Dawit Weldemichael ft. Efrem Tadesse - Nafqot Alena - New Eritrean Music 2019 (Official Video)

  Рет қаралды 1,297,128

AMEN ENTERTAINMENT

AMEN ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 1 100
@ermilove685
@ermilove685 5 жыл бұрын
*ሰላም ንዓኻ ኣቦይ❤* *ሰላም ንዓኺ ኣደይ💙* *ሰላም ንዓኻ ሓወይ💚* *ሰላም ንዓኺ ሓፍተይ💑* *ብዙሕ ኢና ንናፍቅ ማዕዶ ሰፊርና🙏🇪🇷*
@abeltesfalem1654
@abeltesfalem1654 5 жыл бұрын
Ermi love ሞሞና Bruder was machst du denn da
@kisanetburuhburuh2369
@kisanetburuhburuh2369 5 жыл бұрын
Ajoka hawey
@DZhubi
@DZhubi 5 жыл бұрын
Nfkot tkostrna ewe kfena ኣሕሕሕ
@dontworryaboutanything3271
@dontworryaboutanything3271 5 жыл бұрын
Really yehwat mes sister 2008 ksa eza lomi begex never nafko
@missyoumommissyoumom6047
@missyoumommissyoumom6047 5 жыл бұрын
Ya ajokim deki erey kiwegih eyu 🇪🇷🙏🙏🙏
@geni3064
@geni3064 5 жыл бұрын
*ናፍቆት ኣለና ናይ ስድራ ከምዙይ ከማይ ቀትሪ ጽቡቅ ውዕሉ ንምሸቱ ናፍቆት ሕምስ ዘብሎኩም ላይክ ጽቀጥለይ ናፍቆት ባባየ ምክኣሉ ስእነዮ😢💔*
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
Tay eyou nafokt zebale /zeste
@kibretkiflemicael2747
@kibretkiflemicael2747 5 жыл бұрын
ane aloku 🤣🤣
@habesha7947
@habesha7947 5 жыл бұрын
Wala ane akley xbb xbb ybleni
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
@@habesha7947 ajoka /ajoki tselot. Mezmur semae /semie
@ባባየምስበልኩኢንዲየ
@ባባየምስበልኩኢንዲየ 5 жыл бұрын
Ane aleku geniye shkkor
@purewater5720
@purewater5720 5 жыл бұрын
እንታይ'ሞ ክንብል ደቂ ኤረይ ማዓረይ።ባዕሉ መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ስደትና የሕጽረልና እምበር።
@danielmehretab5223
@danielmehretab5223 5 жыл бұрын
Ewa zarkey Entay knbel Ahhhhhhhh
@betielasfaha1711
@betielasfaha1711 5 жыл бұрын
ኣሜን (3)
@habeshamove
@habeshamove 5 жыл бұрын
Amen amen amen
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen bruk hawey
@Habu98
@Habu98 5 жыл бұрын
Simon Tsegay amen amen amen 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@ጓለቡኣኤረይዝዓዳ
@ጓለቡኣኤረይዝዓዳ 5 жыл бұрын
ዳዊተይይይይይይ ስርሓትካ'ኮ ሓንቲ መዓልቲ ንእንዳ ዓመይ በዘይ ልቦም ኣየር ቲኬት ከም ዘቑሩጽለይ ክገብረኒ ኢዩ። ደቂ ኤረይ ከካብ ዘለናዮ መድሂነኣለም ብሰላም ናብታ ምጭውቲ ዓድና ይምለሰና ኣሜንንንንንን።
@fevensimna6212
@fevensimna6212 5 жыл бұрын
Amen
@weditewelde7725
@weditewelde7725 5 жыл бұрын
Ammen (3) gual እንባ ጻዕዳ
@danielg6922
@danielg6922 5 жыл бұрын
Nice song hakka degena xebiku wshtna gn tehamusu eyu zelo
@furtunayemane5970
@furtunayemane5970 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@Henosmana9843
@Henosmana9843 4 жыл бұрын
ኣዛሄል ኣዛሄል እግዚአብሔር ይርኢ ናይ ድሌትና ስቅታ ኣለው ሰማዒ
@merawedi1891
@merawedi1891 5 жыл бұрын
N dawita zfetu like yrgexeni 😘😘
@AmanuelTewelde-jg8kx
@AmanuelTewelde-jg8kx 10 ай бұрын
Kiros asefah
@Sammy1.
@Sammy1. 5 жыл бұрын
ዳዊተይ ጅግና ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ኣጆካ በርትዕ እስከ
@mamubana502
@mamubana502 5 жыл бұрын
Wawww dawita shikor & Efare hawey xebuk serah naybhaki kxleuwo nfeuat
@xxxx-tf6mc
@xxxx-tf6mc 5 жыл бұрын
wawwwwwwwwww
@aeie2162
@aeie2162 4 жыл бұрын
Xbuq srah habayib! Qexiluwo!
@samigosb97
@samigosb97 5 жыл бұрын
ዳዊት ዝፈቱ 1k like
@eyeruswelay799
@eyeruswelay799 5 жыл бұрын
ዳዊት ፍቅር 😘😘😘😘😘
@Ben-xw3sp
@Ben-xw3sp 5 жыл бұрын
ሳሚ S/B ☝️☝️☝️❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@zeritkahsay3595
@zeritkahsay3595 5 жыл бұрын
Love so much Deqi Eri go ahead ❤❤❤❤
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 5 жыл бұрын
ኤፊ ከ እንታይ ጌርካ እሞ ከኣ ኣብ ናይ ክቲኦም ደርፊ ከምዚ ኢልካ ክትጽሕፍ ዓገብ፡ እዚ ንኤፊ የትሕቶ ን ዳዊት ከኣ ይበርትዖ እዩ፡ እዞም ሰባት እዚኦም"ሲ ብሓደ እዮም ጥበብ ኣትዮም ከምዚ ጌርካክትፈላሊ ግን ጌጋ፡ ኣብ ናቱ ከሙኡ እንተበልካ ደሓን እዩ ኣብ ክንልቲኦም ግን? ??????????
