Desta Abreha _ Edagahamus | ዕዳጋ ሓሙሰይ Tigrigna Music lyrics

  Рет қаралды 311,894

MTV HABESHA

MTV HABESHA

Күн бұрын

#destaabreha#Mtvhabesha#tigrignamusic
Copyright © MTVHABESHA 2012 etc
.
.
ደስታ ኣብረሃ
👉ሰጉምለይ ዕዳጋ ሓሙሰይ
ሕድያት ፈለገ መይ ወይኒ
ዝንተ ኣለም ትናፍቅኒ
ምስኣ ክነብር ወሲነ
ስዉሓ ወለላ ሓቂፈ ከማዕርጋ ተከናኪነ
ተሻቅለኒ ዘፍቲ ኣለዋ ዘይፅገብ
ዝፀንሓኒ ዘይመስለኒ ክንዲ ትሪመይ
ብስዉሓ ሳዕሲዕ ሓበን ይስመዓኒ
ሕማቅ ኣይትርከቢ መዋእልኪ
ይንኣስ ይዕበ የእላፍ እዩ ስምኪ
ኣብቲ ሩሑቅ ዘሎ ብቀረባ
ኣማዕሪጉ ይብለኪ እዩ ባባ
እጃመይ ሲኢነ ንከይ ፅገም
ደዉ በልለይ እስካብ ፃኒሒት ዓለም
ፅቡቅ ኣላ ዋላ ተሰማዕኩ ናፍቅ ፀይረ ይነብር ኣለኩ
መክበሪት ባህላ መዕቆቢት ኣዶ
መክዘን ታሪክ ገዳም ጉንዳ ጉንጎ
ሕልፈት ዕድመይ ሪመይ ዝሃርፈኪ
ዘን ኣዕፅምተይ ቃፂረ ዝህበኪ
ሓሚቀ ፀቢቀ ትሓቅፍኒ
ሪመይ ሰዉሓይ ስዕሲዕ ኣለክኒ
ዝሓልፈልኪ ብ ስጋይ ብነብሰይ
ሰጉምለይ ዕዳጋ ሓሙሰይ ,
ሕድያት ፈለገ መይ ወይኒ
ዝንተ ኣለም ትናፍቅኒ
ምስኣ ክነብር ወሲነ
ሪመይ ህያበይ ሓቂፈ ከማዕርጋ ተከናኪነይ
ሳዕሲዕ ዝያዳ ብዘሎ ዓቅመይ ሃኒፀ
ግርመኣ ክዉስክ ሃፂፀ
ገይሸ ክምለስ ዓይነይ ክሪኣ ልበይ ናተሃፈፀት
ሕማቅ ኣይትርከቢ መዋእልኪ
ይንኣስ ይዕበ የእላፍ እዩ ስምኪ
ኣብቲ ሩሑቅ ዘሎ ብቀረባ
ኣማዕሪጉ ይብለኪ እዩ ባባ
እጃመይ ሲኢነ ንከይፅገም
ደዉ በልለይ ስካብ ፃኒሒት ዓለም
ፅቡቅ ኣላ ዋላ ተሰማዕኩ ናፍቅ ፀይረ ይነብር አለኩ
መክበሪት ባህላ መዕቀቢት ኣዶ
መክዘን ታሪክ ገዳም ጉንዳጉንዶ
ሕልፈት ዕድመይ ሪመይ ዝሃርፈኪ
ዘን ኣዕፅምተይ ቃፂረ ዝህበኪ
ሓሚቀ ፀቢቀ ትሓቅፍኒ
ሪመይ ሰዉሓይ ሳዕሲዕ ኣለክኒ
ዝሓልፈልኪ ብስጋይ ብነብሰይ
ሰጉምለይ ዕዳጋ ሓሙሰይ
እሽሩሩ ክብለኪ ሓዚለ ናብ ዝባነይ
ዉዚይ ቀዛሕ ክትብሊ ክሪአኪ ብዓይነይ
ሪመየ ሪመይ ሰልማት ዉሽጢ ልበይ
ብዝጥዕም ነዓኪ ቀሲንኪ ንበርለይ
ስዉሓየ ወለላ ንክብረት ክንዳክስ መን ኣላ
ሳዕሲዐይ ወለላ ብባህላ ክንዳክስ መን ኣላ
መክበሪት ባህላ መዕቆቢት ኣዶ
መክዘን ታሪክ ገዳም ጉንዳ ጉንዶ
ሕልፈት ዕድመይ ሪመይ ዝሃርፈኪ
ዘን ኣዕፅምተይ ቃፂረ ዝህበኪ
ሓሚቀ ፀቢቀ ትሓቅፍኒ
ሪመይ ሰዉሓይ ሳዕሲዕ ኣለክኒ
ዝሓልፈልኪ ብስጋይ ብነብሰይ
ሰጉምለይ ዕዳጋ ሓሙሰይ
ፅቡቅ ኣላ ዋላ ተሰማዕኩ
ናፍቅ ፀይረ ይነብር ኣለኩ
ሰዉሓየ ወለላ ንክብረት ክንዳክስ መን ኣላ
ሳዕሲዐይ ወለላ ንባህላ ክንዳኪ መን ኣላ
መክበሪት ባህላ መዕቆቢት ኣዶ
መክዘን ታሪክ ገዳም ጉንዳ ጉንዶ
ሕልፈት ዕድመይ ሪመይ ዝሃርፈኪ
ዘን ኣዕፅምተይ ቃፂረ ዝህበኪ
ሓሚቀ ፀቢቀ ትሓቅፍኒ
ሪመይ ሰዉሓይ ሳዕሲዕ ኣለክኒ
ዝሓልፈልኪ ብስጋይ ብነብሰይ
ሰጉምለይ ዕዳጋ ሓሙሰይ
ፅቡቅ ኣላ ዋላ ተሰማዕኩ
ናፍቅ ፀይረ ይነብር ኣለኩ
ሰዉሓየ ወለላ ንክብረት ክንዳክስ መን ኣላ
ሳዕሲዐይ ወለላ ንባህላ ክንዳኪ መን ኣላ
እሽሩሩ ክብለኪ ሓዚለ ናብ ዝባነይ
ዉዚይ ቀዛሕ ክትብሊ ክሪአኪ ብዓይነይ
ሪመየ ሪመይ ሰልማት ዉሽጢ ልበይ
ብዝጥዕም ነዓኪ ቀሲንኪ ንበርለይ
ስዉሓየ ወለላ ንክብረት ክንዳክስ መን ኣላ
ሳዕሲዐይ ወለላ ብባህላ ክንዳክስ መን ኣላ

Пікірлер: 332
desta abrha
7:10
rufael berhe
Рет қаралды 500 М.
مسبح السرير #قصير
00:19
سكتشات وحركات
Рет қаралды 11 МЛН
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 15 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 763 М.
escape in roblox in real life
00:13
Kan Andrey
Рет қаралды 6 МЛН
Videos Posted by Tamrat Amare  Teazibeki
6:09
abi abraha
Рет қаралды 215 М.
Adem Mehamud-Leba
7:19
kebari pictures
Рет қаралды 144 М.
Tesfay Mekonnen Chawe
5:50
DJ FILI ዲጄ ፊሊ
Рет қаралды 1,7 МЛН
Ethiopian erob music Desta abagiray gize ebide
5:35
erob gombo
Рет қаралды 165 М.
Elshadaye - Selam
7:42
Samson Abraha
Рет қаралды 2,3 МЛН
مسبح السرير #قصير
00:19
سكتشات وحركات
Рет қаралды 11 МЛН