Рет қаралды 25,056
Den här videon handlar om adjektiv. I videon förklaras vad adjektiv är, hur kan vi använda adjektiv i en mening, böjning av adjektiv och adjektivs komparation. እዛ ቪድዮ ብዛዕባ ቅጽል ኮይና፣ ቅጽል እንታይ ኢዩ ኣብ ምሉእ ሓሳብ ከመይ ንጥቀመሉ፣ ምልውዋጥ ቅጽልን ቅጽል ኣብ ምንጽጻርን ከምይ ኢዩ ንዝብሉ ሕቶታት እተብር ቪድዮ ኢያ።
ኣብዚ ዝሶብ ሊንክ ኣቲኻ ተወሳኺ ክትመሃር ትኽእል ኢኻ።
larare.at/sven...
www.worddive.c...
www.ordklasser....