ካብ መቓብር ዝፍልፍል ዘይቲ ዘለዎ ገዳም ኣቡነ ዮናስ፡ eritrean monastry abune yonas

  Рет қаралды 173,128

HIRUT TV

HIRUT TV

Күн бұрын

Пікірлер: 577
@datlove
@datlove 2 жыл бұрын
gofund.me/d6dddf95 ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ህዝበ እግዚኣብሄር። እዚ ፕሮጀክት ማይ ብዓወት መፈጸምታ ክረክብ ኩልና ዓቕምና ዘፍቅዶ ክንሕግዝ ቤተክርስትያን ሓደራ ትብል ኣላ። ጎ ፋንድ ሚ እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ እዩ። ንዝኾነ ሓበሬታ ናብዞም ኣቦ ደውሉ ኣባ ገብረዮናስ፦07311862
@dengeleyadefekri8990
@dengeleyadefekri8990 2 жыл бұрын
eshi deyakon hawey Egzabher xegu yebzhalka kemzi gerka berket kenstefe hiwetna kenfeteshe tegber zelka Amlake asbka yekfelka hasabe lebka yesmlalka🙏🙏🙏
@merhawitgoje2967
@merhawitgoje2967 2 жыл бұрын
Eshi egziabher kale hiwet yesmekum nzelealem ab betu yenbrkum fetari
@1ቆሮንጦስ1614
@1ቆሮንጦስ1614 2 жыл бұрын
ኣምላክ ብጸጋን ጥበብን ይባርኽኩም ቃለ ሂወት የስነዓልና ።ብልቢ ብልቢ ነመስግን ብከምዚ ዝበለ ንጹር ብርህን ኣገባብ ብምቅራብ ንልበይ መሲጡ ናእምሮይ ማሪኹ ደስ እንበለኒ ኢዩ። ለቡ# ኣበ ምኔት ናይዚ ገዳም ብክልተ ስም ጸዊዕኩሞም ኣለኹም ኣየናይ'ዩ እቲ ቅኑዕ መጸዊዒዖም ኣብ መወዳእታ ናይዚ ቪድዮ ዘኣማኑኤል ኣብ'ዚ ጽሕፍኩም ከኣ ዘሚካኤል ተቢሂሎም ኣለው። ርኢቶኹም ኣይትብቆቁልና ስለዝብልኩም እንበር ስሞም ብግብሮምን እምነተሙን እኹል ኢዩ ነዓና። የቀኒየለይ
@datlove
@datlove 2 жыл бұрын
yqrieta aba zeamanueiel'yom zbehalu
@ዓለምጨናዊትፎ
@ዓለምጨናዊትፎ 2 жыл бұрын
Eshi Diyakoney egziabher xegeu yebzhalkum
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ይብል ክቡር ሓው ክብራት አቦታት ፀሎትን በረከትን ናይ አቦና አቡነ ዮናስ ምስ ኹላትና ይኹን አሜን አሜን አሜን 👏👏👏👏❤️
@andomtesfandrias6329
@andomtesfandrias6329 2 жыл бұрын
ኣብዚ ተናዋጺ እዋን ከምዚ ክትርእን ክትሰምዕን ከለካ ፡ ከመይ ተስፋ ንገብር ፡ ቃለ ሕይወት የስማዓልና።
@Nunutubes
@Nunutubes 2 жыл бұрын
ene ethiopiawe negn gen yehenen gedan besalemew des yelegnal.e/r yabertachu amen
@danaiteyob7456
@danaiteyob7456 2 жыл бұрын
ፍትዋተይ ክንደይ ተዓዲልኩም ነዚ በረከት ዝተሳተፍኩም ዘሳተፍኩሙና ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም ነቦታትና መፈጸምታኩም የጸብቅ ምሳኩም ብሓባር ገዳማትና ንምንጋድ ድማ የብቅዓና❤❤💒💒💒❤❤😥😥
@mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
@mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ 2 жыл бұрын
ዓስብካ ካብ እግዚአብሔር ርከቦ ድያቆን ሓውና ከመይ እግዚአብሔር ሓረየካ ነዚ ቅዱስ ስራሕ ክትሰርሕ ቅዱስ ኢኻ ብሓቂ በረከት ቅዱስ ኣቦና የነስ ምስ ኩላትና ኣመንቲ ክርስትና ይኩን አሜን አሜን አሜን
@tsehayesyum9190
@tsehayesyum9190 2 жыл бұрын
ata hawey dekon aybehaln eu aba eu zbehal
@Filipos610
@Filipos610 2 жыл бұрын
@@tsehayesyum9190 ነቲ ኣዳላዊ እዚ መደብ'ዩ ዲያቆን ዝብሎ ዘሎ፡ ዲያቆን እዩ ኸኣ።
@bravelove9638
@bravelove9638 Жыл бұрын
ኣሜንንን!!
