Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 19) - One Day With Alena Walta Hager

  Рет қаралды 135,931

Alena Walta Hager

Alena Walta Hager

Күн бұрын

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 1 100
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Ай бұрын
Subscribe - Share - Like - Comment - Zelle - 602 321 6482 join Monthly membership kzbin.info/door/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin💛😊
@ghenettecle7210
@ghenettecle7210 Ай бұрын
መልሲን ሕቶኪ( ዊሒጅ)ወይውን (ጽላሎት )ናይ ሰብ ትከውን ዶ?
@ghenettecle7210
@ghenettecle7210 Ай бұрын
ውሕጅ ድያ መልሳ
@rahk7004
@rahk7004 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐❤ብጣእሚ ጽቡቅ እድመን ጥእናን ይሃብኩም❤🎉🎉
@LulPaerly
@LulPaerly Ай бұрын
​@@ghenettecle7210yeah haqki whji ko dew sele zeybl xlalot eu dew elna kolena ab merit ywedeq da kedna kea b merit ynfuhak
@ferweinig740
@ferweinig740 Ай бұрын
Dehgus. Srah. Nifieti Habtey. 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷eritirawi. Komueu. Eyu. 🙏🇪🇷🤝💒💚❤️💚🤝🇪🇷🙏
@elsatesfamichael258
@elsatesfamichael258 Ай бұрын
ኣነስ ንሮዳስ መግለጺ ሲኢነላ ዓቕላ ዘይተጽብብ ህድእ ኢላ ፍሽኽ እናበለት ተረድእ ምስ ኩሉ ሕብረተሰብ ኤርትራ ክትኩእሎ ተመሳሲላ ብሓቂ ብቕዕቲ ሰራሕቴኛ ጌርኩም ኣለና ዋልታ ሃገር❤❤❤❤
@FevenFeven-ld9em
@FevenFeven-ld9em Ай бұрын
Ane wela gerimni
@belalilula6909
@belalilula6909 Ай бұрын
👍👍👍💃👉💯
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዓባይ ሰብ እያ ምቕልልቲ ብርሃን ገጻ። ንፉዕ ስነጥበባዊ ኣዝዩ ደስ ዝብል ድማ ኣቕሪብኩምልና፡ ኣብ ካልእ በጺሑ ክንርእዮ ይምነ።
@samirahamid9739
@samirahamid9739 Ай бұрын
ብሐቂ ሮዳስ ብልጽቲ ስነጥበባዊት ምጭውቲ አነስ ክተፍተወኒ ቀጽልዮ ዛጓለይ ቅጭን እቲ ፕሮግራም በአኺ እዩ መቂሩ❤🎉😘😍
@romatela7057
@romatela7057 Ай бұрын
ብጣዕሚ ትምስገን መንእሰይ I Love her ❤
@5.3mio
@5.3mio Ай бұрын
🥺ነቢዐ ብሓቂ ክብሪ ይሃብካ ማዕበሊኖ ኣምላኽ ዘውጻእኩሞ ይተክኣልኩም ተቃወምቲ ደገፍቲ ኢሎም ከም ንጸልኣኩም ጌሮምና ሕጂ ግን ኩሉ በሪሁልና ኣሎ መን ዩ ብህዝቡ ዝሓምም & GBU All Eritreans🙏
@Habu-wedi-Erey
@Habu-wedi-Erey Ай бұрын
@@5.3mio ❤️❤️❤️🇪🇷
@amenblessed8388
@amenblessed8388 Ай бұрын
@simretaraya1969
@simretaraya1969 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@5.3mio
@5.3mio 29 күн бұрын
@@simretaraya1969 ❤️
@Metkeli
@Metkeli 29 күн бұрын
Ajena wedi erey mearey ❤
@bene4809
@bene4809 Ай бұрын
ካብዞም ኩሎም ዘቕረብኩሞም ደረፍቲ ቀዳማይ ኢዩ ብወገነይ።
@Batman-fl5wh
@Batman-fl5wh Ай бұрын
Definitely agree!!!
@Batman-fl5wh
@Batman-fl5wh Ай бұрын
He is so expressive so easy to cruise with him great personality!!
