ዘይተነግረ’ምበር ዘይተገብረ የለን ንሰበይቲ ስዉእ ሓዉ ዝደፈረ መጻኢ ክልተኦም ከመይ ኰነ

  Рет қаралды 19,303

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
• ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
ዘይተነግረ’ምበር ዘይተገብረ የለን ንሰበይቲ ስዉእ ሓዉ ዝደፈረ መጻኢ ክልተኦም ከመይ ኰነ
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Пікірлер
@ዋርሳይወዲይከኣሎ
@ዋርሳይወዲይከኣሎ 10 ай бұрын
😭🕯️😭 ዳኒኤል ኣይኮነን ዘህርከኒ ጠንኪን መበጊሱኡ እዞም ዓጋመ ዝገበርዎ እዩ ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንስዩምን ንከምኡ ዝኣመሰሉ ህወቶም ዝሃቡ ኣናብር ኤርትራዊያን💯🇪🇷💕💯🇪🇷💕💕🇪🇷💯🇪🇷💕
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 10 ай бұрын
Agame rgumat daa Amlak nay Edom yhabom
@Tirhasgalahfrom
@Tirhasgalahfrom 10 ай бұрын
Mesken agme ketbu tsehay arbtkum jelfafat
@brged885
@brged885 10 ай бұрын
ስደት ከመይ ኣሎ ባርያ😂😂😂
@salamah2282
@salamah2282 10 ай бұрын
ሓሳዊ 🤮🤮
@yonas5644
@yonas5644 10 ай бұрын
​@@brged885 ካብ ባርያ ህወሓት ደኣ ናይ ኢሱ ኣንበሳ ይሓይሽ በርገር ንከብዱ
@Kidundrar
@Kidundrar 8 ай бұрын
ኣናብባ እቲ ትመርጾ ልቢ ወለድ ኣዝዩ መጻጢዩ 10000% እዘን ኣዋልድ ኣብዛ ቻነል ዝዝርጋሓ ዘለዋ ቁሩብ የሰልችዋኻ ነቲ ናትካ ኣናብባ ክንደሊ ናተን እናበዘሐ ቁሩብ የሰልችወና ሎ በጃኻ ንስኻ ጥራይ እባ ጸዓነላ ምስናይ ይቅሬቱኡ ግን
@L.Nuguse
@L.Nuguse 8 ай бұрын
Kkk sereqti hasewti werar shaebya bzbl astekaklo kab natatkum jignnet nwedseb ymharo hademti hasewti
@tirhasbirhan3065
@tirhasbirhan3065 6 ай бұрын
Zgerem zanta
@ዕባይመደበር
@ዕባይመደበር 10 ай бұрын
Thank you so much!!!bsemitka tegezieka tegebro negerat meqxaetu kebidyu ewayy nsa gn meskeneyti😢😢😢
@hani-zc3yk
@hani-zc3yk 10 ай бұрын
ካብ ከምዚ የድሕነና
@antonyo5484
@antonyo5484 10 ай бұрын
ብጀካ ሕማቕ ዛንታ ኣብ ጽቡቕ በጺሖም ኢልካ ዕላል የላን ኤረትሪን
@yonas5644
@yonas5644 10 ай бұрын
እንታደካ ይምልከተካ ሑልኩስ
@SiG-j1c
@SiG-j1c 9 ай бұрын
ወያነ ሓሳድ ከላ ጽቡቅ የለን
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ 7 ай бұрын
​@@SiG-j1cበጃ ወያነ ጋሕ በል
@alextshige6170
@alextshige6170 9 ай бұрын
😢😢😢
@ليلى-ص9و
@ليلى-ص9و 2 ай бұрын
💔😢
@desawitweldezghi
@desawitweldezghi 9 ай бұрын
😢😢😢😢
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 10 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበሎም፡ ሕማቕ ዛንታ!! ኣብዚ ክብሎ ዝደሊ ግን በጃኹም ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ኣብ ጽልኢ ኣይንንበር። መንእሰይ ኤርትራ ልዕሊ ፍርቂ ኣብ ስደት ዝነብር ዘሎ፡ ብሰንኪቲ ግዕዙይ ምሕደራ ኢዲክታቶር ኢሰያስን መጋበርያኡን ኢዩ። ስለዚ ነዚ ከም ጸሓይ ዝደመቐ ሓቂ ጎሲና ብፍምሕላፍ፡ ንጎረቤትና ኣብ ምሕማይን ኣብ ቀጻሊ ጽልኡ ዝዘርእ ቃላትን ተጸሚድና ንእግዚኣብሔር ኣይነቐይም በጃኹም። ሃገርና ህዝብናን ሰላም ረኺበን ዝተሰደደ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ናብ ዓዱ ክምለስ ከም እስራኤላውያን፡ ዘይጠቅም ሓሳብን ቂሚን ገዲፍና ናብ ኣምላክ ንመለስ። እንተዘይኮይኑ ግን ኣይኮነን ኣብ ስደት ዘሎ ክምለስ። እቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ውን ብፍጹም ክንስእኖ ኢና። ከምቲ ቃል ኣምላክ ዝብሎ ፈጸምቲ እቲ ዘይተርፍ ትንቢት ቅዱሳን ኣብ ወንጌል ማቴዎስ ምዕራፍ 24 ዘሎ ክንከውን ምዃና ዘይተርፍ እዩ፡ እሞ ሓደራ ኣሕዋት ነዚ ግዜ ነንብቦ። እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን።
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 7 ай бұрын
🎉🎉🎉ብጣዓሚ ዝካታተሌካ ናብቲ ድሕሪ 16 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ከለኹ ልቢ ወለድን ታሪኽን ክሰምዕ ምናዳ ሰንበት ቀዳምን ካብ 8 ሳዓት ናይ ንግሆ ኢየ ንሮድዮና በትሪ ጌሬ ሓቢኤያ ዝሓድር ኔሬ እሞ ለምቅነ ከም ገለ ክብል ነዛ ናሃትካ ቻነል ረኺበያ ሩጉእ መፈስን ጡዑም ዝኽርን ፈጢርለይ ኣሎ ባህታ የ ካብ ኢስራኤል እተ ትረኽበኒ ሓቄኛ ፍጻመ ፍቅሪ እቶም 4 ተ" የዑሩኽ ካብ ኤርትራ ክሳብ ሽመልባ ኢስራኤል ኣውስትራልያ ኤሜርካ ተፋናጪልና ንነቡሮ ዘለና ጡዑም ተዝኩሮ ፍቅሪ ዓድን ኣብ ስደትን ዘዛረበ መፈጸምትኡ ከመይ? ኮነ ዝብል ምነገርኩኻ ሞ መዛታኻዮ።🎉
@andomkibreab2951
@andomkibreab2951 6 ай бұрын
Hasawi, worar hgdef u
@L.Nuguse
@L.Nuguse 8 ай бұрын
Adekum keytetefe etemtsu mehferti sebat ekum deqi hade lbi kkk
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 10 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@robelashebr3323
@robelashebr3323 10 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet 10 ай бұрын
ኣታ ክንደይ ሞት ክትፈትው ህዝቢ ኢኹም በቃ ኩሎ ቀቲልኩም ወዲኢኽምዎ ፒእ
@hiermontewelde1653
@hiermontewelde1653 10 ай бұрын
Ezi hjs ms mntay ykuxer😢😢😢
@abitekel4471
@abitekel4471 10 ай бұрын
ሓሳዊ ዋሒድ
@yonas5644
@yonas5644 10 ай бұрын
ስቅ ኢልካ ኣንገርግር ቆማል
@RBT._F
@RBT._F 10 ай бұрын
ወያነ ዝጀመሮ ወራር የልን:: ኩሉ ወራራት ህግደፍ እዩ ጀሚርዎ:: ካብ ኤርትራ ወጺእኩም ዓለም ዝፈልጦ ሓቂ ፍለጡ:: ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ድማ ከም ልሙድ ተግባራት እዩ ኣብ ኤርትራ: ምክንያቱ ቀጻዒ ሕጊ የለን::
@betiel6495
@betiel6495 10 ай бұрын
Kemu elkum tedeaasu kulu zefelto eyu werar men kem zejemero tarik ketqeyru aytekelun
@RBT._F
@RBT._F 10 ай бұрын
@@betiel6495 ንስኻ ትፈልጦ ሓቂ እስከ እንታይ እዩ:: ኣብ ውዕል ኣልጀርስ ኣለካ:: ኢሰያስ እወ ኣነ እየ ጀሚረዮ ኢሉ ዝፈረመሉን: ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተቀጽዖ ገንዘብን ዓንቀጻትን:: ንስካ ብፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ዓዊርካ ኣይተንብብ: ኣይትጽሕፍ ምስኪን::🥲
@yonas5644
@yonas5644 10 ай бұрын
ገም ኦበር ማለሊት😂😂😂😂
@SiG-j1c
@SiG-j1c 9 ай бұрын
😅😅😅እወ ኣብ ኤርትራ እንድዩ ሰባት ሃንግ ፈሪሖም ከም ደርሆ ብእዋኑ ዝኣትዉ ጥግሪስ ዘይኮነት ኤርትራ እንድያ ካብ ኤትዮጲያ ሙሉእ ቀዳመይቲ ብዓመጽ ተጸዊዓ ኣብ ኤርትራ እንድዩ ዓጋመ ኣቦ ንጓል ክልተ ዓመት ጓሉ ዓሚጹ ክክክክ ወዲ ኽልል ጥግሪስ ሕጂ ንስኻ ሓሲኻ ትቅይሮ ሓቂ የለን ድርባይ
@ድንግል3ልማራያ
@ድንግል3ልማራያ 9 ай бұрын
ጥራይ ኢልኪ ኣበይ እሞ ክርዶኦም ህግድፍ ባራዩ
@SamsomSemere
@SamsomSemere 10 ай бұрын
ብራቮ ዳኒኤል ጂግና አንበሳ
@DexTar-b5v
@DexTar-b5v 10 ай бұрын
ጋል ኣምጹልና ሕማቅ ኣለና
@kobromberachi5944
@kobromberachi5944 10 ай бұрын
Glxi kkkkk
@WediTesfay448
@WediTesfay448 10 ай бұрын
ዘበነ ኣግህድዮ ሕቡሽ መቅሰን 😂😂😂😂😂
@SiG-j1c
@SiG-j1c 10 ай бұрын
ነሓፍትኻ ኣምጽእ ኣድጊ
@brged885
@brged885 10 ай бұрын
ኤሪ-ጥራይ ካብዚ ናይ ሓሶት ዛንታ ውጹ ግደፉ😂😂ኣብ ህልወሳ ክትነብሩ ኣኺልኩም ንቕሑ ኣቱም ስደተኛታት ባራዩ😂😂
@yonas5644
@yonas5644 10 ай бұрын
አታ ህዝካያ ዘለካ ባንደራ ክብሪ ዘለዋ አያ ከምዚ ከማካ መልመጽቲ ማለሊት ክሕዝዋ ኣይነፍቅድን ኢና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@brged885
@brged885 10 ай бұрын
@@yonas5644 መን መፍቃዳይ ጌርካ ኢዩ ድሩዝ ስደተኛ ንነብስኻ ኳ ከተፍቅደላ ኣይክኣልካን ሕስሱይ ባርያ ሓፋር ሓሰማ።ቅድም ናጽነት ናይ ነብስኻ ኣውጅ ሞ ምሳይ ክትዛረብ። ክሳብ ሕጂ ኣብ መግዛእቲ ናይ ሓደ ስርዓት ዘይወጻኻስ ምስ ሓራ ሰብ ክትዛረብ ተሰዲድካ ክትነብር ኢኻ ኤርትራስ ክትበጽሓ ተዘይኮይኑ ክትነብራ ኣይትኽእልን ኢኻ ንኹላትና ሓደ ጌርና ህግደፍ መንደፍ🤣🤣
@SiG-j1c
@SiG-j1c 9 ай бұрын
@@yonas5644ክብሪ የብላን ናይ ፈደርሽን ባንዴራ እያ ናይ ትካቦ ማለትዩ ብትካቦ ጽዓዱ ዝነብሩ ሕሱራት ከምብዓል እዚ ኸኣ ይሕዝዋ ዘየለ ታሪኽ ኣይትዛረብ
@bereketeyob3656
@bereketeyob3656 10 ай бұрын
Beka aklokum werar weyan do ketlti do ketblu kulu gezi wala abe feqrwi zanta hijs😢
@SiG-j1c
@SiG-j1c 10 ай бұрын
😂😂😂ሕጂ ኸማን ክንብል ኢና ትሓነቅ ተረዋኢ ወድታ ጋሕባ
@ዕባይመደበር
@ዕባይመደበር 10 ай бұрын
Ata lehxi sq eski bel sq eyu zexebeqelka qomal eded ketfenfen bunet
@dl4055
@dl4055 10 ай бұрын
Bsenkukum reshat kndey jeganu ahwatna kefilna
@brged885
@brged885 10 ай бұрын
​@@SiG-j1cኢልካ ታይ ኣምጺእካ ኢዩ ቁምነገሩ ወድታ ገፊሕ ዚጡ ናይ ደርጊ😂😂😂
@brged885
@brged885 10 ай бұрын
​@@dl4055ንኢሰያስ ክብሉ😂😂😂
ሐረግ ( ክፍል 51)
31:41
ለዛ
Рет қаралды 105 М.
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
ተኣምራታዊ ቅንኢ። መናቱ ፋይቶት
37:28
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 40 М.
ብስም ስድራ ኣደይ ኢየ ዝጽዋዕ
11:17
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 48 М.
ንወሲብ ዝሞተት ነብሲ    መላሲ ዝሰኣነ ምቁር መርዚ
26:38
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 37 М.
ሕድገታት ምእንቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ሓጻር ዛንታ
33:48
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 50 М.
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН