❤ my sister RIP ente nskum gn😢
@haremtesfay7
@haremtesfay7 Ай бұрын
Entay alki ab tiktok eski ke
@nahomdesta3822
@nahomdesta3822 Ай бұрын
ትም በል ደንቆሮ ኮመኡ ኢሎሙኻ ኣምንካዮም ድኻ ሃላይ ብናትካ ሓሳብ ደይትኸይድ ደንቆሮ ርእሲ ዱባ
@Berkey13
@Berkey13 Ай бұрын
Gogo zebehal seb nay bihaki sedi eue.
@ttmkrti7240
@ttmkrti7240 Ай бұрын
እዎይ መን እዩ ጣጣ ማጣ mog ekek 🥶
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Ай бұрын
ቲክ ቶክ ናይ መገሰማት ሓደ ዝተምሃረ ዘይትርእየሉ ፎኦእ ብጋል ክንድዚ እቶም ጀጋኑ ካልእ ይገብሩ እዞም ከኣ ኣደድ ።
@daniwedihager7708
@daniwedihager7708 Ай бұрын
Keydato diya
@BhhrtGfurf
@BhhrtGfurf Ай бұрын
Anti Xbktey Nski Kulu Azararbski Wereja GalAnsteyti Melka Mejemerya Ab Thtna 2ka Azararbaa LEBAM SEB EKI EZI WEDI SIDI WEDI SEBYTI EYU YOSA HEFTEY KABZI WEDI KLKMKI❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 RAHAKI
@helentekle712
@helentekle712 Ай бұрын
ኣይፈልጣ ኣይጥይቃስ በቃ ክሕነቕ እየ ተሓታቲት ንስኺ ኢኺ ይብላ ዓንጃል ንርእስኻ ኣይትብርል እንበር ንሳስ ትሕተቶ የብላን
@Dembena
@Dembena Ай бұрын
Wellcome tokkkk😂
@SemereabTeshome
@SemereabTeshome Ай бұрын
ደናቑር ዘይትማሃሩ ግዳ
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 Ай бұрын
Kabziom xlulat rhaki kemom keyexeliluki
@selamselam2079
@selamselam2079 Ай бұрын
Yosan haftey nzom menjultat aeytgedeslu reseyom
@FevenAbrahamFeven
@FevenAbrahamFeven Ай бұрын
Kab ezom sebat rhaqi pls keyhemuki hiwetki gberi
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl Ай бұрын
Eza gal fkri akewa
@amanuelbeyene1342
@amanuelbeyene1342 Ай бұрын
እንታይ እዩ ዝብል ዕንዱ ዋላ ተኸደ ሽግር የብልኩን
@HabeshamediaTV
@HabeshamediaTV Ай бұрын
ከየሐሙኺ 😂😂😂
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 Ай бұрын
Way gud kemey aynet denakur ayom
@Bil-q7c
@Bil-q7c Ай бұрын
😂fkri
@gyytryyff6192
@gyytryyff6192 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 Ай бұрын
Gojo sdi akilka nzmexet gal zeysma anahabka ketexelma
@robielkuburom9280
@robielkuburom9280 Ай бұрын
ስራሕ ዶ ረኺብካ ኣይሓልፎ
@ZayedMengstu
@ZayedMengstu Ай бұрын
Hafetey zeytegedefeyom begaki wexi
@Helenberhe1
@Helenberhe1 Ай бұрын
ኣዚ ዕንዱ ክሓምም እዩ ቀስ ኢሉ ዘይዛረብ
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml Ай бұрын
Ata Tata mandu lbi gber
@elsabrhane4782
@elsabrhane4782 Ай бұрын
Wey halewlew way deqey
@Aster24-y4l
@Aster24-y4l Ай бұрын
Wayhalewlew! 1:54 ezer bel ! XaEda yixhahka. Afkireki’mo wey khneq iye,wey afqeni bhayli? Dont abuse her!😡
@WediGihrmay
@WediGihrmay Ай бұрын
Ezi gojo tehatati yu nay kulom
@46hbs
@46hbs Ай бұрын
Axewyom aytmelslom ab natem dereja keyeatwki
@ZemenZemen-j4m
@ZemenZemen-j4m Ай бұрын
Hji nezes mhri elka dikaa amxkyoo😅
@meharighebrhiwet2890
@meharighebrhiwet2890 Ай бұрын
Tm bel hasawi fqri yeblkan
@brgednhamedu6120
@brgednhamedu6120 Ай бұрын
ኣየ ዕንዱ 😂😂😂
እንታይ ክትገቢር ኔሩዋ?
1:07:54
Kidyon
Рет қаралды 10 М.
Yay, My Dad Is a Vending Machine! 🛍️😆 #funny #prank #comedy
00:17
When u fight over the armrest
00:41
Adam W
Рет қаралды 14 МЛН
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
00:56
A4
Рет қаралды 17 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 38 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 32 ( BY BRUNO )
44:12
Awra Tube
Рет қаралды 211 М.
🔥 ብፍቅራ ነብሱ ከጥፍእ  ኣብገዝኡ ዓድዩዋ
39:52
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 51 М.
Yay, My Dad Is a Vending Machine! 🛍️😆 #funny #prank #comedy
00:17