New Eritrean Music Fthi/ፍትሒ Russom G/Giorgis ርእሶም ገ/ገርግስ official Video 2019

  Рет қаралды 548,496

Harmony Digital Studio ሃርሞኒ

Harmony Digital Studio ሃርሞኒ

Күн бұрын

Пікірлер: 1 000
@ዳኒሓዊፍሽ
@ዳኒሓዊፍሽ 5 жыл бұрын
ዝፍትዋ ደራፍኣይ ንባባ ርእሶም ዝፈቱ like ይሃበኒ 🇪🇷✅
@abrehammenges5202
@abrehammenges5202 5 жыл бұрын
.
@delteykem9558
@delteykem9558 5 жыл бұрын
Wawwww
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 5 жыл бұрын
Enjera alem blae edmen tenann yhabelina kubur riesom hawuna
@barakiteweldemedhin4888
@barakiteweldemedhin4888 5 жыл бұрын
ዳኒ ሓዊ ፍሽ 8888
@tesfitg3363
@tesfitg3363 5 жыл бұрын
🌏🌏🎵🎵🎵🎵🎵🇦🇼🎵🎵🎶🎶🎶🎶🌠🌠🌠🎟🎟🎗🎗🎗🎟🎗🎟🎫🎫🎫🎐🏅🏀🏀🥎🥎🏀🥎🥎🥎⚾️⚾️♦️🎫🌏📞if i
@ህዝበይሰላምንዓኻ
@ህዝበይሰላምንዓኻ 5 жыл бұрын
ስነ ጥበብ ክባሃልስ ሓቂ ምዝራብ እምበር ኣያናን ኣቦናን ርእሶም ክብሪ ይሃብካ ነባባ ርእሶም ዝፈቱ ላይክ የጋራጭወኒ ከይበቐቕኩም
@ወጋሕታ
@ወጋሕታ 5 жыл бұрын
አነ ትግራዋይ እየ ርእሶም ገብረገርግስ ኩሉ ግዜ ዘይሙኖ ሙዚቃኡን መምሃርን እዩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@sufniasabraha8026
@sufniasabraha8026 5 жыл бұрын
Nay behaki hawey Natey zeymuno derftatu
@deenh9960
@deenh9960 5 жыл бұрын
Haki nmmskar tgrawayn senegaln aybl u hawey natey Hzbna kab kab telemuna haye haguzna Nblo ko tefina Nkeyh xelim nxada xelim enda belu hzbi zexntu😡
@A.A-ec2gu
@A.A-ec2gu 5 жыл бұрын
isaac azezey 😘😘 same here bro
@ወጋሕታ
@ወጋሕታ 5 жыл бұрын
LOVE YOU MOM እዙይ ናረኤዩ እንድዮም ጹቡቅ አለና ዝብሉ እቲ ዝጠእ መንሰይ ወድሓውቦም ጎረበቶም ከምዘታዮም ኮይኑ ክንደይ ድዮም ዘጣቁዑ ዘለው.. አብዚ ሕጂ ግዜ ኤርትራ ተትርእዩያ እንታይ ምበልኪ ..ተተካኢ ዘይረከባ ዘሎ ህዝቢ ዝፈልስ ዘሎ ....😭😭😭 ሓደ ነገር ዝገርመኒ ነዞም ኤርትራ ኤርትራ ዝብሉ ..በዘይ ህዝባ ብዘይ ሓውኩም ብዘይ ወድዓድኩም እንታይኩም እያ እታ ኤርትራ ..ትብል ሽም..? አነ ትግራይ ብዘይ ቤተሰበይ ብዘይ ደዓደይ ብሓፈሻ ብዘይ ህዝበይ ገደክ ትእቶ ትግራይ ምክኒያቱ ትግራይ ዘብልዋ ህዝባ ስለ ዝኮኑ ...