@TesfitHadgu-m6k
@TesfitHadgu-m6k 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ርፍታልበይእኪድንግለይ
@ርፍታልበይእኪድንግለይ 2 жыл бұрын
አሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ክንደይ ደስ ይብልበረከቱኩም ይሕደረና ክብራት ኣቦታተይ ኣብፆሎትኩም ዘክርና ብስላም ዓድና ክንምለስ ናብቤቱ የብቀዐና ትዕድልቲ እዩ ተዋህዶ ምካን
@43058
@43058 2 жыл бұрын
ብትኽክል ትዕድልቲዩ ተዋሕዶ.
@asmeromghebremedhn3033
@asmeromghebremedhn3033 2 жыл бұрын
ብሓቅ ቓለሂወት የስምዓልና ጾሎቶምን በረከቶምን ይሓልወና ኦ ኣምላክ ከምት ኩፉኡ ግብርና ዘይኮነስ ብዓይን ምሕረትካ ጠምተና
@alem6980
@alem6980 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓል ተባረክ ዝወደይ ነዚ ቅዱስ ቦታታት ተርእየና ዘለካ እግዛቢሄር አምላክ ጥዕና ነዊሕ ዕድመ ይዓድልካ ይባርካ አሜን
@merutsbkti3788
@merutsbkti3788 2 жыл бұрын
ሰላም ለኪ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ምስለ ኣምሳለ ሰማያዊት ኢዮርሳሌም 🙏🙏🙏
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐልኩም ፍቁራተይ 💕💐👏
@shewitzemichal2259
@shewitzemichal2259 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መንፈስካ ዝህድእ ታሪክ ቅድስና ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከት ኣቡነ ዮናስ ኣይፈለየና
@alonsmnsajha6344
@alonsmnsajha6344 Жыл бұрын
AmenAmenAmen♥️♥️♥️♥️♥️⛪🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏
@rahwaberhe7474
@rahwaberhe7474 2 жыл бұрын
አቤት ትዕድልቲ አቤት ምምራፅ ናይ ኩልና መወዳዕታየፀበቅልናፀሎትኩም አይፈለየና በረኸትኩም ይሕደረና!!!
@abuneyonasaboybrhanalem9206
@abuneyonasaboybrhanalem9206 2 жыл бұрын
ኣቡነ ዮናስ ኣቦይ በረኸትካን ረዲኤትካን ኣይፈለየና ኩልኩም ኣብታትን ኣዲታትን ዕድመን ትዕናን ይሃብኩም ኣብጸሎትኩም ዘክሩና በሓቂ ደብረጻድቃን
@mihretefremand0m773
@mihretefremand0m773 2 жыл бұрын
Amen xelotkum bereketkum yekaflena hruyat nay fetari sdrabiet Odmen tenan xnatn yhebkum kburatey
@tasfalstawled1591
@tasfalstawled1591 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ናይ ኣግልግለት ዘበንኩም እግዚአብሔር ይባርክ ኣብ ጸሎቱኩም ዘኪሩና ኣቦታትና ኣብ እምነትና ክንጸንዕ ካብ ስደቲና ናብ ታቅስት ሃገሪና ብሰላም ክንምለስ ምእንታ ቅዱሳ ገዳማትና ክንሪኦ ክንለም ናብ እግዚአቢሔር ለምንሎና ኣቦታትናዚተመዘ የኩን ነዚዘርኣይና
@bektiamdebrhan6628
@bektiamdebrhan6628 Жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሄር ይኹን ከምኡ ውን ንወላዲቱ ድንግል። ማርያም ወለ መስቀሉ ኩቡር አሜን በረኸት ናይ አቡነ ዮናስ የካፉለና አሜን አሜን አሜን⛪🙏🙏🙏🛐
@anbesaghebretnsa2639
@anbesaghebretnsa2639 Жыл бұрын
ኣሜን (3( ቃል ሕይወት ይስመዓልና ኣባታችን በረከት ኣቡነ ዮናስ ይኻፍለና ናይ ብሓቂ
@DanidaniNatey
@DanidaniNatey 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜንንን ጸሎት በረኸት ናይ አቡነ ዮናአስ አይ ፈለየናአ❤❤❤❤❤❤❤
@tesfutsegay3824
@tesfutsegay3824 2 жыл бұрын
Amen amen amen kalehiwet yesmealna abotatna breketomn xelothomn nay abune yonas ms klatna hzbe Christan ykun amen amen amen 🤲💚⛪
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 2 жыл бұрын
ፀሎትኩም ይማላለአና ኩቡራት ኣቦታትና✝️👏🥰
@AbTs-d7h
@AbTs-d7h 2 жыл бұрын
ጸጋ በረከቶም ኣይፈለየና ሓውና እግዚአብሔር ይመስገን
@amlshaamlsha
@amlshaamlsha 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ደስስ ክብለካ ክብራተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ክብራተይ ከምዚይ ናገበርኩም ኩሉ ግዜ ኣፍልጡና በረከቶም ፆሎቶምን ናይ ኣባና ዮናስ ይሕደረና ፍቅራተይ