@ayfalkinhalaley1665
@ayfalkinhalaley1665 5 жыл бұрын
@@Entertainment-ri3be ብርግጽ
@eritv7663
@eritv7663 5 жыл бұрын
ግጥሚ 100% ዜማ 100% ድምጺ 100% ዳዊተይ AND ኤፋር love u much
@mysuru9069
@mysuru9069 3 жыл бұрын
ናፎቖት ኣለና ንስድራቤትና ብፍላይ ኣብ ኩናት ዘለዎ ወለድና ድብረጭ ዓይነይ ናፊቀዮ።
@eritiktokfunnycomedy7242
@eritiktokfunnycomedy7242 5 жыл бұрын
ነዞም ውልዶ ስነ ጥበብ ኣተባቡዕለይ ደለይቲ ፍትሂ
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 5 жыл бұрын
Enqae deleyti fthi konu keman yeak kemzom degefti rsi deyblom wey kea seb rebha aykonu
@hisa3439
@hisa3439 3 жыл бұрын
Hakika hawey 💕
@forsatv3905
@forsatv3905 5 жыл бұрын
ስደትና ስደት ደቂ ዮሩሳሌም ይግበረልና የውግሓዮ ባዕሉ ደቒ ኤሬና
@ጃንግላይስማካልይስ
@ጃንግላይስማካልይስ 5 жыл бұрын
Kobra kobrawi amen zearkey
@befkirnfkirnfkirbefkr7238
@befkirnfkirnfkirbefkr7238 5 жыл бұрын
I love you dewtiy shukorr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳💓💓💓⚘⚘⚘spoke sreh ka dake ere halalet heftakum keb tigrey
@Sunlover__1997
@Sunlover__1997 5 жыл бұрын
ኣሕሕሕ ናፍቆት ሑሱም ኣዩ ንማማን❤የሕዋተይን ናፊቀ 😭 5 ዓመት👈 ገረ ካብ ዝፍለዮም Devi &Efi Thanks for music video 🌷💕
@eritreanhabesha2095
@eritreanhabesha2095 5 жыл бұрын
Maw beli maw aboki ke kab gereb deki tewelidki?
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 5 жыл бұрын
@@eritreanhabesha2095 msea yhlu kab gereb zwled alo diu
@eritreanhabesha2095
@eritreanhabesha2095 5 жыл бұрын
@@nahommhretab4261 emo entay dea nikulom tekiskis neboy zybelki
@fetahchekan8796
@fetahchekan8796 5 жыл бұрын
Feven Andom, 13 amet gerna ety mnfaq entay mukanu tefuna alo mo, ajoki kitrsiom eki
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 5 жыл бұрын
Walla ane yake
@merhawi2328
@merhawi2328 5 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ስደት፡ ናፍቖት እንዳበልካ ምምራር! ስደት እኮ ካብ ልዕሊ 2000 ዓመት ዝጸንሐ እዩ። ኣነ በኣንጻሩ ስደት ጽቡቕ ዩ ኢለ'የ ዝኣምን። ንሕና ከም ስደተጛታት ኣብ ዝሃለና ሃሊና ሓደ ለውጢ ከነምጽእ ኣለና ስምና ከጸውዓና ዝኽእል! ስደት፡ስደት እንዳበልካ ምብካይ ዘይኮነ ንናፍቖት ክስዕር ስኽእል ሜላ ክንፈጥር ኣለና።
@abmenfeseykulugzie5253
@abmenfeseykulugzie5253 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓወይ
@abione6576
@abione6576 5 жыл бұрын
nay bahki hawey xibuk alaka sedat mafthi aykonan kitkalas alaka
@Tes861
@Tes861 5 жыл бұрын
Perfect you are smart
@ሓቡወዲኤረይ
@ሓቡወዲኤረይ 5 жыл бұрын
እዋይ ናፍቆት ነጅስ ዝገብር ኣጸሊልና ሓቀይ ደንጉያትና እካ ካልኣይ ግዜ ገጽ ስድራና ንርእየሉ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ግን ጸላምና ዝቅንጠጠሉ ውሉድ ምስ ወላዲ ዝራኸበሉ ስደትና ይሕጽረልና ፈጣሪ ባዕሉ ዳዊታ ስሑል ጎሮሮ ብጣዓሚ ተስፋ ዘለካ መንስእይ ኢኻ ጽቡቅቲ ስራሕ ሰሪሕኩም ምስ ብጻይካ keep it up.
