No video

ዘይተነግረ'ምበር ዘይተገብረ የለን ሰበይቱ ካብ ወዲ ሓወቦኡ ምስ ወለደት ዳኒኤል ዝወሰዶ ስጉምቲ

  Рет қаралды 102,625

DEHAY TV

DEHAY TV

Күн бұрын

Пікірлер: 239
@DaniDani-bh3hr
@DaniDani-bh3hr Жыл бұрын
ውኣኣውው ኣምላክ ፍቅሮም ይባርከሎም ካብ ምባል ሲ ዝበሃል የለኒ ናይ ብሓቂ ዓለም ብዙሕ መሰናክል ኣለዋ
@user-ur4zk9tk8j
@user-ur4zk9tk8j 4 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ሰባት ኣብ ሕብረተሰብና ምህላዎም ተምስገን ዘየብል ኣይኮነን ናብሓቂ ፍትሓዊ ጹኑዕ ብዓል መትካ ሰብ ዩ ኢለ ዝገልጾ ነዚ ኩቡር ሓውና !!
@habenawet5103
@habenawet5103 4 жыл бұрын
Ane kiaminnn aykekunnnn haqi kibl aykekunnnn gudi
@Capi_semi_tone9674
@Capi_semi_tone9674 4 жыл бұрын
ኡፍ ሰሚዐ ምጽጋብ ስኢነያ ኣይትኣምኑንን ክልተ ግዜ ደጊመ ሰሚዐያ ኣቤት ልቦና እቲ ዘጋጠማ ሓደ ፈጣሪ እዩ ዝፈልጦሞ ገባሪ ክፉእን ንነብሱ ገባር ጽቡቅ ንነብሱ ከመይ ክብሪ ተዓደል ንማክዳ ክብሪ ሂብካ ሓቀኛ ፍቅሪ ከምዘሎ ኣርኢኻያን ኣርኢኻናን ኢኻ ከማኻ ይብዝሑ ዳኒ ሓወይ ብፈጣሪ ክበር።
@user-ty6bx8ge9p
@user-ty6bx8ge9p 4 жыл бұрын
ኣለካ ድካ ንስካ ከ ኣነ በኣካ ክጭነቅ ናበይ ከይዱ እናበልኩ ለከ ንስካ ኣብ የቱብ ገዛ መስሪትካ
@Capi_semi_tone9674
@Capi_semi_tone9674 4 жыл бұрын
@@user-ty6bx8ge9p ኣለኹ ወዲ መሬተይ በዚ እንድየ ዓሪደ ህቅ ሃልወለይ ደኣ ስከ ጽግዕ በለኒ ከለልየካ
@nahomtekeste9714
@nahomtekeste9714 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዳኒ ሓወይ እንሀራ ዓለም ብላዕ ብሱል ይእምሮ ትውንን ሰብ ኢኻ ሞ ኣምላኽ ጸጋ ጥዕና የብዝሓልካ
@AmanBrhan5844
@AmanBrhan5844 4 жыл бұрын
ናይበሓቒ ከምዚ ዓይነት ውሳነ ክትውስን ፈጣሪ ባዕሉ ሓይሊ ይሃብ ንወዲሰብ ብሰናይ ነገር ከም ትስዕሮ ካብዚ ንላዕሊ መረጋገጺ የለን። ዓቕሚ ጋለንሰይቲ ምፍላጥ ኣገዳሲ ኢዩ መክንያቱ ወዲ ንጋለንሰይቲ ዘጋግያ ይበዝሕ Thanks Zarawian መደባትኩም ጽቡቕ።
@almazmedhanye9481
@almazmedhanye9481 4 жыл бұрын
It is fear God bless you very good choice
@amanfreta9814
@amanfreta9814 4 жыл бұрын
ንዳንኤል ብጣሚ የደንቆ ናይ አምላክ ምሕረቱን ኪዳኑን ምሱኡ ይኩን፡
@mizanhagos425
@mizanhagos425 4 жыл бұрын
አሜን 🙏🙏🙏
@user-xf3je7sf6j
@user-xf3je7sf6j 4 жыл бұрын
Wawwww gele aynet nay bahaqi 100% lubona nayzi wedi qudus qnat aqenini fqrukum ymelalkum fetari 💌💌💌🙏🙏🙏👈
@luildebas1587
@luildebas1587 4 жыл бұрын
እዚ ናይ ባሓቂ ለባም ሰብ ኢዩ።ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ብዘይሓሰቦኦ ብዙሕ ዘገም ኢዩ ዘጋንፈን ግን ንዘጋጠመን ጸገም ዝርዳኣለን ስብ የለን። ዘዋርደን ዝጽለንን ግን ቡዙሕ ኢዩ ሰለዚ ኢየን ከኣ ካብውርደትን ተነጽሎን ዝኸፍእ የለን ኢለን ሞት ይሓይሽ ብምባል ሂወተን ዘሕልፋ።ሰለዚ በጃካትኩም ጸገመን ንረዳኣለን ናብ ጌጋ ውሳኔ ኣይንትሃወኽ።
@user-dg4fl7nq2g
@user-dg4fl7nq2g 4 жыл бұрын
Wowww sefih libona zmelo wsane kemziom si ybzihulna dea
@user-wr8kn6gg9o
@user-wr8kn6gg9o 4 жыл бұрын
ዝበልዖ እንጀራ ኣለዎ እዝግኣቢሆር ሓዳሩ ይባርኸሉ ።
@fgfbghhh5779
@fgfbghhh5779 4 жыл бұрын
ብጣእሚ ጽቡቅቲ ዛንታ
@mizanhagos425
@mizanhagos425 4 жыл бұрын
ዋውውውውውውውው ዝገርም እዩ ብጣዕሚ ሓቀኛ ፍቅር እንድሕር አሎ ዘይሽነፍ የለን ዝበሃልሲ ከምዚ ለባም ሰብ ክርከብ እንተሎ እዩ ተብረክ በደላ ዝረዳኣካላ ፍቅርኩም ይሰስንንንንን ይሕዋት አይፈላሊኩም ነፍፍፍፍፍፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ውሳኔ።እግዚኣብሔር ምሕረት ይሃቦ።
@lemlemberhe6316
@lemlemberhe6316 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ኣማኺርዎ ንዝወሰዶ ውሳኔ
@user-eh4lf8rr2v
@user-eh4lf8rr2v 4 жыл бұрын
ኣንታ እዘን ኣብ ስደት ዘለና ኣዋልድ ባዕልና ነወናውኖም ጸኒሕና ኣሚጾንኒ ንብል፣ ኣብ እስራአል ዝፈልጠን ክንደይ ኣለዋ ከይተዓመጻ ካብ ካልእ ዝወልዳ ፣ ንሰብኣየን ገዲፈን ደገ ዝሓድራ ፣ ማሓዛይ ኔራትኒ ደገ ክትሓድር ተደልያ ፈሊጣ ብዘይጠቅም ትብኣሶ ሞ ዝኮረየት መሲላ ትሓድር ክበዝሕ ክበዝሕ 2 ቆሎት ወሊዶም ተፈላልዮም፣ ሕጂ ዕንደርኣ ምስ ወድአት ብሰባት ክትልምን ጦቅ ኢላ ፣ ስለዚ ኣትን ሓዳር ዘይብልክን ምስ ተመራዕክን ሰጥ ለበጥ ኢልክን ኪዳ ፣እቶም ኣወዳት ሰብኡት ሰቡኡት ጭነው ማለት ሰብይትካ ትኣክል ብዘይፍቃድካ ደገ ተሓዲራ በታ ዝሓደረታ ኣፉንውዋ ብልቢ ስጋቦይ ገጽ ዝብሃል ኣይትሃቡና ትርር በሉልና ከም ኣዴታትና ክንከውን ፣ ኣቱም ኣወዳት ሰብኣይ ዘለዋ እንታይ ያ ክትጠቅመኩም ቡዙሕ ትፍትኑና ናይ ወለድና ባህርያት ዘይብልኩም
@samitekle1442
@samitekle1442 4 жыл бұрын
LEBAM ZEREBA
@TheKubromn
@TheKubromn 4 жыл бұрын
Waw abay tmhrti eya hatna kemaki ybzeha
@henokgeremeskel8798
@henokgeremeskel8798 4 жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብልዒ ንሱዩ እቲ ሓቂ ድማ እንተዘይ ተመርዒኪስ ከመኣ ጌረ ምሓዝኩኪ ኔረ
@user-gz9wf3yw3h
@user-gz9wf3yw3h 4 жыл бұрын
ልቦናኻ ርእዩ፡ ኣምላኽ ሂወትካ ሰናይ ይግበሮ ዳኒኤል። ከማኻ ይብዝሑ።
@menkem_cr7998
@menkem_cr7998 4 жыл бұрын
Nay bhaki des zibil wsane eiu I am so happy for dani boy God bless your family bro ente eti gebari ekey gin amlak baelu ykre ybelelka
@berihuembaye7210