@XehayYebyo-vt9eh
@XehayYebyo-vt9eh Ай бұрын
Yessss ❤
@titiyey3789
@titiyey3789 Ай бұрын
ደርፍ ጥዑም ግን ኣብ ትዝታ ኣተይን ንአደታት ዝከዉን ኣይኮነን ናይ ብዓል በረክት ምስ ዕድምእን ዝከይድ ጽብቅ ይመስለን
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 Ай бұрын
I agree
@layneteshome7090
@layneteshome7090 Ай бұрын
ወይለይ ወይለይ ሓደ ኣገዳሲ ስራሕ ረሲዐ ኩልና ተኻታተልቲ እዛ መደብ ላይክ ሳብስክራይብ ሸር ምባል ኣይንሕመቅ እዚ ቁዱስ መደብ ምትብባዕ ህርኩታት ሰራሕተኛ መእታን ቀጻልነት ክህልዋ ሽርሸርሸር........ንበል❤
@leulaweldeab4962
@leulaweldeab4962 Ай бұрын
ኣቱም ሰባት ሙሉእ ማዓልቲ ደጋጊመ ክርእዬም ዊዒለ መጸለል ዝኾነ ድምጽን ደርፍን እስኪ ክምዛኸማይ ኣሎዶ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@VeleroMedia4952
@VeleroMedia4952 Ай бұрын
ኣዝዩ ቡሉጽ ድምጽን ምልከት ናይ ከራር ኣሎዎ ብሓፈሻ ቡዙሕ ብቕዓት ዘሎዎ አዩ
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Ай бұрын
ናይ ብሐቂ ንሳዋ መሊስና ናይ ጋዕዳ ይበል ድምጺ ዕድመን ጥዕና ያሀቦ ንሐውና🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷
@rahwa7401
@rahwa7401 Ай бұрын
❤🇪🇷❤
@Erilebna
@Erilebna Ай бұрын
Very disciplined singer, I hope everybody are happy.
@medhngedy6741
@medhngedy6741 Ай бұрын
​@@edenpazom9452Amen amen amen❤❤❤
@Hagos1971
@Hagos1971 Ай бұрын
ሮዳስ ብዓልቲ ትሕትናን ድርብ ጣባይን በጃኺ ነዚ ተሓቢኡና ዘሎ ድምጻዊ ተሜ ብዝተኻኣለኪ መጠን ንኽንተሓባበሮ ቴሌፎኑ ዘርግሕልና🙏ተመስገን ዘይተበርበረ ዓቢ ደራፋይ ወናኒ መቓልሕ ድምጺ ክድገፍ ዘለዎ ሑቡእ ዓቢ ድምጻዊ እዩ ንተሓባበሮ🙏💐
@belalilula6909
@belalilula6909 Ай бұрын
👍👍👍👍
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Ай бұрын
አነውን ከምኡ እዳበልኩ እየ🇪🇷👍👍👍
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንተሜ ንተሓባበሮ❤
@Mussie-yc7wi
@Mussie-yc7wi Ай бұрын
ሮዳስ እቲ ግርህናኽን ትሕትናኽን ፍሽኽታኽን ነዛ መደብ ልክዕ ዝገጥም እዩ። እዚ ኩሉን እቲ ፍሽሕው ኣቀራርባኽን ነቶም ኣጋይሽኪ ኣብቲ ናይ ነዊሕ ዓመታት ጾር ናይ ህይወት ዘቐምሰሎ ገጾም ዋላ ንሓንቲ መዓልቲ'ውን ትኹን ባህታ ከምዘንጸባርቕ ስለዝገብር ምስጋና ይግበኣኪ። ድምጻዊ ተሜ ድማ ንፉዕን ትሑትን ስነጥበባዊ ኢኻ እሞ እቲ ዘይረኸብካዮ ዝጸናሕካ ዕድል ተኸፊቱልካ ዕውት ስራሕ ንህዝቢ ከተበርክትን ብማዕረኡ ድማ ክትከሓስን ይምነየልካ።
@ኤረይናይኤርትራውያንሜድያ
@ኤረይናይኤርትራውያንሜድያ Ай бұрын
እታ ሓቐኛ ናይ ህዝቢ ቻነል እዚኣ ኢያ ኩልኻ ደመይ ኣብዚኣ ዕሰል እታ ናይ ሻሂና ሓቦ ንበል ምርቓ ዘይብሉ ዓዲ መአጺና ናይዞም ወለድና ምርቓ ብሂወታ ንስምዓያ ንመዓበሊኖ ከኣ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ከኣ ምስጋና ይብጽሓካ ሮዳስ ከኣ ምስ መሳርሕትኺ ኣዋርድ ናይዛ ዓመት ሂበኪ ኣለኹ ምሳይ ዝሰማማዕ ርገጽ❤❤❤🎉🎉🎉
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Ай бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓውይ |🇪🇷•
@user-tm1cl6fo3p
@user-tm1cl6fo3p Ай бұрын
እዋይ ሽኮር ወዲ ኤረይ አበይ ነይርካ ወደይ በል ቀጽሎ ዘጸልል ድምጺ we love you 🥰♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏🏽
@edenasfaw9409
@edenasfaw9409 Ай бұрын
Maebel: you need to work with this musician and have him make a record under your Alena Records… He has such a beautiful voice! And once again I was so happy to see you guys outside of Asmara… and to all my people, please continue supporting this amazing project by donating what you can or better yet by becoming a member. To all the Eritrean crew, thank you thank you… you guys are amazing… much blessings…
@Rorawit
@Rorawit Ай бұрын
You are absolutely right sister. I do agree with your comment. 👍❤️🇪🇷
@sarage09
@sarage09 Ай бұрын
I agree more the musician need support.
@ssd2867
@ssd2867 Ай бұрын
That's true he is a genius.
@futuwihasen2667
@futuwihasen2667 Ай бұрын
Thanks!
@kinfekahsay4470
@kinfekahsay4470 Ай бұрын
ኣቱም ሰባት እዛመደብ እኮ መግለጺ ስኢነላ፡ገጣማይ ኣይኮንኩን እምበር ምገጠምኩላ፡ነዛ መራሒት መደብ ተመሪቓ እንድያ ኣነድማ ክምርቕ ገዛኺ ገዛ ማንዳ ጥልያን ይግበረልኪ፡ካብ ጸባቐ ጽብቕቲ ካብ ልቦና ለባም ኩሉ ገይሩ ፈጢርዋ፡እዛ መደብ ድማ ናህና ኢያ ካባና ናባና ኢያ፡ንጽግማት ወለድና ኢያ ትሕግዝ ስለዚ፡ኩሉና ላይክ ሸር ኣይንሕመኣቕ።ነዛ መራሒት መደብ ድማ ኣጆኺ በርትዒ ክብላ ይደሊ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃባ።
@nardosphilipos1278
@nardosphilipos1278 Ай бұрын
Manda tlyan etay maletyu bro🙏😊
@berekhetkfle9556
@berekhetkfle9556 Ай бұрын
ደቀምሓረ ምጭውቲ ዘዕበየትና ከተማ
@ami_su
@ami_su Ай бұрын
ሮዳስ ጥዕምቲ ላዛ ንደና ዕድመን ጥዕናን ይምነይ ❤ ኤርትራውነት ኩብር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhanieemeha7627
@medhanieemeha7627 Ай бұрын
እዚ ወዲ ዕላሉ ክጥዕም፡ እንታይ አልና ከምነምስግን ጠፊእና፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@eftereladebas5818
@eftereladebas5818 Ай бұрын
አሎና ዋልታሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መግለጺ ቃላት የብለይን ብአምላኽ ርኸብዎ🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷
@rahwa7401
@rahwa7401 Ай бұрын
❤🙏🏻❤🇪🇷❤
@ferweinig740
@ferweinig740 Ай бұрын
🙏🇪🇷💚❤️💚🇪🇷🙏
@lunatewald4812
@lunatewald4812 25 күн бұрын
❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 Ай бұрын
ዋዉዉዉዉዉዉ:መሎሚ ረኺብኩሞ ሃራም ክራር ምስኩሉ ዕድመ ዝኸይድ:ንኹሉ ግዜ ንጮጎራ ምሳኹም ኣስርሕዎ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
@Yonas-qy3zy
@Yonas-qy3zy Ай бұрын
ናይ ብሓቂ❤❤❤❤ ብሉጽ ሃራሚ ክራር❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea Ай бұрын
ሮዳስ ምጭውቲ ኩሉ ኣዘራርባኺ ባህ ዘብልዩ ጨጎራ ካኣ ገለዓይኒት ድምጺ ክብርትን ንፍዕትን ሓፍትና ሂወት ካኣ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣለና ዋልታ ሃገር ካኣ ዘውጻኹሞ ይተክኣልኩም🙏👍🇪🇷❤🇪🇷💯💐
@Miryam-s8o
@Miryam-s8o Ай бұрын
ብሓቂ ብዓል ክራር ብዙሕ ንድሕሪት መሊሱና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንፉዕ
@lulazemo
@lulazemo Ай бұрын
ኩሉኩም ኩቡራት የሕዋተይ ኣምላክ ዝሓዝኩሞ የበርክተልኩም በረከት ምርቃን ናይ ወለዲ ይብጻሕኩም
@rutgebrezgi2765
@rutgebrezgi2765 Ай бұрын
አሜን❤❤
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 Ай бұрын
ከም ሽምኩም ዋታል ሃገር ናይ ልቢ❤ ምስጋና ይብጻሕኩም : ሮዲ ጎይታ ዓቅሊ : ብከመይ ክንሕግዝ ነዚ ኩሉ ሰናይን ፈጣሪ ዝፈትዎ ተግባራት🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍
@tekietekle8475
@tekietekle8475 Ай бұрын
ዋልታ በቲ ትገብርዎ ምትብባዕ ብጣዕሚ ዝምስገን ኢዩ ዕድመን ጥዕናን
@eritreaelsagb7918
@eritreaelsagb7918 Ай бұрын
ሮዳ ጋለይ ክብለኪ ክልተ መዘናኪ ወይ ዝዓብያኪ አዋልድ ደቂ አለዋኒ ። ስለዚ ጋለይ ክብለኪ እያ ። እግዚኣብሔር ይባርክኪ ! ነዘን አዴታት ትህብየን ክብርታት ቀጽልዮ ። አለና ዋልታ ሃገር ብሓፈሻ ንዋልታ ሃገር ትድግፍ ኤርትራውያን ክብሪ ይግበአኩም ። ማዕበሊኖ አጆካ ነዚ ሰብአዊ ዝኮነ ስርሓት አተሓባብሮ ብፍላይ ነዞም ጻዕረኛታት ምህጋዝ ዝያዳ ነቲ ርእሲ ምትእምማኖም አስተብሃሉ ሰባት ብምርእዮም ዝያዳ ንክዓብዩ ብርእሶም ንክዓብዩ ይሕግዞም እዩ። እግዚኣብሔር ይባርክኩም ።ሰላሙ ይብዘሓልና።
@bajajachirod8109
@bajajachirod8109 Ай бұрын
ዋልታ ሃገር ናይ ብሐቂ ጽቡቅን ቅድሱን ስራሕ እዚ ኢዩ ኤርትራዊነት ከምዚ ናታትኩም ካለኦት ኤርትራውያን ክስዕብዎ ይምሕጸን ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 Ай бұрын
ከመይቀኒኪ ሮዳስ ሓፍትኒ ምስ ስድራቤትኪ ኣብሂወትኪ ሙሉኡ ጥዕና ኣብስራሕኪ ኣሳልጦ ምስኣለናዋልታ ሃገር ዳሃይቤትና ብጣዕሚ ኢና ሃረር ንብላ እሞ ቀጽልዎ🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Ай бұрын
በዓል ክራር ይበል ቡዙሕ ነገር የዘኽኽረካ ብሕልፊ ኣብ ኣገልግሎት ከለኹ ❤
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k Ай бұрын
እዛ ቆልዐ ዐባይ ሰብ ንእሽተይ ክነሳ ወረጃ ዕድመ ይሀብኪ መዐረይ አለና ዋልታ ለምልሙ እዚ ደራፋይ ከአ ድምጹ ብዘይመጠን ሰሐቢ አጆኻ ቀጽሎ እዚ ጥዑም ድምጽኻ ስርሐሉ በርትዕ። ሮዳስ አጆኺ ብሐፈሻ ንኩሉኹም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-gd2kt7lw3x
@user-gd2kt7lw3x Ай бұрын
ኤርትራዊ ከምዚ እዩ ኪንዬ ቃላት ብተገባር እዪ ዘርኢ ፣ብጣዕሚ ተሓቢነ ፣ኩልና ጉቡእና እንተጌርና ብከፊል ጸገማት ሕብረተሰብና ከነቃልል ኢና ፣እቶም ሓደ ሓደ ናብ ኢትዬጵያ እትልእኩ ኣብዛ መደብ ንሓግዞም ፣ሮዳስ ከየድነቅኩዎ ክሓልፋ ኣይደልን ዓቃልን ለባምን እያ ፣ማዕበል ምስ መሳርሕትካ መግለጺ የብለይን ፣ደጋጊመ ዝብሎ ሜድያ ማለት ከምዚ እዩ ፣ኩልኩም ሰብ ሜድያ ኤሪትራዊ ከምዚ ሕልናዊ ሰራሕ ኣብ ምስራሕ ተሓጋገዙ ፣ሰሰናዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@solomontekle7002
@solomontekle7002 Ай бұрын
ናይ ብሓቒ ንፉዕ ደራፋይ፣ ይበል ድምጺ። ጽቡቅ መደብ። ነዚ ደራፋይ ንበይኑ ምስ ደርፍታቱ እንተተቕርበልና ጽቡቅ ኔሩ።
@solomontekeste715
@solomontekeste715 Ай бұрын
ማዕበሊኖ ግሩም ስራሕ ሮዳስ ለባምን መስትውሊትን ጓል ንሓብና ድማ ዓወት ኣብ ስርሐን ንምነ ጨጎራ ተመስገን ኣዚዩ ዝድነቕ ስራሕ ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ሰላም ተጻባእቲን ሓሳዳትን ይመንቁሶም ፈጣሪ ኣሜን ወኣሜን ይበልዎ መላእክተ ሰማይ
@titiyey3789
@titiyey3789 Ай бұрын
ኣደታትና ትሐጉሰን ክንርእን ብጣዕም ደስ ዝብል ብእግዛብህር ርክብዋ ፡ደርፍ ጥዕም ግን ን ኣዴና ናብ ትዝታ ይትወን ካልእ መዓልት ምስ ኣደታት ዝከይድ ናይ ባዓል በርከት መንግስታኣብ ጽብቅ ይብል
@rahwa7401
@rahwa7401 Ай бұрын
❤yes❤
@samuelwoldu765
@samuelwoldu765 Ай бұрын
Ab lbey zneberet hasab
@WintaAwate
@WintaAwate Ай бұрын
ደቂ ኤረይ ሓላላት ዘውጻኽሞ ይተካልኩም❤❤
@semayneshweldemariam3222
@semayneshweldemariam3222 Ай бұрын
Amen 🙏 Amen God bless Eritrea and Eritrean!
@semayneshweldemariam3222
@semayneshweldemariam3222 Ай бұрын
Wow the voice amazing
@amanetberhane6093
@amanetberhane6093 Ай бұрын
ማዕበል ምስ መሳርሕትኻ ኣምላኽ ሙሉእ ዘይጎድል ገሩ ይሃበካ እንታ ጅግና ከማኻ ድማ ይብዝሑልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Ай бұрын
መርሓባ ብርሃን ጌጸ ሮዳሰ ሐፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ከምእውን ማዕበል ሐውና ብትገብሮ ዘለካ አምላክ ጸግኡ የብዛሐልካ 🇪🇷👍👍👍🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🌿🌾☘️🌴☘️🌿🌿🌾☘️🌴☘️🌾🌿🌾☘️🌴☘️☘️🌾🇪🇷🌾☘️🌴🌿🌾☘️🌴☘️🌾🌿🇪🇷
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 Ай бұрын
ጮገራ ሹኮር ሑቡን ኤርትራዊ ተዓወት 💪🏽🇪🇷👍💐💐💐♥️ you look good brother good luck with your project 👍👏👏👏🙏🏾
@efrembilwo7617
@efrembilwo7617 Ай бұрын
ኣብ ሽንግርዋ ዘይተረኽበ ኾኾብ ኣብ ደቐምሓረ ተረኪቡ።Keep it up ma Brther.
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ክኾብ
@user-zj5ym1fq5u
@user-zj5ym1fq5u Ай бұрын
@@efrembilwo7617 ሸንግርዋ ተዋዳሩ ነሩ 2018 ብጣዕሚ ብቅዓት ኣለዎ ናብ 2 መድርክ ምስ ሓለፈ ኣሃዱኡ ክብሊልካ ኢሎም ዓዲ ኣቤቶ ተኣስሩ ክይወዳኣ ሽንግርዋ
@RaFg-o2d
@RaFg-o2d 20 күн бұрын
Shingirwa eko tewsdadiru neru eyu Asmera wedi senita
@melesnegash8502
@melesnegash8502 Ай бұрын
መጀመርታ መደብ ኣለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ እዛ ምጭዉቲ ቆልዓ ወረጃ ዘይ ከም ካልኦት ብምቅጻል ሙዚቀኛ ተመስገን(ጨጎራ) ጡዑም ድምጺ ምስ ጹቡቅ መሸከል ድሕሪት መሊስካ ኣንቢዕካኒ ንብዓት ናፍቆት ኢዱ ኣይስኣን ስደት 😢❤❤❤
@rahwa7401
@rahwa7401 Ай бұрын
❤🇪🇷❤
@layneteshome7090
@layneteshome7090 Ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ኣነስ እዛ መደብ እና ክሪኣ ኣዝዩ ዕግበት ይስማዓኒ ሕጉስ ይብል ሮዳስ ጓልና ከተዕልልየን ከለኺ ኣዴታትና ንጹሃት ልቢ ደስ እብላኻ እሞ ፍሽኽ እንዳበልና ንዕዘበን መንፈስና ይሕጉስ እሞ ከምዛ ምሳኻትኩም ዘለና ናፍቆትና ነውጽእ እሞ ኣለና ዋልታ ሃገር መደብ ዳሃይ ቤትና ኩልኹም ኣኣብ ዘለኹሞ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም !❤
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Ай бұрын
ዋዉ ተሜ ሽኮር ይበል ድምጺ አዚዩ ጽቡቅ ብዙህ አዘናጊዕካና ንድሕሪት መሊስካና አብራሐም አፎርቂ ሐያልስነጥበብ ሐገርና መንግስተሰማይ የዋርስካ ተሜ አብ ጎንኻ አለና በርትዕ ተሜ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ይበል ክዕለት ማማዬ አጆኽን ማማዬ አሜን አሜን ማማዬ ጻዕራም ዕድመን ጥዕናን ይሐብክን ሮዳስ በቲ መደባትኩም አዚና ሕጉሳት ኢና ሮዲ ኤርትራዊት ዋዕሮ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 Ай бұрын
መርሓባ ሮዲሳይ ምሽኽታ ኣመላ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክራሪስታ ብጥሚ ጥዑም ድምጺ ይበል ብኻልእ ስራሕ ክመጸና ተስፋ ንገብር🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪🌟
@tesfaldetebaye8399
@tesfaldetebaye8399 Ай бұрын
እዋይ ካብ ኩሎም ናይዚ ወዲ ድምጺ ፍሉይ ኢዩ
@Hagos1971
@Hagos1971 Ай бұрын
ሮዳስ ሹኮር ኩሉ እንተናኺ ምቅርቲ፡ ማዕበል ሓወይ ቡሉጽ መንእሰይ ንስኻን መሳራሕትኻን ትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ተግባር ጻማኹም ብፈጣሪ ርኸብዎ ንሕና ዉን ኣብዚ ሰናይ ተግባር ኢደይ ኢድካ ንበል የሕዋት❤
@sarahaile7549
@sarahaile7549 Ай бұрын
Please bring him back. I like him voice.
@selamaraya9028
@selamaraya9028 Ай бұрын
Asey rodi shkor alona ab gonkum Alona walta heger 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@naomi7942
@naomi7942 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅ ስራሕ ማዕበል & ሮዲ ጎይታ ይባርክኩም ።ኣምላክ ንህዝቢ ኤርትራ ብሰላም ብምርግጋእን ይብጻሓዮ። ንስካትኩም ድማ ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና ።🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@HAREGU1
@HAREGU1 Ай бұрын
Good job 👏 meable Wedi Jeganu proud to be Eritrea 👏♥️🇪🇷🇪🇷🌿💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏♥️🌿
@asmarah3174
@asmarah3174 Ай бұрын
ሮዳስ ጽብቕቲ፡ ክእለቱ ይሃብኪ። እምበር ገሊኡ ሰብሲ ነቲ ምስጋና ዉን ይኾርዓሉዩ። ብዝኾነ እዛ ኣደ ምስ ሰባት ዕላልን ዋዛን ርእያን ሰሚዓን ትፈልጥ ኣይመስልንያ። እንተ ንስኽን ብጾትክን ግን ምሉእ ፍሱስ ይሃብኩም። ኣዴታትን ኣቦታትን ኮይኖምሲ (ምርቓ ፡ምስጋና) ይሕርብቶም? ቁሒሞም ትም?/ዘይድገፍዩ። ብሓይሊ ከተዛርብዮም፡? ኣይግድን። ኣለና ዋልታሃገርን ብጾቶም ሮዳስን ካሜራ ዝሓዝኩም እዝግሄር ይሃብኩምም❤🇪🇷❤🇪🇷
@S.semeyawi.semay143
@S.semeyawi.semay143 29 күн бұрын
ሃንደበት ስለ ዝኮኖም እቲ ኣጋጣሚ ፡ኢዩ!!እምበር ንጽቡቅ "ዶ! ምርቃ ምሃጸሮም!!! ወላ ሓጎስ ኣርምም አብል ኢዩ 😉🤗😂
@SaraMokonnen
@SaraMokonnen 26 күн бұрын
Kab zeymkeal eyu 😢
@Batman-fl5wh
@Batman-fl5wh Ай бұрын
Alena Walta Hager please help him to get his RECORD DONE
@rutanegash5195
@rutanegash5195 Ай бұрын
Bedankt
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ድምጺ ድቡቕ ኢዩ ይሕት ሞ ብጣዕሚ ከምቲ ንኣሽቱ ኮሎና ከምዚ ዓይነት ዓብይ ይርከብ ኣጆኻ.
@eliaskibreab3183
@eliaskibreab3183 Ай бұрын
It's one of the most beautiful shows I have ever watched. Very humble journalist and an amazing, hard-working mom. Great singer as well. Cheers, everyone.
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷ሐጎሰይ መግለጺ ስእኒሉ ሰሰኑ ደራፊይ ይበል አጆካ🇪🇷🇪🇷ናዱ ምስ መሳርሕትኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fatmahamid5283
@fatmahamid5283 Ай бұрын
ማዕበል ህጂ ነዛ መደብ ዝመስል ክኢላ ብኹሉ ነገሩ ተረኺቡ ኣሎ 'ሞ ኣብቲ መደብ ብቀጻሊ እንተ ትሕዝዎ ጽቡቅ ነይሩ። ኣለና ዋልታ ሃገር ክብረት የሃብኩም፡እቶም ካልኦት ዝስዕቡኹም ይግበሮም።❤
@askkilkasa3770
@askkilkasa3770 Ай бұрын
ማዕበሊኖ ብር ክትብል ተሓጎስ ❤❤❤❤ ኣምልክ ዕድመ ይሃብካ
@Tewelde-pk6ll
@Tewelde-pk6ll Ай бұрын
አለና ምሳኪ አጀኪ ተባሃጊት ።
@asmeretsolomon4694
@asmeretsolomon4694 Ай бұрын
It’s amazing voice keep it up 👍 great job I’m proud to be Eritrean it’s always Eritrea 🇪🇷 Eritrana 🇪🇷⭐️🎉🇪🇷🇪🇷⭐️🎉💯🇪🇷⭐️🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asterkidane3093
@asterkidane3093 Ай бұрын
ሮዳስ እቲ ጡኡም ላዛኪ አቀራርባኪ በሐቂ ዝድነቅ እዩ አዴታት ኤርትራ አድንቅካ ዘይውዳእ ክእለት እዩ ዘለወን ፈተውቲ ሥራህ ጸዋራት እየን እዛ ፐሮግራም መመልሰካ ትፍቶ እያ አምላክ ይብርኩም
@godisgoodpaulos9408
@godisgoodpaulos9408 Ай бұрын
ሮዲ ጽብክቲ ሰለ ትዕግስትኪ ተባረኪ ሮዲና ብታእሚ ኢና ንፈትወኪ ❤❤❤❤
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 Ай бұрын
ልቢ ጥራሕ ክንህበኩም መግለጺ ስኢናልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Daeroadebo
@Daeroadebo 20 күн бұрын
ካብ በለካ ለክዓካ ወጺና ዳሃይ ህዝብና ንግበር ነቶም ተብጊስኩም ዘለኩም ጽቡቕ ጅማሮ ኣጆኩም
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 Ай бұрын
😂😂😂😂❤❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷Lovely surprise of Act of Kindness, just Love, honesty of our Eritrean people period ❤️ 🎉Eritrea great example for success with prosperity of African countries Victory ✌️ 🎉✌️✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💯🎊🎊💯💯💯🙏🙏🙏🙏
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 Ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏Very touching Eritrean Romantic song 🎵 😍 Thanks for sharing Wedi Eritrean Artist T. Wow, great voices 👏 👌
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 19 күн бұрын
Alena walta hager bravo deki Erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ( ግብረ ሰናይ )👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️💪💪🙏🙏
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 Ай бұрын
This beautiful grandma she reminds me a lot my grandma in many ways, first she was from the same place, second hard worker,very sympathetic the way how she speaks ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ beautiful Rodhas she is very kindly with older people you really choose a good person she is fabulous 👌 👏 👍 😍 💖 ❤️ 👌 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🎁🙏🎁🎁🙏💯♥️💯♥️💯🇪🇷💯🇪🇷💯
@nanna9497
@nanna9497 Ай бұрын
God bless Eritrea and Eritreans 🙏🇪🇷
@yordalove37
@yordalove37 23 күн бұрын
Eway amlakh ymelalkum Alena Walta Hager Ksbka koynen ezen ade 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@NahomFilipos-ic3tt
@NahomFilipos-ic3tt Ай бұрын
Kbret yhabkum walta hager mrqa weledi aygadefkum deki rimey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@betelihemghebrehiwet502
@betelihemghebrehiwet502 25 күн бұрын
Thank u so much ❤❤❤ Alena Walta Hager team ❤❤ Rodi xibikti u r so blessed ❤❤❤
@alemseghedkebreab6427
@alemseghedkebreab6427 Ай бұрын
ሮዳስ 💯💯💯 ኣብ ኩሉ ጉዑዞኪ ዓወት ይምነየልኪ !!! ሙዚቀኛ 👍
@tesfialemgebregziabhier453
@tesfialemgebregziabhier453 16 күн бұрын
ማዕብል ኣንበሳ ንህዝብካ ዘለካ ፍቅርን ኣክብሮትን ሓሌቱን ብግብሪ ስለ ዘርኣካና ብጣዕሚ ይሒግስካና ኣለካ። ኣምላክ ትሕስቶካን ዘውጻካዮን ይተክኣላካ ኣምላክ ዘመንካ ይባርክ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrishwedi9922
@abrishwedi9922 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ እዩ ፡❤Alena Walta Hager"!
@nardinadiablessed0811
@nardinadiablessed0811 26 күн бұрын
Eza rodas ktem thti kdmekn elaten eway thtna leke kemtfelten koyna eya tellen goyta ybarkki kexlyo ❤eritrea 🇪🇷🇪🇷adey ayni abayki ydefen tebarekley
@IssakFisha
@IssakFisha Ай бұрын
ሮዳሰ ሐፍተይ ኩሉጊዘ ንጨጎራ ገበረዎ ቃና አለዎ ኩሉጊዘ ንኡ ግበርዎ
@Edu-ow6ft
@Edu-ow6ft 29 күн бұрын
ሰላም ሰላም ኣብዚኣ ነቐፌታ ኣላትኒ አቲ ተቕርብዎ ደርፊ ናይ ቀደም ተዝከውን ብፍላይ ነቶም ዕብይ ዝበሉ❤❤❤
@rahelhaile3511
@rahelhaile3511 Ай бұрын
Maebelino, this is the best musician, very calming music. Keep marching brother. Bless you guys for all the good work.
@amanuelghebrewoldbrixtonia9502
@amanuelghebrewoldbrixtonia9502 27 күн бұрын
ብጣዕሚ ነፍስኻ ዝትንክፍ መደብ ። ❤ ምሃብ ካብ ምቕባል ይበልጽ። 😍
@semeregebru4914
@semeregebru4914 Ай бұрын
ብጥዓሚ ጽብቅ መደብ እዩ ድሕሪ ግዜ ተስፋ ይገብር ኣብ 6 ዞባታትና ናይ ግበረ ሰናይ ትካል ተኸፊቱ ኣብ ሃገረና ጸገምን ድኽነትን ከብቅዕ። ክንደጋገፍ ከለና እዩ ዘጸብቀልና ኣሕዋተይ ሓንቲ ግን ሕቶ ኣላትኒ? ሰብኣይ እንከሎ ዶ ሰበይቲ ቁርሲ ቡን ትባርኾ? ዋላ ውን ብዕድመ ትዓበየት ዝፈልጥ እንተሎ ንኽፈልጥ ዘፍልጠኒ መልሲ ይጽበ
@yirgalmsolomun7587
@yirgalmsolomun7587 Ай бұрын
ጽቡክ ኣለካ ኣይተጋገካን ካብዝይ ምስትዋኣል ከይከውን
@piyase
@piyase 25 күн бұрын
ማዕበል ጅግና ወዲ ጀጋኑ እዚ ኩሉትገብሮ ዘለኻ ኣምላኽ ሙሉእ የትሕዝካ ሓንቲ ሓሳብ ኣላትኒ እዛ ናይ ገብረ ክራር ኣብ እትገብሮ መደብ ደሃይ ቤትና ከም መቐበሊ ኣጋይሽ ኮፍ ኢሉ መዘናገዖም ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ❤ብዝኮነ ፈጣሪ ንህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mihret9662
@mihret9662 Ай бұрын
ሰናይ ስራሕ 🙋🏾🙏🏾🇪🇷🎇❤️። ተመን ኢዩ ።
@selam-yi2op
@selam-yi2op Ай бұрын
Alena Walta hager ztemereqe ybxahkum , zewxaekumo yteklakum fetari 🙏🙏🙏🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 Ай бұрын
ጹቡቅ ስራሕ ማዕበል ሓወይ ብፍላይ ከኣ ደቀምሓረ ዓደይ ዘርኣካኒ ዲጊመ ይርእየኪ ይከውን ዲሲ ሽኾር
@samuelwoldu765
@samuelwoldu765 Ай бұрын
Sweet, kind and polite to the extreme. Love her giggle.
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 Ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 FIRST
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 19 күн бұрын
Temesgen bravo wedi Erey nay behaki tirum derfi Edman tienan yehabka fetari mkeseb hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@teshayhabte7063
@teshayhabte7063 Ай бұрын
መርሓባ ዮርዳ ከመይኣለኹም ጽብቕመደብ ብጣዕሚ እናነድንቀኩም እዛሕንባሻ ቁርስቡን ዳኣ ሰብኣይ ኮሎክን ምሳኽን ተጋጊኽን ባዕላኽን ቆርስክንኦ ብጣዕሚጽቡቕ መደብ❤❤❤።
@user-gl6qo3iz6p
@user-gl6qo3iz6p 23 күн бұрын
ብሓቂ እግዚአብሔር እዩ ልእኽላ ነዞም ሓላላት ገበርቲ ሰናይ ዓስብኹም ካብ እግዚአብሔር ዩ ተባረኹ
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj Ай бұрын
ሮዳስ ምርቓ እዘን ወለዲ ይብጻሕኪ፡
@amanueltesgahuney9935
@amanueltesgahuney9935 29 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ዐድመን ጥዐናን ይሃብኩም
@merkebnamerkeb1786
@merkebnamerkeb1786 Ай бұрын
Please yhwatey 🇪🇷 b like share bmgbar nezi sensy srah netebabayom ab kulu kbaxah ezi senay srah❤🇪🇷♥️🙏🏽
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 Ай бұрын
I wish all Eritreans and youtubers should do the same for our people especially for people working hard. Thank you Alena walta Hager 🇪🇷❤️
@yirgayemane9547
@yirgayemane9547 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘውጻእኩሞ ይተካልኩም ፈጣሪ ፡ኣምላኽ ንህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ ።
@mizanabraha573
@mizanabraha573 28 күн бұрын
መን ክም ማዕበል መን ክም ኣለና ዋልታ ሓገር ክብሪ ዕድመ የሓብኩም ❤
@alemteclu8939
@alemteclu8939 Ай бұрын
ሰላም ሰላም አለና ዋልታ ሃገር ከመይ ቀኒኩም አንቱም ቡሩሕ ተስፍ ሕዝቢ አደና ድማ ዕድመን ጥዕና ይሃብክን❤🎉❤🎉❤🎉 ሮዲ ሽኾር❤❤❤❤
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 19 күн бұрын
Eritreawnet kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@yordakaleab8193
@yordakaleab8193 Ай бұрын
I can't stop my tears when I see my mom fell happy life is too short 😢
@lunatewald4812
@lunatewald4812 25 күн бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ሪመይ ሓላላት ጾሎት ወለድና ኣይፈለየና ኣብ እቲ ምጭዉቲ ሃገርና የረክበና ኣምላክ ❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹🌹💯💯💯
@wiseman2732
@wiseman2732 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጽቡቕ ቁዱስ ስራሕ እዩ!👌👍 እዛ ጛል ከኣ ጠባያ ደስ ክብል🌹💕👏
@wt7061
@wt7061 Ай бұрын
ኩሉ ጽቡቅ ጎዶሎ ዘይብሉ ረዲ ምቅርቲ ነዴታትናን ነቦታትና ዘለኪ ኣኽብሮትን ትሕትናን አዜ የድንቀክን የመስግነክን ጓለይ መዓረይ። ደርፍታት ግን መምስ ዕድሚኦም ናይ በረኽት ወዲገብሩ እንጅነር ኣስገዶም የማነ ባርያ እንተዝኸውን ጽቡቅ ኣለና ዋልታሃገር ንበር ክበር።
@WeldezionAndemariam
@WeldezionAndemariam Ай бұрын
ይበል ድምጺ ናይ ቀደም ኣዘኪርካና ተመስገን ሓወይ ሮዳስ ከኣ ሓሳብ ልብኪ ይሃብኪ ፈጣሪ
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 20) - One Day With Alena Walta Hager
1:49:06
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 37 МЛН
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 56 МЛН
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 37 МЛН