@merhawitesfahiwet3917
@merhawitesfahiwet3917 5 жыл бұрын
Ja nay Bhaki xubuk aleka gunuf
@eriboys1075
@eriboys1075 5 жыл бұрын
‘ታ ስጋ እንተሮጎደት ኣመና እንተብረቅረቀት ‘ታ ንብሲ እንተለመጸት ትምሰል ዝጥዓማ ሓቂ ከይመስለኩም ድራማ እዩ ድራማ። ናይብሓቂ ዝተንከፋኒ ቃላት ኩላትና በከዳድናና በለጭለጭ ኢልና እካ እንተኸድና ውሽጥና ግን ንፎልጦ ኢና። መን እዩ ገጥሚኣ ልዕሊ ኹሉ ክኣ ድይሪክተር ናይዛ ደርፊ ኣብ መወድኣታ ናይታ ደርፊ ይጽበ ነይረ፥ ግጥምን ዜማን ወላውን ኣላይኣ ባዕሉ ዳዊት ከምዝኾነ ምስ ኣንበብኩ ኣመና ኣድኒቀዮ። ብፍላይ በዚኣ ነገር ኣድኒቀዮ ክብል እንተኾይነ እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይዛ ደርፊ ኣብ ፓርኪን parking ቦታ ኮይኑ እዩ ተደሪፉ ናይዚ ምኽንያት ክኣ እቶም ብዓዲ ዘለዎ ኣሕዋትና ዘይንውንኖ ዘንጸባርቅ ገዛውትን ጽቡቅ ዝመስል ካልእ ነገራት ሪኦም ኣሕ ኢሎም ንኸይማሩሩ ነቲ ጽብቅ ዝምስል ነገራት ናይጽዓዱ ኣብዛ ደርፊ ኣይትወስደን ጽቡቅ ጥበብ ከም ካልኣይ ነገር ክኣ እዞም ደረፍቲ ኣካዳ ድንኦም ኖርማል ቡዙሕ ዘንጸባርቅ ኣይኮነን።
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ 5 жыл бұрын
filli wedi bala + ኩሉ ዳዊት ዩ ዜማ ግጥሚ ዳርክትረ ኣዋሃሃዲ ሙዚቃ
@habesha7947
@habesha7947 5 жыл бұрын
Kabten ztekefetni gtmi Thanks zhawey
@kemalemey6701
@kemalemey6701 5 жыл бұрын
ኤርትራዊ ሃገራዊ ane zgermeni zelo dawit si nshtey eyu eta rsu gn ktbelh abey kon eyu sihilwa eza natna keneshla😄
@mahdereandom2059
@mahdereandom2059 5 жыл бұрын
nay behaqi astwewilka
@bajo_teamo236
@bajo_teamo236 5 жыл бұрын
ዓወት ኣለኩም ናይ በሓቂ ኣታ ኣነ ናይሎሚ ደርፊ ደስ እላትኒ ካብ ኩለን ሕጂ ዝወጻ ደለዋ ደርፍታት ደሓር ንፍዓት እኩም ካልእ እየ ዝጽበ ካባኩም ኣምላኽ ናፍቆትና ዝኽትመሉ ዘመን ይምጻና ሰማዕቲ ምትብባዕ ኣይንሕመቕ
@Bitaniya12
@Bitaniya12 4 жыл бұрын
Ewyyyy nafqot dea moytna ber Amlak sdetna ywedayo metabiti zoba qaza selam selam kulukum deqi erey selam ab zelekumo ❤️🇪🇷💯
@ሽመይኣይነግርንእምቢ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 жыл бұрын
*ንድምጻዊ ዳዊት ዝሕቢ ላይክ me*
@kemalemey6701
@kemalemey6701 5 жыл бұрын
ድምጺ100% ዜማ 100% ግጥሚ100% ኩታ ኩሉ ነገራ መግቢ አያ ንእዝኒ
@wedebmerkeb4659
@wedebmerkeb4659 5 жыл бұрын
Love u
@ወዲፋርስኤርትራዊ
@ወዲፋርስኤርትራዊ 4 жыл бұрын
ክሳብ ሕጂ ትርእይዋ ዘለኹም like ሃቡኒ
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ 5 жыл бұрын
ናይ ዛወዲ ህርመት ሙዚቃኣ ደስ ክብለካ ፡በርትዕ ዳዊታኣ ኣስሊ
@meteratv8866
@meteratv8866 5 жыл бұрын
💝ሰላም ናኣካ ኣቦይ ሰላም💜 💚ሰላም ናኪ ኣደይ ሰላም💙 💖ሰላም ናኣካ ሓወይ ሰላም💛 💟ሰላም ናኪ ሓፍተይ ሰላም🧡 💞ሰላም ናኣኩም ጎረቤተይ ሰላም❤
@danielteklit7250
@danielteklit7250 5 жыл бұрын
Nafokt hasini Nafkot hamed gezawtna Nafkot deki erey Nafkot weledey Nafkot meteabitey hasini Kemzi kemay Mas nafkotu zhadr teliu like gaberu
@kemalemey6701
@kemalemey6701 5 жыл бұрын
ህጹጽ interview ምስ ዳዊት የድልየና ኣሎ:: ካብ ግዜ ናብ ግዜ ደረጃ ብቅዓቱ አናዛየደ ዝኸይድ ዉዱእ አካ ንስኻ አዚ ምሳኻ ሒዝካዮ መጺካ ዘልካ ከኣ ኣምበሳ ብሓፈሻ ደቂ አረይይ ኩሉና ዉዱኣት አንድና ሓቀይ አንድየ ሓላላት አስከ like share comment ሂብና ነሐጉሶም
@fanielgebrihiwet6277
@fanielgebrihiwet6277 5 жыл бұрын
*ኤፊ ኣርከይ ኣብ መዓስከር ክራር ክትሃርም ከለካ 2011-2012 ተዘኪሩኒ ከምዚ ስርሓት ሒዝካ ኪትመጽእ ከለካ ካኣ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ዳዊት ድማ ወትሩ ዘድንቐካ እየ ንፉዓት ደቂ ኤረይ ጻዕዳ*
@smilemaker6844
@smilemaker6844 3 жыл бұрын
Two young Eritrean artists singing an epic song. I am very proud of you guys, you will be our future stars, I've no doubt about that. Keep up with the good work my young artists. Please do a concert in USA, so we can see you live. Thanks
@EreyLove
@EreyLove 5 жыл бұрын
ዳዊት ጅግና ናይ ብሓቂ ኣቢክካኒ !!!!!!!!!!! ስድት ሑስም እዉይ እታ ዓድና ንምለሰላ ናዓልቲሲ ናፍቀያ ሰላም ንዓኹም ኣብ ዓለም ደለኩም ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ነዛ ዓለም ና ሰላም የዉርደላና ነዘም ኣብ ሊብያ ዘለዉ መታዓቢትናን ደቂ ኤረይ ካብዚ ኩሉ ስቃይ ኣዉጽኣልና ኣቦይ ማዓረይ
@fullpower1391
@fullpower1391 5 жыл бұрын
*ያ ንዳዊት ከማይ ጊሩ ዝፈትዎ ኣሎ ዶ እስከ like ሃቡለይ*
@alefulove6309
@alefulove6309 5 жыл бұрын
አነ
@freenhagereeritreamesdeqa6363
@freenhagereeritreamesdeqa6363 5 жыл бұрын
@@ER-ku3vd ካብዚ ዝበልጽ ኣጻሓሕፋ ትግርኛ ድኣ እንታይ ደሊኻ ሰበይ! እንታይ'ዩ ኸ ንስኻ ዓመግ ኢልካ ጽሒፍካዮ ዘለኻ እንታይ ማለት እዩ?
@ጋልመቐለ-ኀ3ጸ
@ጋልመቐለ-ኀ3ጸ 5 жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፅእኹም እወ ናፍቆት አለና ናፍቆት ስድራና ኣምላኽ ስደትኩም የሕፀረልኩም ይብለና ሶ ናይስ ።
@Alu7878
@Alu7878 7 ай бұрын
ኣንታ ኣነ አዚኣ ደርፊ ክሳብ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኩ 2024 ግን ስሚዒተይ ኢያ ትትንክፈኒ 😢
@hamamabnauf7558
@hamamabnauf7558 4 жыл бұрын
Nafikoti alena Nay sdirana Nafike mama bab yhwatey metabiti 😪🖐️🙏
@kiflomberhe1213
@kiflomberhe1213 5 жыл бұрын
እወታ ናፍቆት ኣለና ዓርኪ መሓዛ, መታዓቢቲ, ደቂ በትምርትና, ናይ ስደት የዕሩኽትና ፋሕ ፋሕ ኢልና ከም ደቂ ዛግራ ብሰንኪ እዚ ርጉም ስርዓት ደቂ ኤረይ ደቂ'ታ ሓላል መሬት ኣምላክ ስደትና የሕጽረልና ፍቁራተይ ኣምላክ ናብታ ርስቲ ኣቦታትና ድማ ይምለሰና።
@MahmudAli-zg1mq
@MahmudAli-zg1mq Ай бұрын
Selam ni mom. Selam ni aboy ,selam ni hawoy, selam ni haftey nty ❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ,ni dawit zifetu like selam nukulukum 🎉🎉❤❤❤❤
@ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ
@ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ 5 жыл бұрын
ዳዊትይ እንቃዕ ብሰላም መጻካና ምስቲ ስሑል ድምጽካ ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኤረይ ሽኮር ን ዳዊት ዝፈቱ like ይርገጸኒ
@ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል
@ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል 5 жыл бұрын
ናፍቕት ኣለና ናፍቕት ወለዲ ናፍቖት ኣለና ናፍቖት ናይ ዓዲ ዳዊታ መኽሰብ ኩሉ ምሉእ ጎዶሎ የብሉን ደቂ ኤረይ መኽሰባት ናብ ዓዲና ንምለሰሉ ግዜ ይፍጠረልና ፈጣሪ።(ኣሜን3)
@rahwahulu890hulu9
@rahwahulu890hulu9 5 жыл бұрын
ዕድመ ይሃበና ፍትዋት የሕዋት ኣምላኽ ክኣኻኽበና ኣይሰኣኖን ኣብዝዘለናሉ ዓለም ሰላም ይሃበና እምበር ናፍቆት ደኣ መግለፂ የብሉን
@veterjorjo
@veterjorjo Жыл бұрын
ግጥሚ 100 ዜማ 100 ድምጺ ከማን 100❤❤❤
@ጛልኤረይወለላ
@ጛልኤረይወለላ 5 жыл бұрын
ናፍቆት ናይቲ ጥዑም ስፍራ እወ ያዓኽ። ዳዊተይ ናይ ሙደይ።
@binilove8069
@binilove8069 5 жыл бұрын
ናፍቆት ኣለና ናፍቆት ናይ ስድራና ናፍቆት መተዓብይቲ፡መዘናይ ናፍቆት ሓፍተይ፡ ሓወይ ሰላም በብዘለናዮ ደቂ ኤረይ። WEL DONE OUR BRO'S !!!
@MerhawiBahta
@MerhawiBahta Жыл бұрын
ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ እዛ ደርፊ 100% 100% እንድዒ መግለጺ የብለይን 😢😢😢😢😢😢😢😢
@KifArs2014
@KifArs2014 5 жыл бұрын
ናፍቆት። እቲ ዓቢ ሕማም መድሃኒቱ ክትረክቦ ከኣ ብሓቂ ድኻም ዩ ድኻም። ግን ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ኩላትና ኰይና ንስሕቀላ። So stay blessed all ❤️🙏. And xubuk sirah both of you!
@SonofthekingJ
@SonofthekingJ 4 жыл бұрын
EVERYDAY Miss my family my country my childhood friends who I laughed on my way here love you all let's pray to God to get everything to normal and go back home and enjoy our blessed country .🙌🏼🙏🏼😭🥺
@dejenneguse7223
@dejenneguse7223 5 жыл бұрын
ናፎቆት ኣለና፡ ናፍቆት ስድራ ናፍቆት ጀምዓት ናፍቆት ኣለና ናይ ኣዴታትና And ኣቦታትና ንበልዕ ንሰቴ ዝሰማማዓና ኣይኮነን ናፍቆት ከይ ኣኽለና ናብራ እስኮብሊ በሪትዕና ጥሪ ወርሒ ሓደ መርዓ ይሓስብ ኣለኩ ትብል ጋል ኣንስተይ ዳክሊ ምሳይ ጥራየ እየ ዝብላ ኣየ ናፍቆት ዝገብር። እስከ ንኩሉኩም ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ኤርትራዊ ሓወይ
@Kryptosami
@Kryptosami 5 жыл бұрын
Neza derfi b, Deutsch/Germany ktrguma yehasb aleku metan krdu,ulna jermenawi ente aleka esiki xqeteley 👍👍
@biniamtsegay7691
@biniamtsegay7691 5 жыл бұрын
Deki Eri ab Zelekmo selam.🇪🇷.🙏
@yordanoshagos9619
@yordanoshagos9619 5 жыл бұрын
biniam Tsegay amen amen 🙏
@ብርሂንያብርሃነይ
@ብርሂንያብርሃነይ 5 жыл бұрын
ዳዊት ትስፉው ድምጻዊ 100% ሓደ ካብቶም ሁብባት ድምጻዊ ክትከውን እኻ ኣብ መጻኢ እታ ስጋ እንተረጎደት ኣመና እንተ ኣብረቕረቀት እታ ነብሲ እንተ ደመቐት እተመስል ዝጥዓማ ሓቒ ከይመስለኩም ድራማ'ያ ድራማ ኣቤት ሓቒ ኣብዚ እነሀልኩም ጥበብ Thank Dawit 😍👌🎤🎹🎵🎙🎸🎻🥁
@eritreianchanel6422
@eritreianchanel6422 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ምስ ስድራናን ፈተውትናን የተሓቃቅፈና ከም'ኡ ውን ኣብ ሊብያን ማእሰርትታት ኤርትራን ዘለው ደለይት ፍትሒ መዋጽኦ ይፍተረሎም ፈጣሪ!