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝደንቅ ታሪክ እግዚአብሔር ይመሰገን በረከቶም ናይ አቦታትና ይርደአና ኦዚ ኮፉእ ግዜ የሳጋግረና#😘😘
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ 2 жыл бұрын
በረከት ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ይሕደረና ✝️
@mihreteabandebrhan8615
@mihreteabandebrhan8615 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና ኣቦታትና ቅዱስ እግዚኣብሔር በረከት ናይ ጻድቕ ኣቡነ ዮናስ ናይ ኩሎም ኣሰሮም ዝሰዓቡ ቅዱሳን ኣቦታትን ኣዴታትን በረከቶምን ኣማላድነቶምን ረዲኤቶም ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን ኣሜን።
@medasamufish1674
@medasamufish1674 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩካት ኣቦታት እግዚኣብሄር ሓጥያትና ቀይጸብጸበ ነዚ ክንዕዘብን ክንሰምዕን ዘነቃቅሐናን ዘበራትዓናን ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኩን ፡ መፈጸምታ ሂወትና የጸብቀልና🙏🏽
@rishane9576
@rishane9576 6 ай бұрын
ጸሎት በረከትኩም ኣይፈለየና ክቡራት ኣቦታተይ ኣዴታተይ ኣምላክ ድሓረየኩም ኩሉኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤
@sabelakeshieyob8364
@sabelakeshieyob8364 2 жыл бұрын
Des zebl eu bereket rediat nay kulom kudusan abotan dededatna ykun nay agolgulot zemenkum yberek ❤❤🙏❤❤💒❤
@meriy6568
@meriy6568 2 жыл бұрын
ክብረት ያሃበልና ክቡር ሓውና፡ ከምዚ ጌርካ ክተምጸእ ሃረር እናበልኩ እየ ዝጽበየካ፡ ትዕድልቲ እዩ፡ ይትረፍ ገዳም፡ እታ ጽሓይ ቀትሪ ፡ውን ምርኣያ ሲኢና ዘለና ከምዚ ከማይ ብዙሓት ኢና፡ ቤት አምላክና ንዓመታት ከም ማይ ጸሚእናዮ፡ ቅዱሳን ኣቦታትና በረከቶም ይሕደረና፡
@ኩሉበኣካኮነ
@ኩሉበኣካኮነ 2 жыл бұрын
ኣጀኩም ስድራ ኣምካል በብግዜኡ ሰላም ከገብረልና ኢዩ እግዚኣብሄር
@Fnotebrhan5417
@Fnotebrhan5417 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡራት ኣቦታትና በረከት ኣቦና ኣቡነ ዮናስ ይሕደረና ከሙዙይ ጌርካ በረከት ክንካፈል ዝገበርካ ዲያቆን ሓወይ ጸጋ በረከቱ የብዛሓልካ ፍጻሜካ የጸብቀልካ ንዓና ድማ ስደትና ኣሕጺሩ ኣቡኡ መጺና በረከት ንካፈለሉ ዘመን የምጻኣልና
@awetmihretab2827
@awetmihretab2827 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና ዲያቆን ሓውና አምላኽ እስራኤል ጸጉኡ የበዘሓልካ+++
@ngstihadera4219
@ngstihadera4219 2 жыл бұрын
ጾሎት ኣቡነ የናስ ኣይፈለየና ንኩልና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ንዓካከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ 🤩⛪🙏❤❤❤🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏💪❤❤⛪⛪
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ዳት ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመ ማትሳላ ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ እመ ብርሃን ትባርካ 🤲🤲🤲⛪️⛪️⛪️ ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ናብዚ ቅዱስ ገዳም ክንበፅሕ በረከት ናይ ኣቦና የናስ ክንካፈል ቅዱስ እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ፍቃዱ ይኩን 🤲🤲🤲✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏
@abaditkidane4396
@abaditkidane4396 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen xuluten xega bereketn nay abune yonas ms kuluna yukun qalehiwet ysmalna dyaqun hawena🙏🙏🙏
@E_Y_O_R_S_A_L_E_M
@E_Y_O_R_S_A_L_E_M 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ኣቦታተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም በረኽት ረዲኤት ናይ ኣቦና ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩልና ይኹን እግዚአብሔር ኣምላኽ ነዚ በረኸት ክንረግጽ ብምሕረቱ ይርድኣና ኣሜን።🙏
@freweynighebremariam7770
@freweynighebremariam7770 6 күн бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kubor wedina nay agelgulet zebnka egizabher yebarka edmen teinan yehabka egizabher
@zelibarbarzeli2656
@zelibarbarzeli2656 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣባ እግዚኣብሄር ጸጋ በረከት ጥበብ ይዓድልኩም ንሕና ናይ መንፈስ ደቅኩም ድማ ናይ ኣባ ዮናስ ኣምላክ ምሕረቱ ክልእከልና ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ምሕረት ካብ ፍቁር ወዳ ትለምነልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት ያሰማልን ክቡር ዲያቆን ወንድማችን አምላከ አቡነ ዮናስ ማረን ይቅር በለን ራራልን የቅዱስ አባታችን አቡነ ዮናስ በረከታቸው ይደርብን .በፀሎታቸው ይማረን
@mahderemesfun5039
@mahderemesfun5039 2 жыл бұрын
ኣሜን በረከተት ቅዱሳን ኣቦትት የካፍለና።
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ፀጉኡ የብዛሐልኩም በረከትኩም ይሕደረና ኣብ ፆሎትኩም ዘክርና ኣቦታትና ✝️✝️✝️
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 2 жыл бұрын
ቅንኣት ቤትካ በሊዑኒ ጎይታይ ጫውጫውታ ዓሊም ፀሊኤ ግን ልቢ ኣትሪረ ከም ማዕበል ተጋለባጢ ምስ ዝረኣክው ምስዝወዓልክዎ ኬነ ኣብኡ በፂሕካ ተመለስ ዘይመፀካ በረከት ናይ ኣቡነ ዮና ኣይፈለየና ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር ሓውና ቀፅለሉ ኣደ ጎይታ ብፅሎታን ኣማላድነታን ሂወትካን ፃዕርካን ትባርከልካ መፈስካ ዘሐድስ ገድሊ ተመስገን ኣምላኬ
@ggeorge3563
@ggeorge3563 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይስጥልን ከአባታችን ከአባ ዮናስ በረከት ያድለን በቃልልድ ኪዳናቸው ይማረን አሜንንን
@samera7043
@samera7043 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከተም ኣይፈለየና ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🙏🙏🙏💛❤️❤️❤️
@ሰላምጓልተዋህዶ-ተ9በ
@ሰላምጓልተዋህዶ-ተ9በ 2 жыл бұрын
አሜን፫ ቃለ ህይወት የስማዓልና ጸጋ በረከቱ የብዛሓልኩም ዓስቡ ይክፈልኩም ፈጣሪ ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል መንፈስካ ዘህድእ ቅዱስ ቦታ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኪናት ኣጥፊኡ ሰላምን ዕርቅን ወሪዱ እንሆ ናብ ገዳማት እንነግድ ይግበረና ፈጣሪ ክብረት ይሃበልና ክብር ሓወይ ❤🌿
@leltibrhan745
@leltibrhan745 2 жыл бұрын
Lolooooplllllloliplllp
@lemlemgheremedhin2025
@lemlemgheremedhin2025 2 жыл бұрын
Amen amen amen kalehiwet yesmana tolot abona yonas ayfeleyena
@tdflove3582
@tdflove3582 2 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት ይስመዕልና ፀጉኡ ይብዝሓለኩም ክብራተ ኣቦታትና ስደትና ኣብቅዑ ናብ ቤትካ ኣብቅዕና ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦይ 🙏🙏🙏
@yonixadq2945
@yonixadq2945 2 жыл бұрын
amen amen amen qale hiwet yesmalna bereketn xolotn nay abuna yonsa yekfelen a
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 2 жыл бұрын
Amen amen amen kalehiwet yesmealna egziabher amlak nebotatna edmen tenan yhabelna nana kea tesatefti nayzi bereket ybelena naka naka kea egziabher amlak asbka aezizu yhabka zhawey🙏🙏🙏❤❤❤❤
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ 2 жыл бұрын
በረኸት ቅዱሳን ገዳማዉያን አቦታትና አዴታትና ያካፍለና ፣ ፀግኡ ያብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
@woineteklea275
@woineteklea275 3 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna bereketu yebzhalkum Amen Amen 🙏 🙌 👏 ♥️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@aklasiatsgai8495