@berihuembaye7210 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ታኣምር ዝኮነ ውሳነ ተባዕ መንእሰይ ናይብሓቂ ትብዓት ትሓትት ውሳነ
@milihabte901
@milihabte901 4 жыл бұрын
Kemzi eilu shguru mgar tray arefti rekibu yhlu beal ane keaa ktamno zezegm zanta akirna nnebr alena 1 gena bnuausey kkewn kelo 2 fkrawi hiwetey ktamno zexegm kab fetawyey halweni aber nxelaeis fetirka eika betri dyou zbele abraham afewerki nskum keaa znead srah tserhu alekum kexlwo🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤👏
@user-kh6jm6fg4r
@user-kh6jm6fg4r 4 жыл бұрын
ዳኒኤል ሓውና እንቃዕ ከምቲ ምሕረት ኣምላክ ዝእዝዘልና ንስካ ወን ባዓልቲ ቤትካ ምሓረት ኣዘዝካላ ኣምልክ ዝፈትዎ ተግባር ኢካ ገርካ ንሰላም ናብ ባዓልቲ ቤትካን ደቅካን ይጸንብርካ
@mirafokbatsion9175
@mirafokbatsion9175 4 жыл бұрын
Egzabhier amlak hadariekum ybark nay behaki des zebl sierah eu Dani hawona tebarek senay
@user-vx2qv7gy5i
@user-vx2qv7gy5i 4 жыл бұрын
Wawwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwewwwwwwwwww temesgen amlak tium zesmeakani
@ghccvgfd2592
@ghccvgfd2592 4 жыл бұрын
ዳኒ ዝወሰኖ ወሳነ ናይ ለባማትን ሓቅን ወሳነ እዩ ።ናይ በሓቂ ለባም ሰብ እቲ ሓቂ ንሱ እዩ።። ምክንያቱ ብዘይ ድሌታን ሓሳባን ስለ ዝተዓመጸት ጌጋ የብላን። ካብ መጀመርታ በይና ስለ ዝነበረት ወዲ ኣየድለይን ኔሩ። ምክንያቱ ንዝብኢ ኣጣል ጓሲ ኣይትብሎን ኢኻ። ንሱ እውን ዳኒ ጌግኡ ኣሪሙ ይቅረ ምባሉ ናይ ለባማት ሰሪሑ። ኩቡራት መንእሰያተ ካብ ናይ ዳኒ ውሳነ ንምሃር።ኣምላክ ሓዳርኩም የማሙቆ። የቄንየልና ዛራውያነ እዚ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ርእሲ ንዘለዎ በርትዑ ማራ ኣድኒቀኩም ብእተቅርብዎ መደብ ተኸታተልኩም ማሳዋ ካብ እስራኤል።GBU! !!
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 4 жыл бұрын
ከማካን ከም ዳኒኤልን ለባማት የብዝሓዮ
@ghccvgfd2592
@ghccvgfd2592 4 жыл бұрын
@@zielundaufgabe210 ክብረት ይሃበለይ!!! ኩቡር ስብ መጠነ ነብሱ ይኽብረካ !! ካብቲ ጭዋ ህዝቢ ኤረትራ ናትኩም ወሲደ GBU! !!
@user-rj8rn1eg3r
@user-rj8rn1eg3r 4 жыл бұрын
ብሓቂ ለባም ።ዓለምና ለባማት ኣብዝወሓድዏ ጊዜ ላባም ከምዚ ክትሰምዕ ኮሎካ ንብስካ እናተፈለጥካ ትሕጎስ
@ghccvgfd2592
@ghccvgfd2592 4 жыл бұрын
@@user-rj8rn1eg3r ክብረት ይሃበለይ ኩቡር ሰብ መጠነ ነብሱ ይኽብረካ። ከምኡ እዩ ጽብቅ እቲ ኩቡር ባህልና ዘዕበይና ።እተን ኩቡርት ኣሓትና ሽግረን ንረዳኣለን!!! ስለ እቲ ኩብር ምቅሉል መልስኻ ብልቢ የመስግን! !!!!