@ወጋሕታ
@ወጋሕታ 5 жыл бұрын
Filmon Yebiyo አይከማካ ዝበሉ እንድዮም ዘጽንትዎም ዘለው ነዞም ሚስክናት ህዝቢ
@Tumzgi-millionaire
@Tumzgi-millionaire 5 жыл бұрын
ከመይ ኣታ ክቡር ወዲ ኩቡራን ርእሶም ወላድየይ ኣቦ ሰላም ኣቦ ፍትሒ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ተስፋ ኣቦ ዓቅሊ ኣቦ ጽንዓት ሰላምካ ከም ሮማዲ የስፍሐለይ ዕድመኻ ከም ኣቦና ኖህ ኣሻሓት ይቁጸረለይ
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. 5 жыл бұрын
ከምዚኦም ታሪኽ ዘለዎ ኣቦታት ስነ ጥበባውያን ኣብ ጎንኻ ክህልው ተስፋ፥ ሓይሊ፥ ጸጋ ውን ኢዩ።
@mulertube3704
@mulertube3704 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ቀሪባ ኢያ ራህዋ: ኩሉ ፍትሒ ይዝምር ኣሎ:: ባባ ርእሶም ሰላምካ ይብዛሕ::
@eyobovaovitey2316
@eyobovaovitey2316 5 жыл бұрын
ርእሶም ኣቦ ፍትሒ ሰምብረ ንፍትሒ ምስ ዘመርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ን ርእሶም ዝፈቱ እስከ like ይገጭበኒ
@ሓኾተወዲገርየ
@ሓኾተወዲገርየ 5 жыл бұрын
ኣቲ ፍትሒ ብዙሓት ኢና ደለይትኺ ውሑዳት እዮም ጸላእትኺ።ናይ ብሓቂ ርእሶም በዓል ሕልና መግለጺ ስኢነልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቕ ስራሕ
@ezghihayishmatiwos7385
@ezghihayishmatiwos7385 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ስቅያት ህዝቡ ዘሳቅዮ እዮ ኣርቲስት ዝብሃል እምባኣር ባባ ርእሶም ከኣ ነዚ ኩሉ ዘማላእካ ካብ ኮንካ ተሓበን ጅግና ቀሪቡ እዩ እቲ እዋን ።
@16m57
@16m57 5 жыл бұрын
Gdefo aba bro amlak da edmen tanan yhablna amo ab metsait erit tsamuau knkeflo anber baba resom da kab kedem tsegem hzbun hageru zrdao ayu Ms wutsue hzbu ayu
@tbtv7943
@tbtv7943 5 жыл бұрын
ካብቶም ዓበይትን ሰብ ሓቅን ርእሶም ወዲ ህዝቢ
@llllllll168
@llllllll168 5 жыл бұрын
ዓኽ ስድራና ምቕባር ሓርይምና ኡይ ኡይ ኡይ ባ ኣብ ስደት ብኮል ክንርዳአ ጥራይ 🙏🙏😭😭😭😭
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 5 жыл бұрын
ጅግና ውዲ ኤርይ.... ሎሚ ንእስያስ ዝድግፍ ኤሪትራዊ እይኮነነ
@berketpeace2021
@berketpeace2021 5 жыл бұрын
ርእሶም ሓውና ኣቦና እንጀራ ዓለም ብላዕ ይበል ሰራሕ ቀጽሎ
@merihsenayasli8503
@merihsenayasli8503 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ናይ በሓቂ ክሳብ መኣስ እዩ እንዳ መትካ ፍርሒ ፡ ኣጆኩም ህዝብና ፈሊጥዎ ኣሎ ነዚ ለባ ጸረ ፍትሒ ዝኮነ ሰብኣይ ,፡
@ከባሪአማተስፋየተንተንቲ
@ከባሪአማተስፋየተንተንቲ 5 жыл бұрын
ርእሶም ዳ ክትድቅስ ክትስእ /ፍትሒ/ ፍታሕ/ ሰላም/ ምስበልካ ታይ ሞ ባዓል መትከል ጅግና ርእሶም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ::
@michaelhabte6068
@michaelhabte6068 5 жыл бұрын
Share share❤🇪🇷☝ baba russom kulu geze derfika ba mealti geden keysemkuwo aywelen eye edemen tinan yehbka
@ጩራወጋሕታሰገነይ
@ጩራወጋሕታሰገነይ 5 жыл бұрын
ሰማዒ ሲኢንካ፡አንበር ባባ ርእሶም ቐደም፡ምስ ተቃለስካ( G.B.U)like ኣይተዋሕድሉ ደቂ eri I mis uuu
@kidaneteklesenbet5306
@kidaneteklesenbet5306 5 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ህዝበይ ምስ በልካ ኢካ:: ህጂ ግን ቀሪብና ኢና ዓዲ ፍትሕን: ሕግን ክትከውን ኤረይ::
@Sabasabina2-
@Sabasabina2- 5 жыл бұрын
የከኔልና የከነልና ኩቡር ስነ ትበባዊ ርእሶም ወጽዓ ህዝብካ ስለ ዝተሰማካ 😍🙏🏽❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@salamonkidane3967
@salamonkidane3967 5 жыл бұрын
😍😍😍😍😍👌👌👌👌
@petroskifle4607
@petroskifle4607 5 жыл бұрын
Asey asey ራእሲ ሓወይ... ከኾበይ ሕርቃንካ ደግሕካዮ ኣባይካ ድፍእ ይበል .... እዚ ኩሉ ኣብ ልብኻ ኣኪብካ ተዓብስካ እንቃዕ ኣይሞትካ .. በል ኣጆኻ ኣቦ ፍትሒ ኢኻ ኣብ ልቢ ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ እንስኻ ውን...
@rahwazerabrukrahwazerabruk1925
@rahwazerabrukrahwazerabruk1925 5 жыл бұрын
ኣሰይ ባባ ርአሶም ጂግና ኣንታ መቅሰን በል አስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መክሰብ ዓለምም
@MusieTV
@MusieTV 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ጅግና ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ሳብስክራይብ ሼር ብምግባር ሓግዙና
@siku9753
@siku9753 5 жыл бұрын
Eway baba russom argukum eko ajokum belu ftihi n Eritreawi 👉🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏💪💪💪💪👈
@Eritrea-t7b
@Eritrea-t7b 5 жыл бұрын
Sirak Yemane wedi Endagergis xeada nska eka arigka zeleka zeareky kolia alo ember rsom dea meseta abohagoka ekoayu
@iseyasmelake576
@iseyasmelake576 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ኣይ ጥዓመካን ንብስካ ተወዲኡ ንብዓት ስዒርኒ ኣጆካ ኣጆና ጥራይ ቀሪብና አና ናይ ብሓቂ ክካ ገላጺት ደርፊ
@abduadam3659
@abduadam3659 5 жыл бұрын
ፍትሒ ንኹሉ ፍትሒ ብዘይ ምድላው ኩሉ ዜጋ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ ኢዩ
@tesfana
@tesfana 5 жыл бұрын
ኣቦናን ኣያናን ርእሶም ገ/ሽ እንካዕ ናብ ንቡር ጥዕናካ መለሰካ ፈታሪ። ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ህዝብካ ደው ዝበልካ ጂግና አካ።
@solomonhadera5017
@solomonhadera5017 5 жыл бұрын
ል y z
@ጓልቲጅግናሓየሎምኣርኣያ
@ጓልቲጅግናሓየሎምኣርኣያ 5 жыл бұрын
ርእሶመይ ኣቦ ፍቅሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣጆካ ከኣ ጸገም ሓላፊ እዩ😍😍
@temesgenhagos3489
@temesgenhagos3489 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ናይብሓቂ ድምጻ ውጹዓት ህዝቢ ዘሕምሞ ጅግና ወዲ ሃገር
@mnbarkerfah9101
@mnbarkerfah9101 5 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 we hope at this time all us problem enough 💪 Thank'you vary much nice song
@berhehagos6149
@berhehagos6149 Жыл бұрын
Lovely person, intelligent and human. Men imo kisemaka, Isias iko nikulo bekiliwo
@tkentertainment3643
@tkentertainment3643 5 жыл бұрын
24/05/2019 ማዓልቲ ናጽነት ኤርትራን ማዓልቲ ሓርነት ህዝቢ ኤርትራን ክባዓል ኢዩ፡ ን ህግደፍ ካኣ ባርነት ክእወጀሉ ኢዩ፡ ሕጂ ዩ ሕጂ እዋኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ichbinich5377
@ichbinich5377 5 жыл бұрын
ባባ ሮእሶም ጽብቅቲ ደርፊ ኣቲ ፍትሒ ሓቂ ፍረዲ ፍትሒ ክትክሰሲ ኢኪ ንብዓልኪ ሓቂ እንዶ ፍረዲ ይኣክል ዓመጽ ይኣክል ጭካነ ክሳብ ምዓስ እዩ እቲ ፍርዲ ፍትሒ ሰላም እንዶ ኣውጂ ሓቂ እንዶ ኣምጽኢ ፍትሒ ብሽምኪ ክትብሃሊስ ክትጥዕሚ ብኣካል ግን ስኢንናኪ
@fessehag1507
@fessehag1507 5 жыл бұрын
እገዳ ጠሊብካ ማዕቀብ ደጊፍካ መንግስትን ህዝብን ኣባቲኽካ ሃገር ሮሞቅ ከተብል ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ከንቱ ዝርሃጽካ ሕጂ ዓቅልኻ ጸቢቡካ ይኣክል! እንተጨደርካ ንመን ይገርሞ? ኪድ ጫጭ በል! ICH BIN ICH
@salamonkidane3967
@salamonkidane3967 5 жыл бұрын
ናይቀደም ሰብን ናይቀደም ሓጺን ኣርከብን ኢዩ ሞ አስከ ነአዚይ ዋልታውጽዕ ዝኮነ ጅግና ሮእሶ ገብረገርግስ ኣለናልካ ንበሎ
@ማርሻልኣዚን
@ማርሻልኣዚን 5 жыл бұрын
ፍትሒ ን መድሃኔየ ተስፋማርያ ስላስየ ኢዩ እሞ ስላስየ ኣበይ ፍትሒ ንውፁእ ሓውና
@salamonkidane3967
@salamonkidane3967 5 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪👌👌🙌🙌
@samiilove4163
@samiilove4163 5 жыл бұрын
Fithi nikulu hezibi eri
@ወዲዓቴ
@ወዲዓቴ 5 жыл бұрын
ራእሲ እቲ ብቁልዕነትና ንሰምዖ ዝነበርና ድምጺ ደጊምና እንቋዕ ሰማዕናዮ።
@delayixubuk6965
@delayixubuk6965 5 жыл бұрын
ዓሕ እዚ ረሳሕ ስርዓት ኣጥፊኡና ባ ባባ ርእሶም ኣቦ ውጹዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ
@yonietifekaradam5864
@yonietifekaradam5864 5 жыл бұрын
*ባባ ርእሶም❤እንቓዕ ናትና ኮንካ👋*
@tumzgieyob2991
@tumzgieyob2991 5 жыл бұрын
አቲ ፍቲሒ ብዙሓት ኢና ደለይትኪ ውሑዳት ኢዩም ጸለኢትኪ።ነይ ብሓቂ ኪቡር ስነጥበባዋ ርእሶም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላኪ
@ephremkibrom3049
@ephremkibrom3049 5 жыл бұрын
ፍትሒ ተጸሚኣ ልክዕ ከም ጽምኢ ማይ ኩሉ ብሂግዋ ዓቢ ምስ ንእሽተይ ይኣክል ይብል ኣሎ ከይዓረበ ጸሓይ ማዕበላዊ ሓይሊ ነቒሉ ክሓልፈላ ኤረይ !!
@johnthebrain7990
@johnthebrain7990 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ኣጆኻ ክኸውን ዩ እግዚኣብሄር ወገን ናይ ውጽዓት ዩ። ብሰላም የራኽበና ጥራይ
@dbabkulu
@dbabkulu 4 жыл бұрын
ያ,ኣያና መምህር ሂወትና ደላይ ፍቅሪ ደርፍታትኻ ማራ ኢዮም ዘገርምኒ ኣንግል ናይ ግጥምታትካ ብጣዕሚ ኢዮም ሓየልቲ ኣጆኻ ከምቲ ትደሊዮን ንደልዮ ሓንቲ ማዓልቲ ክንረኽባ ኢና ባባ ራእሲ ኣጆኹም ከምኡ ጌርኩም እስከ ትልብና ኣርግእዋ መምህረይ ኣያ ስነ,ጥበብ ማህደር ኤርትራ ኩሉ ግዜ ውን ምሳኻ ኣለና ኩቡር ኣያና።
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp 5 жыл бұрын
ርእሶም ጅግና ኣጆኻ ❤🇪🇷🇪🇷
@kesetemehari7471
@kesetemehari7471 4 ай бұрын
ድምጻዊ ርእሶም ኩሉ ግዜ ንሰላምን ንፍቕርን ምስ ዘመረ ሕጂ ከኣ ከም ትምኒትካ ይግበረልና
@amanuelselamawi7912
@amanuelselamawi7912 5 жыл бұрын
ኣጆካ ቀሪቦም እዮም ከንባርሮም ኢና ጉጅለ ህግደፍ ፍትሒ ውን ክትመጽእ እያ።
@habtomalhabtome2166
@habtomalhabtome2166 5 жыл бұрын
Wwwww ርእሶም ሓወይ ማሃሪት ገላጺት ደርፊ ንህዝቢ ብምብርካትካ ኣዚየጠየመስግነካ ብሽም ውጹዕ ህዝቢ ኤረትራ ንዓኻ ካኣ ፈረ ጻማኻ ይርኣየልካ ፍጣሪ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እምቢ ንመሌኪ!!
@abadieri8870
@abadieri8870 5 жыл бұрын
ወዲ ጋብር ወትሩ መዝሙርካ ኣብ ፍትሒ ባባ ርእሶም ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ
@ኦኣምላኸይካብሕማቅሰውረኒ
@ኦኣምላኸይካብሕማቅሰውረኒ 5 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻካ ክቡር ተባዕ ስነ -ጥበባዊ ርእሶም ገብረገርስ ከማካስ መን ተባዕ ኣጆኻ ብሳላ ጻዕርኩም ቀሪቡ እዩ ሕጅስ ስላም ኢልካ ደሪፍካ ግዜ ከየቁጸረት ሰላም ሒዛ መጽያ ሕጂ ክኣ ፍትሒ ከምኣ እግዛብሄር ይሰምዓካ እዩ እሞ ኣጆኻ ኣትጥፋእ ካብ አድናቂትካ ሓፍትኻ ኢትዮጵያዊት ትግራወይቲ ተቀማጥት canada .
@ሚረደላዪሰላም
@ሚረደላዪሰላም 5 жыл бұрын
ቃዛህዙቡ ዝሞዕ ባዓል ሓቀኛ መስመር ኩቡር ስነጥበባዊ ኣቦ ስነጥበ
@zemenentertainment7925
@zemenentertainment7925 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ፍትሒ ብዝሓት ኢና ደለይትኪ ውሕዳት ኢዮም ጸላእትኪ ንገሲ ኣለና ኣብ ጎንኪ ባባ ርእሶም ዕድመን ጥዕናን ናዓካ ዓሳ ዝሕለቦ ባሕርና ንጥፍእ ኣለና ኣብ ባሕሪ ዓዲ ጋና እስከ ህዝበይ ፍልሊና ኣጽቢብና ነብስናን ህዝብናን ነድሕን ይኣክለና ምፍልላይ ጥፋኣትና የብቅዕ ምእንቲ ሰላም ሓደ ንኩን
@medhanieesayas7115
@medhanieesayas7115 5 жыл бұрын
Baba Russom abo fithy enka selam mexaka bshim baba Russom like adyni
@heluheri6133
@heluheri6133 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ሕዝካ ኣብ ጎድኒ ህዝብካ ዝኮንካ ሰብ ከይበሰለ ዝበሰለ ብሉጽ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 5 жыл бұрын
ዋውዋው ርእሶም ኣምበሳ ጎይታ ሓቂ ወዲ ህዝቢ እን ቋዕ ብሰላም መጻኻና ጹቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@ariamemun9576
@ariamemun9576 2 жыл бұрын
ከያን ርእሶም ገብረግርግስ ( ውዲ ገብር ) ንፉዕ ጅግና ተቃላሲ ንፍትሕ ዝደልያ ወትሩ ምስ ህዝቡን ሃገሩን 🖤🖤❤️❤️❤️🙏
@wedisahoaswertaxada3495
@wedisahoaswertaxada3495 5 жыл бұрын
Welcome Baba Resom Ajoka dagmay karbana ena
@ሕልናዩምንባርሕልናዩምንባ
@ሕልናዩምንባርሕልናዩምንባ 5 жыл бұрын
ኩቡር ድምጻዊ ርእሶም መዋእልካ የንዋሓዮ ኣምላክ ፡ ኣቦ ሓቂ ከብድካ ዝበልዕ ደርፊ
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 5 жыл бұрын
ርእሶም ኣቦ ፍትሒ ካብ ቀደምካ ኢንካዕ ድሓን መጻኻና ኣጆኻ ቀሪብና ኢና ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ
@bahlibiyemane5520
@bahlibiyemane5520 5 жыл бұрын
Baba Resom kulu gzea nfthi ms belka ❤️ JIGNA
@NAman-cb4tl
@NAman-cb4tl 5 жыл бұрын
Russom one of my favorite Eritrean singers. I love this single with a very important message. God bless u brother for standing with our people!
@ዉርዬየኔ
@ዉርዬየኔ 5 жыл бұрын
የኔ አባት ስወድክ ርእሶምዬ ምትለው ባይገባኝም ግን ለህዝብ ሰላምና ፍትህ ትጨነቃለክ
@gherieshmendi3659
@gherieshmendi3659 5 жыл бұрын
Leader ባባ ርእሶም ሰረት ፍትሒ። ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ፈጣሪ ደቂ ኤረይ: ቀሪብና ኢና። ጸልኣትና ዝድበይሉ ንሕና እነግላዕሉ እናኾነ እዩ!!
@danielkidane3572
@danielkidane3572 5 жыл бұрын
ርእሶም ገብረገርጊስ ክቡር ስነ ጥበባዊ፡ ቀደም ንሰላም ዘሚሩ ሕጂ ከኣ ንፍትሒ፡ ብጣዕሚ ነመስግን።
@muhursolomun6036
@muhursolomun6036 5 жыл бұрын
ኣጆና ደቂ ኤረይ ሕጂ ያ ሳዓት ብሓባር ንትሳኣሉ ኣለና ንበሎ 💯💯✅✅
@masimusit2052
@masimusit2052 5 жыл бұрын
መድሃኒዓለም ይእክል ይበለና ፍትሒ ካብ እግዚአብሔር እዩ ፆሎት ግበሩ ናብኡ ንቅረብ ባባ ርእሶም እጆካ ቀሪብናኢና እምላክና ዝሳዓኖ የለን
@london5159
@london5159 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም! ቃላት የብለይ ንዓኩም ዝከውን ወትሩ ብልጽ ስራሕ፡ ኣንቲ ፍትሒ ሓቂ ፍርዲ ።
@ኩሉሕማቅንሰናየይኮነ
@ኩሉሕማቅንሰናየይኮነ 5 жыл бұрын
nice vocie ጽቡቅ ስራሕ ኣብዚ ኣሎ ጥበብ ፡ ኣቲ ፍትሒ ብዙሓት ኢና ደለይትኪ ውሑዳት እዮም ጸላእትኪ,,,,,,,
@samesame3869
@samesame3869 5 жыл бұрын
حبيبى رؤوسهم انت نساني أكثر من رائع فك الأسرى عداله ودستور كل شئ....😙👍❤💘💋
@tesfutesfa5006
@tesfutesfa5006 5 жыл бұрын
ዋዉዉዉ ኣቦናን ሓውናን ርእሶም ኩሉ ግዜ ንፍትሒ ምስ ዘመርካ ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ቀሪብና ኢና !
@gttapp4327
@gttapp4327 5 жыл бұрын
Waw respect full thanks brother keep it up going 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amenamen9888
@amenamen9888 5 жыл бұрын
ክሳብ ዕለት 1/6/2019 ወዲ ኣፈወርኪ እንተ ጸኒሁ ሓሳዊ በሉኒ።
@henokdesbele9485
@henokdesbele9485 5 жыл бұрын
Amen Amen 24/5/2019 lomi dhri 7 maelti kmleseka eye tezey moytu
@afewekighirmay4276
@afewekighirmay4276 5 жыл бұрын
Hasawi
@trustyourself9355
@trustyourself9355 5 жыл бұрын
Hasawi Kkkkkk miknatu lomi 2/7/2019 koynu alo 😂😂😂 gin eza 2020 ziblwa aytwan u ❤
@wizGreat
@wizGreat 3 жыл бұрын
@@trustyourself9355 2021 keman atyiwa eZi seytan wedi rgmti kkkk
@HB-hb4ky
@HB-hb4ky 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝናኣድ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ ርእሶም ሓወይ ንዓኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ንህዝቢ ኤርትራ ክኣ ፍትሕን ራህዋን ይፍጠረሉ ።
@simonsemere9926
@simonsemere9926 5 жыл бұрын
ጅግና ስነ ጥበባዊ እዚዩ ስነ ጥበብ ዝበሃል፡ ልቢ ህዝቢ ዘበራብር።
@abduyussuf3162
@abduyussuf3162 5 жыл бұрын
Abesa ajoka hawey natey
@onemsproduction5915
@onemsproduction5915 5 жыл бұрын
ብራቮ ነተባብዓዮም እዞም ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ሓቦኛታት ኣሕዋት
@yafetfshaye3499
@yafetfshaye3499 5 жыл бұрын
Yes
@regataraya8227
@regataraya8227 5 жыл бұрын
Fithi yes Yakil mot Eritreawan...nice to see you Russom hawey love all your song.
