Daniel Mengisteab Mezmur ከማኻ ኣይርከብን

  Рет қаралды 37,462

Bet Yesus

Bet Yesus

Күн бұрын

Пікірлер: 21
@Elilta694
@Elilta694 3 жыл бұрын
ኩሉ እቲ ህይወት ዝገጥማ ግድል ምውራድ ምድያብ ናይ ናብራ መሳልል ምልስ ኢለ ሕጂ ከዘንትዎ መን ኔሩ ረዳኢ ብመን ሰጊረዮ ዝተዘርገ ተስፋ ዝላሕለሐ እምነት እተሰብረ ሻንብቆ ዝተኸኸ ጥዋፍ ኣይሰልኬኻን ስለ ዘይባህሪኻ ተጊህካሉ ክልወጥ ባርያኻ (2×) ኣነ ስ ኣነ እየ ንስኻ ግና ንስኻ ኢኻ ዎ እግዚኣብሄር ከም ቀደምካ ኣሎኻ ኣቦታት ጽድቂ ኣብ ከረን ክድስናኻ ንረድኤተይ ኣብ ሰማያት ዝተወጣሕካ ከማኻ ኣይርከብን የሱስ መን ይመስለካ ። መጨነቕቲ ንነብሰይ ሓደጋ ጥፍኣት ምሂዞም ክጸናተውዋ ንዝቃጾ ሃረርታ ልቦም ርእየ ክርዕድ ንብልሕታት ምኽሮም ጠፊአ እየ ሕጅስ ጸኒተ ፍጹም ተዋሒጠ ምስ በልኩ ተስፋ ቆሪጸ ፍጹም ረዳኢ ቀቢጸ ። ኣይሰልኬኻን ስለ ዘይባህሪኻ ተጊህካሉ ክብርትዕ ባርያኻ (2×) ኣነ ስ ኣነ እየ ንስኻ ግና ንስኻ ኢኻ ዎ እግዚኣብሄር ከም ቀደምካ ኣሎኻ ኣቦታት ጽድቂ ኣብ ከረን ክድስናኻ ንረድኤተይ ኣብ ሰማያት ዝተወጣሕካ ከማኻ ኣይርከብን የሱስ መን ይመስለካ ። ንብዙሕ ብሒደት ዘሕለፍክዎ ምረት ገዛኢ እዛ ዓለም ዘሰከመኒ ኣርዑት ከም እንስሳ ባህርየይ ለዊጡ ክጸልእ ምፍጣረይ ኣጽዋሩ ኣዋዲዱ ። ክብሪ ክሰርቕ ዝጸንሐ ስገደለይ እናበለ ብምፍርራሕ ቀዳማይ ኪኢላ ናይ ሓሶት ኣቡኣ ኣይሰልኬኻን ስለ ዘይባህሪኻ ተጊህካሉ ክስዕር ባርያኻ (2×) ኣነ ስ ኣነ እየ ንስኻ ግና ንስኻ ኢኻ ዎ እግዚኣብሄር ከም ቀደምካ ኣሎኻ ኣቦታት ጽድቂ ኣብ ከረን ክድስናኻ ንረድኤተይ ኣብ ሰማያት ዝተወጣሕካ ከማኻ ኣይርከብን የሱስ መን ይመስለካ ። ዘማሪ ሓውና ዳንኤል መንግስትኣብ ኤርምያስ 29 (Jeremiah) 11፤ ኣነ ዝሐስበልኩም ዘሎኹ ሓሳብ እፈልጦ እየ፡ መፈጸምታን ተስፋን ክህበኩምሲ፡ ሓሳብ ደሓን እምበር፡ ናይ ክፉእ ኣይኰነን::
@helengeb
@helengeb 3 жыл бұрын
Amen Danny hawer beruk. አወ ብሓቂ "ከማኻ ኣይርከብን የሱስ መን ይመስለካ" ኣሜን
@salmonfrezghi1199
@salmonfrezghi1199 4 жыл бұрын
ኣይሰልክካን ስለ ዘይባህርካ ጥዕም ተስፋን ሓይልን ዝህብ መዝሙር Dani blessed "God never give up by our situation or condition he always bless us and keep us save ".
@willi8442
@willi8442 2 жыл бұрын
Amen 🙏😭😭 kem yesus ayrkebn yu nzelalem alem!
@sisu5396
@sisu5396 4 жыл бұрын
Yeah, Amen ... Kem Yeseus yelen
@ቤቲሳንታጋልሳንታ
@ቤቲሳንታጋልሳንታ 3 жыл бұрын
Amenn God bless u my favorite mezmur.
@victim3335
@victim3335 2 жыл бұрын
Dani blessd hawey
@yordablessed4740
@yordablessed4740 5 жыл бұрын
Amen hallelujah behaki men kemaka yesus!tebarek Dani !
@selamdawit2258
@selamdawit2258 5 жыл бұрын
Dani hawey May the lord bless you!!!
@azmerayemane4571
@azmerayemane4571 4 жыл бұрын
Dani hawey brukh goita brekh yebleka .
@Christ4Eritrea
@Christ4Eritrea 4 жыл бұрын
Yes Hallelujah! Thank You Lord!
@fiyoriafeworki8966
@fiyoriafeworki8966 5 жыл бұрын
God bless you Dani and BetYesus
@sarondawit3815
@sarondawit3815 5 жыл бұрын
My song Ohhhh halelujua
@helenhabtay3332
@helenhabtay3332 4 жыл бұрын
Amennn Amennn
@wegahtagerie1649
@wegahtagerie1649 2 жыл бұрын
Wawww Amen 🙏
@blueblue8924
@blueblue8924 5 жыл бұрын
Praise God i love this song kemaka ayrikebn yesus men yimesleka Hallelujah
@simretgebrebrhanfaithchann2676
@simretgebrebrhanfaithchann2676 3 жыл бұрын
Amennn man of God
@SamuelDiscipleOfJesus
@SamuelDiscipleOfJesus Жыл бұрын
❤🙏🏾
@tsigiaredaaraya2615
@tsigiaredaaraya2615 3 жыл бұрын
Amen 🙏❤🙏❤🙏❤
@wegahtagerie1649
@wegahtagerie1649 2 жыл бұрын
Amen
@danieleyob5296
@danieleyob5296 4 жыл бұрын
Thank you so much for uploading!
Daniel Habte Mezmur //ነብሰይ ጸጊባ//
5:44
Bet Yesus
Рет қаралды 10 М.
Okbasilasie haile Mezmur ሰናይ ኢኻ
7:41
Bet Yesus
Рет қаралды 48 М.
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 11 МЛН
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 33 МЛН
Daniel mengisteab ምሳኻየ ዝመርጽ @ Moriah Ministries
7:34
Moriah Ministries Worldwide
Рет қаралды 30 М.
የዘማሪ ዲያቆን አቤል መክብብ መዝሙሮች
1:04:37
ተዋሕዶ ሃይማኖቴ
Рет қаралды 7 МЛН
ይ ረ ዳ ል
13:46
Daniel Amdemichael
Рет қаралды 2,1 МЛН