@user-rj8rn1eg3r
@user-rj8rn1eg3r 4 жыл бұрын
@@ghccvgfd2592 ከምቲ ዝበልካዮ ኢዩ ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ ይክብረካ ባህልና ዘዕበየና ንዓና መለለይና ኢዩ ባህልና፡ክንዕቅብ ኣለና ኣሕዋትና ድማ ኣብ ሽግረን ደው ክንብል ኣለና ምስኤን
@atakltielias
@atakltielias 4 жыл бұрын
Wow wow wow congratulations Great one Dani Egr mis afqaritkan deqikan bselam yxembirkum👍
@lulaweldeabgebremichael6256
@lulaweldeabgebremichael6256 4 жыл бұрын
Wawww ab edmey nmejemerta gze wedi hdget kgebr ysemea aleku zigerm eyu nay baki belih eyu xega amlak msakum ykun 😘😘🇪🇷👌👌
@medhaniebeyene9258
@medhaniebeyene9258 4 жыл бұрын
lula weldeab gebremichael Beliii Ane kea hdget awedattt kwskekiii eyeee hade arkey nziue Temie nbelo mis lwam tbhal gal Adu berkinettt enebru neberu likie kem Dani dma nsdettt wexiue lilana ab Sina eyu kisab Hiji xbuk rkib alonaaa neta Arku atniswa wexiue Gal dma tebekoru Guezo fkromm nsu ab Israel nsa dma ab Eri ekxlu neberu nsdet kewxia enda hasebe dma dey hadebo sema sebeytka Kab kalie wedi tenisa n Canada process kigebrela medeb sle znebero lbu tekolifaaa mis ezia ente kexillaaa kindeyyy zelefaaa arki mezanu xkti sdra biettt meattt shigrrr ab ewanu nieru koynuuu gn bekaaa Bselam trah tgalagel enber Ane ay gedfan eyeee mis wladaaa kwesdaaa eyeee ebl nieru koynu gn gal muwutt tegalagilaaa bdhriuee Ethio eyetwia mis Galu sebeytu Canadaaa wesidwaaa nblekiii ezi bhxrrr dbeleee eyuuu abzi Nay 2 amettt dnebere kurkusss owww kebiddd eyu Hiji ab Canada des debl hadarrr emerging alewuuu
@user-md9li1xf3p
@user-md9li1xf3p 6 ай бұрын
Asey amlak fkrukum yebzhalkum dani hawey
@titimikal9885
@titimikal9885 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ስነልባና ደለዋ ዛንታ።ካብ ቡሱሉ ጥረ ድዩ ድብሃል።ኣብ ቡዙሓት ደቂኣንስትዮ ብሰንኪ ስደደት ቡዙሕ ሽግራት ኣጋጢሙ ዩ።ነዚ ጸገም ድርደኣለን የለን፥ወዲተባዕታይ ዳርጋ ድበዝሑ ኣብቲ ድከድዋ ይዘሩ ኢዪም።ናይ ጛል ነገር ግን ሓንቲ ግዜ ምስ ትስሕት ቡዙሕ ጸገማት ኢዩ ደወርዳ ስለዚ ከምዚ ናይዚ ሓውና ድሩዱኡ ክንደይ ሚኢታዊት ኢዮም ሩዱእ ኢዩ 'ሞ ከምዚ ገርኩም መንሰያት ከብ ንኩፉኡ ንጽቡቅ ክሕስቡ ብምሃርኩምን፥ምልባምኩንን ሉዑል ምስጋናይ ይብጻሕኩም።ኣስመሮም ምስ መሳርሕትካ።
@tekleababraham151
@tekleababraham151 4 жыл бұрын
That’s what makes him a real man 👨😍
@binilove8069
@binilove8069 4 жыл бұрын
ሰብኣውነት ዝመለኦ ውሳኔ ሰብን፡ ኣምላክን ይፈትዎ።
@beatyshikor3180
@beatyshikor3180 4 жыл бұрын
Wawwwww kubur haw ezi zekrebkalna thzto bmejemerja kenemesgna nfetu ente makdan danieln gin nay bhaki tkiklena fkurat mukanom kab medemdemta kinrdae kielna eti mntaysi daniel baelu slezefkedelu sebeytu bedel kemzeybla kirdae mkalun ndaniel kibrn msganan eyu zgbeo naybehaki hayaln lebamn menesey kemakas shih ykunulna enkae nab betka temeleska edmen teanan dma yhabkum
@brhanekidane2927
@brhanekidane2927 4 жыл бұрын
ዋው ማሃሪ ዝኾነ ዛንታ ኣነ ከም ናይ ዳኒ ኣይምገብርኩን ብድቅርናይ ኣብ ሕማቅ ውሳነ ምውደቅኩ ሕጂ ግን ካብናይ ዳኒ ተማህረ ክምናይ ዳኒ ምገብርኩ።
@NOnonon89325
@NOnonon89325 4 жыл бұрын
ዘዓበካዮ ሕብረተሰብ እካዩ ከም ሚሂርካ
@brhanekidane2927
@brhanekidane2927 4 жыл бұрын
@@NOnonon89325 በጅኻ እለኪ ብዝሕ ጽብቅ ኣለና ብሃሊ ከሙኡ ካኣ ብዝሕ ሕማቅ ብሃሊ ኣለና ሕጂ ግን ብዝኦም ጆጋኑ መምህራን ናይ 21 ክፍሊ ዘመን ወሎዶ ገነት ኤደን ክንመልሳ እና ይብል ኣሎኹ እዝኣ ምድሪ ምሕረት ፍቅሪ እዩ ዝምዓርጋ ዝጽብቀላ።
@dekiweldemicheal9579
@dekiweldemicheal9579 4 жыл бұрын
Btami zhezn gn kea zhegus zanta ,nabrakum amlak ybareko
@natnaelyemane7931
@natnaelyemane7931 4 жыл бұрын
Wowww
@rishanablel5892
@rishanablel5892 4 жыл бұрын
Betami fthena seb agzabiher ab godnkum ykun 🙏🏼
@adonaimattiw8737
@adonaimattiw8737 4 жыл бұрын
My favourite channel. Keep it!
