Temesgen Teklay /Eway Ktiem / ተመስገን ተኽላይ ( እዋይ ክጥዕም) Traditional Tigrigna Music (Official Video)

  Рет қаралды 1,210,012

Debena Entertainment

Debena Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 393
@hargtube216
@hargtube216 4 ай бұрын
አማራ ነኝ ግን ትግሬዎችን እወዳቸዋለሁ ምን ያደርጋል አሁላይ ለራሳቸው ፖለቲካ ሲሉ እስበሳችን እድንጨራርስ አደርጉን እጂ እኛ ሰሜኖች በሀይማኖት በባህል አንድ እኮ ነን❤❤❤❤
@shewittekle9207
@shewittekle9207 4 ай бұрын
❤❤❤
@JhytgGhytv-ud3yc
@JhytgGhytv-ud3yc 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@Hermon-x5z
@Hermon-x5z 4 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️
@AshenafiGidey-t1g
@AshenafiGidey-t1g 4 ай бұрын
❤❤❤
@AronTeklit
@AronTeklit 4 ай бұрын
የኔ marrrr
@fhjghsff
@fhjghsff 4 ай бұрын
ደስ በሃሊ ስራሕ thanks bro 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@MahrayGebrehiwet
@MahrayGebrehiwet 3 ай бұрын
ጎበዝ ዝሓወይ ገና ካባካ ቡዙሕ ኢና ክንፅበ ተምየ ሓውና ግጥሚ ግን ድሕሪ ካብ ውቅያኖስ ጉዕሽ ወሲድካ ክትሰርሕ ፀዓር ካብ ዘለው ተጋሩ ናይ ጭራ ኣርቲስትታት ህርመት ቅኔት ጭራ ኣባካ ብዝበለፀ ጎሊሁ እዩ ዝረአ ቀፅል ከይተዕርፍ ንኡስ ኢካ ገና ቡዙሕ ንፅበ እንዳበልኩ ዕድመን ጥዒና ይሃብካ ዝሓወይ
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. 4 ай бұрын
ባህሉ ዝፈቱ ላይክ 🥰 ንህዝቢ ትግራይ ሙሉእ ቅሳነት የሃቦ ፈጣሪ 🙏
@tsegatekulu8368
@tsegatekulu8368 4 ай бұрын
❤❤❤
@slaaamslam7866
@slaaamslam7866 4 ай бұрын
❤❤❤
@lijsolianatube736
@lijsolianatube736 4 ай бұрын
I love you ❤️❤️❤️ From Gondar, Ethiopia Gin min yaderm gal politics atalan
@NebayeleulEsayas
@NebayeleulEsayas 4 ай бұрын
Mn ydereg!!and emnhonbet gzea ymetal!!ayzoachu.....
@teklaygebrekidan4002
@teklaygebrekidan4002 9 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባህሊና ንክዓቢ ዓብዪ ተራ ትፃወት እሞ የቀንየልና
@ERI-FORUM
@ERI-FORUM 4 ай бұрын
ደበና ኢንተርተይመንት ባህልና ንኸይጠፍእ ትገብሩዎ ዘለኹም ጻዕሪ ኣዚና ኢና ነመስን ይበል ይበል 100%
@shewittekle9207
@shewittekle9207 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ esey eza bahalina kitiem ewe
@Eritreahagerey-d1w
@Eritreahagerey-d1w 4 ай бұрын
I love temesgen from Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gebrey2668
@gebrey2668 2 ай бұрын
ናትግራይ ደርፍ ኧዩ።❤
@negasiberhea1595
@negasiberhea1595 4 ай бұрын
ይበል ❤❤❤ ዝኾነ ባሕሊ ትግራይ አብ ካሊእ ማ/ሕበረሰብ ዓለም ዘይርከብ እዩ 🫶
@tesfuhadush948
@tesfuhadush948 4 ай бұрын
ናይ ሙዚቃ ህርመት፣ ሳዕስዒት፣ አከዳድና ዝወፆ የለን ግጥሚ ግን ቤት አይወቐዐን ይስተኻኸል።
@merhawitsegay8211
@merhawitsegay8211 4 ай бұрын
Aseyyy des ketblu xebuq zebhalom. i m from eritrean but I have big love for tigray ❤
@agona4373
@agona4373 4 ай бұрын
❤❤❤
@atsbehasyum3319
@atsbehasyum3319 4 ай бұрын
እቲ ስራሕካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ፣ ህልዊ ኩነታት ናይ ትግራይ ዝገልፅ ስራሕ እውን አይትዘንግዑ
@TesakalgBerihu
@TesakalgBerihu 4 ай бұрын
ደቂ ሪመይ ወርቅታት ኣሰይ ቃሕ ክትብሉ ባህልና መለለይና ዓንቡቡለይ ተጋሩዋይ ወለላ💛❤✊😍😍🌹🌹🌹💛❤😘😘😘😘😘😘💋💋💋
@ሕልናዩሚንባር
@ሕልናዩሚንባር 4 ай бұрын
ሰላምታ ካብ ሰሜን ትግራዎት (ኤርትራ) ❤❤❤
@21youzer
@21youzer 3 ай бұрын
ሰላምካ ይጥዓም ❤❤❤
@madhinembaye3841
@madhinembaye3841 3 ай бұрын
ሰላምካ ይጣዓም
@aryambrhanu3033
@aryambrhanu3033 3 ай бұрын
ማለት?
@LemlemHaile-u7d
@LemlemHaile-u7d 3 ай бұрын
ተሜ ሓወይ ኣብ መርዓይ ክትደርፈለይ ኢኻ ድሕሪ ክልተ ዓመት ፈጣሪ ተፈቂዱለይ🙏🙏🙏
@nmn5961
@nmn5961 4 ай бұрын
አሰይ እዝ ባሃልናስ ደስስስስስ ክብል ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለሉኩም ደቅ ትግራይ ፅርያተይይይይ❤❤❤❤❤❤❤
@CBb-e2y
@CBb-e2y 4 ай бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ደጋግሙ ዝስመዓ እዋይ ክጥዕም እናበለ ጥዑም ዝኾነ ድምፂ ❤❤❤❤❤❤❤
@tsegashishay
@tsegashishay 3 ай бұрын
ተመስገን ጥዑም ድምፁ 😘 መንከም ፍትዊ ወድነይ መዓረይ ይበል ግርማ ሞጎስ ሓላል ሰብ ❤🦋
@berihuteklu8356
@berihuteklu8356 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስስስስስ ዝብል ስራሕ👍 መን ኣሎ ከምዚ ኸማይ ደጋጊሙ ሰሚዑ ምፅጋብ ዝሰኣነ👋 ልስልስ ዝበለ ሕልናዊ መግቢ❤💜❤💜👏👏
@fisehakibrom8378
@fisehakibrom8378 4 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@አዶነትክብሪአዩ
@አዶነትክብሪአዩ 4 ай бұрын
አሰይይይይ ተሜዋይ ተሰዊኡ ሰሚዐ ሰር ኢለዮ ነይረ ጎይታ ባህልና ንዕድመ ይግበረልኻ ጌጋ ወረ 🙏🙏🙏
@Konjo-zr9xd
@Konjo-zr9xd 4 ай бұрын
ዋወወወወ ደሰ ዝብል ሰራሐ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😍😍😍😍😍😍👏👏👏👏👏👏👌👌👌👌👌
@agona4373
@agona4373 4 ай бұрын
ወነና ኣለዓዒልካዮ ተሜ! በል ደጋግመና ኢኻ ኣይትደንጉይ!
@TuemzghiMeles-zw7cy
@TuemzghiMeles-zw7cy 12 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ኑፉዓት ሰሚዕካያ ዘይትጽገብ ደርፊ ❤❤❤ ዕድመን ጠዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@hayelomwedimeri
@hayelomwedimeri 4 ай бұрын
እዋይ ክጥዕም ትግራዋይነት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AmoraAmora-ws6is
@AmoraAmora-ws6is 4 ай бұрын
ተሜ ጅግና ዝናኣድ ናይ ባህሊ ስራሕትኻ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ በርትዕ❤❤❤ላክ እስከ ኣይተውሕድሉ❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 3 ай бұрын
እንቃዕ ብ ድሓን መፃእካ ተመስገን ተኽላይ ጥዑም ድምፁ። ኣብ ናይ ተመስገን ዘሎ ምጥዕዓም ጭራን ከበሮን እማ ገለ ዓይነት እኮ እዩ። ❤💛
@yehaofficialmedia3139
@yehaofficialmedia3139 3 ай бұрын
ኣነ ግርም ዝብለኒ እዚ ርኢቶ ዝህብ ዘሎ ሰብሲ ኣሉታ ወይ ጉድለት ከይፅሕፍ ብሕጊ መምርሒ ዝወረዶ እዪ ዝመስል ወይስ እቲ ሕመቕ ኣይረኣዮን ዘሎ።ብወገነይ ኣብዚ ግጥሚ ካብ ደቂቅ 4:10 ጀሚሩ ዘሎስ ኣይኮነን ብግጥሚ ገይርኻ ደርፊ ክተምፅኦ ብወግዒ ምስ የዕሩኽትኻ ክተዕልለሉስ የሕንኽ እዪ። ስዕምም፣ክጥዕም፣ ኮቦርታ ሽፍን ፣ጉዝጉዝ ፣ እዞም ኹሎም ተፀፍፂፎም መፂኦም ዘለው ቃላት ጉሓፋትን ንሕበረተሰብና ዘይምጥኑ ኢሉውን መሕፈርቲ ቃላት እዮም። እዞም ሎሚ ዝስራሕለው ደርፍታት እኒ ኪሮስ፣እያሱ ገብረፃዲቅ ተላዒሎም እንተዝሪእዎምስ፣ ኣይምተፀለሉን።
@esatuberhun
@esatuberhun 18 күн бұрын
ገራሚ ግጥሚ ጎበዝ ዝሓፈተይ። በርትዒ
@HHh-gn9xv
@HHh-gn9xv 4 ай бұрын
ተጋርዋኒ ፅሩያት ፍጥረት ቀፅልሉ❤❤❤
@ZaraZara-ff3mt
@ZaraZara-ff3mt 3 ай бұрын
ኣስይ ተመስገነይ ጡዑም ላዛ እሰይይ ዙ ባህልና ምጥዓሙ እንዃዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤
@queenamare21
@queenamare21 4 ай бұрын
እዚ ባህላዊ ደራፊ እዝይ ቃንኡ ብጣዓሚ እዩ ዝፈትዋ።it is orginal
@GirmaslasieMolla
@GirmaslasieMolla 22 күн бұрын
ናይ ተምቤን እናደረፍኪስ ዕባይ ተምቤን እይልኪ ዘይምድራፍኪ ድሕርቲ እይኺ። ዓብያዓዲ አይኮነን ዝቅድም ተምቤን እዩ ዝቅድም።
@WeldayGebre-ul1jo
@WeldayGebre-ul1jo 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ባህልናን መንነትና ዝገልፅ❤💛 ተሜ ዓርከይ ቀፅለሉ❤
@MerhawiGebremariam
@MerhawiGebremariam 2 ай бұрын
ትግርኛና ሽኮርርርርርር ባህልና ጡዑምምምምም 😍😍❤❤❤
@ተወህዶንዘለአለምትንበር
@ተወህዶንዘለአለምትንበር 4 ай бұрын
ተሜዋይ ዝፈትወካ ወዲ ትግራይ ዓደይ ❤❤❤❤❤
@ምስግናይንፈጣሪይኩን
@ምስግናይንፈጣሪይኩን 4 ай бұрын
እሰይይ ባህልና ጥዕም❤❤❤ ሰላምካ ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ህዝበይ❤❤❤
@weldayyohannes-p7o
@weldayyohannes-p7o 4 ай бұрын
ተሜ- ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ,ኣብ ኩሎም ስራሕቲ ክሊፕካ ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ጥዑማት ዜማን ግጥምን ሒዝካ ትቀርብ ኣለኻ ኣዝዩ ዘኹርዕ ስራሕ ዩ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ ይብለካ ❤❤❤::
@LemlemHaile-u7d
@LemlemHaile-u7d 3 ай бұрын
ተሜ ሓወይ ኣብ መርዓይ ክትደርፈለይ ኢኻ ድሕሪ ክልተ ዓመት ፈጣሪ ተፈቂዱለይ🙏🙏🙏
@MeseretHaftu
@MeseretHaftu Ай бұрын
❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤
@AzebMehoni
@AzebMehoni 25 күн бұрын
💖💖💖💖👑👑👑👑🌻🌻🌻🌻💯💯💯👍👍
@hfsg2445
@hfsg2445 4 ай бұрын
ኣቤት ድምፂ👌ደጋግመ ይሰምዓ ኣለኩ ተጋሩ ማዓረይ❤❤❤❤
@mikialejr3514
@mikialejr3514 14 сағат бұрын
ኣታ ዘን ዋጣ ገለ ከምጻልና እየን። እዋይ ክጥዕም ኢልካ ኣሎ ዘረባ😅🤣
@tesfaybirhane505
@tesfaybirhane505 2 ай бұрын
I am really amazed by the artistic work of this transitional song. Smart minds in a beautiful culture
@FwwdFwdf-jg9te
@FwwdFwdf-jg9te 4 ай бұрын
ባህልና ጥዑም ፅቡቅ ብጣዕሚ ወዲ ሪመይ ተሜዋ
@soos6412
@soos6412 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@AaAa-z9s
@AaAa-z9s 27 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fisehakibrom8378
@fisehakibrom8378 4 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ተምየዋ✍️✍️✍️❤️❤️❤️🤝🤝🤝🤝💘💘💘
@AliHassan-wc1np
@AliHassan-wc1np 4 ай бұрын
ደስ በሃሊት music ወዲ ሓወቦይ መዓረይ
@TESfalemHagos-gk2xh
@TESfalemHagos-gk2xh 3 ай бұрын
are tgreway mukaney bezi derafi ezuy eye bekaaa zhbennn harifff srah teme teme teme......💪💪💪💪💪💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💝💝💘💘💖💖💗💓💞💕💕💕💟❣❣💔💔💔❤‍🔥❤‍🔥💋💋💋💋💋
@KibromGebremichael-r2x
@KibromGebremichael-r2x Ай бұрын
👌💖💖💖🥰🥰💞🥰🥰🥰
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 4 ай бұрын
ባህልና መግለፂ መንነትና። ተጋሩዋይ ሽኮራት🙏💖🙏
@letslats9259
@letslats9259 4 ай бұрын
😘😘😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@TadesseMihretu
@TadesseMihretu 4 ай бұрын
ጥዑም ባህሊ ትግርኛ❤❤❤
@OliveHughes-v3o
@OliveHughes-v3o 14 күн бұрын
Rodriguez Lisa Hernandez Ronald Jones Dorothy
@FyereAbrha
@FyereAbrha 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@trhasgebremeskel-ii8qn
@trhasgebremeskel-ii8qn 27 күн бұрын
❤️❤️❤️😘
@RandyBenjamin-i7x
@RandyBenjamin-i7x 18 күн бұрын
Rodriguez Edward Perez Donna Hall David
@Kasegn-w2l
@Kasegn-w2l 8 күн бұрын
እጅግበጠምነውምወዳቹህ
@ጓልተምቤንንግስቲሳባ
@ጓልተምቤንንግስቲሳባ 4 ай бұрын
ሓጉስይ ወዲ ዓደይ እንታይ ሓሽሎም ከይዱ😂😂 ተጋሩዋይ ጹሩያት❤❤
@AwrsEntertainment
@AwrsEntertainment 4 ай бұрын
😂😂😂😂❤❤
@አምላኬሆይያንተእንጂየሰው
@አምላኬሆይያንተእንጂየሰው Ай бұрын
ይበል❤
@AberehtTesfay
@AberehtTesfay 4 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@MeriDarraj
@MeriDarraj 2 ай бұрын
ኣሱይ❤❤❤❤❤❤️ ትግሩዊኒ❤❤❤️
@MildredWhitaker-e4w
@MildredWhitaker-e4w 13 күн бұрын
Lewis Amy Clark Kimberly Robinson Jennifer
@kidan5256
@kidan5256 4 ай бұрын
እሰይይይይይይ ተጋሩዋ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ❤💛👍💊😘
@fisehakibrom8378
@fisehakibrom8378 4 ай бұрын
ጅግና🎉🎉🎉❤❤❤
@rrradenkesetrty208
@rrradenkesetrty208 4 ай бұрын
ተሜ ጅግና❤
@JoeConstance-i7h
@JoeConstance-i7h Күн бұрын
Moore Joseph Lee Patricia Wilson Robert
@TewiW-b1x
@TewiW-b1x 2 ай бұрын
Amazing Sound Teme
@shvshzhgzvz4229
@shvshzhgzvz4229 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰራሕ ተሜ ጥዑም ደምጺ ቀፅልሉ 🎵🎵🎼🎼💖❤️🌺🌹
@WeldayG
@WeldayG 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ባህልና ዘንፀባርቅ❤
@Rahaltekle-uq3tn
@Rahaltekle-uq3tn 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Ajmara51
@Ajmara51 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@muhammedasif-uz6uo
@muhammedasif-uz6uo 4 ай бұрын
ሀይ
@davidharcot220
@davidharcot220 14 күн бұрын
አየወ ሻንበል ሎሚ ኾየኑ እምበረ ወዲ ሻምበል እየ ኔረ
@aasaas7284
@aasaas7284 2 ай бұрын
ደቂትግራይ ፅሩያት❤❤❤❤❤
@yonaszenebe3959
@yonaszenebe3959 3 ай бұрын
Temea habibiy
@عليعلي-ز2د9خ
@عليعلي-ز2د9خ 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@danielweditsegazghi4839
@danielweditsegazghi4839 2 ай бұрын
Behali tigrigna yeanbib
@WadiAwatWe
@WadiAwatWe 4 ай бұрын
@rob21112
@rob21112 Ай бұрын
Can Someone translate to amharic, what he is singing about
@GedayGerzehar
@GedayGerzehar 4 ай бұрын
አዉዋዋዋእቲስርሕካብጣዕሚይደስዝብልእዩ።ህልዊኩነታትናይትግርይ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ቀፅለሉዛሓወይ❤❤❤❤
@DonaldCooper-l6g
@DonaldCooper-l6g 3 күн бұрын
Hall Shirley Jones Larry Clark Sandra
@habtamukasaye4983
@habtamukasaye4983 4 ай бұрын
ኣቤት ድምፂደጋግመ ይሰምዓ ኣለኩ ተጋሩ ማዓረይ
@Adhin629
@Adhin629 3 ай бұрын
Yebel derfi teum bahlyawi❤❤❤ Tigrinya
@weldegebrialmehari
@weldegebrialmehari 4 ай бұрын
ኣብ ባህልና ንምዕቃብ እትገብሩዎ ኩለማዳይ ፃዕርኹም ብጣዕሚ ነመስግን ኣናብስ🙏👑👑👑
@HiwatGebreselassie
@HiwatGebreselassie 2 ай бұрын
😢 6:50 6:50 6:50 6:50 6:50 6:50
@gfhfherfjdndguh9335
@gfhfherfjdndguh9335 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ebrahim-nur743
@ebrahim-nur743 4 ай бұрын
ዋውውውውው❤❤❤❤
@TesakalgBerihu
@TesakalgBerihu 4 ай бұрын
ተሜዋ ቀፅሎ❤💛💋💋💋😘😘😘
@ShopShop-hc4bl
@ShopShop-hc4bl 4 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤😂
@WadiAwatWe
@WadiAwatWe 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛
@Hafi-Enterteiment51
@Hafi-Enterteiment51 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ተሜዋይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@MoyshoMoysho
@MoyshoMoysho Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@KiyaHafi
@KiyaHafi 4 ай бұрын
❤waw❤
@EndashawBitew
@EndashawBitew 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MahammedSaid-q7d
@MahammedSaid-q7d Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@saba5749
@saba5749 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Amaroo-f7z
@Amaroo-f7z 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሰወዳችሁ ፈቅር ሰላም ከጎንደር ❤❤ሙዚቃችሁ❤❤❤❤❤❤ሰወደዉ❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘
@MessiTADEESE
@MessiTADEESE 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል በሃሊ ዓድና
@yosefze
@yosefze 25 күн бұрын
Wow 🎉 Edu
Tesfay Birhane Wedi-40 (ተስፋይ ብርሃነ ወዲ-40) New Tigrigna Caltural Song 2024
8:04
ኣርሆታይ ኢንተርተይመንት / arhotay entertainment
Рет қаралды 568 М.
Do you choose Inside Out 2 or The Amazing World of Gumball? 🤔
00:19
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 102 МЛН
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ В ШКОЛЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 2,4 МЛН
Как мы играем в игры 😂
00:20
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,2 МЛН
Best wata guayla #eritreanguayla
15:41
Debena Entertainment
Рет қаралды 235 М.
Do you choose Inside Out 2 or The Amazing World of Gumball? 🤔
00:19