@aklasiatsgai8495 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሄውት የስማኣኦኣልና በረኸት ቁድስ ኣብነ የናስ ይኽፈልና
@ghirmayandebrhan4060
@ghirmayandebrhan4060 2 жыл бұрын
ቃለህይወት የስሚዓልና ቅዱሳን ኣቦታት ብጸሎቶም ኣምላክ ይለመነና።
@nahomgabrhewat5319
@nahomgabrhewat5319 2 жыл бұрын
Amen 💒 Amen 💒 Amen 💒 abatataxan Qal hiwat yasmalna abona
@ጽዮነይጸግዕይ
@ጽዮነይጸግዕይ 2 жыл бұрын
Egziabiher amlak edmen tenan yhabkum ,segakum yebzhayo bereket abune yonas ms kuluna ykun. Btaemi eina nemesgnegkum keslwo
@nebunebu262
@nebunebu262 2 жыл бұрын
አሜን ካለ ሂወት የስማልና ንገዳማትና ንበጽሃሉ ጊዘ የምጻልና ጸጋ በረከቱ የብዝሃልኩም
@hanaghebremichael9734
@hanaghebremichael9734 2 жыл бұрын
ኣህዋተይ ፅሎት ብእፁኣኣ ኣቦታትና ን እደታትና ኣይንጋደፈና ንኣካትኩም ድማ ፅጋ ይወስከልኩም! ኦርቶዶክስ ትውስክ ቃለ ሂውት የብስመኣልና ብሩተይ💒💒💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@se4111
@se4111 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ዋላ ካ ብኣካል ክንበጽሖ ተዘይ ከኣልና ከምዚ ገርኩም ከተርእይና ናይ ዓድና ገዳማት ከተላልይናን ዓቢ ስራሕ ዩ ብሓቂ ዕድለናትት እና ኣምላክ ዘመንኩም ይባርክ በረከት ኣቦና ኣብነ ዮናስ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን።
@tiegistysium5099
@tiegistysium5099 2 жыл бұрын
amen amen amen xolot abotatena qudsan ayflayna qali hiwat yasmalna
@smyrhsmyrh6986
@smyrhsmyrh6986 2 жыл бұрын
እሰይይይ ክንደይ ደሰሰሰይብል ብሓቂ መንፈሰካ ዘሐድሰ እዩ በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ የናሰ ኣቦይ ኣይፈለየና ክቡራት ኣሕዋተይ ከዓ ጸጉኡ በረከቱ ኣዕዚዙ ይሃብኩም ነዚ ቅዱሰ ቦታ በረከተ ዘኻፈልኩምና ክብርን ምሰጋናን ነቲ ልዑል እግዚአብሔር ይኩኖ ተመሰገን ♥️🙏🌹💐
@rahielnega3841
@rahielnega3841 2 жыл бұрын
Berket kudusan Mes kulatna ykun abona kale hiwet yesmalna amen amen amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@eritreaniberi4336
@eritreaniberi4336 2 жыл бұрын
💒🤲🏻Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna nkey n tef e nfetari kulu alem lemnulna kburat abotatnan💒🌹🇪🇷🌹🌹
@rahwattrahwatt3358
@rahwattrahwatt3358 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦታተይን ኣዴታተይን ጾሎትኩም ኣይፈለየና ጸግኡ የብዝሓልኩም ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም የሕዋተይ 👏👏👏🙏🙏🙏
@Hermontesheme-xk1ce
@Hermontesheme-xk1ce 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ጽቡቅ ስራሕ እዩ ዲያቆን ሓወይ ቀጽሎ ኣምላክ ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልካ ጸሎት ኣቦና ዮናስ ምስ ኹላትና ይኹን
@ikkmii
@ikkmii 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ
@dawithabtemichael242
@dawithabtemichael242 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም። በረከቶም ናይ ኣቡነ ዮናስ ኣይፈለየና።
@yordanoskahsay3644
@yordanoskahsay3644 2 жыл бұрын
ኣሕወት በረከቶም ሰገኦም እኽፈሉና ኣቡና ኖኻትኩም ድማ ጸግኡ የብሻልኩም
@natutsegay7764
@natutsegay7764 2 жыл бұрын
ኣቦታና ጸሎትኩምን በረከትኩምን ኣይፈለየና ።
@eritreaniberi4336
@eritreaniberi4336 2 жыл бұрын
💒🤲🏻Egzabiher ykber ymesgen kemakum zhabena edmen t enan yhabkum fetari nay agelgulot edmekum yebzhayo 💒🌹🌹🌹
@anbesaghebretnsa2639