@ዓወትዩስመይ-ጘ8የ
@ዓወትዩስመይ-ጘ8የ 5 жыл бұрын
ዋውውውው እዛ ደርፍስ ሰሚዐ ምምናው ስኢነያ። ናይ ብሓቂ ናፍቆት ኣለና፣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ጥበብኩም ይሰስን። ንዳዊት ዝፈቱ እስከ ከምቲ ልሙድ like ኣይትውሕዱ።
@wegahtateklu6402
@wegahtateklu6402 5 жыл бұрын
Waawww naybehaki xbukti
@eritreanmusic5262
@eritreanmusic5262 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጥበብ ዝመልኦ ስራሕ ልቡ ረኪብኩሞ ነዚ ፋሕ ኢሉ ዘሎ ስድራ። ኣጆኩም ቀጽልዎ!! ኣብስደት ዘለኩም ይሕዋትይ ምስ ስድራኩም ገጽ ንገጽ ትራከብሉ ኣቦይ ኣደይ ሓፍተ ሓወይ ትብሉሉ ጊዘ ይሃልውኩም። me too
@ሄራታንብርሃነ
@ሄራታንብርሃነ 5 жыл бұрын
😢 ያ ናፍቆት እወ ሕሱም ስደት ፀሊም ነጥቢ ናይ ሂወትና ኮይኑ ናዓና ዘይከውን ግዜ መፅዩና 😥😢የሕዋተይ ስደትና ኣሕፅክሩ ዓይኒ ስድራና የርእየና 🙏ስራሕ ካኣ ዋው ኢለ ኣለኩ ኣጆኩም ዓቅሊ ግበሩ 😘
@Semu-c2x
@Semu-c2x 5 жыл бұрын
Enka dhan mexakum deki ERI 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 amlak nafkotna newxalu malti yhabena kemey ነዲኡ zenafeke yhlu do
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 5 жыл бұрын
ዓክ ናፍቆት እወ ኣለና ሶ ኣጆኩም ኣሕዋተይ😢😢
@wegihtata3475
@wegihtata3475 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ናፍቆት ስድራ ክሕስም እዋይ ስደት እንታይ ይስአኖ ፈጣሪ እወ ኣጆኩም ኣጆና ጥዕና ይሃብኩም።
@samuelgirmay754
@samuelgirmay754 5 жыл бұрын
¶ናፍቆት ኣለና ¶ ናፍቆት ኣለና ናይ ስድራ ናፍቆት ኣለና ናፍቆት ናይ ዓርከ ማሓዛ ናፍቆት ኣለና ናፍቆት ናይ ስድራ ናፍቆት ኣለና ናይቲ ጥዑም ስድራ ናዓና ዘይከውን ግዜ መጽዩና እንታይ ጉድ ኩሉ ንበር ተታኪዙ ናፍቆት ኮይኑ ዓለሙ ተቀረብካዮ ንሰላም ይጸንሓካ ኣብዛ ገምገም ብልቡ ማዓስ ኮይኑ ኩሉ ቲ"ዝብሎ ናፍቆት ኢዩ ሃሲዎ ናፍቆት ተሳሂልዎ ታ"ስጋ ተረጎደት ኣመና ተብረቅረቀት ታ ነብሲ ተለመጸት ዝመስል ዝጣዓማ ሓቂ ከይመስለኩም ድራማ ኢዩ ድራማ ኣ ትትትትትትትት ንይምሰልዩ ንይምሰልዩ ንይምሰል ደገና ጸቢቁ ብወርቅን ጨርቂ ከብዲ ኢና ንበልዕ ውሽጥና ዝርኢ ግን .......ድርብ...... ናፍቆት ኣለና ናፍቆት ወለዲ ናፍቆት ኣለና ናፍቆት ናይ ዓዲ ዛ ነብሲ እምበር ማስያ ብናፍቆት ተሃስያ ከብድና ይሕማስ ናፍቆት መሊኡ ሕጂስ በዚሕዎ ደገ ብጭቅ ኢሉ ብዙሕ ኢና ንናፍቅ እወ ማዕዶ ኮይና ካብ ጥዑማት ስድራና እወ ተፈላሊና (×2) ፈጣሪ ጥዑም ዩ እንታይ ይሳኣኖ ሒዙልና ሎ"ግዜ ብሓደ ንነብሮ ዳግማይ ተመሊስና ክሳብ ንሪኤኩም ኣብታ ዘለኩሞ ብሰላም ይኩነልኩም ሰላም ናዓካ ሰላም ኣቦይ ሰላም ናዓኪ ሰላም ኣደይ ሰላም ናዓኪ ሰላም ሓወይ ሰላም ናዓኪ ሰላም ሓብተይ ሰላም ንጎረቤትና ...ሰላም ንጎረቤትና ¶ድምጻውያን ዳዊት ወ/ሚካኤል...& ኤፍሬም ታደሰ ¶ግጥምን ዜማን ዳዊት ወ/ሚካኤል ¶ዳይርክተር ዳዊት ወ/ሚካኤል & ኤፍሬም ታደሰ. Writing by samuel Girmay (dc)
@ahmedmahamed5488
@ahmedmahamed5488 5 жыл бұрын
Wawww gele aynet
@crouch1236
@crouch1236 5 жыл бұрын
🙏👍🤘
@erilove6277
@erilove6277 4 жыл бұрын
geleaynet bro 👍
@ሃብቶምተኽለ
@ሃብቶምተኽለ 5 жыл бұрын
Nay bhaqi nafqot alena nayti tuum sfra...keep it up singer dawit & afar
@merigalftsum5855
@merigalftsum5855 5 жыл бұрын
ናፍቆት ኣለና ናይ ስድራ እወ ናፍቆት ኣለና ናይ ዓድና ኡፍፍፍ ኬፍ ኣለኩም 💗💘💗💘
@robelisaq3512
@robelisaq3512 5 жыл бұрын
Dawitey kaf alekum deqi halal merat qexelwu xebuq serah dawite axelilkani eka kabta demezey qerxelka aleku dawitey dawiteyyy
@ህዝባዊግንባር
@ህዝባዊግንባር 5 жыл бұрын
Herzlich willkommen dawita Bruder gute Job mach weiter so ich freue mich sehr 🎤🎤🎤🎤🎤🎹🎹🎹💪💪💪🎸🎸🎺🎺
@tedross8259
@tedross8259 5 жыл бұрын
ናፍቆት ኣለና! ኣየ ወ ሕምስ ኢልና ንኹሉኹም ከምዚ ከማይ ኣብ ናፍቆት ዘለኹም ገጽ ወልድኹም፡መታዓቢትኹም፡ዓድኹም ትርእዩ ይግበርኩም ፈጣሪ🙏
@abeltesfalem1654
@abeltesfalem1654 5 жыл бұрын
Nice job fkrn selamn yewrdelna ❤️ 👇🏽 semeyawi keykeyerkuma keythalfu
@rakiraki7348
@rakiraki7348 5 жыл бұрын
ናፍቆት ኣለና ናፍቆት ስድራና ። ናፍቆት ኣለኒ ናብውሽጢ ደመይ ኣትዩ ዘ ሳቅየኒ ከምዚ ከማይ ዝኮንኩም ላይክ ሃቡኒ ደቂ ምድሪ ሓበሻ ኩሉኩም ሓባይብ ካብ ሓፍትኩም ትግራወይቲ ደቂ ኤሬ ሽኮራት
@ጓልጉዕሸምራጭ
@ጓልጉዕሸምራጭ 5 жыл бұрын
ደቂ ኤሬ ሽኮራት ኣበብዘለኩምዎ ሰላምን ፍቅርን ነዓኩም ዳዊተይ ድምፅካ ገለለዎ ከፀልለኒሉ ❤❤
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 5 жыл бұрын
Wela eski mexelel eki xbkti
@weditewelde7725
@weditewelde7725 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ guys ቀጽልዎ ብህጂ ዉን ብዙሕ ስራሕ ዩ ዝጽበየክም ዘሎ:: see you soon ኣብ ቐጻሊ guys nafkot zelwo & nzom artis zfto like kygbrkum kythalfu
@haniseli7321
@haniseli7321 5 жыл бұрын
ኣብስደት ዘለኩም ይሕዋትይ ምስ ስድራኩም ገጽ ንገጽ ትራከብሉ ኣቦይ ኣደይ ሓፍተ ሓወይ ትብሉሉ ጊዘ ይሃልውኩም እዞም ኣብ ስደት ዘለኩም ይሕዋትና እዞም ኣብ ኣደ ዘለና ይሕዋትኩም ከማን ብጣዓሚ ኢና ንናፍቆኩም ናፍቆት ናይ ስድራ ዘለዎ like ከይ ገበ ከይ ሓልፍ i love you ንብምሉኡ ኣብ ስደት ዘለ ኤረትራዊ ሓወይ ሓፍተይ
@trhstrhs1728
@trhstrhs1728 5 жыл бұрын
ኣሜን
@ent6089
@ent6089 5 жыл бұрын
Amen
@ermiasmedhanie7345
@ermiasmedhanie7345 5 жыл бұрын
Amen hawey natey
@afrahmahammed1428
@afrahmahammed1428 2 жыл бұрын
Ameen 🥺🥺🥺
@ሳምሪጋልቶምጀጋኑ
@ሳምሪጋልቶምጀጋኑ 5 жыл бұрын
ናፍቆት ኣደይ ምክኣል ሲኢነዮ ኣነ ከማን 💖💖💖💖
@user-tk3sz3cz2x
@user-tk3sz3cz2x 5 жыл бұрын
ዋአ ትግራዎት ከ ትናፍቁ ዲኩም ከ
@ሳምሪጋልቶምጀጋኑ
@ሳምሪጋልቶምጀጋኑ 5 жыл бұрын
ዋይ ንሕና ዶ ኣይንናፍቅን ሰሚዕካ መቸም ኩሉ ኣባኩም ግነ ኢዩ
@user-tk3sz3cz2x
@user-tk3sz3cz2x 5 жыл бұрын
@@ሳምሪጋልቶምጀጋኑ ተጋሩ
@elamashow8205
@elamashow8205 5 жыл бұрын
ሰቅ በሊ ሓሳዊት ንቦኪ ከ
@ሳምሪጋልቶምጀጋኑ
@ሳምሪጋልቶምጀጋኑ 5 жыл бұрын
@@elamashow8205 ታይ ይምልከተካ ጃና ዋሒድ
@Tsgenay
@Tsgenay 5 жыл бұрын
ኣሕ ናፍቆት ኣለና እወ መሪር ናፍቆት ናፍቆት ወለዲ፡ ናፍቆት ኩሉ ሶ ንፉዓት ኣጆኩም ቀጽልዎ ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ።
@abelblackoffical9217
@abelblackoffical9217 5 жыл бұрын
Ewe atum burukat Nafukot alena nay sidra Selam belulna 🏆🏆🏆 Keep it Up Bro Ilike your song very good 🏆🎖🏅
@abelmehari7583
@abelmehari7583 5 жыл бұрын
ሰላም እባ ንዓኹም ደቂ ኤረይ ምዓረይ ይበል ግጥሙ ዜምኡ ልብኻ ጨዲዱ ዝኣቱ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ keep it going....