@pokerlamu8202
@pokerlamu8202 4 жыл бұрын
Wawa nay bhaki anbesa hdget mgbar naka eihyo zhawey amlak ab zkedkayo yknaeka 👍😍
@rimbiniam3805
@rimbiniam3805 4 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርኮ።
@yohanneshagos8470
@yohanneshagos8470 4 жыл бұрын
What a Godly heart has him!
@tesman5836
@tesman5836 4 жыл бұрын
ዋ ደይ ምዒረይ ዛ ወዲ ተባዕ ውሳኔ ከብድኻ ይሓማምሰካ ይእክለካ. ማሺ ኣዲዎስ እንደገና ከም ዕያሉ ክሽፍትሮ. በል ኩሉ ማሺ ይበልካ
@jemilajemila4301
@jemilajemila4301 4 жыл бұрын
Senay wsane
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 4 жыл бұрын
ነይብሓቂ ንሱ
@tesfithiyab2846
@tesfithiyab2846 4 жыл бұрын
Wawww btaemi Xbuk nay bhaqi seb eiyu egzabiher ybarka
@senitkefali9735
@senitkefali9735 4 жыл бұрын
Btami des zibil eyu egzabhr yhagzom Egzabher hayal eyu👏👏👏
@tesfalemnegash3528
@tesfalemnegash3528 4 жыл бұрын
I like it your channel keep ,God bless you
@robimhrteb7529
@robimhrteb7529 4 жыл бұрын
እሞ ኣብዚ ዓለም ሰብ ኣሎ ማለት ዩ እዚ ዩ ሰብ ኮይኑ ዝስማዓኒ ዳኒ ብጣዕሚ ልቦናኻ መግለጺ የብሉን ኣብ ቃልካ ክትጸንዕ ካኣ ኣምላኽ ወትሩ ኣብ ዝርያኻ ይኹን ጥራይ የ ዝብለካ ናዓኻ ወልሓደ ማዕዳ ኣየድልየካን ዩ
@dollasemer532
@dollasemer532 4 жыл бұрын
You are right brother blessed you
@user-lf5zr9ho4o
@user-lf5zr9ho4o 4 жыл бұрын
Smart boy dani👏👏👏 & makda win zbdeloto yblan b/c tamixa eya
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 4 жыл бұрын
Welcome
@rimnarim7820
@rimnarim7820 4 жыл бұрын
Woooooo fetarye ybarkhhh
@fevenfeshaye9941
@fevenfeshaye9941 4 жыл бұрын
Nay bhake labme eyu ezy wedi man alo kamu zekabr abzye sate🌹
@user-yk2fu3yq4k
@user-yk2fu3yq4k Жыл бұрын
ወላሂ ሳሕ ከላም ያ ጀምዓ ትኣምር ዝኾነ ዛንታ ታንክስ ዛራ ከምዚ በጃኩም ኣምጹሉና ካብ ዓጀውጀው ናይ ቲክቶክ ?
@letinaalemseged392
@letinaalemseged392 4 жыл бұрын
Mercii
@samrawitgerezgihr1906
@samrawitgerezgihr1906 4 жыл бұрын
Wawww
@geryabraha1807
@geryabraha1807 4 жыл бұрын
you are berilant from all the world
@haftisem2712
@haftisem2712 4 жыл бұрын
Wooooo be amlak rkebo dani shikor 👏 & kemaka ybzhu 👍👍👍👍❤
@tekiaandebrhan7209
@tekiaandebrhan7209 4 жыл бұрын
❤❤❤ nay bahqi daniel wedi amlak eyu bahaqi ksab mewedaeta fetari amlak wetru ab zurom ykun
@mulueberhe6377
@mulueberhe6377 4 жыл бұрын
እዋይ እዚኣ ሲ ከባድ ኢያ እንታይ ዓይነት ወዲ ኢዩ ኣታ ከምናይዚ ልቦና ይሃበና ኢዩ ዘብል እንበሪ እዚኣ ሲ ብኣይ ወገን እንተትኸውን ንሕምቶ ዶ ሕቶ ኣይነግረኩምን ኢየ ክክክክክክክክክ
@lijbiniapperibini7702
@lijbiniapperibini7702 4 жыл бұрын
Mulue Berhe kkkkkkkkk
@jemalabib51
@jemalabib51 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk
@danig678
@danig678 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk
@amanuelhabtai6037
@amanuelhabtai6037 4 жыл бұрын
Entay migrberkayo kkkkkkk beal chegar danga
@Yibra55
@Yibra55 4 жыл бұрын
Good job men..
