Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 21) - One Day With Alena Walta Hager

  Рет қаралды 129,049

Alena Walta Hager

Alena Walta Hager

Күн бұрын

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 1 100
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 21 күн бұрын
Subscribe - Share - Like - Comment - Zelle - 602 321 6482 join Monthly membership kzbin.info/door/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin 🩷😊
@asmerom1404
@asmerom1404 21 күн бұрын
ሰላም ንዓኹም ይኹን ኣለና ዋልታ ሃገር መድያ።መደብኩም መደብ ሓደ ማዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር፡ብጣዕሚ ኢየ ዝከታተላን ዘድንቓን፡that's why ካኣ እቲ ነቐፌታይ ዘቐምጠልኩም።ኣብ ዝሓለፈ ብክራሪስት ተመስገን(ጨጎራ) ዝቀረበት መድብ ውን ጽሒፈ ኔረ።ንጽባቐ መደብኩም ዘዛሕትል ነገር ትኸውን ኣላ።ምስ ሰናይ ይቕረትኡ እዚ ክራሪስት ተመስገን ብዝተኻእሎ መጠን ነቲ መደብኩም ወይ ነቶም ተሓገዝቲ ሰባት ዝምስጥ ወይ ዘሕጉስ እንተ ዝሃርምን እንተ ዝደርፍን ጽቡቕ መስለኒ።ምስ ጻዕረኛታት ኣደታትን ኣቦታትን ዘይ ከይድ ናይ ፉግራ ግን ደስ ኣይብልን።
@AdeGoyta-p2q
@AdeGoyta-p2q 21 күн бұрын
እግዚኣብሄር እዩ ኩሉ ቋንቋታት ዝዛረብ ። እግዚኣብሄር ዓስብኩም ይክፈልኩም
@tedrosyemane7791
@tedrosyemane7791 20 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ቀጽልዮ
@ferweinig740
@ferweinig740 20 күн бұрын
Selam. Gal. Erey. Jigna. 🙏🇪🇷💒💚🕌🇪🇷🙏
@ferweinig740
@ferweinig740 20 күн бұрын
Kulu. Aynet. Dzareb. 12. Hawaryat. 🙏🙏🙏
@esayasmeasho341
@esayasmeasho341 21 күн бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ክሓልፈሉ ንደሊ እንተኮይና ከም ናይ ኣለና ዋልታ ሃገር ኩላትና እጃምና ንግበር ሱቕ ኢልካ ሃገረይ ጥራይ ምባል እኹል ኣይኮነን ❤❤❤
@uealarudjd
@uealarudjd 21 күн бұрын
Yes xbkti zereba ya amaraxi ka yebilnan
@user-hh8py8us8o
@user-hh8py8us8o 21 күн бұрын
Ane Nezi derafay Betaemi Adenikeyo Metekaekwo Des Mebeleni Tel Sededuley Nedeherit Melisuni Nay Kedem Derfi 💪🏾🇪🇷❤️🌹
@titiyey3789
@titiyey3789 21 күн бұрын
ተሌፎኖም ትጽሐፍልና ዓቅምና ክንሕግዝ
@sarahkebede1728
@sarahkebede1728 21 күн бұрын
Yes we can.🥰🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 21 күн бұрын
ብውሕዱ ላይክ ሳብስክራይብ ብምግባር ነተባብዓዮም❤❤❤❤🎉🎉🎉
@mahariberhane8776
@mahariberhane8776 20 күн бұрын
እታ ቃል ኪዳን ሓሚሙ ሓሚማ ጸሚሙ ጸሚማ ካይትጠልምዮ ካይትጠልማ ትብል ቃልኪዳን ኣብዞም ኤርትራውያን ጥራይ ኢካ ትረክባ
@muzeimogos9652
@muzeimogos9652 19 күн бұрын
True
@ruthghebru8842
@ruthghebru8842 17 күн бұрын
ሓቂ።🙏
@Sawa-1996
@Sawa-1996 25 күн бұрын
ኣደ ኩሉ እያ 👑 ኣደ ብርሃን ገዛ እያ👑 ኣደ ጸዋር እያ 👑 መን ከም ኣዴታት ኤርትራ 👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰 የቀንየለይ የሕዋተይ 🙏🙏🙏
@lulrbahri
@lulrbahri 21 күн бұрын
የቀንየልና ብሩኸይ
@selammehari5683
@selammehari5683 21 күн бұрын
Sawa buruk respect❤❤❤❤❤
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 20 күн бұрын
❤🎉
@gebritbrhane5033
@gebritbrhane5033 20 күн бұрын
Genzebka ybark wedi erey
@Yonas-qy3zy
@Yonas-qy3zy 20 күн бұрын
ኣምላክ ዘውጻእካዮ ይተካኣልካ ሓወይ
@BinAlem
@BinAlem 20 күн бұрын
ምቅርቲ ዝኮነት ሰብ ኣምላክ ኣቦይ ንህዝበይ ሃገረይን ባርከለይ ❤❤❤
@loveall892
@loveall892 20 күн бұрын
Amenn Amenn 🙏
@abebahaile2552
@abebahaile2552 18 күн бұрын
አሜን❤❤
@abebahaile2552
@abebahaile2552 18 күн бұрын
ደቂ:ኤረይ:ኩቡሪት:ፍጥረት::ሸዊት::እሞ:ዘረባአ:ማዓር❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@EritreaEritrea-t6t
@EritreaEritrea-t6t 21 күн бұрын
ቃላት የለን ን ኣለና ዋልታ ሃገርን ንኪድ ጥራሕ❤❤❤❤❤❤
@rahwa7401
@rahwa7401 20 күн бұрын
❤🇪🇷❤
@hss2423
@hss2423 21 күн бұрын
ሮዳስ ንፍዕቲ ጋልና ከመይ ቀነኺ እታይ ዳኣ በለስ ተቅንእና ደለኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ መሳርሕትኺ ዘውጻእኩሞ ይተካኣልኩም ፈጣሪ
@dawittewelde960
@dawittewelde960 21 күн бұрын
ኩሉ ቛንቛ ዝኽእል እግዝአብሔር እዩ ።
@wwpc6518
@wwpc6518 20 күн бұрын
Thanks!
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 20 күн бұрын
Thank you 🙏
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 26 күн бұрын
ድርብ ሓላፍነት ዝተሰከመት ጅግና ክብርቲ ሓፍትና ብጣሚ ነመስግና ስለቲ ሓያላን ብመነባብሮ ዘይተሰነፈት ጅግና
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 21 күн бұрын
ሸዊተይ ጽብቅቲ አብነታዊት አደ ብርክኺ ይጽናዕ ብደቅኺ ጻማኺ ክትረኽቢ እድመን ጥእናን ይሐብኪ አዚኺ ጀግና ኢኺ ።ሸዊተይ ቁኖ ከጸብቀልኪ ጽቡቅ ቁኖ ዋዉ ። ነቲ ክቡር በአልቤትኪ ሙሉእ ምሕረት የዉርደሉ ። አለና ዋልታ ሐገር ሮዳስ ምቅርቲ በቲ ትገብርዎ ዘለኹም ሕጉሳት ኢና በርትዑ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ። ነዚ ጻዕራም ህዝብና ይግቦኡ እዩ ተሜ አዚዩ ጽቡቅ ይበል ክእለት በርትዕ አብ ጎንኻ አለና ጸወታ ንእስነትና አዘኻኺርካና ዶርሖ እዬ ተመስሔ😂😂😂❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@user-pw6vu7yg8y
@user-pw6vu7yg8y 21 күн бұрын
ሰላም ሰላም አለና ዋል ታ ሃገር ከምአኡውን ሮዲ ዓባይ ሰብ ለባም ህብብቲ ብዕሚ ትምስገኒ ኢኺ ረቢ ዘይረአኹሞ ይሃብኩም ❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤️
@salemmelue6084
@salemmelue6084 17 күн бұрын
እዛ ሰበይቲ ግርማኣ ክጽብቅ ኣምላክ ምስ ፍሽክታኪ የንብርኪ ማዕበሊኖ ምስ መሳርሕትካ ናይ በሓቂ ዋልታ ህዝቦም
@gualdengelmariam2364
@gualdengelmariam2364 21 күн бұрын
ክንደይ ደስ ክትብል እያ ወደይ እዛ ሓፍቲ ትሕትናኣ ፍሽክታኣ ❤❤❤ ኣምላኽ ዘይሓስርብክዮ በረኸት ይሃብኪ።
@user-eu5nw6pv6n
@user-eu5nw6pv6n 20 күн бұрын
Amen Amen Amen
@ey507
@ey507 21 күн бұрын
ኸሉ ኤርትራዊ በብዓቅሙ ወላ 10 ሳንቲም ን ኣለና ዋልታ ሃገር ንሓግዞም ነተባባዓዮም ውጽኢቱ ብግብሪ ንዕዘብ ኣለና 🇪🇷❤️💪👍👏🙏
@tesfausnqey3633
@tesfausnqey3633 19 күн бұрын
Algs nay KZbin z’akebo teref xgabu eyu zhbom zelo qdmi hji ndmhrti do gelu zewaxanayo ashhat genzebna eyu bmelkia hagez zhbom zelo. Bzkone gn hagazi tekonka ab gorobietka bzuhat xgumat alewu ab Eritrea hagzom aqmka kemu ena ngebr rayuley aykonen.
@-se9hk
@-se9hk 16 күн бұрын
ሓኽካ ከመይ eyou
@mhretnegash738
@mhretnegash738 20 күн бұрын
ኣብ ዓለም ብጀካ ክብደት መናባብሮ ሕማቅ ሰብ የለን ጽብቅቲ ጅግናን ዝኮነደት ኣደ ናይ መን ከ ክትወስድ ኩለን ኤሪትራውያን ኣዴታት ኮ ብደቀን ሃገረንን ዝመጸን መስዋእቲ እየን ዝከፍላ ❤❤❤
@user-vo6fz4uy3o
@user-vo6fz4uy3o 21 күн бұрын
ግርማ ተከደኑ ኣለና ዋልታ ሃገር ብሓቂ ደስ ክትብል ኮይና ማዕበል ሓወይ ኣምላክ ዘውጻካዮ ይተክኣልካ ተባረክ ኣምላክ ኣቅሚ ይሃብካ ህዝብካ ክትሕግዝ ❤❤ሮሲ ሽኮር ንፍቅ ኣቢልካኪ ኢና ንቅኒ❤
@grmayteklay738
@grmayteklay738 20 күн бұрын
Tack!
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 20 күн бұрын
❤🎉
@grmayteklay738
@grmayteklay738 20 күн бұрын
​@@TediRos-kt1gh❤
@gfhhffghgff784
@gfhhffghgff784 21 күн бұрын
መልሲ ንሕቶኺ ኩሉ ቃንቃ ዝኽእል ኢት ኩሉ ዝኽእል እግዚኣብሄር ኢዩ።
@awetaweasemblnio3215
@awetaweasemblnio3215 8 күн бұрын
No Xemam eyu coz 🧏‍♂️ Xemam seb Abe zekde keydu Abe Kelu alem Kelu eyom Zekeiu coz 1 hanti eya Qankukuom
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 20 күн бұрын
ኣቤት ትሕትና ምስ ተጻዋርነት በልስከ ጻማኪ እግዚኣብሄር ብ ደቂኪ ይክፈልኪ ሮዳስ ሓፍትና ድማ ይብል ትሕትና ዘለዎ ኣቀራርባ እዚ ናብራ ክሓስም ምስ ቀያየረት ሲ ዚተሓብኣ መልክዓ ወጺኡ ሽኮር ❤
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 26 күн бұрын
ናይ ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ናይ ጅግንነት መርኣያ ንፍዕቲ
@luchiat1829
@luchiat1829 20 күн бұрын
ማዕበሊኖ ብር ክትብል ተሐጎስ ዕድሜኻ ንእሽተይ ሐሳብካ ግን ዓቢ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 20 күн бұрын
ኣደ ጽንዕቲ እያ ነዚ ኹሉ ጸይራ ትኸይድ። እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን።
@sameraomer711
@sameraomer711 21 күн бұрын
ሮዳሰይ.ከመይ...አለኺ.አነ.ዳሐን.እየ.ተሜ.ጡዑም.ድምፂ..ነይ.ቀደም.ትዝታታት...አዘኪርካኒ.ዕድመን.ጥዕነን.ያሀብኩም..አሜን..ሸዊተይ..ንፉዕቲ.አደ...አነ.ከማን.ከማኺ...ከርተት.ኢለ.ሰለስተ.ደቀይ.አዕብየ..ክዳውንቲ.ነይ.ሰብ.ገዛ.ገዛ.ሐፂበ.አዕቤዬም...ተማሂሮም..አገልጉለት.ዋርሳይ.አለው..አነ.ድማ.ሕጂ.አብ.ስደት.አለኹ.አብ.ሱዑዲ.ዐረብ.አለኹ.....ሐደ.ማዐልቲ.ክንራኸብ.ኢነ..አጀኺ..
@asmerashikor9254
@asmerashikor9254 21 күн бұрын
Ajoka haftey natey ❤❤❤❤❤
@user-fs4rg6jw6p
@user-fs4rg6jw6p 19 күн бұрын
ጽብቅቲ አደ እያ እዝአስ ተዝምችዋ በርትዒ ጽባሕ ካልእ ማዓልቲ እያ ተሰፋ ጥራይ ምሕረት የውርለዱ ባዓል ገዝአ
@habtomtekie8717
@habtomtekie8717 21 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕብን ተግባር ዩ ኢምላኽ ንህዝብና ይባርኽ። እቲ ደርፊ ግን ሲ ነቦታት ይኹን ነዴታት ሓቦ ዘስንቕ, ዝውድስ, ዘተባብዕ እንተ ዝኸውን ዝያዳ ትርጉም ምሃለዎ።
@asushkor1407
@asushkor1407 20 күн бұрын
Betiem mesati medeb u Rodi shkor 😍😍😍meqeliliti ❤shwite haftina dema edmen tienane yehbki
@teklitmahari5061
@teklitmahari5061 21 күн бұрын
ጀጋኑ ኣባላት ዋልታ ሃገር ኩሉኩም ብቲ ትገብርዎ ሰናይ ነገር ይግዛኣቢሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ♥️🇪🇷👍
@meharistifanos2407
@meharistifanos2407 21 күн бұрын
ብሓቂ ኣባላት ኣለና ዋልታ ሃገር ሓንቲ መዓልቲ መግለጺ የብለይን ሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ፈጣሪ፡ሮዲ ሽኮር ክኣ ኩሉ ነገራትኪ ንፍዕቲ ትሕትናኪ ኣቃባብላኪ ኩሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ምስ ሸዊታ፡።❤❤❤❤❤🎉
@solomontekeste715
@solomontekeste715 24 күн бұрын
Thank you ማዕበል ሮዳስ ኣጋይሽ ሸዊት ሓብትና በዓልቤትኪ ምሕረት ይሃብ ተሜ ግሩም ድምጺ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ሽግርካ ይርኣየልከ ኣሜን
@user-rp1rv5vb7w
@user-rp1rv5vb7w 21 күн бұрын
ኣለን ዋልታ ሃገር ናይ ባሓቂ ሃገራውት ሚድያ ኣጆኹም ነብሪ ታሪክ እዩ እዚ
@TesfaldetAbera
@TesfaldetAbera 25 күн бұрын
ጺቡቅ ተግባር እግዝአብህር ዝፈቲዎ ስራሕ አምላኪ ምሉእ ገሩ ይሃብካ❤🎉🌹🌹🇪🇷🇪🇷🙏
@hannahaile5669
@hannahaile5669 20 күн бұрын
እዋይ ቃላት የብለይን ነዚ ዝሐሰብኩምን ትሰርሑ ዘለኩምን እግዝአብሄር ምሳኩም ይኩን አምላክ ይሕጎስ ሰብ ይምሀር ቅዱስ ተግባር🌹🌹🌹🙏
@leulaweldeab4962
@leulaweldeab4962 24 күн бұрын
ኣታ መጸለል ጮጎራ ❤️❤️❤️❤️❤️መግለጺ ስኢነልካ እዝግኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏
@user-ui8eo6rv8x
@user-ui8eo6rv8x 19 күн бұрын
ሮዲ ሽኮር ደቂ ኤረይ ማዓረይ ዘልኣለም ሰሓቁ ❤❤❤❤
@tsegaiabadi9611
@tsegaiabadi9611 24 күн бұрын
The only Chanel from Eritrean KZbinrs AWH god bless you 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Erei1
@Erei1 20 күн бұрын
አለና ዋልታ ሀገር ከምቲ ረዚን ሽምኩም ስራሕኩም ረዚን ብአምላክን ብሰብን ዝሕጉስ ቅዱስ ስራሕ ትሰርሑ አለኩም. አብትሰብ ዝፈጥሮ ሓጎስን ባህታን ዝራአ እዩ አብዘይብልካ ግዜ አይኮነን ቀለብ ሙሉእ 10 ናቅፋ ሰብ ክሕግዘካ ከመይ ከምዝሕጉሰካ እትዝፈልጥ እዩ ዝፈልጦ ስለዚ ብዛዓባኩም ንምግላፅ ቃላት ይውሕደኒ አምላክ ዘውፃእኩሞ ይተካአልኩም ዕድመን ጥዕናን ይህብኩም ብኩሉ ነገር አምላክ ይባርኩም 🙏❤❤❤❤❤
@yirgalmsolomun7587
@yirgalmsolomun7587 20 күн бұрын
ኣብዚኣ ሮዳስ ምስ ናይ ይቅረታ ጽቡቅ ገርኪ ኣብርህሎም ብዛኢባ ኣለና ዋልታ ሃገር ክትነግርዮም ከለኪ
@kisanethaile6074
@kisanethaile6074 20 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ። ግ ን በጃኩም። እዞም ደረፍቲ ዘዘናግዑ ክኮኑ ኣለዎም። ❤️
@yemanegebregziabher8881
@yemanegebregziabher8881 21 күн бұрын
ሰላም ሮዲ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ግን ሮዲ ኢቶም ሙዚቀኛታት ነቲ ሰብ ዝገልጽ ደርፊ ኢንተዘቕርቡ ብዝያዳ ምጸበቅ ንኣብነት ኢዛ ሓፍትና ኣደ ጽንዓት ኢያ ጨጎራ ግን ብዛዕባ ሓንቲ ጠላም ኢዩ ዝደርፍ ነሩ ስለዚ ንዓኣ ዝገልጽ ኢንተዘቅርብ ዝያዳ ምጽበቅ
@leulaweldeab4962
@leulaweldeab4962 24 күн бұрын
ኣባላት ኣለና ዋልታ ሃገር ኢዲኩም ይምላእ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾ርኣይዋሞ ክትጽብቕ በዛ ንእሽተይ መታባብዒ ከመይ ቅይር ኢላ ናይ ባሓቂ ታሓጉሰ በጃኻትኩም ንእሽተይ ሓገዝ የላን እሞ ኣባልነት ንምላእ ንጻዕራማት ይሕዋትና ሞራል ንሃብ ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 20 күн бұрын
ግርማ ተኸደኑ ዋልታ ሃገሮምን ህዝቦምን ኣለና ዋልታ ሃገር❤
@tsgehabte7038
@tsgehabte7038 25 күн бұрын
አላም ሸዊት ምሕረት የውርድ ባዓል ቤትኪ ጥዕና የሃቢ ❤❤
@negatewelde6447
@negatewelde6447 21 күн бұрын
ናርዶስ ሐፍትና ቃላትኪ እቲ ንፁህ ሊብኪ ስነስዐትኪ ክብረትኪ
@semsem4563
@semsem4563 20 күн бұрын
ብጣዕሚ ኣለና ዋልታ ሃገር ዝገብሩዎ ዘለዉ መግለጺ ዘይብሉ ስራሕ ኩላትና ኤርትራውያን ኣእጃምና ን ሓግዝ ን ህዝብና ንኹን ❤
@user-vi8yl4sj2x
@user-vi8yl4sj2x 20 күн бұрын
ዋውውው ብ ጣዕሚ ደስ ዝብል ነገር አዩ ከመይ ሰብ ካብ እገለ ሓሪሳ፡እገለ ጠኒሳ ዝብል ወረ ኪሰምዕን ኣብ ዘይተክም ጸርፍን ባእስን ዝዊዕል ነዚ ብ ስጋካን መንፈስካን ቲትቀመሉ ነገር ሚራኣይን ምስማዕን እንተነፊዕካ ዊን ብ ኣቅሚካ ትሕግዘሉን ሰናይ ነገር አዩ ሞ ቀጽሉዎ ተገዲስና ኢና እንዕዘቦ።ከም ሪኢቶ ዊን ናይቲ ዝሕገዝ ሰብ ተለፎን እንተትጽሕፉዎ ጽቡክ ነይሩ ከመይ ሰብ ብ ውልቁ ዝሕግዝ ስለ ዝክእል ።አብ ሂወትኩም ጥዕና አብ ስራሕኩም አሳልጦ ይምነ ፡ሰሰናዩ ኣብ ዘለናዮ ።❤❤❤❤❤❤
@solomontekle7002
@solomontekle7002 19 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ፣ ንፍዕቲ ኣቕራቢት መደብ፥ ፍሕሽውቲ ሰበይቲ፣ ክኢላ ክራሪስትን። 100/100
@wwpc6518
@wwpc6518 20 күн бұрын
What a transformation, Bless, she is so beautiful, Thank you again for going back to D/M and finding the musician/artist / Temme, let's support him the same as Wielderufael Birhane organising the fundraiser to hear his record, Bless you all, and keep it up the good work, much love and respect from around the world
@user-pw6vu7yg8y
@user-pw6vu7yg8y 21 күн бұрын
ርሻነይ ድማ አጁኺ ብደቅኺ ክትካሐሲ ኢኺ ኩሉ ይሐልፍ እዩ ጥዕና ጥራይ 🇪🇷❤️🇪🇷
@yirgalemyohannes4769
@yirgalemyohannes4769 20 күн бұрын
አለና ዋልታ ሀገር ቀፆልዋ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@SolomonYowhans
@SolomonYowhans 20 күн бұрын
ብጣዕማ ጽቡቕ መደብ ዘጥፋካዮ ዓጸፈታ ገይሩ ይምለሰልካ ፈጣሪ ነቲ መደብካ ኽምዕብል ነዞም ሓገዝ ዘታባባዕካዮም ሓደ ማዓልቲ ኣኪብካ ንኽሎም ከም ሰነድ ናይ ሓባር ዕላል ዓድሞም።
@danafredriksson4206
@danafredriksson4206 21 күн бұрын
በሃቃ ተሜ ሃወይ ንህጂ ትኳነና ደርፊ ኢካ ደርፉካልና። ናይ ሃገር ደርፊ በዚ ህጂ እዮ ዘድልይና ዘሎ።👆❤️👆🇪🇷👆❤️👆🇪🇷👆❤️👆🇪🇷🌹🌹
@mengstewldi7378
@mengstewldi7378 20 күн бұрын
ሰላም ዝኸበርኩም ደቂ ኽቡራት ብሓቒ ዘገርም ባህዘብል ሓገዛት ነዛ ክብርቲ በዓልቲ ሓዳር አደ ቆልዑ ዝኾነት ሰሪሓ ሓዳራ ክትአሊ ላዕልን ታሕትን ጻዕረኛን ልቦና ዘለዋ አደ በዓልቲ ምሉእ ሓቦን ተስፋን ነመስግና ዕድመን ጥዕናን ንምነየላ ምስ ደቃን በዓል ቤታን ምሕረት ይሃቦ እግዚአብሄር ፈጣሪ አሜን ?
@eftereladebas5818
@eftereladebas5818 21 күн бұрын
መርሓባ አሎና ዋልተሃገር ጽቡቕ ስራሕ ከማኻም ይብዛሕ🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷
@ftsumselomon8022
@ftsumselomon8022 20 күн бұрын
ኣሰይ እዛ ጋለይ ክዳን ሓበሻን ባህላዉ ክዳን ናይ ሃገርናን ብጣዕሚ እዩ ዘማዕረልኪ፡ እንተ ኺኢልኪ ናይ ኩለን ቢሄራት ኣላብስ ወይ ክዳን ክትኽደኒ ፈትኒ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብልን ነቲ ባህልን ተላልይን በርቲዒ ቀጽልዮ ኣምላኽ ይሓግዝኪ ሽኮር ናተይ❤❤❤❤❤
@Alemxewar-t4n
@Alemxewar-t4n 20 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ እዩ ኣምበሲት ኣቤት ዓቕሊ ትሕትና😊
@nanna9497
@nanna9497 25 күн бұрын
እግዚአብሔርም ስውም ደስ የሚያስኝ ፕሮግራም❤ ማእበል ሮዲ ሁላችሁም የዚ ቅዱስ ፕሮግራም ተካፋዮች እግዚአብሔር ጸጋውን ያብዛላቹ🙏 እግዚአብሔር አገራችንን ኤርትራን ህዝቧን ይባርክ 🙏🇪🇷
@user-kd8sk2ir2h
@user-kd8sk2ir2h 21 күн бұрын
💒🕌🤲🙏
@selamyemane5585
@selamyemane5585 20 күн бұрын
ኣጆኪ ማማየ ብደቅኪ ክትክሓሲ ኢኪ ኣምላኽ ምሳኪ እዩ ኣደ ብርሃን ገዛ
@nevegiveupghebrehiwet3485
@nevegiveupghebrehiwet3485 25 күн бұрын
Thanks
@nevegiveupghebrehiwet3485
@nevegiveupghebrehiwet3485 25 күн бұрын
You welcome
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 20 күн бұрын
❤🎉
@SH-xg2lv
@SH-xg2lv 19 күн бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 I can't stop crying 💔 my city where I grew up ufffff the memories OMG, 30 years away from my hometown....keba alem ....my house was a minute from there......thanks Rodas shkor for showing us our Dc❤
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 20 күн бұрын
ሮዲ መደብኪ ጽቡቕ እንድዩ ዘሎ፡ ካብ ደርፊ ግን ሕክያ ዝያዳ ምሓሸ ብፍላይ ቀዳማይ ዙርያ ብዙሕ ዕላላት እዩ ዘለዎም፡፡
@sarahkebede1728
@sarahkebede1728 21 күн бұрын
I am happy to be a part of you. It is nice work. I can’t wait for next week. 🥰🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@samiraosman2142
@samiraosman2142 20 күн бұрын
💐🌷💐🌷💐ኩፍእ ናብራ እንበር ኩፍእ ሰብ የለን.::
@NuriaNuria-bv4yj
@NuriaNuria-bv4yj 21 күн бұрын
ኩሉኹም ተሳተፍቲ አለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩ ብጣዕሚ ዘሑጉስ ብዚትገብሩወ ዘለኹ ብጎይታ ርኸብወ ሙሉእ የትሕዝኩም
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 20 күн бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩሉኹም ኣባላት ዋልታ ሃገር ሽዊት ምስ ተቖነንኪ ክትጽብቂ ኾይንኪ ❤❤❤❤❤❤
@desietvmogitmogit2124
@desietvmogitmogit2124 20 күн бұрын
ማዕበል ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣምላኽ ይባርኻ ንሕዝብኻ ምሕጋዝ ኣዝዩ ዓቢ በረኸት እዩሞ ናይ ኩልና እጃም እዩ ኪቕጸልን ክበረታታዕን ዘለዎ እዩ ኣምላኽ ንሕዝብናን ሃገርናን ይባርኽ ።
@habtekehase3802
@habtekehase3802 20 күн бұрын
ሰላም ኣለና ዋልታ ሃገር ሚድያ ነዚ ናይ ጽጉማት ትገብርዎ ዘለኹም ሓገዛት ብጣዕሚ ጽቡቕ ተበግሶ ኩሉ ሰብ ክስዕቦ ዘለዎ ተግባር'ዩ። ኣብዚኣ ግን ሓንቲ ቅር ትብለኒ ፡ እቶም ዝሕገዙ (ጽጉማት) እታ ማዓልቲ ኣብ ክንዲ ታሓጒሶም ዝውዕሉ ኣብ ሞንጎ ናይ ትዝታ ደርፊ እንዳ ጋበዝኩሞም ምስቲ ዘለዎም ጸገም መሊሱ ኣብ ትዝታ የእትዎም ኣሎ'ሞ ነዚኣ ኣብ ግምት ኣእትውዋ። ካልእ ብጣዕሚ ጽቡቕ።🙏🙏🙏
@senineg
@senineg 18 күн бұрын
I appreciate you so much for helping others proud of Eritrean as Walta Hagar Alena God Bless. Take care
@m.t2185
@m.t2185 20 күн бұрын
ሰላም ሽኮሪና ብጣዕሚ ንፍዕቲ አምላክ ይሓግዝ ደስ ዝብል ትገብርዎ ሓገዛት ተሜ ጮጎራ ክደርፍ ብጣዕሚ ቢ ፍስካ ዝደርፎ ውን ደስ ይበል ንገርዮ አንበሳ ፅብቅ ደራፋይ
@wt7061
@wt7061 21 күн бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኤርትራዊት ኣደ ጅግና ጽዒራ እያ ትበልዕ ሕጉስ ኢለ ምቅርቲ ሓፍተይ ኣለና ዋልታ ሃገር ጽቡቅ መደብ እያ ቀጽልዋ።
@danafredriksson4206
@danafredriksson4206 21 күн бұрын
አየ ተሜ ሽኳር መሃዙት አዘኪርካና ዕላል ደቂ ኤረ ሽኳራት ተዋዘይቲ ጭዋታትን ኩብራትን።ዓይኒ አይኒ አባይኩም።👆❤️👆🇪🇷✊💪🦁👑🌹🫶
@beniyammehari7558
@beniyammehari7558 21 күн бұрын
ኻብ ደቐ ምሓረ ደስ ዝብል ጽሩይ ከተማ ! ይቐንየልና ሮዳስ !
@shamfesha4974
@shamfesha4974 20 күн бұрын
ብሓቂ ዝምስገን ስራሕ ቡዙሓት ኣብ ማስ ሜድያ ንፈልጠኩም ብዘረባ ሓያላት ብግብሪ ግን ንኣለና ዋልታ ሃገር ዝዳረግ ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽበን ክብርን ሞጎስን ማዓበልኖ ምስ መሳርሕትኻ❤❤
@militeteklemariam6504
@militeteklemariam6504 20 күн бұрын
😱 ብእጋጣሚ ርኤዮ ብጣእሚ ዝፈተኹዎ እዝኹሉ መልክዕ ተሕቢኡ ኔሩ ሽኮሪና ሮዳስ love the way you talk and your time with everyone 😘
@nazrietgebrehiwet4745
@nazrietgebrehiwet4745 21 күн бұрын
ኣንቆዕ ብሐን መጻእኩም ደቂ ኤረይ ቅጭናት እዛ ሕቶኪ ክንምልሳ ክፍትን ፓፓጋሎ ይመስለኒ
@MerhawitIsaak
@MerhawitIsaak 18 күн бұрын
Ane keman qoblabileya abta felema kthatt kela
@user-ff1pp6fs7o
@user-ff1pp6fs7o 19 күн бұрын
Proud of you Mabel hawey with your team these is an amazing 👏 program and you will have more blessings in your life.❤
@selam-yi2op
@selam-yi2op 20 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር 🇪🇷ዘውጻእክሞ ይተክኣልኩም። ደስ ትብል ጅግና ኣደ ፡ እንተ ደርፊ ግን ዳግመ ግምት ግበርሉ።
@jubilee_john4862
@jubilee_john4862 19 күн бұрын
What an artist, one of Eritrea’s best KiRaR player!!
@zerietnguse8584
@zerietnguse8584 20 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ። እዛ ዝሓተትካ ሕቶ ከኣ ከም ዝመስለኒ ኩሉ ቃንቃ ዝክእል ጸማም ኢዩ መስለኒ🙏
@yosephmichael3165
@yosephmichael3165 20 күн бұрын
ንተሜ ውን ዝለዓለ ምስጋና ኣቕርብለይ ጥዑም ደርፍታቱን ዋዛታትን
@awetsport6812
@awetsport6812 21 күн бұрын
ኣምላክ ❤ ሓይሊ ,ጥዕና ይሃብኪ
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 20 күн бұрын
ውሃቢ ኩሉ ብዓል ቤት እግዚኣብሔር ኢዩ ስለዚ ኩሉ ቋንቋ ዝኽልን ዝህብን እግዚኣብሔር ኣምላክና ኢዩ ለቱ ስብሃት ይኹኖ ኣሜን ። ❤
@elisahagos5006
@elisahagos5006 25 күн бұрын
Thanks!❤
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 20 күн бұрын
❤🎉
@mihretkahsay5851
@mihretkahsay5851 20 күн бұрын
Walta hager yekenelna sbuk srah my God bless you oll ❤]❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@edenasfaw9409
@edenasfaw9409 21 күн бұрын
I am so happy to see so many people donating… keep it up… ❤️❤️❤️❤️
@jubilee_john4862
@jubilee_john4862 19 күн бұрын
Happy to see this sweet lady is being helped! God bless her and all of you!
@selamteamr5697
@selamteamr5697 20 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ሰሱኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ መመሊስካ ትሕበን መግለጺ ቃላት ይሓጽረኒ ❤❤❤❤❤❤❤
@selemunberhane8703
@selemunberhane8703 20 күн бұрын
Everything Perfect alena walta hager. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@kibrommilash9937
@kibrommilash9937 20 күн бұрын
ሓረምቲ ክራር ዝመርጽዎ ደርፍታት ናይ ምትካዝ ዘይኮነስ: ነቶም ዕዱማት ዘዘናግዕ: ዘሐጉስ እንተዝኸውን። እንተ እቲ እትገብርዎ ኩሉ ነገር ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ ቀጽልሉ።
@yohannesgebreisus1513
@yohannesgebreisus1513 14 күн бұрын
The Eritrean people are good people ,Thank God I am still from the Eritrean people....❤❤
@hideatg6312
@hideatg6312 20 күн бұрын
What a beautiful beautiful woman. A perfect example of Eritrean moms
@Yonas-qy3zy
@Yonas-qy3zy 20 күн бұрын
መደብ ኣለና ዋልታ ሃገር መግለጺ የብለይን ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ፈጣሪ ዘውጻክሞ ይተካኣልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንክሉኩም
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 25 күн бұрын
Subscribe - Share - Like - Comment - Zelle - 602 321 6482 join Monthly membership kzbin.info/door/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin🩶😊
@user-id5fs1ex6b
@user-id5fs1ex6b 19 күн бұрын
ኣሰይይ ክትጽብቃ ክልቲክን❤❤❤ ኣለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ፈጣሪ ከምዚ ጊርኩም ንህዝቢ ምሕጋ ኣብ ኣምላክ ተከፈልዎ
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 21 күн бұрын
እዴታትናን የሕዋትናን ማዕረ ክንደይ ጻዕረኛታት ካብ ምዝራብ ምስራሕ ዘቐድማ ዓቃላት ትዕግስተኛታት መምህራን ሕብረተሰበን እየን ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓለን፡፡ ኣለና ዋልታ ሃገር ብተቕርብዎ መደብ ብዘይምቁራጽ እየ ዝከታተለኩም፡፡ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡፡
@brktiketema1299
@brktiketema1299 20 күн бұрын
ብጣዕሚ አለና ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘለኩም መግለጺ ዘይብሉ ስራሕ ብኣምላክ ርከብዎ። ሮዲ ከኣ ምቅርቲ❤❤❤
@user-gs8zp9yf4p
@user-gs8zp9yf4p 21 күн бұрын
ሰላምታይ ኣይረሳዕኩን ንኩሉኩም ተሳተፍቲ ሰናይ ምግባር ብትገብርዎ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ፣ የቀንየልና 🙏ሮዳስ ሓፍተይ ደስ ዝብል ትሕትናን &ፍሽክታን እዩ ዘለኪ ቀጽልሉ ግን ሓንቲ ርኢቶ ኣላትኒ እቶም ዝቀርቡ ወለድና እዮም ማለተይ ዘመናዊ ስኦም ብዙሕ ኣይከይድን እዩ፣ ምስ ባህልናን ክዳን፣ ሓበሻን ፣እቲ ትገብርዎ ህድሞ፣ ድዩ ዋላ ሆቴል ውን ናይ ሓበሻ ዝገልጽ እዩ ትገብርዎ ምስዚ ዝከይድ ግን (ዋጣ) እዩ፣ ብዋጣ ዘትገብርዎ ደስ ምበለና ምስ ይቅረታ 🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@yunusyousuf1766
@yunusyousuf1766 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤Nice music thank you walta hager good job ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤well done.
@berekhetkfle9556
@berekhetkfle9556 25 күн бұрын
ብራቮ ሮዲ ቁዱስ ስራሕ ትሰርሒ ኣሎኺ ዕድመን ጥዕናን ኣሳልጦን ይግበረልኪ ንኹሉኹም ስድራቤት ዋልታ ሃገር
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 20 күн бұрын
❤️ Dear Rodas, you have great sense of humor. Keep it up qual Erey. Thamk you Alena Walta Hager for this great work ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Daeroadebo
@Daeroadebo 21 күн бұрын
ካብ ህዝብካ ምሑጋስ ምራይ እንታይ ኣሎ ኣለና ዋልታ ሃገር ምስጋና ናዓኩም
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 22) - One Day With Alena Walta Hager
1:36:42
Throwing Swords From My Blue Cybertruck
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 11 МЛН
English or Spanish 🤣
00:16
GL Show
Рет қаралды 18 МЛН
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Hungry FAM
Рет қаралды 12 МЛН
LIYA SHOW HAPPY NEW YEAR 🎆🎊🎈
LIYA SHOW
Рет қаралды 1,2 М.
ምስሉ ወዲ 8 ዓመት ዕድሚኡ ወዲ 17 ዓመት # New Eritrean Video 2024
35:32
Throwing Swords From My Blue Cybertruck
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 11 МЛН