Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 14) - One Day With Alena Walta Hager

  Рет қаралды 128,427

Alena Walta Hager

Alena Walta Hager

Күн бұрын

Пікірлер: 1 100
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 7 ай бұрын
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏kzbin.info/door/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin
@mikael3245
@mikael3245 7 ай бұрын
ዝኸበርኩም አዳለውቲ እትገብርዎ ዘለኹም አዝዩ ጽቡቅ እኳ እንተኾነ ግን ብመሰረቱ እዚ ዋጣ ደርፊ ገለ ግን እንተተቋርጽዎ ምሓሸ፣ ምስዚ ፕሮግራም አይከይድንዩ፣ ነዚአ ሕምምቲ ጓልሲ ሕጂ ቤተክርስቲያን ጸሎት ገለዩ ዘድልያ እምበር እዚ ደርፊ ገለ አየድልያንዩ፣
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 7 ай бұрын
​@@mikael3245you are right ✅ dema eti derfi zeskorkur eyu behafasha derfi aydelyen eyu
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 7 ай бұрын
Alena walta Hager thanks Roditey sweetie good job 👏 👍 ❤ 💖 👌
@Eri-Beauty
@Eri-Beauty 7 ай бұрын
Btami des zibl Srah eu amlak yhagskum ztemerekmo ka amlak yhabkum. Ab Resi lbkum abzi tekrbwom musikenatat eti zderfwo nay tesfa nay moral naeda tezkyer kndey mlisu mxebeke nieru ❤🤙
@henokamlakymesgen9779
@henokamlakymesgen9779 7 ай бұрын
Bejaka tele gberelu ab sudan .deki tmhrta .deki gezawita .ztefelaleyu kihgiziwa ykielu eyom q
@Sawa-1996
@Sawa-1996 7 ай бұрын
ኣደ ኩሉ እያ ኣደ ጸዎር ኣደ ሓላል ኣደ ብርሃን ገዛ መን ከም ኣዴታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 7 ай бұрын
@Sawa-1996 🙏 Thank you
@ኤሬይ
@ኤሬይ 7 ай бұрын
Thanks Sawa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eruna757
@Eruna757 7 ай бұрын
Sawa ለዋህ የቀንይልና። 🇪🇷🇪🇷👏🏾💪🏽
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 7 ай бұрын
🎉❤
@MuzitBokre
@MuzitBokre 7 ай бұрын
nay behaqi kemza vedio gieru lebey zetnkefeni yelen betami yesmeaka 😢😢😢
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 7 ай бұрын
ሮዲ ኣቀራርባ 100% ኣዘራርባ 100% ትሕትና ተስፋ መሃብ ብኣፍካ ከማን ሰብ ትጎድእ ኢካ ንስኪ ግን ፍጽምቲ ኢኪ ብርኽቲ ሓፍተይ።
@furtunakiflay9272
@furtunakiflay9272 7 ай бұрын
❤❤nay bhaki❤❤
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 7 ай бұрын
❤❤❤
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 7 ай бұрын
ንሓደ መዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር መኪና ተድልዮም ኣላ መንቀሳቀሲት ይግበኦም እዩ።
@Ead77
@Ead77 7 ай бұрын
I agree👍
@michaelsolomon3918
@michaelsolomon3918 7 ай бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ኣዋጽእና ተንግዛሉ ጽቡቅ ኔሩ
@foto4954
@foto4954 7 ай бұрын
እሞ ሃየ ነዋጽእ ኣነ 300 ዶላር ክሕግዝ እየ ኣብ ኣስመራ ግን መካይን ብጣዕሚ ክቡራት እየን
@feqarulbey4806
@feqarulbey4806 7 ай бұрын
Awe ane wen yhasbo eye ❤ ajona