@anbesaghebretnsa2639 Жыл бұрын
ንዓኻ ኻኣ እግዚኣብሄር ጸግኡ ይብዝሓልካ ዘሓወይ
@amanuel5687
@amanuel5687 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ናይ አጻድቅ አቦና ዮናስ በረከቶም ይሕደረና እግዚአቢሄር አምላክ ንበረከት ነዚ ቁዱስ መሬት ንምርጋጽ የብቅዓና
@mareykiros3371
@mareykiros3371 2 жыл бұрын
አሜን በረከቶም ናይ አቦታትና ይሕደረና ✝️✝️✝️👏👏👏🤲🤲🤲
@tg6336
@tg6336 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም✝️✝️
@miletemicheal2201
@miletemicheal2201 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna kbur hawey amlak xegeu yebzalka nay aabune yonas xegieomn bereketomn mis kulna kirstyan ykun
@rahasiwediqeshi5516
@rahasiwediqeshi5516 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmana xelotkum ayfeleyen ab xoletkom zekuruna kburat abotat kubur hawu dyaqon nay agolgulet edmika ybark amlak.
@akialga426
@akialga426 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመኣልና ጸጋ በረከቱ ይብዝሓልካ ዲያቆን ሓወይ 🙏abotatna kea bereketkum yhderena ab sletkum zekuruna ab sdet zelena dekikum adna temelisna gedamatna kinsaleb 🙏 ዲያቆን ሓወይ አግዚኣብሄር ካብዚ ንላኤሊ ክትሰርሕ ይሓግዝካ ኤድመን ጠናን ይሃብካ 🙏
@titigebrehiwet5103
@titigebrehiwet5103 2 жыл бұрын
Amen amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️abey bota eyu bjakum eba tehababeruna 🙏🙏🙏
@datlove
@datlove 2 жыл бұрын
ኣብ ንኡስ ዞባ ማይምነ እዩ
@ደበናዩቱብ
@ደበናዩቱብ 2 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓና በረከት ረዲኤትን ናይ ኣቡነ ዮናስ ኣይፈለየና።
@gjtghhtu5526
@gjtghhtu5526 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሰናይ የስመዐልና በረከት ኣቦና ዮናስ ይሕደረና ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና
@semeregebru8410
@semeregebru8410 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸት ቁዱሳን ኣቦታትና ይሓልወና
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ክንደይ ደስ ዝብል እዩ ስደት ኣሕጺሩ ናብቲ ቅዱሳን ስፍራ የብለና እግዚአብሔር አምላክ ደቂ እመ ብርሃነይ
@michealeabrham6756
@michealeabrham6756 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ፡ ጸሎት ናይ አበው ገዳማውያን ኣይፈለየና
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 2 жыл бұрын
ጸጋ በረኸትኩም ኣይገዳፈና ፈጣሪ ናታትኩም ጸሎት ንሃገንናን ንህዝብና ሰላም ይውርደልና
@kasay67
@kasay67 2 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ፡ብሓቂ ዘደንቅ ትኣምራታዊ ገዳም ኣቡነ ዮናስ ኣርኢኹምና፡ሞ እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ወ ብሩካን ይኽፈልኩም። ምስ ዝተረፋ ካልኦት ገዳማት ከተላልዩና ከኣ ሓደራ ንብል።
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 2 жыл бұрын
ቃል ህወት የስመዓልና አሜን። በረከት ናይ አቡነ ዮናስ ይክፈለና አሜን። አቦታተይ ኣብ ጸሎትኩም ንዓይ ንሓጥእ ሃብተማርያም ወድኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘክርን
@banamesfin2171
@banamesfin2171 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmeana zeseteweile aiyenete lebone yeadelena egzeabiher amlake 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@frtunaakalu7723
@frtunaakalu7723 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ገድሊ ኣቦና ዮናስ በረከቶም ረዲኦቶም ኣይፈለየና ። ዲያቆን ድማ ኣምላክ ኣስብካ ይሃብካ
@rahwatekie6307
@rahwatekie6307 2 жыл бұрын
Amen amen amen burukhat abotatna egzabher amlakh nixoltkumn limonakhumn return ytareqena nihagerna Selam ygberlna
@maida1352
@maida1352 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ሓወይ ፀለተሞ በረከተም ኣይፈለየና ናይ ቅድስን መላኣክት
@temsgne7752
@temsgne7752 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሄወት የስመዐና ብረክቶም ናይ ኣቦና ዮናስ ይሕድረና ጸለትኩም ኣየ ፈለየና👏👏👏
@fjtfjt4679
@fjtfjt4679 2 жыл бұрын
ኣሜን በረኮቶም ይሕደረና🙏🙏🙏
@tabewelday9492
@tabewelday9492 2 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmealna bereket nay abotatna yhalwema bereket abona yonas yhalwena
@khamisramadan6764
@khamisramadan6764 2 жыл бұрын
ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጸጋ በረከት ናይ ኣብነ የናስ ምስ ክልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ንኣኩም ክኣ ብጣዓሚ ነመስግነኩም ኣብ ስርሓኩም ምሉእ ኣሳልጦ ወላዲት ኣምላክ ምሳኩም ትኩን
@elensemere6817
@elensemere6817 2 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmealna bereketomn xelotomn nay abotatna ayfeleyena
@luwamgebretinsea7232
@luwamgebretinsea7232 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘመን ይባርክ ።በረከትን ረዲኤትን ናይ ኣዴና እግዚእትነ ድንግል ማርያምን ናይ ኣቦና ዮናስን ናይ ቁዱሳን ኣቦታትናን ኣይፈለየና ኣሜን።
@SemereZekarias
@SemereZekarias 4 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን
@leshehedshse9666
@leshehedshse9666 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህወት የስመዐልና
@asterzekaryas5534
@asterzekaryas5534 2 жыл бұрын
Amen amen amen kubur dyakon hawna tekafelti bereket zgberkana blbi nmesgneka kxlo bhankewta ena nxbeyeka
@nohhailu4651
@nohhailu4651 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጸሎቶምን በረከቶምን ረዲኦቶምን ኣይፈለየና ኣሜን
@Berhanekiflu3065
@Berhanekiflu3065 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ሉኡል እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሐልካ ፥ ኣብዚ ዘመን እዚ ከምዚ ዓይነት ተበግሶ ምውሳድካ ፥ብፍላይ እዞም ሃገርና እንናፍቅ ዓቢ ተስፋ እዩ፥ ተስፋ ካብ ፥ኮመድን ፥ ጋይላን ፥ ኣይርከብን ናብ እግዚኣብሔር ዝተጸግዔ ግን እንዳተሐጎሰ እዩ ዝነብር ፥ ነዘ ዘርኣየና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን
Муж внезапно вернулся домой @Oscar_elteacher
00:43
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
From Small To Giant 0%🍫 VS 100%🍫 #katebrush #shorts #gummy
00:19
ТВОИ РОДИТЕЛИ И ЧЕЛОВЕК ПАУК 😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 7 МЛН
Accompanying my daughter to practice dance is so annoying #funny #cute#comedy
00:17
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 24 МЛН
ገድሊ ኣቡነ ፊሊጶስ ዘደብረ ቢዘን  Gedli Abune Filipos zedebre  Bizen
48:26
Tigrigna Audio Bible, The Book of Ezekiel | ትንቢት ህዝቅኤል
3:57:13
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 1,3 МЛН
Eritrean ortodox tewahdo sina monastery(ሌላ ገዳም ሲና)ናይ ነቢ ሙሴ
30:08
Муж внезапно вернулся домой @Oscar_elteacher
00:43
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН