Danait Yohannes Kem Seb | ከም ሰብ New Eritrean Music 2018 Official Video

  Рет қаралды 3,046,847

Meley Entertainment

Meley Entertainment

Күн бұрын

Subscribe to Meley Entertainment : goo.gl/kW65T1
Facebook: goo.gl/cFUuGJ
© Copyright: Meley Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
💚 Like ✔ ❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔ 💜 Comment ✔

Пікірлер: 2 100
@ቻፒደላይሰላም
@ቻፒደላይሰላም 6 жыл бұрын
እታ ግጥሚ ጽን ኢለ ስለዝሰማዕክዋ እቅረ ኢለልኪ ኣለኩ ጌጋ ከኣ መናብርትና' ዩ ደኑ ሺኮር ድሕር ሕጂ ግን ከይትግርሂ ግጥሚ ኣስተብሂልኪ ተቀበሊ so nice ጠጥዕሙ ነዓኪ
@justiceseeker1484
@justiceseeker1484 6 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️ጽቡቕ ስራሕ ኣነ ግን ንብዓተይ ምቁፃር ሲነ !! !!❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ይቕረ ንዝሓተተ ይቕረ ምባል እዩ ዝግባኣና ! !! ይቕረ ንዝሓተተ ይቕረ ምባል እዩ ዝግባኣና ! !! ይቕረ ንዝሓተተ ይቕረ ምባል እዩ ዝግባኣና ! !! ይቕረ ንዝሓተተ ይቕረ ምባል እዩ ዝግባኣና ! !! ይቕረ ንዝሓተተ ይቕረ ምባል እዩ ዝግባኣና ! !!
@teametesfagabr6786
@teametesfagabr6786 6 жыл бұрын
ኣጆኪ ዳናይት ሽኮር 100% ሰኒ ሂበኪ ኣለኩ ሰብ ዝበለ ይበል ♥✔♬
@hiwetbtesfa3930
@hiwetbtesfa3930 5 жыл бұрын
ከም ሰብ ተዳኒገር ዳናይት ድያ ወይስ ኢለ ሰምሃር ክልተ ከውክብቲ ዓባይን ምንኣስን ዝወጻ ካብ ሓደ ማሕጸን ዓጀብ ድምጺ ዓጀብ ሳዕስዒት ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ብሉጻት
@NaherSunshineEritrea
@NaherSunshineEritrea 6 жыл бұрын
ኩላትካ መንሰይ ንዛ ደርፊ ደጊምካ ስምዓያ ኣነ ክሳብ 5 ደጊመ ሰሚዐያ ይቅረ በሉለይ ትብለና ኣላ ዳኑ ምቅርቲ ስለዚ ብፍቅሪ ጌራ መልእክታ ተሕልፍ ኣላ ስለዚ አግዛብሄር ኣምላክና ነቶም ዝበደልኩም በደሎም ሕደግሎም አዩ ዝብለና ሞ ንሕና ከኣ ይቅረ ንበለላ ምክንያቱ ስነጥበብ አና ንሃሲ ዘለና ተኪኢልና like ጌርና ንሕለፍ
@liveyourdream2121
@liveyourdream2121 2 жыл бұрын
Ane kedmi eza comment menbay leli 30 gezi semiya aleku.
@rahwahabesha1268
@rahwahabesha1268 6 ай бұрын
😊😊😊😊😊😊😊
@HenokHadigu
@HenokHadigu 5 ай бұрын
ዳናይትናትኺእድናቂዮ
@HenokHadigu
@HenokHadigu 5 ай бұрын
@RobelMukur
@RobelMukur Ай бұрын
😢​@@HenokHadigu
@ንጸዋወርእንዶ
@ንጸዋወርእንዶ 6 жыл бұрын
ኣታ እዞም ይቕረ ቦሉላ ትብሉ ዘለኹም ሲ ቁሩብ ኣይትሓስቡን ዲ ኣብ ልዕሊ ሬሳ የሕዋትና እንዳነጠረት ምሽ ኣይትታሃመል ኢላ ሕጂ ካኣ ጸሊም ተኸዲና ምልክት ሓዘን ጌራ ይቕረ ትበል እምበር እዚ ዳኣ እንዳሳሓቕካን ንክሊፕ መጸበቂ ወዲ ጌራ ጠሊማቶ ዝዓይነቱ እንድዩ እዚ ሲ ይቕሬታ ኣይኮነንን ከምቲ ፊት ንፊት ዝጸረፈትና ሕጂ ካኣ ፊት ንፊት ይቅረ የድልየና ኣሎ
@smacker88
@smacker88 5 жыл бұрын
ንጸዋወር እንዶ fit n fit do belka fah elna sdet gumama yak. forgive her bro or Sis it was only one time mistake.