@Kryptosami
@Kryptosami 5 жыл бұрын
Nezi derfi enda sem,a like zey habom ente alo xemam tray, u bflay eza koment tenbaba zeleka። ናፍቆት ኣለና ናፍቆት።
@wedifelega9212
@wedifelega9212 5 жыл бұрын
Wawwwww xebuqat dawit hawna entay kwexo ewe nafqot telekuka ke ybel music nafqot weledi sedra egziabher amlak sdetna yehxrelna yehwatey amlak alo nice dave shikor
@zarafltet
@zarafltet 5 жыл бұрын
Best and beautiful
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 5 жыл бұрын
ያ ዳዊት ሽኮር ናይ ብሓቂ ተለምጽና ጽብቅ ዘለና ንመሲል። ደቂ ኤረይ ጽብቅ ስርሕ ኣጆኩም ቀጽሎ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
ናፍቆት ኣለና ብትክክል ናፍቆት መረበተይ ስድራይ መታዓቢተይ ኣለኒ ኣነስ ፈጣሪ ብሰላም መሬት ዓድና ይመልሰና
@Herimon514
@Herimon514 4 жыл бұрын
ስደት ሕስሙ ኣነስ ኣይካኣልኩን ማማ ናፊቐ መን ኣሎ 23/8/20 ድሰማዓ
@lulubibi2336
@lulubibi2336 5 жыл бұрын
Well I can tell now how much beautiful his voice is.
@ሓኔታይኣስመራዓይኒከተማ
@ሓኔታይኣስመራዓይኒከተማ 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዳዊት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እንዳ በርታዕኻ ትመጽእ ዘለኻ ስነ ጥበባዊ ኢኻ፡1000 like ንዳዊት ሽኮርርርር።
@fillifillawi4854
@fillifillawi4854 5 жыл бұрын
ናይ ዚ ዓመት ዝበለጸት ደርፊ100%%%% ሓንሳብ ምስ ወላዕክዎ እቲ ዜማ ክሰደኒ ኣይከኣለን omg 😘😘😘😘
@wizertieraboywiz5549
@wizertieraboywiz5549 5 жыл бұрын
Dawit kabzom jemrti sebta hade bulux seb eu naybhki Respekt zelwo seb eu emo netababiyo so qexlo naybhki xubq serh
@habesha7947
@habesha7947 5 жыл бұрын
Bakal yfelto eye ndawit btaimi tuhut mskin eyu
@yonijunior5192
@yonijunior5192 5 жыл бұрын
welcome back dawita sukor and to brother's please like give me guys
@tomtom4704
@tomtom4704 5 жыл бұрын
ንምንታይ like
@weqtaentertainment9357
@weqtaentertainment9357 5 жыл бұрын
@@tomtom4704 hhhhahh 😂
@yonijunior5192
@yonijunior5192 5 жыл бұрын
@@tomtom4704 ni mama kea bro know and ni dawita ❤
@EfremEseyas
@EfremEseyas 5 жыл бұрын
wedi shuq gidef like aytbel
@yonijunior5192
@yonijunior5192 5 жыл бұрын
@@EfremEseyas efi bro how you my friends please like habni delay fithi
@samimogos8223
@samimogos8223 5 жыл бұрын
Dawitey asli Entay kwexo dmxi ms gtmi yehwatey ms sdrana akakabo yfterelna like ka tewuquley, i Miss you my family .
@Selihomas
@Selihomas 5 жыл бұрын
Enkae de Selam mexakum yehewatey 💕🎤🎺🎻🐅🐆
@Asli-boyyyyyyy
@Asli-boyyyyyyy 5 жыл бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ የሕዋት ሰላሙ የውርደልና እቲ ልዑል ፈጣሪ
@wedimamrut36
@wedimamrut36 5 жыл бұрын
ዳዊታ & አፋር ጀጋኑ ናይ ብሓቂ አቲ ኣብ ልብና ዘሎ ብስርሓት ጥበብ ገርኩም ገሊጽኩምልና, ሰላም ንዓኻ ሰላም ኣቦይ ፡ ሰላም ንዓኺ ሰላም ኣደይ፡ ሰላም ንዓኻ ሰላም ሓወይ። ሰላም ንዓኺ ሰላም ሓፍተይ ❤❤❤❤❤🙏👈 ኣጆኹም ቀጽልዎ ከምዚ ኢልኩም ተወሃሂድኩም ብሓንሳብ ምስራሕኩም ዘሕጉስ ዩ በርትዑ ፡ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና🙏 ፡ ኣብስራሕኩም ኣሳልጦ🙏 , ስርሓትኩም ይሰስን ኩቡራት የሕዋተይ❤❤❤🙏❤like like like like like like ☝️🙏❤🙏👈
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 5 жыл бұрын
Efremey natey ajoka ske nay men dea ktwesd nay kiflom ykealo nay yemane barya ember ms dfetwo derafi mexika ms dawitey kea azyu des elni. Ewanawit derfi 100% hanti dgemulna bhansa 👌.
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 5 жыл бұрын
ዳዊታ ጽቡቅ ስራሕ፡ ብፍላይ እስታይል ትገብሮ ማራ እዩ ዝስሕብ ኣጆካ ኣታ ወዲ በርትዑ ምትብባዕ ኣየድልየኩም ብነብስኹም ተብዓት ኢኩም።
@ንዘመነይባርኽጎይታ
@ንዘመነይባርኽጎይታ 5 жыл бұрын
Selamkum ytiam shikorinatat shushayun bereketun yebzahalkum Amlak ena xebuk srah qexlwo ....
@jonshewitey6298
@jonshewitey6298 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል ስራሕ ዳዊት ምስ ኤፍሬም ግጥም፡ ፈጣሪ ጥዑም ዩ .እንታይ ይስእኖ ሒዝልና ሎ ግዜ ብሓደ ንነብሮ ዳግማይ ተመሊስና ክሳብ ንሪኤኩም ኣብቲ ዘለኩሞ ሰላም ይኩነልኩም ሰላም ናዓካ ሰላም ኣቦይ ሰላም ናዓኪ ሰላም ኣደይ ሰላም ናዓካ ሰላም ሓወይ ሰላም ናዓኪ ሰላም ሓፍተይ ሰላም ንጎረቤትና ሰላም ሰላም በሉልና ሰላም ሰላም። ኣሕዋተይ ፈውሲ ናፍቆት ሲ እንታይ ኮን ትከውን?
@shumaytsegai2105
@shumaytsegai2105 5 жыл бұрын
ስሚ
@jonshewitey6298
@jonshewitey6298 5 жыл бұрын
@@shumaytsegai2105 hahahaha ካልእ ዳኣ እንበር እዚኣስ ኣይፈውስን
@merygaleri5133
@merygaleri5133 5 жыл бұрын
@@jonshewitey6298 ane mo taxye eye zelekes wala yxelel
@tesfomshmendi6954
@tesfomshmendi6954 5 жыл бұрын
ኣቤት ውህደት ስነ ጥበብ ሰሱንልና እስከ
@maknatalignmenttyrebalance5514
@maknatalignmenttyrebalance5514 5 жыл бұрын
ሰላም ንዓኻ ኣቦይ❤ ሰላም ንዓኺ ኣደይ💙 ሰላም ንዓኻ ሓወይ💚 ሰላም ንዓኺ ሓፍተይ💑 ብዙሕ ኢና ንናፍቅ ማዕዶ ሰፊርና🙏
@Eritrea143
@Eritrea143 5 жыл бұрын
ዋውውውው እንቓዕ ብድሓን መጻኹም ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ኣጆኩ ቀጽልዎ ኣብ መላእ ዓለም ዘለካ ኤርትራዊ ኣምላክ ዓድና ንምለሰሉ ስድራናን መትዕቢትናን ንራከበሉ ግዜ ይሃበና ❤️❤️👍🙏🙏🙏
@tsibah5647
@tsibah5647 5 жыл бұрын
Eski n eritrea znafekum like gberu Ahwat
@samuelberaki5510
@samuelberaki5510 5 жыл бұрын
Atum meksenat deki eray shikorat gelaynet derfi entay kewexa 100% quality sound Selam yebzhalna
@daniazmarino9064
@daniazmarino9064 4 жыл бұрын
ልዕሊ 2ሚልዮን ቪው ክትረአ ዝግባኣ ደርፈ'ያ ኔራ ግን ኣይተረደአትኩምን ትርጉማ የሕዋት፡፡ ዘይ ተዋሕጠሉ ኣብዚ ሓሳቡ የፍስስ ብሩኻተይ፡
@ምንብርዩትምስጢር
@ምንብርዩትምስጢር 4 жыл бұрын
Haqi
@erilove6277
@erilove6277 4 жыл бұрын
Nay bhaki bro
@filmonalem5162
@filmonalem5162 4 жыл бұрын
Seb teaum ayfetun eyu
@Asli-boyyyyyyy
@Asli-boyyyyyyy 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘረባ እያ👉👍
@weditesfie697
@weditesfie697 5 жыл бұрын
ኣሕሕ ናፉቆት ድኣ ኣዉዲቁ እንድዩ በሊዕና ታይሞ ክንገብር ስደት ሕሱም ። ቀጽሎ ዴቨ ሓወይ
@xxtxtentacionmyking4453
@xxtxtentacionmyking4453 5 жыл бұрын
ኣታ ዝወዲ ኣፍቂረዮ ዳዊተይ love you ክርእዮ ከለኩስ ትርግታ ልበይ ብቅጡፍ ትሃርም ፍትየዬ ዎላ ኣፍቂረዮ ድዬ ኣይተረድኣንን ዲምፕልካ ክዓ ከምገለ እውይ💔💔💔💔💔
@fillifillawi4854
@fillifillawi4854 5 жыл бұрын
Tegst Tesfay eway haftey fkri husum kgermeki ane n haftey kihbo eye ab gezana eyu zatu
@xxtxtentacionmyking4453
@xxtxtentacionmyking4453 5 жыл бұрын
😂😂😂 እውይ ዓበድኩ ተጸለልኩ ተሌፎኑ እባ ስደደለይ ፊሊ ዓይነይ😋
@xxtiti1776
@xxtiti1776 5 жыл бұрын
😁😁😁😉
@mekonenabraham3456
@mekonenabraham3456 4 жыл бұрын
Men alo abzi ney mewshab gezu taxu zesama 23/4/2020 like pls.
@Genet707
@Genet707 5 жыл бұрын
Ata ezi dawit zblwo gele kemem alowo eti dimtxu kemzi belieka zey txgeb enjera koynuni. 🎋🌾🍃💐🙌👏🙌
@mixedworld869
@mixedworld869 5 жыл бұрын
Snetbebawi tiezbtey ab,,,Dawit,, Dawit malet kabzom zrakuwom hadeshti snetbabwyan ,hade kabtom bhzbom zhamu eyu, nay ka lbey ztnkf derfi dro 2 derftat rielu aleku , gele kabzen ab kebdey zatewani gtmtatu ka""""""""""""" Selam naka selam aboy Selam naki selam adey Selam naka selam hawey Selam naki selam haftey" Selam ngorebetna selam" Eti mekaflti shigrna zmebere gorebtna keyresaeka ab gtmi wn kifal nay sdrana mukanom eyu zenxr abzi gtmataka, ezi 100% nsu u thaqi """"Dawita bro ab mewedaeta zbleka entelo ka, snetbeb malet hade kemzi kemaka zgebrwo malet u, slezi i hope 1 malti b srah🎹 nrakeb nkewn , Selam naka ykun::
@negatiehdego1891
@negatiehdego1891 5 жыл бұрын
I keep listening this music I miss my family and my Country Eritrea
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН
Jan 16/2025 ተሪር ውሳነ ኤርትራ ይመርር እዋናዊ ጉዳይ
36:06
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 16 М.
Mahray Abraha (ማሓዙት'የ) New Eritrean Music 2025
6:49
Eritrean new music Efrem Tadese "Selamey"(ሰላመይ)
5:44
Agdona TV
Рет қаралды 158 М.
New Eritrean Music 2025 - ጥውይ - Twiy -  Amanuel Goitom - Awdamet Music
13:10
Dawit Weldemichael-- ለሚዳ (Lemida) New Eritrean Music  2021
4:38
Dawit Weldemichael
Рет қаралды 6 МЛН
Taniqo ረስዓኒ ኣይትበልኒ ( 2009 )
9:14
Ábí Ášlí
Рет қаралды 2,2 МЛН