@selamgebrehiwet308
@selamgebrehiwet308 4 жыл бұрын
Welcome mijn ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@yohannesteshome219
@yohannesteshome219 4 жыл бұрын
Shukuren lak ya Aki
@roxyjones8335
@roxyjones8335 4 жыл бұрын
👍👍👍
@alemaokba4182
@alemaokba4182 4 жыл бұрын
Lebam seb btami yedenkeka bwegeney
@yohannesteshome219
@yohannesteshome219 4 жыл бұрын
Thanks ma bra
@helutekle7796
@helutekle7796 4 жыл бұрын
wowowoow betami xbuk giru kidane betami lebam seb u nay behaqi
@yohannesteshome219
@yohannesteshome219 4 жыл бұрын
Ich danke dir für deine Zeit bra
@Tobar757
@Tobar757 4 жыл бұрын
Senef eleyo aleku
@user-nb8uk4bp7z
@user-nb8uk4bp7z 4 жыл бұрын
እቲ ናይ ዳኒኤል ዉሳነ ጥራይ ሓዲሲ እንበር እቲ ካልእ ዛታስ ኣይ ሓደሰኒን ብዙሕ ከምዚ ዘጋጠመ ስለ ዝፈልጥ
@achubabe4063
@achubabe4063 4 жыл бұрын
Wow zagarem zanta eu
@wedifelega9212
@wedifelega9212 4 жыл бұрын
Qnue wsane amlak fqrkum ybarko dani & makda
@alexyemane8958
@alexyemane8958 4 жыл бұрын
Kulu gize endie dketateleka nay lomi gn fuluy zkone neger asmikani.aziu zgerm u nu dasemakus ms nebsey kell xenihe malet ane tezkewun ke ele bzuh hasibe beka thanks bro mhret yhabo nsu ka fetari msom ykun
@azmarino8710
@azmarino8710 4 жыл бұрын
Gud eyu gn behaki lbona zelwo menesey. Egzieabher hiwetkum ybarkelkum.
@arsughidey552
@arsughidey552 4 жыл бұрын
Wowww wowww nay bhaki zegerm tarik kemay zbelwo lebam wedi eyu mhret zfelt kemaka ygberena nkulna amlak dea kem lbu ab zkedo yesltelu alo enber buruk hawi
@frankfurt8957
@frankfurt8957 4 жыл бұрын
Ehi kem ney makda tahasbi aleki diki
@arsughidey552
@arsughidey552 4 жыл бұрын
@@frankfurt8957 hawey buruk entay amtseo hmak zereba nsa tegagya nsu sle zeydegemo eti gega eye adnikeyo bkale aykonen mebzahtna deki sebat tebedilna ykre knbl ykebdena sle zkone
@saba30519
@saba30519 4 жыл бұрын
ልብወለድ ጥራይ አዩ ከምዚ ዘሎ እምላክ ምስ ስድራ በቱ ይሓውሶም
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 4 жыл бұрын
Bhaqi Eti Amlak zerakebom seb kemzeyfelyom kab Danieal riena 🌿❤🌻👏
@mediduokubu1983
@mediduokubu1983 4 жыл бұрын
Owwww my God. Ezi wedi Daniel belih seb eyu Amlak zterefe hadarom yemamqolom akakbo kea yfterelom ab zhaxere gize
@yohannesteshome219
@yohannesteshome219 4 жыл бұрын
Sukria mera bhai
@gibniemalesauf2p83
@gibniemalesauf2p83 4 жыл бұрын
Kiya ab urdu boltehe
@cr7bestblyerey863
@cr7bestblyerey863 4 жыл бұрын
Selam ze kubur hawuna Kemzi aynet zegatemena alena ab mintay kenegreka yekel
@nuguse5394
@nuguse5394 4 жыл бұрын
Eaye miskiny Dani
@user-rx7st4yq1h
@user-rx7st4yq1h 4 жыл бұрын
ዓለምና ከም ዳንኤል እንተ ዝበዝሕዋ ሰላም ምረከበት ኔራ: :