@ተስፋ.ዩስንቐይ
@ተስፋ.ዩስንቐይ 5 жыл бұрын
ዓሕ ባባ ርእሶም እርጋን እበኣር ኣርኪባ ደሓን ጥዕና ጥራይ ባባ ኣብራር እስኻ ወትሩ ፍትሒ ምስበልኩም ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኹም ::
@Merhawinetwerk1008
@Merhawinetwerk1008 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣሎ ዳሓርካ ንኩሉ ሰብ ሞራል እበር ኣሪካ ሓሚቅካ ኣይ ባሃልን ኢዩ። Sorry gn
@timnitzemariam4493
@timnitzemariam4493 5 жыл бұрын
Kem afika ybelo fithi kisanet Selam Rahiwa tkunelina hagerina beal muluea tesfa sinki abona rueusom amlak ybarika edmen teanan yhabka fetari kemzi gyrika tetababeana zeleka tueum dmxi ❤️❤️❤️❤️👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@tuemfalweldegabriel4601
@tuemfalweldegabriel4601 5 жыл бұрын
Welcome Baba Rusem nay bhaqi yaklena
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቆሓይ
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቆሓይ 5 жыл бұрын
ኣቲ ፍትሕ ሓቂ ፍረዲ ናይ ባሓቂ ክቡር ስነጥበባው ርእሶም
@h-b6744
@h-b6744 5 жыл бұрын
Pleaaaaaseeee fthi judge the truth 🇪🇷 Eritreawi the heroes 4ever 🇪🇷🇪🇷 much love
@kibromberhane2291
@kibromberhane2291 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶን ጅግና ኣጆኻ ቀሪቡ ተውዴኡ ሽግርና ኩሉ ኣብ ቀረባ ሳዓት 👉🎧🎤🎸🎻🎧🎧🎧🎤🎤🎤🎤🎸🎸🎤🎤🎤😍🥰🥰🥰😍👌😍🥰🥰🎤🎤🎤
@merhawi.G9
@merhawi.G9 5 жыл бұрын
Wwwww 👏 Long live Legend!!!
@fisahafutwi6291
@fisahafutwi6291 5 жыл бұрын
Hi shikor
@selambelese235
@selambelese235 5 жыл бұрын
Eway baba russom mareyy edmen teana neaka yekun kulu gezika nfthi ms belka❤❤❤❤❤❤
@hlnatv6724
@hlnatv6724 5 жыл бұрын
መርሓባ ርእሶም ወዲ ጋብር ጽቡቕ ስራሕ ትጠፍእ ኣለና ንጸንት ሃየ ንተስእ ህዝበይ ክንሓንቆ ከምዛ ናይ ዑመር ኣልበሽር ናትና እዩ ተሪፉ ህዝበይ
@kubromhabtemariam5081
@kubromhabtemariam5081 5 жыл бұрын
Nay behaki kem beale eska dea 1000 yeweledu ajona deki erey keribna ena
@dawithabte1215
@dawithabte1215 5 жыл бұрын
Edman tenann yhabeley Btkkll fthi nwxueu Eritreawi
@biniamtek6850
@biniamtek6850 5 жыл бұрын
Russom betami jegena kulu gezie ne selam ne fekiren tewexio derfetat mara eyu zeehegeseni. thank you seli'ti kulu gezie ab goni hezbeka mekaneka 😍🙏🏻
@almazmebrhatu2278
@almazmebrhatu2278 5 жыл бұрын
resuom wedi hezbiy zeftewo derafay neked teray
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 5 жыл бұрын
ዋውው ካብ ዝጽበዮን ዝፈትዎን ገዲም ስነ ጥበባዊ ርእሶም ገ/ገርገስ፣ገለ ዓይነት ስራሕ። ቁሩብ ደንጊኻና ኢኻ ግን ክሒስካና ኣሎኻ ክቡር ኣያና።
@robitv5961
@robitv5961 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ኣንታ ሓላል ኣቦ
@Teddyz1790
@Teddyz1790 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ርእሶም ኩቡር ኢዃ ብሓቂ።
@kiflomdrar1047
@kiflomdrar1047 5 жыл бұрын
baba russom ajoka tray one day with all people eritrean
@tesfaykidane7385
@tesfaykidane7385 5 жыл бұрын
ኤርትራውያን ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣጆኩም። ር እሶም ከብደይ በሊዑኒ። ቃልስኩም ኣሓይሉ ካብዚ ን ላዕሊ እሞ እንታይ እዩ ክመፅእ?
@haftiluli9459
@haftiluli9459 5 жыл бұрын
እንታይ ማለት ዩ ኤርትራውያን ተጋሩ ?
@tesfaykidane7385
@tesfaykidane7385 5 жыл бұрын
@@haftiluli9459 ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ የለውን ድዮም?
@haftiluli9459
@haftiluli9459 5 жыл бұрын
@@tesfaykidane7385 ሃገሮም ዘይምለሱ እሞ እንታይ ኮፍ ዘብል ኣለዎም ተጋሩ ኣብ ኤርትራ ማለተይ ኣብ ዓዶም ናጽነት እንተልዩ ዓዶም ዘይከዱ
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 5 жыл бұрын
ዋውውውውው ኣቦ ጥበብ ኣቦ ሕልና ጥዕና ይሃብካ ራእሲ።
@haqitiemtiewe1925
@haqitiemtiewe1925 5 жыл бұрын
ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኣቦና ርእሶም ወትሩ ኣብ ልብና ኣሎ ፍርያት ጥበብካ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ፈታዊ ፍትሒ ነተባባዓዮ ነዚ ጅግና ኣቦና።
@adilegimemahaza761
@adilegimemahaza761 5 жыл бұрын
Wel come resom ambesa
@merhawiandegergish78
@merhawiandegergish78 5 жыл бұрын
ባባ ርእሶም መልእክትካ ናብ ኩሎም ደቅካ በጺሕና ኣሎ፡ንሕና ደቅካ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ። ኩላኩም ደቂ ኤረይ ካኣ like ኣንጥብ ኣቤልኩም ሕለፉ፡
@habenakberom1663
@habenakberom1663 5 жыл бұрын
ፊቅሪ ናይ ሃገሩን ናይ ሂዝቡን ዘለዎ ስብ እዩ ነሀለ ሲእሉ ይምስኪረሉ እምበር ሪእሶም ሲ ከምዚ ኣይነብረን ።ኣጆካ ኒበሎ እስከ.
@akebertteweldmedehn6402
@akebertteweldmedehn6402 5 жыл бұрын
ራእሲ ሓወይ ጥኡም ድሃዪ 100/100 እድመን ጥእናን ይሃብካ እት ልኡል ፈጣሪ
@yodit
@yodit 5 жыл бұрын
Ajoka My hero and legend Baba Reusom
@hiwetnett9277
@hiwetnett9277 5 жыл бұрын
Papa Ruesson thx ajoka
@ኣለኹበሊሓላለይ
@ኣለኹበሊሓላለይ 5 жыл бұрын
Eske ንራኣሲ pleas like ሃቡለይ ምልክት ምሃብኩም ካኣ አብዚኣ ወልዕዋ ከም ሽምዓ
@ወዲዕባይጭዓናዲ
@ወዲዕባይጭዓናዲ 5 жыл бұрын
ዓሕ ናይ ኤርትራዊያን ጽገም ዘይውዳእ እንበር እዚ ኩሉ ቃልሲ ዶ ኣብዚ ምወድቀ ባባ ርእሶም ዕድምን ትዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።
@samsomtesfamaryam2138
@samsomtesfamaryam2138 5 жыл бұрын
የስ የስ የስ እንቃዕ ብደሓን ምጻእካ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኣያናን ኣቦናን ርእሶም ( ወዲ ጋብር ) መን እሞ ከማካ ኣጆካ ጥራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እምበር ነዞም ረሳሓት ደኣ ክንርዮም ኢና
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 5 жыл бұрын
አየ እወ ደቂ ኤረይ ክሳእ መአስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samighe3680
@samighe3680 5 жыл бұрын
Kubur sne tibeb abo wxuat abona Resom edmen tienan yhabeka eti fetari kulu semay
Harmony - Russom G/giorgis Ta Abay Nefarit/ታ ዓባይ ነፋሪት Full Album Old Eritrean Music
1:01:07
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
怎么能插队呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:12
火影忍者一家
Рет қаралды 24 МЛН
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 86 МЛН
World‘s Strongest Man VS Apple
01:00
Browney
Рет қаралды 68 МЛН
SELAM  peace song for Etiopian and Eritrean
6:34
Abebe Aynete
Рет қаралды 2,8 МЛН
Eritrean music russom G/goirgis ፍቅሪ ክልተና
7:03
ድምጺ ኤርትራዊ
Рет қаралды 7 М.
New Eritrean Music Russom G/giorgis Shelel / ሸለል / ርእሶም ገ/ገርግስ
6:05
Harmony Digital Studio ሃርሞኒ
Рет қаралды 708 М.
Russom G/giorgis Tiena Tray/ ጥዕና ጥራይ/ Old Eritrean Music
5:54
Harmony Digital Studio ሃርሞኒ
Рет қаралды 649 М.
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47