ናብ ሜሮን ኣብጽሑለይ ።

  Рет қаралды 66,564

Dawit TV ዳዊት

Dawit TV ዳዊት

Күн бұрын

New eritrean movie 2024
‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬ ‪@MahderPro‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@DrSharonWoldu‬ ‪@DasnaTv‬ ‪@ERISAT‬ ‪@maggyshow‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@yikealotv‬

Пікірлер: 491
@meronsat7665
@meronsat7665 10 ай бұрын
Thx ዳዊታ መልእኽትኻ በጺሕኒ ፥ ክብረት ይሃብካ ዳዊቶም። ኣብኡ ከለኻ ዳዊቶም ዓዲመያ ዘይኮንኩ ፥ ኣብ መጀመርያ ብ ኣካውንታ መጽያ ኣውጼያ ፥ ደጊማ ካልእ ኣካውንት ጌራ መጽያ ፥ ስለዚ ኣደናጊራትኒ እያ ። ኣብ መወዳእታ እታ ቪድዮ ኣሎ ብ ከመይ ከም ዝኣተወት ። ብዝኮነ ደጊመ ክብረት ይሃብካ ከምዚ ጌርካ ነቲ ሓቂ ስለ ዝነገርካ ።
@Dawittv
@Dawittv 10 ай бұрын
Welcome & keep going ሜሪ ሓወይ ስኽፍ ኣይበልካ ።❤
@Mossana-Tv
@Mossana-Tv 10 ай бұрын
Meri ሓወና ወላ ዓዲምካ ኣምጺእካያ ናትካ ኣይኮነን እቲ ጸገም ❤❤❤ከም በዓል እዜን ዘኣመሰለኡ ሰባት ኣቃልቦ ንምስሓብ እዮም ኮለል ዝብሉ ::ኮለል ኮለል ክብሉ ድማ ዓለም ገድፋቶም ትኸይድ ዘርሞ ዘርሞ ይኸዱ ❤keep going bri,i stand with you ma brother...❤❤ሜሪ ዓርከይ ❤❤
@tekledawit3007
@tekledawit3007 10 ай бұрын
Ajoka merry hawey eza gual xegem keyhalewa aytiterfin eya ember nay haqy ember nay manim xegey aykonkan
@Ts-iz2uh
@Ts-iz2uh 10 ай бұрын
Meri jigna enko ziamnelu tequawamay🥰🥰🥰Beal ezia kea bela kibret rekiba lomi kine aykenenan mehbebita rekiba🥰 suk ela Tantu😂😂😂
@Sunwhite-entertainment
@Sunwhite-entertainment 10 ай бұрын
​@@Dawittvነዓካ ውን ክትጸርፋካ ኢያ ግን please ከይትምልሰላ ነዛ እብድ ጓል ክትፍምስ ስለ ዝደለይት ኢያ
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 10 ай бұрын
ሜሮን ንሀቂ አይኮነን ደው ዝብል:: ቼዝ እዩ ዝጻወት ዘሎ
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 10 ай бұрын
እንቋዕ ገበረቶ:: ንሱ ፈላጥ መሲሉ ክረእይ እዩ ዝደሊ:: ክብረት ሰብ ዘይምፍላጥ ነዚ እዩ ዘስእብ::
@mitu8150
@mitu8150 10 ай бұрын
ሜሮን ናይ በሀቂ በሊህ እዩ። አቅሊ ከኣ ናይ በሀቂ ዝድነቅ።
@asmeretgurja9696
@asmeretgurja9696 10 ай бұрын
ሜሮን ጠበቅ ይባሃል ነፉሕቶ ተላዋወጢ
@teweldezewde5742
@teweldezewde5742 3 ай бұрын
ዳዊት ምሃሮም'ስከ ነዛ ጭርናዕ ንዮው በሉዋ ፡ንሜሮን ግን ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ዳዊት ሓውና ኣጋልጸን ነዘን 7ተ መልሓሰን ብመዓልተን ክሕተታሉ ምዃነን ግን በየናይ ኣእሮኣን፡ ክቡር የኽብረካ መጠነ ነብሱ ሕሱር የሕስረካ መጠነነብሱ እዩሞ ናይሕሉፍ ታሪኻ ቪድዮታታ ኣምጺእኩም ኣጸግዕዋ።💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@ola1707
@ola1707 10 ай бұрын
We stand with you Meron ❤🇪🇷God help you meron hawey
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 10 ай бұрын
ህዝቢ ኣይጽልኣኻ ፡ እዚ ወዲ መትከላዊ መሲልዎ ኣብቲ ፈለማ ዝመጸሉ ብዙሓት ተካታተልቲ ነይረሞ ሕጂ ግን ፡ ክልተ ሓደ ኮይንካ ከም ባላ ተሸኺልካ ጠጠው ፡ ትኹል ዓዲ ኮይንካ ዕንይንይ ፡ ን ህዝቢኩም ይቅረ እሊኩም ምስ ህዝቢኹም ተጸንበሩ ፡ ማይን ጸባን ኩኑ ካብ ህዝቢ ዝሃዲም እዝግሄር ዝጸልኣሉ እዩ። ምስ ህዝቢ ምግሪጫው ማለት ምስ እምኒ ምጉጫው ጌርካ ርኤዮ ፡ ሰላም ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ጽላል እግዛብሄር ኣብ ልዕለኻ'ዩ 'ሞ ብዘይረብሑ ምስ ራብሓ ጸገም ዝወጠጦም ኣይትዋጠጥ ህዝበይ ውልድካ ኣሎ ኣብ ሕቁልቑፌኻ ወይለኻ ከዳዕ።
@Ryfyfgf
@Ryfyfgf 10 ай бұрын
ወዓሮ ጀገና
@abigael7333
@abigael7333 9 ай бұрын
ኣነስ ከም ኤርትራዊ እዛ ጓል ብጣዕሚ እየ ጸሊአያ ፡ በጃኹም ኤርትራውያን ንቃዎም ንደግፍ ግን ከምዛ ጓል እዚኣ ትዛረቦ ዘላ ፍልጠት ዘይብላ ብዙሓት ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑን ተቋሽሽ ዘላ ነዚኣ ጽቡቅ ኣላ ትብልዋ እንተኾንኩም ብሃቂ ኤርትራውነት ኣብ ሓደጋ ኢዩ ወዲቁ ፡ ሜሮን ሓዉና ከኣ እቲ ትዕግስትኻ ከየድነቅኩኻ ኣይተረፍኩን።
@titgelser
@titgelser 24 күн бұрын
😂😂😂😂😂
@azamittesfamichael9845
@azamittesfamichael9845 10 ай бұрын
Amlak ybarka buruk azika belih menesey eika nhaki dew tbl nsukum eikum tesfa hagerna zemenkum ybark ❤❤❤
@medhanieghirmay858
@medhanieghirmay858 10 ай бұрын
ሜሪ ሓወይ ፡ንምንታይ በይነይ እየ ትብል ኣጆኻ ከይብለኻ ከም በዓል ማስሜዳ ኣይኮንኩን ወጽየ ኽሕግዘኻ ይግባእ እዩ ሰብ ግን ንዉሽጡ ዝሰምዕ እንተ ኮይኑ ናይ ሜሮን ሓቂ ስርዓት ክረኣዮ ኣለዎ፥ዳዊት ፡ሜሮን፡ ኣለዉ ዉን ካልእ ክጠቕሶም ዘይክእል ናይ ሙደይ በቃ ሓቂን ተሮግን ዘብልዋ ተስፋ ኣለኒ ኣባኹም እዚ ዓው ዓው ዘረባ ኣይተቕልበሎ ዝያዳ ሜሮን ኣለና ኣብ ውሽጢ ምስ ናትካ ፡ሓሳብ ክንዛረብ ንውዕል ንሓድር ሰባት ኣብ ማስ ሜድያ ተዛርብካ ሓቂ ኣብ ውሽጢ፡ ንቕበሎ ሓቅኻ ኣለና፣ሓደ ክትፈልጦ ዘለኻ ነገር ኩሉ ግዜ በይኑ ዝጉዓዝ ሰብ ኩሉ ሰብ እዩ ዝጸልኦ ምኽንያቱ፦ሓቂ ሰለ ዝሓዘን ምስ ናቱ ሓሳብ ከይሳማምዖ ግዳይ ይገብሩኻ እዚ ግን ዜሮ ሓሳብ ኣጆኻ ሜሮን ኣጆኻ ምባለይ ገበን ከይኮነኒ እምበሪ ነቲ ሓቂኻ ዝድግፎ መንእሰይ ኩሉ እዩ ዳዊታ ዉን ብዓይነይ ካብ ሜሮን ኣይፈልየኻን ብሉጻት እኩም ኣጆኹም በቃ ቃንዛ ህዝቢ ምንጋር ገበን እንተ ኮይኑ እቶም ፈጸምቲ ቃንዛ ከኣ ተኣሰርቲ ሕጊ ሕልና ምኻኖም ንጹር መልእኽቲ እዩ።
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 10 ай бұрын
ኣገናዕ ወለዶይ ቅኑዕ በልካ
@Selamtesfazghi234
@Selamtesfazghi234 10 ай бұрын
ጂግና ዋዓሮ ጋል ኤረይ 🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 10 ай бұрын
Meron is the best eritrean politician thanks Dave ዝጠቅሞ ዘይፈልጥ ህዝቢ ሃራሞኡ ዝፈቱ
@kidafika6151
@kidafika6151 10 ай бұрын
ስቅ በል ተምላስ ሕከከንይ ከሓከካ ግደፍ ልክዕ ልኩዑ ኢያ ኣስመዓቶ ንስኻ ግን ብቀደሙ ንሜሮን ኣብጽሕለይ ኢንዳበልካ መጎስ ካቡኡ ስለ ዝደለካ ኢካ
@TEKESTENegash-z5c
@TEKESTENegash-z5c 10 ай бұрын
ኣብዚ እንሀለኻ ሕቡእ ኣጀንዳ 🤔!! ወይ ሰበብ 🤔!! ገለ ካብ ገበና ኣንሳሒባ ትናሳሕ ፡ ገለ ነገር ምስተወደአ ትማራሳሕ !! ዳዊትከ ጣቒዒትዶ ኣስኪርካ ? "7ይ ዋርድያ" ዝብልዎ ድኣ ከምዚኦም ምስተረኽበ እንድዩ ። ንኺድ በሉ ሕጽቦ ቀጻሊ'ዩ ። ዝሕጸቡ ትሓጺቦም ማክያ ምፍሕፋሕን ጽምቋን እዩ ተሪፉ ፡ ኣብታ ነዋሕ መገዲ የራኽበና ።
@amannegus8465
@amannegus8465 8 ай бұрын
ዳዊት: በብግዚኡ እንዳተመሓየሽካ እንዳለበምካ ትመጽእ እሞ ፋሕ ድማ ይብለካ ኣብ መንጎ::
@tarikgoitoum1820
@tarikgoitoum1820 10 ай бұрын
Bro I thought u was wise and smarter than this 💙💙
@HailezgiBeraki-ce7qd
@HailezgiBeraki-ce7qd 10 ай бұрын
8:49 😂😂😂😂😂
@yodit9290
@yodit9290 4 ай бұрын
Mirio shikor I think she is miad.I don't think so normal.no worries❤❤I love you Mirio shikor as you brother ❤you are hope
@abdelletifMohammed
@abdelletifMohammed Ай бұрын
👍👍
@shishaybokrezion9618
@shishaybokrezion9618 10 ай бұрын
ሜሮን መደናገሪ።
@kuduskidan5064
@kuduskidan5064 10 ай бұрын
ኣንበሲት ከመይ ዲኪ ዋዕሮ መሕጎስ ዋዕሮ ጋል ኤሪይ ኢለኪ ኣለኩ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@MubarekSuleman
@MubarekSuleman 2 ай бұрын
Subah aytbeldawa
@MichaelHanal
@MichaelHanal 10 ай бұрын
Hasawai
@memeereda9411
@memeereda9411 10 ай бұрын
Skit tutus weyal waag 🐊 +🦫
@memeereda9411
@memeereda9411 10 ай бұрын
Tebeq
@SamiraSamira-zn4su
@SamiraSamira-zn4su 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MaleherBereket
@MaleherBereket 10 ай бұрын
qaxielo Devi hawey Mera eka kef thben ati wedi nay muday❤❤❤
@HelenBerhane-xq3ri
@HelenBerhane-xq3ri 10 ай бұрын
Haki Hakika DEV
@KertetKertet-dc9ti
@KertetKertet-dc9ti 10 ай бұрын
Rekbato ya loms 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@er3137
@er3137 10 ай бұрын
Hzbi Elka aytzareb Ata seb Endafetenaka Ich Keynxeliaka astewielka tezareb thank you 🇪🇷🌿✌️
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 10 ай бұрын
Anbesa Dawita ❤️❤️❤️❤️❤️😘btami ya tehzin
@kidanekidane5345
@kidanekidane5345 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂 kexela maltye chaww yeblun titi ziblwa seb
@ibrahimsiraj9906
@ibrahimsiraj9906 10 ай бұрын
Dawetom haw betmi natta hebkaya.Eza mekri zehabkayo Meroni xbukt Amena ka halal koynu.👏👏👏
@RahwaAsmelash-j2n
@RahwaAsmelash-j2n 10 ай бұрын
anbesit eya❤❤❤❤❤❤❤
@brhanemesfn2742
@brhanemesfn2742 10 ай бұрын
jegna Gal eriy xeada ❤❤❤
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 10 ай бұрын
ጅግና ኣብ ዘይቦትኡ ኣይዛረብኩ ኣቲ ሰደተኛ ጅግና ንሃገር ሂወቱ ዝበጀወ ኢዩ ብዓል ከማኽን ዝላዓል ኣይኮንን እፍሊ ስዲምዲ መሊእክን ረሳሓት ካባኻትክን ዝሓስሙ ምዕራባውያን ሒዞምክን ኣለዉ ብደቅኽን ኣይትሕጎሳ ብናብራን ሓሳዊ ሰብ ኣዝዩ ሑሱር ዩ ኣም መሬት ንሓቂ ሕቀቂ ንጺሊም ጻዕዳ ምባል ግደፊ ኣብ ዓለም መዋእል ኣይንበርን ኢዩ ኣብ ታ ዝነበርካያ እንታይ ጌርካ ኢዩ ። ውዱቅ ዝኮነ ሕብረሰብ
@SamsomSemere
@SamsomSemere 10 ай бұрын
ዋውውው ከም ሎሚ አየድነቕኩካን ብሓቂ መልእኽቲ ኢያ ቀጽሎ
@maryo-fw9vy
@maryo-fw9vy 10 ай бұрын
ውርደተኛ ኸም ወድ ተባዕታይ ኹንጂግና ቲቲ ውሽማ ኤልሳ ጭሩም ገና ካብዚያ ሚድያ ኸልግስ ኽግበር አለዎ
@QwerQwer-y4r
@QwerQwer-y4r 10 ай бұрын
Men flexible ilki Jesus sekira dya sekira tblu layk
@arugualasmara3731
@arugualasmara3731 10 ай бұрын
Meritey ajoka ms beal ezien mejanin gzeka aytetfie davo kea haqegna seb neti haqi sle zmeskerka GBU ma brothers🇪🇷❤❤
@michealghebreab3525
@michealghebreab3525 7 ай бұрын
Yes❤..bravo Dave
@yafetmelake3676
@yafetmelake3676 10 ай бұрын
Aba aserabati addis ababa eya 60 Daqi eri narana na mere zafetu enabere na mere yaxeloy eya zabeli saba gafe ayebalaneni mere kingi nay mawedata hayeti wedi eri
@Debrneanti
@Debrneanti 10 ай бұрын
ኢሂ ደኣ ዳዊት ከ ናብኡ ወጊንካ ዮቲበር ስለ ዝኮነ ከይጭፍጭፈካ ዲካ
@tinates7354
@tinates7354 10 ай бұрын
Merona daa Anbesa endiuu . Goita akliee. Shikor Meron .
@rutt6733
@rutt6733 10 ай бұрын
Meron anbesa inte konka niska kea wekariaya😊
@OsmanAhmed-h3r
@OsmanAhmed-h3r 10 ай бұрын
Great teach him fulish meri aglay😁😁😁😁
@ghidegebremichael6470
@ghidegebremichael6470 10 ай бұрын
Kikkkkkkkkkkkk Kikkkkkkkkkkkk Kikkkkkkkkkkkk zeynsmo yeblnan wedi Elsa Chrum temen si hagerawi koynu hasawi junta wahid
@abelgrmay7770
@abelgrmay7770 10 ай бұрын
ዳዊታ ሓሳብካ ተረዲኢኒ ኣሎ ኩሉ ሰብ ግን ሓሳቡ ክገልጽ ጹቡቁ እዩ ኣብ ሜሮን ዘሎ ጉደለት ኣይ ሰማዕካዮን መሰለኒ ብሓጺሩ ግን ሓንቲ ስደራ ኣብ ሕማቅ ህሞት ከላ ዉልደኪ እየ እዳበልካ ኑጹር ሓሳብ ሒስካ ነቲ ሕማቅ ጎንካ ኣብክንዲ ብዉሽጢ ሓሳብካ ኣፍሲስካ ጸገምካ ትፈትሕ ዝገበርካላ ዘይብልካ ንሰብ ታሪክን ንሰብ መትከልን ካብ ደሌታቶም ትኮላልፍ ኣይ ምስቲ ኣይምስቲ ምካን ደማ ዕላማን መትከልን ከምዘይ ብልካ እዩ ዝገልጽ ።ናዛ ሓፍትና ከኣ ባህሪየታ ብዘይ የገደስ ኣብቲ ዘረባኣ ናይ ደሰብሊን ጉደለት ኣለዋ ግን ከኣ በዚሑ ርግቢት ተመሲልካ ተመን ምጽናሕ ዝጠራጥር ነገራት ስለ ዝገበረ ትፈትዋ ሰብ ዝኮነ ነገር ክትረክበሉ ከለካ ከኣ እዚ እሳ ዝገበረቶ ቀሊል እዩ።ዳዊታ ኣትታሃወክ ነገራት ቀስ ኢልካ ረአዮ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷ናይ ሚዳ ሸቃጣይ ብጣዕሚ በዚሑ ስለዘሎ ንእሽተይ ኢካ ግን ከኣ ካብቶም ሰብ ተስፈ ኢካ ኣስተዉዕል።
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 10 ай бұрын
Kubur haw! Eti nay hanti sedra ab hemak hemot kela elka zemtsakayo mesela wey zereba netsur aykonen. Eti beweshti koynu sheger kefeteh zeyfeten zebelkayo dema neseka kem abenet beweshti koynka zefetahkayo sheger entelo n Meron temherti kekono negerena. Ente nayza seb gen besenki akma ( little knowledge is dangerous ) ab tsegem atya, kem haftey ka yihzeneni. Beweshti koynka mekri haba eka. Selam nkulu!!!
@alfanomigannesekaeka6345
@alfanomigannesekaeka6345 10 ай бұрын
Be merone keytmxuni ❤❤❤❤
@dawityacob1009
@dawityacob1009 10 ай бұрын
Tnx 😂😂😂😂
@mussiegebretatios232
@mussiegebretatios232 10 ай бұрын
ኡኡኦኡ ዳዊት ከልት አድካ ማኖ ሕዝካ ሐውውይ ሐወይ ሰሕባ : ድሕሪ አታ ኴዕሶ ካል ትፍዞ ዝሀርምዋ ዘሎ አሞ 90min ከሰብ ትወዳአ 🙏🙏🙏
@letenigustekeste1055
@letenigustekeste1055 10 ай бұрын
ዋ ዒ ሮ 🇪🇷🇪🇷ነ ዚ ል ዊ ጥ 🇪🇷ር ሳ ሕ ኸ ዳ ዒ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@luwam8
@luwam8 10 ай бұрын
Well done Meron👏🏾👌🏾 and Dawit.
@WintaYohannes-h6q
@WintaYohannes-h6q 10 ай бұрын
Kemzi ayney seb yelen merona ❤🎉dawita da xbuk srah kexlo ❤❤👏
@senaitfsehatsion244
@senaitfsehatsion244 10 ай бұрын
Ewae anti drarey ab dege konki dea abey gnbarki ktkeflla etewi ember!!!haki zereba belka hawi dawit🙏🙏🙏
@MebrihitYemane
@MebrihitYemane 10 ай бұрын
Sik bel sidi lexmax ledae enkae trah kedkelna nska wn kabeu zgededka kedae riesi eritreawyan ketednn teasibka thatr eka gn enkae mergexika enkae nezi eritreawi afletka way zeadey gud rekiba senafe adey
@wedimelake9436
@wedimelake9436 10 ай бұрын
ንስኻ ውን ሓደ ካቦም ሓሱስ እኻ
@Efrem-tz4iz
@Efrem-tz4iz 10 ай бұрын
እሳኸኸ ዳዊት ስዋን ሽጋራን ቁማርን ዝመልአ ካባኻ ትሐይሽ .አንተ ንጉስ ቱሩፈ
@KidaneAskale-gv8pb
@KidaneAskale-gv8pb 10 ай бұрын
ጂግና በሊዬም ነዞም ሀሰሳት
@seareabraham6840
@seareabraham6840 10 ай бұрын
ዳዊት ተጋራጩካ ብዛዕባ መሰል ምዝራብ (ነጻ ሓሳቡ ኽትገልጽሕ ጸኒሕካ ) ንቲቲ ኽትዝልፋን መሰል ምዝራብ ንዝሃባ ሜሮን ንስኻ ግን ብዘለፋን ከምቲ ወትሩ ዘይቅርዑይ ቃላትካ ንምንታይ ኸተዝንበላ መሪጽካ ? ንስኻውን ሸቃጢ ምዃንካ እቲ ተናኣእሶ ዘለኻ(እዚ ህዝቢ ትብሎ ) ቀደም ነቂሑልካ እዩ። ስለዚ ኩላትና ተፋሊጥና ኣለና ። ዓወት ንሓፋሽ !!!
@shishytafere5347
@shishytafere5347 10 ай бұрын
ወሎደይ ንቁሕ ሰብ ኣለሊ!
@Tostartisabigchallenge
@Tostartisabigchallenge 10 ай бұрын
Kila entay kinekuhu. ata zom tegadeltis kemey yguhyu ykonu hager terekebti kikonu zigibom welodo abi kolo titiko were kekebablu kireywom enkelewu. Kilite mot 😢
@BareEritrea
@BareEritrea 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤Effff mara ende zdnqeka lomi nza zyernibti habtina melska ente bexihuwa nay semun sraha aqarixa ab tiktok ktqni ya
@samnatu3828
@samnatu3828 10 ай бұрын
ኣዋልድና ግደፋ ለብማ ላምባዱዛ መንድያ ሰጢማ ህጻን ዕሸል ሓዚላ ተሸኪማ ኣደ ጂግና ጸጉራ ተደርሚማ ዘዕበየቶ ዉላዳ ተጻጊማ እንዳራኽን ተጠሊማ በጃኽን ለብማ ለብማ ኣደ ኣላትና ኣብዓዲ ዘኽቲቲማ
@melestesfai8946
@melestesfai8946 10 ай бұрын
ካድር ሻዕብያስ ንበይኒኺ ኢኺ።በሊ ምሕረት የውርደልኪ
@TesfaldetTekle-lw4mo
@TesfaldetTekle-lw4mo 10 ай бұрын
መርገጺኹም ኣፍልጡ ለካብጥ
@olgaberhane9530
@olgaberhane9530 10 ай бұрын
❤👍🙏
@zowdi810
@zowdi810 10 ай бұрын
You are right thanks my haro 🇪🇷 erterawe 🇪🇷 dawet she is hasade and liay she is takato tt she is hasade yes you are right daweta
@fevengaym4451
@fevengaym4451 10 ай бұрын
Nay behak ❤❤❤
@RahwaAsmelash-j2n
@RahwaAsmelash-j2n 10 ай бұрын
anbesit❤❤❤❤❤❤
@zenithalem5503
@zenithalem5503 10 ай бұрын
Ewayy Ktxlaka za gul
@Abrehaley-n4k
@Abrehaley-n4k 3 ай бұрын
Yes nay behaqi lieliu kea neaka adniqeka dav
@teklitgebreweld8821
@teklitgebreweld8821 10 ай бұрын
ዳዊት ምናልባት ንከታተልካ ኢና ኣብ ሃገራውነት ኢድካ ዘይትእቱ ትመስል ክምቲ ንፈልጠካ ቀጽል ናይ ሜሮን ተጣባቂ ኮይንካ ኣለካ ሜሮን ማለት ኣብ ዘይፈልጦ ፖለቲካ ከምዚ ቲቲ ትብሎ ዘላ ሉኡክ ናይ ኤልሳ ጭሩም እዩ። ስለዚ ዳዊት ብዙሕ ንሜሮን ቲቲ ምውራዳ ናቱ እያ ሂባቶ ብዙሕ ኮለል ኣይትበል
@HuruyMebrahtom-l6o
@HuruyMebrahtom-l6o 2 ай бұрын
Wey neteba 😂😂😂
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 10 ай бұрын
ሀይ ሀይ ሀይይይይ ዳዊት ኣይፈለጥካዮን እዚ ሜሪ ዝብሃል ቆልዓ ኣብክሳዱ መስቀል ዘንጠለ መናፍቕ ዩ።
@L8388
@L8388 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂 nay behaq miere zeleka akli
@QwerQwer-y4r
@QwerQwer-y4r 10 ай бұрын
Sekira iya ay tahazula
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 10 ай бұрын
ተኣኢኻቶ ዝመጸት እምበር ከተብጽሕ ዝሰኸረ ይዘናጋኢ ይስሕቅ እምበር ከምዚ ኣይገብርን ኢዩ ወዲ ሃገረይ ደቂ ዓድና እንታይ ግን ንኸውን ኣለና ከም ሕብረሰብ ናብ ዘይንወጾ ደልሃመት ንኣቱ ኣለነ ከም በዓል እዚኣተን ናይ እዝኒ ጌሩ ኣረሜን እስያስ ንሃገርና ድኻ መድኽደኽ ክትከውን ናይ ዘለዎ ሰርሑስ ዘሪኡስ ፈርዩ እኮ በዓእዚኣተ የሕዝን ሓደ ጅግና ዝሰኣነ ህዝቢ ናጽነቱ ዝእውጀሉ
@YoditRezene-i2x
@YoditRezene-i2x 10 ай бұрын
🦁Titi 🦁titi 🦁titi❤❤❤👍👍👍👍💯💯💯💯
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 10 ай бұрын
እዛ ጓል ሰትያ አላ ሓቀይ ? ማለት ሉኡካት ኢና ትብል አላ
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl 10 ай бұрын
thanks yene jgna xbuk gerkaya aleka neza mejnun
@DelinaDebesay-y8l
@DelinaDebesay-y8l 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉😂
@tegestibereketbruk2209
@tegestibereketbruk2209 10 ай бұрын
Yessss Meri hakena tekalasay
@HabuGualgere-xe2ot
@HabuGualgere-xe2ot 10 ай бұрын
ዳዊት ሓወይ ብምንታይ ክረኽበካ ይኽእል ሓደ ሓሳብ ከካፍለካ ደልየ ኢኣርከይ ብምንታይ ክረኽበካ ይኽእል
@EdenAbraha-cr5hm
@EdenAbraha-cr5hm 6 ай бұрын
Meron for ever❤
@fasilneguse3395
@fasilneguse3395 10 ай бұрын
Dave👌👌👌
@mgebre2708
@mgebre2708 10 ай бұрын
Anta dawit dika tibehal ezi meron zibehalsi entay kumneger rikalu mergezi zeyblu niska win felika aytirein eka
@ola1707
@ola1707 10 ай бұрын
Only open mind peaceful people understand meron it is so sad Eritrean are really doing bad as a society amlak yhagizom ❤🇪🇷♥️
@genetgodefay7592
@genetgodefay7592 10 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@Asmara1991
@Asmara1991 10 ай бұрын
ዋዕሮ ጋውል ኤርትራ ፡ሕራይ፡ ገበርክዮ።ጥራዩ ኣትሪፍክዮ። ቀፅልዮ ጠራይ።
@Danini-o1i
@Danini-o1i 10 ай бұрын
ዳዊት ጂግና ሰብአይ ኢካ ንስካ ❤🎉❤🎉❤🎉❤
@BiniamTesfay-tg5ms
@BiniamTesfay-tg5ms 10 ай бұрын
Bravo dawitom🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SamsungSamaung-j2n
@SamsungSamaung-j2n 3 ай бұрын
Zagal sekira eya gdi
@NahomTimo-g4c
@NahomTimo-g4c 10 ай бұрын
Deme nexhue hezbi eri seteya eya sheytan
@maha5351
@maha5351 3 ай бұрын
Fetatka Ala eza Gal Meron
@zayedtemolso5592
@zayedtemolso5592 10 ай бұрын
ሎቅማጽ መጸለሚ ዳዊት ጋዕጋዕ ደፋር ንቤቴክሪስትያን ክትዝፍ ዘይሓፈርካ ፈለስቲ አይትሓድግ ቆዶፍ ባዞ እክብካብ
@fideltsegay4146
@fideltsegay4146 10 ай бұрын
Sebay deve ab gonu alena kulu geze❤❤❤❤❤
@TsehayneshGhilay
@TsehayneshGhilay 10 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤
@GMan-bj2tv
@GMan-bj2tv 10 ай бұрын
ማስሜድያ ዘይጥቀም ኣብ ማስሜድያ ዘይወጸ እወ መዓት ኣሎ ብሓሳብ ርድኢት ናይ ሜሮን ዝቕበል ካባይ ጀሚርካ💪💪
@hentsatesfai3809
@hentsatesfai3809 10 ай бұрын
Ati jigna ❤🎉❤🎉❤🎉❤
@MaikelKesete
@MaikelKesete 10 ай бұрын
ኣነ ብወገነይ ለንቅነ ሓደ ባርያ ህግደፍ ሓደ ከኣ ኩርኩር ወያነ ኢሎሙኒ😂 ሰሓቅ መይተ (ክልቲኦም ከኣ ኤርትራውያን)😂 ከምዚ ዝበሎ ኣነ ተምሃራይ ሕጊ ንሜድያ ዝኸውን ግዜ ከኣ የብለይን ማለት ጽግዒ ክኾኖስ ምአተ ኣልባት። እቶም ክልተ ጉጁላት ኤርትራውያን ከኣ፡ 1800 መኪና ኮይኖምና ብኸመይ ክትርድኦምን ከተረድኦምን😂 መጻኢኻ ምብኻን ኮይኑ😢
@JomalHadish
@JomalHadish 10 ай бұрын
Dawit ብዕሉግ ትግራይ ትዕወት ጸሪኻ ኣለኻ
ዳዊት ኣብ ካንዳ ቡን ተዓዲሙ . ???
15:21
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 36 М.
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
ጉዳይ ስርቂ 13 ሽሕ. እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ ።
26:54
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 124 М.
ጉዳይ ሉል ቴድሮስን ካልኦትን
23:01
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 68 М.
ህየሳ ደርፊ 'ይተኣለ'
17:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 80 М.
ነሽነሽ ናጄርያዊ ኮይኑ ጸኒሑ  ....
26:30
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 47 М.
ኢሱ እንታይ ኢዩ ኾይኑ ?  (  ዳሃይ ሮማ )
21:04
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 49 М.
Oh no😱 EPIC Kissy Missy broke her teeth SITUATION by COOL TOOL
0:39
Арсен & Мереке | 1-серия
20:51
Арс & Мер
Рет қаралды 65 М.
Kuruluş Osman 99. Bölüm @atv
2:15:39
Kuruluş Osman
Рет қаралды 6 МЛН
Kuruluş Osman 99. Bölüm @atv
2:15:39
Kuruluş Osman
Рет қаралды 6 МЛН