@mebryegebreyesus
@mebryegebreyesus 5 жыл бұрын
Dhri aytthamelye mdrafa neza gal krie keleku demey yfelh
@ሰብዩመክሰብኣግ
@ሰብዩመክሰብኣግ 5 жыл бұрын
Terewaei dukum fitret hizun b dewu zimet harei dimu mekoster chehani dkum adki zihaleket bieiray akimka u ykire limed haftika ya
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 5 жыл бұрын
ሓዳግ ኩን ንሳተን ይቅረ ኢለን የን ይቅረ ይኩንክን በል ዝወደይ ኣቦይ እዝጊ ክሕጎስ ፈቴን ማዓስ ኮይነን መጋበርያ ኮይነን
@Benny12-w3s
@Benny12-w3s 6 жыл бұрын
ናይ 5 ደቂቅ ጌጋ ናይዘላለም ካብ ህዝቢ ጽሊኢ ጎኒፉክን ዩ like የለን ።
@Dani-ds2pw
@Dani-ds2pw 6 жыл бұрын
You break😖 my heart at first sight , it's difficult to forget what you said before
@mekonenmulaw589
@mekonenmulaw589 6 жыл бұрын
"ፈታሪ 'ኻ ኣብ ዙፋኑ ይቅረ ይነፍግ መኣዝ ኮይኑ...." ሰኒ ሰኒ ሰኒ ሰኒ......ምእንተ ቀጻልነት ማእበል ሙዚቃ ቋንቋ ትግርኛ....danait long live, ንበርልና danait , i am ethiopian but i am so interested of listening eritrean song! !! 10q danait and your cooperatives, you made song enthusiastic to hear every morning before breakfast, every day before lunch and every night before dinner!!!!!!! Well done danait youhans!!! "ከም ሰብ"!!!!!!
@LimitLess-Imagination-
@LimitLess-Imagination- 6 жыл бұрын
ኣፍኩም ኪትሕዙ ኢኹም ጌና ብስርሓ ጀጋኑ ናይ ዩትብ Keep doing Danait..
@gedi6004
@gedi6004 5 жыл бұрын
am ethiopian and i love eritrean,and i will merry in eritera
@ghirmajtekie5187
@ghirmajtekie5187 6 жыл бұрын
ሀሀ ክሳብ እዛ ረሳሕ ደርፊ ከይተኣልየት ካብ ዩቱብ ዲስላይክ እንዳበዝሐ እዩ ክከይድ። ሃማማት ኮንክን እምበር እንጀራኽንስ ብመንገድና እዩ ኔሩ። እዞም ሓሰውቲ ተደናገጽቲ ትመስሉ ክኣን ሕሰቡ ደጊምኩም፡ ከምዚ ዓይነት መንገዲ ምስ ሓዝኩም ኢና ካልኣይ ግዜ ንህረም ዘለና ኣብ ዓለም። ማለት ዝበደለ ናይ ኢዱ ክረክብ ኣለዎ still ጌግኡ ኣሚኑ ይቅረ ዘይሓተተ።
@ሰብዩመክሰብኣግ
@ሰብዩመክሰብኣግ 5 жыл бұрын
Ata komshiti lokimax sebeyti haraei ab tisti baste da birhan mexaweti anaxu gudgad wekarya Tay mo komentin dis layki koynu akimkum kabzigei b shewiate weledo haftika tikewin trtegageye tieirma ykire bel ykire kibehalelka ab shirek delo bishikoti
@kiflomweldu5324
@kiflomweldu5324 6 жыл бұрын
danu shikor wwww!!! music Keep going aytgedesi bezom hasadat 🤓🤓🤓🤓 kulu hah ela eya tirie zela
@kibromtsegay493
@kibromtsegay493 6 жыл бұрын
መርሓባ ዳናይት ሓብተይ መኽሰብ ሰብ ዝበልዖ አምበር ዝዛረቦ ኣይስአንን ኢዩ ኣይትገደስሎም ጥራይ ፎርሳ ንቕድሚት ጥራይ ሰጉሚ ሽኮር ሓብተይ
@Gagareacion
@Gagareacion Жыл бұрын
I living Ethiopia I loved 🇪🇷 music 🇪🇹👌👌
@justiceseeker1484
@justiceseeker1484 6 жыл бұрын
ይቕረ ንዝሓተተ ይቕረ ምባል እዩ ዝግባኣና ! !! ይቕረ ንዝሓተተ ይቕረ ምባል እዩ ዝግባኣና ! !! ይቕረ ንዝሓተተ ይቕረ ምባል እዩ ዝግባኣና ! !! ይቕረ ንዝሓተተ ይቕረ ምባል እዩ ዝግባኣና ! !! ይቕረ ንዝሓተተ ይቕረ ምባል እዩ ዝግባኣና ! !! ይቕረ ንዝሓተተ ይቕረ ምባል እዩ ዝግባኣና ! !!
@okbagebrieltesfayewhans7817
@okbagebrieltesfayewhans7817 5 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ከማይ ዶ ትኾኑ ነዚኣ ክትርእዩ ከለኹም ሓዊ ይዉላዓኩም፡ ስነ ጥበበኛ ዝበሃል ነቲ ዘሎ ዘጸባርቕን ሓሊፉ ዝጥምትን ምስ ህዝቡ ኮይኑ ዶ ኣይኮነን ዩ። እዋይ እዚአን ሲ ፓፓጋሎ ኢለይን ኣለኩ ።ከም ስነ ጥበበኛታት ወላሓንቲ እዩ እኮ ዘይብለን።
@saketikumnayeskumsaketzeko9152
@saketikumnayeskumsaketzeko9152 6 жыл бұрын
Ziyada milion well come back danu ayney we love you and xebuk serhe plc give me like.
@ziyadakulu1649
@ziyadakulu1649 6 жыл бұрын
Adi Z M king my love😂 I love u kitbil dika hawey tedengx aytitahamel bel😂😂😂😂
@hagosdebesay8380
@hagosdebesay8380 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን መንእሰይ እዩ ዘለና !ኦ! ኣቱም ሰባት ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን እዘን ሰባት ካኣ ሓንሳብ ኢየን ተጋግየን ! ይቕረ ምግባር ድማ ን ነብስኽስ እዩ ፥፥ ብልክዕ ከምዚ እንተደጊመን ካኣ ከምዚ ስጉምቲ ይዉስርድ እምበር ወድ ሰብ ሓንሳብ ተጋግዩ ኢልካ ክሳብ ክንድዚ ጽቡቕ ኣይኮነን! ሕደግ ክሕደገልካ ኢዩ ዝብል
@ሓበሻፈጂረጊጾም
@ሓበሻፈጂረጊጾም 6 жыл бұрын
degim bay wegen ጽልኢ የብለይን ምስ ዛ ቆልዓ ሓደ ካድር ኣታሊልዋ ኢለ ኣይፀልኣን የ dislike ka meliseyo like elela leku ajoki danu ተሃራፊት ከም ዕበባ መስከረም በርትዒ🌷💝
@hjhj5640
@hjhj5640 5 жыл бұрын
ዳንየይ ምንጭውቲ ክፈትወኪ ከም ገለ እየ ጅብዕተይ ኣቱም DisLike ትህብዋ ጀዝባታት ካ ፋክ ኢለኩም ኣለኩ በከይቲ
@abitesfa7198
@abitesfa7198 5 жыл бұрын
ጉዳይ ትግራይካ ግበር ገጽ ጀዝባ !
@erigang9336
@erigang9336 6 жыл бұрын
Danit si Kef alewa😍
@DessalegnBitew
@DessalegnBitew 6 жыл бұрын
Good music, I love Eritrean music.
@powerfull3099
@powerfull3099 6 жыл бұрын
እንድሕርደኣ ብሓቂ ኣጣዒስኪ ነቲ ሰማዕ ኣምላኽና ይቅር በለለይ ኣምላኸይ ኢልኪ ፀልይ። ድሕሪኡ ናይ ኣምላኽ ሰብ ምስኮንኪ ሰብ ከዓ ይቅር ክብለልኪ እዩ! just,this is good music!
@germenidoshtigrina4211
@germenidoshtigrina4211 6 жыл бұрын
ዳናይተይ ኣዝያ ብልጽቲ ስራህ ሕዝክልና መጺኺ ኣመስጊነ ኣይጸግበክን እየ
@Mohamed-ww9ml
@Mohamed-ww9ml 3 жыл бұрын
I dont understand a single word of what she is singing still I am listening it during my whole day actually I feel like it is beating hard on love receptors deep inside my heart ❤️❤️ Great love to Eritrea from somalia
@fosiyoandiyussuf9706
@fosiyoandiyussuf9706 3 жыл бұрын
Also Iam eraterian lady my mother somali
@meazahaileslassie.5299
@meazahaileslassie.5299 6 жыл бұрын
እዋይ ሓበሻ ክትብሃሉ እኮ።መዓዝ ንዓኹም ይቕረ ግበሩለይ ኢላትኩም? ይቕረ ዝሓትት ሰብ እኮ ዓብይ ሰብ እዩ ግን እዚኣ ኣይኮነን ይቕረ ኽትቢል ምንም ከምዘይተፈጠረ ተመሊሳ መፅያ።
@shaebianism4258
@shaebianism4258 5 жыл бұрын
Wae agame gn nmntay ikum gudaykum zeytgebru?
@ተስፋኣለኒተስፋጽባሕ-ቀ8ኀ
@ተስፋኣለኒተስፋጽባሕ-ቀ8ኀ 6 жыл бұрын
ስላም ኣሕዋት ከመይ ኣለኩም ድሓን ድኩም ሰላም ኢዩ ኢግዛብሄር ይመስገን ከም ትቡሉኒ ኣይጠራጠርንየ ። ግን ሓደ ነገር ኣሎ ዘይደቅሰና ንሱ ካኣ ኣይትተሃመል ዝብል ዝወጸ ኢዞም ሰባት ኢዝኣቶ ከማና ስጋን ደምን ለብሶም ዝኸዱ ዓይነት ሰባት ኢዮም። ሕጂ ንሕና ሕማቅ ደርፈሙልና ኢልና ብሕማቅ ኣይንቃዎምን ። ብኣንጻሩ ካድኣ ዘለና ፍቅሪ ንልግሰሎም ። ወገነይ ኣሕዋተይ ኢንታይ ድዩ ኢምነትና ኢንታይ ድዩ ጽንዓትና ድሓር ኢቲ ጠንቂ ናይ ኣይትተሃመ መን ድዩ ? ኢቲ ወርቀት ዝሕንጥጥ ዶ ኣይኮነን ኢዩ። ኣነ ብወገነይ like ዘይኮነ dislike ምሃብኩዎን ነይረ ግን ኣየድልየንን ኢዩ ። ድሓር ካኣ ግጥሚ ካሜራ ፎቶግራፍ ዜማ ወዘተ ናይ መን ድዩ ናይቶም ኣሕዋትና ዶ ኣይኮነን ኢዩ ። ኣብዛ ስራሕ ናይዛ ደርፍይ 10% ኢዩ ዘሎ ኣበርኩተኤን ኢቲ ካልኢ ናይ ዝተፈላለየ ኣሕዋትና ኢዩ። ስለዚ ኣሕዋት ስነጥበባውያን ሃገርና ኢንዳ ደከመ ስለዝከይድ ዘሎ ብሰንኪ ብሓደ ክልተ ሰባት ስራሕ ሃገርና ኣይነጉድል ኢንተክኢልና ሞራል ንሃቦም ኢንተይዘይ ተካኡሉ ካኣ like susbcribe comment view በዚኦም ንሕጉዞም ። በጃኩም ኣሕዋተይ ነንሕደና ንፋቀር ። ስለዚ ኣሕዋት ሰብ ዓቅሙ ዝዛረብ ኣነ ካኣ ብዓቅመይ ርኢቶይ ሂበ ኣለኩ ። ብፍልጠት ይኹን ብድፍረት ኢንተዳኣ ተጋግየ ኣርሙኒ። ብዝተረፈ ብሙሉኡኩም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ፋሕ ኢልኩም ኩብራት ኣሕዋተይ ዕዙዝ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ኣብ ንገብሮ ጾምን ጾሎትን ኢግዛብሄር ኣምላክ ጽን ኢሉ ይስማዕና።
@wedimamaasli520
@wedimamaasli520 6 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ደናይት አዛ ደርፊ 880k ሽሕ በጺሓ ኣላ ግን ክርዳኣኪ ዘልዎ ሰብ ደስ አልዎ ኣይኮነን ሪኢዎ ከምዚኢ ከማይ comment ክጽሕፍ ዩ ዘሪኦ ብዝኮነ ብዛዕባ አቲ ኣይትታሃምን ጎበዛይ ኢልኪ ዝድረፍክዮ ብመገዲ video ክተብርሀልና ብትሕትና ንሓተኪ
@eritube9777
@eritube9777 5 жыл бұрын
Abkndaka ane hafire
@wedimamaasli520
@wedimamaasli520 5 жыл бұрын
Kkkkkkk entay sele zkonki
@eritube9777
@eritube9777 5 жыл бұрын
Asha eritrawi nifelemayey gof elkani kurub zeytmieblu
@fekareyulbey6938
@fekareyulbey6938 6 жыл бұрын
ፍታሕ ዘይዘግብር ሰብ ፡ ፍታሕ ክረክብ ዘይሕሰብ አዩ አሞ ፡ ሸለል ንበላ ፍረ ጻማኣ ንክፈላ pleas ayntehalalek b fkri ninber yehewat n fkri ፡፡
@tobikudu5513
@tobikudu5513 6 жыл бұрын
ደቂ የውሃንስ ሕጂ ኣይኮነ " ከም ሰብ' ዶ ኣይኮንኩን ኣታ ኣቢሰ " ብደርፊ ዝበሰ ብደርፊ ይቅረ ይግበረሉ ዝበልኪ መን አዩ? ልክዕ ሸረክ ሒዙኪ ክከውን ይክእል አዩ ግን ይኩን ደኣ እንበር ብጋህዲ ይቕረ በሉለይ ክትብሊ ኣሎኪ ወይ'ካ ብግብሪ ካብ ኤርትራ ወጺኪ ፈታዊት ነብሳ ተባሂልኪ ክትጽውዒ ኣለኪ፡ ተዘይኮነ ዲስ ላይክና👎👎🏻👎🏼👎🏿👎🏾👎🏽💬 ቅርጻሊ አዩ።
@sniteyeyob.n.b9800
@sniteyeyob.n.b9800 6 жыл бұрын
B-40 ኣዝማሪኖ Really misaka aleku ane ezi eu eti haki
@ezuhalo2741
@ezuhalo2741 6 жыл бұрын
Danu mikirit zebehere mehramcira 👏😘❤
@LRL.1995.8
@LRL.1995.8 6 жыл бұрын
Haray tegem yelen haftina
@Tewoderos-o6g
@Tewoderos-o6g 8 күн бұрын
Dane ilove you from ethio
@aben5947
@aben5947 6 жыл бұрын
ባሓቂ በልጽቲ ደርፊ ዳናይት ቀጽልዮ ኣጆኺ በርትዒ።
@1.2mviews18
@1.2mviews18 6 жыл бұрын
ኣነ ኳ ዲስ ላይክ እየ ዝህበኪ ላይክ ግን ኣብ ኔክስት ደርፍኪ ምናልባት ክሓስበሉ የ ምክንያቱ ሕርሕራይ ጌርክን ክትቅጽዓ ኣለክን ጸፋራት ቀናፍዝ
@sagimgherie841
@sagimgherie841 6 жыл бұрын
#Yqre YKunki. #😻👊🏾👌🏿
@weiyenekibreab1474
@weiyenekibreab1474 6 жыл бұрын
Senayt shikor nice music habibti ajoki kexelyo nay sebat zerba gedi aytgbrlu eki konjo ❤ ❤ ❤ 💋 ❤ 💋
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 9 ай бұрын
ወዲ ትግራይ ኣድናቂ ዳናይት አየ💞💞💞💞❣️💞💞❣️💞❣️💞❣️💝💚
@Zhydyd-ly5ez
@Zhydyd-ly5ez 4 жыл бұрын
በጣም ነው እምወድሽ በርቺ😍😍😍😍
@brhanyemane2422
@brhanyemane2422 6 жыл бұрын
Entay deliki mexiki hiji ke gual ta sharmuta gahshar grm eba amsilka yqre yelen emo yelen hananat bsenki hade seb enjerakin axikin ember entay rekibkin gahabu
@ሰብዩመክሰብኣግ
@ሰብዩመክሰብኣግ 5 жыл бұрын
Ata wedi shermuta nay commenti anchiwa mesetah figue hidget giber mukan teteredieuka ni haftika xerifka Ata tegemtilu shimka yeman maniki kimexei u ab tixaref shimka yeariyo wekarya
@fenklweld2891
@fenklweld2891 6 жыл бұрын
Danait shikorrrr ajoki 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍 👍👍👍👍👍
@darsamussa44
@darsamussa44 2 жыл бұрын
Sey asey natey halaley behaqi haqi bzuh awra awra.
@zementekeyerkani6790
@zementekeyerkani6790 6 жыл бұрын
Danait ኣይትታሃመል ቴልካ ካኣ ሕስረት ኣሎ you know Danait ሓፍተይ eritrean people is very very ቑጡዓት tay ke ktgebra temeliski nskn eta gahba haftkn. ... Higi wn teshenega aytmelesa Dletka gerkas ykreta natkn kea floy
@semeredesta2355
@semeredesta2355 6 жыл бұрын
ተፈታዊት! ዘመን ዘየህስሶም ደርፍታትኪ ምስ ጥዑም ድምፅኺ ኣዝዩ እዩ ሰሓቢ ቀፅልሉ።
@Tk-bd2qu
@Tk-bd2qu 3 жыл бұрын
Tigraway guday adeka geber gumama
@weldatwedi10
@weldatwedi10 2 жыл бұрын
Tefetawit denu shukor
@alleyezonme6771
@alleyezonme6771 5 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር ንስኽስ ኩሉ ግዜ ድርፊ ደስ ኢዩ ዝብለና ኣጆኺ
@samuelabraha568
@samuelabraha568 6 жыл бұрын
Hij aykonen ykire zibhal engeraki balik eki atikya emo natike endsahika sebi tixrfe nisk xibuk sile tinebr neti hamaki zelo xubuk zelo eyu zimslek selementay niska xubuk kulu xubuk eu zimesleka
@saymonmiki7708
@saymonmiki7708 4 жыл бұрын
Dinu shikorrr amlk adem ten
@kidanetesfu502
@kidanetesfu502 6 жыл бұрын
ዳናይት መኽሰብ ብጣዓሚ ጽቡቕ ስራሕ
@darsamussa44
@darsamussa44 2 жыл бұрын
Sey asey natey halaley.
@musababojazalyismail1068
@musababojazalyismail1068 Жыл бұрын
the sudanese people always love Eritrean and Ethiopian people we love you songs 🇪🇹🇸🇩🇪🇷 we are one thing I see that
@davrecords7849
@davrecords7849 6 жыл бұрын
ደቂ ይውሃንስ ፋሕ ኢላተከን ምዝኩሉ ጥብብከን ናይ ፍቅሪ ከትደርፋ በር ፖሎቲካ ክትደርፋ ፎርማ ዘይብልክን ብዝኮነ ይቅረ ይኩንኪ
@hiruthirut5378
@hiruthirut5378 6 жыл бұрын
I am ethiopia but i love you eritra music
@kidaneyemane5125
@kidaneyemane5125 6 жыл бұрын
Des abelenen derfki temali entay tebeli nerki ati hji ke men kesmalki elki tderfi alki 😈😈😈🙉👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@aresenalsportes
@aresenalsportes Жыл бұрын
Betam gobez nes kemer techiyles
@adonaybarniebarnie3797
@adonaybarniebarnie3797 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ህግደፍ እንትዝከፍላ ምዘከረቶ ይምስለኩም ንህዝቢ ኤርትራ ግና ረብሓኣ ምስጎደላ ካብ you tube ተጋጌ ትሪጉም ይብሉን እንዳ ራኩዎ ዝሰረቀንስ እንተ ወሰከኒ ነያምኖ እዩ ነገሩ።
@yoelwoldemichael4617
@yoelwoldemichael4617 6 жыл бұрын
I am addicted to this song.
@hayatalain7557
@hayatalain7557 2 жыл бұрын
እህ ደስ ስትል
@kidaneteame3018
@kidaneteame3018 6 жыл бұрын
ወዲ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን, ተጋጊካ ግን ይክሬታ ምህታት ኢዩ አቲ ዝበለጸ. አቲ ዝተበደለ ከኣ ይክረ ይኩንካ ክብል ኣለዎ ምክንያቱ ካብ ባአሲ ጽልኢ ወለሃንቲ ስለ ዘይርከብ. ይክረ ንበል ኣምላክ መንአንቲ ክህጎሰልና።
@eritube9777
@eritube9777 6 жыл бұрын
kidane Teame how she can't
@heranmehzon3746
@heranmehzon3746 2 жыл бұрын
Wel Com Dinuye shkor my favoritt derafit❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷😍😍😍😍😍😍
@holylandholyland6301
@holylandholyland6301 6 жыл бұрын
Denu.shikor.gega.entezey.hulu.neru.ab.riesi.risas.medemses.aymiteserhen.gin.agoki.tesfa.aytkuretsi.nic.muzik.like.like
@abielabiel9558
@abielabiel9558 6 жыл бұрын
Wawww keff zelewa musik danu shkorr nezom ab comment zxhfu aytgedeslom danu nsom ab europa mexyom ztexelelu eyom dehan nsas gena ktqxl eya
@reemmoha4917
@reemmoha4917 6 жыл бұрын
I’m Saudi but I like Eritrean songs although I can’t understand it. So much love for you peaceful Eritrean people from Saudi Arabia ❤️❤️
@ሶሎሞንኤርትራዊ
@ሶሎሞንኤርትራዊ 6 жыл бұрын
Reem Moha 👍
@mansourmohamed3455
@mansourmohamed3455 6 жыл бұрын
Reem Moha We love you sweet thank you so much
@huidaten7669
@huidaten7669 6 жыл бұрын
and if you do not understand why do you listen to that shit music did you see how many people did not like the music?
@dembehaki9939
@dembehaki9939 6 жыл бұрын
Reem Moha fack ሱዳን ገፈሕቲ መዓኮር
@huidaten7669
@huidaten7669 6 жыл бұрын
ሱዕዲ ኢዩ ኮ
@tedrosneamn974
@tedrosneamn974 5 жыл бұрын
ይቅረ ይኩንኪ ኣነስ ኢለኪ ኣሎኩ፡ ብጌጋኪ እንቓዕ ተኣረምኪ፡,
@iloveyoumom8459
@iloveyoumom8459 4 жыл бұрын
ምቅርተይ ክፍትየኪ ዳኒየ ዝያዳይ💖💖💖💖😘😘😘😘😘🥰🥰💝💘💞💞💘💝🥰💋💋💋💋💋💋💋💖💖💖💖💖💖💖🇪🇹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💝💝💝💝💝💘💘💘💘💞💞💞💞💞
@natnaeltadie6546
@natnaeltadie6546 2 жыл бұрын
Enjoy
@ተስፋ-ኀ7የ
@ተስፋ-ኀ7የ 6 жыл бұрын
👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾
@sebleworkadamumalede5412
@sebleworkadamumalede5412 6 жыл бұрын
l Love Eritrean people
@asmieentertainment9973
@asmieentertainment9973 6 жыл бұрын
ያ ሰብ ኢኺ ግን ወሽላኽ ሰብ ኢኺ ፎካስ፡ናይ ክልተ ቅርሺ ፉል ።ምዃን ንስኺ ኣይኮንክን ንሕና ኢና ላይክ ኣብዚሕናልኪ ምሽ
@senaytakele5890
@senaytakele5890 6 жыл бұрын
Danait kokob kulaten admen tanan msaki ykun i am from ethiopia
@wellTube1
@wellTube1 6 жыл бұрын
entay eya gera????????? plzzz ngerugn
@gheryefkadu9282
@gheryefkadu9282 6 жыл бұрын
ኣቱም ኣሕዋት ይቕረ ዘይትብሉለን ተገዲደን ኢየን ኣይትታሃመል ኢለን። ይቅረ ንበለላ ይቅረ ትብለና ኣላ።
@henoknuguse6263
@henoknuguse6263 6 жыл бұрын
xebuk gerkum semewa eza derfi yehwatey shu ktredakum eya
@efarhafar8899
@efarhafar8899 6 жыл бұрын
danu derfki semie klu abakii znebereni hmak smiat gedifeyo aleku pls gin kaliay tetalilkii nehwatkii zegodia aytsrhi astebhli politica zelewa srah ay kemaeblekin u wxiatu win riakyo ekii abakin ab haftkin so nzom akeymkyom zelekii natkii tfezo nmmlas xaeri kehatekii u ...bruk senbet ygberelna ajokii kea
@dbmeritrawit178
@dbmeritrawit178 6 жыл бұрын
Efar Hafar xbuk aleka Gn mnalba ezen sebat tegediden serihna ykuna nabra shabya enda feletnayos sk ina ab resien kuyna beka
@menkbl1449
@menkbl1449 6 жыл бұрын
Cameraman u r great adnikeka 💯 Danu kea keytdgem beli dehan nhji chekine ayklonye
@tesfalemschangeb2852
@tesfalemschangeb2852 6 жыл бұрын
Ajkoki haftey
@onemasis6873
@onemasis6873 6 жыл бұрын
ነዚ ምስኪን ህዝቢ ኣይትሸራሽርዎ፡ እቶም ላይክ ትህቡ ሂብኩም ኪዱ። እቶም ዘይፈተናያ ከኣ ኣይፈተናን። ላይክ ሃባ ዲስክ ሃባ ኣይትበሉ ቧእ
@konjamkonjam2647
@konjamkonjam2647 4 жыл бұрын
Yekrta zeysema eiyu bedelega ember zeygage yelen
@16s-f4r
@16s-f4r 6 жыл бұрын
great job keep it up!!❤
@alexsander6684
@alexsander6684 6 жыл бұрын
ተተረዲእኪ ዲኣ ሓሙክሽቲ እወ ዓሚክክኪ! ብዝኮነ ይቅረ ይኩንኪ !
@ክከዉንእዩ
@ክከዉንእዩ 6 жыл бұрын
Alexsander 66 👍🏼
@ክከዉንእዩ
@ክከዉንእዩ 6 жыл бұрын
Alexsander 66 👍🏼❤️❤️
@wedihager8461
@wedihager8461 5 жыл бұрын
Danu shkorr ajoke qxleyo, plz Gn ayetetahmel tbel music kab KZbin awxeya plz danu shkor
@issayesberhane5917
@issayesberhane5917 6 жыл бұрын
Donkoro. Zekone. SEB. Bebahelun. Menentun. Zexawet. Eza. Haftina. Gemaret. Eya.moral. Kenhebea. Eyu. Zelina Gin gal. Hamasen. Sele zekonet ekum donakurr.
@samibeitsameitisameit8900
@samibeitsameitisameit8900 5 жыл бұрын
Seka iza eta aythamel kab KZbin kay wexet 👎immer so
@bereketdirar6595
@bereketdirar6595 6 жыл бұрын
Guhaf kelbi
@fullpatroldreame6073
@fullpatroldreame6073 6 жыл бұрын
this piece of tigrigna music is realy beyond expression in regard to melody and lyrics. i loce it. ketsililu awet ab kidimeki alo!!!!!!!!
@meseretyimer1134
@meseretyimer1134 5 жыл бұрын
Sewedesh eko😘😘😘😘
@efittekie4256
@efittekie4256 6 жыл бұрын
thanks more brother
@solomunbeyan4494
@solomunbeyan4494 6 жыл бұрын
ነው በላ ኢዛ ጀላዕ ኣበይ ጸንሓ አይ ሕጂ ኢቅረታ ታሓትት ቀራጽ ግሓፍ
@nbabaynafikenmamamaynafike8582
@nbabaynafikenmamamaynafike8582 6 жыл бұрын
Danu shkor entay Emo ab tufue ay tzareb kufue koynuna eber nehwatki eki xerifki haridki beliekna eber kemaki zfetwa derafit yebleyn ayttahamel kab tbli gn azye harike ykre kab belki gn nseytan keytemo ykre ykunki bejaki kemzi aynet srah now belyo msaki zkeyd aykonen yhwat ka eti music emo xbuk gerkum smeuwo ykre belula bejakum dyablos keydrerrr wedahankum
@awetnnebsey5945
@awetnnebsey5945 6 жыл бұрын
Denayt kelbi godena 🐱🐱🐱🐱🐱🐱 sharmuta fokas tanika bahri ykre tbl derfi awxa
@huidaten7669
@huidaten7669 6 жыл бұрын
ጎል የዋሃንስ ይቅረ ኢለልኪ ዋላ እኮ ልበይ ተሰሩ እንተኮን እምበርከስ ክምቲ እቅረ ዝብልናሎም እቅረ በለልና ስለ ንብልስ እቅረ ምብል ኢዩ ኢዩ እቲ ዝብለጽ ንስኪ ውን ንፍዕት እቅረ ብምብልኪ ኣጀኪ ለሚ እቅረ እንተዝይ በሉ ጽባሕ ይብልሉኪ
@gottseidankimmerimmergotts4302
@gottseidankimmerimmergotts4302 6 жыл бұрын
ዳኑየ ኮንጆ ናይስ ሙዚክ የነ ፍክር ከጽልዮ ኣጆኪ ዝያዳይ ich mag deine muzic
@tigringapluss6925
@tigringapluss6925 6 жыл бұрын
ህዝቢ ኣቀይምኪ ግብረመልሲ በሊ ረኣዬ
@filmon1601
@filmon1601 6 жыл бұрын
Ati qabzar nges 👉ndeki yohans zxliee like 🙅‍♂️👈
@m-stories-m
@m-stories-m 5 жыл бұрын
ደይ ንሕናስ ከም ሰብ ኢና dislike ሂብናኪ በር ፡ ምቅታልኪ ኢዩ እኮ ነይሩ ምስ ሓፍትኺ ግን ደሓን ገጊዚኡ ኣለዎ!!!
@danielshiferaw1435
@danielshiferaw1435 Күн бұрын
ኤዲተር ተስፋ አለም እና ካሜራማን በጣም ትችላላቹ በተለ ኤዲተሩ ካሜራማኑም እንደዚያው በእውነት ቆሜ ነው የማጨበጭብላቹ የዳናዊትን ስሜታዊ የእንቅስቃሴ ትወና በሚገባ ቀርጻቹታል በሚገባ ከሙዚቃው ጋር እንዲናበብ አድርጋቹ አቀናብራቹታል በእውነት ጥበብ ለእናንተ እጆቿን መዘርጋት ሳይሆን እጇን ወደላይ አንስታለች ማርያምን በቃ ትችላላቹ እኔ የቋንቋዉን ትርጉም ባላውቀውም የዚህ ሙዚቃ አፍቃሪ ነኝ ዳናዊትንም ጭምር ግን ለማንም ሰው በሚገባው መልክ ሰርታቹታል ዳኒም በጣም ጎበዝ ተዋኝ ስለሆንሽ ነው የተዋጣለት ሥራ የተሰራው ሁላችሁም ጎበዞች ትችላላቹ ዳኒ ነኝ ከእናት ሐገር ኢትዮጵያ
@ሄለንእድብቲ
@ሄለንእድብቲ 6 жыл бұрын
like or dislike kehba?
@snitteame5358
@snitteame5358 6 жыл бұрын
ኣታ ክንደይ ትጭክኑ ይቅሪታ እኳ ያ ትሓት ዘላ
@efremhailu2607
@efremhailu2607 6 жыл бұрын
yodit teame saket dedit ika neska
@snitteame5358
@snitteame5358 6 жыл бұрын
Efrem Hailu ata qolmax amtay kefiuka
@kbromtekeste9201
@kbromtekeste9201 6 жыл бұрын
Atn gahafat dey tgedfana ekn eskn haftkn
@rodilovearon9917
@rodilovearon9917 6 жыл бұрын
Yodit teame ,bekemey eya yeqerita tehatet zela?
@jesusmysavior9518
@jesusmysavior9518 6 жыл бұрын
Love u Eritrea. One love from Ethiopia. 🇪🇹❤🇪🇷
@MoussaCoulibaly-hy2nb
@MoussaCoulibaly-hy2nb Жыл бұрын
Salut
@عمرصالح-ط1غ
@عمرصالح-ط1غ Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@عمرصالح-ط1غ
@عمرصالح-ط1غ Жыл бұрын
❤❤❤
@ተስፋዩምንባር
@ተስፋዩምንባር 5 жыл бұрын
ኣደጊጻትኒ እዛደርፊ ምስ ሰማዕኩ
@Lovt143
@Lovt143 5 жыл бұрын
ኣይገርመካን ሕጂ ጽቡቅ ጌረ ኣስተማቅሬያ ኣደንጊጻትኒ
@Bahre8872
@Bahre8872 2 жыл бұрын
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ!!i
@delayselamtekeste6366
@delayselamtekeste6366 5 жыл бұрын
ናይ ሓሶት ስነ -ጥባዊት ኪዲ ድኣ ይቕሬታ ዝይኮነንስ ሕሳብ ክትገብሪ ክንሰባጸብ ኢና ኣይትተሃመል ጥራይ :: dislike እናገብርና ክኣ ነተባብኣያ 👎👎👎👎👎
@yefkrsew7403
@yefkrsew7403 6 жыл бұрын
Deki yewhans difie yebilkin deki telamat
Danait Yohannes - Habeni Fiqri - (Official Video) | New Eritrean Music 2017
5:36
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,2 МЛН
ОТОМСТИЛ МАМЕ ЗА ЧИПСЫ🤯#shorts
00:44
INNA SERG
Рет қаралды 4,8 МЛН
The selfish The Joker was taught a lesson by Officer Rabbit. #funny #supersiblings
00:12
Danait Yohannes - Ekltiye - New Eritrean Music Video 2016
7:10
Semhar Yohannes - Hade Hade - (Official Video) | New Eritrean Music 2018
5:00
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,2 МЛН