@ftwi9191
@ftwi9191 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ትሕሱ ኤርትራዊ ስ ከምዚኣ ኣሎ ኣብ ኢስራኤል ብዘይ ከውን ዳጽነትወን እትረፍ ወሊዳስ ተጠርጢራ ዳታሓርደት ባእ።
@burhanibrahim1396
@burhanibrahim1396 4 жыл бұрын
Amazing nic wooo
@user-vr4dz9fd6k
@user-vr4dz9fd6k 4 жыл бұрын
ኣይትሓዙለይ እንበር ኣነ ጓል ትብሃል ኣይኣምንን ኢየ። እዚ ኣረኣእያ ግን ካብ ተመኩረይ ደኣ እንበይ ፉሉፍ ጽልኢ ዝተበገሰ ኣይኮነን ። እዛ ባዓልቲ ቤቱ ውን እምነት ኣጉዲላ ዝፈጸመቶ ደኣ እንበር ዝተዓመጸት ኮይኑ ኣይስምዓንን ኢየ።
@mera2pack
@mera2pack 4 жыл бұрын
Nay libey rkibkaya bhaki eye zibleka
@Capi_semi_tone9674
@Capi_semi_tone9674 4 жыл бұрын
ስከ ክሓተካ ሓወይ ናተይ ንበል ተጋግያ ወይ ውን እምነት ኣጉዲላ እዚ ሓደ ፈጣሪ ዝፈልጦ እዩ ዳኒኤል ውን ኣይግምቶን ኣይንብል እቲ ዘገርም ግን ውሳኔኡ እዩ እዚ ድማ እቲ ፍቅሪ ንጌጋ ኣብ ክንዲ ብጌጋ ብፍቅሪ ስዒርዎ! ካባይ ካባኻን ንጀምር ዘይንጠንስ ዘይንሓርስ ኮይንና ምበር ኣይንጋገን ዶ ዘይርአ ኮይኑ ናትና ምበር እቲ ዝተጋገየ ጽባሕ መመህር'ዩ ካብ ጌግኣ ተኣሪማ ምናልባት ካብታ ንዕኣ ገዲፉ ካልእ ሄዋን ክጋጠም ዝተሓስበ ዝበለጸት ዘልኣለም ከተኽብሮም ከተፍቅሮን ትኸውን መን ይፈልጥ So ኩሉ ኣይኮነን ከም ፈጣሪ ነብሲ ዝፈጠረ ታይ ዘይክኣሎ ክብረተይ እቲ ብሉጽ መንገዲ ከም ዝመርጽ ኣርእይዎሎ፡ኣነ ውን ከማኻ እየ ኣብ ጓል ኣንስተይቲ እምነት የብለይን ዝብል እዚ ግን መንየ ኢለ ንነብሰይ ምስ ዝሓታ ብነብሰይ ክምሕል ዘይክእል ሰብ ስለኾንኩየ So be confident ኣብ ዝምድና ንእምነትን ፍቅርን ሓቢርና ተዘይሃኒጽናዮ ደኣ መን ዘይጋገ ንእሽተይ ቀዳድ ምስ ዘይትሽፈን እናዓበየት ከምትከይድ ኣይንዘንግዕ ሓውኹም !!ጂሚ እየ ደላይ ፍቅሪ!!
@user-vr4dz9fd6k
@user-vr4dz9fd6k 4 жыл бұрын
@@Capi_semi_tone9674 ቅድም ቀዳድም ኣነ ኣይጋገይን ኢየ ኣይበልኩን። ኣነ ዝበልኩ ተዓሚጻ ደይኮነት እምነት ኣጉዲላ ዝወዓሎቶ ኢዩ እየ ዝበልኩ። ዳሕራይ ከኣ በየናይ መነገዲ ኢያ ካብ ጌጋኣ ተኣሪማ መኽበሪት ሓዳራ ክትከውን ትኽእል ኢያ ዝበልካ ምናልባትከ ኣመል ምስ መግነዝ ተገበረቶ። ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ ፍቅሪ ዝበሃል የለን እንታይ ደኣ ገንዘብ ኢዩ ኩሉ ነገር። ገንዘብ ፍቅሪ፡ ገንዘብ ሓዳር ፡ ገንዘብ ክብሪ ኮታ ገንዘብ ኢዩ ኩሉ ነገር። ገንዘብ የብልካን ሰበይትኻ ትሰጎካ። ገንዘብ የብልካን ኣፍቃሪተይ ትብላ ናብ ገንዘብ ዘለዎ ትኸይድ እዚ ኢዩ ትሓቅን ንዕዘቦ ዘለናን።
@F-NG5
@F-NG5 4 жыл бұрын
እዞም ትጻረፉስ ምስ ምንታይ ትቁጸሩ ንሱ ዘጋጠመ ዛንታ ይነግረኩም ኣሎ እንተክኢልኩም ሰሚዕኩም ተመሃሩ እንተዘይ ኮይኑ ርእይቶኹም ሃቡ ምጽራፍ ገይጋ እዩ
@mesganaasmerom
@mesganaasmerom Жыл бұрын
😍
@teklegere82
@teklegere82 4 жыл бұрын
Zegerm eu
@zebibkiflay1831
@zebibkiflay1831 4 жыл бұрын
Wawww Lebam iyu zhadg nay bhaki nufu
@zekariasfseha960
@zekariasfseha960 4 жыл бұрын
Ezigabher akakibo yfterelom
@yohannesteshome219
@yohannesteshome219 4 жыл бұрын
Bzuh yekeneley hawey
@yohannesteshome219
@yohannesteshome219 4 жыл бұрын
Amesgbaleu wendmé
@amaremes3276
@amaremes3276 4 жыл бұрын
ናይ ባሃቂ ኣምብሳ ዳኒኢል ካብ ኩሎም ኣስቡኡት ዝብልጽ ሪኢስን ኣምሩን ዝብልጽ ስብ ኢዩ ኩሎም ኣስቡት ክውልዱ ምስል ዝልውም ኢዩዝምስሎም ክብልካ ዝድሊ ዝምውቲ ኣስቡኡት ኢና ዝብሉ ኢዝኒ ኣይትሃቦም ኢግዛኣቢሀር ኢድም ምዊኢልን ይሃካ
@letinaelias1917
@letinaelias1917 4 жыл бұрын
Amlak misaka yikun tebarek kemiz zigebr semien aeyi nifeliten ena emo biteiaem maherit eya nikulina amlak megedi yeman yimirhna kabi kone zigiber silezeyle tsibuq wisana eyu!!!
@meronmeles5602
@meronmeles5602 4 жыл бұрын
Waww higus hiwet kinebir eyu
@selamweldu4322
@selamweldu4322 4 жыл бұрын
Waawww nic beka meglexi yebleyn n dani
@abelabrha8984
@abelabrha8984 Жыл бұрын
eway mebape ezgiher hibewo bnebsu
@alemdeborah2226
@alemdeborah2226 4 жыл бұрын
Wiy entay ayent seb eu gen amelake hasabe lebeka yasmrleka habibi
@berihuwelday7209
@berihuwelday7209 4 жыл бұрын
ውሳኔኡ ዝድነቅ ኢዪ እንበር ኣብ ከምዚታት ኣጋጣሚታት ሓቂ ስለ ዘይርድኣና ኣይኮነን እንታይ ደኣ ነቲ ውሳኔ ስለ ንፈርሕ ኢዩ ። ኣብ ዚ ስደት ከይተረፈ ንየሕዋትና ኣብ ግዜያዊ ስሚዒት ግዳያት ክኮና ንገብረን የሕዋተን ኢና ተገልቢጥና ኣደዳ ውርደትን ከም ጠላማትን የሕዋተን ከምዘየክብራ ወሱድና ብተንጽሎን ርእሰተኣማንነትን ኣጉዲለን ከምዝሳቀያ ንገብር ።
@godsacrificesforus1600
@godsacrificesforus1600 4 жыл бұрын
Ane btami eyu gerimni abzi hji ewan kemzi aynet seb alo kemti lbka ykunelka kulu beleley kdanemhret dma amaladneta ayfeleyeka bro
@luelmluebrhan664
@luelmluebrhan664 4 жыл бұрын
Wawwwwww
@biniamtesfay8725
@biniamtesfay8725 4 жыл бұрын
🥰🥰🥰😍😍😍🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤❤❤👍👍👍
@helutekle7796
@helutekle7796 4 жыл бұрын
hiii zara felet bekemey kerkebum yekel ane telefenkum ba sedudeley
@sdethsum6744
@sdethsum6744 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ተዓሚጻ አንተ ትኸውን ነራ !? ን ትጽባሒቱ ኣብ ሕክምና ከይዳ ወይ ኣብ ሕጊ ከይዳ ምፈትሓቶ ፀገማ 2 ብሓይሊ ትዕመፅ ጋል የላን 3/ክኔትን ተዓማንትን አንተ ትኸውን ብዘይ ወዓል ሕደር ን ስድረአ ምነገረት ሽዑ ፍታሕ ምገበሩላ ብ ሕክምና ድዩ ብ kalie መስረሕ ፍታሕ ምተረኽቦ ትዝበጥ ሓግያስ ሰበይተይ አሉ ኬክባ ኣይ ነበሮን amel ምስ መግነዝ ዩ ድሕሪ gizie እመነኒ ከም ናይ ቀደማ gera አልካ ከተዘንትወልና ኢኻ
@hddgf4574
@hddgf4574 4 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@senay6044
@senay6044 4 жыл бұрын
Xega egzabher kabaka ayfele ab tkodo egzabher amlak msaka ykun btami zegerm eu br ktbl thagos. Sle zthagosku eye.
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 9 МЛН
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 13 МЛН
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 73 МЛН
ዘይተነግረ'ምበር ዘይተገብረ የለን
13:48
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 9 МЛН