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 7 ай бұрын
@@foto4954 ንጀምራ ካብ ኢትዮጲያውያንዶ ከይንሓምቕ
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 7 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ነዛ ሓብትና ንማዕበልን መሳርሕቱን ከኣ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣነስ ኣይ ከኣልኩን ብንብዓት
@yordanosdaynom
@yordanosdaynom 7 ай бұрын
❤❤❤
@fityohannes7573
@fityohannes7573 7 ай бұрын
Ane keman bekyat aykalkon aleme besekay ztkbat eya.Ayrade u
@HEROSMEDIA-g2i
@HEROSMEDIA-g2i 7 ай бұрын
ኣይኣምንን እየ እዋይ ትርሓስ ሓፍተይ ጽብቅቲ ስድራይ ባሃሊት🥹🥹 መማህርተይ መጋድልተይ ሰደት መሳድተይ ጓል ዙረይ 😭😭😭😭 ምእማኑ ኣጸጊምኒ ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልኪ እንታይ ክብል 😭😭😭😭😭 number እባ ጽሓፉለይ ፕሊስ ብፍላይ 26 ዙርያ ገለ ንግበር ነዞም ገዛ ንሓግዞም 🥹🥹🥹
@tsegayeritrea1828
@tsegayeritrea1828 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ብምሕረቱ ቅዱስ ሚካኤል ብጸሎቱ ድንግል ማርያም ብቃልኪዳና ምሕረት የውርደላ እዛ ሓፍትና🌷🌷🌷
@danitesfu2529
@danitesfu2529 7 ай бұрын
Amien Amien Amien
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 7 ай бұрын
ኣሜን 🤲🏽
@Rodas8927
@Rodas8927 7 ай бұрын
🙏
@selamuyhabena7038
@selamuyhabena7038 7 ай бұрын
Amen amen amen 🙏
@robelgerezgiher4742
@robelgerezgiher4742 6 ай бұрын
Amen(3)
@simonghebru7176
@simonghebru7176 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሐጉስ ሰራሕ ዩ ክብሪ ይሃብኩም ንሓፍትና ከኣ ምሉእ ምሕረት የውርደላ ሓንቲ ከም ሓሳብ ግን እቲ ሓገዝ ካብ ገበርቲ ሰናይን ብሩኻትን ክድግፍዎም ሰለ ዝኽእሉ ሲ ኣብ መወዳእታ ናይቶም ተሓገዝቲ ቁጽሪ ቴፎኖም እንተትገድፎ ጽቡቕ ኔሩ ሰላም ንሃገርናን ህዝብናን የውርደልና
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 7 ай бұрын
ሰብ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ተሌፎኖም ግደፉ ክንሕግዝ ኢሉ ብዙሕ ግዜ ጽሒፉ ግን ንምንታይ እዩ ስጋብ ሕጂ ኣስቅጥ ኣቢሎም እንጀርኦም ይዓጽውሎም ኣለዉ ኤርትራዊ ደኣ ኣሽንኳይክዶ ንህዝቦም ስግር ማዕዶ ዘሎ ካልእ ዜጋ ይሕግዙ ኣለዉ
@baqr4383
@baqr4383 7 ай бұрын
Yes we need thier mobil
@mulumusa7752
@mulumusa7752 7 ай бұрын
ከም አደ ብርሀን ገዛ የለን አጆኺ ኩሉ ክሐልፍ እዩ
@akberetghirmai9790
@akberetghirmai9790 7 ай бұрын
ማዕበሊኖ ሓወይ መግለጺ የብለይን ኩሉ ኢቲ ሰናይ ቁምነገርካ ብኣምላክ ርክቦ❤❤ 🙏🙏🙏🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@gualdengelmariam2364
@gualdengelmariam2364 7 ай бұрын
ምቅርቲ ሓፍተይ እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይልኣኸልኪ ምሉእ እምነት ከኣ ኣለኒ ።ኩላትኩም ጸሎት ግበሩላ የሕዋተይ።
@eritrea3560
@eritrea3560 6 ай бұрын
ጊይታ ፈውሲ ኣብ ኢዱ ኢዩ
@asterkidane3093
@asterkidane3093 7 ай бұрын
ወይ አደ ተሰካሚት ኩሉ ትርሐስ አምላክ ምሕረት ይወርድላ እዋይ ከብድካ ትበልእ እዛ አደ ነዛ መደብ ዘሐሰበካ ማአብል ከምኡ ሮዳሰ አምላክ ይባርኩም
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 7 ай бұрын
መስኪን ወላዲት ተዘኒባ ነቲ ከተመስግን አቅሚ ሲኢና ጽብቅተይ ምሕረት የውርደልኪ ልብኺ ዝአጸፈ ሰይጣን መድሃኒአለም ልብኺ ይምለሳ መርአኺ ወሊድኪ የስመአና ❤🎉🇪🇷
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 7 ай бұрын
ኣደይ ማዓረይይ ደበሳእዬብ ይደብስክን ንትርሓስ ሓፍትና ምሕረት የውርደላ ልዑል ኣምላኽ ማዕበሊኖ ምስ ረዱ ሽኮር ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም❤🙏🙏🙏
@TedrosHabte-n2g
@TedrosHabte-n2g 7 ай бұрын
ኣብ ሳልሳይ ኽፋሊ ፣ማዕበሊኖ ጅግና ፣ሮዳስ ምስ መሳርሕትኪ በርትዑ ፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelabrha1396
@michaelabrha1396 7 ай бұрын
ሰላማት ናይ ብሓው ጹቡው መደብ ኢዩ ሞ ደስ ዘብል ኢቶም ሰብ ክራር ወ ይ ሰብ ዋዋጣ ይኹኑ ነቶም ተሓገዝቲ ሓዘኖም ዘርሲ ኢበር ሓዘኖም ዚ ቅስቅስ ክኸውን ይብሉን
@MerkebGebi
@MerkebGebi 7 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኩም ኣባላት ንትርሓስ ድማ ምሕረት የውርደላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SELAMNIKULU-gn3dr
@SELAMNIKULU-gn3dr 7 ай бұрын
ዋይ ኣነ ሓፍተይ ኣይከኣልኩን 😭😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ - ማርያመይ ሓደራኪ 😥😥😥 ኣይከኣልኩን ኣነስ ሓፍተይ ኮይና ተሰሚዓትኒ
@-se9hk
@-se9hk 7 ай бұрын
ኣሜን
@WeiniOkbagabir
@WeiniOkbagabir 7 ай бұрын
ኣምላኽ። ትኣምር። ይግበረላ። ነዛ። ቤት። ስደት። ሑሱም። አዩ😢😢😢😢😢😢😢
@Danielgrmay567
@Danielgrmay567 7 ай бұрын
እዋይ ወላዲ ዝረኽቦ ኣደይ መዓረይ ደበሳ ኢዮብ ይደብስክን ብሂወት ዘለዉ ደቅኽን ይባርኸልክን ፡ኣዳለውቲ ኣለና ዋልታ ሃገር ከኣ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ፡#ኣነ ግን ሕቶ ኣለኒ ፡ #ቴለፎኖም #እንተ #ትገድፉልና #ሰብ #ብዓቅሙ ምሓገዘ ስለዚ #ቴለፎን ክትገድፉልና ንምሕጸን # ኣብዛ ሓሳበይ ዝሰማማዕ #like ይህረመኒ።
@Sase2227
@Sase2227 7 ай бұрын
ንሓግዞ እዚ ህዝብና በብዓቅምና እዚ ሓግዝ ምግባር ንኩሉና እዩ ዝምልከት (ዋልታ ሃገር good job )
@knowyourself.4103
@knowyourself.4103 7 ай бұрын
ኦ እግዚእነ ወኣምላክነ ወመድሐኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ ፈኑ ምሕረትከ ላዕለ ድዉያን ሕዝብከ ወባርከነ በበረከተ ሰማያዊ መንፈስከ❤
@amanetberhane6093
@amanetberhane6093 7 ай бұрын
ማዕበል ሓውና ነዓኻ ዝገለጽ ቓላት ኣይርከብን ብሉጽ ኣብነታዊ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ወዲ ኤሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@salemsalem1367
@salemsalem1367 7 ай бұрын
ማዕበል ሓወይ ብጎይታ ተከፈል እፍፍ ብብኽያት ክመውት ደልየ አየ ኣደ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሃይሊ ይሃባ ኣዚና ኣዚና ነመስግነኩም ዋልታ ሃገር ተባረኩ
@rahwa7401
@rahwa7401 7 ай бұрын
❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤🇪🇷❤
@almaz523
@almaz523 7 ай бұрын
ንትርሐስ ባዕሉ እቲ ኩሉ ዝክእል🙏🙏 መዲሂነ አለም ምሕረቱ የውርደላ🙏🙏🌹🌹🌹🐪💐💐💐👍🌿🌿🌿
@Sabah-bq6eh
@Sabah-bq6eh 7 ай бұрын
ኣይንኣለመይ ክልተ ግዜ ተራኢኪ መርሃዊ ሓውና መንግስተ የዋርሶ ነቦይ የማነ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ትርሓስ ሓፍተይ ምሕረት የውርደላ
@AbAlemey
@AbAlemey 7 ай бұрын
ንኽረኽበን ሓግዝኒ በጃኺ🙏
@EsuBs-b3m
@EsuBs-b3m 2 ай бұрын
Phone number eba habeni please
@ሰብዲዩግዜ
@ሰብዲዩግዜ 7 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ንሓፍትና ማዕበል ሓውና መሳርሕካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@dawitwelday3651
@dawitwelday3651 7 ай бұрын
ናይ ሎሚ ደርፍ ናይ ትዝታ ክኽውን ኣይነበሮን.
@edentsegai1023
@edentsegai1023 7 ай бұрын
@@dawitwelday3651 Nay bhaki dezenage ember ab tzta zeetu kkewn ayneberon
@yohanaberhe3525
@yohanaberhe3525 6 ай бұрын
@@dawitwelday3651 ya nay behaki nay kanza gerom nana keman abkemuna besmab 😳😢
@admastewolde106
@admastewolde106 6 ай бұрын
ኣዋይ እይናዓለምብጣዕሚ ሓዚነ ትርሓስ ጽብቕቲ ዓለም ጎዶሎ ደቂ እርባዕተ ኣስመራ የለኩም ዲኩም ኣደ ወዲ ባጽዕ ሓፍቲ ወዲ ባጽዕ እየን ኣበይ ኣለኩም ገዛውትና እንዳ ካራ ገዛውቲ ኣበይ ኣለኩም ዓዓቕምና ንሓግዛ። ተሌፎን ጸሓፍልና ሓደራኪ።
@asterb2728
@asterb2728 7 ай бұрын
ክብርቲ ሓፍቲ ኩሉ ትገብርዮ ዝድነቅ እዩ።እንታይ ክብለኪ እደልይ እንተተካኢሉ ቴሌፎነን ጻፍዮ ምክንያቱ ገለ ስባት ክሕግዝወን ይክእሉ እዮም።ይቀንየለይ❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 7 ай бұрын
ተሌፎን ምጽሓፍ ኣይፍቐድን እዩ መስለኒ እቲ ክንሕግዞ ንክእል ዓቕምና ኣብዚ link ናይዛ ቻነል ኣቲና ኢና ንሕግዝ ንኹሉ ሰብ ይበጽሖ ሽዑ❤
@wintana2112
@wintana2112 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ ዋልታ ሃገር። ብሓቂ ንብዙሓት ተስፋ ዝህብን ዘተባብዕን መደብ እዩ። ሓፍተይ ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልኪ፡ ማማ ከኣ ጽንዓት ይሃብክን። እዚ ኩሉ ሓሊፉ ከኣ ኣምላኽ ቀሲንክን ትነብራሉ ግዜ ይሃብክን። እዚ ደራፋይ ግን ኣይግድን፡ ኣብ ክንዲ ዘዛንየን ኩነታተን ዘረስዕ ደርፊ ዝደርፍ ናይ ቁዘማ ደርፊ ክደርፍ ውዒሉ።
@Eruna757
@Eruna757 7 ай бұрын
ማዕበል ሓወይ ዘውጻካዮ ይተክኣልካ። 🇪🇷🥰🫶🏽
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 5 ай бұрын
Nihaftna mhret yewrdela fetari🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 7 ай бұрын
ጽንዕቲ ኣደ ምሕረት የውርደላ ትርሓስ ሓፍትና
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 5 ай бұрын
Kbrin mogosn Nihayltat mklkal Eritrea Awet Nihafsh 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
@samirahamid9739
@samirahamid9739 7 ай бұрын
ሮዳስ ብርሃን ገጻ ብጣዕሚ ነዚ ፕሮግራም ብቕዕቲ ኢኺ አቀራርባኺ ትሕትናኺ ለዉሃት ዝመልኦ ተስፋ ዝህብ እዩ ቀጽልዮ መዓረይ ከይ ነአድኩኺ ክሐልፍ አይከሰልኩን❤😍🥰👏👏good job 🎉
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 7 ай бұрын
❤❤❤
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 7 ай бұрын
❤❤❤
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 5 ай бұрын
Alena walta hager jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 7 ай бұрын
ኤሪትራውነት ጻዕሬኛን ዕጉስን ኩቡሩን ሕቡንን መንነት እዩ እሞ ክብረት ይሃብኩም🥰✅🇪🇷
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 7 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ክብረት ይሃብኩም። ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደላ ነዛ ሓብትና ኣብ ቀረባ እያ ዘላ ናብ ጥዕንኣ ንኽትምለስ ብሕክምና ሰብ ተዝግበረላ ዝኣልያ ኣብ ኩሉ ቅድሚ ሕጂ ትሰርሓሉን ትምሃረሉን ትዛወረሉን ዝነበረት ቦታታት እንዳወሰዱ ቁሩብ ተትሕግዝዋ። ኣዴና ክኣ ጽንዓት ይሃብኪ ንዝመቱ ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ።
@mikalkidaneyosief6777
@mikalkidaneyosief6777 7 ай бұрын
Welcome deqi erey ❤❤❤ n rodi shkor eske like habuley ❤❤❤
@muzithabtom8868
@muzithabtom8868 5 ай бұрын
እግዚኣብሄር ሙሉእ ምሕረት ይሃብኪ መዓረይ !❤❤❤
@bettysolo3226
@bettysolo3226 7 ай бұрын
Thank you Team Walta Hager 🙏❤️🇪🇷
@BlesssedDay
@BlesssedDay 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@lulazemo
@lulazemo 6 ай бұрын
ደበሰ እዮብ ዝደበሰ ይደብስኪ ኣዴና ንሓፍትና ምሕረት የውርደላ ኩሉ ዝክእል ፈጣሪ
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 7 ай бұрын
ንአደና ጽንዓት ይሃበን አደ ኩሉ እያ ንትርሐሰ ሐፍትና ካአ ምሕረት ይሃባ ንድሃይ ቤትና ካአ አምላክ ተፍደዮ ንሮዳሰ ካአ የቀንየልና ንኩሎም አብዚአ ትሳተፎ ክብርን ሞጎሰን ይሃባኩም ፈጣሪ 🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 5 ай бұрын
Beney bravo tyieum derfi🇪🇷♥️🇪🇷♥️🙏🙏
@kahsayaraya4320
@kahsayaraya4320 7 ай бұрын
ኣምላክ ንኩሉ ሰናይ ግብርኩሙ ይባርክ ንትርሓስ ሓፍትና ምሕረቱ የውርደላ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 7 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣብ ዉሽጡ ዘሎ ህዝብና ብዘለዎ ይሕግዝ ኣብ ደገ ዘሎ ከምኡ ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣጆኪ ኣደይ መዓረይ ጽባሕ ካልእ ማዓልቲ እያ❤❤❤❤
@kokobrusom7693
@kokobrusom7693 7 ай бұрын
እዛ ቆልዓ ክትሕገዝ ኣብ ጎሮቤት ሃገር ከም ትወጽእ ንግበር ኣብ ቀረባ እያ ዘላ ዓዓቅምና ንሓግዛ ጎፋንድሚ ጀሩላ ❤❤❤
@solomontekeste715
@solomontekeste715 7 ай бұрын
ማዕበሊኖ ግሩም ስራሕ ንትርሓስ ምሕረት ይሃባ ኣምላኽ ሰላምን ምዕባለን ንህዝቢ ኤርትራ ኣሜን
@TesfayKesete
@TesfayKesete 5 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ናዛ ሓፍትና ካኣ
@edenpazom9452
@edenpazom9452 7 ай бұрын
አደ ሓላል ጸዋር ኩሉ ንውላድኪ ምሉእ ምሕረት ያአዝዝ ፊጣሪ ሮዳሰይ አብ 3ክፊሊ እያ ምስ መሳርሕትኪ ዓወትን አሳልጦ ይምነይ ማዕበሊኖ መሕመም መግለጺ ተሳኢነልካ ዘውጻካዮ የብዛሐልካ🇪🇷🇪🇷
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 5 ай бұрын
Zilalmawi zkrin kbrin Nisemaetatna wetru Ab libna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@zewdiaraya4382
@zewdiaraya4382 7 ай бұрын
ደቂ ኤረይ መደብ ጽቡቅ እዩ አማዕብሎዎ ❤❤❤ግን ደርፊ ቁሩብ ናይ ምድንፋቅ ኮይኖ ንካልእ መዓልቲ ክትሐስብሎ ይሕብ 😂 ንደራፋይ ሐወይ ቀጽሎ ክብሎ ይፈቱ 🎉🎉🎉
@kesetetekle1670
@kesetetekle1670 7 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ኩሉ ሰብ ክድግፎ ዘለዎ መደብን'ዩ። ንእትገብርዎ ዘለኩም ሓገዛት ክብሪን ሞጎስን ይብጻሕኩም❤።
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 7 ай бұрын
ነዛ ሓፍትና ምሕረት ይኣዝዘላ ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ሓገዝትኻ ክብረት ይሃብኩም ፈጣሪ የቀንየልና
@harenatesfu9236
@harenatesfu9236 7 ай бұрын
ንፉዕ ደራፋይ🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
@ZergaberRedi
@ZergaberRedi 7 ай бұрын
ሓደስቲ ኣይኮናን ከመይ ቀኒኩም በሊ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን
@Erei1
@Erei1 7 ай бұрын
ከደንግፃካ ብጣዕሚ ይሕዝን አለና ዋልታ ሀገር መግለፂ የብልናን አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ዘልዓልኩሞ የንብረልኩም. 🙏🙏🙏🙏
@berektiandeberhan3837
@berektiandeberhan3837 7 ай бұрын
ማዕብሊኖ አምላኽ ዕ ድመን ጥዕናን የብዝሓልካ ነዚ አተሓባቢርካ ክንካፈል ስለ ዝገበርካ AWH ክብረት ይሃብኩም ። ሮዳስ ❤️ ።እጆና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙🤙🤙🤙 ንቐጽሎ
@medhingerezgiher2463
@medhingerezgiher2463 7 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 7 ай бұрын
ኣምላክ ብዕጽፍታት ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ከም ስምኩም
@helenkidane763
@helenkidane763 7 ай бұрын
አደይ መዓረይ ደበሳ ኢዮብ ይደብስክን ትርሕሽ ሐፍተና ድማ አጂኺ ብሐይሊ አምላኽ ክትሐዊ እኺ አለና ዋልታ ሃገር ድማ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@brhanalem5387
@brhanalem5387 6 ай бұрын
ጽብቅተይ ንስኪ ከማን ሓሊፉልኪ እዩ ብደዉካ ምህላዉ ካብ ሃፍቲ ንላዕሊ እዩ ብሰላም ምእታዉ ምትንሳኢ ምድቃስ ካብዚ ዝዓቢ ሃፍቲ የለን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤
@edenghebremussie3964
@edenghebremussie3964 7 ай бұрын
Takk!
@HopefulDrum-xo2td
@HopefulDrum-xo2td 7 ай бұрын
ኣሕ እዛ ምቅርቲ ቆልዓ እዚኣ ዶ መሓመመት ዓለም ጎደሎ ምሕረት የውርደልኪ ምቅርቲ ሓፍተይ ሓውና ድማ ጽቡቅ ክራር ትሃርም ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ❤❤
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 7 ай бұрын
ኣይይይ ናይ ሰብ መከራ ኣምላኽ ብመንፈሱ ይደብስክን ናይ ሰብ ንግዚኡ እዩ ኣምላኽ ብዓቢኡ ኢዱ የንብረልክን በቶም ዘለዉ ደቅክን ጻማኽን ትፍደያ ይግበርክን ዘመን ዕረፍቲ የምጸልክን ። ትርሓስ ድማ ኣምላኽ ሙሉእ ጥዕና ይሃባ ። ጽቡቅ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ኩሎም ኣባላት ኣምላኽ ዘውጻኹሞ ብዕጽፊ ይምለሰልኩም። ሮዳሲና ዕድመን ዕናን ይሃብኪ ❤ ሓንቲ ነገር ግን ሰብ ውሽጡ ጓሂ መሊኡ ኩሎስ ደርፊ ዋላ ክራር ሲ ኣይግድን ሎምስ ክተርፍ ኔርዎ ኩሉ እኮ ኣኣብ ቦትኡን ከም ኩነታቱን ክከውን ጽቡቅዩ እቲ ዕላማ ጽቡቅ ሓሳብ እንድይ ንምሕጓስ እንድዩ ግን ንከምዘን ኣዴና ዘለውኦ ኩነታትስ ኣብኡ ከለኻ ብቃላትካ ከተጸናንዐን ይከኣል እዩ ወይስ ኩሉ ግዜ ኣብ ኩሉ ቦታ ግድን ብደርፍን ጓይላን ክኸውን ኣለዎ? መቸስ ልብኹም ይዓቢ!!❤
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 7 ай бұрын
እዋይ እዚ ህዝብና ዘሕልፎ ዘሎ እግዚኣብሄር ኢዱ የንብረልኪን ስድራይ መዓረይ ን ትርሓስ ሙሉእ ጥዕና ይሃባ
@WediWelday-v9m
@WediWelday-v9m 6 ай бұрын
ምሕረት የውርድ ጽንዕቲ ኣደ ንጋልክን
@W.j.i-cx6kh
@W.j.i-cx6kh 7 ай бұрын
ማዕበል ናይ በሓቂ መግለጺ ድሰኣኖ ስራሕ እዩ ይመልኣዮ ኣብ ስራሕኩም ከኣ ዓወትን ኣሳልጦም እምነየልኩም ኣጆና እቶም ዓቅሚ ዘለና ከኣ ኣባልነት ምምላእ ኣይንሕመቅ ደዊ ሪመይ ካብ ሓደ ጁማና ናብዚ ሓደ ጁባና ምካኑ ኣይንዘንግዕ ንስድራና ከም ዝሓገዝና ማለት እዩ የቀንየለይ ነዚኣ ኣንቢብኩም ኣባልነት ክትመልኡ ክብርን ምስጋናን ንኩሉ ኣባላት ኣብዚ መደብ ምስ ማዕበል ትሳተፉ ዘለኩም ኣገናዕ ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbTs-d7h
@AbTs-d7h 6 ай бұрын
ዋልታ ህዝቢ ክብላ እየ ኣነስ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ዘለኩም ፈጣሪ ዘውጻኩሞ ይተክኣልኩም ብትሕትና ዝተመለኦ ኣቀራርባ ሓፍትና ከኣ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ኣጆኪ እዚ ብዓል ክራራር ግን ኣብ ክንዲ ናይ ሓጎስ ዝደርፈለን ናይ ትዝታ ጌርዎ ብዝኮነ ግን ድሓን እቲ ብዓል ዋጣ እዩ ኬፍ ዘለዎ ኣጆኩም ቀጽልዎ ይሕዋት❤❤❤
@tekestezemen5326
@tekestezemen5326 7 ай бұрын
ዎዎ ሮዳስ ንበርልና ሰብ ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሃግርና ተዓዲላ እያ Thanks Alena Walta Hager keep it going
@ብሊናከለዋ
@ብሊናከለዋ 6 ай бұрын
ሙሉኡ ምሕረት የውርደላ መድአኒአለም🙏🏾
@feventkue2060
@feventkue2060 7 ай бұрын
Eza nay barya derfi n rodas tgbae tblu like ❤❤❤
@kokobestfanos-cg8wx
@kokobestfanos-cg8wx 7 ай бұрын
እለና ዋልታ ሃገር። ሙሉአ ይሃብኩም ነዛ ሓፍትናን ጋልናንን ከኣ ምሕረት የውርደላ ኣዴኣ ከኣ ኪኢለት ይሃባ❤❤❤❤❤
@gualmile655
@gualmile655 7 ай бұрын
Thanks! Maebelino
@ZewdiOkbai
@ZewdiOkbai 7 ай бұрын
Debesa eyeb ydebski fetari
@ZewdiOkbai
@ZewdiOkbai 7 ай бұрын
Ati hazley dea eber kindi zerersas etaderfi tesaenu u nay xegemu kiderf zweale
@ፍቕሪክርስቶስ
@ፍቕሪክርስቶስ 7 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብ ኩሉ ክፉእ ድማ ይሓልኩም፡ ትርሓስ ምሕረት የውርደልኪ፡ ንሓፍትና ድማ ደበሳ እዮብ ይደብስኪ፡ ንሮዳስ ንበዓል ክራር ንኹሎም ተሓጋገዝቲ ናይዚ መደብ ድማ የቀንየልና ፡ ኣብ ኩሉ ጉዕዞኹም ልዑል ኣምላኽ ኣብ ጎንኹም ይኹን፡
@wdasenguse8552
@wdasenguse8552 7 ай бұрын
እዋይ ወላዲ ዝረኽቦ ጸዋር ዝኾነት ኣደ እግዚኣቢሄር ደበስ ኣቦና እዮብ ዝደበሰ ይደብሰን ነዛ ንእስቲ ሓብትና ክኣ ፈጣሪ ምሕረቱ ይስደደላ ማዕበል ሓውና ምስ ኩሎም መሳርሕትኻን ክኣ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ይሃብኩም ብርር ክትብሉ ተሓጎሱ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🙏
@selamkifle306
@selamkifle306 6 ай бұрын
Amen😢
@ሃገረሰማእታት
@ሃገረሰማእታት 7 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ቀጽልሉ ጻማኹም ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 7 ай бұрын
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏kzbin.info/door/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin
@antoniohidray9101
@antoniohidray9101 7 ай бұрын
@@AlenaWaltaHager kemey gerka abalnet teatu meabelino
@binamtekehaimanot7788
@binamtekehaimanot7788 7 ай бұрын
Telephonna eba telika xhafeley bro
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 7 ай бұрын
አለና ዋልታ ሐገር አዚዩ ዝናዓድ ስራሕዩ ተባረኹ ማማዬ አጆኽን ፈጣሪ ጽንዓት ይሐብክን ንዝሞቱ ነብሶም አብ መንግስተሰማይ ይቀበሎም ።ንትርሐስ ድማ ምሕረት የዉርደላ ጽብቅቲን ዕይንቲን ንእስነትኪ ይርዓየልኪ ፈጣሪ ደቂ ኤረይ እዚ ምትሕግጋዝ ኤርትራዊ ባሕልናዩ ህዝቢ ኤርትራ ፈቃር ።ኩሉ ዝወጾ ኔሩ እታ ደርፊ ግና ጽብቅቲ አይነበረትን ቦታዓ ወይ ሰአታ አይኮነን ክንዲ ተዘናግዓና አብ ጭንቀት ሐዘን የእትያትና ምስቲ ኩነታት ዝኸይድ ምረጹ ።ነዘን አደ እቲ ሒወተንዩ ሽማያ ቀይራ( ሔለን )ክንደይ ዘዘናግዕ ባሕላዊ ደርፊታትና አለና ብዝኾነ ናይ ሎሚ ናይ ደርፊ ምስ ናይዘን አዴና መደብ ዝኸዉን አይኮነን ።ናይቲ ደራፋይ ሐዉና ክዕለቱ አቦቱዑሎ ጽቡቅዩ በርትዕ ቀጽሎ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@astergebremedhin8161
@astergebremedhin8161 7 ай бұрын
Thanks!
@NaodTsegay-hj4yz
@NaodTsegay-hj4yz 6 ай бұрын
Rodsay abey seb edman tenan yhabki fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤
@teigeGhre
@teigeGhre 7 ай бұрын
ኣምላኽ ንእስነትኪ ይርኣየልኪ ሓፍተይ ናተይ በጃኹም ናይ ቶማስ ሓንቲ ኣስምዕዋ ንትርሓስ
@LidiaTeame-bx3nh
@LidiaTeame-bx3nh 6 ай бұрын
Mihret yewrdela ni Trhas hftina aden tsnat yhabkin nizterfu ygdeflikin Amen 🙏🏻
@diary4991
@diary4991 7 ай бұрын
አነ ዝዝክራ አብ ራባዐነይ ከለኹ ስጋብ ሕጂ ነዐይ ዝበለጸቸት እያ ውሕድ ማይ ዘላዋ ጥርሙዝ ኩሉና አነ አነ ክንምልስ ተቃደምና እስኺ ምስተባሀኩ መልሰይ ሴሩ ይሰትያ ኢለ መሊሰ መምህረይ ሲሕቁ መጨረስታ ግን መምህርና መሊስዋ እታ መልሲ ( ነታ ጥርሙስ ጸጸር ይመልአ እቲ ማይ ንላዕሊ ሓፍ ምስበለ ይሰቲ ::❤❤
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 7 ай бұрын
ሮዲ ንፍዕቲ ኣቃራርባኺ ደስ ዝብልዩ ምቕልልቲ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ 🙏👍❤🌹🇪🇷🌟🇪🇷🌹
@yohanneshadera1946
@yohanneshadera1946 7 ай бұрын
ኣምላክ ዘውጻኣኩሞ ይተካልኩም ትርሃስ ሃብተይ ሃዊኪ ነዴኪ ትድብስያ ይግበርኪ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@welduokbu
@welduokbu 7 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ሮዲ ቀጽሊዮ ብጣዕሚ ክሕገዙ ዝግቦኦም ስድራ ኢና ንሪኢ ዘለና ብዝያዳ ግን ተለፎኖም እንተ ትገድፉልና ዝያዳ ካብቲ ታዓዛባይ ሓገዝ ምረከቡ ይብል ። ቀጺለ ድማ እቲ ክራር ሲ ጠቅላላ ምስቲ ዓይነትን ኣጋጣምን ዝከይድ ኣይኮነን። ይቅረታ ኮሙ ምባለይ ግን ምሶኦም ዝከይድ እንተኮነ ዝያዳ ካኣ ክራር ጥርያ ዘይኮነ ተዋዘይቲ ሰባት ውን ግርም ምኮነ ይብል
@merhawisolomon9947
@merhawisolomon9947 7 ай бұрын
Bela bela kirar des eluna Eway እዛ ሓፍትና ግን እንተ ትሓዊ 2ይ ክፍሊ ዬ ንሕቶኪ ዝምልከት ከኣ
@shewitsigementertainment1282
@shewitsigementertainment1282 7 ай бұрын
ኣዝዩ ዝነኣድ ስራሕ ።ካብ ኩሉ ዝገርመኒ ነገር ተሃልዩ ግን ናይዛ ናርዲ ኣቀራርባን ተስፋ እንዳሃበት ዘሎዋ ትሕትናን ገሊጸ ኣይውደኦን ኢየ። እግዛብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም።
@FlimonFsahye
@FlimonFsahye 7 ай бұрын
ኣምላክ ጸጋ የብዛሕልክም ኣለና ዋልታ ሃገር መግለጺ የብልናን 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senushikore7663
@senushikore7663 5 ай бұрын
What a sad story!🥲 Ayee Ade’e kedeye teshekimae tenebere & baheri kebeda! Amelak mesaken yekune kemeuuwen Ne Tirhase keaa meluee meherete yegeberela🙏❤️ Thanks Rodi & Waleta Hagere!🙏😍
@abedegaim4891
@abedegaim4891 7 ай бұрын
ነዚ ሰናይ ሓሳብ ክትገብሩ ዘበገሰኩም ሕልና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ብትገብርዎ ሰናይ ተግባር እፎይታ ከምዝረኸብኩም ዘይሰሓት ሓቂ እዪ።ነዛ ጅግና ኣደ ኸኣ ኣምላኽ ይሓግዛ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤❤
@siumtisgereda5317
@siumtisgereda5317 7 ай бұрын
ሰላም ሮዳስ ሽኮር ነዚ ሰናይ ተግባር ብ Alena Walta Hager ዝግበር መግለጺ ሲኢነሎ እግዚአብሔር ምሕረት የውርድ ነዛ ሓብትና ከምኡውን ኣደ ጸዋር ጻዕራም ስለዝኾንክን ኣምላኽ ይሓግዝክን ኣጆኽን 🌹❤️🇪🇷
@shewitmengstab8727
@shewitmengstab8727 7 ай бұрын
እግዚኣብሄር ምሕረትን ምጽንናዕን ይልኣኸለክን ኣጆኽን ዘይሓልፍን ዘይርሳዕን ጓህን ሓዘንን የለን ❤❤❤❤
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 5 ай бұрын
Adena Egzabher xnat yhabki niwedki megste semay yewarso fetarim😭😭
@Anedo-v2u
@Anedo-v2u 7 ай бұрын
I never cried like today. This so heartbreaking ohhh bless her ! Oooh thank you AWH 🥰🥰🥰. Zewxakumo ytekealkum 🥰🥹
@henokgebree
@henokgebree 6 ай бұрын
ኤርትራዊነት ብተግባር ንተሓገዝ አጆኩም ንዝትገብርዎ ስራሓት ነመስግነኩም ኣዳለውቲ እዚ ቅዱስ መደባት🙏🏿🇪🇷❤️👍🏿
@TekleGrezghiher
@TekleGrezghiher 7 ай бұрын
መደባትኩም ይካታተሎ የ አዝዩ ዘሓብን መደብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መደብ አለና ዋልታ ሃገር ቀጽልዎ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት
@Sabah-bq6eh
@Sabah-bq6eh 7 ай бұрын
ክብረት ሽሻይ ዝነቦሮ ገዛ ኣብ ከምዚ ክትሪኦ የሕዝነካ ትርሓሰይ ንእሽተይ ሓፍተይ መታዓቢተይ ናብ ቀደም ጥዕናኪ ተመሊስኪ ንሪኤኪ ተስፋ ንገብር😢😢😢❤❤❤❤
@YIHDEGOGHIRMAY
@YIHDEGOGHIRMAY 7 ай бұрын
This world could have been much better place if we had many people like you Mr. Mabelino . Hats off for you mate!! Keep doing your good work you are doing.
@ZimamTewelde
@ZimamTewelde 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 16) - One Day With Alena Walta Hager
1:45:43
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 22) - One Day With Alena Walta Hager
1:36:42
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 13) - One Day With Alena Walta Hager
1:24:54
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 10) - One Day With Alena Walta Hager
1:38:46